DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ: ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ - ካብ ዓሰርተ ሚልዮን ንላዕሊ ዘታለለት ወይዘሮ -February 05, 2019

  Рет қаралды 119,863

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

Күн бұрын

Subscribe to live streaming
www.dendenmedi...
www.dendenmedia...
/ eritv_official
/ dendenmedia
/ eritveritreaofficial
/ @dimtsihafash-official...

Пікірлер: 390
@marazimarazi8618
@marazimarazi8618 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ስራሕ eri police
@shaebianism4258
@shaebianism4258 5 жыл бұрын
ክንድዚ ዝኣል ገንዘብ ብዘይ ዝኮነ ሞንገኛን ብዘይሕጋዊ ውዕልን ከመይ ጌራ ትህባ ንሳ ንባዕላ ሰሪሓ ኣየምጸቶን እዚ ገንዘብ
@ggyrtu3599
@ggyrtu3599 2 жыл бұрын
Kebrnin magsom nakom deki ERI 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@dafnecernuto8538
@dafnecernuto8538 2 жыл бұрын
ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ለይትን መዓልትን አብ ስራሕ ተጸሚድኩም ዞሎኹም።
@ኣስመራሽኮርጛልኤረይእየኣ
@ኣስመራሽኮርጛልኤረይእየኣ 5 жыл бұрын
Police Eritrea nay behaki nfuat jeganu nay dea kitwesdu so edimen tenan ybahkum fetari miss uuu
@ሓበንሃገር
@ሓበንሃገር 5 жыл бұрын
በስመኣብ ኣንቱም ሰባት ማዕረ ክንድዚ ድዩ እቲ ህዝብና ገርሂ 1745000 ክንድዚ ዚኣክል ገንዘብስ ብዘይ ሕጋዊ ንሓደ ሰብ ይወሃብ።
@bqse6142
@bqse6142 5 жыл бұрын
እዋይይ ብሂወት ሰብ ምጥላዕ እዚ ሕማማት ኣብ ሃገርና ምብዝሑስ እዝን ወዲ ከምዝን እዩ እቲ ጠንቁ ። ፖሊስ ኤርትራ ጀጋኑ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ቀጽልዎ ጥዕና ህዝብና ዋሕስነት ክህልዎ ኣምላኽ ይሓግዝኩም ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ስራሕኩም ።
@girmayberaki4394
@girmayberaki4394 5 жыл бұрын
ኣብዛ ጉዳይ ደኣ ፖሊስ እንታይ ጅግና ዘብሎም ሰሪሖም ኢኻ ጀጋኑ ትብል ?
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
ፓሊስ ኤርትራ ሱቅ ኢልኩም ዓሸውሸው ኣይትበሉ:: እቲ ዝዓበየ ሰራቂ ሃገር ዝሸይጥ ዘሎ ሰብ ኣብ ዓዲሃሎ ተሓቢኡ ስለዘሎ ንዑኡ ሕዙ መጀመርያ: ካልእ ኩሉ ካልኣዊ እዩ::
@SR-vk3cv
@SR-vk3cv 5 жыл бұрын
ሀገር ድሰረቀ ማዓስ ከትሑዙልና ኢኹም ደሐር እዚ ገንዘብ እዚ ናይ ኮላሊትን ነይ ስግረ ዶብ ዝኸዱ ዝኸፈልዎ እዩ ገንዘብ ሐራም ይአክሎ ከዛብ በላዕ ዝበሎ ኢሰያስ አረክብዎ
@mihrettewelde4975
@mihrettewelde4975 5 жыл бұрын
Jeganu deki Erey 😍❤️😍❤️😍❤️👏👏👏 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tekeagenzebu2
@tekeagenzebu2 5 жыл бұрын
Good job 💯👍🇪🇷
@ERITREA_GIRL
@ERITREA_GIRL 5 жыл бұрын
Police Eritrea good job👍👍👍
@tesfamichaelanday8482
@tesfamichaelanday8482 5 жыл бұрын
Oh my God Good job police Eri and continue .
@tesfalemg.ghebremariyam2876
@tesfalemg.ghebremariyam2876 5 жыл бұрын
ፖሊስ ኤሪትራ የቐንየልናኣዝዩ ዝነኣድ ስራሕ ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ፣ብምፍላጥ ይኹን ብዘይምፍላጥ ኣብ ጌጋ ንዝወድቁ ገበነኛታትን ተኸታተልቲ መደብን። አምነትን ግርህናን አኹል ኣይኮነን፣ ክንድዚ ዛኣክል ገንዘብ ከነለቅሕን ክንልቃሕን ሕጋውነትን ናይ ጽሑፍ መረጋገጺ ክንሕዝ ይግባአ ።
@ፍቅርይኢዩመንገደይ
@ፍቅርይኢዩመንገደይ 5 жыл бұрын
ሳክት ውዲ መድህን በራድ ድኣ ዘያኣስርዎ ሎቆምጽ ኢዩም ኩሎም ሓሰውቲ
@debasmeles923
@debasmeles923 5 жыл бұрын
@@ፍቅርይኢዩመንገደይ ክክክክክክ ንሱ ዳኣ መምህር እንድዩ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
ፓሊስ ኤርትራ ሱቅ ኢልኩም ዓሸውሸው ኣይትበሉ:: እቲ ዝዓበየ ሰራቂ ሃገር ዝሸይጥ ዘሎ ሰብ ኣብ ዓዲሃሎ ተሓቢኡ ስለዘሎ ንዑኡ ሕዙ መጀመርያ: ካልእ ኩሉ ካልኣዊ እዩ::
