EMNA "12 ዓመታት ካብ ውግእ ኣየዕረፍኩን ተጋ ተወልደ መንግስ" ERITREAN HISTORY AND CULTURE

  Рет қаралды 7,794

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Күн бұрын

EMNA "12 ዓመታት ካብ ውግእ ኣየዕረፍኩን ተጋ ተወልደ መንግስ" ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 46
@settieritrea1991
@settieritrea1991 11 ай бұрын
ኣናብስ መግለጺ ቃላት የብለይን : ክብርን ሞገስን ይኩንኩም 🌹🇪🇷🌹
@yodit1991
@yodit1991 11 ай бұрын
መወዳድርቲ ዘይብሉ ጅግንነት እንቋዕ ውዕሎኻ ክትገልጽ ኣብቀዓካ ጅግና ወዲ ኤረይ፣ ክበሩልና ንበሩልና❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonasyemane4161
@yonasyemane4161 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ሕጂ ውን ሕድሪ ጄጋኑና አይነዕብር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 11 ай бұрын
መንግስ ሕቡን ጅግና ዕላሉ ዘይምኖ ክሰምዖ ክሐድር ምደለኹ ኤፍሬም ግደ ኩሉ ጊዜ ብሃረርታ ኢየ ዝጽቡየካ አጋላልጽኻ ይብርሃኒ ሰላም ንኹሉኹም ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹💪💪💪
@Ghebrhiwethabtay
@Ghebrhiwethabtay 11 ай бұрын
ኣያታትናን ኣቦታትናን ሳላኩም ንሕና ትሓቢናን ኮርዕናን ንከይድ ኣለና❤❤❤
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
@ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ 11 ай бұрын
ኣጆና💪ወትሩ🦁 ሃገረይ!✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaite7519
@senaite7519 11 ай бұрын
ሳላኻትኩም ዓዲ መጺኣ ሳላ ደቅኹም ከኣ ጸኒዓ ተኸቢራ ትኸይድ ኣላ እዛ ሓላል መሬት ክብርን ሞገስን ንዓኻትኩም ስውኣትና ይቕሰኑ ዓወት ንሐፋሽ
@solyanayakob4805
@solyanayakob4805 11 ай бұрын
Selam nikulkum deki eza helal merit 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏 ajokum tirah deki hizbawi ginbar 🇪🇷♥️🙏
@ehabhaile467
@ehabhaile467 11 ай бұрын
ክብርን ሞግስን ንተጋዳላይ/ት :: ⭐️ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና :: 🕯️ ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ!! 🇪🇷✊️🇪🇷
@sammyabraham6645
@sammyabraham6645 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless Eritrea 🇪🇷 and the people, the land of heroes “ Awet Nihafash “ 💪🏽
@ehabhaile467
@ehabhaile467 11 ай бұрын
God Bless Eritrea & Eritreans!! 🙏 Internal Glory to our Martyrs!! 🕯️ Victory to the Masses!! 🇪🇷✊️🇪🇷
@AmanielTemnewo
@AmanielTemnewo 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤አፈ ሃወይ አጆካ ⛪️🕌🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 11 ай бұрын
ተወልደ ( ሳጓ ቀደም ገዲፈ) እንቋዕ ድምጽኻ ገጽካ ሰናዕኩን ርኤኹኻን ሰብ ቀደም ምስ ናፍቆቱ። እቲ መግለጺኻ ደስ እናበለኒ መቐረት ቀደም እናተሰመዓኒ ሰሚዔዮ። ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ገሊጽካዮ። ወዮ ትምህርቲ ኣርብጂን ጋስፐርን ከመይ ሓሊፉ ምስ መቐረቱን ሂወትታ ግዜን ዘኪረ ሰሓቕ መሊቁኒ። ኣብታ ብሓደ ዝነበርና 6 ሰብ ኢና ወዲ ሰለባ ነስኻን ኣነን , ጊንጢ, ወደስመሮም ሓደ ረሲዔዮ። ዕንጨቲ ውፈሩ ክሳብ ዚ ትምህርቲ ዝውዳእ ተባሂልና ሃሃሃሃ መብዛሕትኦም ተመሃሮ ኣንጊሆም ክወፍሩ ከሎዉ, ንሕና ግን ይምሰየልና ተበሃሂልና ከይወፈርና ውዒልና ሓሳብ ወዲ ሰለባ ዩ። ምስ መሰየ ከኣ ክሳብ ትምህርቲ ዝውዳእ ዘጽንሓና ዕንጨቲ ኣምጺእና ሃሃሃሃሃ ካበይ ወፊርና ሃሃሃሃ ሂወት ገድሊን መቐረቱን ኣይውዳእን ደጊምካ ኣይርከብን። ምስ ናፍቆቱ። ኤፍሬም ከኣ ብልብን ሕልናን የመስግነካ ንትገብሮ ምስናድ ታሪኽ
@tsegayteame729
@tsegayteame729 11 ай бұрын
1❤ Iove may country
@fortunamedhanie7935
@fortunamedhanie7935 11 ай бұрын
Aytatena our hero 🙌
@KiflomWeldeab
@KiflomWeldeab 11 ай бұрын
Thank you for the continued effort sharing and informing Eritreans everywhere 🇪🇷 !
