Dehay Eritrea ተባኢሶም ዘይዕረቑ ደቂ ኣሉላ ....! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 8,586

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

Күн бұрын

Dehay Eritrea ተባኢሶም ዘይዕረቑ ደቂ ኣሉላ ....! ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ክፋላት ርክብና ብዛዕባ ድኽነት ስደትን ኵናትን፤ ልፍንቲ መራሕቲ ሃይማኖትን ፖለቲከኛታት፤ ብቑጽሪን ብቓላትን ምሕሳብ ከምኡ እውን ብዛዕባ ምስሌነ’ባዥጎ፡ ዓሚል ወይ ካስተመር ተዘራሪብና ነይርና። ሎሚ ከኣ መቐጸልትኡ ኰይኑ፡ ንታሪኻዊ ድሕረ ባይታ ዝምድና ደቂ መረብን፡ ብዛዕባ እቶም ተባኢሶም ዘይዕረቑ "ደቂ ኣሉላ!" ተዘራሪብና ኣለና ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
17 ነሓሰ 2024
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 193
@samsondebesay154
@samsondebesay154 Ай бұрын
Well done Samuel for puting perspective into the narration. እዚ ሓውና ይብሎ ከም ዘሎ ኣሉላ ግብጻውያን ወሪሮም ንኣባይ ምእንቲ ከይቆጻጸርዎ ብኣጼ ዮሃንስ ተልኢኩ ናብ መረብ ምላሽ ወይ ናይ ሕጂ ኤርትራ ኣትዩ። ቅድም እዚ ዕላማ እዚ ን ኣባይ ንምክልኻል እምበር ንቀይሕ ባሕሪ ንምክልኻል ኣይኰነን ስለዚ ንረብሓ ህዝቢ መረብ ምላሽ ኢሉ ዘይኰነስ ንረብሓኡ ኢሉ እዩ ናብ ምድርና ዝመጽእ ዘሎ። ብኻልኣይ ድማ ናብ ምድርና ምስ ኣተወ ንህዝብና ምርሳይን ምዝማትን ምቕታልን እዩ ቀጺሉ። ስለዚ ኣሉላ ንረብሓኡ ክብል ንምድርና ወሪሩ፥ ንብረትና ዘሚቱ፥ ሰብና ቀቲሉ ካብ ኰነ ንሕና ከም ወራሪ ምውሳድና ኣበይ እዩ እቲ ጌጋ? ነቲ ታሪኽ ከምቲ ዝነበሮ ተቐቢልና ሕጂ ግን ካብ ናይ ሾዑ ተማሂርና ኣብ ክንዲ ወራር ምቕጻል ተሓባቢርና ነቲ ቀንዲ ጸላኢ ማለት ድኽነት ንመክት ዝብል እዩ እቲ ከብካብ ክኸውን ዝግብኦ እምበር ኣሉላ ወራሪ ኣይኰነን ኢልካ ንዝተወረረ ህዝቢ ከተእምኖ ምፍታን ካልእ ጥሙሕ ዘለዎ ይመስል። We must call the Spade, a spade.
@zeriezghingusse5153
@zeriezghingusse5153 Ай бұрын
Correct.
@danieltekle109
@danieltekle109 19 күн бұрын
ሰላም ኣቶ ሳምሶም ደበሳይ። ድኽነት ኲናትን ስደትን ሰፊኖሙሉ ዘለዉ ኣተኣላልያ መጻኢዕድል "ድኽነት መሪሕ ሓሳባት'ዩ መንቁ'ሞ: ናይ ኣተሓሳስባ ለውጢ መንገዲ መስተርሆት የትሕዝ'ዩ ዝብል ኣንፈት ምይይጥ ወይ ድማ ብቑጽሪን ብቓላትን ምሕሳብ'ዩ ንእዋን ዘርብሕ ንምባል: ታሪኽ: ባህሊ: ትዕዝብቲ ተናኺፈምበር: ድሕሪት ተመሊስካ ታሪኽ ይትከብ'ዩ ኣይበልኩን። ካልኣይ: ናይ ኤርትራን ናይ ኢትዮጵያን ባህርያዊ ትዕድልቲ ኣይኮነን ኣብ ዘመን ኣሉላ ሕጂ'ውን ኣይተጠቐምናሉን። ኣይፈለጥናዮን። ኣበላ ኤርትራ ዘበለኒ ንሱ'ዩ። ብዘይምግናን ግብጻውያንዮም ናብ ረብሓኦም ከውዕልዎ ክጓየዩ ነዊሕ እዋን ኣመዝጊቦም ዘለዉ። እንተ ዘይኮነ ግን ናይ ቀይሕ ባሕሪ ረብሓ ኣይኮነን ሰብ ቀደም እንዳ ኣሉላ ሻዕብያ'ውን ኣይፈለጠቶን ክሳዕ ምባል መኣዲ ምብህሃል ከበራብር ምሳለይ ከነጽር እንክፍትን: ብስራሕ ምንባር ምስትምቓር ሃሰስ ንምባል'ምበር ንገለ ዘድንቕ ነቲ ካልእ ዝነቅፍ ቲፎዞነት ዙንጸባረቕኩ ኣይመስለንን። ዝገደደ ድማ ንፈለግ ናይል/ ኣባይ ግብጻውያን'ዮም ክውንንዎ ሃሪፎም ክሳዕ ጉራዕ ዝበጽሑ'ምበር: ኣሉላ ንረብሓ ናይ ኣባይ ተገንዚቡስ ክከላኸል ኣብ ጉራዕ ተዋጊኡ ኣይበልኩን። ብኻልእ ኣበሃህላ: ኣሉላ ወረርቲ ክምክት ተዋጊኡ ምባል: ኣሉላ ንረብሓ ኣባይ ክዕቅብ ኣብ ጉራዕ ተዋጊኡ ኣየስምዕን። መርገም ድዩ ምርቓ ብዘየገድስ ግን ንኣባይ ሓዲሽ ተልእኾ ዘትሕዝ ስጉምቲ ናብ ምውሳድ ዘብጽሐናይ ታሪኽ ኣንፈት: ህልኽ ደቂ ኣሉላ ምዃኑ'ውን ኣስሚረላ'ለኹ። ከምኡ'ውን"ንብረትና ዘሚቱ ሰብና ቀቲሉ" ዝብል መለክዒ ወራሪ ዘብል እንተኾይኑ: ቁስሊ እንከሎ ብበሰላ ካብ ምቕንዛው ትሓይሽ ሚዛን ኣይኮነትን'ሞ ደጊምካ እንተ ትርእያ ዝሓይሽ'መስለኒ። ሰላምታ ብድጋሚ።
@Eriboy
@Eriboy Ай бұрын
ኣንታ ፈጣሪ ኣቦይ ! እንታይ ከተስምዓኒ'ኻ ! እዚ ዝሓለፈ 25 ዓመት መሪር ተመኩሮ( ብሰንኪ ወያነን ጎይቶታን) ወላ ከቢድ ዋጋ ኣኽፊሉና እንተኾነ: ብገለ መዳዩ'ስ እንቋዕ ኣጋጠመና; ከምቲ PIA ዝብሎ " ኣይከሰርናን"።እቲ ምንታይ ከምዚኦም ዝኣመሰሉ ኣሉኛታት ፥ ፈብረኽቲ ሓሶት ዕሱባት ከድዓት ፥ በትክታት ፥ ምስ ኩሉ ረስሓቶም ሓሕዩ ፥ ነፍዩ ፥ ጽሩያት ህዝቢ ዝያዳ ጥሙራት ህዝቢ ፥ ከም ውጽኢቱ ድማ ሓያል ህዝብን ሃገርን ክንከውን ኣኽኢሉና። እዚ ሰብኣይ ፥ (ሰብኣይ እንተኾይኑ) ኩለን እተን ወያነ ዝላኣኽዎ ፥ ከተግብር ንህዝቢን መንግስትን ፥ መርሒነት ህዝቢ ኤርትራ ዘልዎ ጽልኢ ተሃን ከውጽእ ፥ ኩሉ እቲ ብተጋሩ ዝወረደና ( ንኹለን ብሄራትና ) ግፍዕን በደልን ፥ ምዕሪኡ ባኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ከምዝተገብረን " ብደቂ ኣሉላ " ዝጽውዖ ናይ ሓሶትን ፍብረኻን ሚዛን ከመጣጥኖ ፈቲኑ። ከም ሓቂ ሚዛናዊ ሰብ እንተዝኸውን ብውሕዱ እቲ ክፉእ ተግባራት ተጋሩ ፥ - ወራር ውቤ - ወራር ባሪኡ - ወራር ኣሉላ - 800 መንእሰያት ኤርትራውያን ኢደ እግሮም ቆሪጽካ ጽልእካ ምውጻእ - ቅትለት ብዙሓት ፖለቲከኛታት 40 ታት 50ታት - ኣብ ግዜ ደርጊ ሰለይትን ሓሰውትን መንግስቲ ደርጊ - ኣብ ግዜ ነጻ ኤርትራ ድማ ዶብ ዝተምኽነየሉ ናይ ህሕስድና ወራርን ሽርሕን .... ወዘተ ከም ጸሓፊ ታሪኽ ነዚ ኩሉ ወላሓንቲ ከይተንከፈ ካልእ ዕጀፍጀፍ መቸም ፥ ከምቲ ብዕሉ ዝበሎ " ጠላም እዩዘመን'የ "••••• ግዳ ጠላም ክንደይ ከይቐስን ፥ መጋብሩ እዩ ዝሓቕዮ ። ወይለኻ ጠላም !!!
@samsongebrehiwethager
@samsongebrehiwethager Ай бұрын
ናይ ብሓቒ ፡ እንታይ ገዲፍካ ኩሉ ገሊጽካዮ ኢኻ ። ግደፎም እዚኦም ከድዓት ፍሹላት እዮም ፡ ኣብ ኤርትራና ቦታ የብሎምን ።
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 Ай бұрын
@@Eriboy ኣቤት ድንቁርና፡ ወዲ ኤረይ ዶንቆሮ፡ ብ ዝነቀዘ ዓደስ ሓንጎልካ ነቂጹ፡ እዋይ ኤርትራ ዓደይ ኣብ ኢድ ስንኩላን ኣእምሮ ወዲቅኪ እዋይ መርገም፡ ደቂ ዕጥሩን በላዕቱ ቀርዒዶስ ፍሉያት ኢኩም።
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​@@sofoniasdaniel5547 😅😅😅 eta cenawit ghembi teref drone adeka b timet timewut ala....ghena kinkustirekum ina....degalat duhurat duhulat funfunat fitret
@tedgebregzi3832
@tedgebregzi3832 28 күн бұрын
Aye naska Wube tigraway deyu?Kedmi nab Akeleguzai memtseu ne Sebeagades do syektelen eyu?