@arefayneberaki7558
@arefayneberaki7558 5 жыл бұрын
@@ፍቅርይኢዩመንገደይ ወይጦታት ዜርኩም ዜርኩም ናብኡ ኢኹም፡ ሰረቕቲ ገንዘብሲ ይእሰሩ ኣለው ሰረቅቲ ዘረባ ከማኻትኩም ከኣ ግዜኡ ሓሊዩ ከርክበልኩም.ዩ።
@arefayneberaki7558
@arefayneberaki7558 5 жыл бұрын
@@weldenegodguad4974 ኣኬባ ናይ ዕሱባት ዲኹም ጸዊዕኩም፡ ጽቡቅ ኣኼባ ይግበረልኩም፡ መወልትኹም ግን ኣብ መጨረሽታ መዓልቶም ቀሪቦም ስለዝኾኑ ምስኣቶም እታ ናይ መዳእታ ጽዋዖም ክሳዕ ትበጽሖም ከተስንዩዎም ጉዕዞኹም ንመቀለ ይኹን።
@maekelezerai802
@maekelezerai802 5 жыл бұрын
ነዛ ኣለቃሒት እሰርዋ please
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ Жыл бұрын
kkkkk
@yonaskiflemariam7925
@yonaskiflemariam7925 5 жыл бұрын
Good jobs 🇪🇷🇪🇷💯👍🏿🤙🏿
@gmanyem1057
@gmanyem1057 2 жыл бұрын
ንፈጣሪ እኮ ካብ ፈታዊየይ እምበር ካብ ጸላእ የይ ሲ ባዕለይ ኣለኩዎ ተባሂሉ እዩ።
@harounekubal8436
@harounekubal8436 3 жыл бұрын
የቀንየልና : ፖሊስ : ኤርትራ : ነመስግነኩም : እወ : እዚ : ጥዑም ፣ ቀሊል : ስራሕ : ዝብሀል : የለን ። ቅድሚ : ሕጂስ : ስራሕ ሓኻይም : ዋላ : እኳ : ሂወት ከድሕኑ : ዘሕጉስን : ዕጋበት : ዝህብን : ተኾነ : እቲ : ስቃይን : ሞትን ምርአይ ብምሕሳብ : የሕዝኑኒ : ኔሮም ። ሕጅግን : ስራሕ : ፖሊስ ተሓሰብክዎስ : ዝገደደ : እዚኦምን : ከምዚኦምን : ዝአመሰሉ : ስራሕ : ገበነኛታት : ክንሰምዖ : ከማን : አሕሚሙና ። እምበር : ስራሕኩም'ሲ ፦ ላም : ሓዊ : ወሊዳ ዝዓይነቱ : እዩ ። አኻእሎ : ይሀብኩም : እንበር : ታይ : ይብሀል : ኮይኑ ። እወ : ከምቲ : ጓሳስ : ሓንቲ : ዝጠፍኤት : በጊዕ : ክደሊ : ዝበዝሓ ገዲፍወን : ዝኸይድ ። ሕጂ ኸአ : ፖሊስ : ነዞም : ገበነኛታት : አብ : ተሓድሶ : ክምህርን : ክሕብሕብን : ክናብን ። ዘህልኾ : ገንዘብን : ጉልበትን : ቀሊል : አይኮነን ። ስድራቤት : እዉን : ከምኡ ። ዓሻን : ጢዕምዎሎ : ሓዉዓሻ ኸአ ። አብ መጨረሻ : ህዝቢ ዓይንን : እዝንን : ፖሊስ : እዩ : ብምባል : ንተመሀሮ : ትህብዎ : ፍልጠትን ትምህርትን : ሓጋዚ : እዩ'ሞ : ቀጽልዎ : ይብል ። ወረገ : አነስ : ከምዚ : ናይ ሽንግርዎ : ድምጻዉያን ንምንዳይ : ዝገብርዎ : ዉድድር ፤ ፖሊስ : እዉን : ግዱሳት : አብሕግን : ስነስርዓትን : ንመጸኢ : ፖሊስ : ክኾኑ : ዝኽእሉ : እስካዊት : ንምንዳይ : ብኮምኒቲ : መናእሰይ : እንዳመያየጠ : ሓሳብ : ተዝለዋወጥ : ምበልኩ ። ደጊመ የቀንየልና ።
@sen-ayt7782
@sen-ayt7782 5 жыл бұрын
ኣይንገራህ ደቂ ኤሩ ኣብዛ ዖለም ቡዝሕ እዪ ዘሎ መታለሊ
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 жыл бұрын
ገበኛታ ክዳሓዙን ክእረሙን ክፍለጡን ጹቡቅ ኢዩ።
@eritrea8133
@eritrea8133 5 жыл бұрын
እንታይ እዩ እዚ ክትኣምኖ ዘጸግም ሕራይ እስከ ፍርቁ ምስሃብካዮ ክትጥርጥራ ኣይትክእልን
@kahsayequbay7409
@kahsayequbay7409 3 жыл бұрын
ዘሕዝን ክንዲዝአክል ገንዘብ ትታለሊ ርእሲኺ አበይ ጌርክዮ ኔርኪ ጓለይ አምላኽ ጽንዓት ይሃብኪ
@biriktihaile2913
@biriktihaile2913 2 жыл бұрын
ምእንቲ ድሕሪ ሕጂ ከይዳናገር ህዝቢ ክፈፈልጦም ምስሎም እንተትዝርግሕዎ ጽቡቅ ነይሩ
@ghebrekidanmesfun8882
@ghebrekidanmesfun8882 5 жыл бұрын
ጀጋኑ ቀጽልዎ ነዞም ስሳዓትን ሕልና ዜይብሎም :ንንጹህን ንገርህን ንፈቃርን ሕብረተሰብ ዝምርዙ ንገዛእ ርእሶም ጥራይ ዝሓስቡ:ዕውራት ኣርሒቆም ዜይሓስቡ: ድንዙዛት ሓላፍነት ዘይ ስመዖም። መታለልቲ ጽድቂ ዝራሓቆም :ንከምዚኦም ዝበሉ ናብ ቤት ትምህርቲ ሕጊ ምርካብ ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ!!! ኣብ ህዝቢ ክዳን በጊዕ ተከዲኖም ንዝነብሩ ሕሱማት ተካሉ ክትብቁሱ ኣብ በረካታት ንኣቦታትና ዘጽነዐኣምላክ ጥበብን ሓልን ይሃብኩም!!!
@stighehanaghebreyesus1696
@stighehanaghebreyesus1696 3 жыл бұрын
ዘታለለት ዘይኮነት ጊጊቲ ውሃቢት ገንዘብ ኢያ ብጣዕሚ ግግይቲ ቁሩብ ዘይትሓስብ ክንድዚ ዕሽነት ከ ኣሎ ዲዩ ብጣዕሚ ዝገርም ኢዩ
@Eritrea1993
@Eritrea1993 5 жыл бұрын
ጽቡቅ መደብ አዩ ቀጽልዎ ግን ስሓቢ ኣይ፡ኮነን አዚ መደብ ብከመይ ? ቢ ቭድዮ አንተ ዝኸዊን ነሩ አቲ ሰብ ኒ ኪሪኢዮ ስሓቢ ምኮነ ይቢል ኣነ የቀነልና ቦሊስ ኤርትራ
@E1991.
