📌Dr Sharon Weldu ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ሂወተይ ዘጋጠመኒ ‼️ እዚ ጉዳይ ክሓብኦ ኣይደለኹን ካብ ሰባት Dr Sharon ንሕቶይ ጊዜ ሂብኪ መልስለይ‼️

  Рет қаралды 20,584

Roma Show Dani !

Roma Show Dani !

Күн бұрын

Пікірлер: 178
@teqamimedia
@teqamimedia Жыл бұрын
Roma ብኽብረትኪ ስእሊ ሓወይ ካብ channelki ኣውጽእዮ። ፍቓዱ ከይሓተትኪ ከምዚ ጌርኪ ኣብ social media ከተውጽእዮን ክትዛረብሉን ብሕጊ የሕትተኪ እዩ።
@DawiteAbraham
@DawiteAbraham Жыл бұрын
ሮማ ፕሊስ በጃኺ ይልምነኪ ኣለኹ ስእሊ ናይ ጣዓመ ካብ ይቲብኪ ደምስስልና በጃኺ ጣዓመ ፍቕሩ ምሳኺ ነይርዎ ክኺውን ይኽእል እዩ ። ሕጂ ግን ብሓንስብ የልኹምን ።ንስኺ ናትኪ ሂወት መሪሕኪ ኣለኺ ጣዓመ ውን ከምኡ ። ስለዚ ኣብ ጥቓኺ እየ ዘለኹ ኣብቲ ዘለኽዮ ቦታ ጀርመን ከይመጻኹኺ ስእሊ ናይ ሓወይ ኣውጽእለይ ካብ ዩቱብኪ ። ባዕልኺ ብጽጋብኪ ፋሕ ዘበልኽዮ መሪዓኹም ፡ ሕጂ እንታይ ኣምጽኦ ስእክኹም ምዝጋሕ። በጃኺ ስእሊ ናይ ሓወይ ኣውጽእለይ ይብለኪ ኣለኹ ። ወሪድዎ ጣዓመ ሓወይ ፡ ዓቕለይ ኣይተወድእኒ እዛ ስእሊ ናይ ሓወይ ካብ ዩቲብኪ ኣውጽእለይ ።
@elu1298
@elu1298 Жыл бұрын
​@@teqamimediaBravo
@mihretabreha8392
@mihretabreha8392 Жыл бұрын
Kulu report kigebra aelawo
@sabasabina5346
@sabasabina5346 Жыл бұрын
ሓቂ ኣይ ትዛረቢ ድዩ ኩሉ ግዜ ወዲ ሰብኣይ ኣይ ጸነሐን ምባል ነውሪ ጓል ኣይ ጸነሐትን ምባል ግን ንምንታይ ነውሪ ዘይ ከውን?
@Llull3841
@Llull3841 Жыл бұрын
ብውሽጢ ዘይትሓትያ እሞ ኣንቲ ሓቢብቲ፥ እዚ ወዲ'ኸ ስእሉ ክትዝርግሕዮ ፍቓደኛ ኮይኑ ማለት ድዩ!!! ብጣዕሚ ኢኺ መሕፈር
@babyshark6656
@babyshark6656 Жыл бұрын
ዓሻ ጽቡቅ ኣሎ ዘመድ ዓሻ ከፊኡዎ ዩ ነገሩ😢 ኣታ ዛሰበይቲ ቤተ ሰብ የብላን ድያ ጽልልቲ ማእሙና ድሕሪ ሰሙን ብስንኪ ዚስእሊ መቅጻዕቲ መጽኒ ኢልኪ ሚኒን እንዳ በልኪ ክትመጺ እኪ ገስረጥ Dr Sharon ኣብ ናትኪ ኣይተምጺያ ክብረታ ባይታ ኣይትውድቅዮ ወያል
@ErmiasBerhe-bp4iu
@ErmiasBerhe-bp4iu 2 ай бұрын
ብዛዕባ ነብስኺ ድሌትኪ ግበሪ ንምንታይ ናይቲ ወዲ ስእሊ ኣብዚ ኣዉሪድክዮ? ነዚ መንእሰይ ሂወቱ ትብድልዮ ኣለኺ ብሕጊ ዉን ከሕትተኪ ኢዩ።
@MerebHade
@MerebHade Жыл бұрын
Well said dear Roma ❤❤❤🎉 Thanks sooo much for sharing us this video Wonderful video ❤❤
@taflawedigash6831
@taflawedigash6831 Жыл бұрын
ሰላም ሮማ ሓብተይ እዚ ዝበልክዮ ሓሳብ ጽቡቅ እንድዩ ግን ከኣ እቲ ወዲ ከ ሕክምና ከ ኣብቲ ጌዜ ፈትኑ ዶ ነይሩ እንተ ዘይፈትን ከኣ ስለ ምንታይ ዳ ክትሕግዝዮ ዘፈተንኪ።
@ብትሪሓቂዘይሳዕርጠበቓይ
@ብትሪሓቂዘይሳዕርጠበቓይ Жыл бұрын
