DW International ሓሳብ መራሕቲ ሃይማኖት ኣብ ህልው ፖለቲካ ትግራይ ፣ 25 ሓምለ 2016 ዓ/ም\watch Live Streaming

  Рет қаралды 8,535

Dimtsi Weyane Television

Dimtsi Weyane Television

Күн бұрын

#dw #International #tigray
#መራሕቲ ሃይማኖት
#Dimtsiweyane #Tigray
#Subscribe ይግበሩ!
Website www.dimtsiweyan...
Facebook / dimtsiweyane
Twitter / dimtsiweyane
Telegram t.me/dwetinter...
Instagram / dimtsiweyane
This stream is created with #PRISMLiveStudio

Пікірлер: 27
@abrehaleygmeskel7628
@abrehaleygmeskel7628 2 ай бұрын
ጀጋኑ አቦታትና መራሕቲ ሃይመኖት አጀኩም ቀፅሉ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 2 ай бұрын
ደስ ልብል መልእክቲ ካባካቱም ይፅበ ነይረ ክቡራት ኣቦታት ❤
@app9839
@app9839 2 ай бұрын
የቅንያልና አቦታት ትግራይ ፅቡቅ ማዓዳ ነይሩ እቶም መራሕቲ ትግራይ እውን ማዓዳ ወለዶም ክሰሙዑ እቲ ናይ ዓለም ፈጣሪ ጎይታ መድሕኒአለም አቦና አቦ ኩሉ ፍጥረት ዝኮነ አቦና ይሐግዘና እሜን አሜን አሜን
@teklehaymanotnuguse-kd2gz
@teklehaymanotnuguse-kd2gz 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝበለ መረዳእታ ዘለዎ ሓሳብ ሰምዕና ስለ ህዚቢ ዝጪነቅን ትግራይ ዝጠመረ ክኾንን አለዎ
@Alemwerqi_melles19
@Alemwerqi_melles19 2 ай бұрын
Wow! The religious leaders are suggesting Wonderful suggestion and marvelous criticism appreciated them keep it up pls
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
የቐንየልና ክቡራት ወለድና ቐፅልሉ ኣስጢምኹም ሓዙ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
@ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 2 ай бұрын
ኣቦይ ጥዑም👌
@DestaMekonnen-x3b
@DestaMekonnen-x3b 2 ай бұрын
Tsibuk eilom aboy keshi .mister ayihiluwun yibilu alewu
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 2 ай бұрын
😫😫😫😫😫😫😫😫😫 እየህ ጌታቸው ረዳ እተን ይዕፅምቲ ጅጋኑ መናእሰይ ትግራይ ዑሾኽ ኮይኑ ይውጋእኻ።
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 2 ай бұрын
👋👋👋👋👋👋👋👋👋 ትግራይ ዓዲ ለባማት አዲ አርሒቆም ዝሓስቡ ዓዲ ሰብ ሕሊና , አጆና እዝውን ክሓልፍ እዩ። ሓፂናዊ ሓድነትና ነጠንክር።
@YA2O23
@YA2O23 2 ай бұрын
🕊🕊🕊
@slimhhbs1711
@slimhhbs1711 2 ай бұрын
አቦይ ቀሺየ በጃኩም እባ ፀበል ንፀግሎም ገለ ነገር አቲይዎም አሎ ብውኒኦም አይኩኑን😢😢 አምላክ ብየማናይ መገድካ ምርሓዮም መከራ ህዝብካ ይሃክል በለና ፈጣሪ🤲🤲🤲😢