@E1991. 5 жыл бұрын
Good job police Eritrea👍komu girkum hezewom hember seraki zebezhalu gizie hina zelena.
@debasmeles923
@debasmeles923 5 жыл бұрын
ንበዓል ፍሊጶስ ከ ንበዓል ኢሰያስ መን ይሓዞም እዚ ንህቢ ካብ ህዝቢ እንተ ደልዮም ይልምዑ እንተ ደልዮ የለ ቅሑ ኣየለቁሑ ናቶም ጉዳይ ዩ ሃገር ዘድክዩ ዘለዉ ኸ ደኣኣ ሓወይ
@arefayneberaki7558
@arefayneberaki7558 5 жыл бұрын
ደቀ መዛምርትና ተኣሲሮም ኢልካስ ክንድዚ ጠራዕራዕ፡ ነቶም መወልትኹም ወያኔ.ውን ክትጸርፉዎም ጀሚርኩም፡ እቲ ናይ ቅደም ዝጸንሐ ውዳሴ ደኣ ኣበይ ጠፊኡ፡ ኢዶምዶ ኣህጺሮም.ዮም ደሓን ኣብ.ቲ ዘሎኹሞ.ውን መንግስትና መግዛእትና ስለዘየፍቀደሎም ክምውልኹም ቅሩባት ዘለው ውሑዳት ኣይኮኑን፡ ኢድኩም ወጥ ኣቢልኩም ሃገርናን ህዝብናን ክንሸይጥ ቅሩባት ኢልኩም እንተተማባጺዕኩምሎም፡ ብዛዕቲ ኤርትራውነት ትውልዲ ጥራይ ኣይኮነን ዝውስኖ፡ ንሃገርካ ክትሸይጥ ከማኻትኩም ቅሩብ ምዃንን ንኩሉ ኣንጻር ሃገርና ዝካየድ ተጻብዖታት ክትምክት ቅሩብ ምዝኳንን.ውን ዓቢ ተራ ኣለዎ። ምናልባት ስድራኹም.ውን ካብቶም ምእንቲ ጥቅሞም ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ ዝብሉ ክኾኑ ኣለዎም.ምበር፡ ብፍቅሪ ሃገር ተኾስኲሰ ዝዓበየስ ከምዚ ናታትኩም ኣብ ናይ ሃገር ጥልመት ኣያቱን.ዩ። ስድራኹም ከምዚ ዝተልገጸ እንተዘይኮይኖም ይቕሬታ እናሓተትኩ፡ ንፉዕ ሕማቅ እንተወለደ ተዘምተ ሕማቅ ንፉዕ እንተወለደ ከኣ ተቀልተ ከ ዝበሃል፡ ብደውኩም ዝሞትኩም ስለዝኾንኩም ጽንዓት ይሃብኩም ካብ ምባል ሓሊፍና እንብሎም የብልንናን።
@debasmeles923
@debasmeles923 5 жыл бұрын
@@arefayneberaki7558 ንመን ኢኻ ማለት ዩ ደቂ መዛምርትና ድዮም ዓጋመ ወድ ጋዕጋዕ ጨናዊ ኢሰያስ ዶ ኣይኮነን ምስ ወያነ ዘዳኽር ዘሎ ብጽብጽ
@arefayneberaki7558
@arefayneberaki7558 5 жыл бұрын
@@debasmeles923 ብወሰን ዝተወልደ ወዲ መለስ ጨናዊ ዲኻ፡ ካብ ህዝብታት ኢትዮጵያ መንዚዑ ዝኣከቦ ሃብቲ ኣብ ባንክታት ናይ ዓለም መሊኡ ስለዘሎ፡ ጅግና ኣብይ ምስተን መንግስታት ተሰማሚዑ እንተዘየምሊሱዎ ካብኡ ቁሩብ ትኳቦ ኣይነፍግልኩምን.ዮም፡ ስለዚ ብተስፋ ንበሩ፡ ሰሪሕካ ምብላዕ ኣብ ባህልኹም ስለዘየሎ ማለተይ.የ።
@debasmeles923
@debasmeles923 5 жыл бұрын
@@arefayneberaki7558 ወድ ጨናዊ ጋዕጋዕ መለስ ዜናዊ ኣይፈልጦን የ ንዓኻ ይቐርበካ ይኸውን ኣቦይ ፍሉጥ ዩ ኣድራሻይ ክህበካ ክትሓተይ ወድ ዛ ኣምሓራይ ኣረፋይነ ዝበሃል ኤርትራዊ ኸ ኣሎ ድዩ ወድ ሻንቅላ ድቓላ ዓጋመ ንዓኻ ይቐርቡዃ
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 Ай бұрын
Welcome police Eritrea Good job 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@johneri4259
@johneri4259 5 жыл бұрын
ከምበዓል እዚኣ እዮም ንህዝብን ሃገርን ከታልሉ ጸኒሖም ምስተታሕዙ ወይ ምስሃደሙ ኣብ ወጻኢ ምስከዱ ደለይቲ ፍትሒ ኢና እናበሉ ዘዳናግሩ ዘለዉ፡ ስለዚ ህዝበይ በዞም ሰረቕትን መታለልትን ከይትግራህ።
@ibrahimadem8039
@ibrahimadem8039 5 жыл бұрын
Kkkk kula delay fthi b kemzi wedi kemzi ztestest eya
@ሳብርሳብር
@ሳብርሳብር 5 жыл бұрын
ሱቅበል ቶኳን ሓሳዊ እስኻ ክኣ ብሓሶት ተኸሲስካ ሰብ ብምጽላምን ከምትኽሰስ ፍለጥ ካብዛ ዝተዛረብካያ ትኸፍእ የላን
@kirostsehainesh8243
@kirostsehainesh8243 5 жыл бұрын
Lokmats feger kabaka ayihlef iti figrna feger
@ሰላምንኣፍሪቃ
@ሰላምንኣፍሪቃ 5 жыл бұрын
ልክዕ
@asmarina1123
@asmarina1123 5 жыл бұрын
John Eri ፈሊጥካዬም
@biniamkibrom611
@biniamkibrom611 5 жыл бұрын
ጽቡቕ ስራሕን ጻዕርን ግና ቪድዮ እንተትግበርሉ ጽቡቕ ኔሩ።
@ድፋዕሃገር
@ድፋዕሃገር 5 жыл бұрын
ኣነ ገሪሙኒ ዘሎ ግን ፡ እዛ ጓል ቸክ ኣይኮንኩን ዝህባ ነይረ ትብል ኣላ ፡ እዚ ኩሉ ትህባ ዝነበርት ገንዘብ ( ካሽ ) ድኣ ኣበይ ተቐምጦ ነይራ ማለት እዩ ?
