EMNA ኣብ ሰውራ ዕግርግር ምስ ገበርና፡ ም ዋና ጸሓፊ መጺኡ'ዩ፡ ነቲ ጉዳይ ኣህዲእዎን ኣእሚንናን። ንካልኦት ኣቢናዮም ኢና ERITREAN HISTORY AN

  Рет қаралды 18,318

EMNA ENTERTAINMENT

EMNA ENTERTAINMENT

Күн бұрын

EMNA ኣብ ሰውራ ዕግርግር ምስ ገበርና፡ ም/ ዋና ጸሓፊ መጺኡ'ዩ፡ ነቲ ጉዳይ ኣህዲእዎን ኣእሚንናን። ንካልኦት ኣቢናዮም ኢና ERITREAN HISTORY AND CULTURE
Eritrean Media Net Asmera is your news, entertainment, music fashion . We provide you with the latest breaking news and videos straight from the entertainment industry Eritrea Asmara
#EMNA #Eritrea #Eritrean_news

Пікірлер: 159
@nugusezhans4267
@nugusezhans4267 3 ай бұрын
መጀመርታ ካብ ሓወልዕ ገህተብ ዝበሃል ቦታ ኢና አቲና ብድሕሪኡ ኢና ናብ ጀልሃንቲ ተመሊስና አብ ገህተብ እንከለነና መታን መግቢ ክጥዕመልና ኢለን አለይትና ርግኦ ብጸባ ሳልሳይ ዓለም ይገብረልና ኔረን ካብ ዕለታት ሓደ ምዓልቲ እቲ ርጉኦ ተበኪሉ ኩሉ አባል ቤት ትምህርቲ ሰውራ ተበኪሉ ሓሙሽተ ሰባት ተሪፍና በሊዕና እንከለና ከአይተበከልናን እቲ ዝገርም ከሉ ዶክቶር ናይ ውድብ መጺኦም ሓደ ሰብ ከይተሰዋአና ሓውዮም አበቲ ግዜ ብምሉኡ ሰብ ኢንፍጅን ተተኺሉሉ ሓውዩ እቲ ዓቅሚ ናይቲ ውድብ እዩ ዝገርመካ እቲ ምብካል አዝዩ ሓደገኛ እዩ ኔሩ ከሉ ተመሃራይ ብላዕሊ ተምላስ ብታሕቲ ውጽአት እዩ ኔሩ ጋሉ ወዱ ኩሉ ክዳውንቱ አውጺኦም ጥራሕ ነብሶም ብምግባር እዮም ሓኪሞም የሕዊዮሞም ናይ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ታሪኽ ብዙሕ ዝጽሓፍ ወይ ዝዝንቶ አሎ ስጋብ ሕጂ ግን አይተዘንተወን አሎ ኤፍሬም ግደ ጽብቅ ጀሚርካዮ አለኻ እሞ ንወዲ አባይን ሕጂ ድማ ንጀማል ጀሚርካ አለኻ ካልኦት ከዘንትው ዝኽእሉ አለው እሞ አቅርቦም
@zeratsiontesfayweldemichae8094
@zeratsiontesfayweldemichae8094 3 ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር መጽናዓቲ ብዓለም ደረጃ ብሐቂን ቅንዕናን እንተዝግበር ነሩ ንዓለም ከመወከሲ ኣብ ቅድሚት መጽዩ መምሃሪ ታሪኽ ምኾነ ነሩ። ንጀማል ግን ሐንቲ ሕቶ ኣላትኒ ብትምህርቲ ስውራ ነሮም ብትምህርቲ መንግስቲ ምስላኣኾም ጠሊሞም ከይኣኽሎም ከኽፉኡ ይውዕሉን ክንደይ መንእሰያት የጋግዩ ኣለው ነዝአቶም እንታይ ምበልካዮም
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 3 ай бұрын
PERFECT !!@@
@sassone5106
@sassone5106 2 ай бұрын
Everytime I listen to some Eritrean families incredible stories like this but simply buried, thrown like useless stones, no body cares to raise them up, even by their owners, I really feel very sad. Thank you Efrem Gide and Jemal. Jemal, it's your responsibility to write and document your own family's story. The future historians will need it.
