ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ: ዘይሕጋዊ ሃይማኖታዊ ጎስጓስ ከካይዱ ዝጸንሑ ጥርጡራት ተቐይዶም - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

  Рет қаралды 45,414

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)

Күн бұрын

ድምጺ ፖሊስ ኤርትራ: ዘይሕጋዊ ሃይማኖታዊ ጎስጓስ ከካይዱ ዝጸንሑ ጥርጡራት ተቐይዶም - DimTsi Hafash Eritrea/ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ

Пікірлер: 500
@abrahambrhane3920
@abrahambrhane3920 3 ай бұрын
ሃይማኖት ናይ ግሊ ሃገር ናይ ሓባር ዝብል ቴማ ኣበይ ኣትዩ። ሕጋዊ ዘይሓጋዊ ዝበሃል ሃይማኖት እንታይ ኢዩ። ሰብ ዝመሰሎ ክኣምን ክክተልን መሰሉ እዩ። ናይ ኤርትራ ጉዳይ ግን ኣበደን፡ ን ልዕሊ 20 ዓመታት ሰብ ክእሰር ወንጌል ግን ኣይተእስረን፡ ክንድቲ ከተጥፍእዎ ዝሓሰብኩም ብዕጽፊ ወንጌል ሰፊሑ።
@zergabirdaniel4390
@zergabirdaniel4390 3 ай бұрын
Hager nay habar haymanot nay gli eu nkalot sebat gna ab nay glom hiwet atu kgusgus mesel yebluni nnebsu aminu ab zamenelu knebr zhato seb yeleni etim kalot haymanotat wn ab godenatat koynom mgusgas aytefomn eu
@GoytomBababolom
@GoytomBababolom 3 ай бұрын
ትክክል ዘሓወይ ​@@zergabirdaniel4390
@nahomjosi7762
@nahomjosi7762 2 ай бұрын
"The Bible commands us to go and preach the gospel. If it's acceptable to hold music concerts in the street, then it shouldn't be considered wrong or shameful for someone to preach the word of God in the street."
@aziebhagos2635
@aziebhagos2635 3 ай бұрын
ዝገብርዎ አይፈልጦን እዩም እሞ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ግበረሎም እግዚአብሔር ምድርና ዓሌትና እቲ ፍቃድካ አብ ሰማይ ዝኩነ አብ ምድርና ይኩን እግዚአብሔር ይባርክኩም ።
@kesstekesste195
@kesstekesste195 3 ай бұрын
 ካብ ሕዝቢ ኦርቶዶክስ ኢድኩም ኣልዒሉ ጌጋ ሓበሬታ ኣንጻር ሃይማኖት ደው ኣቢሉ ኩሊና ኣመንቲ ኦርቶዶክስ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ከይርከብና ሃይማኖት ንሃሉ ።
@danieltsegay4794
@danieltsegay4794 3 ай бұрын
John 3 ትግ - ዮሃንስ 14-15: ብእኡ ዚኣምን ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ከምቲ ሙሴ ኣብ በረኻ ተመን ዝሰቐለ፡ ከምኡ ድማ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግባእ እዩ። 16: ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ። የሱስ የፍቅረኩም ኢዪ 😊
@GoytomBababolom
@GoytomBababolom 3 ай бұрын
ኣንታ ወደይ ኢየሱስ ኣይፈትወናን ኣየፍቅረናን ዝበለካ እኮ የለን ግንስ እቲ ትክተልዎ መንፈስ እቲ ምስ ኣቦታትና ሃዋርያት ዝነበረ መንፈስ ዘይኮነስ ካልእ መንፈስ እዩ ኣስተውዕሉ ኢኩም ትበሃሉ ዘለኩም ኣስተውዕሉ ሕጂውን ።
@Mezamur
@Mezamur 3 ай бұрын
ሕፍርርር በሉ መን ተሓጎሶሉኹም ኣሎ ዩ ኣብ ዜና ከይሓፈርኩም ዘይሕጋዊ ሃይማኖት ትብሉ ካብ ዘዕ ወርኩሞ ኣምላኽ ዕንቲ ልበናኹም ይኽፈተልኩም ወንጌል ኣይኣሰርን ዩ ስደትትት ከይዱ የሱስ ዘይፈለጠ የለን መልሱ ዳ ኣስፋሕፊሑ ወንጌል ኣብ ህዝበይ ኣብ ኤረትር ያ ዘሎኩም ኣጆኹም ኣምላኽ ፍትሒ ፍትሒ ከውፅል ኩም ዩ ኣጆኹም ኣብ ኣግዛብሄር ተስፋ ኣሎ ኣሜን
@sarahaile6506
@sarahaile6506 3 ай бұрын
Eti miat nab riasom kikiawom eu ed goyta kitzrgah eya yesus kirstos ni zelalam goyta eu melesna da bezihna embar aygodelnan wengel ayisern eu
@ji8m012
@ji8m012 2 ай бұрын
Zmut Gayla ebdan disks amlko taot tnkulna debterartat kolo molo awlya ny ortdox taot bseli hindi amlak dabel marmot ksem zelo hgawi dyu 😄 haha
@Ereynatey
@Ereynatey 3 ай бұрын
My cousin Pastor Niguse God is with you. God will free you ❤️
@abrahambrhane3920
@abrahambrhane3920 3 ай бұрын
ሓንቲ ዘርኢ ኣብ ሓመድ ተደብያ ምስ ትመውት... ንዓኣ ዝመስሉ ብብዝሒ ትፈሪ፡ ምእሳር ሓደ ሰብ ከኣ ሕጽፊ ንዕኡ ዝመስሉ እዮም ዝውለዱ።
@FifiFifi-z1u
@FifiFifi-z1u 3 ай бұрын
ወንጌል ከም ዘይእሰር ታሪኽ ምሕታት ኣይምሓሸኩምን፧ ግና ሓንቲ ነገር ክነግረኩም ናይ ሃገርና ሽግር ዝውዳእ ፥ንወንጌል ምስዳድ ምስ ተቓርጽዎ እዩ። እንበር ሰይጣን እንዳርኣየ፥ ጠንቆልቲ፥ደብተራታት፥ ኩሎም እንዳርኣዩ ኣብ ዝሓጸረ ዓመታት 80% ህዝብና ክነድሕኖ ኢና። ኢየሱስ በይኑ ጎይታ እዩ።
@selamuyhabena7038
@selamuyhabena7038 3 ай бұрын
N Christian gega Christian kimhr zbges b ageu tetew kibl xubuk eyu
@GoytomBababolom
@GoytomBababolom 3 ай бұрын
ትም በል ወንገል ዘይኮነስ ካልእ መንፈስ ኢኩም ተስፋሕፍሑ ዘለኩም ኣሰተውዕሉ ንስኩምውን
@donbosco3732
@donbosco3732 2 ай бұрын
​@@GoytomBababolomሰብ ዝመሰሎ ክኣምን መሰሉ እዩ ዝሓወይ
@tsegaafeworki2346
@tsegaafeworki2346 Ай бұрын
😂😂😂😂 ሱቕ በል ጴንጠ ሰረቕቲ ከደምቲ ናይ ጸዓዱ ወንጌል እንታይ ትፈልጥዎ ሎቛምጽ። ሽም ፈጣሪ ብኸንቱ ኣይትጻወትሉ። መዳናገርቲ
@simretfisahaye7169
@simretfisahaye7169 3 ай бұрын
It’s better to read ur bible and know the truth. Instead of being ignorant and trying to affect innocent people.read bible please ❤
@yoha7441
@yoha7441 3 ай бұрын
ካበዲኦም ዝመጹ ኢዮም ደቂ ረሳሓት ካብዛ ጓሓፍ ኢትዮጵያ ዘምጽኦ ኢዩ
@sabatekle1992
@sabatekle1992 3 ай бұрын
አምላኽ አይእሰርን እዮ
@HaileTesfay-m9j
@HaileTesfay-m9j 3 ай бұрын
እዚኦም ክሓልፉ እዮም ኢየሱስን ወንጌሉን ግን ንዘልኣለም ኣሎ፡።
@danieltsegay4794
@danieltsegay4794 3 ай бұрын
ሰላም ብጀካ ብየሱስ Acts 4 ትግ - ግብሪ ሃዋ 12: ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን። ወንጌል ኣይእሰርን ኢዪ ሰብ'ዩ ዝእሰር ! ❤ ❤❤!!
