"ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ምህላው ዘረጋግፅ ስራሕቲ ክሰርሕ'ዩ!" መጠቃለሊ መደረ ብሄራዊ ዋዕላ ፖለቲካዊ ምሕደራ ትግራይ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳን

  Рет қаралды 22,147

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 70
@titi1401
@titi1401 Ай бұрын
How sweet when brothers and sisters sit and discuss their home issues❤❤❤!
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ጀጋኑ ቀፅሉሉ ነፃ ትግራይ ‼️
@kaym4389
@kaym4389 Ай бұрын
Yes, free nation Tigray!!!!❤❤❤❤
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 Ай бұрын
Tegaru, you're great people. You openly discuss and ventilate issues to sort out your problems to arrive at solutions. I hopeTigray will be the shining star of the Horn, thereby telling all those bordering Tigray, who are obssessed with profiteering and self serving activities, be they civilians or in military uniforms.
@haderah.4958
@haderah.4958 Ай бұрын
ኣብ ሕግን ፍትሕን ጠመተ ይገበር፤ ፖለቲካ ኢኮኖሚን ማሕበራዊ ዋኒናትና ኣብ ትሕቲ ሕግን ተሓታትነትን ምዃኖም ይነፀር! ልዕሊ ኹሉ ልዕልና ሕጊ! ስልጣን ብቐዳምነት ብሜሪት ኾይኑ ብሕጊ ተሓታትነት ዝግበሮ ይኹን!
@gueshdejen5814
@gueshdejen5814 Ай бұрын
Democracy and decenteraalization for Tigray!!!
@goitomgirum
@goitomgirum Ай бұрын
ሐጂ ግርም ሓሳብ ይስዕር
@smd7650
@smd7650 Ай бұрын
በርቱ ከአቅማቹ በላይ አይደለም ክፉ መንፈስ አባሩ።
@HIfti-H
@HIfti-H Ай бұрын
አሕዋተይ ብብዘለኽሞ መዳሃንአለም ይሓልኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት እየዋ🎉
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 Ай бұрын
Berake show waero❤🎉
@gideytekay390
@gideytekay390 Ай бұрын
ክቡር አያና ንበረልና
@gechnegasi4635
@gechnegasi4635 Ай бұрын
Go on our leader!!
@aregawigebremichael307
@aregawigebremichael307 Ай бұрын
Big respect 4 General Tsadkan B B T
@adonay7097
@adonay7097 Ай бұрын
አታ መሬትና አምልሰልና ህዝብና ናብ መረበቱ ይመለስ ፣ ግደፉ ግደፉ
@user-xu1rw6uc2m
@user-xu1rw6uc2m Ай бұрын
Medias have to be free but have to take responsibilities for what they publish and say.
@HaftoTagrai
@HaftoTagrai 28 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@luelabay833
@luelabay833 Ай бұрын
We are proud of you !!!
@gamy-y3q123
@gamy-y3q123 Ай бұрын
እግሊዘኛ አይትሐውስሉ ኩቡር መንግስቲ ትግራይ ንቲ ቃላት ተውፆኦ ቡዙሕ አሎ ዘይርድኦ
@AYB171
@AYB171 Ай бұрын
እንድህር ሸኩልኩም ይብልዑ ጨው ገይሮም
@andayaman4097
@andayaman4097 24 күн бұрын
ጻድቃን ናይ ረብሓ ሰብ። ፖለቲካግን ኣይትምልከቶን። ጻሕጻሒ መታለሊ።