@MedhaneBereketab
@MedhaneBereketab 3 ай бұрын
Danke
@Weldezghi
@Weldezghi 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Esunosamsom
@Esunosamsom 3 ай бұрын
ጴጥሮስ ሃይለማርያም ረሲዕካ::
@JacobNayadina
@JacobNayadina 3 ай бұрын
❤️❤️❤️🍾🍾🍾❤️❤️❤️👍🏽
@selyezeray5545
@selyezeray5545 3 ай бұрын
ስዉእ ሙሴ ኣስጎዶም እዩ ዝባሃል ፡ ፡ ሙሴ ( ቦስ ) ኣይኮነን
@nugusezhans4267
@nugusezhans4267 3 ай бұрын
እዝከረኒ አብ ዓራግ ምስ በጻሕና ጀብሃ ምሕላፍ ከሊኦምና ሓይልታት መጺኤን ንጀብሃ ጸራሪጎም ንዓራርብ ምስ አጽደፍዎም ኢና ሓሊፍና
@salehabdelwase713
@salehabdelwase713 3 ай бұрын
Kbru neakum jeganuna neb haki kebid shigr ahlifkum hager amxukumulna jeganu abotat❤❤❤❤❤❤
@mmsaed4630
@mmsaed4630 3 ай бұрын
ሓይሊታት መጼአን ንጀብሃ ጸራሪገን ንዕራሪብ ምስ አጽደፍውም HEGDEF ካኣ ሎሚ ንህዝቢ አሪትራ ኣጽዲፈዎይረከብ ኣሎ፡፡ ብሓጺሩ ሻዕብያ ጀብሃ ኣጥፊኣ ብደህሪኡ ህዝቢ አሪትራ ኣጥፊኣቶ።
@amanit162
@amanit162 3 ай бұрын
Thank you Jemael for great story and service. EMNA, thank you for your hard work.
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
ማማ አበባ ግደ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ካብቶም አብ እንዳ አበባ ግደ ኢየ ነይረ ። ምፍልላይ አይንፈልጦን ኮቦርታ ዝተዳራረበ ይንጸፈልና መግብናን መስተናን ምሕጻብ ነብስና አብ አኻዉሕ ዛራ ማይ አብ ሞንጎ እንዳ መማሃርናን ፋርማሲ ዛራ ማይ ንሕጸብ ብሓጻራ ፡ ። ። አዘክሮ ንጀማል ። ❤ ቤትምህርቲ ሰዉራ ሚሊዮናት አዉጺኻ ኤሪትራን ዓለምን ዘይድገም መትከል ህዝባዊ ግንባር ኢዩ ❤❤❤
@gorginobere921
@gorginobere921 3 ай бұрын
ጀግንነት ብኤርትራውያን ቀዲሕካ ዘይውዳእ❤❤❤❤❤❤ ተሪር መስመር
@almazabraham7802
@almazabraham7802 3 ай бұрын
Great real story telling Jemal hawena. Yes You are the result of Zero ( Revolution School) and no one can explain better but you!!! Thanks for still serving and still telling the real truth about our childhood School. Thanks Efrem for your expertise and love of history 🙏🇪🇷🙏
@yoditsiem3998
@yoditsiem3998 3 ай бұрын
Abet nabrana ko ygerm u so proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕
@tirhasdainel4906
@tirhasdainel4906 3 ай бұрын
ኤፍሬም ምስ ጋሻኻ ጀማል ክብረት ይሃበለይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@wediEritrea
@wediEritrea 3 ай бұрын
ንኡስ ብጻይ ኤፍሬም ግደይን ብጾትካን ብእትገብርዎ ታሪኻዊ ኣገዳሲ ሓበሬታት ክትምስገኑ ይግባእ፡ በርትዑ ቀጽልዎ፡ ክብርን ሞጎስን ንሰራዊትና! ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና! ዓወት ንሓፋሽ!!!
