Dehay Eritrea ጽሉል ክብሉኒ እዮም፡ እቲ ሓቂ ግን ንሱ እዩ! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 9,018

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Пікірлер: 72
@telaabay1856
@telaabay1856 3 күн бұрын
ኩቡር ዶ/ር ቀንዲ ጸላኢና ጥምየት ድንቁር ድኽነት ኢልካ እዞም ዝበልካዮም ባእታት ብስራሕን ትምህርትን ዝፍትሑ ኢዮም። ቀንዲ ጸላኢ ኤርትራን ህዝባን ግን ድያብሎስ ዓዲሃሎን ጉለኡ ህግደፍ መንደፍን ኢዮም።
@Massawa2002
@Massawa2002 4 күн бұрын
Wise and understanding man by Dr. Berhan . Thanks Samuel by inviting these valuable people to your Media . 🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@negassih6042
@negassih6042 2 күн бұрын
This dude has no clue who the psychopath Isaias Afeweki is and what he has been doing for the last 33 years to eradicate the Eritrean national aspirations.
@Massawa2002
@Massawa2002 3 күн бұрын
Honest and genuine statement by Dr. Berhan . 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
@adena2983
@adena2983 4 күн бұрын
Very wise men, a thoughtful and valuable suggestion.
@negassih6042
@negassih6042 2 күн бұрын
ዝኸበርካ ዶር ብርሃን ድሓን ዲካ ብሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ዘረባካ: ጃንዳ ኢሳያስን ምስሌነታቱን: ሃገር የመሓድርሩ ዘይኮነስ ንህዝቢ ኤርትራ የፅንቱን ይዝርፍን ኢዮም ዘለዉ:: በጃካ ብከመይ ገርካ ነቲ ዘፅንት ዘሎ ገበነኛ ጭፍራ ምስ ድክመት ተቃዉሞ ከተወዳድ ትፍትን ዘሎካ:: ኢሳያስ ካብ ተቃወምቲ ይሓይሽ ትብል ዘሎካስ ናይ ጥዕና ኣይኮነን:: ኣገብ ምሕረት የዉርደልካ::
@teumberhe4355
@teumberhe4355 4 күн бұрын
ከብር ሓው ዝዛራረብ መንግስቲ እንተዝህልወና እንተይ ክንገብር ደኣ ደገወጽእና ካብ ሓቂን ክውንነት ርሕቅካ ትሓስብን ትዛረብን ኣለካ ሰለዚ ንቲ ንልውጥን ንፍትሕ ሕጊን ዋጋ ዝክፍል ዘሎ ካብ ምዕንቃፍ ሓልፉ ዘምጸኦ ለውጢ የለን ኣይትድከም
@andemeskeltesfatsion5203
@andemeskeltesfatsion5203 3 күн бұрын
ጽብቅ ሓሳብ ዶክተር ብርሃን መሓመድ
@idrisadam4097
@idrisadam4097 3 күн бұрын
Thanks Dr Berhan tsbuk hasab
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 3 күн бұрын
Very wise and innocent dr.Mehammed Berhan.According to him he is saying let's understand the reality on the ground.Narrowing our differences.Focus to the Nation not the Government.Where ever you go to different parts of this World most Countries experienced such problems.