@ZabibaHassan-h2u
@ZabibaHassan-h2u 2 ай бұрын
አቡና ብትክክል ህዙብትግራይ ተሪሲዕ 😂😂😂😂😂😂
@genetkebede3379
@genetkebede3379 2 ай бұрын
But E. TIKYIKLE🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍😍
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
@እግዚአብሔርእረኛዬነውእና 2 ай бұрын
ይበል ዘረባ ኣቦና ካብ ሽረ ለዚ ለባም ፈላጥ ህዝቢ ሕዝኻስ ኣይይይ መራሕቲ ትግራይ ልቦና ይሃብኹም
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
ኣታ ኣይንውቐሶም ንሓግዞም ኣብ ምንታይ ኩነታት ከም ዝነበሩ ውን ኣብ ግምት እናእተና ንዛረብ እቲ ዓብይ ፀገም ኾይኑ ዘሎ ኣብ መራሕቲ ከይኾነስ ኣብቲ ሙሁር እዩ ፀገሞም ተረዲኡ መፍትሒ ዘየቕምጥ
@FreKahsay-im8du
@FreKahsay-im8du 2 ай бұрын
ብሓቂ ኣብ ኲናት ዘይወዓለ በሊሕ እዩ ነገሩ ​@@netsanettdf9263
@tigrayplea5385
@tigrayplea5385 2 ай бұрын
ዓለም ዘስደመመ ጀግንነት ዘይውዳእ ዘይነፅፍ ማንም ዓለም ዘይብሉ ዓቅሚ ሒዝካ እንደይ ሹሾ ወራሪ ሰራዊ አምበርኪኽካስ ሕጂ ን 7ዐይ ክፍሊ ማሃይም ተላአአኺ ምኻን ብጣዕሚ የሕዝን እዋይ እዋይ
@BerhaneWeldegebrial
@BerhaneWeldegebrial 2 ай бұрын
ርስቲ ኣይኮነን ስልጣን 40 ዓመት ሂወት ተጋሩ ዝበልዑና ሸምጊልኩም ዳግም ከዋጉኡና ኣይትፍቀድ ህዝቢ ትግራይ። ጌቼ ይምረሐና ዕድል ይወሃቦ ዘረኛ መሪሕነት ዓድዋ በቃ❤
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
እም እትም አመራርሃ ናብ ህዝቢ በቅርብ እም ህዝቢ ይገምግሞ ባእሉ ህዝቢ።
@NegashTesfay
@NegashTesfay 2 ай бұрын
ፈላላይ ሰበ ሰልጣን ትግራይ ኩሉ ኣለም ፈለጥዎ እዩ ሰለዝኾነ ኣብ ኣኼባ መልሓካ እንዳኣረኻ ዘረባ ዎጋ የብሉን ውሸጥኻ ቅንእና እንድህር ዘይብሉ! እቱ ሓደ ወገን ማለት እቱ ጊዚያዊ ምህደራ እታ ክይዲ ምሰላጥ ጉባኤ ንምንታይ ታሓሲሞማ!! እትጅመርውን ጸላእቲ ኽመጹ እንተለው ጉባኤ ት/ኣፍሪሶም ትግራይ ንሳቶም ከምድሌቶም ዝሸጥዎ ዝልውጥዎ ተግራይ ኽገብርዎ መጼዮም ሰለዝኾነ ናይዚኣቶም ደገፍቲ ዝኾኑ ሰባት ኣለው እና ይኮኖም::
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 2 ай бұрын
እቲ ስልጣን ነብርወይዶ ሪኢናዮም እኮ ልኢትየጵያ እዮም ጠቂምም እብር ትግራዋይ ማ እስካብ ኸዚ አደጊ ይሓርስ አሎ መሕፈርቲ
@solomonguish7775
@solomonguish7775 2 ай бұрын
አክትቢስት ሶሻል ሚዲያ ናድመጸ ዝመጽ አመራርሀ ክእወት አይክልን ካፌደራል ህዉሀት ክወርድ ዝገበሮ ዋና እዚ እዩ አመራርሀ ማለት በሀሳብ ብሀቂ ዝመርህ እዩ !!!
@AliAli-vi3dm
@AliAli-vi3dm 2 ай бұрын
ስልጣን ሂብናኩም ምዕራይ ካብ አበኹም ስልጣና መልሰልና አቱም ኮምሳዕቲ አሕዋቶምን ደቆሙን
@kesatebrhanselama1231
@kesatebrhanselama1231 2 ай бұрын