@tighistimelake9449
@tighistimelake9449 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@FamilyMovies-gd6xf
@FamilyMovies-gd6xf 3 ай бұрын
Do kehaditi zeriei mergem amilak amilku yetfiekum bukulat bikebdom naetebom zibetku
@danielt4329
@danielt4329 3 ай бұрын
Do you even have a clue what went wrong? Do not rush to comment just because you heard the title "pastor"
@senaitsemere1505
@senaitsemere1505 3 ай бұрын
Zgeruwo zelewu ayfeltun eyom amlak n mengsti Eritrea mhret ygberelom
@senaitsemere1505
@senaitsemere1505 3 ай бұрын
Ms amlak ybasu alewu n wegel yxarerwo alewu
@ፉቅሪዩጥዑምጥዑም
@ፉቅሪዩጥዑምጥዑም 3 ай бұрын
ፈጣሪ ንሃገሪናን ህዝብናን ካብ ኩሉ ኩፋእ ይሐልወልና ሰላምን ቅሳነትን ንሃገርና 🇪🇷❤️
@okbitfessehaye2187
@okbitfessehaye2187 3 ай бұрын
confucius(ቻይናዊ ጣኦት) ሕጋዊ፡ ወንጌል የሱስ-ክርስቶስ ዘይሕጋዊ? ኣምላኽ ኣዒንቲ ልብኹም የብርሃዮ!!!
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 3 ай бұрын
ንወንጌል ፈጺምኩም ኣትኣስርዎን ኢኹም ።ንሰብ ኢኹም ኣሲርኩሞ ዘለኹም።
@rakiraki2328
@rakiraki2328 3 ай бұрын
ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ:: ሰብ ድላዩ ክኣምን ወይ ዝኮነ እምነት ከይህልዎ ናቱ ምርጫ እምበር ናይ መንግስቲ ኣይኾነን:: Shameful! May the Lord have mercy!
@MeazaMuzey
@MeazaMuzey 3 ай бұрын
Seb Mes seb Tebayesu seb yearkeqo seb mes Amlac tebaisu men yearqo?
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 3 ай бұрын
Very shameful, Bible ብትግርኛን ዓረብን ሕዙ ተረኪብ ክትብሉ እዚ ምሓዝ ከም crime ክትቆጽርዎ:: let’s give time for history
@menaf77
@menaf77 3 ай бұрын
Indeed shameful. Holding a Bible counted as crime. Oh pls forgive my people and help my brothers in Christ
@SamiAlem86
@SamiAlem86 3 ай бұрын
ቃል ኣምላኽ ወንጌል እምበር ወንጀል ኣይኮን😢
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Ай бұрын
ወንጌልኮ አብ መአኮርኮ ወትፎ😂😂😂
@tesfagabirteame9607
@tesfagabirteame9607 3 ай бұрын
ሰላም ኣምላኽ ይብዝሓልኩም ደቂ ሃገረይ። ወንጌል ጥዑም ዜና ብስራት እምበር፡ ዘይሕጋዊ ሃይማኖት ኣይኮነን። ነፍሲ ወከፍና ብስጋ ምስ ሞትና መወዳእታ ዕጫና እንታይ ከም ዝኾነ ነስተውዕልዶ? ምስ ሞትና ናበይ እዩ ኣንፈትና? ንመንግስተ ሰማይዶ ንገሃነም? ኣስተውዕሉ ወገነይ፡ እቲ ብንስሓ ናብ እግዚኣብሄር ተመሊሱ፡ እየሱስ ክርስቶስ ጥራይ መገድን ሓቅን ህይወትን፡ ብጀክኡ ናብ እግዚኣብሄር መገድን መድሓንን ከም ዝኾነ እተኣመነ፡ ካብ ገሃነም ኣምሊጡ፡ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምስ እግዚኣብሄር ምንባር ውሕስነት ኣለዎ።
@GoytomBababolom
@GoytomBababolom 3 ай бұрын
ትም በል ብአጃካ ኣይርደኣኩምን ደኣ እምበር ንስኩም ወንገል ዘይኮነስ ካልእ መንፈስ ኢኩም ተስፋሕፍሑ ዘለኩም ኣሰተውዕሉ በጃኩም ብስሚዒት ካብ ምዝራብ ጠቆጠቡ
@tesfagabirteame9607
@tesfagabirteame9607 3 ай бұрын
@@GoytomBababolom ምስ ሞትካ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ከም ትኣቱ ርግጸጝነት ዶ ይስመዓካ?
@sabiyasook6302
@sabiyasook6302 3 ай бұрын
Matthew 26 ትግ - ማቴዎስ 55: ሽዑ የሱስ ነቶም ህዝቢ በሎም፡ ከም ንኸታሪዶ ኣስያፍን ኣባትርን ሒዝኩም፡ ክትሕዙኒ ወጻእኩም፧ ዕለት ዕለት ኣብ ቤት መቕደስ እናመሀርኩ ምሳኻትኩም ተቐሚጠ ነይረ፡ ኣይሐዝኩምንን።
@Annn496
@Annn496 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂 ኣብይ ኩንካ ርእኻዮ ኣብ ቤት ኣምላክ ከም ተኣቱ ኣብዚ ልዕል መረየት ዘይጠዓምካ ምስ መትካ ዘሎ ቤት ኣምላከ ኣተሓሳስብካ 😂😂😂😂 ብስም መጽሓፍ ከምዚ እዩ ዘብል እልካ ህዝብታት ፈናጭልካ ናይ ውልቃውያ ረበሓ ከተማሓድረ ህዝብ ነንሕዲ ከተታፋንኖ የእምሮኻ ኣስራሕዮ​@@tesfagabirteame9607
@Bless-the-land-the-sea-people
@Bless-the-land-the-sea-people 3 ай бұрын
So sad. May the lord our God open their spiritual eye. The gaspel will spread in every corner of the world before Jesus comes again. Let’s pray for the our country.
@AlmazGebrehiwet-kb5vz
@AlmazGebrehiwet-kb5vz 3 ай бұрын
Amlak mhret ygberelna zeyhgawi haymanot zbahal yelen. Amlak nhzbnan hagernan ybark
@natisami1069
@natisami1069 3 ай бұрын
ወንጌል ዮሃንስ 15፥18-19 ምስትውዓሎም ይከፈት እምበር ንክርስቶስ ይጻረርዎ ከምዘለዉ ኣይተረዶምን ወንጌል ኣይእሰርን ኢዩ ሰዓብቱ እንተተኣስሩ ወንጌል ፈልፊሉ ኢዩ ዝሓድር ናይ ወንጌል ሓይሊ ከምዚ፡ ኢዩ ተባረኩ፡፡
@mussieghilay1358
@mussieghilay1358 3 ай бұрын
ነዚ ጽሩይ ዝኾነ ወንጌል ኣምላኽ ዝምህሩ ኣመንቲ የሕዋት ምስዳድ ክሳብ ጠጠው ዘይበለ ናይ ኤርትራ መከራን ሽግርን ከብቅዕ ኢልካ ዘይሕሰብ ኢዩ ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልኩም
@senaitsemere1505
@senaitsemere1505 3 ай бұрын
Tkkl bhki mergem yzerula alewu neza hager
@sarahaile6506
@sarahaile6506 3 ай бұрын
Weldab Elias eko elwom eu eti miat kisab Ab riasom zikawom misidad wengel aygdfwon eyom neta midri da kab mergam nab mergam yessduduwa alwu goyta mihrat yigberlom mistwalom yikfat
@erilove
@erilove 3 ай бұрын
መጽሓፍ ቅዱስ ሒዝካ ትኣስር ሃገር ብእምነትካ ትእሰረላ ሃገር ወንጌል ግን ብፍጹም እዩ ዘይእሰር የሱስ ክርስቶስ ጎይታ እዩ ኣብ ሃገረይ ኣብ ኤረይ
@aderashtv928
@aderashtv928 3 ай бұрын
ጴንጠ ኣብ ኤርትራ ቦታ የብሉን ናይ ሸቀጥ እምነትዪ
@dg4147
@dg4147 3 ай бұрын
What a wonderful adverisement of the Holy Gosple freely through the media of Eritrean Police. No power can destroy the power of Jesus in our country. Our people will worship only Jesus Christ in stadium of Asmera very soon. Yesus Goyta u❤
@Christ4Eritrea
@Christ4Eritrea 2 ай бұрын
Amen!