ሰላም ሮማ😊 ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ? እዚ ሓቑፍኪ ዘሎ ወዱ ኣነ ጽቡቕ ጌረ እየ ዝፈልጦ ጣዓመ ከኣ ይባሃል ወዲ ባጽዕ እዩ። ብዙሕ ጊዜ ብሓንሳብ ሪኤኩም ኣለኹ ኣብ ባጽዕ። እንታይ ኮይንኪ ድኣ ምስ ጣዓመ ንመርዓ ዘይወዳእኩም ? ኣዝዩ ሽኮሪ ወዲ እዩ ነይሩ ። ካልእ ከኣ ፍቓድ ሓቲትክዮ ድኺ እዚ ስእሊ ናይ ክልቴኹም ኣብዚ ዩቱብ ክትዝርግሕዮ? ኣነ ንጣዓመ ኣብ ተርሚናል ሆቴል ባጽዕ እንዳሰረሐ እየ ዝፈልጦ ኣዝዮ ጥዑይ ሰብ እዩ ። ግን ስእሊ ናይ ክልቴኹም ክትዝግሒ ኣፍቅድልኪ ድዩ? ብዝኾነ የቕልና ስልቲ ብግሉጽነት ዘካፈልክና ።
@Llull3841
@Llull3841 Жыл бұрын
ቀዲማ ዝመጻትኒ ሕቶ'ያ ንዝመጽእ ሳዕቤናት ተስተውዕል ሰብ ኮይና ኣይትስማዓንን'ያ እዛ ሰብ! ሓቲታቶ ክትከውን ተስፋ ይገብር ካብ ብኽያት መታን ክትድሕን ንዓኣ ንኽሕሻ። ቅድሚ ሕጂ ንግሆ ንግሆ ኣደዳ ብኽያትን መቕጻዕትን ኮይና ዝነበረት ብሰንኪ ብዘይ ፍቓድ ስእሊ ወይ ቪድዮ ወዲ ሰብኣያ ኣብ ዩትዩብ ጺዒና ስለ ዝነበረት'ያ ። ድሒራ ካኣ ሳዕቤን ናቱ ክንደይ ነቢዓትሉን ብገንዘብ ውን ትቐጺዓትሉ። ከምዚ ዓይነት ጌጋታት ጌራ በዲሊኒ ሰንጪሩኒ ክትብል ክትርእያ ከለኻ ካኣ ጥዕና ዘለዋ ውን ኮይና ኣይትስማዓንን'ያ።
@rim735
@rim735 Жыл бұрын
Ab baxe enda serahku arkey neru ela ab nay kedem vidio awxiato nera
@kbrinmedhanealem8895
@kbrinmedhanealem8895 Жыл бұрын
Roman haftey aytgagey slu awtslu bzaebaki aykonkin tzarebi zeleki bzaebu eki tzarebi zeleki so baelu khatt yhaysh kab baelki
@bereketgebre4685
@bereketgebre4685 Жыл бұрын
ነዚ ኣብ ስእሊ ኣውጺእኪዮ ዘለኺ ወዲ ፍቓድ እንድሕር ዘይሓተተኪ ምግሃስ ክብሪ ወድሰብ ትፍጽሚ ኣለኺ ማለት ኢዩ. , , ንዘይጠቕማ ናይ ዩቱብ ገንዘብ እንታይ ኣምጽኦ ፕራይቨት ዝኾነ ታሪኽ ሂወትካ ምሻጥ ንውላድኪ ሕማቕ ሽም ትገድፍሎም ኣለኺ , , ስፖርት ምሽ ጀሚርኪ ኔርኪ , , , ወይ በቲ በረኻ ኬድኮ እንዶ ዕንጨይቲ እንዳኣረኺ ከረውረው በሉ ሽዑ እኮ ጽቡቕ ኔርኪ ኢኺ
@WintaGrmay
@WintaGrmay 4 ай бұрын
Kkk xbuk aleka
@Rahel248
@Rahel248 Жыл бұрын
ያወይ መውደታ ዓለም በጽሕና 😭😭😭
@Seeker_1970
@Seeker_1970 Жыл бұрын
መርሐባ @galabua መወዳእታ ዓለም ትብሊ/ል አለኺ መጀመርታ ዓለም ከ መዓስ ከምዝነበረ ገለ ፍልጠት አለኪ ዶ ? ወይ ሃለውለው ምባል 😎
@Rahel248
@Rahel248 Жыл бұрын
@@Seeker_1970 ወይልከ መጅመርታ ዓለም ደኣ ካብ 1 ጅምርካ 2023 አኮ በጽና
@Seeker_1970
@Seeker_1970 Жыл бұрын
@@Rahel248 ሰላም ሐፍተይ አይፈልጥን እየ ምባል ነቲ ዘይትፈልጦ ዘለኻ ንኽትፈልጦ ስለዝሕግዝ አይፈልጥን እየ እንኮ ምባል ከምኡዉን ዝፈልጦ ዝኾነ ፍጡር እውን ስለዘየለ ካብ ሐውኺ
@ብሰላምምባርይሓይሽ
