ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ

  Рет қаралды 103,647

JOSIAS DENDEN TUBE

JOSIAS DENDEN TUBE

Күн бұрын

ኤርትራውያን ደኣ ታይ ከይትገብሩ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
TIKTOK Josias Denden
www.tiktok.com...
#Wedisultan#Nahom#Eritrean

Пікірлер: 447
@JosiasDenden
@JosiasDenden 2 жыл бұрын
Instagram ብኢንስተግራም ሰዓቡና ንሓጸርቲ መሃርቲ ቪድዮታት👇 instagram.com/josiasdenden/
@flimokidane8357
@flimokidane8357 2 жыл бұрын
ane gn zey berhaley hde neger alo nsu ka nhom balu eu mexkum zelo nmtay zereba nay kltom zey semakum nati hade tray semekum tlflufu zeleku 2klte gze hasbkum tetzrghuwo xbuk neru mesleni ezi kone elka nsb meunjal koynu eu zsmani nay?
@lebanytsegay9005
@lebanytsegay9005 2 жыл бұрын
ሃይይይይ ጆሰይ ሰላም እዝ ወዲ ተወሰድኒ ዝብል ዘሎ ሰሚዕዮ ግን እቲ ወሳዲ ኣብዝ ዓዲ ኣሎ ምናልባት ኽሕዞ ዝደል እንተኮይኑ ኣነ ይፈልጦ እየ ብከመይ ክረኽበካ
@flimokidane8357
@flimokidane8357 2 жыл бұрын
@@lebanytsegay9005 hasot eu ko yblo alo balu gn rewo tm elu alo ay meleselun hawey natey
@zewdihadish9564
@zewdihadish9564 2 жыл бұрын
Josias hawey ane keman hagizeyo aleku eizi seb zi tuy mesiluni
@alaminahmadibrahim1114
@alaminahmadibrahim1114 2 жыл бұрын
ሰላም ጆሲ ሓውይ ከመይ ትኸውን ብኣኻ ወትሩ ሕጉሳት ኢና ብትገብሮ ሓገዛት ኣነ ፍሊሞን ይብሃል እዛ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ሞባይል ናይ ወዲ ገዛይ ኢያ። እሞ ጆሲ ሓውይ ኣነ ሓንቲ ጸገም ኣጋኒጃትኒ ኣላ ምኽንያቱ ናይ ስራሕ ኢዩ ኣገጣሚ ኣፍልጦ ኣይጸንሓንን፡ ኣብ ዚ ናይ ቀረጽ ንኸፍለሉ እሽቶይር ክላስ ማለት ኢየ ኣነ ሲንግል ኢየ ኣይተሞርዓኹን ቆልዓ የብለይ ግን ኣብ ክላስ 6 ማለት እሽቶይር ክላስ 6 ኣኽፊሎምኒ ክልተ ዓመት ሕጂ ኣገጣሚ ኮንዲግን ገረዮ እቱ ስራሐይ ካልእ ስራሕ ካኣ ረኺበ ቆጸራ ገረምለይ ኽትጅምር ትኽእል ኢኻ ኢሎምኒ ግን ጸገም ኣብቲ ናይ እሽተይር ጸገም መጽ ንምንታ ክላስ 6 ትኸፍል ነርካ ኢሎምኒ ዳሓር ኣነ ኣይፈልጥን ኢየ ኢለዮም ሕጂ ጆሲ በቃ ሕማቅ ኣለኹ ብኾንቱ ገንዘበይ 2ዓመት ክወስድዋ ጸኒሖም ሕጂ እንታይ እንተገበርኩ ይሓይሽ በጃኻ ደዊልካ ኣረዳኣኒ ሓደ ኣብዚ ጀርመናዊ ሓቲተዮ ንምንታይ ኣብዘይ ናትካ የኽፍሉኻ ጸኒሖም ኢልኒ ኣብ ፋይናንስ ኣምት ከይደ እንተ ተዛሪበዮም እንታይ ይዕሩይለይ'ዶ ገንዘብ ከ ተመላሲ ኣለኒ ዶ በጃኻ በዛ ቁጽሪ ደዊልካ እንታይ ክገብር ከምዘለኒ ሓብረኒ 015214485716 ሰላም ንዓኻ ዝሓውይ ሓደራ ግን ሕማቅ ኣለኹ ።
@asterkidane2328
@asterkidane2328 2 жыл бұрын
ተጠንቀቁ ብዙሕ ቀጥፍቲ ብስም ደቂ ሰውአት ዝሽቅጡ አለው
@טספאיזקאי
@טספאיזקאי 2 жыл бұрын
ዳሓን ዝሓወይ ኣምላኽ ባዕሉ ክፈድየልካ ኢዩ ንሓዉኻ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ መዋጸኦ ይፍጠረሉ ንስኻ ግን ኣጆኻ ኣይትጨነቅ ዝሓወይ ኣምላኽ ምሳኻ ኣሎ እቲ ሰናይ ተግባርካ ኮንቶ ኣይጠፍእን ኢዩ።ንስኻ ግን ሓደራኻ ተሰፋ ከይትቆርጽ 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷👈
@galtigrinyatigrinya33
@galtigrinyatigrinya33 2 жыл бұрын
How can you guys believe that guy
@mammaalemeujjguh
@mammaalemeujjguh 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen haqiki
@imissyoumom238
@imissyoumom238 2 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ ኣሚንካ ዝሃብካዮ እዚ ጠላም ዝብኢ በሊዕዎ ኣዛብእ ይብልዕዎ ጨናዊ ኣጆኻ ሓውኻ ካኣ ብሰላም ይውጻእ 🙏
@yordanosteklu4340
@yordanosteklu4340 2 жыл бұрын
Ajoka fetari alo
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 2 жыл бұрын
እት ጌጋ ናይ መን ምዃኑ ከይፈለጥና አይንፍረድ😪
@טספאיזקאי
@טספאיזקאי 2 жыл бұрын
መድሃኒ ኣለም ዝኣመኖ ይጥለሞ ካብ ዓይኒ ኣምላኽ ዘምልጥ ኮቶ የልቦን።
@flimokidane8357
@flimokidane8357 2 жыл бұрын
Ezi abzi zzreb zelo haknet yeblun meblei enjer eom eyo zzarebu zelewu Mknyatu nehom balu eu abzi zmlselom zelo
@haftialex6914
@haftialex6914 2 жыл бұрын
ኤህ ለካሚኡ ይግበሮ ኣጆኻ ሓወይ ንሓውኻ መዋጽኦ ይፍጠረሉ ጽብቅ የስምዓካ ፈጣሪ
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 2 жыл бұрын