@abduadem8106
@abduadem8106 3 күн бұрын
ስለምንታይ ኢና ሕማቕ ናይ እንፈትዎም ሰባት ንርስዕ፧ ጽቡቕ ናይ ጸላእቲ ድማ ንድምስስ ኩሉ ናቱ ክወሃብ ኣለዋ ከከም ግዚኡ ባህሪ ደቂ ሰብ ስለዝለዋወጥ እዚ ኢዩ እቲ ቀንዲ ጸገም
@ginhab
@ginhab 3 күн бұрын
Thank you Dr. Brhan
@Abdulrahim-ts9zj
@Abdulrahim-ts9zj 3 күн бұрын
Thank you Dr brhan
@semirtekle6428
@semirtekle6428 4 күн бұрын
እዛ ቻነል እንታይ ኮይና ዘይዓበየት
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 3 күн бұрын
የዋጺካ ገንዘብ ሰዲድካሎም ዶ
@ምእንቲመጎጎትሕለፍኣንጭዋ
@ምእንቲመጎጎትሕለፍኣንጭዋ 3 күн бұрын
ኣብ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ምሁራት ዘሎ ንዕቀት ደረት ኣልቦ እዩ። "እዚኦም ከኣ ምሁራት ኢና ባሃልቲ እዮም " እትብል ብተደጋጋሚ እትስማዕ ዘረባ ኣላ፡ ኣዝዩ ዘገርም እዩ።
@CCRUUS
@CCRUUS 2 күн бұрын
አዚ ድጊል ህግደፍ ብጽንተት አርትራ ዘሓስቡ ኣብ ዝኮነ ሰዓት ተደሚርና ኢና ዝብሉ ባራዩ ናይ ውልቂ ማላኪ ኢዮም
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 3 күн бұрын
The first step in addressing a question is to ensure that you fully understand it. If you comprehend the question, you are in a good position to provide an answer. However, if you don't understand, your chances of mixing things up increase significantly. In my humble opinion, this has become clear throughout this interview. I apologize if this comes across as blunt.
@EfremGmedhin
@EfremGmedhin Күн бұрын
Eza emo aesemukan eyo kinqetlo mis belu
@fiory25
@fiory25 4 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@shamlatsegai
@shamlatsegai 2 күн бұрын
ዓገብ ተቃውሞ ኣለኒ፣ ኢሰያስ ብዓንተብኡ ፍጹም ጽቡቕ ድልየት ናይ ኤርትራ ይኹን ዋላ ናይ ህዝቢ ኤርትራ
@adamismail9137
@adamismail9137 4 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉 ❤ ❤
@GeberhiwetZegse-qr5qi
@GeberhiwetZegse-qr5qi 3 күн бұрын
ዶክተር ነዚ ጸገምናን ድኽነት እዩ ምንጪ ድኽነት ና ነኒ ፧ ምንጩ ካበይ እዩ ???
@abduadem1780
@abduadem1780 3 күн бұрын
ኣብዘይ ሰምዓካ ደብሪ ኣይትማህለል ዝብል ብሂል ኣሎ እዚ ሰብኣይ ይሓልም ድዩ ዘሎ ገና ካብ ድቃሱ ኣይተበራበረን
@salihawate367
@salihawate367 3 күн бұрын
ጽሉል ☂️ ትሕቲ ገረብን ጎቦ፣ ፅሉል (mad) ንኣየናይ እንባ ንሓቦ?፣ ትግርን ሰብ ሥዒና ናይ ደብሪ ኩቦ፣ ኣንቆልቁሉ! ዘይብሉ ፍሬ ተረኽቦ።
@Demmbe
@Demmbe 3 күн бұрын
Very interesting and different view ! Indeed Aya. Eritreawi hagerwai mmnet yfkresh alo. Eritrawi Hagerwai Sinit ydelba alo. Come together Mr Amb Haile M/wos, Andebrhan, keysi, G Mesfin hagos, Wedi Haile, Dr Berhan, Mebrhatom, ......