@ብሰላምምባርይሓይሽ Жыл бұрын
እንታይ ማዓት ኢዩ ሳናትም ክታሪ ነዚ ወዲ ኣሽክላቶ 😢😢😢 ካብ መርዓ ዓያሹስ ፍትሕ ለባማት ክብሃል ሲ ሓቂ
@saraberaki2613
@saraberaki2613 Жыл бұрын
I’m proud of you this is no shame ሮሚኖ እንታይ ክትገብሪ ሒዝክዮ ማይ ካይኑ kkkkk❤️🙏🏾😊
@hrytigebremeskel7260
@hrytigebremeskel7260 Жыл бұрын
Kkkkk haferna eko
@2468justinbieber
@2468justinbieber 4 ай бұрын
እዛ ናይ ሓብትና ሮማ፡ ኣነ እኳ ምመልስኩዋ ። ሱዳናውያን እንታይ ይብሉ ፡ ማተስኣል ኣልጠቢብ ኣስኣል ፡ ኣል ምጀርብ ።ትርጉሙ ንሓኪም ኣይትሕተት፡ ንመን ደኣ፡ ነቲ እንታይ ተጠቂሙ ዝሓወየ ። ስለዚ ብዓል ሞያ ኣይኮንኩን ፡ብተመክሮ ጥራሕ ኢዩ ።
@SaraGerezghier
@SaraGerezghier Жыл бұрын
Dr Sharon haftey selam neaki ykun bzaba ab ed zatu mekelakeli tnsi ka gele habereta habna kbrti haftey entay tenqi yemxalka nnwh zbele gize dem entefesiska please please please tegediski melsley i love you ❤
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ
@ኣቡነሰላማሃዋርያናይሓበሻ Жыл бұрын
ንምንታይ ግን ስእሊ ናይቲ ወዲ ኣብ ዩቲብ ሰቂልክዮ ይጻወሮ ድዩ ሓውና እታ ስእሊ ኣውጽያ
@almazberhane
@almazberhane Жыл бұрын
Eway mtershta Alm EU amlak ymeharna 🤲🤲🤲
@yorsalemluolseged2696
@yorsalemluolseged2696 Жыл бұрын
Yigerm u
@Yo.222
@Yo.222 2 ай бұрын
😂😂😂
@senusenu1821
@senusenu1821 Жыл бұрын
Gn eko emo eti seli aymedleyen eti wedi entay gebereki edlu tsebrlu aleki zeytemerawe tekoynu 🥺
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 Жыл бұрын
እዚ ወዲ ወይ ቤተ ሰቡ.. ከሲሶም ከስርዋ ኣለዎም... እዘን ኸምዚ ዝገብራ ክምሓራ ክሰራ ኣለውን. ህጻያ ከተክፍኦ ኢላ ኢያ.. ክሕግዞ ኢላ. ክትሕግዞ ትደሊ... ስእሉ ኣይተትክን ኢያ. እዚ ኩሉ ዘለኽዮ ሽግር ን. ሕማምን ብ ኣፍኪ ዘምሳክዮ ኢኺ. ሞትን ሂወትን አብ ምልሓስ አላ እቲ በርከት ጽቡቅን ብዛዕባ ሰብ ዝዛረብ ዋላ ንሰይጣን ጓል ዝባርኽ ጽቡቅ ዝዛረብ ንዑዑ እዩ በርከት ዝዓስድ ንሱ እዩ ዝስብቅ. እታ ጓል ኣይኮነትን ሰብ አብ ጥዑይ ይኹን ዘጡይ ሰብ ጽቡቅ ዝዛረብ. በረከት ዝዛረብ... ሰናይ ዝዛረብ... ናብኡ እዩ ዝምለስ.. ንሱ እዩ በረከት ዝዓስድ.. እቲ ካልእ ሓዊ ይዓስድ ሮማ መርገም ኣብቲ ወዲ ትዛረብ አላ.. እቲ ምርገም አብ ሂወታ ትዘሪኦ አላ. እቲ ወዲ ግን በረከት ይኣስድ ኣሎ ሰብ ሎሚ ዓሻ እዩ
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Жыл бұрын