@MahiletBerhu
@MahiletBerhu Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ttek9180
@ttek9180 Ай бұрын
ጌታቸው መግለጺኻ ጽቡቕ ኢዩ። ግን መግለጺኻ ኩሉ መታን ክርድኦ እንግሊዘኛ ቃላት አይተብዝሐሉ። እትገብርዎ ዘለኹም አኼባታትኩም ብሐቂ ንህዝቢ ትግራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ነቶም ካልኦ አህዛብ አብነት ክኸውን ዝኽእል ጅማሮን አተሐሕዛን ኢዩ ቀጽልሉ በርትዑ። ንኩሉ ሐቛፋይ ይኹን ዝብል አተሐሳስባ መሰረት ቅሳነት ናይ መላእ ሕብረተሰብ ኢዩ።
@alem2627
@alem2627 Ай бұрын
ሰፈር ከተማሓድሩ ዘይትኽእሉስ ሃገር ከተማድሩ እንዳ ክልል ትግራይ: ህዝብኹም ምስኩሎም ጎረባብቱ ከተባእሱ ግን ክእለትኩም ላዕሊ እዬ ::😅😅😅😅😅 እብነት ብዓልቲ 50 ቁጽሪ ሳእና 😅😅😅😅😅
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 Ай бұрын
Unity of tigray is must . Thanks General tsadikan
@anwartuem-bf4hu
@anwartuem-bf4hu Ай бұрын
መድሂንባ ሓደ ነገር ተሓባበርና ጎርባቸው ልበሃልባ ጠይቅልና ና70ካሬ ጉዳይ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Ай бұрын
መፃወቲ ሜዳ ! ኣፍታ ዘሓለፈት መረፃ እኮ ሪኢኻያ
@ህያብ
@ህያብ Ай бұрын
የእስራኤል አምላክ ሃመኻ ሰላም ልኣኸልና😢🙏
@Wedizom123
@Wedizom123 Ай бұрын
ናይ ትግራይ ኣምላኽ ከ ካሊእ ድዩ
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 Ай бұрын
Eziom denaku merahiti iyom nai haki selam giberu mis kulu gorababutukum yiakulokum torunet wediekumo hizbi tigray
@hailetecleselasie5983
@hailetecleselasie5983 Ай бұрын
Nasinetkum zaitiuwuju kabzi kulu Kolel
@user-xu1rw6uc2m
@user-xu1rw6uc2m Ай бұрын
You have been talking about this subject matter for the last two years. Just do it and serve the Tigray people.
@MesheshaTekola
@MesheshaTekola Ай бұрын
ትግራይ ናይ ተጋሩ እያ ስለዚህ ኩሉም ናይ ትግራይ ፖለቲካ ፖርቲ ዘሳተፈ ናይ ሐባር መንግስቲ ይመስርት
@Ortho_1_Christ
@Ortho_1_Christ Ай бұрын
Vicious circle nothing else
@kidusasfaha4740
@kidusasfaha4740 Ай бұрын
ቅድሚ ኵናት ክንደይ ትንተና ሰሚዕና ተስፋ እውን ኔሩና ውፅኢቱ ብጀካ ውድቀትን ዳግም ዘረባን ለውጢ አይረኣናን። ሓንቲ ፍሉይ ዝገብሮ ንኒበዓል ደብሪፅ ዘግለለ ዘረባ ጥራሕ ሙዃኖም።
@weghta3315
@weghta3315 Ай бұрын
Never to forget this Genociders of Tagerue people ❌🇪🇹❌🇪🇹❌🇪🇹❌🇪🇹❌🇪🇹
@temesgenmehari6367
@temesgenmehari6367 Ай бұрын
Behaki
@lemlemgebretsadik5929
@lemlemgebretsadik5929 Ай бұрын
Hywet Tigray ewana hezi eya!!!
@negagetachew974
@negagetachew974 Ай бұрын
እዚ አካይዳ ንኩልና ዘዔውት ስለ ዝኾነ ክንድግፎ አለና፣ ሕወሓት ኔትዎክ እውን ንጊዝኡ ቅር ክብለኩም ይኽዕል እዩ ግን ንወደፊቱ ከኸጉሰኩም እዩ ።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Ай бұрын
ተዓፃፃፋይ!??? ኩነታት ምስተፈጠረ ዕፅፍ ኢልካ ዘመሓደረ የመሓድሮ ኢልካ መሬትካ ምርካብ ድዩ? ወይስ ካሊእ?