@Ae91scd
@Ae91scd 3 күн бұрын
እዚ ሰብ እዚ ካብ ሐቅን ክውንነትን አዝዩ ዝረሐቀ አምሰሉ ሸንኮለል እዩ ዝብል ዘሎ ምሽክናይ ::
@kudusanhabte3376
@kudusanhabte3376 3 күн бұрын
ጹቡቅ ሓሳብ ዶክ ኢብራሂም፡ቅድሚ ቀሩብ ምዓልታትዉን ዳርጋ ተመሳሳሊ ሪኢቶ ናይ ዶክ መብራህቱን ኣቡሃሽምን ነይሩሞ ተመሳሳሊ ሓሳብ ካብ ሃለወኩም ነዚ ህዝቢ ሓቢርኩም ዝይትጉስጉስዎ ርግጸኣኛ እየ ህዝቢ ክስዕበኩም እዩ፡መክኒያቱ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ንዕዘቦ ስለ ዘሎና።
@alazarhaylemicael8192
@alazarhaylemicael8192 3 күн бұрын
እንታይ ይዛረብ ኣሎ እሰያስ ስ ክዛራረብ ምስ ደለይቲ ፍትሒ ዘይከኣል።
@tesfaitecle7677
@tesfaitecle7677 3 күн бұрын
ኢሳያስ ንኤርትራ ዝፈትዋን ከይትጠፍእን ዝደሊ እንተዝኸውን ኣብ ክንዲ ቤትማእስርትታት ምብዛሕ ቤት-ትምህርትን ኢንዱስትርን ሕርሻን ንግድን ከብዝሕ ነይርዎ ። ክቡር ዶክተር ግን ጽቡቕ ድለይትን ምንዮትን እምበር እቲ ክፍኣት ኢሳያስ ዝስተብሃልካሉ ኣይመስለንን ምኽንያቱ ብቕንዕና ጥራሕ ትዛረብ ዘለኻ ኮይኑ ስለዝተሰምዓኒ።
@yohaneshagos8225
@yohaneshagos8225 3 күн бұрын
If u think this approach may work eventually, then what have you tried? Who is going to do it? Let's be practical and talk about practical experience , Dr. Burhan up to now we are hearing only a talk but no action plan. After such an action plan then we can evaluate our attempts & then sharpen our approach. Next Dr. We wouldn't want to hear only a talk, we have to walk the talk. Only through experience can we learn something. Good luck we are eager to hear u talk about an action plan. For those who talk about the Bible, I say don't mix religion & politics. It has never solved any political problems. Religion is very well-known for complicating social issues & above all dividing citizens of one country, please if you want to go somewhere make it private & confuse Eritreans.
@salihawate367
@salihawate367 3 күн бұрын
ጽሉል ☂️ ትሕቲ ገረብን ጎቦ፣ ፅሉል (mad) ኒመን ንሓቦ?፣ ትግርን ሰብ ሥዒና ናይ ደብሪ ኩቦ፣ ኣንቆልቁሉ! ዘይብሉ ፍሬ ተረኽቦ።
@biemnetbereket526
@biemnetbereket526 3 күн бұрын