Roma Jana keydatki beka
@natsenetabraham5598
@natsenetabraham5598 Жыл бұрын
Wa besmeam tina alewa du eza sebeyti 😮
@samsomtewelde5766
@samsomtewelde5766 Жыл бұрын
ብሂወት እንተለኻ ወይ የሕዋት እንተለኹሞ ነዛ ሰብ ከይትገድፍዋ ኣድላዪ እንተኮይኑ ኣብ ሂወታ ስጉምቲ ውሰዱላ ዶክቶር ሻሮን ካኣ ነዚኣ ተገዲስኪ መልሲ ምሃብኪ እንድዒ ?
@bethelihemdebesai1014
@bethelihemdebesai1014 Жыл бұрын
Aeyhabetan melsi bela eya eti selie aknaberato
@achuoma289
@achuoma289 Жыл бұрын
Roma haftey ente eti tmhrtki nknfelt elki endiki hasibkyo xegem aymsneberon ente eti seli eti wedi gin bejaki awxeyo xbuk aykonen bdhrey saeri aytbkola aytgberyo
@eriit2300
@eriit2300 Жыл бұрын
Beal betiki diyu wedieki endiki bealtiy betu kithgizo eya dehan don’t worry about him
@BlackBou-w4v
@BlackBou-w4v Жыл бұрын
ምሳኺ ዝደቀሰ ተዋሪዱ
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe Жыл бұрын
Ati ሮማ ኣወጸዮ አቲ ስእሊ ብሕጊ የሕተትክ አዩ አንድሕር ሰድራቤቱ ኣብዚ eroupe አንተልዮም ረፖርት ገርኩም youtube ኣጸወላ አንታይ ዓይነት ሰነምግባር ዘጎደላ አያ ግን ሕጅስ nzi ወዲ ስእሉ tetkimki ከተዋርድዮ dyu medebki ፎኡኡ ጉሓፍ ምሳኺ ኣንቲ ክፈኣቲ ናይ bahki ከ ይሓደር ነሩ 😭
@sdetadigana1887
@sdetadigana1887 Жыл бұрын
ሮማ ሓብተይ ገጹ ሽፍንዮ ወይ ሓዉኺ ተኾይኑ ንገርና
@peaceisalwaysgood450
@peaceisalwaysgood450 Жыл бұрын
Eway genzeb zeygebro zeyblu 😢😢😢😢😢
@brhaneweldeselasie8913
@brhaneweldeselasie8913 Жыл бұрын
ኣንቲይ ሃፍተይ ዘይቲስተሪ በጃኪ ኣከረዘመን
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 Жыл бұрын
ወዲ ትማርኮ ጓል እዩ.. ዝትስኦ ሮማስ..ገጽኪ ገጽ ፈረስ.. ኢድኪ ኢድ ነዳቃይ.. ክወትሮ... ኣይክእልን ኣረጊት ሰበይቲ ልዕሊ 40.... ክወትሮ ዝኽእል.. ድሓን ነብሳ ትሕዝ ጓል 30 ትመስል.. ቀጣን ጽብኽቲ.. እንተኾይና.. ጥራሕ እዩ ዝትስኦ.. ዋላ ወዲ 80.. ኣረጊት.. ነብሳ ጠቫያ ዘይማርክ ፍጹም ኣይትስኦን. እዘን ሕጂ ዘለዋ ኣንስቲ ጠባይ ዘይብለን. ዝትጽኦ yelen
@sabasabina5346
@sabasabina5346 Жыл бұрын
ጸገም ዘለዎም ሰብኡት መሊኦም ኣለው ጓል ኣይ ጸነሐትን ኢሎም ኣብ ጓል ዝሕብኡ ደቂ ተባዕቲዮ ብዙሓት ኢዮም .ኣብ ጎግል ኣለካ ተማሃር ካብ ብዕድሜኣን ብመልክዓን ትጻረፍ.ኣብ ዓለም ብሰንኪ ድንግል ኣይ ጸንሐትን ተባሂለን ዝተቀትላ ደቂ ኣንስትዮ ውሑዳት ኣይ ኮነን ጽሩያት ክንሰን.