@rumenege6356
@rumenege6356 3 ай бұрын
ዝገርም'ዩ ጀማል፡ዕግርግር ክግበር ከሎስ፡ንኢሰያስ ጥራይ ንቕበሎን ንሰምዖን ኔርና ኢሉ።ትሕቲ መዛንኡ ዝተማህረ ኢሰያስ ፡ብኸመይ ስለምንታይ ንዑኡ ይሰምዑ ናቱ ይርድኦም ኔሩ? 03 ድዩ ዋላ ካብ ቀደሙ ቀታሊ ምንባሩ ስለዝፈልጡእዮም ፈሪሖም? ብዝኾነ ጀማል ክመሃር ክፈልጥን ይሕሾ፡ መንግስቲ ሽወደንዩ፡ገዝኡ ሂቡ ወርሓዊ ገንዘብ እናሃበ ዘንብሮ ዘሎ። መንግስትና ኢሉ ዝምድረሉ ከጸብቖ ዝፍትን ግን ሓንቲ ኣይገበረሉን፡ዝገብረሉ እንተኾኑ ኣብ ቃኘዉ(ማዕስከር ደንደን) ምተቐመጠ። ግን ዘይኩርምትኻስ ሑጻ ቆርጥመሉ !!!
@rumenege6356
@rumenege6356 3 ай бұрын
ዝገርም'ዩ ጀማል፡ዕግርግር ክግበር ከሎስ፡ንኢሰያስ ጥራይ ንቕበሎን ንሰምዖን ኔርና ኢሉ።ትሕቲ መዛንኡ ዝተማህረ ኢሰያስ ፡ብኸመይ ስለምንታይ ንዑኡ ይሰምዑ ናቱ ይርድኦም ኔሩ? 03 ድዩ ዋላ ካብ ቀደሙ ቀታሊ ምንባሩ ስለዝፈልጡእዮም ፈሪሖም? ብዝኾነ ጀማል ክመሃር ክፈልጥን ይሕሾ፡ መንግስቲ ሽወደንዩ፡ገዝኡ ሂቡ ወርሓዊ ገንዘብ እናሃበ ዘንብሮ ዘሎ። መንግስትና ኢሉ ዝምድረሉ ከጸብቖ ዝፍትን ግን ሓንቲ ኣይገበረሉን፡ዝገብረሉ እንተኾኑ ኣብ ቃኘዉ(ማዕስከር ደንደን) ምተቐመጠ። ግን ዘይኩርምትኻስ ሑጻ ቆርጥመሉ !!!