Wela hanti krdeani aykealen hasabat nayzi sebay. Neyeneyti eritrea u zzareb zelo,ezi tblo zeleka abten demokrati zelewen hagerat trah eka ktgebro tkel.ezom mhurat wey kea tegadelti bedme kea abeyti esejas nkhlu ekum tserhu zelekum ente bflat bzey flat.nezi neshitoy weledo enkill teblwo alekum
@robelteweldemedhin9456
@robelteweldemedhin9456 3 күн бұрын
Kla leye
@kubromhabtay9122
@kubromhabtay9122 3 күн бұрын
አብቲ ዝሐለፈ ዝተዛሮቦ ትሞሆር ኢሰያሰ ሺቢቱ ዘይተቅበለ በጎዶይ ምሰግጋር ናብ ወለዶ ትርጎም ትሰእነሎ ከም ባዓል ኢቢራሂም ዘቅርብወ ትንተና ኸአ ተሰፈ ትገብር ።
@fituikifle5629
@fituikifle5629 4 күн бұрын
ኩቡር ሓው ሳሙኤል እዚ ኩቡር ጋሻኻ ኣዛራርብኡ ባህሊ ናይ ምዕቃብ እዩ ኣድህቡኡ ኮይኑ ቱሰሚዑኒ ብወገነይ ቅድሚ ባህሊ ሓርነት እያ እትመጽእ፣ ሰብ ቀዳሚይ ዕማሙ ናጻ ምዃን እዩ ዝቃለስ። ኣብ ናጻ ኾንካ ኢብ ልእልቲ ሃገር ምምሕያሽ ቁጠባዊ ማሕበራውን ባህላውን ይስዕብ፤ ቀዳምነታት ዘይምስራዕ እዩ እቲ ሽግር
@SHaile-xu9ub
@SHaile-xu9ub 3 күн бұрын
ዶር ብርሃን፡ ቁምነገር ዘለዎን ንቕድሚት ዝርኢ ሓሳባት። "ቀዳማይ ጸላኢና ኢሳያስ'ዩ" እንዳተባህለ ዝኸይድ ተቓውሞ ዝበጽሖ የብሉን። ሳሙኤል ዝርራብ ንዝብል ሓሳብ ተዛራረቢ መሪሕነት የለን ኢልካ ክግደፍ የብሉን። ካብ ፈለማ ናይ ምዝርራብ ጻዕሪ እንተ ዝድፍኣሉ ምናልባት ኣብ ካልእ ምዕባለ ምበጻሕና ኔርና።
@tesfalemontura7801
@tesfalemontura7801 3 күн бұрын
Kendi xelaena sreatyu tmet aykone hmam aykone nabey azblyos aytgbero ms zkone nayti sreat agelgali mzrrab mefthi ayemxean sreat hgdef yteale zeytbl
@123abc758
@123abc758 4 күн бұрын
ንስኻ አብ አውስትራልያ ኾንካ ንጋኒን ሻዕብያ ከድና በጃኻ ንበሎ ትብል ቅድም ባዕልኻ ፈትና ድሕሪኡ ክንስዕበካ ኢና 😅😅😅
@eritreanvisionforpeaceands5653
@eritreanvisionforpeaceands5653 3 күн бұрын
Dr Berhan you have a good idea but when your giving your opinion not included young victims of this regime those living in diaspora .
@Areyzenu
@Areyzenu 4 күн бұрын
ዶክቶር ኢብራሂም ዝመሰሎ ኣቀሚጡ ኣሎ ግን እቲ ን34 ዓመታት ብዘይካ " እዚ የለን " ካልእ ዘይ ፈልጥ እሰያስ ብኸመይ እዩ " እዚ ኣይገበርናን " እንዳበልካ ክንበር ? ዝገርም እዩ ።
@anonymoususer9755
@anonymoususer9755 3 күн бұрын
Instead of introducing his name , how come you call him by his brother’s name. You are just ignorant.
@selemuntekie3043
@selemuntekie3043 3 күн бұрын