ጌጋ ፍርድ ካብ ኣምላኽ🙏ናይ መንኦም ምኳኑ እት ጌጋ ከይፈለጥኪ ትፈርድ😪
@asterghebrai517
@asterghebrai517 2 жыл бұрын
አምላክ ጻማካ ይሀብካ❤️‍🔥🇪🇷🇪🇷🙏😘
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 2 жыл бұрын
ንሃውካ ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረሉ እምላክ ስለቲ ሰናይ ዝገበርካዮ ግን እግዝኣብሄር ዕጽፊ ድርብ ጌሩ ክህሰካ ዩ ሰናይ ምግባር ኣዚዩ ጽቡቅ እዩ
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 2 жыл бұрын
ኣጽወቲሞኻ ተጋሩ ሰርቅቲ ውዲ ኤረይ ኣጆኻ እዞም ክሕዳማት ተጋሩ።
@zaidrooma8692
@zaidrooma8692 2 жыл бұрын
እዚይ እንግላድ ዘሎ ውን ናቱ ታሓጋጋዛይ ኢዩ እዚይ ሽጣራ ዝሰርሕዎ ዘለዉ ኢዩ እዚይ እንግሊዝ ዘሎ ውን ገበነኛ ኢዩ እዚይ ወዲይ ምስኪን ኢዩ ተላጊጸምሉ
@tigrawayresahfitret156
@tigrawayresahfitret156 2 жыл бұрын
Zaid rsom ezas 1 amlak eyu zfelta aytdred keytfred hawey wey haftey
@aronasmera8867
@aronasmera8867 2 жыл бұрын
ኤርትራዊያን ገርህታት ኢንድኩም ኮኒኩም😭😭
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 2 жыл бұрын
Ya
@selotesfagabir8988
@selotesfagabir8988 2 жыл бұрын
Kem Eritreawi gorah hasas tenkolena ab hawu sebay kimesil zdeli ke alo dyu
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 2 жыл бұрын
ንኻልእ ዜጋ ገርሂ ኢዩ ንሓዉ ግን ስሙ ኢዬ እዚ ኸኣ ካብ ርእሰምትሓት ዝመጽእ ነገር ኢዮ።
@ንፍቅሪብፍቅሪ
@ንፍቅሪብፍቅሪ 2 жыл бұрын
@@selotesfagabir8988 yigermeka EU abeynay alem keynu xhifwa aytredatnin Ertrawi bizeyka ezi nifelto ab Greece 🇬🇷 alo du kaliee
@ንፍቅሪብፍቅሪ
@ንፍቅሪብፍቅሪ 2 жыл бұрын
@@semharkahsay1946ni abnet eseyas ni ertreawyan axnitna Ni amhara kedhuno elu ka yehwatna wediwom
@devidrozario2898
@devidrozario2898 2 жыл бұрын
ኣጆካ ሉኡለይ ኣምላክ ናይ ኢዱ ክፈድዮ ኢዩ ፡ ን ኣሮን ድማ ኣምላክ መዋጺኦ ይፍጠረሉ
@haregubereket6462
@haregubereket6462 2 жыл бұрын
ኣምላክ ይባርካ
@SS-ck9xp
@SS-ck9xp 2 жыл бұрын
Eritreawan Gerih, Abet Girhnet. Nihna Eritreawan Amentin Lewahatin Ena, Abzikulu Debtsihana Dima Emnet Eyu
@angesomselemon3375
@angesomselemon3375 2 жыл бұрын
ሽሕ ግዜ ይኩን ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ ኣይትፈልጣን ኔርካ ዛዓርከይ
@gualbahtahagos7001
@gualbahtahagos7001 2 жыл бұрын
Tigraway muqanu rgtsegna dika hawey?
@gualshirጓልሽረ
@gualshirጓልሽረ 2 жыл бұрын
ኣታ ሕሙሙ ኤርትራዊ እዩ ኩሉ ሕማቅ ዝሰርሕ መቸም ትግራዋይ ኢኩሙ ትብሉ ሕሙሙ
@greattigray5290
@greattigray5290 2 жыл бұрын
ኣቱም ዲቃሉ ፍንፋናት ኩሉ ግዘ ክፍኣትኩም ናባና ተሳብቡ ኢኩም ትፍቱኑ ሑሱራት
@dkg4657
@dkg4657 2 жыл бұрын
@@gualbahtahagos7001 profilu keyn bichan meliEwan aytriton ewur dika?!!
@ኣላ
@ኣላ 2 жыл бұрын
ሽሕ ግዜ ኩን ሕያዋይ ኣይትእመን ት........ይ 😂😂☝️
@ፒፒኣራዳድሩዩ
@ፒፒኣራዳድሩዩ 2 жыл бұрын
Halewlew ባእ ሽውያ ሕልና የብልካን ንስካ ትላገጽ ኣለካ ምሽ
@dkg4657
@dkg4657 2 жыл бұрын
@@ፒፒኣራዳድሩዩ anta dika shwaya tbl gunufat alet
@ፒፒኣራዳድሩዩ
@ፒፒኣራዳድሩዩ 2 жыл бұрын
@@dkg4657 በቃ ርእስካ ብጸርፍ ድዩ ዝዓቢ ዘሎ ልሳንካ ሕማቅ ይዛረብ እንበር ከይበጽሓኒ ዶ ፈርሕካ ኣተዓባብያካ ዝበደለካ ስድራካ ኣይተጽርፍ
@anderbrhanabraham2828
@anderbrhanabraham2828 2 жыл бұрын
ይዋሳኣካ እዩ ኔይሩ።ጉዳይ ሓውካ ጥራይ ግበር።
@gualshirጓልሽረ
@gualshirጓልሽረ 2 жыл бұрын
ኣቱሙ ሰባት ሕሙማት ኢኩሙ ይመስለኒ ኩሉ ሕማቅ ዝሰርሕ በቃ ትግራዋይ ኢኩሙ ትፈልጡ ኤርትራውያን እንዶ ግዳይ ኣይትገዱን ናይ ይሕዋትኩሙ ኩሊት ትሸጡ ገበርቲ ጉድ ተጋሩ ከማካትኩሙ ዓይነት ኣይኮናን ሕሱራት ብሽም ተጋሩ ኣይትፃወቱ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮በላዕቲ ይሕዋቶሙ
@davedavo9983
@davedavo9983 2 жыл бұрын
ትም በሊ ቲ ነፍጥ
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 2 жыл бұрын
Ykebabelulom nerom. Srki deia hangi iabakum endyu zelo. Eritrea deia selam ember.