@eriblood803
@eriblood803 28 күн бұрын
@@tedgebregzi3832 suk bel bitnih cenawi kondaf ghembi funfun agame....ghena kinkustirekum ina....degalat duhurat duhulat funfunat fitret
@tadessekidane720
@tadessekidane720 Ай бұрын
ክቡር ሓው ቀዳማይ ቃለ መጠይቕ ኣይሰማዕኩዎን። ኩሉ ተረኻኻ ካብ ጽሑፋት ኢትዮጵያውያን ምርኩስ ዝገብር ኢዩ። ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ሰላም ይርከብ፡ ኣሕዋት ኢና ምባል ልቦና ኢዩ። ዘየለ ዘርኢ ከተተኣሳስር ምፍታንካ በደል። ታሪኽ በዊዝካ ምቕራብ ገበን ኢዩ። ኣሉላ ካብ ናይ ሎሚ ትግራይ ዝመጸ ወታደራዊ መስፍን ኢዩ። ተዛራቢ ትግርኛ ስለ ዝኾነ ኣቦ ኩሉ ተዛራቢ ትግርኛ ገርካ ምቕራብ ኢትዮጵያዊ መሰረት ዝገበረ ናይ ሓሶት ታሪኽ ኢዩ። ኣሉላ ካብ ሓደ ከባቢ ትግራይ ዝውለድ ኢዩ። ይትረፍ ኤርትራውያን ተጋሩ'ውን ደቂ ኣሉላ ኣይኮኑን። "ደቂ ኣሉላ!!" እንታይ ማለት ኢዩ? ደሓር ከኣ ትግርኛ ስለ ዝዛረብ ወራሪ ኣይኮነን ትብል!!! ክንደይ ኩናማ፡ ደቂ ሳሕል ድዮም ብኣሉላ ተቐዚፎም!!!! ክልተ ሲሶ ህዝቢ ኩናማ ብኣሉላ ጸኒቱ። ሓሶት ከይትብል መጽሓፍ ኣባ ይስሓቕ ተወከስ። ካብ ጥልያን ዝተተርጎመ መጻሕፍቲ ምስዚ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ዝኸይድ ኣይኮነን። ብፍላይ እታ ደቂ ኣሉላ ትብል፡ ምስቲ ንሕና ተጋሩ ኢና ትብል ግምጣል ናታ ስለ ዝኾነት ፍጹም ናይ ታሪኽ በደል ኢዩ። ሓደ ቋንቋ ስለ ዝተዛረብካ ደቂ ሓደ ሰብኣይ ኢኻ ማለት ኣይኮነን። ንሕና ይትረፍ ደቂ ኣሉላ፡ ደቂ ወልደኣብ ወልደማርያም ወይ ደቂ ካልኦት ሰብ ታሪኽ ኤርትራውያን ኣይኮናን። ተጋሩ ዝብልዎ ኢኻ ደጊምካ። ግን ተጋሩ ንባዕሎም ንኣሉላ ኣቦና ዝብልዎ ኩሎም ኣይኮኑን። ንገለ ከባቢ ትግራይ ጥራይ ኢዩ ዝውክል። ከምቲ ራእሲ ወልደሚካኤል ንገለ ከባቢ ሓማሴን፡ ደግያት ባህታ ሓጎስ ከኣ ንገለ ከባቢ ኣከለጉዛይ ጥራይ ዝውክሉ። ዕምቆት ዘይብሉ፡ ስምዒታዊ ትረኻ ንኹሉኹም ጽቡቕ ኣይኮነን። ኣሉላ'ኮ ኣብ ልዕሊ ኣስላም ኤርትራውያን ዝገበሮ በደል መዘና የብሉን። ኣቦታትና ምስኦም እናነበሩ፡ ከምቲ ኣሉላ ዝገበሮ በደል ኣይፈጸሙን። ዝሓወይ ትረኻካ ንብዙሕነት ህዝቢ ኤርትራ መሰረት ዝገበረ እንተ ዝኸውን ምሓሸ። ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ከኣ ታሪኽ ደቂ ኤርትራ እምበር፡ ታሪኽ ደቂ ኣሉላ ኣይኮነን። ፍጹም ፍጹም ናይ ታሪኽ በደል ኢዩ። እዚ ማለት ግን ሕውነት ህዝብታት የለን ማለት ኣይኮነን። ንሰላምን ሕውነትን ህዝብታት ከምቲ ዘለዎ ከተቐምጦ እምበር፡ ንክልቲኡ ተዛራቢ ትግርኛ ከተቀራርብ ክትብል፡ ኣብቲ ካልእ ህዝቢ ትፈጥሮ ስምዒት ኣየስተውዓልካሉን።
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 Ай бұрын
ኣሉላ ብዙሓት ኣስላም ቀዚፉ ትብልስ፡ ብባሕሪን ብሱዳንን ንዝመጽእ ዝነበረ ናይ ኣስላምን ናይ ጥልያንን ወራራት ዝከላከል ዝነበረ ሓያል ተዋኣይ እዩ ኔሩ፡ ስቅ ኢልካ ሃለውለው ኣይትበል፡ ቅድም ቀዳድም ባኮ ምኳንካ ኣብቲ ግዜ እቲ ኤርትራውያን ዝብሃሉ ህዝቢ ኣይነበሩን፡ ንስካ ግን ኣብቲ ግዜ እቲ ኤርትራውያን ከምዝነበርና ጌርካ ኢካ ተቅርቦ ዘለካ፡ ሃለውለው ገዲፍካ ኣብ ቅኑዕን ሓቅን ዝኮነ ታሪኽ ርገጽ።
@danieltekle109
@danieltekle109 Ай бұрын
ነዛ ርኢቶ ዘስፈርካላ ቃላ መጠይቕከ ሰሚዕካያዶ?
@samsonm.m.5949
@samsonm.m.5949 Ай бұрын
ብዙሕ ዝቀነነን ዝተበረዘን ታሪኽ እዩ ኣቅሪቡ። ከም ዝመስለኒ፥ ሓንቲ መጽሓፍ ጥራይ ዘንበበ ይመስል። እዚ ዝተዛረቦ በል ታሪኽ ጥራይ ዝይኮነ፥ በደል ኣብ ልዕሊ ኤርትራ'ውን እዩ። ሓታቲ'ውን ዕሙቀት ፍልጠት ታሪኽ ኤርትራ ነይርዎ ተዝኸውን ብዙሕ ኣዋጣሪ ሕቶታት ክሓትት ምኸኣለ።
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​​@@sofoniasdaniel5547 😅😅😅 aye agame cenewuti komalat ghembi funfunat fitret....wala enda motkum tihisuwu....Alula shifta ketali eyu....agame kea lementi cenewuti funfunat fitret eyom::::
@dawitjigna
@dawitjigna 29 күн бұрын
ከየንበብካዬስ ሀለዉለዉ ቶብሎ አለኻ ፥ እኖታይ እዩ ረቢጹካ - ላዕሊ ኺድ ታሕቲ ኪድ እቲ እንኮ ህዝቢ አብ 8 ቢልዬን ህዝቢ ዓለም ንዓና ዝመስል ቁዋኖቁዋታትና ዝዛረብ ህዝቢ እዪ። ወረግ ዳርቃ ፍርቆሞ መከሕትና ቀጥታ ካብ ቶግረይ እዬም ። ጽልኢ ተጋሩ አለካዶዩ። ትኽ ኢልካ ተዛረብ 👈😎
@ww1075
@ww1075 Ай бұрын
እንቋዕ ካብ ኤርትራ ወጻእኹም መርዚ ሕ/ሰ ኢኹም ሻዕቢያ መንነት ኤርትራ ዘምጸአስ ምስ ደቂ ኣሉላ ታሪኽ ኣልቦ ተወዳድሮ
@samsonm.m.5949
@samsonm.m.5949 Ай бұрын
"ንኣሉላ መልኣኽ ክገብሮ ቁሩብ ተሪፍዎ። ኣጽየ ዮሃንስን ኣሉላንስ መዓስ ጊዜ ዮም ንምክልኻል ኣብ ምድረ-ብሕሪ ሰፊሮም ዝፈልጡ? ክግብሩ፥ ክዝርፉ፥ ከከላብቱ፥ ኣብ ህዝቢ ምድረ ባሕሪ ዘወድዎ ዓደራዕ ከተፋሑሶ ምፍታን ታሪኽ ምብራዝ እዩ። ብሰንኪ ኣሉላን ሰራዊቱን "ኣብ ዘመን ኣካሒዳ፥ ስድራ ደቆም ክሳዕ ዝበልዑ፥ ዘቃልዓና ከተፋሑሶ ኣይትፈትን። ሃቀናኡ እኳ ጽብቅ ኳ እንተኾነ፥ ኣብ ታሪኽ ዘለዎ ምዛን ግና ሰንኮፍ ኮይኑ ረኺበዮ። ታሪኽ ብምጥምዛዝን ብምፉኻስን ዕርቂ ኣይመጽን እዩ።
@danieltekle109
@danieltekle109 29 күн бұрын
ነ'ስመራ ብዲሞግራፊን ብዲፕሎማሲን ዘኸተማ: ብራእሲ ኣሉላ ዝተመርሐ ምስሌነ ንግስነት ሃጸይ ዮውሃንስ ከምዝነበረ ብምዝካር: ንእዋን ዘርብሕ ናይ ሓባር ረቛሒ ሃሰስ ምባል ታሪኽ ምጥምዛዝ ዘስምዕ ኣይመስለንን። ኮይኑ ግን: ካብ ጌጋ ክመዓድ ድሉው ምዃነይን: ከይጋገ ፈሪሐ: ድቃስ ዝኸልኣኒ ብርሰት ዓዲን ዓውዲን ተተርኢሰ ከጽቅጥ ከምዘይመረጽኩ ዝሕብር'ዩ ጻዕረይ።
@samsonm.m.5949
@samsonm.m.5949 29 күн бұрын
@@danieltekle109 እዚ ዘረባኻ ደረት ዘይብሉ ኮይኒኒ። ኣሉላ 10 ዓመት ኣብ ኣስመራ፥ ፎርቶ ዝተቀመጠሉ፥ ምድረ ከበሳ ክሳዕ ክንደይ ከም ዝተሓሰሙን ዘማረሩን ብዙሕ ከይኮዓትካ ነቲ ታሪኽ ክትረኽቦ ቀሊል እዩ። ካብ ኣሉላ፥ ዝብኢ ጎደቦ ይሕሸና ዝበሃለሉ ዝነበረ ግዜ እዩ። ኣሉላ ዘይፍትሓዊ፥ ብጉቦ ፍርዲ ዘቅንን ብልሹው፥ ኣገዲዱ ዘግብር፥ ህዝቢ ከበሳ ዓቅሉ ክሳዕ ዘጽብብ ጨቃኒ ከም ዝነበሩ ታሪኽ ብንጹር ተጻሒፉ ኣሎ። እዚ ጥራይ ከኣክል ኣብ ዝኸዶ ዝሓርድ፥ ዓድታት ዘቃጽል ጨካን ኣረሜን ምንባሩ ህዝቢ ኩናማ ከነግሩኻ እዮም። 2/3 ህዝቢ ኩናማ ዘጽነተ፥ ንራእሲ ጎሚዳ ኣብ ኩናት ምስዓሩ ምስ ሰኣነ ኣታልሉ ናብ ትግራይ ኣውሪዱ ንልዕሊ 10 ዓመት ክእሰር ዝገበረ፥ ጠባርን ጠላምን ዩ ነይሩ። ነቶም ክልተ ደቂ ኣሉላ….. ምባልካ ምግጋይካ ጥራይ ዘይኮነ፥ ድፍረትካ ከይገረመኒ ኣይተረፈን። ኣብ መንጎ እዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም ክህሉ ምሕሳብካ ጽቡቅ እዩ። ታሪኽ ጠማዚዝካ ከተቀራርብ ምፍታንካ ግና ናይ ታሪኽ ገበነኛ ይገብረካ።
@emintneeden
@emintneeden 28 күн бұрын
Very Interesting!!!