@ፍቅርይኢዩመንገደይ
@ፍቅርይኢዩመንገደይ 5 жыл бұрын
ሳክት ኢያ ሓውና ካብ ኢርትራ ዚና ዝውጽአ ሓሶት ኢዩ
@selameyodletey1099
@selameyodletey1099 5 жыл бұрын
Ab geza tekemto nera zarkey
@MDFQN
@MDFQN 5 жыл бұрын
qdmi naqfa miqyaru ako ela shiu dma genzeb b kisha u nieru dollar 50 zshrefelu znebere awan
@weysebdeqey2436
@weysebdeqey2436 5 жыл бұрын
Defae hager ab gezakum gumama
@orangeafrro586
@orangeafrro586 5 жыл бұрын
ኣነ ናይቶም ዘደናግሩ ዘይኮነ፡ ናይቶም ዝተደናገሩ ሰባት ኢዩ ዝገርመኒ። መጀመርያ ተደጋጋሚ ብዘይ ውዕል ገንዘብ ሃበኒ ክብለካ ከሎ ናትኩም ሽግርን ዕሽነትን ኢዩ። ካልኣይ ድማ፡ እቶም ዝተደናገሩ ሰባት፡ ዘይ ሕጋዊ ስራሕ ክሰርሑ ኢዮም ካብ ሰብ ተሓቢኦም ዝሰርሕዎ። ኣብ ሓደጋ ምስወደቑ ድማ፡ እቲ ጉዳይ ዝቃላዕ።
@tesfit258
@tesfit258 5 жыл бұрын
Samres Free wala neay wun natom eyu gerimni
@abrehetghe7419
@abrehetghe7419 5 жыл бұрын
Medhanit ttkem nara
@orangeafrro586
@orangeafrro586 5 жыл бұрын
Abu Sweet እንታይ መድሃኒቱ፧ 😀
@abrehetghe7419
@abrehetghe7419 5 жыл бұрын
@@orangeafrro586 kakakkaak komueu elu mekina ztetahazeto medhanit kemttkem ayfeltn na nare elu Enda tenkolti tkeyd nara 🙊🙉🙈
@elnataproudlyeritrean4872
@elnataproudlyeritrean4872 5 жыл бұрын
Natom eyu eti tsegem bejaka
@tesfit258
@tesfit258 5 жыл бұрын
Eti kendi tsgem Kab police mhdam eyu Medenageri dea entay kbleka tsbe Kid npolice habr Hzbn police edin gantn kkewun alewo Bflay nguhila ahlifka kthbo aleka
@ወዲመምህር-ጰ9ኸ
@ወዲመምህር-ጰ9ኸ 5 жыл бұрын
ኣነስ ነዛ ወሃቢት ገንዘብ ተታኣስርዋ ደስ ምበለኒ፡ ክንድዚ ዝኸውን ገንዘብ ከመይ ገይራ ኣሚና ትህባ፡ካብ ሌባስ ተቀባሊ ሌባ
@dejengebray4580
@dejengebray4580 5 жыл бұрын
Medhanit ttkem eya eko elika eti wedi,,,tenqalit eya elwa
@debasmeles923
@debasmeles923 5 жыл бұрын
ሰዓረ ብድንቁርና ትሳቐ ዘላ ሰበይቲ እንታይ ጌራትካ ክትኣስራ
@yonastesfay874
@yonastesfay874 5 жыл бұрын
Ayterfan eyu...gidn enber
@fikrizifetu6023
@fikrizifetu6023 5 жыл бұрын
Nisa ewin ok kindzi ziakil genzeb bzeyhgawi eya amxiato cos ab eritrea abzi seat dukan serihka kindzi kitrekib aytkielin eka
@debasmeles923
@debasmeles923 5 жыл бұрын
@@fikrizifetu6023 ክክክክክ እንታይ ትብል ናይ ቀደም ክጸንሓ ኣይክእልን ድዩ
@sosweet6192
@sosweet6192 2 жыл бұрын
Good job. God bless you 🇪🇷 🙏 ❤
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617
@oneeyetomyselfoneeyetomyco7617 5 жыл бұрын
እምባእ ንባዕልኺ ሰራቂት ኢኺ ንስኺ ክንድዚ ገንዘብ ደኣ ብደይ መንጎኛ ከመይ ገርኪ ትህብያ ዘይእመን 500,000 700,000 ኢልካ,ሎ ዘረባ ሳነቲም ተረኺብለይ እንታይ ትሰርሒ ነርኪ ንስኺ ንምንታይ, ከ ካብ መንግስቲ ተሓቢእኪ ክንድዚ ንግዲ ምስ ውልቀ ሰብ ትመያየጢ ካብ ግብሪ ምኽፋል ናይ መንግስቲ ክትሃድሚ ዲኺ ኣብከምዚ ጸገም ኣቲኺ!
@semuyelove3784
@semuyelove3784 5 жыл бұрын
Mhre asli kkkkk gerimuna eko leali hade million ena habtas halay neana zey tihbna nezom ab sidet zelena enda shisha b hgawi kefitna kinserhalu
@semuyelove3784
@semuyelove3784 5 жыл бұрын
2 million wey gudd kkkkkkkkkk
@debasmeles923
@debasmeles923 5 жыл бұрын
ኣይኮነን ኣታ ዘይከውን ኣይትዛረብ ብሰሪ ድንቁርና ዘይትሓሊ ግዳ ደንቆሮ ያ በል እምበር
@debasmeles923
@debasmeles923 5 жыл бұрын
@@semuyelove3784 ክክክክክክክክ ፍጉር
@semuyelove3784
@semuyelove3784 5 жыл бұрын
Debas meles kkkkkkkkkkkkkk emo gerimuna endo zearkey neakum ezom nay kale Europea eku entay ekitsrrhlu neana ezom nay England eye elya kkkkk
@adhanetadhanet7598
@adhanetadhanet7598 5 жыл бұрын
Long live demzi police ertra 🇪🇷👍
@biriktihaile2913
@biriktihaile2913 2 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ሓላላት ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን እምነየልኩም
@weinimaashio1545
@weinimaashio1545 5 жыл бұрын
Good job !!!