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc Ай бұрын
ኣቡነ ኣረጋዊ መውጽኦ ይሃብኩም። ንክልል ንምምሕዳርሲ ክንድዚ ዓቀበት ኮይንኩም።
@1995mwa
@1995mwa Ай бұрын
ንዓይ ነጭዋስ ናብ ሎቖታ ዝብሃል ምስላ ትፈልጦ ይመስለኒ ክቡር ጀነራል። ሓደ መንግስቲ ዘይኮነ ምምሕዳር ኢኹም ትመርሑ ዘሎኹም እሞ መንግስቲ ኣይትበሉ። ምምሕዳርኩም ልዑላውነት ትግራይ ከምልስ ኣይከኣለን ተመዛበልቲ ናብ ቦትኦም ክምለሱ ኣይከኣለን ብዘይካተን ሕንጣጦ ተበግሶታት። ኣይትሓዙለይ ጀነራል ምሉእ ወፍርኹም ኣንጻር ወያነ እዩ። ወያነ ሓጢኣቱ ብህዝቢ ትግራይ ክምዘን ግደፍዎ። ቀስ ብቀስ ትግራይ ኣብ ሕቒፎ ኣቢ ተእትዉዋ ኣሎኹም። The writing is on the wall as they say. If the enemy want to distroy TPLF i won't join them no matter what but I willl convince the Tigray there are ideas than that of TPLF. If you sing along in a settled way like PP and PFDJ to destroy TPLF then I will say if you quack like a duck swim like a duck you are probably a duck. May God save Tigray.
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Ай бұрын
ጊዚያዊ መንግስቲ no ጊዚያዊ ምምሕዳር ግዚያዊ ዶኣይኮነን ካውንስል ካውንስል ዝብል ። ካውስል ተቃውሞ ገጢምዎ ኣሎ። ታይ ዶኣ እሞ ዝበልክዎ እንቸዘይኮነ እንዳተበሃልና ንርከብ። ፍልጠት ዘይብሎም እዮም ተቃዊመሞ ኢሉ ዓብይ ምልክት ምልኪ።
@andayaman4097
@andayaman4097 Ай бұрын
ጻድቃን ዝዛረቦ ኣብ ባይታ ዘየሎ ድሌት ህዝቢዩ። ኩሉ ሓሳቡ ምትላል ህዝቢዩ። ተፈቲኑዩኮ ትግራይ ምርሓያ ተባሂሉ። ጻድቃን ግን ፋለይ ከም ቁሜል ተሰኹዐ ምኻድዩ ዝብራሃኒ ኢሉ ኣብዩ። ዓቅሚ ከምዘይብሉ ኣዳዕዲዑ ይፈልጥዩ። እለይዩዎ ነዚ ፈሳዊ መደናገሪ።
@ermiastekle1468
@ermiastekle1468 Ай бұрын
Your weakness is just begging Abi instead of dealing with peace agreement believe on the Tigray people
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 Ай бұрын
ለምን ድነው ትግሬ በአንደበቱ ሲጽዳዳ ዝም የሚባለው ነገሩ ውስጣቸው አሁን በደንብ እያወቅናቸው ነው ኢትዮጵያ ውያን እንዳልሆኑ ኑ እንደ ጎረቤ አገር ማየት እንዳይካፈሉ ከኢትዮጵያ በረከቶች መሰራት ነው እዛው ከተቻለ ያሉበት ቦታ መበጣጠስ ጥግ ማስወጣት ካዐማራ ከአፋር መነጠል ለነዚ መራራት እንደ አገር ሰው አያስፈልገነም
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 Ай бұрын
ወዲ ጋሓፍ ባርያ ድቃላ ሻዕብያ 👊
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 Ай бұрын
ኣየ ክልል ተጋሩ በውሸት ጉራና ስርቆት የሚኮሩ ብላሽ ክልል።