@meharitedros4196
@meharitedros4196 Ай бұрын
ወይለይ ናይ ታሪኽ ጸሓፊ እንተኾንካ ከምዘለዎ እቲ ሕሉፍ ታሪኽ ኣቐምጦ ። ንወራር ኣሉላ ብግልጺ ብዘየሻሙ ቌንቌ በቲ ግዜቲ ተጔዓዝቲ/ በጻሕቲ ወጻእተኛታት ብጽሑፍ ኣብ ታሪኽ ኣስፊሮሞ ኣለዉ ። ብተወሳኺ ኣብ ከበሳታት ኤርትራ ብወራሪ ሰራዊት ኣሉላ ንዝወረዶም ዘስካሕክሕ ባርባራዊ ርስት: ዓመጽ: ሰብን ጥሪትን ምጽናት : ዓድታት ምቅጻል ወዘተ ነይሩን ፈረቓን ።ብተወሳኺ ኣብ ማሰ: ብህሎታትን: ደርፍታትን ብዙሕ ጭቡጥ ስምብራት'ውን ምዕዛብ ይከኣል። ኣብ መታሕት ወራሪ ሓይሊ ኣሉላ ንህዝቢ ናራን ኩናማን 3/4 ከምዘጽነቶ ስኑድ ኣብ ታሪኽ ይርከብ። እዚ ምስ ሻዕብያ ገለመለ እናበልካ ከተላግቦ ምህቃን መዐየሪ ሚዛን ጔዕጻጽ ፍርድኻ እዩ። ከም ኣበሃህላኻ ዓመጽ ናይቲ ግዜቲ ልሙድ ሜላ ኢልካና ። ግን ካብ መረብ ምላሽ/ ናይ ሎሚ ኤርትራ ስግር መረብ/ ትግራይ ወፊሮም ዓሚጾም ዘሪፎም ቀቲሎም ዝብል ታሪኽ ፈጺሙ የልቦን. ። ካልእ'ሞ ይትረፍ እቶም ምስ ጥልያን ወፊሮም ኣብ ኩናት ዓድዋ ዝተማረኹሞ :ደሓር ነቶም ጠላይን ምሩኻት ብነጻ ክለቅዎም ከለዉ ነቶም ኤርትራውያን ኣበዋት ኢደ እግሮም ዝቆረጽዎም ምስ ምንታይ ኮን ኢኻ ነዚኸ ከተተኣሳስሮ ? ወይስ ልሙድ ናይቲ ግዜቲ ኣካይዳዩ ኢኻ ክትብለና ? ብዝኾነ ማእለያ ዘይብሉ መርትዖታት ናይ ታሪኽ ኣሎ ። ጸሓፊ ታሪኽ እንተኾንካ ንትግራይ ከይተሓለቕካ ክኸውን ነይርዎ።
@teweldetesfa185
@teweldetesfa185 Ай бұрын
ለኽባጥ ሓሳዊ ኣንድነት ኣተሓሳስባኻ ሒዝካ ኪደልና :: ንሕና ኤርትራውያን ኢና :: ታሪኽና ኣይተማርስሓልና44::
@thaile7887
@thaile7887 29 күн бұрын
I suggest you to read history books. This guy is well educated unlike you
@123abc758
@123abc758 Ай бұрын
አቶ ሳምኢል ሐቂ መራራር ኢያ ከም ተጋዳላይ ህዝባዊ ግንባር ወሐጣ ጥራሕ ደቂ አሉላ ሕብአት ገዛእቲ ኢዮም።
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
Bla bla bla
@fuhgfhtf9637
@fuhgfhtf9637 Ай бұрын
ክንደይ ሃለውለው ይብል'ዩ'ዚ ሰብኣይ?! ከመይ'ሉ'ዩ ኩሉ ህዝቢ ትግርኛ ወዲ ኣሉላ ዝኸውን?!
@danieltekle109
@danieltekle109 25 күн бұрын
ህ'ሞ በል! መጽሓፈይ ምሰ'ተኣላልያ መጻኢ ዕድል ድኽነት ኲናትን ስደትን ሰፊኖሙሉ ዘለዉ ምኽንያት: መንቁን መፍትሒኡን ሃሰስ ንምባል'ዩ ጻዕራ። ኣበሃህላይ ድማ ትሕዝቶ መጽሓፈይ ታሪኽ ባህሊን ትዕዝብትን ከገናዝብ ዝመጣጠር ከምዝኾነ ንምብራህ'ምበር "ኩሉ ህዝቢ ትግርኛ ወዲ ኣሉላ" ኣይብልን። ንምዕዳጋ ከይትጠራጠር! ዓለም ዕዳጋ ዘርእስታ መጽሓፈይ ናይ ታሪኽ መጽሓፍ ኣይኮነትን።
@Shabay_mender
@Shabay_mender Ай бұрын
Infact this discussion is not clear, 1_ he is talking about how to create Economic progress between Eritrea & Tigray, who is Tigray ? ? ? Eritrea has no reason to do Eco _ relationship specific with Tigray but with Ethiopia . 2_ " Deki Alula " this term doesn't refer to Eritreans at all , not our generation but also our grandfather's rememberd Ras Alula as looter & evil criminal. So why you are trying to relate Alula as Eritrean big figure ? 3 . Your point on not focusing the negative events from both sided is good, but a history should be narrated as it was happened.