@genetteklemengesha9164
@genetteklemengesha9164 2 жыл бұрын
Ati sdi kulitki tbezbez iay nskum endikum kab measker chewikum tshetwom etom zerei natkum zelewom Eritreawyan eina behalti keia
@gualshirጓልሽረ
@gualshirጓልሽረ 2 жыл бұрын
@@genetteklemengesha9164 ስቅ በሊ ሰታይት ደም ይሕዋታ ስቅ ኢልኪ ኩሊት ይሕዋትኪ ሽጢ ፀንባዓ ተረፍ ጥልያን ጓል ደርጊ
@mimiteme7675
@mimiteme7675 2 жыл бұрын
ንሱስ ትሕሽዎ ደኣ እዚ ንሪኦ ዘለና ድዩ ወላድ ካልኦት ተጋሩ ኣለው 🤣🤣🤣🤣🤣
@zeromwedihamele2230
@zeromwedihamele2230 2 жыл бұрын
ኣብ ልብያ ኮይኑ ገንዘብካ ዝበልዓካ ከተማ ትራብሎስ እንተልዩ መንነቱ ክትፈልጥ ቀሊል እዩ የዕርኽትና ኣለዉ መን ምኻኑ ወድመን ኣበይ ዓዱ ኩሉ ከነጻርዮ ቀሊል እዩ።ስእሉን ስሙን ስደደልና ናይዚ እንግሊዝ ዘሎውን
@danielWeday
@danielWeday 2 жыл бұрын
ወድይ ስልጣን ከምቲ ሰናይ ተግባርካ ኣምላኽ ይረኣየልካ :እንተ ናይቲ ዘዳናገረካ ሰብ ግን ብኡኡ ኣብሉ ይጥፉ ዓሳ ይወሓጦ ኣብትይ ባሕሪ ብጠዓሚ ረሳሕ እዩ : ወድይ ስልጣን መዋጾ ሓውኻ ይፍጠረልካ::
@tsegaredae9026
@tsegaredae9026 2 жыл бұрын
ኣጆካ ሓወይ ኣምላክ ንገብሪ ሰናይ ዕጽፊ ገሩ አዩ ዝህቦ ሓውካ ከኣ ብሰላም የኢትወልካ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ
@ኹሉኸምፍቃድካይኹንጎይታየ 2 жыл бұрын
ሕጂ ሓውካ ኣበይ ኣሎ ኣነ 1600 ዶላር ከፊለ ኣውጺአዮ ሓወይ ካብቲ አንዳ 55 ዝብሃል ከቢድ ዩ አቲ ማአሰርቲ ብኽንደይ ክልተ ወርሒ ገንዘብ ኻብ ዘውርዶ ሕጂ ግን ብሓይሊ ኣምላኽ ወጽይለይ ስለዚ ደቂ ዓድኻ ትፈልጦም ትሃልዮም በጃኻ ከፊልካ ኣውጻዮ ከቢድ ዩ አቲ አሱር ቤት ኣምላኽ መዋጽኦ ይፍጠረሉ 🙏
@elianachannel1175
@elianachannel1175 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen mewaxio yefterelu miskinay
@ኣምበላይፈረስ
@ኣምበላይፈረስ 2 жыл бұрын
ዓዋናት ንመን ትሕግዙ ዘይትፈልጡ ተጋሩ ክጻወተልኩም ዝገርም
@luwamtewelde2767
@luwamtewelde2767 2 жыл бұрын
xuruy eritreawi iu ywasae iu zelo tgraway aykonen
@tekludrar6188
@tekludrar6188 2 жыл бұрын
ካብ ትግራይ ብብዝሒ ሊብያ ኣለዉ ኩሎም ኤርትራውያን ኢና ኢዮም ዝብሉ ስለዚ ተጠንቀቁ
@abadiasmelash6508
@abadiasmelash6508 2 жыл бұрын
ሃይ ጆሱ ሓወይ ብመሰጀር ጽሕፈልካስ መልሲ ኣይሃብካንን ይጽበየካ ኣለኩ
@issakabraham7663
@issakabraham7663 2 жыл бұрын
ወዲ ስልጣን ኣምላኽን ሰብን ዝፈትዎ ስራሕ ኢኻ ጌርካ። ኤርትርውያን ደኣ እንታይ ከይትገብሩ ክብሉና ሓቆም እዮም። ባዕልና ክብሪታትና ኤርትራውነትና የሕሊፋና ስለ ንህብ እዩ።
@Kereney29
@Kereney29 2 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ሰላም ንዓኻ🙏❤️ ቀጻሊ ክብለኻ ዝደሊ ኩሉ ተቅርቦ መደብ ጽቡቕ እዩ ቀጽሎ ኣነ ክብለኻ ዝደሊ እዚ ናሆም ዝባሃል ኣብ tiktok እየ ዝፍልጦ ግን ብጣዓሚ ለክባጥ ቆልዓ እዩ ኩሉ ዝገብሮ ነገር ናይ ምድንጋር እዩ ብዛዕባ እዚ ወዲ ስልጣ ዝብሎ ዘሎ ብጣዓሚ ዘሰንብድ እዩ ኣጆኻ ገንዘብ ሓላል ናብ ዘብሎ የለን። ግን እቲ ናሆም ተጠንቀቆሉ ኢኻ ብዙሕ እዩ ዝዛረቦ ንዓኻ ውን ከይዳናግረኻ ab live ብዙሕ እዩ ዝዛረብ መትከል ዘይብሉ ብሽም ኤርትራዊ እዩ ዝሽቅጥ ካብ ክልተ ህዝቢ ክውለድ ይክህል እዩ ግን ኣነ ብ ሕዋሓት እየ ዝከብር ስሚ ኤርትራውያን እዞም ጀጋኑ ኣቦታይ ሕዋሓት እዮም እዩ ዝብል ከመይ ገይሩ ወዲ ስውኡ ኤርትራዊ እየ ዝብል በጃኻ ጆሲ ሓወይ ን ዝያዳ ምርግጋጽ ሓደ ማዓልቲ ኣብ tiktok live ኣትኻ ስምዖዮ
@ghennettesfagiorgis9074
@ghennettesfagiorgis9074 2 жыл бұрын