@KbreKdusan-un3rl
@KbreKdusan-un3rl 3 ай бұрын
ጀጋኑና ተዛረቡ እስከ ቁሩብ እንተተሰቆረና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቦታተይ ።
@yordalove37
@yordalove37 3 ай бұрын
Efren Gide hito aleni Etom 3 yehwatu abey alewu eba htetelna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪
@zeeMe2323
@zeeMe2323 3 ай бұрын
Welcome EMNA1 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🙏♥️♥️♥️God Bless Eritrea ♥️♥️♥️zelalemawi zkri Njeganu sematatna⚘️⚘️⚘️Awet Nehfash ⚘️⚘️⚘️
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 ай бұрын
ኣብ ታሪኽ ቤት ትምህርቲ ሰውራ እቲ ዘገርም ምእንቲ ከም ሓደስቲ ክምደቡ ንሱዳን ይኣትዉ ከምዝነበሩ እዩ።
@dana.j9062
@dana.j9062 3 ай бұрын
I'm not surprised at what our heroes and our martyrs have done for their beloved Country and their beloved People!!🙏💫🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💫🙏✊️
@DLETEY291
@DLETEY291 3 ай бұрын
ጂሚ መምህር ዓቢ ዕድመን ጥዕናን ወዲ ጊደ የመስግነካ ንኩሉ ትገብሮ ድማ ንከታተለካ ኢና ክብሪ ንሰብ ታሪኽ ሃገርና ❤❤❤
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
❤አብዛ ስዉአት ባዓል ወዲ ፈጠረ ዘለዉዋ አብ ጥቓን ጥቓን ዝቐበርናዮም ስሞኦን ዲካሮ ስዉእቲ ጅግና ተጋዳሊት ገዲም ተጋዳሊት እልልልልልል እንዳ በለት ዝወደቐት ምንያ ዮዉሃንስ ምስ ስሞኦን እግርን ትራአስን ክንቐብሮም ይዝክር ብዛዓባ ምንያ ዮዉሃንስ ንጀነራል ፊሊጶስ ተወከሱ ንወዲ ስሑል ተወከሶ ንሓረጎት። ንወዲ ፍሩዙን ። ንገርግሽ ሓሽሽ ተወከሶ ምኽንያቱ ፍልቲ ካብቶን ቐዳሞት ካድረታት ተዋጋኢት ። ፉሉይ ዛንታአ አብ እዋን 2ይ ወራር ማዓሚደ ብረታ መዚና እልልልልል እናበለት ጎልጎል ምስ ሰገረት ስዉኡ ወዲ ሓንቢር እዋእ ጋል እኮ ዝሰገረቶ ዝበሎ እዋን ሹዑ ብርጊድ 23 ብፍላይ ቐዳመይቲ ቦጦሎኒ ንጸላኢ ዝሓምሸሸትሉ ታሪኽ አብታ ሓይሊ ምስ ተመደቡኩ እታ ዘይርሳዓ ምንያ ዮዉሃንስ ኢያ ጋል ሓዝሓዝ ከይትኸዉን ዝገርመኒ ግን እዞም አብ ዝላዓለ ዘለዉ ሓለፍቲ ዘይዝክርዋ ዘጨንቐኒ ኢዩ ፡ ። ። ብዙሓት እዉን ከም ዘለዋ ከም ዝነበራ አብ ግምት እናአእተኹ ኢየ ነአብነት ካብተን ስዉእቲ ሰናይት ጋል ስላስ ጋል ቺና ድራር ለይቲ ዝመጸና ዝነበረ ኢዩ ቦታ መስዋቲ ምዝላቕ ዓዲ ያቖብ ካብተን እልልል እናበለት ብታንኪ ጸላኢ ዝተሰወት ታሪኻ ዝምሃሩና ። ሓይለይ ዘይርሶዖ ከቢሒ ።❤❤❤
@olugatewold2212
@olugatewold2212 3 ай бұрын
How came we had forgotten our heroes, but these who is supporting Woyane is very ashamed
@gelilahailom6609
@gelilahailom6609 3 ай бұрын
Waww Jemal edmen tena yhabka ❤🇪🇷