@abuselam2532
@abuselam2532 5 жыл бұрын
ኪንዲዚ ዛኣኪል ገንዘብ ዳ ኣበይ ተከምተዮ ነሪኪ አሰርዋ ነኣኣ
@tesfaxbah6130
@tesfaxbah6130 5 жыл бұрын
እዚኣ ደኣ ኣዚራትሎም እያ ፈውሲ ገይራ መሳኪን
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 жыл бұрын
ምልክታ ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ ኣብ ጋዜጣ ሓዳስ ኢርትራ ብወክልና ተክሴ ከም ዞሎኩ ሰምዐ ኣሎኩ ኣብ እደይ ግና ኣይበጽሔን ወክልና ባዓል ቤቴይ ትዕግስት ኣስረሰይ ዑቆባጽዮን ።ኣቶ ኣስረስይ ዑቆባጽዮን ምኮኑ ይግምት ሓሞይን ባዓልት ቤተይ ኣብ ምጥላምን ምትላላት ጉቦኡም ካብ ምግባር ተሓብኦም ድሕር 9 ወርሕ ።
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 жыл бұрын
ጹቡቅ ገሮም ኢፈሉጡ ኢዮም ኮማዊ ቤት ፈርድ ማይተመና ግና 17/6/219 ቆጸራ መውዳእታ ክብል ዘማሓላለፎ ብዓይኒ ሕግ ክራኣየለይ ፍትሓዊ ብዘይሙኮኑ ክፍለጠለይ ፖሊስ ኤርትራ የመልክት ኣሎኩ ሙሉእ ሰመይ ባዕሉ ኮማዊ ቤት ፈርድ ማይተመናይ ሓሞይ ኣቶ ኣስረሰይ ዑቁጽዮን ተቀማጥ ሓዝሓዝ ሕጁዎ ከምዞሎ ተጽውዑ ክሕተተለይ የመልክት ኣሎኩ?
@shewitteklai8137
@shewitteklai8137 5 жыл бұрын
ኣቶም ሰባት እዚን ክልትእን መታለልት እየን ዋላ አቲ ወዲ አዚኦም ኩሉም ሰምሰርት አዮም ክንደይ ኤርትራዊያን ዝጥፉኡ አዮም ሎሚ ግን ምስ ተፈለጥ አዮም መልሓሶም ዝዓጽፉኡ ዘለዉ STOP ERITREA IN LIBYA KILLING TOMORROW CAN BE BETTER THAN TODAD
@ድፋዕሃገር
@ድፋዕሃገር 5 жыл бұрын
ስለዚ ፖሊስ ገና ስራሕ ኣለኩም ማለት እዩ ፡ ምኽንያቱ እቲ ገንዘብ ቸክ ክሳብዘይኮነ ሕጋውነቱ ውን ከተጽንዑ ኣለኩም ዝብል ርእይቶ ኣለኒ ።
@ኣከለ.ዓዲቀይሕ
@ኣከለ.ዓዲቀይሕ 5 жыл бұрын
Denver eritrea eway !!!
@zereittesfay1522
@zereittesfay1522 5 жыл бұрын
ጥእይቲ አዛ ትዛረብ ዘላ ሰበይቲ ክንድዚ ገንዘብ ደኣ ሰሪህኪ ዘምጻአክዮ እንተኮንኪ ስለምታይ ዘይትጥጥርያ
@nakfavsdollar
@nakfavsdollar 5 жыл бұрын
ኣንታይ ዓይነት ፈወሲ ጌራትልኪ አይፍልጥናንን ኣዚ ጉድክን ተፍልጥ?
@sofiakaasa414
@sofiakaasa414 5 жыл бұрын
kendey leba alew abe erterya betam betam yehzene weye ertera adeye ty Dim Tsi Hafash
@yonibest471
@yonibest471 5 жыл бұрын
ያያያ እዛ ደርፊ እለይዋ pls በጃኹም። ኣብዚ ከምዚ slow ተጠቀሙ በጃኸም
@eseyasesuuu8705
@eseyasesuuu8705 5 жыл бұрын
ማይ ዓዲ ሃሎ ሸሪባ ኔራ ከይትኸውን ።ክንድዚ ገንዘብ ካበይ ኣወጺአቶ: ካብ ባንኪ አይካአልን ዩ ሰራቒት።
@ቢተውጅግናወዲህዝቢ
@ቢተውጅግናወዲህዝቢ 5 жыл бұрын
ንስኻ ኢኻ ሰራቂ ሚልዮን ናቅፋ ኮ ብ ዶላር ሳናቲም እዩ ሚልዮን ናቅፋ ምስ ስድራኻ ን ወርሒ ኣየሕልፋኻን እየን ቁጠባ ኤሪትራ negetive 100% እዩ ወሪዱ ዘሎ
@rezene7448
@rezene7448 5 жыл бұрын
ፖሊስ ኤርትራ መንእሰያት ብዘይሓላፍነት ምህራም ኣቋርጽዎ ደናቑር ቅሩብ ርእሲ የብልኩምን
@debesayberaki8420
@debesayberaki8420 5 жыл бұрын
በቃ ዘይተባረኸ ገንዘብዩ እዚ ናትኩም ተዝባረኽ እዚ ኩሉ ኣይመጋጠመኩምን።
@yoditsahle2138
@yoditsahle2138 5 жыл бұрын
መጓኽይቲ ደሐር ምስ ተአሰርኩም መንግስቲ ተፀልሙ ዉዳቃት
@berhaneyowhanss8508
@berhaneyowhanss8508 5 жыл бұрын
ዮዲታ ይገርም ዩ ወርዲዎ መንግስቲ
@margarettesfamichael5930
@margarettesfamichael5930 5 жыл бұрын
Love wedi Hager police ERI get them all out lebe from ERI land for good.and please don't give her ERI name for Thief.counting good job !🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯🐯
@heleneteklewady4961
@heleneteklewady4961 5 жыл бұрын
Yodit sahle sk beli dmu
@debasmeles923
@debasmeles923 5 жыл бұрын
መንግስቲ ስ ባዕሉ ጸሊም ዩ ግዲ የብልክን
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 жыл бұрын
ኣጣቅዑ መጣቃዕቲ
@5star241
@5star241 5 жыл бұрын
አዚን ወዲከምዝን ምስ ገበርኩም ተኣሰሩ ዳሐር ጸኒሕኩም አሰሩና ፈቱሑና አንዳበልኩም መንግስቲ ተጸልሙ።