May God be with you 🙏 don't worry God be with you and with your beloved brother.! Believe me your brother you will see him soon by power of God 🙏Amen
@ምንባርብተስፋ-ዸ9ዀ
@ምንባርብተስፋ-ዸ9ዀ 2 жыл бұрын
እንታይ ኢዩ እዚ ኢንግሊዝኪ ፡with with ጥራይ መሊእክዮ
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ
@ፍቕሪጥዑም-ዘ5ሠ 2 жыл бұрын
ስለቲ ሰናይ ተግባርኻ ፈጣሪ ባዕሉ ኽፈድየኻ አዩ ዝሓወይ ንስኻ ሕልናኻ ቀስቂስኻ ብምሕጋዝካ ጽቡቅ ተግባር አዩ አንተ አቲ ኣሚንኻዬ ዝጠለመኻ ግን ድሓን ንነብሱ ኣይበል ንሓውኻ ኸኣ ፈጣሪ ብሰላም የውጽኣዬ
@berakiyowhans2776
@berakiyowhans2776 2 жыл бұрын
እዋይ ወዲ ባጽዕ ሓወይ ኣምላኽ ግርህነትካ ይረኣየልካ።
@rozinaaregay7122
@rozinaaregay7122 2 жыл бұрын
ወዲ ባጽዕ ገርሂ አዩ ኣጆካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@ኩማንዶሓይሊባሕሪ
@ኩማንዶሓይሊባሕሪ 2 жыл бұрын
መዋጽኦ ይፍጠረሉ ንሓውኻ ኣጆዃ ዝሓወይ
@em7770
@em7770 2 жыл бұрын
እቲ ዘገርመኒ ኩሉ ግዜ ተታሊልና ዝብል ይመጽእ እሞቀጻሊ አይንማሃርን ዲና። እቲ ዘገርመኒ ካላአይ ድማ ክላእ ኤሪትራውያን አበይ ከይትበጽሑ ምባሉ ።ካንዲና ክንታለል በጹሑና ። እሞ ጽሒፎም አብ ፈይስቡክ ኢለ ዘይፈልጦም እዚአሲ መልሲ ስኢነላ አምላኽ በጃኻባ ምሕረትካ አውርደልና እምነት ትብል ቃልሲ ጠፊአ አብ ዓለም ።
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 2 жыл бұрын
ከማኻ ሰብ ተፀግሙ ናርኣኻ ከመይ ገይርኻ ትድቅስ ሽሕ ግዜ ይጥለምኻ ንስኻ ጥራሕ ብንፁህ ልቢኻ ትሕግዞ አለካ ብድሕርኡ ፍርድ ዝፈርድ ኣሎ🙏
@Efrem665
@Efrem665 2 жыл бұрын
ልቢ ትግራይ እኪ ተባሂሉ ዩ፡ ኩሎም ተጋሩ ደኣ ሓደ ኣይኮኑን እምበር።
@rutayemane9397
@rutayemane9397 2 жыл бұрын
ኩሎም ሐደ ዮም ቆማላት ጠላማት
@abrahamteklay6553
@abrahamteklay6553 2 жыл бұрын
Nay tegraway tuy yelen kkkkkk
@fgdf3277
@fgdf3277 2 жыл бұрын
😂😂😂ፁሉላት
@tsegaymussie4179
@tsegaymussie4179 2 жыл бұрын
Yes
@selamrar2620
@selamrar2620 2 жыл бұрын
@@rutayemane9397 ኩሉኹም ኤርጥራውያን ከኣ ዓናጅል??
@ኣለኹኢየዝብልየ
@ኣለኹኢየዝብልየ 2 жыл бұрын
እዋይ ኣታ ኣነ ከማን ኣደንጊጽኒ ብimo ኣጆካ ይብሎ ኔረ ልክዕ ኣሎ እዚ ወዲ ከምቲ ዝብሎ ኢዩ ዝብል ይገርም ኢዩ
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 2 жыл бұрын
ኣምላኽ ከምቲ ዝሓገዝካዮ ኣምላኽ ይሓግዝካ ሎሚ ኣሚንካ ዘይምግራህ መደናገርቲ
@danielWeday
@danielWeday 2 жыл бұрын
ጆሲ ናይ ብሓቅይ ጽቡቕ ዝኮነ መደብ እኻ ተቕርብ ቀጽሎ::
@tomie8101
@tomie8101 2 жыл бұрын
ወዲ ስልጣንሓውና ንስካ በቲ ዝገበርካዮ ጽቡቅ ተግባር ብኣምላክ ምሉእ ዓስቢ ክትረክብ ኢካ እንተ እቲ እከይ ጠላም ግን ውዕሉ ሓዲሩ ክዋረድን ክነብር እዩ ንግዚኡ ተትሓብኣ ዝትሓብኣ ይመስሎ ኣጆኻ ናብዘብሎ የብሉን እንተ እቲ ሓውካ ክኣ ብሰላ ይሃሉ ብሓይሊ ኣምላክ ክኣ ክሁሉ እዩ ኣብቲ ዝዶልዮ ክኣ ብሰላም ይእትዎ ኤርትራውያን ይሕዋተይ ክኣ ካብዙይ ብዙሕ ክንምሃር ኣለና ።
@rigbetesfay6422
@rigbetesfay6422 2 жыл бұрын
ኣይትፍረድ ከይ ትፍረድ ዱዩ ዝብሃል ምስ በዓል ሓቂ ይኹን መድሓናለም 🙏
@sebkbur6019
@sebkbur6019 2 жыл бұрын
ትግራዋይ ተመን ለይቲ እዩ ኢልናኩም ብዙሕ ግዜ። ኤርትራውያን ኣይትሰምዑን ኢኹም። ብፍላይ እዚ ናይሕጂ ሙሽሙሽ ወለዶ። ሓደ ወጃብ ረሻይዳ ን30 ብበትሪ ከብኪቡ ኩሊቶም ክሓርዶም ከሎ ዕላማ ኣለኒ ድላዩ ይግበር ዝብል ጅሉሕ ወለዶ። ሓቁዩ እዚ ዓጋመ ኤርትራውያን ሙሽሙሻት ክብል
@jesusismylord732
@jesusismylord732 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ !!!