@KflaySbhatu-nr4xr
@KflaySbhatu-nr4xr 3 ай бұрын
ናይበሐቂ ዘገርም ታሪኸ ።ብልሒ ሰውራ ኤረትራ
@liasium9571
@liasium9571 3 ай бұрын
biheniqawit kinxiby qinina njimal kia betam nimasginakom 46 aimet kimez giru tirek qiy bimglixu eidmin tienan yihbo❤❤aeiratra kebare manenat ❤❤aefiram betam nimasginak❤diq helatat merat❤
@TewodrosTesfay-hh6ny
@TewodrosTesfay-hh6ny 3 ай бұрын
ዝሓለፈ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር መስተንኽር ቅይኡን ከም መዓር ተበርቢሩ ዘይውዳእ ታሪኽ እዩ፡፡
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
ተኸስተ ወዲ ፈጠረ ምስቶም ሓምሸተ ስዉአት ቤት ምህርቲ ስዉራ አብ ሓንቲ ድፋዓ እዋኑ 6ይ ወራር አብ ግንባር አክሮባት ናቕፋ ጸላኢ ናይ ዘለዎ ሓይሊ ሓድሽ ግንባር ሰሊኹ ዳአርጋ አብ ምዝዛም 6ይ ወራር ሃደበት ዝሓስካ አርክብ ተባሂሉ ብሓጺር ኢየ ዝገልጾ ዘለኹ እቶም ሓሙሽተ ደቒ ቤትምህርቲ ሰዉራ ናዓና ረጊጸን ይሕለፋ ዝብል ቓሎም ናይ ቓል ክጥመለይ ኢለ አይኮንኩን ዝጥቐመላ ዘለኹ ብግብሪ ዝበልዎ ቓል ኢየ ብፍላይ ወዲ ፈጠረ ቓላት ዘዉጾኦም ምሩጻት ሃራሚ ክራር ብምንባሩ ❤❤እቶም 5ተ ስዉአት አብ ሓንቲ ድፋዓ ተኸስተ ወዲ ፈጠረ ፡ ወረደ ሽም አቦ ጥፊኢኒ ሓመድ ድፋዓ ፡ ዑቑባይ ወዲ ዓላ። ፡ ይቕሪታ መበል 5ይ ንግዜኡ ረሲዔዮ ። ። ባዓለይ በአካል ምቕባረይ ክሳብ ሕጂ ካብ አእሙረይ ዘይርስዖ ኢዩ ኩሎም ብጀካ ሓመድ ድፋዓ ወዲ ጊንዳዓ ። ኩሎም ከባቢ ደቒ ምሓረ ኑኡስ ዞባ ደቡብ ኢዮም ይቕሪታ ከጸብቖ አይካልኩን እዚ ዛንታ ቤት ትምህርቲ ሰዉራ ኦርጅናል ታሪኽ ❤❤❤❤❤
@rutahabte8262
@rutahabte8262 3 ай бұрын
Deki ery nberu kberu jeganu Ykenyelna Efremn Jemaln edemen tenan yhabkum fetari 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
እዋይ ዘርስዕ ጀማሊኖ 🎉🎉 ❤❤❤❤❤🎉
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
አብዛ ናይ ተጋዳላይ ኢሰያስ አፎርቒ ዜሮ እታ ዓባይ ገረብ እስኹም ንምታይ ሕማም ተዉዚዒ ሒዝኩም ,እስኹም ተማሃሩ ቓል ብቓላ ጽባሓ ናጽነት ምስ መጸት እስኹም ተዘይ ተማሂርኩም ፡ ጽባሕ ክራባቶኦም ዘሕጸሩ ከይረግጽዝኩም ,ተማሃሩ ። ። ዋላ ንተጋዳላይ ኢሰያስ አፎወርቒ ሕቶቶ እታ ዓባይ ገረብ ጋባ አብ ሞንጎ እንዳ መማሃራና እንዳ ሓይሊ ፊተዉራሪ እንዳ ስዉእቲ ራህዋ ይቐንየልና ጀማል አባራቢርካና ወዲ ዓባይ ድስቲ ። 📚🇪🇷👈
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 ай бұрын
የቐንየልና ኤፍሬም ታሪኽና ብምዝኽኻርካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@KiflomWeldeab
@KiflomWeldeab 3 ай бұрын
The never ending Eritrean history of heroism and resilience. Thank you bringing this to Eritreans every corner of the world 🇪🇷!
