ዶ/ር ገ/ኣብ ባርናባስ "ታንኪ ዝማርኽ ይምረሐኒ" 2ይ ክፋል -

  Рет қаралды 6,872

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

Күн бұрын

እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this KZbin Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com...
www.lazatigrign...
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords

Пікірлер: 44
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 5 ай бұрын
ከመይ ተዓዊትና ዓወትና ህዝባዊነትና ገዲፍና አብ ዉልቃውነት ምእታዉናን አበይ አለና ብኸመይ ንሓውን ብጭቡጥ ስለ ዘርኣካናን አዚና ነመስግን ወያናይ ወዲ ህዝቢ ዶ/ር ገብረአብ !👏👏👏🥰🥰🥰💝❤💖
@mikytekle8814
@mikytekle8814 5 ай бұрын
I can say that true educated man .very useful for tigray. Tigrians must use this a full of knowledge.
@Gabera2022
@Gabera2022 5 ай бұрын
ፅቡቕ ቃለ መሕትት።
@nebiyugebremedhin7118
@nebiyugebremedhin7118 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ምሁር ጥራሕ ዘይኮኑስ ብርቱዕ መስተውዓሊ!!! በል ሓደራ ጋዜጠኛ ነጋ ዘርኡ, ህዝቢ ትግራይ መዋፅእቲ ኣንፈት ክረክብ እንደኣ ኾይኑ ነዚ ሊቅ ዶ/ር ኩሉ ጌዜ መደበኛ ፕሮግራም ሒዝካ ናብ እዝኒ ህዝቢ ኣቅርቦም!
@hagosmedhin5206
@hagosmedhin5206 5 ай бұрын
Please give this guy my huge hug!
@BeyeneHaile-c4i
@BeyeneHaile-c4i 5 ай бұрын
ብጣዕሚ መምሃራይ ዝኾነ መግለፂ እዩ! ኒገላፃይን መቅረባይን ከፍ ዝበለ ምስጋና የድልዮም እዩ:: አነ ቡዙሕ ተማሂረ ሰማዓይን አብ ስራሕ ተርጎምትን ሰሚዖም ክትርጉሙዎ ይግባእ እዩ እብል!!
@HAtube-vk8ip
@HAtube-vk8ip 5 ай бұрын
His Wisdoms is extraordinary!
@HTT6892
@HTT6892 5 ай бұрын
ኧረ ሕደግ ዘይፍለጥ አይተዘራበን። Nothing is extraordinary.😂😂😂
@Welday-x2w
@Welday-x2w 3 ай бұрын
Tanki zmareke ymrhani ane ewun ab gdnka aleku dr.
@nick7802
@nick7802 5 ай бұрын
Interesting and informative!!
@GirmayGts
@GirmayGts 5 ай бұрын
Excellent interview.
@simongyeses7542
@simongyeses7542 5 ай бұрын
ብቕዓት ትንታነ ይበል ብኣግባብ ይሰማዓ ይተግባር ድማ
@gebmeb1193
@gebmeb1193 4 ай бұрын
ህወሓት King ❤❤❤❤❤
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 4 ай бұрын
አያ ዕንሹ ነአያ ዕንሹ ዝገበርዊ ቓለመሕት
@Welday-x2w
@Welday-x2w 3 ай бұрын
Godnka
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 5 ай бұрын
Matias: ምፅራፍ/ፀለመ ናይ ድኹማት እያ። ጠቅሚ ከዓ የብላን። ሥለዚ ዝጠቅም ረኢቶ ፀሓፈልና'ሞ ኣንቢብና ክንመሃር።
@seyoumhagos6306
@seyoumhagos6306 4 ай бұрын
ይቅርታ ትግርኛመፃፍ አልችልም እጅግ በጣም የምድንቅ ትንተና ነው እየሰጠ ያለው ማብራሪያ ባጣም የምገርም ነው አንድ የነሳው አንጀዳ መሪሕባእታ የምባል ነበረን
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 5 ай бұрын