@GebrehiwotAdera
@GebrehiwotAdera Ай бұрын
ፅንዓታት ንፖሊስን እስትራቴጂን ይጠቅሙ እዮም።ዓብይ ፖለቲካዊ ውድቀትኩም ናይ ተጋሩ ሓድነት ኣፍሪስኩም:ውዕል ፕሪቶርያ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ኣውሪድኩም መሬትና ክምለስ ኣይከኣለን:ህዝብና ናብ መረበቱ ክምለስ ኣይከኣለን:ፀጥታ ትግራይን ሰላምን ኣይ ኣረጋገፅኩምን:ምስ ፌዴራል ተደረደርቲ ኾይንኩም ኣይቀረብኩምን።ብዝኾነ ህዝቢ ተስፋ ክቆርፅ ገይርክሞ ኢኹም እሞ ፈጢንኩም ንውልቅኹም ዘይኮነስ ረብሓ ትግራይ መርኣያኹም ግበሩ።ሓጋዚ ህዝቢን ብዙሓት ዓቅምታት ኣለው ተጠቀምሎም።
@user-rk5yd8sz2l
@user-rk5yd8sz2l 29 күн бұрын
ሉኹሉ ከስማማእ ዝኽል ንረብሐ ህዝብ ትግራይ ዝጠቅም ኹሉኹም ዝትቃበልኽምዎ ተጻሕፉ አብ ተገበር ክዉእል አለዎ እቱ ችግርኹም ዉን ናብ አየር ምብታን ክትቅጠቡ ይግባእ ህዝብና ካብ ጦርኖት ዝነበርናዮ ንላእል የጨንቆ አሎ ካባኻኑም ዝንሰምኦ ጥራሕ አይኮነ ካብዞም ሰላምና ዝጸልኡ ካብ ማእኸል ሀገር እሰካብ አሰመራ ተይተረፈይ ልክእ አብቱ አኸባ ዝሳተፉ ዘለዉ እዮም ዝመሰሉ እና ምሸጥርኹም ናይ ዉሸጥ ሸግርኹም በአልኹም ፏትሑ
@haqitisier8947
@haqitisier8947 Ай бұрын
እዚ ኩሉ ዓወጽ ውጽ ንህወሓት ንምሕቃቕ ዝግበር ዘሎ እሉኽ ውዲት ዩ ። እቲ ህዝቢ እንታይ ገበረ በትን በትን ዝጎዛዘ ኣግሂድኩም እታ ክሕደት ኣብ ልዕሊ ህወሓት ተሓስባ ዘላ ኣነጽርኩም ዘይትነግርዎ ዘረባ ፈራሓት ጎቦጎቦ እናበልኩም መከራ ተብልዕዎ ? ጸገምኩም ኣንትጉዋ መፍትሕ ህዝቢ ትግራይ ክነግረኩም ዩ ። *ሓንከርቲ ሰብ ግዜ ኣብ ማእከልኩም ኣለው*።
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 Ай бұрын
ህወሓት ታይ እዩ ❓
@gamy-y3q123
@gamy-y3q123 Ай бұрын
ሐቅኹም ዶኾን ትኾኑ ወላስ ንስልጣን እዩ ዝኹሉሉ በጀኹም ካሕስዎ ህዝቢ ትግራ አሚላኽኩም ፍርሑ
@filmonteferi4760
@filmonteferi4760 Ай бұрын
ለምን አሁን አትገነጠሉም ኢትዮጵያ ሰላም ይሰፍን ነበር ወልቃይ እንዳታስቡ መጥፊያቹ ነው ሚሆነው
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 Ай бұрын
🦓
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg
@GebrekidanTeklemichael-kb5cg Ай бұрын
If you don't have any concern for the people of Tigrai, you can go to arat Kilo and hide yourself in the bushes of pp. Nobody will expect from you as I see your proceedings. Only if you think that war is the solution to the present situation of Tigrai, that will be the end and there can't be any better vision than what arat kilo can see and understand.