@aronabraham4182
@aronabraham4182 5 жыл бұрын
Kkkk
@sebetayzeybele8527
@sebetayzeybele8527 5 жыл бұрын
Hegi eko xebuq ete kone gen gedidu
@ኣስመራሽኮርጛልኤረይእየኣ
@ኣስመራሽኮርጛልኤረይእየኣ 5 жыл бұрын
Ya nay behaki
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
ፓሊስ ኤርትራ ሱቅ ኢልኩም ዓሸውሸው ኣይትበሉ:: እቲ ዝዓበየ ሰራቂ ሃገር ዝሸይጥ ዘሎ ሰብ ኣብ ዓዲሃሎ ተሓቢኡ ስለዘሎ ንዑኡ ሕዙ መጀመርያ: ካልእ ኩሉ ካልኣዊ እዩ::
@asmarina1123
@asmarina1123 5 жыл бұрын
5 star ትክክል
@semuyelove3784
@semuyelove3784 5 жыл бұрын
Ade koleaut eye tibli eti sebayki ke aymkirekin endu ati birkiti haftey agerman adnyseawun eu eI
@amanaman801
@amanaman801 3 жыл бұрын
Police eritrea hero
@ናይውሽጠይመንይመልጠለይጽ
@ናይውሽጠይመንይመልጠለይጽ 5 жыл бұрын
ሱቅ በሊ ሱቅ ሱቅ እዚ ንባዕልኺ እዚ ንባዕልኺ ዘይሕጋዊ ስራሕ ስለ ትሰርሒ ዝነረርኪ እበር ውሕስነትን ምስክርን ዘይብሉ ሲ ክሳብ ክድዚ ከመይ ገርኪ ትብያ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 5 жыл бұрын
Wwwwwooo jaganu daki Eri kubrat polic Eritra kaxlwo xebuk Madeb eu!!!!🇪🇷🙏🇪🇷👍👍👍👍
@selemunsolo8798
@selemunsolo8798 5 жыл бұрын
hani Aslii hani ነቲ ቀንዲ መታለሊ ዝኾነ ኢሰይስ ደይሕዙልና
@okbamichaelminet1322
@okbamichaelminet1322 5 жыл бұрын
@@selemunsolo8798 kkkkk I like your comment
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 5 жыл бұрын
ፓሊስ ኤርትራ ሱቅ ኢልኩም ዓሸውሸው ኣይትበሉ:: እቲ ዝዓበየ ሰራቂ ሃገር ዝሸይጥ ዘሎ ሰብ ኣብ ዓዲሃሎ ተሓቢኡ ስለዘሎ ንዑኡ ሕዙ መጀመርያ: ካልእ ኩሉ ካልኣዊ እዩ::
@abrahampeace8083
@abrahampeace8083 5 жыл бұрын
ጦንቂላ፣ ካብ ሰብ እምነት ከም ዘሕድሩላ ትገብር ኔራ ማለት እያ።
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 жыл бұрын
ምልክታ ትዕግስ ኣስረሰይ ዑቅጽዮን ባዕልት ቤተይ ካይና ካባይ ካብ ትስወረ ዕለት 1/9/2018 ክሳብ 10/5/2019 ዓመተ ምህረት ተስውራን ታሓብኣን ድሕር ምጽና ሕጂ ግና ኣብ ጋጸጣ ሓዳስ ኤርትራ ምልክታን ክስሳን ብምላዋ ኣነ ካብ ትዕግስት ኣስረሰይ ዑባጽዮን ዝሓቶን ዝደልዮን ሰለ ዘለኒ ኣብቲ ተረክባቱሉ ዕለት ብስብላዊ ሕግ ኤርትራን ብፖሊስ ኤርትራን ክትሕተተለይ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ቀርባ ምስኣ ዞሎ ሰነዳት 10000ኢሮ ዘለና ዕዳን ክትከፍሎ የመልኪት ኣሎኩ።
@hustler5209
@hustler5209 5 жыл бұрын
ለያቡ ህግደፍ ዝሰርቆ ዞሎ ኸ እዚ ኹሉ ሽያጥ ወርቂ ቢሻ ዓሳታት ባሕሪ ገንዘብ ኣበይ ኣሎ ዓዲ ልቺ የብላ ባኒ የብላ ተሪፋ ዘላ። ሰረቅቲ ንባዕልኹም ጋሓፋት ተካል ስርዓቶም
@yohannesghebremedhin562
@yohannesghebremedhin562 4 жыл бұрын
Bhaqi anjera azgi bla ,anbesa felitkayom ,mnalbash dihri salstivyemxawo dokon ykonu kkkkkkkk
@gmanyem1057
@gmanyem1057 2 жыл бұрын
እዋ ከመይ ዝበለ ዛንታ እዩ፡ ምስክር ዘይብሉ ዶ ሚሎን ገንዘብ ይወሃብ እዩ፡ የዋህነት ዶ ዕሽነት። እቲ ጌጋ ናይታ ዋሃቢት እምበር እቲ ኣ ስ ስራሓ እዩ።
@ahmeddinsaleh6276
@ahmeddinsaleh6276 5 жыл бұрын
50,000 habi mejemerya , heray 100, 000 weskhi , heray 500, 000 weskhi , heray Haka indya eta sebeyti sirha kitighebr zikheAlet . Urbun tikhefl imber ab idka hanti keyhazka ghenzebka kitihb intay wuhsnet ms haleweka iyu . Nisu tirah zeykone sighab 10 million nakfa kitilekhakhm silemintay edelat kitirekb afikidomla . Kedamay , kaleay , salsay , rabeay , hamshay , shadshay , shabuay ........... endabelet eba memerixa hadinatom .