@FkreyesusWeldezghi
@FkreyesusWeldezghi Ай бұрын
ኣዚ ቀሪቡ ዘሎ ዝርርብ ኣዝዩ ዝነኣድ ኢዩ። ታሪኽ ምፍታሽ እውን ጽቡቕ ኢዩ። ግን ብዙሕ ጌጋ ኣለዎ። ንኣብነት። 1 ይ ግብጻውያን እቲ ናይ ቱርካውያን ንግስነት ብ 1856 ምስ ወደቐ ንኹሉ ግዝኣቶም ኣብ ሊብያ፡ ግብጺ፡ ሱዳን ስዋኪን ፡ ከሰላ፡ ኣብ ኤርትራ ባጽዕ፡ ከረን ፡ ሳሕል ፡ ቆጋይ፡ ገለ ክፋል ከበሳ ግብጻውያን ተረከብዎ 2ይ ምኪኤል ስሑል ብጥልመት ኡዩ ድብያ ገይሩ ኣብ መረብ ብራእሲ ዓንደሃይማኖት ቀቲልዎ። እሱ እዩ እቲ ሓቒ። 3ይ ኣብ ኣቢስንያ ምኪኤል ስሑል ኢዩ ንሃጸይ ናኦድ ቀቲሉ መሪሕነት ኣልቦ ዝገበሮ። ብብኸባቢኡ ድማ ንኣሽቱ መሳፍንቲ ተፈጥሩ። 4ይ ካሳ ብዝብዝ ብሓገዝ እንግሊዝ ኢዩ ናብ ስልጣን መጺኡ። 3500 breach loader rifle , 12 mortar ሃብዎ። ብተወሳኪ John Kirkham ዝተባህለ ናይ ውግእ ኣመኻሪ ሃብዎ። እሱ እዩ ድሓር ነቲ ውግእ ናይ ጉራዕ ይኹን ጉንደት ውግእ መሪሕዎ፡ ኣሉላ ኣይ ኮነን። 5ይ ኣሉላ ንራእሲ ወልደሚክኤል ጠሊሙ ንሃገረ ሓማሴን ምስመጸ፡ 4 ዓመት ኣብ ዓዲ ተኽልላይ ተቐመጠ፡ 8 ዓመት ድማ ኣብ ኣስመራ ተቐመጠ፡ ምኽትሉ ድማ ገብሩ ኣባ ጨቑን ዝበሃል ሕሱም ሰብ ነበረ። 6ይ ኣሉላ ኣብ ዓንሰባ፡ ደምበዛን፡ ደቀተሽም፡ ካርነሽም ብዙሕ ህዝቢ ቀቲሉ፡ ትሪት ኣጽኒቱ፡ ናተይ ቤተሰብ በቦይ ይኹን በደይ ግዳይ ናይ ኣሉላ ኢዮም። ስለዚ ንኣሉላ ምሙጋስ ማለት ዝነቐጸ ደም ምትርካስ ኢዩ። ቁስሊ ምጉዳእ ኢዩ። ንዓካዉን ጸገም ከምጽኣልካ ኢዩ። ስለዚ ኣብ ዘይትፈልጦ ጉዳይ ጠብሎቕ ምባል ኢዩ። 7ይ ኣብ ህዝቢ ብሌን ተርቀን ታውቀን ፡ ህዝቢ መንሳዕ፡ ማርያ ሓባብ፡ ናራን ኩናማን ዘውረዶ ህልቂት ማእለያ የብሉን። ከም ሳዕቤቡ ዳም ነብሶም መታን ክኸላኸሉ ንግብጻውያን ብረት ሃቡና ኢሎም ምስ ሓተቱ፡ ቅድም መስልሙ ድሓር ብረት ንህበኩም ምስ ብልዎም ፡ ሹም ትንሰኤው ናይ መንሳዕ ሃኪን ወዲ መለኪን ናይ ቤት ተርቀ ሰቦም ሒዘም መስለሙ። እዚ ሰብ ብኤርትራ ኣይ ፈልጣን ኢዩ። ብሰንኪ ተጋሩ ብዙሕ ህዝቢ መስሊሙ። 8ይ ጅግና ሕዝቢ ሳሆ ነዚ ንስኻ ተድንቆ ጣልማይ ኣሉላ ኣብ ዊዓን ሮብሮቢያን መኪቱ ሰዓሮ። ብዙሕ ምበልኩ ። ብሓጺሩ እዚ ሰብ ታሪኽን ልምድን፡ ኣቓውማን ህዝቢ ኤርትራ ኣይፈልጦ ኢዩ። ከምኡውን ምድሪ ሓበሻ ሃጸያት ጎንደር።
@danieltekle109
@danieltekle109 Ай бұрын
እዚ ትብሎ ዘለኻ ዝድነቕ'ዩ። ቀጽሎ። መጽሓፈይ ግን ናይ ታሪኽ መጽሓፍ ኣይኮነን። ምስ ናጽነት ኤርትራ ድኽነት ኲናት ስደት ሰፊኖሙሉ ዘለዉ ምኽንያትን መፍትሒኡን ንምህንዳስ ዝመጣጠር ኣተኣላልያ መጻኢ ዕድል ዘማዕዱ ጻዕረይ ኢዩ። እዚ'ዩ ሓቂ ዝብል ብዱዕ ኣነ'ፈልጥ የብሉን። ምናልባት እንተ ተጋግየውን ካባኻን ከማኻን ዝመስሉ ሊቃውንቲ ዝብልዎ ሰሚዐ ካብ ጌጋይ ዘይመዓደሉ መንከማይነት የብለይን። እንተ በዚ እንተ በቲ ብቑጽሪን ብቓላትን ምሕሳብ'ዩ መንገዲ መስተርሆት ዝምድምድ ዘብለኒ ዘሎ ኣበሃህላ ሓዘለይ።
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​@@danieltekle109 I 💯 sure that you are 'tewelige "....you guys suffer from deep inferiority complex and identity crisis....Agame &tegaru have nothing to do with eritrea 🇪🇷.....kondaf mearey
@birhanemelaku3931
@birhanemelaku3931 26 күн бұрын
ናዓኻ ነብሰ ፍሰሀ ዝገብረልካ ጥራሕ ጺሒፍካ ፤ ጽልእኻ በርቲዑ 🤮
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
A. G. A. M. E.
@HaileJenai
@HaileJenai 29 күн бұрын
Ambiguous!
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 Ай бұрын
ኣታ ሰብኣይ ጥዕና የብልካን ንኣቦሓጎታትና ዓመት ሓሪሶም ዘእተዉዎ እክሊ ቀውዒ እንዳ ኣሉላ ምሰረቁዎም ብጥሜት ዝመቱስ ስርቅን ዝምታን ኣይኮነን ኢልካዮ፡ ወዲ ኣሉላ ዋሕድ ፡ ንስካ ናይብሓቂ ወዲ እቶም ወተሃደራት ኣሉላ ኮይኖም ዝመጹ እካ ብኣኩም ኢና ኣብ ኤርትራ ተዋሪድና ዘለና።
@YosepheYehdego-cc8zw
@YosepheYehdego-cc8zw Ай бұрын
Please keep up the history first. Please tell the truth about the ERITREA and ETHIOPIA. Next will continue .
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Ай бұрын
Shaebia deki alula . What a sellouts. Dehay eritra, must well bring tegaru elites
@halaltsilal2652
@halaltsilal2652 Ай бұрын
ሓቂ ባሓቂ ተባእሶም ዘይዕረቁ ደቂ ኣሉላ !!!!ቀንዖም ዘይቆኑዑ ደቂ ኣሉላን ሓጎስን ወሱኩላ ኢባ? ኣሉላን ሓጎስን ከ ኢንታይ ኢዩ መባእስኦም ንጎሩና ኢኩም!?
@brhanselam
@brhanselam Ай бұрын
አብራሃ ንራእሲ አሉላ ብጥይት እግሩ አቑሲሉዎ፡ ካብ ትግራይ ሃዲሙ አብ ኤርትራ ብፍቓድ ጥልያን አብ ታሕታይ ጸሎት ተዓቚቡ። ጥልያን ንኣሉላ ብገበን ይደልይዎ ስለዝነበሩ። The enemy of my enemy is my friend. ካሳ ምራጭን( ሃጸይ ዮሃንስ) ሓጐስ ምራጭን የሕዋትዮም። መንገሻ ካብ ሃጸይ ዮሃንስ ይውለድ፡ ኢሳይያስ ከአ ካብ ሓጐስ፡ አብራሃ፡ አፈውርቂ ይውለድ፤፡ ርእሰ ነገሩ፡ አዴኺ ዶ ይሕሻ ወይስ ሓትንኺ፡ ኩለን ሓደ እምበር ኩለን ይላሓሳ ኢዩ።
@forobia-ss7ye
@forobia-ss7ye Ай бұрын
TEGARU, YEHEWAYENA AYKONUNE.
@jamcobt
@jamcobt Ай бұрын
Methazi zeyblu halwesa!!
@Shigut
@Shigut Ай бұрын
Aboy tigray tiwet Alula never belongs to Eritrea
@Rakibella17
@Rakibella17 Ай бұрын
ጉድ ሰሚዕና ንዶርጎኛ ጆነሳይዳል ሰራዊት ኣሉላ ዘድንቑ ኤርትራውያን ከኣ መጺኦም ኤርትራውያን ደምበ ዕንክሊል ኣዲኣ ገዲፋ ሓትነኣ ብጣዕሚ ኢኹም ተሕፍሩ ። ንምንታይ ኢኹም ኤርትራውነትኩም ክሒድኩም❤ ተጋሩ ኣብልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝተፈጸመ ጆነሳይድ ትርስዕዎ ።
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 Ай бұрын
ኣቶ ዳኒኤል ወያነን ሻዕብያን ደቂ ኣሉላ እዮም ክብል ኮሎ እንታይ ማለቱ እዩ?
@ThePer777
@ThePer777 Ай бұрын
እዝ ውን ከምቶም ዘለው ከርዕመና ሉኡክ እዩ ክምእውን ክእለዩ ዘለዋም ኣሉላዊ እዩ
@danieltekle109
@danieltekle109 Ай бұрын
ዋ! ዋ! ጎረቤቱ ዝኣለየ: በይኑ'ዩ ዝዛረብ። በይንኻ ምዝራብ ድማ ክልተ 7 ዘመላልስ'ዩ'ሞ: ብቑጽሪን ብቓላትን ምሕሳብ'ዩ ስራሕ ውዒልና ኣብ ገገዛና ምሕዳር ዘኽእለና።
@62Amanuel
@62Amanuel Ай бұрын
Thank you Samuel for this interesting and relevant discussion!!
