Рет қаралды 18,341
Dehay Eritrea ስለምንታይ እዩ ሕሩይ ተድላ ኣብ ከሰላ ክቕተል ተደልዩ?
ነብሲ ወከፍ ሰብ ዛንታ እዩ። ብፍላይ እቶም ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ ኣበዋትን ዓበይቲ አሕዋትን ናይ ህይወት ላይብሬሪ እዮም። ተጋዳላይ ሕሩይ ከኣ ዕድመን ተመኩሮ ቃልስን ብዝሃቦ ጸጋ ብዙሕ ዛንታታት ሓቚፉ ኣሎ። ንመጻኢ ወለዶ መምሃሪ መታን ክኸውን ከኣ ንሱን ከምኡ ዝኣመሰሉን ኣያታት ቃልሲ ታሪኾም ክምዝገብ ኣገዳሲ እዩ። ንሎሚ እምበኣር ገዲም ተጋዳላይ ሕሩይ ተድላ ምስ ደሃይ ኤርትራ ዝገበሮ ቀዳማይ ክፋል ዝርርብ ከነቕርበልኩም ኢና ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
06 ግንቦት 2024
1ይ ክፋል
ደሃይ ኤርትራ