@ግዜፈራዲ
@ግዜፈራዲ 2 жыл бұрын
Haki
@ተስፋ-ለ4ቈ
@ተስፋ-ለ4ቈ 2 жыл бұрын
ካብ ማዓዝ ዳኣ ዓጋመ ኮይኑ😁😁
@gualshirጓልሽረ
@gualshirጓልሽረ 2 жыл бұрын
ውቁዓት ኤርትራውያን ሓውኩሙ ኤርትራዊ እዩ ናብ ትግራይ ኣይተፀግዕዎ ሕሙማት
@yeebyotesfa3694
@yeebyotesfa3694 2 жыл бұрын
ሓቁ እዩ ነንሕድና ስኒት ሰለዘየብና እዩ ከምኡ ኢልካ ዓባይ መለእኽቲ እያ ሕጂ እዩ በጃኩም ንሕሰበሉ
@galtigrinyatigrinya33
@galtigrinyatigrinya33 2 жыл бұрын
How can you guys believe that guy
@dkg4657
@dkg4657 2 жыл бұрын
@@galtigrinyatigrinya33 zeyEmun slezkonka seb aytiAmnin niUkat
@تتباتانلل
@تتباتانلل 2 жыл бұрын
መታለሊ እዩ እዚ ኣጆኻ ንሓዉኻ መዋጽኦ ይፍጠረሉ
@ወዲተዋህዶእየ-ጐ4ኰ
@ወዲተዋህዶእየ-ጐ4ኰ 2 жыл бұрын
ኣጆካ ኩቡር ሓወይ ዘዉጸካዮ እግዚአብሔር ይተከኣልካ ሓዉካ ከኣ አብስለው ም ይእትዉ ከማና የማስሎ ኩቡር ሓዉ
@yohannesghebrezgi9610
@yohannesghebrezgi9610 2 жыл бұрын
ነቲ ከምዚ ጌሩ ዘታልል ደሎ ሰብ ደረቕን ተንቀሳቓስን ስእልራቱ ሞ ዘአግሕዎ, 1 ኣብ ልዕሊ ዚ ዝዛረብ ዘሎ ሓውና ዝገበሮ ምትላልን ዝወሰዶ ገንዘብን ክሕተተሉ, 2ይ ድማ ንድሕሪ ሕጂ ከይቅጽሎ ነቲ ምትላልን ካልኦት ውን ኮምኡ ንኸይገብሩ መግትኢ ንኽኸውን
@ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ
@ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ 2 жыл бұрын
ኣነ ከም ዝመስለኒ ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ዝኮነ ክትዉስን ኣይርኪእልን ምኽንያቱ ሎሚ ዘይተንግረ እንበር ዘይተገብረ ስለ ዘየለ ሃዲእካ ምስማዕ የድሊ ቕድሚ ስእልታት ምዝርጋሕ ምክንያቱ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ካልእ ትስምዕ ኣብ ካልኣይ ክፋል ከኣ ካልእ ጉድ ይመጽእ So ድብልቕል እዩ ዘሎ፡ኩሉ
@akiabrham7726
@akiabrham7726 2 жыл бұрын
Amlakey temzgen fetari terkibu 🙏🙏🙏🙏🙏
@ሓዘካወዲመጀር
@ሓዘካወዲመጀር 2 жыл бұрын
ተጋሩ ለኻብጥ ከመይ ዓይነት ሕብረተሰብ እዮም ደቂ ጋዕጋዓት
@gualshirጓልሽረ
@gualshirጓልሽረ 2 жыл бұрын
ንስኩሙ ኢኩሙ ጋዕጋዕት ድርባይ ኤርትራዊ ሓውኩሙ እዩ
@dkg4657
@dkg4657 2 жыл бұрын
@@gualshirጓልሽረ tetracycline meliewa do yelen. Tsiruy tigraway eyu wedi wkro. 🐑 🐑 🐑 🐑
@munirmg6467
@munirmg6467 2 жыл бұрын
ودي سلطان حبيبي انت انسان طيب ربنا يكثر من امثالك ..... منير ابن مصوع
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 2 жыл бұрын
You did good job brother he is going to get his punishment someday. And it’s a lesson for you be careful next time. Thanks for sharing your story you are good person thanks.
@snitmichael6040
@snitmichael6040 2 жыл бұрын
ልምዲ ስርቂ ናይ ዘለዎም፡ከምዚኦም፡ኢዮም እቲ ጸገም ዘለዎ ሰብ ንከይሕገዝ ምኽንያት ዝኾኑ ዘለዉ ሰራቒ ፡ኣጆኻ ሓወይ ናተይ ግን ተስፋ ጥራሕ ኣይትቁረጽ ጽቡቕ ብምግባርካ ጥራሕ ሃብታም ናይ ኣእምሮ ሙዃንካ ፍለጥ ጽቡቕ ዝገብር ከኣ ካብ ኣምላኽ እንበር ካብ ሰብ ኣይኮነን ዓስቡ ዝቕበል
@zetamful
@zetamful 2 жыл бұрын
To help someone is good but we have to know frist. Money is dirty !!.You help him 6 month you are very kind by now becarful .
@selamneritrea108
@selamneritrea108 2 жыл бұрын
ኣየ ደቂ ኤረይ ብተጋሩ መጻወቲ ክንከውን፣ ይገርም ኢዩ። ሎምስ ክንምሃር ኣለና ገንዘብ ምውጻእ ዝብሃል ነገር ክተርፍ ኣለዎ። ግርህነትና ዕሽነት ኣድሂቡልና። ኤርትርራን ህዝባን ትባረኽ።
@gualshirጓልሽረ
@gualshirጓልሽረ 2 жыл бұрын
ኣታ ረሳሓ ሓውካ ኤርትራዊ እዩ ተጋሩ ከምኡ ዓይነት ኣይኮናን ረሳሓ ኩሉ ሕማቅ ተጋሩ ጥራይ ኢኩሙ ትፈልጡ ዕማሳት ግብሩኩሙ ሪኡ እዩ ዘሳቅየኩሙ ዘሎ ኣምላክ ድርባይ
@dkg4657
@dkg4657 2 жыл бұрын
@@gualshirጓልሽረ askut gahba rkusat alet srkj meleleyOm
@selamneritrea108
@selamneritrea108 2 жыл бұрын
@@gualshirጓልሽረ ኣንቱም ዘር ኢ መርገም ዘይትገድፍሩና፣ ኢንታይ ኢኾም ፍቐዶ ናይ ኤርትራዊያን መዲኣ ኢንዳኸድኩም ጭንን ትብሉ። ኤርትራዊያን ለጋሳት ኢዮም ሰሚዕኩም ክትልምኑ ተሃዊኽና ብእኹም፣ ኢሾኽ ዝኾንኩም ህዝቢ። ህዝብኽን መራኽትኽን ኤርትራዊያን ዘዝገበርዋ ኢንዳደገሞ ብቕዳሕ ዝዐበኺ ኣበይ ክርዳኪምበር፣ ካብዛ ተረግመት ትግራይ ትብሃል እምኒ ሃገር ምፍጣርኪ ክት ሐፍርን ክት ሕብእን ኔሩኪ ዐጋመ። ኤርትራናን ህዝባን መመሊሳ ትባረኽ።
@gualshirጓልሽረ
@gualshirጓልሽረ 2 жыл бұрын
@@selamneritrea108 ኣቱሙ ተኮናት ንስኩሙ ኢኩሙ ክትሓፍሩ ዝግባኣኩሙ ሕልፈትኩሙ ኣብ ባርት ትነብሩ ዘለኩሙ ባራዩ ክንዳና ዳኣ ኣበይ ክትመፁ ድርባያት ኪዱ ሬሳ ይሕዋትኩሙ ኣረዩ ፈቆዶ ባሕርን ካሊእን ቆናጫት ተረፍ ጥልያን ደቂ ደርጊ ስቅ ኢልኩሙ ተገንቡሑ ተጎንባሖ
@banakelab5659
@banakelab5659 2 жыл бұрын
Ata ezi tgrawa eu abzi libya alo
@bereketgere8188
@bereketgere8188 2 жыл бұрын
ሓቁ ዩ መኽንያቱ ፈኸራ ጥራይ ኮይና
@ኩማንዶሓይሊባሕሪ