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 Жыл бұрын
ሞትን ሂወትን አብ ሂወት አላ ብዝዕባ ካልእ ኩፉእ ዝዛረብ እቲ ክፋእ ናብ ነብሳ እዩ. ናብቲ ካልእ ግን ፈውሲ እዩ ሮማ እዚ ተዛርባቶ ዘላ ናይ ገዛእ ርኢሳ ሽግር ማሕጸን ሽግር ምውላድ ሽግር sex እዩ ሓሳዊት ሓሳዊት ትብል ሰራቂት ሰራቂት ትብል ናታ ኢያ አብ ካልእ project ትገብር ዘላ
@kidanhayleslase1885
@kidanhayleslase1885 Жыл бұрын
ኦኦኦኦኦኦኦኦ
@yordanoshaileab2462
@yordanoshaileab2462 Жыл бұрын
Resah
@BlackBou-w4v
@BlackBou-w4v Жыл бұрын
O discipline fooo
@lidu3065
@lidu3065 Жыл бұрын
Bihaki fokas zikonet
@elu1298
@elu1298 Жыл бұрын
​@@lidu3065 sdi Bealege eya ezia Respekt Nay seb zeybla
@mom4920
@mom4920 Жыл бұрын
Ati denber do gale eki foooo😮😮 Kabzges sebyti eu shimki 😮😮seliy nayti wedi zeytshfneyo
@emteemte3985
@emteemte3985 Жыл бұрын
Keyefenfneni gud
@Rema-dp7li
@Rema-dp7li Жыл бұрын
ያ ሐቅኪ ኢኪ ሮማ የጋጥም እዩ ሐደሐደግዜ ንደቂ ተባዕታይ የጋጥመና እዩ
@misszebib3969
@misszebib3969 Жыл бұрын
Special Eritrean man, they don't tell you they used vigra. At the end, you will find out truth it's really hurt you a lot, even for unborn children affected its shame 🫠
@mylove-ll5bw
@mylove-ll5bw Жыл бұрын
She is not normal 🙈why u post his picture
@hyabzemu4538
@hyabzemu4538 Жыл бұрын
Way Rominzo haferku
@emteemte3985
@emteemte3985 Жыл бұрын
Kulu negera hfret eyu
@mikigilay2071
@mikigilay2071 Жыл бұрын
Nezia maychelot zwesda beteseb do tesane wedey
@samabraha4900
@samabraha4900 Жыл бұрын
U could still do the video without exposing the Person!
@BlackBou-w4v
@BlackBou-w4v Жыл бұрын
Pow
@Yemsgen
@Yemsgen Жыл бұрын
Ewaey ati Roma haftey Entay weriduki ne mentay bi Private ketzerarbya zeytftni uffff
@AdiamGebrhwit
@AdiamGebrhwit Жыл бұрын
Emo ete seli se entay amxo xebki zeykoni
@Solyana0531
@Solyana0531 Жыл бұрын
Oyyyyyy zeynfelto u ezia kulu .