አብ ካህዝባዊነት አተሓሳስባ ወፂእካ ናብ ውልቃዉነትን አነነትን ሰስዕናን ዘእተዎ መብዛሕቲኦም ኢዱ አይስኣን ድኽነት እዩ ። አብ ህልም ዝበለ ድኽነትን ድሕረትን ዝነበረ ህዝቢ እታ ድኽነት ብከመይን አበይናይ ኩነታትን ረኪብዎ ዘይፈልጥ ከመይ ከምዝጥቀመሉ እውን ስለ ዘይፈልጦ ናብ ሓደጋ ከምዝኣቱን ሓደጋኡ ክርድኦ አይክእልን ? ምኽንያቱም አብ ኹላ ንፃሕላ ስለ ዘኣተውናን ብህዝባዊ ረብሓ ውሑስ ሰላማዊ ቁጠባዊ ህብረተሰባዊ አይመፅእን እሞ ንሳን አምሪሮም ንተጋሩ ዝፀልኡ ሓሳዳትን ዓሌተኛታትን ተደሚሩ አብ እዛ ዝመፀትና ጆኖሳይድ አቲናሞ ሐይዚ ከም ንህቢ ዓሲልና ሓቢርና ሓደ ኮይና ህዝብና ሰላሙ አውሒስናን አሕዊናን ናብ ልምዓት አትዩ ናብ ብራኸ ንኽከይድ ጥራሕ ንሕሰብ !!! ካብ መርገምን መረረን ምክሳስን ወፂእና ህዝብና ማእኸል ገይርና ናብ ዓወት ምምራሽ ኢያ ተወፃኣና ። እዙይ ድማ ንኽእል ኢና ? ተጋሩ እንተ ሓቢርና ዘይንኽእሎ ነገር ስለዘየለ ኩሉ ክንጭብጦ ኢና !!✍️🤝💪✊✌️👏🥰
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 5 ай бұрын
የቅንየልና ነጋ ዠርኡ። እዞም ዶር ብዙሕ እዮም ምሂሮሙና። ህዝቢ ብዙሕ ፍልጠት ንክረክብ ደጋጊምካ ኘክተቅርቦም ተሥፋ እገብር። እዞም ዶ/ር ብዙሕ ፍልጠት'ዩ ዘለዎም።
@KiflomWgebriel
@KiflomWgebriel 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሐሳብ አብ ልብና ዘሎ ተዛሪብካልና ምከሮም ብጾትካ መንእሰይ መሪርዎ እዩ ዘሎ ከይበልዖም ንእሽተይ ግዘ እያ ዘላቶም'
@solomongebremariam4944
@solomongebremariam4944 5 ай бұрын
Dr እዚ ዓንጃል ሰለዘይ ርዶኦ ደገመሉ
@HTT6892
@HTT6892 5 ай бұрын
አንታ BPR,BSC ናይ ማነጅመንት ሳይንስ እዩ:: አኒ እዚ ሚዲያ እዚ ብስለት ዝሰኣነ....
@hayelomhagosyiheys9825
@hayelomhagosyiheys9825 5 ай бұрын
አዱኡ ዘጋደለቶ ገብረአብ እበሃል
@burnlies
@burnlies 5 ай бұрын
ከምዚ ዓይነት ኣጉል ሓርበኝነት ዝተጸናወቶ ኣእምሮ ብዛዕባ ንህዝቢ ክመርሕ ዝኽእል ተቓሚ መሪሕነት ኣይፈልጥን 'ዩ. ብፍላይ ምሁር ኮይኑ ወትሃደር ጸላኢ ተኩሱ ዝቐተለ ወይ ዝማረኸ ነፋሪት ዘውደቐ ታንኪ ዝማረኸ ከም መርኣያ ብቕዓት ፖለቲካዊ መርሕነት መምዘኒ ገይሩ ምሕሳቡ ኣዝዩ ዘሕፍርን ናይ ብሓቂ ካብ ኣፍ ሓደ ምሁር ዝወጸ ቃል ድዩ ኢልካ ክትጠራጠር 'ውን ዘገድድ 'ዩ.
@fana-ng3lj
@fana-ng3lj 5 ай бұрын
፦ ብቁዓት ንምረፅ ሓደ ነገር እዪ። መስዋእቲ ዘይኸፈለ ግን የለን። ትዲኤፍ ዝብሃል ኻሊእ አካል የለን። ነቲዝነበረ ኩናት እቶም ቅድሚሐዚይ ዝነበሩን ሐዚይ ዘለውን እዮም መስዋእቲ ከፊሎም አብዚይ አብፂሖሙና። ሙሰኛታት ዓቅሚ ዘይብሎም ገዲፍና ዝመሩሑና ንምረፀ በል ደኩተር። ሕልፊ መስዋእቲ ዝኸፈለ የለን።
@HatemariyamTekilebrihan
@HatemariyamTekilebrihan 5 ай бұрын
ጉዳይ ትግራይካ እንተትገብር አይምሐሸካን ኤርትራስ ዋና አለዋ
@GB-ly7rt2
@GB-ly7rt2 5 ай бұрын
ኤሪትሪያ ዋና አለዋ? ነዓና ድማ ቀዳመይቲ ኣጀንዳና'ያ ! ጀኖሳይድ ፈፂማ ናበይ ኽተምልጥ?
@lilayferede4474
@lilayferede4474 5 ай бұрын
Socratus says great mind discus ideas, average mind discuss event and small mine discuss people
@mekidana315
@mekidana315 5 ай бұрын
ኣታ እዚ ዘኣመሰለ ሓሳብ ሒዝካዶ ስቅ ይበሀል ? በጃኻ ደ/ር ዋላ ብኻሊእ ርእሲ ቕልቅል በለና።
@mulubrhantsige3837
@mulubrhantsige3837 5 ай бұрын
ውሕልል ዝበለ ኣገላልፃ እዩ
@hadushteklehaimanot-mi7fo
@hadushteklehaimanot-mi7fo 5 ай бұрын
ኣጋ እርጋን ዝርጋን ይበሃል። ወታደራዊ ስርዓት ናፊቕኩም ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ናይ መን ሃፍቲን ስልጣንን ክሕሊ እዩ ግን መንእሰይ ታንክን ክላሽንን ተሸኪሙ ክነብር።
@haftayatsbeha5556
@haftayatsbeha5556 5 ай бұрын