Dhri trat yiekeb egri, abey dea nerka eritrea ktwrer kela b weyane? Tekawami yelen, zkoreye wey zkede gn alo , halewlow.
@tesfalemberihu5109
@tesfalemberihu5109 3 күн бұрын
Positive ideas from a positive man.❤❤❤
@mebrahtomnegash2969
@mebrahtomnegash2969 4 күн бұрын
አብ ደገ ዘለዉ ተቃዎምቲ ብዙሓት እዮም ስለዚ አብ ሓደ ወይ ክልተ ተጠሪኒፈን መረሕተን መሪጸን አጀንደእን ሰሪዔን ምስ መንግስቲ ክዛራረባ ዘይ ክእላሉ መንገዲ ዘሎ አይመስለንን
@SolomonHabtu-i7r
@SolomonHabtu-i7r 4 күн бұрын
ክንደይ ደቀባት ኤርትራውያን ብትምህርትን ወታሃደራዊ ብቕዓትን ዘጥፈኤ መልካዋዊ ስርዓት መንነት ቅልውላው ንሜዳ ዘውጽኦ ነጥፍኣት ኤርትራውያን ዝተበገሰ ናይ ኣቡኡ ኣንድነት ዝተኸተለ ንዑኡ ዝመስሉ ወዲቡ ክሳብ ነጻነት ዝኧተወ ኣካል ኢትዮጵያ ከተግብር ዝፈተነን ዝፍትን ዘሎን ልዝብ ክትገብር ማለት መልኣኽን ሰይጣንን ኣብ ሓደ መኣዲ ምቕራብ ይሓይሽ ንመዓልቱ ዝኣኸለ ንምድሓን ጥራይ ዝኸውን
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ
@ጎላጉልሳዋሽኮርናፊቐ 2 күн бұрын
Eti dzarebo zelo ethyopa zelato sm hager gn eritrea teqimu ezi aregd xlul agame
@wedieri6762
@wedieri6762 3 күн бұрын
Dr Brhane ትጋገ ኣለኻ መሰረታዊ ነገር ከዛርበኩም ዝኽእል ምስ ውልቀ መላኺ ኢሰያስ "ቅዋም" እዩ። ካብኡ ተበጊስካ ኩሉ ይከኣል እዩ፡ እምበር ምስ ኢሰያስ ክትዛረብ ን ለውጢ የዋህነት ጥራዩ።
@SolomonHabtu-i7r
@SolomonHabtu-i7r 4 күн бұрын
ኣብ ወጻኢ ዘሎው መንእሳያት ኣብ ወጻኢ ኢዮም ዝትርፉ ንስኻ ኣይክትምለስን ኢኻ ሃለውልው ኣይትበል
@zemen913
@zemen913 4 күн бұрын
ቀንዲ ጸላኢ ኤርትራ አብ ጎረቤትና ዘሎ ኣተሓሳስባ እዩ:: በዚ ምክንያት ኣብ ዘይንቡር ሃዋሁ ክንሽከል ምክንያት ኮይኖም ጸኒሖም አለው....
@tesfasnqey6690
@tesfasnqey6690 4 күн бұрын
Hasot the enemy of Eritrea is Eritrean.do be idiot.
@SolomonHabtu-i7r
@SolomonHabtu-i7r 4 күн бұрын
ናይ ኢሰያስ ኩርኩር ኢዩ
@sarahogbay1382
@sarahogbay1382 4 күн бұрын
Does this man even know Essayss?
@HewanGhebremedhn
@HewanGhebremedhn 3 күн бұрын
Hakka bruk hawey Seb ytefe alo fttah bmzrerab eyu ❤❤❤❤❤
@Driver2428-g1q
@Driver2428-g1q 3 күн бұрын
Bla bla bs
@ሻዕብያጸረሓረስታይ
@ሻዕብያጸረሓረስታይ 3 күн бұрын
Shiday፡ ናይ ጣዕሳ መሊእካ ንኤርትራ ተመለስ ኣታ ርኩስ😂😂😂😂😂😂😂
@Bocaca49
@Bocaca49 3 күн бұрын