@tsegayabraham2424
@tsegayabraham2424 2 ай бұрын
@@dg4147 amenn
@Ebenkostantinos
@Ebenkostantinos 3 ай бұрын
መጽሐፍ ቁዱስ ድዪ ዘይሕጋዊ መጽሐፍ ዝኽውን ዘሎ ብህዝብን ፖሊስን ምትሕባር .....የሱስ ንህዝብና ርድአዬ🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@radiohope1334
@radiohope1334 3 ай бұрын
ዌንጌል ገበን ኣይኮነን
@Marikila
@Marikila 2 ай бұрын
ኣታ ኣይትሓፍሩን ዲኩም ንወንጌል ዘይሕጋዊ ሃይማኖት ክትብሉ የሱስ ኣብ ሃገርና ንጉስ አዩ ጎይታ ምስ ሕዝብና ይኩን ወንጌል ኣይእሰርን ጎይታ ሽግር ሃገርና ይፍታ ተሓቢእና ዘይኮናስ ኣብ ጎደናታትና ወንጌል ብስራት ክንምስክር አና ቁድሳን ጎይታ ምሳኩም ይኩን
@Mercy-l5s
@Mercy-l5s 3 ай бұрын
Besam yesus gana wengan ksbak eu ab eritrea 🇪🇷 yesus goyta eu
@deqeyalemey5087
@deqeyalemey5087 3 ай бұрын
The corruption religion no more in Eritrea my country is the peacefully country ever!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@rimgigna7509
@rimgigna7509 3 ай бұрын
ነዚ ማእሰርቲ ቅዱሳን ምስ ሰማዕኩ ነዲረ ክጻረፍ ኣብ ኮመንት ምስ ኣተኹ፥ ዝተጻሕፈ ኮመንት ግን ንልበይ መሊስዎ። ለከ ኣቦታትና ዝኸፍልዎ ዘለው ዋጋ ንኾንቱ ኣይኮነን። ወንጌል ንቕድሚት፡ ከም ንፉዕ ወትሃደር ክርስቶስ መከራ ጽገብ።
@AlayGere
@AlayGere Ай бұрын
ክክክክ ሓሳዊ መታለሊ ናይ ብዓል ጻጸ ሕጂ ወንግል ምባኽ ድዩ ዝብሃል ኣብ ኣዲስ ሰብ ከጸልሉ ዝውዕሉ ዘለው
@muliemulie7053
@muliemulie7053 3 ай бұрын
ወንጌል ዘይሕጋዊ እንተተባሂሉ ንሙዃኑ እቲ ሕጋዊ ደኣ ኣየናይ ኢዩ? ወንጌል እኳ ብዛዕባ ክርስቶስ መድሓኒ ሙኻኑ እዩ ዚዛረብ። ኣቱም ሰባት በጃኹም ንሰባት ትጻረሩ መሲልኩም ምስ ኣምላኽ ኢኹም ትጻረሩ ዘለኹም። ኣምላኽ ዓይነ ልቦናኹም ይኽፈተልኩም።
@zergabirdaniel4390
@zergabirdaniel4390 3 ай бұрын
Eyesus ketali eu zbeleka men eu
@asmaittedros7156
@asmaittedros7156 3 ай бұрын
ኣምላኽ ድኣ ዕዕንትኩም ይክፈተልኩም እንበር ብርሃን ክርስቶስ እዩ ዝዘረኣ ብዘይ ወንግየል ከኣ ምድሓን የለን ፈውሲ የለን ሕደጉ ንየሱስ ኢኩም ተሳድዱ ዘለኩም መርገም ንህዝብና ንሃገርና ትዘርኡላ ኣለኩም ። እንበርወንግል ሲ ክትክልወ ስልታን የብልኩምን ክስበክኖ ክንገርን እዩ የሱስ ጎይታ ጎይተት እዩ ኣሜን ክብሪ ንዕኡ ይኩን
@ERITREANLION-oz9lp
@ERITREANLION-oz9lp 3 ай бұрын
ኤርትራ ናይ ሃዋርያት ጥንታዊት ቤተክርስትያን እምነት ተዋህዶ እምበር ኣብ 20 ክፍለዘመን ዝተማህዘ ሃይማኖት ቦታ የብሉን።
@MehariZeremariam
@MehariZeremariam 3 ай бұрын
ሱቕ በሊ ኣብ ደገ ትገብርዎ ዘለኹም እናሕረረናስ ኣብታ ቅድስቲ ኤርትራ ከኣ መኻፍልቲ መርገምኩም ክትገብሩና የለን ኣይትሕሰብዎ ደናቑር
@mesghanaasmerom5002
@mesghanaasmerom5002 3 ай бұрын
Reading a bible is a crime in Eritrea. May the lord open the eyes of our people to know the truth. Truth is Jesus Christ. May the Lord be with our brother Pastor Nguse.
@SamyL-b8n
@SamyL-b8n 3 ай бұрын
What? Ortodox, kensha,and catholic reading Bible too, if any westerners agent by the name of Bible, should be arrested, so deal with that . We don't allowed by the name of realign to put in westerners agent and dirty game.
@godislove6010
@godislove6010 3 ай бұрын
ጎይታ ምሕረትካ ይዓቢ, ነዛ መሬት ነዚ ህዝቢ መሕረትካ ግበር 🇪🇷 የሱስ ጎይታ አብልዕሊ ኤርትራ ግይታ ኢካ 🌿🌿🌿🌿🌿
@Tesfa325
@Tesfa325 3 ай бұрын
ወንጌል ገበን አይኮነን ስራሕኩም ስርሑ 😂
@Pawloskidane-gh8cr
@Pawloskidane-gh8cr 3 ай бұрын
መጽሓፍ ቁዱስን ቁዱስ ጹሑፍትን ሒዙ ጸኒሑ ኢልካ ይእሰር 😢😢😢😢 ድሓን ንኹሉ ዝርኢ ኣምላኽ ኣሎ ኩሉ ክሓልፍ እዩ እምበር ንዓና ሲ ኣይ ሕድሰናን ኢዩ መኽንያቱ ካባኹም ገለ ጽቡቅ ኣይ ንጽበን ኢና ገበን ዘለዎን ገበን ዘይ ቡሉን ምእሳር እዩ ስራሕኩም እዚ ሕጂ ዘሎ ዓማጺ ስርዓት ጽባሕ ዝሓልፍ እዩ ድሓን ኩሉ ግዜ ክምልሶ እዩ እምበር ኤሬ ሃገረይ ሲ ፈቲኹም ጸሊእኩም ማእከል ናይ ወንጌል ክትኸውን ኢያ
@teaby6258
@teaby6258 3 ай бұрын
Kem Eritrawii iydigifon iye wengel misbak is not crime wrongggg
@Mezamur
@Mezamur 3 ай бұрын
ኣዋይ ኣሕዋቶይ ዘይሕጋዊ ሃይሞኖት ትብልዎ ዘሎኩም ኣመንቲ ድኹም ኣምላኽ ብሓይሉ የናግፎም ምበር ሶምስ ገበነታት ኣይኮኑን ዮሱስ ጎይታ ዩ ኣብ ኤረትር ያ
@Sabah-bq6eh
@Sabah-bq6eh 3 ай бұрын
ኤርትራ ንጎይታ የሱስ ምስዳድ ከይ ገደፈት ህዝቢ ካብ ጣኦት ምስጋድ ከይ ገደፈ ሰላም የለን ሰላም ምስ የሱስ እዩ ዘሎ ወንጌል ዓጋቲ የብሉን ክብሪ ንጎይታ ኣሜን
@ሰብክቡርአዩተስፋፍቅሪእም
@ሰብክቡርአዩተስፋፍቅሪእም 3 ай бұрын
Wengel Hali Amlak eyu yesfh enber aytefn eyu.