@yemanemenghstab6139
@yemanemenghstab6139 Ай бұрын
ሐደ ስብ ፐርስደት ኤርትራ ኣብ ወጻኢ መጺኡ ጹሉል ተባሂሉ ሕጂ ሐደ ጹሉል መጺኡ ደቂ ኣሉላ ኤርትራውያን መጺኡ ኣሉላ ሕዝቢ ዘጽነተ ፍትሐዊ ይብሎ ኣሉላ ውቤ ኣብ ውግእ ዓድዋ ን1000 ኤርትራውያን ሐደ ኢድ እግሪ ዘቁረጹ ትግትራውት ኣብ ግዜ ፈደረሽን ምስ ኢትዮጽያ ኤርትራ ዝብለ ሽፋቱ ተባሂሎ ብዙሐት ቀቲሎም ሽክ ከቢረ ብላታ ገብርይ ኣብ ግዜ ድርጊ ስለይቲ ኮይኖም ዘእስሩ ዝቀትሉ ዝነበሩ ትግራዋት ሕጂ ከኣ 100 ሽሕ ገንዘቦም ወስ ድቀም ኣግዲፎም ንቤኖም ስድራ ፋሕ ኣቢሎም :: ማሙ ውድነህ ኣሉላ ንሕዝቢ ይቅረታ ሐቲቱ ኢሉ ኢትዮጽያ ጽሐፊ ኢልካ ኢትዮጽያ ኩሉ ሐሶት ታሪክ ዝጽሕፉ:: ሐደ ኣብ ውግእ ባጽሕ ዝጸሐፈ ኩሉ ጅግነት ናይ ሻዕብያ ጽሕፍ ደሐር ካለኤይቲ መጽሐፉ ንዓይ ዝማረኩኒ 2 ብርገት ወያነ ኣብ ባጽዕ ውግእ ማረከምኒ ደሐር ንሻዕብያ ኣረከቡኒ ኢሉ ድሐር ስለምታይ ከምዚ ጽሕፍካ እንተ ተባህለ ገንዘብ ወያነ ስለ ዝከፈሉኒ ጽሕፈ ኢሉ :: እዚ ስብ ገለ ቁሩብ ገንዘብ ተከፍልካ ካብ ወያነ እንበር ሐደ የእሙሮ ዘለዎ ከም ኣይጽሕፍን ስለዚ መጽሐፍካ ጎሐፍ ኣብ ሽቃቅ ትድርበ እያ ግን ናብ ኣእሙሮ ሐኪም ኪድ
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 Ай бұрын
Alula werari eyu shabia wedi alula aikonen gega tarike aitmhar
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 Ай бұрын
@@mehariemehazion9718 ኣሉላ ዋልታ ኤርትራ ካብ ጸላእቲ ዝከላከል ዝነበረ እዩ፡ ኣብሓጎካ ምናልባት ካብቶም ዓሳኽር ጥልያን እግሩን ኢዱን ዝተቆርጸ ተነይሩ ንገረና።
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 Ай бұрын
@@sofoniasdaniel5547 hi wedi agame alula walta zey kones tara shifta eyu neru dmarek abahago dma aineberenin hji wun yeblein eritrawi kulu gzie sieru eyu dwesie
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​@@sofoniasdaniel5547 1 million agame ab tihti gudgad alewu...ab kereba ghize keterkibom ika...wedi mebelel ghembi cenawi agame
@sofoniasdaniel5547
@sofoniasdaniel5547 29 күн бұрын
@@eriblood803 ጠራዕራዕራዕራዕ ክክክ ቆማል ስቅ ኢልካ ምዕራባውያን ዝቶኮቡልካ እንዳበላዕካ ደቅስ፡ ኣዴካ ዝነቀዘ ዓደስ ከብዳ ነፊሕዋ ኣሎ ርድኣያ ደንቆሮ ዋሒድ፡ እንዳተቀጠቅጥካ ዓዲሰብ ኣቲካስ ቦሮቅሮቅ ትብል😁
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 Ай бұрын
ዘይኮነ ይዛረብ አሎ ብጣዕሚ አብ ገጋ ዝጠሐለ መጽሐፍ ሐቲሙ😂 ሳሜአል ምጋደልካ ብልሽ😂
@forobia-ss7ye
@forobia-ss7ye Ай бұрын
HWE SAMUEL, BEZEBA TEGRAYEN ERITREAN, AYETEBEL, GEGA EYU, ENTAY DEA ERITREAN ETHIOPIAN BEL. TEGRAY NAY ETHIOPIA KELEL EYA, ERITREA 🇪🇷 GEN HAGER EYA.
@eyasuasfaha7665
@eyasuasfaha7665 Ай бұрын
እዚ ሰበኣይ ንባዕሉ ወዲ ኣሉላ ኢዩ
@shambko
@shambko Ай бұрын
Eritrea is home to nine nationalities! Your premise that we Eritreans are 'children/descendants of Alula does not hold water! Sorry
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 Ай бұрын
ብስምዒት ደኣ እምበር ብሕቀኛ ታሪኽ ዘይገልጽ ጉጉይ ሰብ ። ታርኽ ኣይተደንገር ክቡር ተዛራቢ።
@freeomkesete1306
@freeomkesete1306 Ай бұрын
ኣሉላ ወድ መን ዩ። ክልተ ኣቦታት ዝውንን ወድ መን ምኳኑ ዘይፈልጥ። ሰበይቲ እንግዳ ግናይ ወሊዳ ክባሃል ወዲ እንግዳ ይብሉዎ። ቁቢ ግን እቲ ኣሳውርታይ ኣቡኡ ዩ። ኣሉላ ትግራዋይ ኣይኮነን ። ወድ ሳሆ ዩ። ኣዲኡ ግን ጓል ሓማሴን ትባሃል
@hayletkle2197
@hayletkle2197 Ай бұрын
ኣሉላ ብቋንቋ ኣምሓርኛ ከም ዝዛረብ ገሊጽካዮ ፡ ኣሉላ ኣምሓራይ ዲዩ ወይስ ትግራዋይ ?
@danieltekle109
@danieltekle109 Ай бұрын
ዝተወከስኩዋ መጽሓፍ በ'ምሓርኛ ስለዝተጻሕፈት'የ በ'ምሓርኛ ኣንቢበያ። ኣብ መጽሓፈይ ብትግርኛ ተርጕመዮ’ለኹ!
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy Ай бұрын
@@hayletkle2197 እዞም ናይ ሕጂ መራሕቲ ወያነ አምሐርኛ ጽቡቕ ገይሮም ዝዛረቡ ኢዮም:: አሉላውን ኢትዮጵያዊ ትግራዋይ ኢዩ::
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​@danieltekle109 anta areghit kelbi cenawi agame.....Alula killed 80% of people living in present-day eritrea 🇪🇷....Alula was a bandit with serious mental illness
@ThePer777
@ThePer777 Ай бұрын
እሞ እስካ ውን ኣሉላ ኢካ
@solomonmosazghi9980
@solomonmosazghi9980 Ай бұрын
ናይ ባይርኡን ናይ ራእሲ ወልደሚካኤል ሶሎሞንን ማለት ቅድሚ ኣሉላ ዝነበረ ኲናትከ፣ ኣበይ ስጊርካዮ ትሓልፍ ኣሎኳ ኣቶ ዳኒኤል ተስፋዮሃንስ? እቶም ኣብ ኤርትራ ዝገዝኡ ዘለዉ ትግራይ'ዚ መበቆሎም ጉጅለ ከም ብዓል ኢሳያስ ኣፈወርቅን፣ ኣብ ትግራይ ዝመርሑ ዘለዉ ተጋሩን (ደቂ ምራጭን፣ ደቂ ራእሲ ኣሉላን) ኣብ ህልኽ እዮም ዝነብሩ ዘለዉ፣ እቲ ኹሉ ንህዘቢ ትግራይን ንህዝቢ ኤርትራን ሓድሕድ ደም ዘፋስስዎ ድማ ብዛዕባ ውድድር ስልጣኖም እምበር ብዛዕባ ኤርትራን ትግራይን ወይ ብዛዕባ ክልቲኦም ኣህዛብን ኣይኮነን እንተኲንካ ትብል ዘለኻ ሓቅኻ ኢኻ። ንኹላትና ደቂ ኣሉላ ትብለና እንተሎኻ ግን ኣቶ ዳኒኤል ተስፋዮሃንስ ናይ ባዕልኻ ጸገም ኣሎኳ። እቶም ብተጋሩ ዝውረሩ ዝነበሩ ኤርትራውያን ንወረርቶም ዓዲሞም ዲዮም ኣምጺኦሞም? ኤርትራውያን እናሻዕ ብተጋሩን ኣምሓሩን ምስተወሩ እዮም፣ ታሪኾም ድማ በዞም ክልተ እዚኦም ምስ ተስረቀ እዩ። ናይ ዳይነስቲ መማቕልቲ ድማ ንሳቶም እዮም። ንዓና ከም ኤርትራውያን ብሰላም እንተዝገድፉና ጥራሕ ጽቡቕ ኔሩ። ምስ ዝኾነ ክንጓዳዳእ ኣይንደልን፣ ኣብ መሬትናን ብዓቕምናን ክንነብር ኢና ንደሊ፣ እንተኽኢልና ድማ ጸጋዳትና እናተማቐልና ክንነብር ኢና ንደሊ።
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 7 күн бұрын
በዞም አንድነታውይን ትንፋስና ወጺና .
@danieltekle109
@danieltekle109 5 күн бұрын
ኤርትራ ናጽነታ ካብ ትእውጅ ልዕሊ ርብዒ ዘመን ሓሊፉስ: ሕጂ'ውን "ኣንድነት" ዝብል ፖለቲካዊ ጥበብ ኣጸዋውታ ዝጽወተሉ ሜዳ ዝረኣዮ ኣተሓሳስባ: ናጽነት ኤርትራ ዘይረኣዮ ኣዕይንቲን ዘይሰምዓ ኣእዛንን ዘለዎ: ቁስሉ እንከሎ ብበሰላ ዝቑንዞ'ዩ። ስለዝኾነ ድማ: ኣብ ትማሊ ስለዝነብር ብቑጽሪን ብቓላትን ዝህንደስ ኣተኣተኣላልያ መጻኢ ዕድል እንተዘይተሰወጦ ኣይገርምን።
@sikeilied8163
@sikeilied8163 29 күн бұрын
Wey gud
@wediadi6788
@wediadi6788 Ай бұрын
PFDJ and TPLF, two bald cousins fighting over a comb.
@meharitedros4196
@meharitedros4196 Ай бұрын
እዚ ሰብ'ዚ ነታ ኤርትራ ዝፈልጣ ኣይመስለንን ። መወከሲኡ ናይ ኢትዮጲያ ናይ ሓሶት ጽውጽዋይ እዩ። ማሞ ውድነህ ክብል ጀሚሩ ነይሩ ።ቀጺሉ ናይቲ መምህር ገብረኪዳን ዝብልዎ ትግራዋይ መጽሓፍ'ያ ተሪፋቶ ። ሽለት ። ዓካዓካ ዝበሃል ወይጦ ድማ ንኤርትራውነት ንምድዋን ኣበየለዉ ጸረ ኤርትራ ክብል ድቃስ ስኢኑ ።
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 Ай бұрын
ሳሙኤል እዚ ጋሻኻ ሻዕብያን ወያነን ደቂ ኣሉላ እዮም ዝብል ሰብ ከም ጋሻ ዓዲምካ ምምጻእካ ኣብ ጭብጢ ዘይምርኰስ assertion ስለ ዝዀነ ንነብስኻ'ውን ተሓባባሪ propaganda ትገብራ ኣለኻ።
@thaile7887
@thaile7887 29 күн бұрын
You will know more if you read. His point is well taken
@yohannestesema6374
@yohannestesema6374 29 күн бұрын
ራአስ አሉላ አብ አስመራ ዛዓስከረላ ምክንያት አሞ አብ ድጉዓሊ ምስ ጣልያን ዝተራከብሉ ን ደግያት ባህታ ንምቅጣል አዩ ሕነ ካልእ ምክንያት አይነበሮን
@moemoemoe423
@moemoemoe423 29 күн бұрын
Please do not come to the media just for the seek of it! Call it as it is!