@hanuna6958
@hanuna6958 Жыл бұрын
ኡይይይይይ 😂😂😂 እዋይ ምስዚኣ ዝምድና ዝጀመርካ ሕማቅ ዕድል ኣጋጢሙካ 😂😂😂 ስእሊ ኣውጺእካ ድኹም እዩ ኔሩ ክትብል'ከ ደኣ ንኣቦ ወድኻ፡ ኣቲ ምሽ ተፋቲሕኩም ረስዕዮ በጃኺ ባዕልኺ ኣይትጸለሊ።
@elu1298
@elu1298 Жыл бұрын
Ezia xlilti eya blshwti
@coolmom8537
@coolmom8537 Жыл бұрын
ኦይይይ አሞ ኣይተረዳካን አዚ አኮ ቦኽሪ አፍቃሪአ አዩ 🤣🤣🤣🤣ጉድ ረኺቡ
@gechemeche6258
@gechemeche6258 Жыл бұрын
Uyyyyy Ati Roma entay weridki Eti photo nmntay Adlege
@senaytfshaye7905
@senaytfshaye7905 Жыл бұрын
Seli gerki eway kemey zbelki eki
@Tekea
@Tekea Жыл бұрын
Ewaee roma ezias betemi eiki thfri ,xbuq zey kone,tegagiki .
@redae3365
@redae3365 Жыл бұрын
Entry Aynet gzie ena bexihna. Seb moya kof elom kelowu manim b nay aemuro himam zteteku sebat experts koynom
@goitomaraia1886
@goitomaraia1886 Жыл бұрын
Crazy Roma... entay zgebere wedi eu picture Post gebirkeyo
@fuad.er.291
@fuad.er.291 Жыл бұрын
Gexki enda Raye da kemey geru keteso kufu kendi yeseter yegeter
@AY-kt9sb
@AY-kt9sb Жыл бұрын
🤣🤣🤣
@elu1298
@elu1298 Жыл бұрын
​​@@AY-kt9sblomis Grim Gebera 😂😂😂🤣🤣
@RujHii-oi3qs
@RujHii-oi3qs Жыл бұрын
Senef
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 Жыл бұрын
ድክተር ኢያ... ብኽብሪ ደውል ኪ.. ከም ናትኪ level ገይርኪ ትዛረቢ ኣለኺ... ንሳ ግን... Level ኪ.. ፈልጣ.. እንተ ደውልኪ.. ብ ክብረት እንተ ዘኮይኑ... እንታይ ኢኺ ደልኪ ክትብለኪ ኢያ.. ኣይክትምልሰልቅን ኢያ... ናብ doctor አብ ትካቂ ዘሎ ኺድ.. ብ ቴሌ ወይ ብሓጺር ዝምለስ ኣይኮንኤን.. ግን. Apoinment ምሳይ እንተሕዝክ.. ዝኽፈል ኣሎ.. Apt ክህዘልኪ ይኽእል ኢየ ክትብለኪ ኢያ.. ለባም. እንተኾይና አንር enginer ኢየ. ሕጂ ሓደ ገዙ ክርየሉ ይሓተን.. ግዜ የብልይን... ግን.. ንውሕ ዝበለ ቆጸራ ክሕዝ.. ድሕሪ 2 ወርሒ.. ዝኽፈል ኣሎ. ናይ ምጀምርይ $390 ይብሎ.. ሰዓት ኣቢሉ.. ግን ብ ናጻ እዩ ሓሲቡ.. ዋላ info ይኽፈል እዩ.. ሽኮነ prof.. ብ ናጻ info ኣይህብን እዩ.. ዓሻ እንተረክብካ ምናልባት Doctor ሻሮን.. Doctor ኢያ.. ምሳኪ ክትዛረብ ኡሽነት እዩ
@BlackBou-w4v
@BlackBou-w4v Жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@almazabebe5606
@almazabebe5606 Жыл бұрын
Shame 😢😢😢😢 teseteri
@Hoppas-b9x
@Hoppas-b9x Жыл бұрын
Roma txellki diki ezko ms dekoter eyu zzreb 😢😢😢😢 bejaki demssyo
@mihretabreha8392
@mihretabreha8392 Жыл бұрын
Anty xayki aelilyo eti sely enyay aynet srb eki sidy😮
@Ruta0922
@Ruta0922 Жыл бұрын
ደይ ሓቆም ድኣ እዬም ክገዶፉኺ, ኣቦ ወድኺ ሓሊፍክስ ናብ ናይ ቀደም ዓርክኺ😮 ስእሊ ክትዝርግሒ ኸ መን እዩ ኣፍቂዱልኪ ቤተሰብ የብሉን ድዩ😏😏
@trhashdray9209
@trhashdray9209 Жыл бұрын
Rominzo bwshti zey trekbya nmtay abzi bezihu
@Hope4Tomorrow-l8o
@Hope4Tomorrow-l8o Жыл бұрын
😢
@Mundufey
@Mundufey Жыл бұрын
Nigenzb kitibla tiqalia alekn pls
@samrawityosan1188
@samrawityosan1188 Жыл бұрын
ሮማ ተጸሊልኪ አለኪ ማይ ጨሎት የዲልየኪ አሎ ቤተ ሰብ አለዎ ዶ
@saron-si5ym
@saron-si5ym 6 ай бұрын
Tekal affa denkoro
@arsuarsu321
@arsuarsu321 Жыл бұрын