@habegahabe1695
@habegahabe1695 3 ай бұрын
Thank you for ur service to our country a wet nehafash
@Tedros-ሰብ-ቀደም
@Tedros-ሰብ-ቀደም 3 ай бұрын
I'am Proud to be Eritrea 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nardoskiros7735
@nardoskiros7735 3 ай бұрын
Yekenelna Efrem Gide xibuk sirah kexilo.❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mehrethabteselassie5307
@mehrethabteselassie5307 3 ай бұрын
ኢፍሬም ሓውና ነብሲ ወከፍ ተጋዳላይ መጽሓፍ ዩ፡ተሪኽና ተቐዲሑ ኣይውዳእንዩ ብትገብሮ ዘለኻ ኣዚና ነመስግነካ ቀጽሎ!🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤
@yoditsemere9427
@yoditsemere9427 3 ай бұрын
ብሓቂ ዘገርም ታሪኽ ጅግንነት፣ ክብረት ይሃበልና ኤፋር❤❤❤❤❤❤
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 3 ай бұрын
Jimmy ARKEY yibel agelaltsa 👍🏻
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 3 ай бұрын
Zeytenegere ember Zeytenegere yelon abb sewrra Eritrea 🇪🇷 ✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️🙏
@rutahabte8262
@rutahabte8262 3 ай бұрын
Zelalemawi zkri nejeganu sewatna 🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤
@eos7308
@eos7308 3 ай бұрын
Interesting Story! Good to learn! Thanks Ephrem & Jemal!
@dawitabaham1986
@dawitabaham1986 3 ай бұрын
ነመስግነኩም ዲካ ኢልካ አብመወዳአታ ንህና በር ነመሰግነካ ።
@tirhasghebremariam4122
@tirhasghebremariam4122 3 ай бұрын
🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@letengustesfamichael7043
@letengustesfamichael7043 3 ай бұрын
Keep the great job Efren ❤
@solomonkidane2230
@solomonkidane2230 3 ай бұрын
Thank you emna.....🇪🇷🙏🇪🇷
@wediEritrea
@wediEritrea 3 ай бұрын
ተስፋይ ኢሳቕ (ቀያሕታይ) ሓወብኡ ብ/ጀነራል ምኪኤል ወዲ ሃንስ (ማለተ'ዩ) ተኾይኑ ብህይወቱ ኣሎ
@abebaderar8298
@abebaderar8298 3 ай бұрын
ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🌺❤️
@busd7688
@busd7688 3 ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት ሰላምን ቅሳነትን ንህዝቢ ኤርትራ❤❤❤❤🎉🎉❤❤
@hermonandemiceal2475
@hermonandemiceal2475 3 ай бұрын
Viva Eritrea
@tesfafremebrahtom3999
@tesfafremebrahtom3999 3 ай бұрын
እዘን ኣናጹ ሰውራ ኤርትራን መራቱን ከቆናጽባ እንኮሎዋ ይገርምኒ መናእሰያትና ንመራቲ ሓለፍትን ከም ዝጸልእ ጌሮም እዪም ጸልዪሞም ኢዪም::
@xegaxega4826
@xegaxega4826 3 ай бұрын
Nay ER people tarik berbirka zey weda eyu 💪💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕
@uealarudjd
@uealarudjd 3 ай бұрын
Des zbil ilal mukur kanza abzi tezwled neresi kndey mtame neru wedey ❤❤
@EPLFVISION1962
@EPLFVISION1962 3 ай бұрын
ንቅሓት ዕላማን ዝፈጠሮ ሰውራ ኤርትራ ንሃገርን ህዝብን ሓንሳብን ንሓዋሩን ነጻ ኣውጺኡ ድሕሪ ናጽነት ኣብ ምዕቃብ ልኡላውነት ኩሉ ህዝብን መንግስትን ኢድን ጓንትን ኮይኑ መኪቱ ኤርትራ ሕፍርትን ክብርትን ኮይና ክትነብር ህዝብን ሰራዊትን መሪሕነትን ከቢድ መስዋእቲ ከፊሉ መንእሰያት ኣብ ምዕቃብ ታሪክን ጅግንነት ኣያታትና ክንከትት ይግባእ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ!!!❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hizbawiginbarginbarghinda3872
@hizbawiginbarginbarghinda3872 3 ай бұрын