@freeomkesete1306
@freeomkesete1306 Ай бұрын
ኣሉላ ወድ መሬት ኣይኮነን። እቲ ናቱ ወራር ኣብ ልዕሊ መሬት ሓማሴን ነቲ ወራር ናይ ግብጺ ንምምካት ኢልካ ትሽፍነሉ። ደቅ ኣንድነት ኣካይዳኩም ፍሉጥ ዩ።
@maharitikabo6602
@maharitikabo6602 Ай бұрын
ሰራዊ ኣሉላ ውራሪ ድዩ ኔሩ ኣይኮነን ኣብ ዝብል ንጋሻኻ ጽቡቕ ጌርካ ዝበዳህካዮ ይመስለኒ። ጋሻኻ ግን ካብ ሕቶኻ ክሃድም ኣዩ ተራእዩ። ተግብራቶም ወረርቲ ምዃኖም ኣናነገረ ወረርቲ ግን ክብሎም ኣይደከየን። ኣብ ሓደ መደምደምያ ክትበጽሕ ስለ ዝደልኻ ንዕኡ ዝኸውን ሓበሬታ ክትመርጽን ክትስንዕ ወይ ድማ ከተዛብዕ ሳይንሳዊ ኣይኮነን። Why is your guest trying to hide the indisputable historical crime of Alula? The phrases ደቂ ኣሉላ and ተዛረብቲ ትግርኛ tell a lot about what he wants to sell to us. His claim that the so called ደቂ ኣሉላ created ሻዕብያ is even more outrageous. In addition, his focus on the role poverty on the conflicts then is far fetched.
@brhanselam
@brhanselam Ай бұрын
Tegaru are not ruling Eritrea but they are governing the Governors of Eritrea who are really Tegaru with pure blood from their veins.
@abdat8209
@abdat8209 Ай бұрын
Thank you again Samuel and Haw Daniel. I like the discussion and I’m learning a lot and also I can’t wait to buy the book. However, Daniel I have a question for you Samuel keep asking you a very important question but I don’t know why you’re are trying to get off the question and answering something else. I think you purposely jumping the question I don’t know why? Either you only need to impose your opinion on us or you’re focusing on solving the problems not on the history. If Alula and Yohannes did a genocide on the people especially on the people of kunama and nara and on the Muslim people in general as Samuel try to clarify to you. You’re trying to deny history but at the same time you preaching the people to change their mindset to solve the problems. Be brave enough on accepting the history as it is
@forobia-ss7ye
@forobia-ss7ye Ай бұрын
KID, AGAME
@danieltekle109
@danieltekle109 Ай бұрын
ሰላም ዓብዳት። ድሕሪ ነጻነት ምሰተኣላልያ መጻኢዕድል ሰፊኖም ዘለዉ ድኽነት ኲናትን ስደትን መንቆምን መፍትሒኦም ሃሰስ ንምባል: ብቑጽሪን ብቓላትን ምሕሳብዩ ዘዋጽእ ምባል ታሪኽ ምትካብ ከስምዕ ትጽቢት ኣይገብረሉን።
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​@@danieltekle109 😅😅😅 you are so delusional and deluded....anyway keep living in a fantasy world 🌎 🙄....kondaf mearey
@Sat20190
@Sat20190 Ай бұрын
Your perspective is very unique and eye opening ✨️
@ERIPASE962
@ERIPASE962 Ай бұрын
Teheze ezi sebay se meretka ketheb dika delika
@HagereyMedia-q4o
@HagereyMedia-q4o Ай бұрын
Afari. Mefqeri Baedi
@Eriboy
@Eriboy Ай бұрын
እዋይ ሓሶት ! ኣሉላ እዩ ንኣስመራ ዝመስሪታ ኢልካ ዘረባ ኣሎ ! እቶም ደቀባት'ከ ( ኣርባዕተ ኣስመራ ፥ ገጀረት ፥ ጎዳይፍ ፥ ካልኦትን ) ኣበይ ምስ ከዱ ? ዘመናዊት ኣስመራ ግን ምስ ምምጻእ ጣልያን እዩ ጀሚሩ። ምምርሳሕ ታሪኽ ጠጠው ይበል።
@danieltekle109
@danieltekle109 Ай бұрын
There is no right or wrong but learning. ዝብል ኣበሃህላ ሊቃውንቲ ሓዘለይ'ሞ: ሓቂን ሓሶትን ዝብል ሚዛን መምከኒ ምይይጥ ከምዝኾነ ኣስምረለይ።
@ube-23s
@ube-23s Ай бұрын
ኣርባዕተ ኣስመራ ፥ ገጀረት ፥ ጎዳይፍ ፥ ከረን፣ ባረንቱ፣ ካልኦትን ፣ ቐደም፣ ሓደ፣ሃገር፣፣እዩ፣ ነይሩ፣ ምስ ፣ ትግራይ፣ብግዜ ፣ንግሰነት ፣ ትግራይ፣። ሓደ ፣፣ሃገር፣ ዘይነበረሉ፣ ግዜ፣ ኻኣ፣ነይሩ ። ( ቅድሚ፣ ትግራይ፣ ዝብል፣ ሽም፣ ምምጹኡ) ። ሓደ፣ገዛኢ፣ይመጽእ፣ ናቱ፣ሓጹር፣ (Border) ይገብር ፠፠፠ ድሕሪ፣ 400 ሚእቲ፣ ዓመት፣ ሓደ፣ኻልእ፣ገዛኢ፣ይመጽእ፣ ናቱ፣ሓጹር፣ (Border) ይገብር ፠፠፠ ድሕሪ፣ 200 ሚእቲ፣ ዓመት፣ ሓደ፣ ኻልእ፣ገዛኢ፣ይመጽእ፣ ናቱ፣ሓጹር፣ (Border) ይገብር ፠፠፠ ድሕሪ፣ 700 ሚእቲ፣ ዓመት፣ሓደ፣ኻልእ፣ገዛኢ፣ይመጽእ፣ ናቱ፣ሓጹር፣ (Border) ይገብር ፠፠፠ ድሕሪ፣ 800 ሚእቲ፣ ዓመት፣ ሓደ፣ ኻልእ፣ገዛኢ፣ይመጽእ፣ ናቱ፣ሓጹር፣ (Border) ይገብር ፠፠፠ ናይ፣ ቐደምን፣ ናይ፣ሕጂን፣ ኣብ፣ኩሉ፣ዓለም፣ እቲ፣ ሓጹር፣(Border) ፣ ሓደ፣ ኣይኮነን፣ተቐያይሩ፣ እዩ፣ ወላ፣እቲ፣ ሰብ፣ ሓደ፣ ህዝቢ፣ ይኹን ። ። ። ቕድሚ፣ ጥልያን፣ናብ፣ ኤርትራ፣ ምእታዉ፣ባድመ፣ ሓጹር፣ (Border) ኣይነበረትን ። ። ። ፨ ( The kingdom of Aksum ) ፨ Aksum was the name of a city and a kingdom which is essentially modern-day northern Ethiopia (Tigray province) and Eritrea.
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
​@@ube-23s 😅😅😅 keep dreaming kondafat agame cenewuti funfunat fitret
@yemgeb2511
@yemgeb2511 28 күн бұрын
ጽውጽዋይ? :: ኣብዚ ነልካ ሓሶት ::ኣብኣድዋ ኽንድይ :እንዳስዋ ኣሎ?:ኽንደይ ኺ ናይ ታሬኽ ጽውጽዋይ ይትረኽ ?: ናይ ዚ ሓሳዌ በደው :: ሕልሚ ዶርሖ : ድማ እሱ እዩ :: ኤርትራውያን የኽዋተይን ኣሐተይን : መን ምዃንኻ ኽነግረካሲ:ኣርክኻ ንገረኒ' ዩ ዚ' ወድኻንኩም :: ዓወት ንሓፋሽ ::
@batistutabatigoal7382
@batistutabatigoal7382 Ай бұрын
ንሽፍታ ኣሉላን ፡ ተጋሩን ኩሒልካን ኮሓሒልካን ከም መልኣከ ብርሃን ከድምቕ ሕርድግ ዝብል መጎት'ዩ ። ኣሉላ ዘራፊ ፡ ቀታሊ ፡ ዘይናቱ ክራስይ ድሕር ዘይብል ትግራዋይ ጸረ ህዝቢ ኤሪትራ ከምዝነበረ ኣብ ብዙሓት ተጻሒፉ ኢኻ ትረኽቦ ፡ ስለዝስ እዚ መጎት'ዚ ዘይቅቡል ኢዩ ። እቲ ኤሪትራዉነት ድማ ብ9 ብሄራት ዝቆመ ንናጽነት ኤሪትራ'ዉን ደሙ ዘፍሰሰ ኢዩ ፡ ብተኣምር ሻዕቢያ/ኤሪትራዉነት ደቂ ኣሉላ ኮይኑ ኣይፈልጥን ፡ ካብ ቅርሕንትን ቂምን ተበጊሱ ብመዓር ለቢጥካ ብስም ዕርቅን-ሰላምን ንምውራድ ብዝብል ዝጸሓፍ ጽሑፍ ግዜ ባዕሉ ኢዩ ዘበርዕኖ ፡ ንዘስተዉል ድማ እዚ ናይዚ ቃለ-መሕትት ዘካይድ ዘሎ ሰብ ኣዚዩ ሓደገኛን ጸረ ሃገርን ህዝብን ሰላም ዘርሕቕ እምበር ሰላም ዘምጽእ ኣይኮነን።
@uosefabdulla9943
@uosefabdulla9943 Ай бұрын
Siq bel,kebti. Tarika zeytfelt ensisa eka.guahaf.
@hagarawinet2088
@hagarawinet2088 Ай бұрын
@@uosefabdulla9943ata mahferi nay tigrayka tirah giber
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy Ай бұрын
አሉላ ካብ አስመራ ንዐዱ ክገዕዝ ከሎ አስታት ዓሰርተ ሽሕ ሰባት አስመራ ከምዝተረፉን ወሊዶም ተዋሊዶም ጥራይ ዘይኮነስ ሓንሳብን ንሓዋሩን አስመራን ከባቢ አነ ከምዝሰረቱ ታሪኽ ዝሕብር:: ነዚኦም ደቂ አሉላ ምባሉስ እንታዩ ጌግኡ ክቡር ሓው::
@uosefabdulla9943
@uosefabdulla9943 Ай бұрын
@@hagarawinet2088 😀 nay tigrayey eye zigebir zeleku ata nebsiher.