@habenertra9169
@habenertra9169 5 жыл бұрын
Aytetalelun atallna eyom iloma bzaeba mtlal police kndey gize mihiru gebenatat aqaliu nayziom gn kutur sisea iyu ezi kulu genzeb slemntay banki zeyetwwo nsrqi ztalelu
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ
@ዘመንተቀይርካኒ-ጀ3ኸ Жыл бұрын
ኣብ ሙሉእ ዓለም ዜርካ ከም ፖሊስ ኤርትራ ክትረክብ ኣጸጋሚ ኢዩ ኣብ ስርሖም ማዕረ ክንደይ ትግሃት ኣለዎም በርትዑልና ሰስኑልና
@mikalsolomon3793
@mikalsolomon3793 5 жыл бұрын
🐫🐫🐫🌟🌟👍🌟👍
@tbtb7101
@tbtb7101 5 жыл бұрын
Ane ab 2004 ab diaropaulos kemzi agatimuni 45nakfa kefile dhri 2 kne nab shikor tekeiru
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 жыл бұрын
ዕለት 3/6/2019 ባዓልት ቤቴይ ኣብ ዘይቡሉ ኣነ ተበዳል ተጠላም ኮሎኩ 9 ወርሕ ካባይ ብምሕባእ ምሳይ ምዝርራብ ብምሕሳብ ስግንጥራት ተግባራቶ ከይሓፎሩ ኣብ ቤት ፍርድ ኮማዊ ማይ ተመናይ ንሓውይ ውጭር ሕለም ዛዓይኖቱ ብግባሩ ።
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 жыл бұрын
ትዕግስት ኣስረሰይ ዑቆጽዮን ሓሞይ ኣቶ ኣስረሰይ ዑቆጾዮን ብጥልመት ብእምነት ሙጉዳል ብኽሕደትን ብሻፍት ኑጹሃን መስልካ ታሓብእካ ድሕር 9 ወርሕ ተክሰስት ዳኣ እምበረይ ከሰስት ከምዘይኮኑ ክፍለጠለይ ክምዝገበለይ ኣብ ቤት ጽሕፈት ብስብላዊ ገበን እምነት ምጉዳል ምድንጋራት ምጭብርባራት ከይተራእየ ውኩሉኑኡ ከይስማዕ ተቃውመይ የቅርብ ኣሎኩ?
@VeleroMedia4952
@VeleroMedia4952 5 жыл бұрын
Naytom seb Meare see deleye mekone lemedenayo nerena nayta Metalalite geda gedede 10 millions😗
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 жыл бұрын
ኣብ ዕለት 22/4/2019 ዘመልኮትኩዎ ኣብ ድምጽ ሓፋሽ ኤርትራ ክራኣየለ ድሕር ነውሕ ግዜየ ተሰዊራ ምጽናሕ ሕጂ ግና ሃንደበት ምልክታን ክስን ኣቅርባ ኣላ ኣነ ግና ኣብ ምልክታ ዘውጻእን ዘክስ ከምዘይብለይ ኩሉ ግዜየ ዳሃያን ኣበይ ከምዘላን ኣብድላይ ኢየ ጽንሔ።
@delaytselam6909
@delaytselam6909 5 жыл бұрын
Defar serakit kkkkkk tetsawitatlom.
@semirparckieri-keren6100
@semirparckieri-keren6100 5 жыл бұрын
Police Eritrra🌟🌟🌟🌟🌟
@mam2261
@mam2261 5 жыл бұрын
መዓረይ ኣይትመካሕ ተነሳሕ ደኣ ኮይኑ ነገሩ እበር ፣፣፣፣ ሓቀኛ እተትነብርስ ኣካልኪ በዓል ቤትኺ ዘይተማኽሪ ምስኡ ዳደቀስኪ እዳወለድኪ"ስ ወይ ከኣ ውሽማኪ ክኸዉን ኣለዎ፣ መዓረ ክድዚ ከተታልለክስ የሕዝን ኢዩ።
@mielatesfu309
@mielatesfu309 5 жыл бұрын
ሲሞቲ ዑመር መሓመድ!!! መስጣ ወሪዱካ እንበኣር ንዓኻ ምእሳር ከማን ክውሕደካ፡ እንተታ ምስኪን ኣዴኻን ሓፍትኻን ግን የደንግጻኒ። ይብላዕ ኣሎ ተበሉኻ እንበኣር ኣብ ኤርትራ ዘየለ ጫት ብጥሪኣ ሰሓናበል።
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 5 жыл бұрын
Bzuhat metalelti eyom delewu
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 жыл бұрын
ትዕግስት ኣስረስይ ዑቆጽዮን ኢንታይ ኢዩ ኣጥፍዋ ዞሎ ኣነ ክሳብ ሕጂ ኣይፈሎጥኩን ንድኮሜንት መሳልጥን መዝገብን ዘጣቃለ $1500 ምሳኣ ከምዞሎ ወጻእታ ንተፋላለየ ዝወጽእ 10000ኢሮ ኣብ ኤርትራ ኣላ ክቡሉ ኢሰምዕ።
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 2 жыл бұрын
ግን ቶም ዝህቡኸ ገበነኛታት እዮም ብወገነይ ክቅጽዑ አለዎም ካልእ ሰብ ክመሃር
@teklitwelderufael694
@teklitwelderufael694 5 жыл бұрын
'emnet ' !!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ
@ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ 9 ай бұрын
Ente aminka kebid u.ewur emnet aminata.
@zyohannes6837
@zyohannes6837 5 жыл бұрын
ግን እኮ ምናልባት እዚኣ ኣያ ዘይብላ ትኸውን'ምበር ዳርጋ ኩሎም ሰበስልጣናትን ኣዝማዶምን ኣብ ስርቅን ምጥፍፋእን ኢዮም ተዋፊሮም ዘለዉ።
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 жыл бұрын
ዋሕስ ከይተከለ9326ኤረ ብካቡኡ ዘይውሕ ጥረ ገንዘብ ድኮሚትታትን ንብረት ዋሕስ ከይተከሌ ጉዳይ ውክሉኑኡ ከይስማዕ ኢቆዎሞ ኣሎኩ ።ኣነ ኣበይ ከም ዞሎኩ ኮማዊ
@helenmimi5521
@helenmimi5521 5 жыл бұрын
እሞጎና ዞሎ ናይ ሓዳር ዕዳን 10000ኢሮ ካላኣይ ምክንያት ንፍትሕ መጥለብኣ ቡሉጹርን ክንገረን ምስእ ዞሎ ስነዳት ከተቕርበለይ ኣብ ልዕለይ ክሕደትን ጥልመት ፈጽማ ሰለ ዘላ ካኣ ኣብ ቅድሚ ፖሊስ ቀርባ ክትሕተተለይ ይሓትትን የመልክት ኣሎ።
@robeltesfit5945
@robeltesfit5945 2 жыл бұрын
Kezabat eritrea ayitibeliwa eritrea hagerey bdeam semaeitat zimetseat kbrity hagereay beza resahi ztsewaei ayikonen stop shima keyirikom zemetet beliwa agame tikewean einiber eritrawi do yiserik eyio
@ariamizaak4758
@ariamizaak4758 5 жыл бұрын
ወይ ጉድ አምላኽ ይርዳኪ ሓፍተይ
@eritrea7449
@eritrea7449 4 жыл бұрын
Eziom 240 dislike zigeberkum, wey trgmu dislikes aytfeltwon ekum wey kemaom medanagerti eikum.