👍 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@sarajoh313
@sarajoh313 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@sarazewldu2894
@sarazewldu2894 3 ай бұрын
Waww Jemal enka reakuka mobile number xehafelina Efar
@eyobdebas937
@eyobdebas937 3 ай бұрын
It is great story and excellent interviewer. It is not obvious for most of us, so it is critical that your questions will help him elaborate. Also, put them his interviews in a playlist, so, it will be easier for us to find the next part. It took me a while to get part 2. Keep up the good work
@minyaweldegaber8905
@minyaweldegaber8905 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💚💚💚💚💚💚💚💚💚 💛💛 🕊 ሰላም 🕊 💛💛 ❤️❤️❤️❤️❤️️❤️️❤️️❤️️❤️
@messir363
@messir363 3 ай бұрын
ዝገርምዩ መግለጺ ሲኢነሉ አቢት ጽንዐት።👊👊👊
@abrahamkidane9170
@abrahamkidane9170 3 ай бұрын
ኣማን፣ ኣብቲ እዋን እቲ ዑስማን ኣብ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ሓላፊ ኣይነበረን። ኣነ ከምዝፈልጦ ኣብ 80 ታት ናይ ኣብ ሱዳን ዝነበራ ቤት ትምህርቲ ሰውራ ኢዩ ከም ሓላፊ ዝነበረ። ምስኣኽብሮት ንዓኻ።
@asmeromabraham2494
@asmeromabraham2494 3 ай бұрын
Tarikina gena zeytetenikefe hakena nay bhaki nikalot ab mirwas tarikina kisined nizelilalem metan kulena hgi u ti iwanu Gim hawina kea idimen tinan yhabika. EFREM GIDE KEA INKA HAWEINA KONIKA AJOKA BERITI ZI TIGEBIRO ZELEKA MISGANA NAKA YIKUN. ZELALEMAWE KIBIRN MEGOSIN NISEMATATINA.
@samerahbakheet2216
@samerahbakheet2216 3 ай бұрын
👏👏👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐❤❤❤❤
@samueltesfagerghsh1253
@samueltesfagerghsh1253 3 ай бұрын
Zelialemawi zkri nswuatna..jimi hero teamir eyu ezi tarik trah aykonen
@seghidyosief4832
@seghidyosief4832 3 ай бұрын
Musie boss zeykone Musie Asgedom eyu musie boss aytegadelen memhir eyu neru hiji Ab Sweden alo
@solomonhaile8418
@solomonhaile8418 3 ай бұрын
Musdie Asgodom sealay, shimka titekeb ewe hakika dhrei NATSiNET e'you tesewiu
@AmirIbrahim-qr8vp
@AmirIbrahim-qr8vp 2 ай бұрын
Nay bhaki zegerm tarik eyu jemal jigna
@habeshamehrer7962
@habeshamehrer7962 3 ай бұрын
ኣዘኪርኒ ገዳይም ክላ ጥዑም ግዝየ ሓሊፉ
@minyawoldu4067
@minyawoldu4067 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@lettetecle4258
@lettetecle4258 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ngstimengstab3498
@ngstimengstab3498 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@maktes1214
@maktes1214 3 ай бұрын
Bitaemi des zibl Tarik thank u ❤❤
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
ገለ ካብ ዓይነይ ዘይክወል ምዝላቕ ንሕና እንዳ አበባ ግደ ብማርቸርስ ኦራልን እንዳ አዝለቕና ዳኮታ መጼአ እናበልና ንደርፍ ጉዑዞ አብ ሞንጎ ሓሊበትን ዓራግን ትዝክሩዶ ጀብሃ ናብ ዓራግ ምሕላፍ ክኸሉኡና መጨረሽታ ተጋደልቲ ኩሉ ነብሶም ጨጉሮም ዶሮራ ዝመለ ክመጹና ትዝክሩዶ ንጀብሃ አጽዲፎማ ብዘይ ኩናት ንሕና ገለና ዓራግ ገሌና ሃወልዕ ገሌና አብ መሬት ሱዳን ኢዩ መስለኒ ገህተብ ዝብሃል ቦታ ምስ ሱንኩላን አቡኡ አዝሊቕና ብሕጽር ዝበለ ። ዓውት ንመማሃራናን አለይትናን ❤