@uosefabdulla9943
@uosefabdulla9943 Ай бұрын
@@Truth-vc8yy 🤣 kab adi guana nab adu aykonen keydu. Asmara wun adu eyu neyru. Bi metema Derbush sile ziwereru kiwagae eyu kedu.
@misginatsegay9710
@misginatsegay9710 Ай бұрын
I think this man is simply Essub spay of weyane nonsense!!
@danieltekle109
@danieltekle109 Ай бұрын
Spay ዝበልካያ spy ንምባልዩ'መስለኒ።
@mitslalsolomon9300
@mitslalsolomon9300 Ай бұрын
Resah seb resah hangol ywinn. Resah halgol resah tarif ytsihf.😂
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 21 күн бұрын
እዝን መሰልቱን ኢዮም አብ ሞንጎና ተወሊዶም ሰላምና ዝኸልኡና። እዚ ጸሓፋይ'ሲ ካብ እቲ ርጉም ትግራዋይ ገብረኪዳን ደስታን መምህር ሙሉወርቅ አቦ ፅልኢን ደመኛ ፀላእቲ ኤርትራን ብምንታይ ይፍለ ? ንስኻን ሓታታይን ደቂ አሉላ እንተኮይንኩም ንዓኹም ይምልከት። እዛ ኩናት አንቋዕ መጸት ክንጻረ ኢና። ገዛና ከነፅሪ ኢና
@KT-gs7ib
@KT-gs7ib Ай бұрын
Very interesting discussion
@teklazereasfha3836
@teklazereasfha3836 Ай бұрын
ጽቡቕ ትንታኔ ናይብሓቂ አገዳሲ ሰብ ንኤረትራ
@AbuadeebAbdella
@AbuadeebAbdella 23 күн бұрын
Hasawi
@user-hx5kj6rm9h
@user-hx5kj6rm9h 26 күн бұрын
Ewa emo Ethiopia nab Eritrea
@yifdeatbaraki2051
@yifdeatbaraki2051 Ай бұрын
Great and productive historical analysis!!!
@eriblood803
@eriblood803 Ай бұрын
Aye mahber tewelige cenewuti komalat ghembi funfunat fitret...wala enda motkum tihisuwu 😅😅😅
@fitsumsolomonwebsite3196
@fitsumsolomonwebsite3196 29 күн бұрын
Your story sounds like everybody is from Tigray
@samsongebrehiwethager
@samsongebrehiwethager Ай бұрын
ኣሉላ ወራሪ ኢዩ
@radwanfarah5982
@radwanfarah5982 Ай бұрын
ብወገን ኤርትራ ከምዝመስለኒ ጸገም የብልናን ኢቲ ቀንዲ ጸገም በወገን ኢትዮጵያ (ተጋሩ ,አምሐሩ) ኤሪትራዊ ተበዲሉ 29:53 ክነሱ ካሕሳ አይ ሐተተን ይግባአና እዮ እንተሐትና እዎን ሰለዚ ኤርትራ ከም ዘይ ደላይት ሰላም ጌርካ ምግላጽ ጌጋ እዮ. እሳቶም ድልየቶም አፍደገ ባሕሪ ጥራይ ኢዮ።
@fitsumsolomonwebsite3196
@fitsumsolomonwebsite3196 29 күн бұрын
From my perspective it’s myth story like shawa myth story
@ggmm2340
@ggmm2340 29 күн бұрын
“ኣብ ኤርትራ ደቂ ኣሉላ” ??? ኣሉላ ኣብ ኤርትራ ክንደይ እዩ ግዲ “ተቀሚጡ”??? ምድረ ባሕሪ እኮ ምዓልታዊ ምስ ኣሉላ ኣብ ዉግእ’ያ ኣሕሊፋቶ።
@danieltekle109
@danieltekle109 25 күн бұрын
@@ggmm2340 ክንደይ ተቐሚጡ ትብል ሕቶ ሓቅኻ: መሰረታዊት ሕቶ ኢያ። ዝገርም ድማ 10+ ዓመት ኣቢሉዩ ተቐሚጡ። ኮይኑ ግን እቲ እዋን እንግሊዝ ግብጺ ጥልያን ንኣቢሲንያ ዝወርሩሉ ህጹጽ እዋን ስለዝነበረ: ኣብቲ ሓጺር እዋን ናይ ታሪኽ ኣንፈት ዝቐርጽ ለውጢ'ዩ ተፈጺሙ። ስለ'ዚ ኣሉላ: ንጥልያንን ንግብጺን ብውግእ ስዒሩ: ምስ እንግሊዝ ድማ ተደጋጋሚ ዲፕሎማስያዊ ዘተ ዘካየደ መራሒ ኢዩ። ብፍላይ ኣንጻር ግብጻውያን ኣብ ጉራዕ ምስ ተዓወተ: ኣበ'ስመራ ሰፊሩ ንግስነት ሃጸይ ዮሃንስ ክውክል ከምዝተመደበ'ሞ ሓዘለይ። ካብኡ ክሳዕ 20 ሽሕ ዝፍቀድ ሰራዊት መሪሑ ናበ'ስመራ ብምእታው: ነ'ስመራ ኣኸቲሙ: ቅድሚኡን ድሕሪኡን ዘይተራእየ: ኣበ'ስመራ ናይ ዲሞግራፊ ለውጢ የንጽፍ። ቤተመንግስቲ ይሃንጽ። ኣብ መወዳእታ ድማ ካበ'ስመራ ክወጽእ ብንጉስ ዮሃንስ ይእዘዝ። ሻቡ ብዙሓት ሰራዊቱ ኣብኡ ተሪፎም ብምጽናሕ: ድሕሪ ዓመትን ፈረቓን ጥልያን ይጽምበሮም። በል ከምኡ ኢሉ'ዩ መስርሕ ምኹስኳስ ኣስማሪኖሎጂ ዝተጋህደ!
@ZeramariamKiflay
@ZeramariamKiflay Ай бұрын
Hasawi medanageri
@asmarah3174
@asmarah3174 28 күн бұрын
😮ደቂ ኣሉላ ኣይትበለና፡ ጽሩያት ኤርትራውያን ኢና ፡ኣሉላኻ ሒዝካ ስገር ንትግራይካ ንስኻ እንዳ ኣሉላ ናትካ ይኾኑ፡ንኣና ግን ቖረጽትናን ሓረድትናን ሶጎግትና እዮም፡ንሓዉ ብክልተ ኢዱ ዝሃርም ጨካን የለን። ኣብ እንዳ ኣሉላ ግን ብዕራይ ክሰርቑ ኣዲኦም ይቐትሉ፡ካብ ደቆም ዝወልዱ፡ ካብ ንሰብ ንኣራዊት ዝቐርቡ ደቂ ማይ ጠላሚትዮም እሞ ኣይተዛምደና ምስ ኣዝማድካ። እንተ ንኣኻ ሽፋ ይግበረልካ ይኣኽለና ኣይትሓዋውሰና። ኤርትራ🇪🇷🇪🇷 ብኤርትራውያን ንኤርትራውያን። ይኣክል ምድንጋር ነዚ መንእሰይ። ሃገርና ክብረትና ኩርዓትና። ምስ ጎረቤትና ብማዕዶ እኩልዩ!
@kifleman2734
@kifleman2734 28 күн бұрын
No I can’t agree as a young Eritrean with what you are saying. You are wrong when you say that you’re trying to get a solution to our problem while referring all Eritrea as deki- alula.? If you want to solve or want to lay a foundation to a betterment of these people focus on the real current issues. As we are a human being we have to accept the nature of evolution because we are evolving continuously.
@aastersamuel4175
@aastersamuel4175 Ай бұрын
Yosef world knows eri has a natural resources..rich but isaias mafia destroyed Eri...34yrs kibanexiwan
@abdat8209
@abdat8209 Ай бұрын
Sami first thanks for your time and your program.can you please arrange debate between Dr. Mebrahtom and Daniel please 🙏
@tsegaia2909
@tsegaia2909 Ай бұрын
Eta Deki Alula Tbl Zerebaka Nkulu Tuhusteka Afrisato
@loveismyreligion2510
@loveismyreligion2510 29 күн бұрын
Xebuq medeb .
@fitsumsolomonwebsite3196
@fitsumsolomonwebsite3196 29 күн бұрын
Question all Tigrigna speakers came from Tigray there was no tirgnigna speaker Is that what you saying
@wediere2238
@wediere2238 29 күн бұрын
ታሪኽ ዝጉሓፎምን ባቡር ዝሓደገቶም ነጋዶ ፖለቲካ እንዳ ምኒን መዓስ ኢኹም ብህዝቢ ትሓስቡን ትዛረቡን መሃይም ፖለውቲካ ሕጂ ኸኣ ናይ ኣቢ ኣሕመድ ድስቲ ክተልምጹ ትጓገዩ ኣሎኹም፡ተሕዝኑ።
@SaintGeorge2323
@SaintGeorge2323 Ай бұрын
Thank you, and wish you have long life, to tell the truth for both Tigrayans located in South and North enhabitants
@yosiefmichael7148
@yosiefmichael7148 28 күн бұрын
Isaias Afewerqi Abahagoy Gezae Nay Wolo Kem Znebere Ab Zhalefe Meqabir Abahagoy Abzi Eyu Bmbal Kzareb Tesemio Neyru. Slezi Tigraway Mukanu Flut Eyu, Eritreawi Ente Zkewn Si Kemzi Geyru Ketfiana Aymtebegesen.