ኣቲ በጃኪ ብማርያም ኢለኪ እዚ ትዛረብዮ ዘለኪ ዘረባ ጽቡቅ ኣይኮነን። ንሰብ ሞራሉ ዝትንክፍ እዩ። እሞ ከኣ ምሳኪ ዘየለ ሰብ ። ንስኪ ጥዕና ዘለኪ ሰብ ኣይኮንክን ጋውና
@hannaberhane7850
@hannaberhane7850 Жыл бұрын
Ewaeee bejaki seli awtsiyo😮
@hailealem3302
@hailealem3302 Жыл бұрын
NE SELEMUN TESMARYAM HAFTU DEY ROMI
@grmaychento8425
@grmaychento8425 Жыл бұрын
Ata gele knisemi ina bwilka zeythatya
@yrgealemmebrahtom5463
@yrgealemmebrahtom5463 Жыл бұрын
😮😮😮😮😮😮😮amlak ymeharna
@sarasara9918
@sarasara9918 Жыл бұрын
ህውከት አኔቲ ሮማ ቅድሚ ሃለውለው ምባልኪ አብቲ ስእሊ ከላልየኪ አይካአልኩን ብቀይሕ ብዐቢ ምልክት ክትገብርሉ ኔርኪ ሕጂ ንስክስ አንቲ መስሐቅ ቆልዑ አጥዒምለይ አሎኢልኪ ዲኪ ስእሉ ጠቂዕኪ ትዛረቢ በሊ ተመሊስኪ አብዛ ቪድዮ ክትበኪ ከይርኤኪ ምስተከሰስኪ ብጽፊዒት ካብዛ ዩቱዩብ ከባርረኪ ተከክ በልና እልፊ ጋዐገልጠም
@tesfalemgoitom8362
@tesfalemgoitom8362 Жыл бұрын
Kem roma open alo do kkkkkkk abza alem
@Menke_24_gut
@Menke_24_gut Жыл бұрын
Mtinas Emo enitay xegem alewo ewe kwelid yikiel
@BokreFshay
@BokreFshay Жыл бұрын
Naki dareakas gdf do smietka demka keman tetew ybleka
@delayeselam5726
@delayeselam5726 Жыл бұрын
Ember do teyti eki neski . Awtseyo tanika . Entay bediluki ezi wedi .
@brktitesfaytewahdonzelalem3995
@brktitesfaytewahdonzelalem3995 Жыл бұрын
Ayyyyyy roma hji ka gele xegem ktmexeki eya zeytgedfyo nezi wedi 😂😂😂😢😢😢😢
@emteemte3985
@emteemte3985 Жыл бұрын
Kinat kitfetu eza sebeyty nesu netesebu kitkewn alewa
@erilove4500
@erilove4500 Жыл бұрын
Iza sebeyti xegem alewa bejakum beyeseba hagzwa
@yohanahani7412
@yohanahani7412 Жыл бұрын
Roma awexyo please, no good 😂😂😂
@mlateymlatey7059
@mlateymlatey7059 Жыл бұрын
Ati Roma bejaki awxyo
@IM-gh5jn
@IM-gh5jn Жыл бұрын
Eway Ezneyyy
@emteemte3985
@emteemte3985 Жыл бұрын
Nergem zbezha testas sebeyty fooooo
@rahilhabtehadesh8236
@rahilhabtehadesh8236 Жыл бұрын
Plis kemti edmeki koni nmetay bweshti zethatiya,,,, akfiki do hakeyyyyy 😳😳😳😳🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔
@temeharithaki600
@temeharithaki600 Жыл бұрын
Omg 😮😮😮😮
@sunnyday5353
@sunnyday5353 Жыл бұрын
ሎምስ ከይዳትኪ አያ በልስከ ናይቲ ወዲ🤔 ስእል ኣልኢልዮ ወይ ሸፍንዮ 🤔
@akiYYY
@akiYYY Жыл бұрын
Shwati zkonet seb men msaki knebr seb kia tmo efff
@MabrihtLegese
@MabrihtLegese Жыл бұрын
Wayyy tehzini bzaba eti wedi ke hasbki do silu awxikis kendzuy zerba
@zebibkidane6105
@zebibkidane6105 Жыл бұрын
Hanti sdi eki meobeya zbedela eleki aleku thalilu tetkoni entay ktgebri selu tzrghyo amlak yqre ygberelki
@kiflaysemere1018
@kiflaysemere1018 Жыл бұрын
Mehfer yeblkin nskisi akndaki hafire😂😂😂😂😂😂😂😂
@ሩፍታ-ዸ7ጸ
@ሩፍታ-ዸ7ጸ Жыл бұрын
ኦይይይይ ሮማ 😂
@ዕረማዓርሂወትሞት
@ዕረማዓርሂወትሞት Жыл бұрын
😢denkoro
@Semhargerye-bp7py
@Semhargerye-bp7py Жыл бұрын
Ktsdid gn nmatey seli tewxyo
@Mekeranaakll12.