@user-ft6wd9wx4q
@user-ft6wd9wx4q Ай бұрын
ፃድቃን ርኽኩስ ናብ ኣቢይ ሸዊጢና።ትግራይ ዓዲ ማርያም ኣኽሱም እንዳ ቤንጠ ክገብራ እዩ። ትግራይ በኦሮሞኛ ትምህርቲ ቤት ያው ተፀዊዑ ኣሎ። ቀፃልዉን ብ ኦሮሞኛ ተምሃሪሩ ክብሉና እዮም። ብዕሮሞኛ ዛጊድ ዘፈን ጀሚሩ እኒኦ። ናይ ሓጨሉ ብትግርኛ ኣብ ትግራይ ይዝፈንሎ። ሃረርታ ሀገረ ትግራይ ክቀትልዎለዎ ሕልሚ ገይረሞ እኒ ታደሰ ወደደ ጌቸ ርኽኩስ ፃድቃን።
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 Ай бұрын
ንስኻ 'ኮ ኣብ ቅድሚት ሓላፍነት ዘለኻ ፖለቲከኛ ኢኻ። ታይ ማለት እዩ ከም ኩሉ ትግራዋይ ማለት? ናይ ብሓቂ ትግራይ ሃገር ክትኮን ዕላማኻ እንተ ኮይኑ፥ ትግራይ ሃገር ክትኮን እየ ዝሰርሕ በል!! እንተ ዘይኮይኑ ከም ሓደ ተራ ሰብ ኮይንካ ኣይትቐልድ። እቱ ትብሎ ዘለኻ ኣነ ወይ ሓደ ተራ ትግራዋይ ክዛረቦ ዘለዎ ድሌት ውልቀ ትግራዋይ እዩ። ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ድማ ነፃ ሃገረ-ትግራይ እዩ ዝደሊ። ግን በዚ ትኸድዎ ዘለኹም ስንኩል ፖለቲካ ነፃ ሃገርስ ይትረፈና ህላወ ህዝቢና 'ውን ኣብ ፈተና እዩ ወዲቑ ዘሎ!!!
@abebekesete
@abebekesete Ай бұрын
ትግራይ እንዳ መሸታ ንምግባር ዝረባረቡ ዘለው ሉኡኻት ግዳም
@user-iz4ry3cn8x
@user-iz4ry3cn8x Ай бұрын
ሓድነት ተጋሩ ካበይ እያ ትጅምር ክቡር ጀነራል ?ሓድነት ተጋሩ ተፍርሱ ዘለኹም አይ ንስኻትኩምን እንዲኹም? ህወሓትን ግመት እናበልኩም ትተዃተኹ ዘለኹም አብ መሪሕነት ዘለኹም ሰባት እኮ ኢኹም። ንምንታይ ሽግርኩም ዘይትፈትሑ? ህወሓት ኾይኖም ህወሓት ከዓ ትፀልኡ። ህወሓት በዓል ዋና ፕሪቶሪያ እናሃለወ ግ.መ.ት ከም ላዕለዋይ ተግባሪ ጌርኩም ተቅርቡ። ብሓፂሩ ጉዕዞኹም አብ ህወሓት ዘለዉ ንስኹምን ካልኦትን ትፀልኡዎም ሰባት አግሊልኩም ናይ ባዕልኹም ጉጅለ ንምድልዳል ይመስል። አብዚ ሐዚ እዋን አየድልን። አየኺደናን ።ተሰማዕሚዕኻ ምኻድ የሐሸኩም።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Ай бұрын
ተመረፀ ናይ ህዝቢ መንግስቲ እማ ኣፍሪስኩምዎ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Ай бұрын
ኣፉ ደኣ እወ ከምኡ ይብል። መንግስቲ ዘይኮነ መንግስቲ ትገብርዎ። ጌቾ ናይ መወዳእታ መድረኽ ኣይኮነን ኢሉ። ዒንኪሊላም በል ዒንክሊል በል ኣብዘይኾን ነገር
@mikytekle8814
@mikytekle8814 Ай бұрын
Smell something same as Abby Ahmed method. U guys are appointed by the will of aby so I can say you are truly working for aby
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Ай бұрын
ሰላምን ድሕንነትን ሰራዊትካ እንዳደስከልካ ከመይ?
@berhan5743
@berhan5743 Ай бұрын
Sekaram
@user-qp6ty1ud4r
@user-qp6ty1ud4r Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@temesgenmehari6367
@temesgenmehari6367 Ай бұрын
Behaki
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 36 МЛН
ከምሽቱ 3:00 ሠዐት የአማርኛ ዜና
VOA Amharic
Рет қаралды 717
ንትግራይ ናብ ዘይተደልየ ዳግማይ ሽንፍሽፍሽ ዘእቱ ውሳኔ TDF
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 189