@fortunamedhanie7935
@fortunamedhanie7935 11 ай бұрын
God almighty bless you
@TESFITMHTSUNLOVEERI
@TESFITMHTSUNLOVEERI 11 ай бұрын
Erey adey nzelialem tnbereley❤❤❤
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 11 ай бұрын
WELCOME EMNA XEBUK ALO MEDBATKUM KEXLWO EKUM ❤❤🎉🎉
@berewazerezghi3210
@berewazerezghi3210 11 ай бұрын
ዘይድገም ወለዶ
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 11 ай бұрын
በቲ ክፍልታት ዝናጠሮ ዝነበረ ኣብ ግምት ብምእታው፡ ሓርበኛ ተጋዳላይ ተወልደ ኢንጂነር ድዩ ወይስ ካልእ ክከውን ከምዘይእግሞ ትግንዘብ፡ እዞም ሓደስቲ ወለዶ መንእሰያት ድማ ሳላ ተወፋይነት ጀጋኑ ዝተቀረበሎም መኣዲ ፍልጠት ዕድላት፡ ብዘይሻላማላ ክጥቀምሉ ዘዛካክርን ዝምዕድን፡ ብርሃን ትስፋ መልእክቲ ኢዩ! ሰኒ👍🏼 ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷♥🐪💐🌐🕊☀
@dl4055
@dl4055 11 ай бұрын
Jeganu 🇪🇷 abotatna salakum hager koyna,🇪🇷🇪🇷 bejakum nberluna,ezom gorbetna eko dqas keliomna,key nqesn,keynmebl ,cnqfat geromna,abi lekhbath kem abotatu kahdam
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍
@mehretnegusse8569
@mehretnegusse8569 11 ай бұрын
It is amazing 👏 😍
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 11 ай бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abebaderar8298
@abebaderar8298 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺❤️
@eriwedihezhez
@eriwedihezhez 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@asmeromfeshazin8365
@asmeromfeshazin8365 11 ай бұрын
ኩሉ ተቅርበልና ዘለካ ብጻይ ኢፍረም ነመስግን ከምኡ ሰላም ንሀገርናን ንህዝብናን። አስመሮም ካብ ካናዳ። ከምኡ ሰላም ንመሳርሕትካን፡ ንቢተሰብካን።
@sikufish620
@sikufish620 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@MeleseBaraki
@MeleseBaraki 11 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@avgasbbs7173
@avgasbbs7173 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meharigebru4079
@meharigebru4079 9 ай бұрын
እዚ ታሪክ ደጊምካ ዘይርከብ ስለዝኮነ የላ ብጾት share Like Subscribe ገርና ናብ ኩሎም የሕዋትና ነብጽሓዮ፡፡
@Hzbawit
@Hzbawit 3 ай бұрын
You’re right❤️
@yonasberaki6143
@yonasberaki6143 10 ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️🇪🇷💯💯👍🙏🙏🙏
@tsehaineshtekle6154
@tsehaineshtekle6154 11 ай бұрын
❤😂❤❤❤❤
@AlganeshTekle-lh5rf
@AlganeshTekle-lh5rf 9 ай бұрын
Ewe. Bsay. Towelede eti. Mthllay. Nab. 51. Tray. Zeykones. Kembahli. Hzbawi. Gnbar. Etki. Eyu. Entebelnas. Zteganene. Eykone. Enda. Nebsike. Entay ktbl delica
@yosiefredai3133
@yosiefredai3133 2 ай бұрын
ኤፍሬም ንኮረኔል ዳንኤል ወረደ ኣዛራርቦ በጃኻ
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 11 ай бұрын
ዳርጋ ዘይድገም ታሪኽ'ዩ ! ታንዱር ዝበልካዪስ ዳዊት ወልደንጉስ'ዶ ይኸውን?