@michaelhagos1701
@michaelhagos1701 29 күн бұрын
ታሪኽ ምግላጽ ሓደ አርእስቲ እዩ ናይ ሓዋሩ ፍታሕ ምድላይ ካልእ እዩ ንስኻ ብተደጋጋሚ ከም ጎረባብቲ ትብል ቃል ትደጋግማ ኔርካ እቲ ዓቢ ሽግር ኮይኑ ዘሎ ግን ሕቶ ዋንነት እዩ። ንኤርትራዊ ባሕሪ ኢትዮጵያውያን ብኹሎም ተጋሩ ካኣ ብፍላይ ሃገር ክኾኑ አብ ዝህቅንሉ ዘለዉ ግዜ ናይ ዋንነት እዩ ዘባእስ ዘሎ ናይ ተጠቃምነትን ሓቢርካ ምዕባይን አይኮነን ሕትኦም ስለዚስ አብ መግለጺኻ ትኽክል ዘሎ አይመስለንን።
@wediadi6788
@wediadi6788 Ай бұрын
አርትራ ስላ ኣረሜናዊ ጉጅለ ኢሳያስን ጊልያታት ኣገልገልቱን፣ ኣብ ዓለም እታ ብምዕባለ ዝደሓረት፣ ኣብ 21 ክፍለ ዘበን ህዝባ ኣብ ማእሰርቲ ተሞቒሑ፣ ብግልያነት ዝነብር ህዝቢ ኢዩ።
@fitsumsolomonwebsite3196
@fitsumsolomonwebsite3196 29 күн бұрын
Question all Tigrigna speakers came from Tigray there was no tirgnigna speaker in Eritrea at that time Is that what you saying
@radwanfarah5982
@radwanfarah5982 26 күн бұрын
?????
@SolomonWoldemicael
@SolomonWoldemicael 19 күн бұрын
😎 ኦይ ሃለውለው ንሻዕብያን ንወያነን ሰላም ንኽገብሩ ንዓኻ ASSIGNMENT ተተውሃበካ ኔሩ ተባሂልካ ምስተሐተትካ ዝሀብካዮ መልሲ 🙄 እዋይ ሀለውለው እዩ ዘብል #1 ሻዕብያ ማለት ኢሰያስ አፈወርቂ ማለት እዩ ካብ ቀደም ዋላ ካብቲ ሰውራ ባርነት ሰውራ ኤርትራ ዝብልዎ ኢሰያስ ከምድላዩ ዘማሐድሮ ዝእዝዞ ዘካናውኖ እዩ ኔሩ ደሐርከአ ነቶም ኩሎም ንስለምንታይ እዮም ዝቃለሱ ኔሮም ዝፈልጡ ዝነበሩ ነዚ ሕጂ ኮይንዎ ንዘሎ ገበነጫ ኢሰያስ ንኸይከውን ዝፈልጥዎ ዝነበሩ ባዕሉ ይኹን ብኻልኦት ባርያታት ተጋደልትን መራሕትን ንኹሎም አጥፊእዎም 👍እዩ ንገሊኦም አብ ቤተ ማእሰርቲ ሐለዋ ዝብልዎ አሲሩ ንገሊኦም ብሂወቶም እንከለዉ ቀቢሩ ንገሊኦም ደቂሶም እንከለው ንገሊኦም ምስደርጊ እንዳተዋግኡ እንከለዉ ብድሕሪኦም ብምጥቃዕ ንገሊኦም ከአ ብሜላ ተባሳጭዮም ብሐይሊ አብከቢድ ውግእ አትዮም ንኽስውኡ አተግቢርዎም ከምኡዉን ንብዙሐት ብሐሶት ተጋደልትን መራሕትን ምስ ደርግ ርክብ ጌርኩም ኢሉ አልዕል አቢሉ ይአስሮምን ይርሽኖምን ኔሩ ስለዚ 1991 ኮይኑ ስጋዕ ሎሚ ገበነቻ ኢሰያስ ሰባት ዝአስር ዝቐትል ዝጨዊ ANYTIME ውግእ ዝኸፍት ጠጠው ዘብል ንብረት ሃብቲ ናይ ሀገር ንዝደለዮ ሰብን ሀገርን ዝዕድል ዘካሪ ዝህብ ንኤርትራ ልክዕ ከምናቱ ንብረት ዘማሐድራ 👍👍 ብዙሐት ባርያታት ተጨቆንቲ ፈራሐት ተሰደድቲ ኤርትራውያን ኢና ዝብሉ ዝውንን ኢሰያስ ሃብታም ሰብ እዩ 🤔ALL I AM SAYING IS ኤርትራ ናይ ኢሰያስ እያ ናይ ካልኦት አይኮነትን ኩሎም ንኤርትራ እሎም ዝተሰውኡ ዝተቓለሱ ንብላሽ ኮይኖም ከምኡዉን ገበነኛ ኢሰያስ ወናኒ ኤርትራን ወናኒ ናይዞም ኤሪትራውያን ኢና ዝብሉ ንኽኸውን እሎም እዮም ንኸንቱ ተቓሊሶም ሰንኪሎም ተሰዊኦም ክንብል ይግባእ ምኽንያቱ ዝበዝሑ ተጋደልትን መራሕትን ንስለምንታይ እዮም ዝቓለሱ ኔሮም ይፈልጡ ስከዘይነበሩ 👌እቶም ዝፈልጡ ዝነበሩ ግን ኩሎም ብኢሰያስ ጠፊኦም እዮም ብዝተረፈ STOP ሻዕብያ አይትበል ዝብሃል የለን ኢሰያስ በል ምኽንያቱ ONLY PERSON ወናኒ ሀገር ስለዝኾነ ዝተረፉ ባርያታት እዮም ASSIGNMENT ግን ንዓኻ እዩ ዝግባእ
@Hope90s
@Hope90s Ай бұрын
Great interview 👍
@AbuadeebAbdella
@AbuadeebAbdella 23 күн бұрын
Ete gexu Hasawi yemesel
@WelduTesfaldet
@WelduTesfaldet 26 күн бұрын
Wendmamachin nen. Wendmachachn enawkalen. Ke Ertrea hizb tewagto ashenf alohu yemil sew chereka yargelu egna anwagam fekmenal selechena. Wengel lukas 16:30
@matthewshaile5072
@matthewshaile5072 Ай бұрын
Wooow very nice program,please what's the book name l want buy it thanks ⚘
@forobia-ss7ye
@forobia-ss7ye Ай бұрын
KID, AGAME
@bereketkidane6464
@bereketkidane6464 Ай бұрын
Thanks Samuel en Daniel we are the same but from 2002 the Tigray (TPLF) are the problem by not accept the verdict dont bring the bal even to EPDJF! The TPLF now is the problem to Tigrayn, Ethiopia and East Africa country!
@Bahri7977
@Bahri7977 Ай бұрын
ነታ ደቅ ኣሉላ ዝብላ ዘሎ ናይ እንዳ ስዋ ዘረባ ኢዩ። ማሕበር ኣንድነት ስለ ዝኾነ ግን ንጉስ ሃይለ ስላሰ ብምፍራስ ፈደረሽን ዘምጽኦ ዕንወት ክዝክሮ ኣይደለየን። ኢትዮጵያ መጻወቲት ዓለማዊ ግዝኣት ኣመሪካ ምኻና ልዕሊ ደቂ ኣሉላ ምኻኑ ኣይዝክሮን ኢዩ። ትንታኒኡ self hatred ትግርኛ ኣንድነት ዘምባህቑ ኢዩ።
@gatogato2852
@gatogato2852 29 күн бұрын
ዘይምሕፋር ድዪ ዕሽለት እስኻኸ ተዓሪቕካ ዲኻ ወይ ካብኣቶም ኢኻ ተወሊድካ ዘይትዕረቕ እንታይ ረኸበካ።
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 29 күн бұрын
Lebam abo Ato Samuel ( Aka Aka ) abo tsilie ab kulu medebka yikatateleka endiye bijeka tsilie kali yebilikan hzbi Tigray entay eyu bediluka??????
@sikeilied8163
@sikeilied8163 29 күн бұрын
ANTA aya biafka hatef kelil eyu
@tsegayZeru-ig1tq
@tsegayZeru-ig1tq 14 күн бұрын
አንታ ሎቕማጽ ሰብአይ እንታይ ኢኻ ከተመሓይሸሎም ትፍትን አብ ሀ/ስላሰ ኸ...አብ ደርጊ ኸ....ወያነ ስልጣን ምስሓዘ ኸ..?
@goitomrezene6469
@goitomrezene6469 29 күн бұрын
Zegerm eyu newerari alula tsebuk schem habuwo yeblena alo walahanti kab agame zefrhana yelen nebeynena ena Singapore nekewn weyane nehna kenhebetm ayfekedetn kedem hejiwen kemuu beynena ena tebgisna zelena akarakarita sernaya ena ab metaie mebale ertrana teketatel
@HabtomTesfay-m1r
@HabtomTesfay-m1r Ай бұрын
የቀኔልና ኣዝዩ መሃርን መሰረታዊ ዝኾነ ትሕዝቶን። ❤
@kayre5395
@kayre5395 21 күн бұрын
muhur donqoro😢😂😂
@TesfagebrielTesema-hd6od
@TesfagebrielTesema-hd6od Ай бұрын
ንፍግን ብቅን
@hailekebede5606
@hailekebede5606 20 күн бұрын
ንስኻ ዝተወረስካዮ ብፈተውቲ ተኻሒሰ ኢልካ አለኻ እቲ ካልእ ግን ዝኽሕሶ ኣይረከበን ኩሉ ብደም ብዝሕን ብብስጭትን ህይወቱ ሐሊፋ እዚ ከመይ ትርእዮ ኣለኻ
@open795
@open795 Ай бұрын
" ፉጹም ዘይ ዕረቁ ደቂ ኣሉላ " ኣይምሰልኩም ። ክንደይ ዓቀብ ዘይጠርጥኩ በለት ኣድጊ ክዕረቁን ክባኣሱን እዝጊ ኣርኣየኒ በለት ጉብጢሽ ሕጂ ክዕረቁ እዮም ደቂ ኣሉላ ።
@Rakibella17
@Rakibella17 Ай бұрын
ለካ ሃብታማትን ሙሁራትን ኤርትራውያን እዮም ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ጠሊሞማ ዘለው ።
@teweldehabtesus9485
@teweldehabtesus9485 Ай бұрын
Haki eyu isaias Abraha kasa monkey yemane Charlie Kisha
@Azeb1782
@Azeb1782 Ай бұрын
ለባም ትንታነ ❤
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
ПРИКОЛЫ НАД БРАТОМ #shorts
00:23
Паша Осадчий
Рет қаралды 5 МЛН
ከምሽቱ 3:00 ሠዐት የአማርኛ ዜና
59:26
VOA Amharic
Рет қаралды 8 М.
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20