@ኩማንዶሓይሊባሕሪ 2 жыл бұрын
ክክክ ዘይፍክሩ ዘተግብሩ ኣለዉ ኣይትጋገ
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 9 ай бұрын
ሰላም ጅሲ ሓውና እዚ ወዲ ጽብቅ ጌረ እየ ዝፈልጦ ኣጋጣሚ ኣብቲ ሰዓቱ ኣይርኣክዎን ነዛ ቪዶ
@okubaybeyene9441
@okubaybeyene9441 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ዝገበርካ ሓወይ ብ ኣምላኽ ርከቦ እንተ እቲ ወዲ ግን ኣበይ ሞ ከይጠቅሞ ለኪምዎ ክጠፍእ ኢዩ
@lamlamrouasom3990
@lamlamrouasom3990 2 жыл бұрын
✋✋✋❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
@ghirmayteame8964
@ghirmayteame8964 2 жыл бұрын
እዙይ ዘርየካ እንተ ሃልዩ ሓቁ እዩ ኤርትራውያን፡ክብል ።ንስኻን ከዚኸማኻን ዛኣመሰሉ፡ሰባት ዮም፡ነዛ ሃገር ዘጽርፉ ዘለዉ ።ኣብ ዓዲ ዘሎ፡ጽጉም፡የሕዋትኩምን ቤተ ሰብኩምን ሓግዙና እንተ ዝብሉኹም፡ዋላ፡ቕርሺ ኣይትህቡን ።፡ኣብዚ ግን ተጸጊመ ኢሉኒ፡ዋላ፡ገለ እንዳ በልኩም፡ሰልድኹም፡ተጥፉኡ ወዲ ሰብ ቀዳምነት ንመን ይሕገዝ ክፈልጥ ይግበኦ
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 2 жыл бұрын
ልክዕ ዝብላዕ ዘረባ ኣብዚ እዋንዚ ዝኾነ ሰብ ሕስው ኣቢሉ እንዳነብዐ ቡዙሕ ምኽንያታት እንዳቕረበ ሓግዙኒ ክብል ይኽእልዩ ጥንቅቕ ምባል ጽቡቕዩ
@eritgray3602
@eritgray3602 2 жыл бұрын
ኣንታ ሰብ እንታይ ዓይነት ጽሑፍ ትጽሕፍ ኣለካ ተጸጊመ ንዝበለ ምሕጋዝ ከመይ ዲካ ትፈልጥ ወይስ ነዚ ሓጊዘዮ ዝብል ዘሎ ሰብ ትፈልጦ ዲካ ኣካል እቲ ኣብ ዓዲ ዞሎ ሓውካ ገለ ምሕጋዝ የድልዮምብ ትብሎም ዘለካ ኣካል ናቶም ደይኮነን
@melestesfai8946
@melestesfai8946 2 жыл бұрын
ሓወይ ናተይ ንሓውኻ መዋጽኦ ይፍጠረሉ ገባሪ ኩፉእ ክኣ ናይ ኢዱ ይሃቦ ፈጣሪ ባዕሉ።
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 8 ай бұрын
ለይባ እዩ ኣጆኻ ዝሓወይ መዋፅኦ ይፍጠር ኒሓዉካ ለ
@binigoytom7660
@binigoytom7660 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ነገር ፍቅርን ሰላምን የውርደልና ፈጣሪ ሰለ ዝበለ ትግራዋይ ትስዕር ኢሉሞ ብኸምዚ ዓነት ነወንጅሎ ኢልኩም ካብ ታሓስቡ ኣምላኽ ዝፈትዎ ስኽ ውን ፅብቅ እዩ ሓሰውቲ ወሻልኽ ሰብ ጀርመንስ ንባዓልኹም ድራር ዘዪትፀግቡስ ንሰብ ክትሕጉዙ ወደይ ዘይትስተር ምሽሙሽ
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 2 жыл бұрын
ሙሹሙሽስ ባዕልካ
@asilesalih7603
@asilesalih7603 2 жыл бұрын
wedi sharmuta nay jerman sirihna ina ninebir komal
@naomialex5614
@naomialex5614 2 жыл бұрын
Nbaelka tslei zeleka eka tmesl chbti aleni eilu ms meregagetsieun selun metsyu endareakayos kemey eilka wenjilwo tbl aleka... tfelto entelika aghidka tezareb
@ሽሕግዜተነውሐ
@ሽሕግዜተነውሐ 2 жыл бұрын
Natu tehababari eka nska hji flut bezararbaka tflet
@sweetlifesweetlife5336
@sweetlifesweetlife5336 2 жыл бұрын
ኣቀዲመ ንትገብሮ ዘለካ መሃሪ መደብ አመስግነካ። ብምቅጻል ኢሞ ወይ ዋሳፕ ቁጽርካ ክትገድፈልና ንደሊ ኣሎና።
@kelatiteweldemedhin6613
@kelatiteweldemedhin6613 2 жыл бұрын
እዛ ኣብ ኣስመራ ናይ ጁባ ዝነበረት ኣብ ደጌ ኮይና ስርሓ ትቅጽሎ ኣላ
@habtomay67
@habtomay67 2 жыл бұрын
tegaru resahat qomalat
@abaditsolomon4006
@abaditsolomon4006 2 жыл бұрын
ኣጀካ ዝሓወይ ንሓውካ ካኣ መውጽቲ ይፍጠረሉ
@filixigab5876
@filixigab5876 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንስኻ ኣምላኽ ዘውጻእካዮ ይተክኣልካ ቅንዕናኻ የድምቆ ንሓቅነትካ እንተ እዚ ርሙስ ግን ኣብ ሊብያ ኮይኑ ከምዚ ክገብር ፈጣሪ ውን ልብኻ ኢዩ ዝርኢ።
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 2 жыл бұрын
ጥልመት ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ናይ አቦኦም እዩ ደቂ ኤረይ አይትገርሁ እዚኦም መታለልቲ እዮም
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
አብዚ ነገር እዚ ግን ከመይ ገርካ እካ ሳልሳይ ኣካል ዘይብሉ ኣብ መድያ ከምኡ ትገብር ክንደይ ካብ 100 እዩ እቲ ሓቂ
@ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ
@ንዝጸበቦኩሉይርሃዎ 2 жыл бұрын
Ya እዚ ከብድ እዩ እዚ ዝክሰስ ዘሎ ሰብ ሕጂ እንታይ መረጋገጺ ኣለኩም ስእለይን ስመይን ጠቂስኩም ተበለስ መን ይሕተት እዚኣ ከባድ እያ ብሓቂ
@brhinefrem9273
@brhinefrem9273 2 жыл бұрын
Bjakum Eritreawyan gerhenet yehasina alo
@minyaweldegaber8905
@minyaweldegaber8905 4 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gelulove3647
@gelulove3647 2 жыл бұрын
ኣታ አዚ ወዲ መትላል ጀሚሩ አንባር
@nimrodwoldeab1708
@nimrodwoldeab1708 2 жыл бұрын
Tfelto eka tmesil nezi seb gn mehnaqu eyu neru
@tdflove3582
@tdflove3582 2 жыл бұрын
ኢሂ ንስላም ንፍቅሪ ስለ ዝተመንየ ድዩ ዝኩሉ ዓፍንክምዎ ዝለኩም መችም ኤርትራውያን. ኣብይ ፍቅሪ ትፍለጡ ንስካን ክማካን ቅፍዳዳት.