@MulughetaHailu
@MulughetaHailu 3 ай бұрын
This video exposed Eritrea the most backward, lawless and completely dark country. How on earth you accuse them of illegal, they just were with bible and bible related books. And Police M/Telente Tekle Hagos, you will be accountable for the life of these imprisoned. Wish you safety our brothers Pastor Nguse Teafe and Fitsum Brhan
@RoziGerie
@RoziGerie 3 ай бұрын
ወንጌል ኣይእሰርን እዪ ጎይታ የሱስ ምስትወዓልኩም ይከፈት ዝገብሮዎ ኣይፈልጥን ዬም እሞ ጎይታ በደሎም ኣይተሓዘሎም
@ERITREANLION-oz9lp
@ERITREANLION-oz9lp 3 ай бұрын
እየስሱስ ክርስቶስ ቅድሚ ሃይማኖትኩም ምምሃዛ ሃዋርያዊት ቤተክርስትያን ኦርቶዶክ ተዋህዶ ትፈልጦ እያ፣ ርእሲ ጥንታዊት ቤተክርስትያና ድማ እዩ። ብኣፍካ ጥራይ እየሱስ ምባል ፋይዳ የብሉን፣ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንብብ። ነቲ ናይ ንስጥሮስ ትምርትኹም ኣክቡልና ንስጥሮሳውያን።
@AdayHiwet
@AdayHiwet 3 ай бұрын
ሃለውለው ኣይትበሉ፡ ኣቦኻን ኣደኻን ኣኽብር ውን ኣሎ፡ እቲ ናቶም ሃይማኖት ምኽሓድ ምንዓቕን ክብረት ወለድኻ ምጉዳል እዩ።
@BlesssedDay
@BlesssedDay 3 ай бұрын
​@@AdayHiwetኣቦኻ ኣብርሃም ምኾኑ ትፈልጥ ዶ? ስለ ዘይትፈልጡ እዩ እቲ ጸገም ግን እየሱስ ኩሉ ግዜ ሳዓሪ እዩ ይእሰሩ ብሓይሊ ኣምላኽ ከኣ ይፍትሑ
@samiabdu3877
@samiabdu3877 3 ай бұрын
ንምንታይ ንሞስሊምን ኮቶሊክን ከ ዘይትቃወምዎም ፍትሒ ስለ ዘይትደልዩ እዩ ​@@ERITREANLION-oz9lp
@fanabaire2247
@fanabaire2247 3 ай бұрын
ጎይታ የሱስ ዝበሎ "ኣብቲ ጥሉል ከምዚ ካብ ገበሩ ኣብቲ ንቁጽ ድኣ ከመይ ክኸውን እዩ።"
@silassibhatu8113
@silassibhatu8113 3 ай бұрын
ab qdmi EGZABHIER HGAWI EYESUS YADNAL asbom ab semayu
@Afriloto3
@Afriloto3 3 ай бұрын
እየሱስ ክርስቶስ፤ጎይታናን መድሐኒናን ኣምላክናን ንጉስናን ናይ ዘልአለም እዩ !!ምእሳር አካል ትንቢት ቃል አምላክ እዮ።(የውሃ 15፣18) እሱር እግዚኣብሄር ይባርክኻ ጸጋ ኣምላክ ይብዘሓልኻ።አሰርቲ ድማ እግዚኣብሄር ጥበብን ልቦናን ሂቡ ምሕረት ይግበረልኩም።
@Yordanos-p6n
@Yordanos-p6n 3 ай бұрын
Zelalemawi kbrn zkrn n sematatna Awet n hafash 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👏
@miniaseium8181
@miniaseium8181 3 ай бұрын
Bravi❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@samiabdu3877
@samiabdu3877 3 ай бұрын
ንሕና ዘለኣለማዊ ክብሪ ነቲ ምእንታና ዝሞተን ዝተሰአን ክርስቶስ ንብል ኣለና ። ከይተረደኣኩም ምስ ኣምላኽ ትገጥሙ ከይትህልዉ።​@@miniaseium8181
@TesfaldetBokretsion
@TesfaldetBokretsion 2 ай бұрын
ወዲ ከልቢ። ኣባኻ ምስ በጽሐ ክርድኣካ እዩ።
@betealyacob5805
@betealyacob5805 3 ай бұрын
Ygerem eyu menfesaw txhufat geben koynu😢😢😢 God be with u pastor ❤
@samsontekle3881
@samsontekle3881 3 ай бұрын
John 14 ትግ - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@AdayHiwet
@AdayHiwet 3 ай бұрын
@@samsontekle3881 ሃለውለው ግድፍዎ፡ ሓደ ክልተ ስለዝጠቐስካ ጽዲቕካ ማለት ኣይኮነን
@blueblueablueblue5904
@blueblueablueblue5904 17 күн бұрын
@@samsontekle3881 ቆርበት በጊዕ ዝተኸደኑ ተዃሉ ማለት እስካትኩ ም ኢኩም ።። ንሙሉእ ሕዝቢ ክትዝንጥልን ክትጸርፍን አየናይ ሐይማኖት እዩ አፍቂዱ?