@tesfiemichael9123
@tesfiemichael9123 11 ай бұрын
አብዚ.. ሓደ ኻብ unkversity.. ወዲ ሃብታም ዝኾነ ተራ.. ብርሃነ ምኪኤል ወዲ ደቀምሐረ ኻብ ምስረት 51.. ናይ 74 ተጋዳላይ.. ንኽንደይ ዝመሃረ.. መሪሑ ኻብ ውግኣት ሰሓርቲ.. ክሳብ ደቀምሐረ ዘዛሚት ኩናት አብ 52.. ናይ ሎጅስቲክ ሓልፊ ኮይኑ 77 ዓዱ ደቀምሐረ ሓራ ዘውስኤ.. ዛዛሚት ኩናት ደቀምሐረ ምርሑ ን ኣስመራ ዝኣተወ ታሪክ.. ዘምስማአይ.. ብ ጌጋ ውን.. ስሉ ይኹን.. ሽሙ አብ emna ዘይምስማኤይ. እንታይ እዩ ጉዱ.. ልዕሊኡ አብ 51. 52 ኻብ 74 ክሳብ ናጽነት ኩል ዝፈልጡ ዘለዉ ኣይመስለንን.. ልዕሊኡ ምሁር. አብ ኩናት ዝሓለፈ ብዙሕ ግዜ ዝተውጌ ዘሎ የለን.. ወያኔ ግን ብዓል ሳሙራ አብ ሻዱሻይ ወራር. ከምይ ኢሉ.. ብርሃነ.. ዝማረክዎ ብረት ክሕዙ.. ሓግዙና.. ይብሉ..ብርሃነ ምኪኤል.. አዲስ አበባ ትዝከይድ.. ብዓል ሳሙራ.. ሓቀኛ እዩ ኢሎም ዝዛረብሉ.. ክንደይ ምገበርሉ. ሕጂ ግን ርስኡ ማህረምቲ ስለዘለዎ ክዛረብ ብጽቡቅ ክዛረብ ኣይክእልን ይኸውን ታሪኩ ብ ዘምስማዕ ግን ከይ ግረመን ኣይትረፈን.. መስርት 51 52 እዩ :::
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 11 ай бұрын
ሰላማት ክቡር ሓው ርኢቶኻ ኣንቢበያ ተጋጊኻ ንምባል ኣይኮንኩን, ናይ ኣጋጣሚ ነገር ኮይኑ ኣብዛ ኣሃዱ ብምንባረይ ወላ ውሑድ ይኹን ተመኩሮይ ግን ኣብዛ ናይ ተወልደ መንግጽ ዝገለጸ ናይ ብሓቂ ሓደሻዊ ስእሊ ንምሃብ እምበር ኣብ ውሽጢ ዚ 12 ዓመት ካብ ኲናት ከይተፈልየ 18 ግዜ ዝተወግኤ, ዘይተወግኣሊ ዓበይቲ ንኣሽቱ ማእከላይን ብዙሓት ሃንደበታውያንን ናይ ጎፈጎፍ ውግኣትን ተሳቲፉ ኣበይ መኣስ ንክንደይ ሰዓታትን መዓልታትን ለይቲ ድዩ ቀትሪ ወዘተ ሕጂ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዝተሳተፎ በዓልመን ነይሮም ተርኦም እንታይ ነይሩ? ንነፍሲ ወከፍ ተጋዳላይ ክትገልጽ ደኣሞ ካብታ ዝተሰለፈላ ምስኡ ዝተሳተፉ ኣብቲ ገድልን ገደሉን ናይ ነፍሲ ወከፎም ታሪክ ዘይኮነ ነቶም ተጋደልቲ ብዝሖምን ዝደጋገም ተሳታፍነቶምን ክትገልጽ 10 ዓመት ገሊጹ ኣይምወድኦን ብናይ ውልቁ ዝኽሪ። ደሓር ከኣ ተራ ሓፋሽ ኣብ ቃልሲ እንበር ተራ ውልቀሰብ ኣብ ቃላሲ ናይ መን ዶ ዝተገልጸ ኣሎ እዩ። ንብርሃነ ሚኪኤል ኩልና ኣብቲ ኣሃዱ ዝነበርና ንፈልጦ ከምኩሎም ጀጋኑ ብጾትና ከኣ ናይ ውልቂ ታሪኽ ምዝንታው ኣይተጀመረን። ምናልባት ናይ ገለ ጀጋኑ ብጾት ናይ ውሱንን ኣብ ውሱን ቦታን ኣጋጣሚታቱን ንምግላጽ ብዝቀርብ ደኣምበር , ንምሉእ ታሪኽን