@TFBk-gq5sx
@TFBk-gq5sx 2 жыл бұрын
kidi lekebate deye kemzekemakai telamate Agame koynu enber. serekti,lemnti, hasadate....s😷😷😷 shetati...chenawit..🤮🤮🤮🤮
@ቅዱስኢዩሞቅዱሳንኩኑ
@ቅዱስኢዩሞቅዱሳንኩኑ 2 жыл бұрын
ajoka zhawey bzgebrkayo kytitas xbuk eka gierka bezi tefiu delo genzeb wen bejka ykun ajoka amlak xbuk gbrka riu hawka bselam kewxalka yu 🙏❤
@smartcityfool
@smartcityfool 2 жыл бұрын
ካብ ሊብያ ቡዙሕ ከባቢ $6500 $5000 ናይ ሐገዝ ሕቶ ይረአ። አዚዩ ዘጠራጥር ኢዩ ካብቲ ፕሮፋይል ጀሚርካ ክሳብ ብዝሒ ናይ እቲ ገንዘብ ኩሉ ተቐራራቢ ኮይኑ።
@luwamtewelde2767
@luwamtewelde2767 2 жыл бұрын
እዋይ ሓወይ በል ተጠንቀቅ ዋላ እዚ ዓርኩ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዘሎ ይትሓባበሮ ኢዩ።ኣብቲ ፈለማ ኪንህግዞ ምስ ሓሰብና ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኣሎ ዓርከይ ሃቡለይ ኢሉና እዋእ ገሪሙና ንስካ ሊብያ ዘለካ ገንዘብ ን ዓዲ እንግሊዝ ደኣ እንታይ ኪገብር ኢልናዮ ኢድና ሲሕብና ማለት ኢዩ።ኩሉ ሓሶት ኢዩ ኣዲኡ ኣላ ሓፍቱ ኣይመተቶን ዚሕግዞ ኣይሰኣነን እቲ ወዲ መታለሊ ኢዩ በዚ እጋጣሚ ኩሉኩም ተተንቀቁ ። ትግራዋይ ትብሉ ዘለኩም ኤሪትረኣዊ ጽሩይ ኢዩ፡ ክንሕግዞ ምስ ሓሰብና ኹሉ ዚበሎ ሓሶት ሙኻኑ ፈሊጥና ፡ እዚ ሓውና ክኣ ኩሉ ዚገበርካዮ ን ሰናይ ኢልካ ኢካ እሞ እግዚኣብሂር ዝአውጻካዮ ይተከኣልካ ናሆም ከኣ ኣምላክ መምሃሪ ዚኮኖ ይላከሉ።
@ስደትስዲ-ጀ2ለ
@ስደትስዲ-ጀ2ለ 2 жыл бұрын
መን ዩ ዝበሃል ስሙ
@cumba3551
@cumba3551 2 жыл бұрын
Tigraway imber. Mish adey tigraweyti iya ilu bailu tshifu alo. Isikha tighedid. Dehar text natu aytenbibon dikha nay agame indiyu.
@mrtmedia
@mrtmedia 2 жыл бұрын
Tsebuke aloka nhna ab adi england kenwaxsalu gemrna ab angola zelo hawobue gn gdefu ane yalyo eye elna
@ኣሌኮ
@ኣሌኮ 2 жыл бұрын
ሽሕ ግዜ ይኩን ሕያዋይ ኣይትእመን ትግራዋይ
@amanuelmengsteab5384
@amanuelmengsteab5384 2 жыл бұрын
Alet tegraway zelewo dea entay kemen
@tsegaymussie4179
@tsegaymussie4179 2 жыл бұрын
Ajeka anbesa lewah Eritrea 🇪🇷 Tgraway atmen
@eastafricainformation2825
@eastafricainformation2825 2 жыл бұрын
ነቲ ሸር ዝበሎ ፈለማ ክትሕዞ ኣለካ ቤተሰቡ ንገረኒ ብሎ
@anderbrhanabraham2828
@anderbrhanabraham2828 2 жыл бұрын
Azi መታለሊ እዩ።እተን ገንዘብ በሊዕዎ ሰቲዎ ካላስ ሕማቕ ደንቆሮ እዩ።ንስኻ ግን ጽቡቕ ብምግባርካ ኣይትጣዓስ።እንካዕ ካዉኡ ዝበዝሕ ኣየታለለካ።
@AsefaTafere
@AsefaTafere 4 ай бұрын
እዚ ሰብ አይኮነን ናይ ኢዱ ክረክብ እዩ
@kbrateklemariam6894
@kbrateklemariam6894 2 жыл бұрын
Ajoka zhawey 😭😥
@lewamtesfa7887
@lewamtesfa7887 2 жыл бұрын
እወ መስከንከን እንዳ በሉ ይመልጡና ደሓር ኣብ ሪእሰና ይድይቡ። ኣሕዋትና እንዳበሉ ዘታልልኩም ዘለዉ ተማሃሩ ንኣምላኽ ከማን እንዳ ሰዓመ ዩ ኣትሒዝዎ ኢቲ ዝክሕዶ እዚኩሉ ኤርትራዉያን እንዳ ከፈሉ ዘወጹ ምክንያት ተጋሩ ዮምዝመጽሉ ኤርትራዊ ንኤርትራዊ ዝኽፍሎ ትግራዋይ ይወጸሉ ኣብ መዓስከራት ንሶም ይመጽሉ ፕሮሰስና። ንሳቶም ነንሓድሕዶም ኣይተሓጋገዙን ዮም ሃፍቲ ወርቂ ጥራዩ ዝረኣዮም ምኽንያቱ ፍጥር ክብሉ ማና ወይ ዓመጻ ዝመጽእ ሓፍቲዮም ዝጽበዩ
@franchiseBGeld
@franchiseBGeld 2 жыл бұрын
Ane keman 4500 tebelie aleku bdelali
@aronbrhane374
@aronbrhane374 2 жыл бұрын
አብ ቲክቶክ ናቱ አትዬ ሪኤዮ ትግራዋይ እዩ
@ሰሉሓፍቲገርየጓልቀሺ
@ሰሉሓፍቲገርየጓልቀሺ 2 жыл бұрын
አየየየየ ትግራዋይ ድዩ ከምኡ ገባሪ ከ ፅቡቅ ገበረካ እስኪ እሞ ብዓዲ ብኤርትራ እናተጭፍጨፉሲ ቀሲንካ ደዳአ ክትነብር ኢካ ነቲ እሱር ሓውካ መዋፅኦ ይፍጠረሉ እንተ ናአካትኩም ግና ንሱውን ክውሕደኩም እዩ
@abelsherifo7859
@abelsherifo7859 2 жыл бұрын
Selame josi ezi seb ezi libiya telu kedleyo ey etne genzeb ka exfi kekfelne eu deheri xebahe kemles ey kerio by
@Amorawedigash
@Amorawedigash 2 жыл бұрын