@asmaraasmara6930
@asmaraasmara6930 3 жыл бұрын
Wey gud asmera hftamat kendizi genzeb ab golgol.kemey diki amxiEkyo?
@ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ
@ማራናታማራናታ-ዐ3ጘ 9 ай бұрын
Fulut yu ezi nay ስራይን ጥንቆላን adenziza ya tserho.
@temesgenamlakey5294
@temesgenamlakey5294 5 жыл бұрын
ምልዮን ነስ ልቃሕ ይዋሃብ እዋይጉድ ለጊስኪላ ኢየ ዝብል ቆርጥምያ በጃኪ ቁሩብ ሳካ ዶ ኣይትገብርን ኢኪ
@ተስፋሂወት-ኸ1በ
@ተስፋሂወት-ኸ1በ 5 жыл бұрын
Hgdef emo ketilkumom dos wala alewu
@mennmen4119
@mennmen4119 3 жыл бұрын
Hgdef do aykonun ayom nusom?
@mam2261
@mam2261 5 жыл бұрын
በጃኪ ኢለኪ ስምኪ ቀይሪ ስም እ/ሄር ትጠቅስ እ/ሄር ይጽላእለልኪ ንስኺ ደኣ ከመይ ኣቢልኪ ክጠምዪ ዘይ ረሃጽኩሉ ከከይድኪ ዳምጻኪ፣
@samisamuel9011
@samisamuel9011 5 жыл бұрын
Barayu eseyas adetatkum miesar dea abey tihamqu. Mewaelu atawitat bisha zgbt zeloKe????
@gezanamesgen1879
@gezanamesgen1879 5 жыл бұрын
Nay Eseyas melalekea mehash ekum keteshwu npolitie intekunkum
@michellepompert362
@michellepompert362 5 жыл бұрын
ኢዛ ሰበይቲ ኣድኒቀያ ኣለኩ ኣነ ናይ ብሓቂ ሺልማት ድያምንቲ ምሸለምኩዋ ኔረ
@zebibberhane615
@zebibberhane615 5 жыл бұрын
Oh my GOD nay zias fily dbele eyu sik elom dyom dhubuwa kulom nnebsa ke aytferhelan diya wedey nstom ke bdkone neger kfeltuwa aykuaulun serakn medanagern fulut eyu ezom nay zom sebat gin btaemi eyu dgerm entay eyu aynomun lubomn shefinuwom neyru kurub khasbu dey mkalom gerimuni
@ERITREAMEDIA
@ERITREAMEDIA 5 жыл бұрын
እንታይ ዝበለት ዕንዝዝቲ ኢኺ ጓለይ ሱቅ ኢልኪ ገንዘብ ትህብያ ። እዋይ ሓፍተይ ብጣዕሚ ሓዚነልኪ
@Eri-jw7is
@Eri-jw7is 5 жыл бұрын
ሰሜናዊ ባሕሪ አቲ ዝሓርስዎ ከሌኩሞም ደኣ አንታይ ክበልዖ ደልክሞም መሬቶም ምስ ተገድፉ ኣብዚ ከምዚ ወዲቆም
@ghezaearaya3256
@ghezaearaya3256 5 жыл бұрын
ዋይ ንህቢ ምፍራይ ሲ መንግስቲ ከሊእዎም ኣታ በቃ ከይ በሰልኩም ክትነብሩ
@Eri-jw7is
@Eri-jw7is 5 жыл бұрын
@@ghezaearaya3256 ኣንታ xemam zhres meriet keliewom merietom sheytwo
@kebronkaleab7430
@kebronkaleab7430 5 жыл бұрын
Wa suq ilika do genzeb ywxi EU bzey hgi........ Kyfrmikya natiki EU zgedid
@semaineshtekie1394
@semaineshtekie1394 2 жыл бұрын
አሰይ ልቀምዎም ደአ ነዛ ጽርይቲ ሃገር ዝብክሉ አብ ኩሉ ከተማታት ድአ እግርእግሮም ኪዱ ብሽኮር መዓር ዘታለሉ ጽንሕ ኢሉ ካልእ ብሽሻን ዝጀመሩ ጽባሕ ሐሽሽ ከእትወልና እዩ ንጠላዕ ከምስራሕ ዝተዋፈሩ አጽርይዎም በከልቲ ሃገር እዮም ፖሊስ ኤርትራ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም
@frezgihbtay9891
@frezgihbtay9891 5 жыл бұрын
Ane wen nwediki belgent keHzo meknyatu agedasit eki kab mhro yeamro yblu weledi
@ambesajrsemere3466
@ambesajrsemere3466 5 жыл бұрын
ተጓሪትኪ እንበር ኣደንዝዞ ጌራትልኪ ብስም ኣብ ከምዚኸ ኣሎ ድዩ? ወሃመይ ካልእስ ይትረፍ ሰብኣይኪ ከማን ኣይተማዝክርን ጉድኡ።
@amanbrhane8465
@amanbrhane8465 5 жыл бұрын
ኣታ ጽቡቕ ዝዛረብ ደየለ በቓ ንኢሰያስ ሕዙልና ገለ ባዕሉኩም ዘይትሕዝዎ ደኣ ሓሰውቲ ኣብዚ ደገ ትቕመቱ እርትራውያን
@fthidelina4791
@fthidelina4791 5 жыл бұрын
Anbesa Aman. Isu Eziom fetewti nebsom Anabs kmeslu Ashehat KM hadimka afka mkfat harbenia kbehalu....
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 43 МЛН
መደብ ፖሊስ ኤርትራ፡ 4 ጥሪ 2020 - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
20:56
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 7 М.
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 9 МЛН