@hiwetvrifreeghebregziabher6395
@hiwetvrifreeghebregziabher6395 3 ай бұрын
አምላኽ ንዐድናን ንመራህትናን ይባርኽ
@LoveEr291
@LoveEr291 3 ай бұрын
ኣበይ ክባርኸና እምነት ናይ ግሊ እዩ ይብል'ዶ ኣይነበረን : ክርስትያናት ምእሳር እንታይ አምጽኦ ፡
@GoytomBababolom
@GoytomBababolom 3 ай бұрын
​@@LoveEr291እሞ እምነት ናይ ግሊ ስለ ዝኮነ እዩ እኮ ዝእሰሩ ዘለዉ ሓደሰብ ነቲ ዝኣመነሉ ነገር ንካልእ ሰብ ክኣምኖ ክግስጉስ ገበን እዩ ብሩክ ንስካ እንተኣሚንካሉ ንስካ እምነትካ ሒዝካ ምካድ እንተዘይኮይኑ ንካልእ ሰብ ነቲእምነትካ ክክተል ምጉስጋስ ምስዚ ትብሎ ዘለካ እምነት ናይ ግሊ እዩቭገለ ዝብል ኣይሰማማዕን እዩ ።
@Selam-gu4co
@Selam-gu4co 3 ай бұрын
ሰላም ኸምልኩም ❤❤❤
@KirosHadish
@KirosHadish 3 ай бұрын
አምበርከ እግዚአብሔር ትአምኑ ዶ
@Goddaughter-v8d
@Goddaughter-v8d 2 ай бұрын
መጽሓፍ ቅዱስ፥ ወንጌል ሲ ከም፡ገበን፡ተቆጺሩ ኣየናይ ሕጊ እዩ ከ፡ከምኡ፡ዝብል፡ኣየናይ ዓንቀጽ፡እዩ ። እዚ፡ኣንጻር፡እግዚእብሄርን፡ህዝብን፡ኢርትራ፡ዝግበር ዘሎ፡ዓመጽ፡እዩ። እግዚኣብሔር፡ግን፡መልሲ፡ኣለዎ ሕጂ፡እውን። የሱስ ጎይታ እዩ ።
@merhawittesfay3567
@merhawittesfay3567 3 ай бұрын
Nskum Tasru Nhna nbezh
@sasa-gs4yj
@sasa-gs4yj 3 ай бұрын
Wengiel ayesern eu😢
@shalom7161
@shalom7161 3 ай бұрын
ዝገብርዎ አይፈልጦን እዩም እሞ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ግበረሎም እግዚአብሔር ምድርና ዓሌትና እቲ ፍቃድካ አብ ሰማይ ዝኩነ አብ ምድርና ይኩን እግዚአብሔር ይባርክኩም ።
@shalom7161
@shalom7161 3 ай бұрын
ዝገብርዎ አይፈልጦን እዩም እሞ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ግበረሎም እግዚአብሔር ምድርና ዓሌትና እቲ ፍቃድካ አብ ሰማይ ዝኩነ አብ ምድርና ይኩን እግዚአብሔር ይባርክኩም ።
@amirabrham6801
@amirabrham6801 3 ай бұрын
Matthew 24 ትግ - ማቴዎስ 9: ሽዑ ንመከራ ኣሕሊፎም ኪህብኹምን ኪቐትሉኹምን እዮም። ብዛዕባ ስመይ ከኣ ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ጽሉኣት ክትኰኑ ኢኹም። John 16 ትግ - ዮሃንስ 2: ካብ ቤት ጸሎቶም ኬውጽኡኹም እዮም፡ ኤረ ዝቐተለኩም ዘበለስ ንኣምላኽ ኣገልግሎት የቕርበሉ ኸም ዘሎ ዚመስሎ ጊዜ ኽትመጽእ እያ። John 16 ትግ - ዮሃንስ 20: ንስኻትኩም ክትበኽዩን ክትሐዝኑን ኢኹም፡ ዓለም ግና ባህ ኪብላ እዩ፡ ንስኻትኩም ክትጕህዩ ኢኹም፡ ግናኸ እቲ ጓሂኹም ናብ ሓጐስ ከም ዚልወጥ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ። John 15 ትግ - ዮሃንስ 19: ካብ ዓለም እንተ ትዀኑስ፡ ዓለም ነቲ ናታ ዝዀነ ትፈትዎ እያ እሞ፡ ምፈተወትኩም ነይራ። ኣነ ደኣ እየ ኻብ ዓለም ዝሐሬኹኹም እምበር፡ ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን፡ ስለዚ ዓለም ትጸልኣኩም እያ። John 15 ትግ - ዮሃንስ 25: እዚ ግና እቲ ኣብ ሕጎም፥ ብዘይ ምኽንያት ጸልኡኒ፡ ጽሑፍ ዘሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ ዝዀነ።
@akberatweldemicheal9502
@akberatweldemicheal9502 3 ай бұрын
ክብሪ ኩሉ ነቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረን ዝዳሓነን ኣቦ ኩሉ ጎይታ ይሱስ ይኹን። ክም ስብ ዝይኮነ ዓልም እናካሓደቶ ምድሕን ዝጽበ ኣቦ ፍቅሪ ዝናብ ጻሓይ ውልድ ኩሉ በርኽት ዝህብ ይኩን። መጀምሪያ ዮሱስ ምእማን ሃይማኖት ዝይኮነስ እምነት ናምላኻ ነቲ ዝግቦ ኣምላኽ ኣቦ ዘላኣልም እዩ። ኣብ ሳዋ ብዝሕ ግፍዒ ይወርደና ነይሩ ብእምነትና ንሕና ንመንግስቲ ምእዛዝ ናምላኽ ምእዛዝ እዩ እምነት ዮሱስ ምሕዳግ ግን ጽባሕ ናይ ምድሪ ምስተውዴ ኽ ንብል ነቲ ግፍዕም ኣምላኽ ይባርኩም ንብል ። ህገርና ተኸላኺልና ብሰላም ተጣይስና። ሕጂ እውን ኣብ ዮሱስ ክንድዚ ምትሳእኹም ኣምላኽ ይባርኩም ። ፍቅሪ ኩርስቶስ ንዝጣዓሞ እዩ። መጋብሪያ ምዕራብያውያን ኮይኖም ዘልዉ ዳኣ ባዓላ ምድሪ ትምስከር ኣላ ተኽተልቲ ሃይማኖት ዶ ኣይኮኑን? ሓደ ሳዓቢ ዮሱስ ኣይትርኽቡን። ብስጋ ዝመላለስ እንተተርኽቦ እውን ባዕላትና ስልጣን ዝብለ ካብ ኣምላኽ እዩ እቲንስርዓት ዝቃዎም ካኣ ናምላኽ እዩ ዝቃዎም ኢልና ንመልሶም። እስኪ ኣብ ፖሎትካ ሓደ ኣማኒ ኣምጹልና ኣምላኽና ናይፍቅሪ እዩ። ከሚኡ ስልዝኾና ካኣ ኢና ካብ ሙሱሊም ካብ ኦርቶደቅስ ካቶሊክ ኩሉ ብስን ዝምራሕ ገዲፍና ናብ ኣቦና መጺና ። ምፍልላይ ናይሰይጣን እዩ ከሙ ስልዝኾነ ካኣ እዩ ባሃይምኖት ዝጨካኽን ዝሎ። ኣብ ዮሱስ ግን ኩላትና ሓደ መርዓና ኤርትራዊ ጥራይ ይኹን ዓዲ የለ ዓውዲ የለ። ሓጎስካ ብድቅኻ ብሕዋትካ ሙሉ ክኾነልካ ካብ ኤርትራ ውጻኢ ክኸውን ኣይትድልይን። በይናይ መንገዲ ኢኹም ነዛ መንገዲ ሓቂ ዮሱስ ተሳዽዋ ዝልኹም ። ምስይውዓል ያሃብኩም። ንሕና ዝዋጋልና ኣምላኽ እምበር ሰብ ኣይኮነን እሞ ሕጂ ኣብፍታ ግዝያዊት ርስትና ኤርትራ ዛሃብና ብኽብሪ ባሓይሊ ኣምላኽ ክነምልኾ ኢና። ብመን ባሓይሊ ኣምላኽ። ቃል ኣምላኽ ኣይሸርን እቲ ዝተሓረየ ኣይተርፍንወንጌል ኣብ ኤርትራ ኣብ ስደት ኩሉ ጎይታ ፍሊጡ እዩ ህዝብና ክድሕን እምበር ክጥፊ ኣይንደልይን። ካብ ሃይማኖት ብስብ ዝምራሕ ወጺና ናፍቲ ለዋህ ኣቦና። ስጋብ ክንዲዝ ምትራርኩ ኣብ ኣምላኽ ኣምላኽ ይርዳኹም። ንሕና ንስብ ኣይንነገርን ምክንያቱ ሰብ ኣይኮናን ነምላኽ ኣምላኽ ባዕሉ ይዋጋልና እዩ። ሰብ ምስ ሰብ እንተተባስ ኣምላኽ ያዓርቆ። ስብ ምስ ኣምላኽ እንተትባሰ መን ያዓርቆ። ብዛዕባ መጻሓቲ ብጀካ ወንጌል ካልእ ክምዝይርኮቦ ያምን ምክንያቱ ካ ወንጌ ውጻኢ የለን ውጉዝ እዩ። ጥቅስታት ይኸውን። ስልቲ ኩሉ ግፍዑኹ ኣብ ሳዓብቲ ኩርስቶስ ኣምላኽ ይባርኩም። ጎይታ እታ ዛሃብካና ጊዚያዊት ርስትና ስጋብ ምጻትካ ኤርትራ ሃዝባ መንግስትና መራሕትና ዕዮ ኢድና ባርኽ። ተምስገን