እቲ ጽቡቅ ተግባርካ ብኣምላክ ርከቦ ዝሓወይ እንተ ንሱ ከኣ ጽባሓ ንግሆ ብጊግኡ ተርዲኡ ይቅሪታ ይሓተካ ይከዉን ጽቡቅ መንሃሪ ኢዪ ንካልእ ከየዳናግር👈
@benjaminfranklin4157
@benjaminfranklin4157 2 жыл бұрын
ብፍላይ ብፍላይ ስማዕ ወዲ ስልጣን ኤርትራውያን እንታይ ክትገብሩ ኢኹም ዝብል ብኣውድዮ ወይ ብዝኾነ ዝመላእካዮ ኣለካዲዩ መረጋገጺ ዘረባኻ ጥራይ ሰሚዕና ከመይ ጌርና ንፈርድ ካብሕርቃን ዝተላዕለ ሓሲኻ እንተኾይንካ ከነጻላኣካ ወይ ካብሰብ ክትንጽሎ እትገብሮ ዘለኻ ከይኸውን ናኣምላኽ ፍራሕ ኢሉካን ጠሊሙካን እንተኾይኑ ግን ባኣምላኽ ኢዱ ክረኽባ ኢዩ እኝጥእይ ጝድኻ !!
@Titi_tom_jerry
@Titi_tom_jerry 2 жыл бұрын
Josi hawey sorry kemey gerika nay hade demixi tesemi mejemerta nay keliteom mesimai yehayesh🙏
@tesfa7382
@tesfa7382 2 жыл бұрын
Dewiluli Eyu gn ayteqebelon
@afrikasud3646
@afrikasud3646 2 жыл бұрын
Bejakhum amet hawkha Geber
@salamasa3794
@salamasa3794 2 жыл бұрын
ኣይ ዘይ ረእና ኣይንፈርድን
@mehretghebrekirstos1731
@mehretghebrekirstos1731 2 жыл бұрын
Eway Eway 🤭 ata anekeman yhgzo nere
@Lomo.mdia7453
@Lomo.mdia7453 2 жыл бұрын
ጆስ ሓወይ ግድን Part 2 ንክልትኦም ኣምፅኣዮም እት ወዲ ገንዘብ ከምዘይ ወሰደ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ኣብ ሚድያ ወፅኡ ስለዝ ፍትንፍት ኣራኽብካ አዘራርቦም እት ሓሶት ናይ መንኦም ምኳኑ መታን ክፍለጥ
@mebrhittesfaslasie7104
@mebrhittesfaslasie7104 2 жыл бұрын
Agziabher lewhatka yrayelka
@amlesetsemera5174
@amlesetsemera5174 2 жыл бұрын
Zehaweyi ajeka
@habenkahsai5794
@habenkahsai5794 2 жыл бұрын
Akhhh Ertrawi zrekhbo zelo 💔 ati Eru adey frdkhi ba habi 😭
@okubaykidane3284
@okubaykidane3284 2 жыл бұрын
Zereba hade semieka aytfred yblu nerom abotatna
@Dave-ko7bq
@Dave-ko7bq 2 жыл бұрын
Ab Libya keleku bqereba yfelto eye ezi kolea qurub wai alewo.newih gzie en gieru eyu.av Libya hji zelewo bota ewn zfeltwo sebat alewu ktkeso wey n abeyti sebat wey komite alewu bmegedom kterekakbelu till ika zyada habereta entedelika rkebeni.
@luulkbrinweledey1284
@luulkbrinweledey1284 2 жыл бұрын
Selam kbur haw eshi hray bkemey krekbeka ngereni
@dkg4657
@dkg4657 2 жыл бұрын
Nskawn kab metalelti tkewn rkebeni tbl zeleka.
@Dave-ko7bq
@Dave-ko7bq 2 жыл бұрын
@@dkg4657 hmaq seb ika nzteshegere seb khgzeka mbal entay newri alewo .
@helenberhe9624
@helenberhe9624 2 жыл бұрын
Weyyyyy gud
@fifitewelde7980
@fifitewelde7980 2 жыл бұрын
Zewxakayo ytekaalka hawey nueu ka nab lub ymleso
@romanande169
@romanande169 2 жыл бұрын
Josi hawey beteseb zeyblu yelen kab mntay du tefetiru eti wtsue hawna gin mewatso yfterelu kindey mesakin shigr kfethu kblu zbdelu bzuhat eyom
ኣነየ ኣቡኡ ንኣሌክሳንደር
30:51
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 231 М.
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 8 МЛН
Good teacher wows kids with practical examples #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 6 МЛН
哈莉奎因怎么变骷髅了#小丑 #shorts
00:19
好人小丑
Рет қаралды 55 МЛН
#miskinochu l ኤዱዬ ምን ሆንሽብኝ? l
15:59
Addis Drama Studio
Рет қаралды 31 М.
ብናይ ሓሶት ሕጸ ገንዘበይ ወሲደንኦ
25:35
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 84 М.
እቲ ቀቢጸዮ ነበርኩ ፍቅሪ
22:31
Mahustar
Рет қаралды 27 М.
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 8 МЛН