@Mekeranaakll12. Жыл бұрын
😭😭😭😡😡😡😡😡🚫❌️❌️❌️❌️❌️
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
@ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ Жыл бұрын
🤣🤣🤣🤣🤣🤣ኣረጊት ጋሕባ ሮማ ውቅዕቲ ርአሲ ስለምንታይከ ስአሉ ገቲርክዮ🤣🤣🤣🤣ይስንብድ ምስ ራኣየኪ ጋውና ዝተሰኤ ንብረቱ ይድቅስ
@Mossihabtemichael
@Mossihabtemichael 4 ай бұрын
ኣደይ ሮማ አዚ ምሳኪ ዘሎ ድዩ ብ ቭያግራ ዝትስአ ክክክክ
@hallomama227
@hallomama227 Жыл бұрын
Nakiy enda raye dea kemey geru keqnailu 😂😂😂
@እንታይማለትዩፍቕሪ
@እንታይማለትዩፍቕሪ 10 ай бұрын
ንፍዕቲ ሮማ ሽኮር መፍትሒ ኽትሕግዘኺ ዶ/ሻሮን ተስፋ ንገብር😍🌹🥰👑😍
@IM-gh5jn
@IM-gh5jn Жыл бұрын
Awtsiyom da
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 Жыл бұрын
ሮማ ጋህጫም ኣድጊ ዘይውርዝይቲ።እዚ ወዲ እንታይ ስለዝገበረኪ ኢኺ ስእሉ ዘርጊሕክዬ ኣውጽዬ ውጽኣት ትመንጥልኪ።😮
@hrytigebremeskel7260
@hrytigebremeskel7260 Жыл бұрын
😂😂😂😂😂 gahchammmmm motkuuuu
@selam-yi2op
@selam-yi2op Жыл бұрын
@@hrytigebremeskel7260 🤣🤣🤣🤣🤣
@nitzihtipetros7501
@nitzihtipetros7501 4 ай бұрын
OMG, shame on you. You can ask your doctor, you don’t need to sham other people on KZbin. This sounds like revenge. The shame is on you not on him. Disgusting!
@selamyemane157
@selamyemane157 Жыл бұрын
🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙊🙊
@Solvlove495
@Solvlove495 Жыл бұрын
Kindey texliaka eya eza,ezi si tfetwyo zeykonki si hiwetu ketebelaswulu deliki enber,Sharon gn lebam rezan eya kemaki aykonetn
@SamrawitTeklebrhan
@SamrawitTeklebrhan Жыл бұрын
😂😂😂😂😂neti wedi zeykon naki hkmna ydlieki eyu reski ayserhn alo zexebqelkin zekfalkn fleti ....bwshiti zetrekbya hagez etedeliki plzzz atewardna Amlak ymharki
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Tibo InShape
Рет қаралды 22 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 64 МЛН
HELP!!!
00:46
Natan por Aí
Рет қаралды 11 МЛН
ዘይልሙድ ዓይነት ወሲብ፥ ሳዕቤን ኣለዎዶ?
12:49
ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ የለን
9:37
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Tibo InShape
Рет қаралды 22 МЛН