😂 መራሕቲ ሃይማኖት :- 1. መጀመርታ ንምንታይ ኢና ናብዚ ወዲቅና ኢልኩም ሕተቱ :: 2. ምሕደራ መንግስትነት ትግራይ ንኽመሓየሽን ንኽድልድልን ሓገዝቲ ኹኑ :: ካብዚ ዝሓለፈ ንባዕልኹም ን50 ዓመታት ናይ ሓደ ውድብ መገልገልትን ተለኣኣኽትን ኾይንኩም ፀኒሕኹም ሒዚ ድማ እዚ ኹለይ ፅንተት ዘምፀልና ውድብ ንኽተድሕኑ ዕርቂ ትብሉ ኣለኹም :: ቅድምያ ንባዕልኹም ምስ መእመናንኩም ተዓረቁ :: መምሰልቲ :: 😂😂😂
@AksumawianTRUTHPOWER
@AksumawianTRUTHPOWER 2 ай бұрын
ህወሓት- ዝገርም እዩ ዝገርም ነገር! ታይ ማለት? ሕዚውን ከምኣ! ኸመይ?1. ህወሓት ብናይ ኣርሳ ጉባኤ "ጸማም እዝኒ ንህዝበይ ሂበዮ። አይሰምዕን እየ" በለት2. 45 መኣልቲ ገዛኣጽያ "ጋዕዝየ፣ በኺተ፣ ጨንየ..." ኢላ ናይ ሽሮ ፈኪራ ኽሳብ እንጀራ ኻብ መጎጎ ድወጽእ ኸምዝብሃል ጦርነት ጭርሖዓ ገይራ ሕዘቢ ኸይዕጠቅ ኸልኪላ ብጸላዒ አጽኒታቶ3. ልዕሊ 60 መዓልቲ ገዛ አጽያ ቀትሪ ንሥልጣና ለይቲ ብውስኪን ተኺላን እንዳተላሕየት4. ተፈናቀልቲን ጽጉማትን ብፀሐይ፣ ማይን ቁሪን እንዳተጸፍኡ ካድሪኣ ግን አብ PLANET እንዳደቀሰት እንዳስከረት5.ውቁኣት TDF እንዳጥመየት፣ ሕክምና እንዳኸልአት6.ሃንግ ጉጅለ በቲና ሕዝበይ እንዳቅተለት7. ሐጺን መጺን ጀነራላት ኣጋእዝያ እንዳሰረቀት እንዳስረቀት8. ባእለ ብዝወደበቶም GSTS (90% ደናቁር) ሙሁራት ብዝብል ሹም ብጥቅሚ ገዚኣ ከም ሠጋር በቅሊ ተለኣኣኽቲ ገይራ ዳዋናበደት9. ማተሰአ ዝብሃል ተለጉመ ጉጅለ በዝማዳት ሰብ ሥልጣን ዝጥወን ድዝወርን ገይራ ገንዘብ ዳያስፖራ እንዳሠረቀት10. መራሕቲ ህወሓት ናይ 50 ዓመት ብሔራዊ ቃልሲ ትግራይ እንዳማሠየትን እንዳጠለመትን11. ቀዳማይ ናይ ብሔራዊ ሐዝቢ ትግራይ ሕቶ ራዕሰ ውሳነ ብመሪሕነት ጉጅለ ንዳአመጸት ንዳጠለመት ቃልሲ እንዳምከነት12. በሊኣ ዘይትጸግብ ናይ ትግራይ ሐብቲ ንዳጓሕጎሐት13. ደም ዝለመደት ደም መንዕሰይ ከም ጻባ ንኣርሳ ድሙ ኾይና እንዳለሐሰት14. ጉዳ ንኽትሓብእ ሕዝቢ ዳ'ጥፍአት ውድብ ነድሕን ክትብል ዘይትሓፍር 15. ኣጣሪት ሸርሙጣ ኻድረታት ሕሩጭ ታብ ዝጠመየት ኣዶ ኺዱ ስረቁ ኢላ መምርሒ ትህብ16. እዚ ኹሉ ብደብረጽዮን፣ አለም፣ ፈትለን ጌታቸውን ዝቁነን ሽርሒ ንጊዝያዊ መንግሥቲ ትግራይ ካድረ መሓውር ጌርካ ግ.ም.ት አብ አየር ኽንሳፈፍ ጌርካ ሕዝቢ ትግራይ አብ መኣሙቅ ንምእታው17. ናይ ልብኻ ገይርካ ሂስ ግለ ሂሰ ገይርና ዳበልክ ሓፋሽ ምጭብርባር ባህላ ዝገበረት ደንቆሮ መሪሕነታ አብ ሥልጣን ኽንጥልጠል ትጽዕር18. ብድሕረይ ሳዕሪ አይብቆል ትብል ኸም ኣድጊ19. 50 ዐመት ናይ nationalism ቀንዲ stategic goal ዘይትፈለሰጥ ኸም ቆልኣ ካብ አመዳ ኹሉ ፋሕ ተብል ቁራጽ ሠይጣን ዝኾነት ኣማጺት ጉጅለ!ዛጉዳም ኸልቢ፣ መሪሕነት ሞይታ ኸም ሬሳ አድጊ ምጉታታ ገዲዱናሎ! ግንከ ወይከ አይትቅጽልን፣ ኸም ንቡሩ አይትሰርርን። መወዳዕትኣ ኣኺሉ እዩ። ጽንተት ብደንቆሮ መሪሕነት ደ ጽዮንን አለምን ኸብቅዕ እዩ፤ ብሕጊ ኽንፋረዶም ኢና! ኣዮኻ/ኺ ትጋራዋይ/ትግራወይቲ!!!!
Маусымашар-2023 / Гала-концерт / АТУ қоштасу
1:27:35
Jaidarman OFFICIAL / JCI
Рет қаралды 390 М.
Маусымашар-2023 / Гала-концерт / АТУ қоштасу
1:27:35
Jaidarman OFFICIAL / JCI
Рет қаралды 390 М.