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
ኩናት ሪኦሞ 6ይ ወራር ከምዛ ኩናት እዜአ አጋጥምና አይፈልጥን ብደረጃ ቦጦለነይ ሓይለይ ፡ ጸላኢ ደፊኢና ብጸተይ ብካራተን ብባአስን ዝመረረት መስዋቲ ዝኸፈለት ሓይለይ ዘይርሳዓ ። ፡ግን ብሓጻራ ንጽቢሒቱ ን2ይ አቤታዊ ሰራዊት ። ፡ ከም ሕሱም ተቐጥቒቱ ሓደካ ንትፋስ አይወጸን ሓቐኛ ታርኽ ብ23ይ 1 ቦጠለኒ 1ሓይሊ ፡ ፡ ሓይለይ ❤❤❤❤❤
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 3 ай бұрын
EZI EYU EPLF !!!SHABYA YBLU FETEWTI HAGER !!!
@tesfomkahsay2223
@tesfomkahsay2223 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SelamMaekele
@SelamMaekele 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️❤️❤️❤️❤️
@NegistiWaldai
@NegistiWaldai 3 ай бұрын
Jemal wedi ere jegna anbes ❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamghebray764
@abrahamghebray764 3 ай бұрын
Thanks efrem gimi 🌹🇪🇷👍
@yordalove37
@yordalove37 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐❤️❤️❤️
@S.revolution
@S.revolution 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@araia5277
@araia5277 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🇪🇷
@MelakeMehari-jp3qt
@MelakeMehari-jp3qt 3 ай бұрын
Jiganu zreba yhazrka
@roseekt4799
@roseekt4799 3 ай бұрын
💪Proud of you all JEGANUNA 💪🇪🇷💞🇪🇷💞🏆💞🇪🇷🙏🏆💞🇪🇷
@tsehaigebretatious4957
@tsehaigebretatious4957 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Aman80770
@Aman80770 3 ай бұрын
ጂሚ 🎉❤❤❤❤❤❤❤
@angosommichaele5368
@angosommichaele5368 3 ай бұрын
Great job ❤❤❤❤❤❤
@FionayasinSalh
@FionayasinSalh 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ metaabiti
@wediEritrea
@wediEritrea 3 ай бұрын
ተስፋይ ኢሳቕ (ቀያሕታይ) ሓወብኡ ንወዲ ብ/ጀነራል ሃንስ ተኾይኑ ብህይወቱ ኣሎ
@brktirezene5144
@brktirezene5144 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habtomrussom3689
@habtomrussom3689 3 ай бұрын
Welcome
@yerusalemmihreteab3695
@yerusalemmihreteab3695 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷✅✅✅🇪🇷🇪🇷
@MahdereTeklay
@MahdereTeklay 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@GebremariamTesfamariam-yx3fu
@GebremariamTesfamariam-yx3fu 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@amineasgedom3746
@amineasgedom3746 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mihreteabgebrekidan3144
@mihreteabgebrekidan3144 3 ай бұрын
❤❤
@adhanetberhe4829
@adhanetberhe4829 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@aroneyob3836
@aroneyob3836 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@samsonestifanos9979
@samsonestifanos9979 3 ай бұрын
❤❤
@dawitberhe459
@dawitberhe459 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
Spongebob ate Michael Jackson 😱 #meme #spongebob #gmod
00:14
Mr. LoLo
Рет қаралды 10 МЛН
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 8 МЛН
ስውእቲ ምንያ ክብሮም ዛግር 10ይ ርእሳ ኣብ ሰውራ
23:57