ጅግንነትን ናይ ሓደ ተጋዳላይ, ፣ ሓደ ውልቀ ተጋዳላይ ዝገልጾ ታሪኽ ኣይኮነን ። ብምኽኑይ ምኽንያት። ማለት ሓደ ተጋዳላይ ኣብ ሓደ ቦታ ምስ ውሱናት ተጋደልቲ ተጋዲሉ ዝወድኤ የሎን። ንኣብነት ብርሃነ ሚኪኤል ( ወዲ ምኪኤል) ኣብ ብ/ 51, ክ/ ሰ 52 ነይሩ ኣብ ካልእ ውን ስለዚ ኣብኡ ውን ከምታ ተወልደ መንግስ ዝበላ ናይ ሓንቲ ሓይሊ 11 ካብተን 9 ሓይልታትን ካልኦት ክፍልታት ናይታ ብርጌድ ጥራይ እዩ ገሊጹ ድሕሪኡ ክፍለሰራዊት ምስ ቆመ ሞ ከኣ ዘረባ የብሉን 23 ሓይልታት ኣዝዩ ብዙሕ ንክፍልታት ዘቆመ ጨንፈራት ሓዊስካ ብሓደ ኣሃዱ እና ተጸዋዕካ ካብ ግንባር ናብ ግንባር ርሕቀት ኣሎዎ። ንክትገልጾ ከኣ ብኣካል ኣብኩሉን ምስ ኩሉሉን ክትህሉ ስለዘይከኣል እቶም ምስኡ ዝነበሩ ስለዝገልጽዎ ምሉእ ታሪኽ ተጋዳላይ ዝግለጸሉ ናይ ነፍሲ ወከፍ ተጋዳላይ ኣብ ውልቃዊ ፐርሰናል ፋይሉ ሰነዱ ኣብ ደኮመንትታት ታሪኽ ውልቀ ተጋዳላይ ስኑድ እዩ። ንስሙ ምጽዋዕ ዝብል ሞ ከኣ 65 ሽሕ ስዉኣት ከም ኣሕዋትና ኣሓትና ኣቦታትናን ኣደታትናን ንብሙልኦም ጀጋኑና ስለ ንቆጽሮ ብከምኡ ስለዘሎ ዩ። ሕጂ ኣብዛ ቃለ መሕተት ንተወልደ መንግስ ካብታ ዝተሰለፍካላ ትፈልጦም ስዉኣት ንገረና እንተ ትብሎ ምወድኦ ድዩ። ምስቲ ኣሰዋውእኦም ከኣ ኣሎዎ። ስለዚ ተጋዳላይ, ተራ ሓፋሽ እምበር ተራ ውልቀ ሰብ ምትራኽ ከም ባህሊ ኣይፈልጦን እዩ። ክገልጾ እንተ ዝፍትን ውን ኣይከኣልን እዩ። ኣብ ነፍሲ ወከፍ ግዜ ምስኡ ስለዘይ ነበረ ንምባል እየ።
@semereestifanosandegergish1691
@semereestifanosandegergish1691 11 ай бұрын
🇪🇷🌹♥️🌹♥️🌹🇪🇷
@tesghazeremariam3887
@tesghazeremariam3887 11 ай бұрын
❤❤❤
@teklugergar707
@teklugergar707 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@danielwildetensae6612
@danielwildetensae6612 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,7 МЛН
MY HEIGHT vs MrBEAST CREW 🙈📏
00:22
Celine Dept
Рет қаралды 65 МЛН
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,3 МЛН
My Daughter's Dumplings Are Filled With Coins #funny #cute #comedy
00:18
Funny daughter's daily life
Рет қаралды 33 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,7 МЛН