ልሕኹስ ወዲ ልሕኹስ ዓድኽን ኣቲኽን እጃምኽን ዘይትገብራ ዓቅሚ እንተልዩኽብን ። ጨለ መልሓስ ኣብስደት
@woldegabrieltesfamariam5118
@woldegabrieltesfamariam5118 3 күн бұрын
Is he blind?
@abdelamuhammad5054
@abdelamuhammad5054 3 күн бұрын
Doctor you are far very far from eritrean realty. You need time to understand what is the situation in eritrea
@Eri.detective7524
@Eri.detective7524 4 күн бұрын
ክቡራት የሕዋት ብሓንሳብ እንተዘይ ሰሪሕና ክንጠፍእ ኢና ዝብል ኣዛራርባ ጌጋ ዩ። ምኽንያቱ ካኣ እስኻትኩም ዳኣ ኩቦ ደርቢኹምላ እንዲኹም ሃገር ግን ወትሩ ትዕንትር ኣላ ሓላፍነት ኣለና ትብሉ ተኾይንኩም ናይ ጣዕሳ ፎሩም መሊእኩም ናብ ህዞብኹም ተጸንበሩ ኣይፍል እንተበልኩም ካኣ ኣይትሻቐሉ ሻዕብያሎ ክንዲኹሉ።
@berhanetecle9023
@berhanetecle9023 3 күн бұрын
ራሳሕ ሑንጎል ኢኻ
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 3 күн бұрын
ክቡር ሓውና ስለ፡ እቲ ፡ ናትካ ፡ ኣተሓሳስባን ፡ ርእይቶን ጽቡቕ እኳ እንተኾነ፡ እቲ ዝዓበየ ነገር ግን፡ ህዝቢ ኤርትራ ንእግዚኣብሄር ፈጣሪኡ ዝኸሓደ፡ እግዚኣብሄር የልቦን ኢሎም ፡ ንልዕሊ 60 ዓመት ብደም እተሓጸቡን ዝሕጸቡን ዘሎዎ መንፈስ ኮሚኒዝም ዘሎዎም ንእግዚኣብሄር ዘይፈልጡ ኢተስቲ እዮም እሞ፡ ግዚኣብሄር ምስ ከምዚኦም ሕብረት የብሉን። ስለዚ ህዝበይ ብናይ ካብ ልቢ ንስሓ ናብ እግዚኣብሄር ንመለስ። ምኽንያቱ ደም እቶም ብኢዶም ዝሓለፉ ኣቦታትናን ፡ ኣዴታትናን፡ ኣያታትናን ፡ ሳንዳናን፡ ኣብሻታትናን፡ ሰብ ኡትናን፡ ደቅናን፡ ደቅደቅናን፡ ንጹህ ደም ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ከም ደም ኣቤል የእዊ ኣሎ፡ ስለዚ ኣምላኽ ክትዓረቐና ናብ ቅድሚ ኣምላኽ ብንስሓ ንቕረብ። ኩሉ ርእሱ ይመርምር ፡ ካብ መራሕቲ ኤርትራ ጀሚሩ ስጋብ እቲ ታሕተዋይ ኣካል፡ ከምዚ ምስ እንገብር፡ እግዚኣብሄር ገጹ ክምልሰልና እዩ፡ ሰላሙ ኸኣ ክህበና፡ እዩ። እቲ ምስቶም ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝርርብ ትብሎ ዘሎኻ ኸኣ ዘይተደተነን ዘይተገብረን መዓስ ኮይኑ፡ ካብ መራሕቲ ኣብያተ ክርስትያናት ጀሚሩ፡ ነገር ግን ፡ ከም ፖለቲሻን ካባይ ንልእዕሊ ክብር ሓውና ትፈልጦ ኢኻ። እቶም ዝቐደሙ ኣበይ ኣሎዉ፡ እቶም ቅድሚ ነጻነት ኣብ ሜዳ ዝጠፍኡ፡ እንተጀሚርና እሞ ልዕሊ 50 ዓመት ክጽብጸብ እዩ፡ ኣብ መሓዩር ዝጠፍኡ፡ ብል ኡኽ፡ ዝተሰመሙ፡ ዝተረሸኑ፡ ዝተሓርዱ፡ ብጎዞሞ ርእሶም ተጨፍጪፎም፡ ዝ ሓልፉ፡ ብህይወቶም ከለዉ፡ ዝተቐብሩ፡ ካልእውን ብዙሕ ኣሎ ኣብ ሕሱም መግረፍቲ ብፌሮ ዝሞቶ፡ ብፌሮ ዝተሓነቑ፡ ህይወቶም ፍረ ነብሶም ቀጢጦም ዝቐተልዎም፡ እዚ ካብ ባዕላቶም ካብቶም ተጋደልቲ ፡ ኣፍ፡ ክትሰምዖ ከለኻ እኮ፡ ደምበር ሰብ ድዮም ወይስ፡ እቲ ኣብ በረኻ ፡ ህንድን፡ ኣውስትራልያን ዘሎዎ፡ ግባብል ፡ ወይ እታ ኣሰለት ትብሃል ተመን ደም ሰብ ሰትዮም ዘይረውዩ፡ ስጋ ሰብ በሊዖም