ደንጎለታት አንሕና ግና ሲቪል ክመርሐና ኢና ንደሊ። ዕድመ ልክዕኹም ባዕልኹም ምርአይ አቢኹም ሒዝኹምና ናብ ገደል አቲኹምስ እንደገና ናጠርጣረው ሓሳብ ሒዝካ ላብ መድረኽ😭
@abrahamzekios5252
@abrahamzekios5252 5 ай бұрын
Tigray is ethiopia amhararic will be official language in tigray unity amhara and tigray people and all Ethiopians people ethiopia forward TDF will join ethiopia national defence federal government ethiopia we will take over official by military asap port and red sea port belong to ethiopia we will close tighnaghna language in tigray amhararic will be official language in tigray and Eritrea and ethiopia. English will be official language in tigray and ethiopia too. Knowledge from tigrayns USA 🇺🇸 ethiopia forward ethiopia tikdem
@HTT6892
@HTT6892 5 ай бұрын
አብይ ብምርጫ ቦርድ ኣቢሉ ንሕውሃት አፍሊጦ ነጺጉ ን''ውዕል ፕሪቶሪያ'' ከፍርስ ይሙክር እዚኣቶም ካዓ ገልቢጦም ነታ ውድብ ብ መንእሰይ ይምረሐና ብ ''ታንኪ ዝማረኸ መንእሰይ'' ይመረሐና ብዝብል ''ዝለመሰ ኣመራርሓ'' ይምረሐና። ኣይ ተጋሩ ዘይተዓደልና!
@HTT6892
@HTT6892 5 ай бұрын
ኣየ ላዛ ሚዲያ??? መንዪ ደጋፊኡ??? ዝገርመኒ ለይትን ቀትርን አመራርሓ የብልናን እንዳበሉ በዘይ ኣመራርሓ አትሪፎም አብ ጓጓ አብይ ከእትዉና ይሰርሑ አለዉ።
@LemonsfreutEritra
@LemonsfreutEritra 5 ай бұрын
2 መዓልቲ ወተሃደራዊ ሲልጠና ሂብካ 1 ሚልዮን ንብላሽ ኣጥፊእካ ፊርቂ ሚዮን ኣሰንኪልካ! ጌና ዘይተማህረ ከዳሚ ዓጋመ!! ትግራይ ሞይታ ኢያ ትግራይ ሙማታዉን ኣይፈልጡን ኣልሚስና ኢና ኣናውጺና ስሕበታ ሰርና ገፊፍናያ። ብሕጂ ዚግነርር ናይ ትግራይ ፈተነ ንትግራይ ናብ ፊሊስጠም ዝቕይርር ኢዩ። ስም ኢርትራ ከተልዑሉ ብቕዓት ሞራላዊ ብቕዓት የብልኩምን ከደምቲ ትፊኩሩ ትትኩሱ ምስተደሰቕኩም ተእዉዩ ረሳሓት ለመንቲ
@qatardoha5290
@qatardoha5290 5 ай бұрын
ገና ትግራይ ኢሊት እዚ ድሮ ኢኩም ዘለኩም ናይ 20ዓመት ኣብ መሬትና ኮፍ ኢልኩም ንብረትና ዘሚትክልኩም ርብዒ ተላዒሉ ዘሎ 75 ትሪፍኩም ኣሎ ገ ሻዕብያ ኣይንፍክክርን ኢና ተጸበያ ኣጀኩን
@TigrayCommunityRefugees
@TigrayCommunityRefugees 5 ай бұрын
ለማኒ ስደተኛ ታሓዚልክን ኣቲኽን ትጃሃራ
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia 5 ай бұрын
This guy's ideas are childish.
@BrightHope-HorizonMedia
@BrightHope-HorizonMedia 5 ай бұрын
zbelka entebelka Tigray is irrelevant
@MatiasLegesse-ou4sx
@MatiasLegesse-ou4sx 5 ай бұрын
አየ ነጋ ዘርአ መባ እኮ ኢመማ በቃ..... ዓንጃል
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 5 ай бұрын
Matias ምፅራፍ ናይ ድኹማት እያ። ርኢቶ ምሥ መርትዖኡ እንተቅረብካ ይሓይሽ።
ታሪኽን  ፓለቲካን ምስ ዶ/ር ገብረኣብ ባርናባስ - #ላዛትግርኛ
1:06:03
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 79 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 76 МЛН
የፊት ለፊት ውይይት !!!
1:42:24
Edmond Berhane
Рет қаралды 16 М.
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 79 МЛН