@danielurim6156
@danielurim6156 3 ай бұрын
ብመሰረት ቅዋም ማዕርነት ናይ ኩሉ ዚጋ ከትግብር ዝግብኦ መንግስቲ ስርሑ ዘንጊዑ ኣብ ዘይስርሑ ፈቆዶ ኣንጎሎታት ሰብ ክከትር ዝሕዝን እዩ ብሓጺሩ እዚ መንግስቲ ሰብኣዊ መስልን ኣየክብርን እዩ ኣብ 2008 ካብ ማይ ነፍሒ በስገዳድ ፖለቲካ ክንምሃር ከይደሉ ኣብ ዝነበርኩ ኣሕፈሮም ንእምነት ዝምልከት ጠቀነ ዝበዝሖ ትምህርቲ ምስ ምሃረና ሓደ ሓውና እዞም ዝተኣሰሩ ኣገልገልቲ ቢተክርስትያን ብዓል ዶክተር ፍጹም እንታይ እዩ ገበኖም ኢሉ ሓቲትዎ ናብ ኦፊስ ወሲዱ ፋይል ገንጺሉ ናይ ኣእምሮ ሕሙማት ሰቢክና አኢሎም ከሲሶሞ ንዶክተር ፍጹም ኢሉ መሊስሎም። ኣብ ኣበየናይ ሕጊ psychic dr ኮይንካ እንዳ ሰራህካ ከለካ ብናይ ይእምሮ ጸገም ዘለዎ client ተከሲስካ 20 ዓመት ብዘይ ፍርዲ።
@AronOG_
@AronOG_ 3 ай бұрын
ሪፓርት ግበርዎም እዘም ዘይሕጋውያን ፖሊስን ዓመጽቲ ስርዓትን። ኣብዛ ዮቱብ ክመጹውን የብሎምን።
@zergabirdaniel4390
@zergabirdaniel4390 3 ай бұрын
Kkkkkkkk
@FreweyniYeibyo
@FreweyniYeibyo 3 ай бұрын
Mis Amlik tebaeskum mo ktwdue ekim
@Rayt-gh5hs
@Rayt-gh5hs 3 ай бұрын
ምስ ወንጌል ተቃሊሱ ስሳአረ የለን በአል ሌሊን : መሀመድ ሞት አሸኒፍዎም እዮም ኢየሱስ ግና ንሞት ሲኢሩ አብሰማይ አሎ ንፍርዲ ክመጽዕ አዩ ንግእፈኛታት ድማ ክቀጽኦም እዩ !!! ኢየሱስ ጎይታ እዩ !!!
@asefashgebreweldi8948
@asefashgebreweldi8948 3 ай бұрын
ጎይታ እየሱስ ኣይክልከልን እዩ። ክሰርቁ ኣተረኽቡን መጽሓፍ ቅዱስ ዝሓዘ ክአም ዝእሰር ኣፍሊትኩምና ንየሱስ ኣቢኩም ንዝሞተት ድምያና ትበሃል ጣኦት (ዓጽማካብ ግብጺ ኣምጺኦ ብዘይቲ ላዕጢጦም ፈውሲ ኢሎም ክህብዎ ፈቂድኩም ክብሩኩም ከም ኣቦምኹም ንሕናግን ኣቦና ኣፍቃሪ ስለዝኾነ ነፍቅረሁም ኢና ምስትውዓል ይሃብኩም
@lidyate2261
@lidyate2261 3 ай бұрын
Ephesians 6 ትግ - ኤፌሶን 11-12: እቲ ቕልስና ምስ ሕልቅነትን ስልጣናትን ምስ ናይ ጸልማት ገዛእቲ ዓለምን ምስ መናፍስቲ እከይን ኣብ ሰማያት እዩ እምበር፡ ምስ ስጋን ደምን ኣይኰነን እሞ፡ ንፍሕሶ ሰይጣን ምቅዋሙ ምእንቲ ኽትክእሉስ፡ ኵሉ ኣጽዋር ኣምላኽ ልበሱ። 13: ስለዚ በታ እክይቲ መዓልቲ ምቅዋም ምእንቲ ኽትክእሉ፡ ኵሉ ምስ ኣስለጥኩምውን ደው ክትብሉስ፡ ብዘሎ ኣጽዋር ኣምላኽ ኣልዕሉ።
@dawitkidane3587
@dawitkidane3587 3 ай бұрын
ዘይ ሕጋዊ ህይማኖታዊ ጽሑፍ ብኸመይ ዘይሕጋዊ ተመዚኖም። This is nonesense. There are so many religious books published by Catholic, Orthodox, etc. ሰብ ኣይስረቕ፡ ኣይዓምጽ እምበር፡ ሃይማኖት ኣልካ ኣሎ ዘረባ።
@sabiyasook6302
@sabiyasook6302 3 ай бұрын
Matthew 26 ትግ - ማቴዎስ 55: ሽዑ የሱስ ነቶም ህዝቢ በሎም፡ ከም ንኸታሪዶ ኣስያፍን ኣባትርን ሒዝኩም፡ ክትሕዙኒ ወጻእኩም፧ ዕለት ዕለት ኣብ ቤት መቕደስ እናመሀርኩ ምሳኻትኩም ተቐሚጠ ነይረ፡ ኣይሐዝኩምንን።
@sarahaile6506
@sarahaile6506 3 ай бұрын
Seb ekum aserkum embar wengel ayasern eu yesus kirstos ni zelalam goyta eu enda bezahna nifilfel alna nihnas da gina kinbzh ena midhan bi yesus kirstos tiray eu bikal midhan yelan haymanot gedal kiatwakm eu yesus kirstos keytekelkela kiayey eu kerebu eu nikulu mewedata kigbrlu eu simu yibark
@10RAS
@10RAS 3 ай бұрын
Eritrea adey❤️🇪🇷
@BiniamBrhane-z7q
@BiniamBrhane-z7q 2 ай бұрын
እዚ ዘይሕጋዊ መንግስቲ ኤርትራ ክሓልፍ እዩ ! ኢየሱስ ግን ኣብ ኤርትራ ክነግስ እዩ ! ታሪኽ ወላ ተወከሱ ፡፡
@Maycherhi2808
@Maycherhi2808 3 ай бұрын
እዞም ትጽሕፉ ዘለኹም ኣብ ዘለኹሞ ዓዲ ዓው ኢልኩም ሰልፊ ዘይትገብሩ፡ ናይ ምድንጋጽ ቃላት ዋላሓንቲ ኣይገብርን እዩ፡ ምሽሙሻት
@akineb3527
@akineb3527 3 ай бұрын
Serakn, ab Eritrea zeynebere haymanot zemtsen ktefe alewo Love you ER Police ❤❤❤
@TSILAT
@TSILAT 3 ай бұрын
We have a prophecy God one day will come and send someone to preach the true gospel you're just taking people into prison but one day God will judge you.
@samsontekle3881
@samsontekle3881 3 ай бұрын
John 14 ትግ - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@samsontekle3881
@samsontekle3881 3 ай бұрын
John 14 ትግ - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@MeraLiverpool
@MeraLiverpool 3 ай бұрын
እቲ ዘይሕጋዊ መንፈሳዋ ጽሑፍ ትብልዎም ዘለኹም ኣብዚ ነቲ ሰብ ንገርዎ እሞ ንሕና ከኣ ክንኣምን ዘይሕጋውያን ንስኹም ኢኹም ኣምላኽ ምሕረት ይግበረልኩም ::ንምድርና ግን መርገም ተምጽኡላ ኣለኹም ንክርስቶስ ኢኹም ትኣስርዎ ዘለኹም
@mizanteklemichael3364
@mizanteklemichael3364 3 ай бұрын
O egzabher n mdri Eritrean hzban bxhala
@tieberistu4242
@tieberistu4242 3 ай бұрын
ኣየ ኤርትራ ንጉስኪ ከትሳስዲ ክትንብሪ መሕፈራት ንሶምሲ ወንጌል ዮም ዘበስሩ ኔሮም ገበነኛ ደኣ ባዕላትኩም አንዲኹም
@eritrea3560
@eritrea3560 3 ай бұрын
ወንጌል ክቕጽል ኢዩ
@Marhu777
@Marhu777 3 ай бұрын
እዚስ ንብረቱ ክትከትርዎ ኢኩም ደሊኩም እምበር እዚ ኣነ ነጻ ምለቐቕክዎ ነይረ ❤❤❤❤❤
@ghebrehiweteyasu7057
@ghebrehiweteyasu7057 3 ай бұрын
There is nothing like illegal religion. Every religion is legal. Let people worship what they want.
@bahabolommihretab9237
@bahabolommihretab9237 3 ай бұрын
ዲክታተራት ኮይንኹም እምበር ሰብ ኣብ ድላዩ ክኣምን መሰል ኣለዎ
@TSILAT
@TSILAT 3 ай бұрын
Stop taking people who preach the true gospel to prison!!! And stop sending innocent people to prison.
@mehariyemane7185
@mehariyemane7185 3 ай бұрын
ዘሑጉስ ዜና ጽፉፍ ስራሕ ጸትታ ሃገርና ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ
@aklilutemsgen7918
@aklilutemsgen7918 3 ай бұрын
ሰረቅቲ ፖስተራት ገና አብ ርእስኹም ኢና ዘለና። 🇪🇷
@jesusislord.9123
@jesusislord.9123 3 ай бұрын
Tuium Zena kal Egziabher wengel kirstos kelkilkum kea emo nhizbi eritra b chinketin chikonan adeda cancer gerkum alekum nkulu gize alewo kal Egziabher nkulu yehilif enber ayhalifin eyu. Etom nwengel zeyhigawi ena bellum zesadedkumo waga kitkeflu ekum.amlak mihretegna eko entekone xadik feradi wn eyu kem gibrikum kiferdekum eyu.
@SuperMobly
@SuperMobly 3 ай бұрын
መንእሰይ ኣብ ፈቖዶ በረኻ ወሲድኩም፡ ደቀንስትዮ መጻወቲኹም፡ ደቂ ተባዕትዮ ባሮትጌርኩም፡ ግዳይ ኣልኮላዊ መስተን ሽጋራን ጌርኩም ተብርስዎ ተጽንትዎ ዘለኹም ከይኣክል፡ ነቲ ካልእ ዓቕሉ ጸቢብዎ ዓዱ ራሕሪሑ ፈቐዶ ሃገራት ጠፊኡ።😢 ነቶም ዉሑዳት ዝተረፉ ካኣ ክትሃድንዎም ትውዕሉ። ተሕፍሩ።
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 3 ай бұрын
TEHZENU SEB WEDI SEB AB ZEDELYO KEAMEN MESELU EYU . WEREKAKTI YEZEGH HU YESBEKHU NETOM ZEKEBELUWOM TERAY EYU ZEMELKET. ZEYHGHAWI SERAAT SI BEZAEBA ZEYHGHAWIAN ELU YEZAREB?
@adiammehari1511
@adiammehari1511 3 ай бұрын
Yesus goyta iyu ab eritrea, n Eritra wengel iyu fewsa, seb wengel sebiku kieser intay geben geru, kiserik ziesersi geben geru, wengel geben aykonen, wengel bereket mefth hagerna iyu
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 3 ай бұрын
ናይታ ኣብ መርዓዓ ዘይሕጋዊ ዶላራት ትንስንስ ዝነበረት ጓል እቲ ዕሉል ገበነኛ ፍሊጶስ'ከ እንታይ ጌርኩም ትኾኑ? ካብ ነቶም ብዘይካ ወንጌል ናይ ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ክሰብኩ ካልእ ወላሓንቲ ገበን ዘይብሎም ንጹሃት ሰባት ተሳቕዩ! እግዚኣቢሄር ግን ይርኢ ኢዩ። ወይለኹም ደኣ ንስኹም ዓመጽቲ እምበር ንሶም'ሲ ኖን ክእሰሩ ክሳብ ሞት ዘብጽሕ ኢዩ እምነቶም። ንክርስቶስ ምስዓብ ዋዛ ኣይኮነን ዋጋ የኽፍል ኢዩ። ክሳብ ሞት እሙን ኩን እሞ ኣነ ኸኣ ኣኽሊል ህይወት ክህበካ እየ ኢዩ ዝብል እቲ ቅዱስ ቃሉ።
@AdayHiwet
@AdayHiwet 3 ай бұрын
ሃለውለው ኣይትበል ተዋህዶ ዶ ኣብ የሱስ ኣያምንን ኢሉ እዩ፡ ዋላ እቲምስልምና ናይ ሕዋትናኸ ናቶም ክኽብሩ መናኢኻ ንስኻ ናትኩም ጌጋ ኣናተይ ይበልጽ ትብል፡ ኣዚ ናይ ልቓሕ ሃይማኖት ህዝብና ንኽብትን ካብ ሱሩ ኣብ ኤርትራ ክጠፍእ ኣለዎ።
@eritreansportsfocustigrign9161
@eritreansportsfocustigrign9161 3 ай бұрын
@@AdayHiwet ሃለውለው ኣይበልኩን ኣደብ ግበር ምስ ዘይትወጾ ኣይትግጠም። ደሓር ተዋህዶ ኣይወጻኒ ወላ ሞስሊም ኣይጠቀስኩ። ኣነ ዝበልኩዎ ንጹር ኢዪ ደጊምካ ንበቦ። ደሓር ከኣ ንስኻ ትቡንቆስ እምበር ዝቡንቆስ ወንጌል የለን። ደጊምካ ልብ ኢልካ ኣስተውዒልካ ተዛረብ።
@stephanosyohanes3134
@stephanosyohanes3134 3 ай бұрын
@@eritreansportsfocustigrign9161 wala ab adgi ente amenka zihateka yelen nkalie amenti kitgusgus gin geben eyu miknyatu natsinetomn meselomn tigefo aleka
@DrSebimenkem
@DrSebimenkem 3 ай бұрын
​@@AdayHiwet Tewehado doesn't believe in Jesus? I spent most of my childhood in medhanialem tewhado church ?
@AdayHiwet
@AdayHiwet 3 ай бұрын
@@eritreansportsfocustigrign9161 እሞ ክርስቶስ ነጋዳይ ወይ ከኣ ፖለቲከኛ እዩ ኢኻ ትብል ዘለኻ፡ሳዓቡኒ እሞ ኣኽሊል ክህበኩም እየ፡ እሞ እዚ ድኣ ከምዞም መራሕቲ ኣፍሪቃ እንድዩ
@menaf77
@menaf77 3 ай бұрын
What a shame? Hijis kea tsibuq kemzigeberkum bikurat tizarebulu. Eway adey mihret yewiridelki
@hgmeskel6597
@hgmeskel6597 3 ай бұрын
HAQEGNA WENGEL Hizibe Hara yewitsi wengilawit betechristiyan fiqud eyu.
@same8813
@same8813 3 ай бұрын
ኣብ ኤርትራ ሰሪቀ ክነብር እየ ኢሉ ዝሓስብ ዓሻዩ ፖሊስ ኤርትራ ክምስገኑ ዝግብኦም ዩ እዚ ኮይኑ ግን ህዝቢ ድማ እንታይ ገደሰኒ ከይበላ ንፖሊስ ክሕብር ጉቡኡ ምኻኑ ክፈልጥ ይግባህ ሰላምን ቅሳነትን ንኤርትራ
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 3 ай бұрын
Yes 100%
@samiabdu3877
@samiabdu3877 3 ай бұрын
ፍትሒ የለን ዶ ደኣ ከይብል
@GideyYosef
@GideyYosef 3 ай бұрын
We always proud of you our police
@TesfaldetBokretsion
@TesfaldetBokretsion 2 ай бұрын
ወዲ ከልቢ ኣባኻ ምስ በጽሐ ክርድኣካ እዩ።
@adfmkifle4875
@adfmkifle4875 2 ай бұрын
Gospel is no crime, God have mercy on our country. We really need God. Relax its seeking God's face its nothing to fear about
@SenaitHadish-g5q
@SenaitHadish-g5q 3 ай бұрын
Butami ekum tegermu enda shabya belaeti seb busebkukum hager tirha terifa hji dima Seb meshaf kudus hizu elkum kindzi 😅😅. S
@eritrea6227
@eritrea6227 3 ай бұрын
Polis Eritrea hezbi Eritrea hade Lebi hade awet ne polis Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️👑🫶👸🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊💪
@deqeyalemey5087
@deqeyalemey5087 3 ай бұрын
🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️
@EndlessLove21
@EndlessLove21 2 ай бұрын
denaqur haqu u keyhalfela eza hager kemzi resi hizka abey kbxah
@SaliemSolomon
@SaliemSolomon 3 ай бұрын
Yesus Goyta eyu.....Eritrean nay Goyat eya enaty eyu ke Zayhgwie haymnote elka zerba ..Ete kalie ke hegawie deyu...zkwen zlo Abettttt hegie ....hegie Eritrea 😂
@tsegazeabzemichael3784
@tsegazeabzemichael3784 3 ай бұрын
ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ትንቢት ሆሴእ 4፥6 ተጻሒፉ ኣሎ ። ኣብቲ እታምነሉ መጽሓፍ ቅዱስ ከድካ ኣንብቦ ። ስእን ፍልጠት ብዙሕ ጌጋታት ኢና ንፍጽም። ካልእ እታ ሓቂ ክትፈልጥዋ ኢኩም እታ ሓቂ ውን ሓራ ከትውጽኣኩም እያ ወንጌል ዮሐንስ 8፥32 እብቲ ትኣምነሉ መዝሓፍ ቅዱስን ትኣምነሉ ሃይማኖት ከድካ ኣንብቦ። ይቕሬታ ፖሊስ ማለት ናይ ህዝቢ እዩ ንኩሉ ህዝቢ ብማዕረዘገልግል ብማዕረ ዝጥምት ... ወዘተ እሞ ድእ እዚ ንሓደ ዜጋ መሰሉ ምግህስዶ ኣይኰነን፧ ቀደም ህግሓኤ እምናት ናይ ግሊ እዩ ሃገር ናይ ሓባር እናበለ የዕብይና ኣብይ ድእ ሕጂ ተደርብዩ እዚ ፧ ኣንጻር መትከላትን ዕላማታት ሃገር ደው ተዝብል ንበል ኣንጻር ልኡላውነት ፡ መዓልቲ ሰማእታት ፡ ኣንጻር መንግስትን መትከላቱን ዕላማታቱን...ወዘተ። ፖሊስ ማለት ግን እንታይ እዩ ዘለዎ ስልጣን ተጠቑሙ ድልየቱ ዝገብር ማለት ድዩ ንሓደ ዜጋ ላዕሊ ንሓደ ታሕቲ ዝገብር ድዩ፧ ኣይኰነን ። ፖሊስ ናይ ዝተኣከቡ ናይ ኢንግሊዘኛ ቃላይ ዝመጸ ኣሕጽሮ ቃል እዩ. Poeple Organized low cirminal easy (police ) ብትግርኛ ህዝብን ምትሕብባር ሕግን ገበን ምቅላል ማለት እዩ ። ሎሚ ግን ፖሊስ ዳርጋ ናይ ሓደ ወገን መሳርሕን መጋበርያን ኮይኑ ኢና ንረኽቦ ። ከምዚ ሕጂ ትገብርዎ ዘለኩም ማዕርነትን መሰልን ናይ ሓደ ዘጋ ምግሃስ ። እዚ ከኣ ኣብ ዘጋታት ፍልልይን ጽልእን ቕርሕንትን ምክፍፋልን ... የሕድር። ሓርበኛ ኣቦና ወልድኣብ ወልደማርያም ኣቦና ኣስሞሮም ብዓል ማይዕረቦ ምስ ኣሓርበኛ ኣቦና ሽኽ ኣብደር ቃድርከቢረ ሽኽ ኢብራሂም ሱልጣን ደርሆ ሓሪዶም ኣብ ልዕሊ መጽሓፍ ቅድስን ቁርኣንን ዝመሓሉ ተኸተልቲ ናይዚ ሕጂ ንስካ ዘይሕጋዊ ትብሎ ዘለካ እምነት እዮም ነይሮም ። ሓደ ናይ ኦርቶደክስ ቀሺ ፈጺሙ ምስ ኣስላማይ ስጋ ከምዘይበልዕ ሚቲ ካብ ምእቲ የረጋግጸልካ ወይ ፈትንባልኻ።
@hiwetteweldebrhan8440
@hiwetteweldebrhan8440 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪
@danieltsegay4794
@danieltsegay4794 3 ай бұрын
John 14 ትግ - ዮሃንስ 6: የሱስ ከኣ በሎ።፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
@AdayHiwet
@AdayHiwet 3 ай бұрын
ሃለውለው ኣይትበል ናይ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ሃይማኖት ተዋህዶን ኢስላምን ካቶሊኽን እዩ ናይ ህዝብና ሃይማኖት። እቲ ተዋህዶ ኸማን ካብ ዝግብኦ ንላዕሊ ዝተጋነነ፡ ናይ ኢትዮፕያ ባህሊ ዘተኮረ ይኸይድ ኣሎ ፡ እዚ ውን ኣተኩሮ ክግበረሉ ኣለዎ። ኣብ ተዋህዶ ነቦኻን ነደኻን ኣኽብር ዝብል ኣሎ፡ እቲ ዘዕበዩኻ ምኽሓድ ንወለድኻ ምኽዳዕ እዩ።
@settieritrea1991
@settieritrea1991 3 ай бұрын
​@@AdayHiwet እሞ ኣብ ኦርቶዶክስ የሱስ ጎይታ እዩ ዝብል የለን ድዩ ?
@senaitgaim7073
@senaitgaim7073 3 ай бұрын
እንታይ ዘካትዕ ኮይኑ ኣንምብቦ ሞ ክትረኽቦ ኢኻ!
@FreweyniYeibyo
@FreweyniYeibyo 3 ай бұрын
Mesakin amentiy ab kufue zeyrkebu eyom mekbertiy hegerom,gn eaatom ktetifue dikas sienkum Amlik hine kfedyelom eyu
@LetinaWeldekiros
@LetinaWeldekiros 3 ай бұрын
Yesus gin haki eyu wengle ayeserin eyu NAmlki furhu
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 42 МЛН
The Joker wanted to stand at the front, but unexpectedly was beaten up by Officer Rabbit
00:12
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 11 МЛН
OMN Horn Odeessaalee Onkololeessa 3, 2024
56:11
OMN
Рет қаралды 2,3 М.
اخبار شبانگاهی| پنج‌شنبه، ۱۲مهر
43:52
Iran International ايران اينترنشنال
Рет қаралды 4,8 М.
ዳኒ ዛሬም ለሷ ቦታ አለኝ አለ.እውነታው ወጣ😱😭😭
26:22
AB Tube አብርሽ ቱዪብ
Рет қаралды 52 М.
إخفاء الطعام سرًا تحت الطاولة للتناول لاحقًا 😏🍽️
00:28
حرف إبداعية للمنزل في 5 دقائق
Рет қаралды 42 МЛН