ዘይጸግቡ፡ ኣጋንንቲ፡ ናይ ምድረበዳ ኣራዊት እዮም ክትብል እትደፍረሉ ሰዓታት ኣሎ። ሰብ ንሰብ ከምኡ፡ ክንድዚ ጭካኔ ፡ እሞኸኣ ኣብቲ ኣካል ክርስቶስ ዝኾነ ሰብ፡ ንሰብ ክንብድል ከሎና እኮ ንክርስቶስ ኢና ንብድን ዘሎና፡ ስለምንታይ ንሕና ብኣምሳሉን ብመልክዑን ዝተፈጠርና ኣካል ክርስቶስ ኢና፡ እዚ ኣነ ዘይኮንኩ እግዚኣብሄር ዝበለና እዩ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ዘፍጥረት ምዕራፍ 1 ኣንብብዎ። ኣነ ሕነ ፈዳይ ኣምላኽ እየ እሞ ፡ እቲ ሕነ ምፍዳይ ንዓይ ግደፍዎ ይብለና እግዚኣብሄር። ኣብ መዝሙር 49 ዘሎ ቃል ኣምላኽ ብምሉኡ ኣንብብዎ ኢኹም። ኣብ ርእይ ከኣ ኣብ ምዕራፍ 21 ካብ ቁጽሪ 8 ጀሚርኩም ኣንብብዎ፡ ኩልና በቲ ዝገበርናዮ፡ ጽቡቕ ድዩ ክፉእ ካብ ኣምላኽ ፍርዲ፡ ኣሎና። እቲ ዓብይን ሓያልን፡ ኣብ ኩሉ ዝርከብ፡ ንኹሉ ዝሪኤለን ጽሩያት፡ ዓይኒ ዘለዋኦ ንኹልና ይሪኤና ኣሎ። እቲ ናይ ነገስታት ንጉስ፡ ኣብ፡ ቅድሚ እቲ ናይ፡ ሓያላን ሓያል፡ ናይ ጎይቶት ጎይታ፡ መዝገብና ምስ ተቐልዔ፡ ቀዳመይቲ ሕቶና፡ ኣበይ ኔርካ/ኪ ፡ እንታይከ ፡ ጌርካ/ጌርኪ መጺእካ/መጺእኪ እያ፡ ስለዚ ህዝበይ ኣበይ ኢና ዘሎና ኩልና ርእስና ንመርምር፡ ንፈትሽ፡ ግዜ ኸሎና ግዜ ኣይንጸበ ፡ እታ ናይ ምድሓን ሰዓት ሕጂ እያ ፡ ጽባሕ ናትና ኣይኮነን። ሃማኖት ኣይድሕንን እዩ፡ እቲ እንኮ መድሓኒ ናብ ዓለም፡ ንህዝቢ ኣምላኽ ከድሕን ካብ እግዚኣብሄር ኣቦና ዝተላእከ እየሱስ ክርስቶስ ጥራይ እዩ። እየሱስ ዘሎዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ፡ ህይወት የብሉን። ንኣምላኽ ብምስማዕ ይባርኹም፡ ንርእስኹም ክሕሸኩም፡ እግዚኣብሄር ምሕረቱ ነንጽባሕ ብዙሕ እዩ። ተባረኹ።
@abeilhedguhedgu8994
@abeilhedguhedgu8994 3 күн бұрын
90% of Western chantry don't believe in God do you know that? What are you talking about? God God is white people who brought relegation and God, so stop blaming Eritrean people.
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 күн бұрын
ኣሚንካ ምምጓትካ ብዙሕ የመስግነክ። ኣይትፍርሕ ንዓ ምሳይ ተዛረብ ይብለካ ኣሎ ፕረሲደንት ኢሳያስ። ክሳብ ንጥቕሚ ሃገርን ህዝብን ዝሓሰብካ፡ ካባይ ዝተፈልየ ሓሳብ የብልካን። ይብለካ ኣሎ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 4 күн бұрын
Bla Bla Bla Bla Bla Bla 😅😅😅😂😂😂
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
ኣባል 4ይ ዙርያን ሓላፊ ጋራጅ ኣለቡ፡ ኮርፖሬሽን ጥሪትን ዘራእትን፡ Agro technology Eritrea
36:18
Abeba Haile Live show for BINIAM GHITMAY in Bahtymeskerem
6:31
SPORT HAGERNA
Рет қаралды 21 М.
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН