ERi-TV: ድራማ - ቃራና | Qarana - Eritrean Movie

  Рет қаралды 127,171

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 191
@PropheticGraceNetwork
@PropheticGraceNetwork 4 жыл бұрын
ERI TV ብሃቂ ኪትነኣዱ ኣለኩም ፡ ኤርትራዊ ጅግና ኢዩ፡ ጅግንነቱ ድማ ትስንዱ ስለ ዘለኩም ።
@YourWorstNightmare525
@YourWorstNightmare525 4 жыл бұрын
Eritrean people are so unique and intelligence am proud of you guys keep up the good work🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsabethelilta5121
@elsabethelilta5121 4 жыл бұрын
ምሕረት ምግባር ጽቡቅ እዩ ኣብ ቂምታ ምንባርውን ጽቡቅ ኣይኮነን ግን ግን ስለዝተዓረቅና ኢልኩም ታሪክ ኣይትጠምዝዙ ሓደራ እቲ በሰላ ኣብ ነፍስወከፍ ስድራ ኣብ ቦትኡ ኣሎ እቲ ሓቂ ከይቀበርካ ብምሕረት ንቅድሚት ምርኣይ የድሊ እምበር ሕጂ ሕጂ ተዓሪቅና ኢልካ ዘይነበረ ምስራሕ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ብፍላይ ሽዑ ዝነበረ ብከምኡ ዝሓለፈ ከይዕዘበኩም ከይቀተለ ዝገድፍ ዝነበረ ጸላኢ ኣይነበረን እኳ ደኣ ቆልዓን ሰበይቲን ለካኪሙ ኣብ ቤተክርስቲያንን መስጊድን ዝተዓቆቡ ሰላማውያን ከይተረፈ ብጅምላ ዝቀትል እምበር ዝምሕር ኣይረኣናን ህዝቢ ኤርትራ ግን ሓቂዩ ምሕረት ክገብር ርኢና ብምሕረት ድማ ክቅበሎም ርኢና ኣምላኽ ሃገርናን ህዝብናን ይሓሉን ይባርኽን
@almazberhane2336
@almazberhane2336 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ብሉጻት ተዋሳእቲ ብጣዕሚ ነመስግነኩም እግዝአብሄር ምሳኩም ይኩን። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤርትራዊ መለት ከምዚ እዩ ሰማእታትና ወትሩ አብ ❤️
@marthat474
@marthat474 4 жыл бұрын
Great Eritrean Artists with a wonderful work. We proud of you Deki Erey.
@نتتنمننن
@نتتنمننن 4 жыл бұрын
🇪🇷👍💪😍😍😍
@አርሴማ-ሰ9ረ
@አርሴማ-ሰ9ረ 4 жыл бұрын
Very nice film good job 👍👍💕🇪🇷💕💕💕💕💕💕🇪🇷💕💕💕💕💕
@Teklezghi86
@Teklezghi86 4 жыл бұрын
Best ever actor . A very quality pic sound. It deserves the highest possible appreciation and award. Thanks Eri tv presenting the film
@ancharotube7658
@ancharotube7658 4 жыл бұрын
የቐንየልና EriTv አዚና ነመስግን። ብጣዕሚ መሳጢ ድራማ እያ።
@tomasnemariam1328
@tomasnemariam1328 4 жыл бұрын
Aye abdey merhawi merhawi tebahilak kursus entadeka ymlketeka
@maitemenai7307
@maitemenai7307 4 жыл бұрын
አርትራውያን ስልጡናት ሕብረተሰብ ኣብ ጭካነን ቅትለትን ኣይንኣምንን ኢና። ብጣ0ሚ ብልጽቲ ስራሕ ወዲ ነገደን ብጾትካን።ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማአታትና።
@maitemenai7307
@maitemenai7307 4 жыл бұрын
@@RobiRobi-by7yr ከልቢ 0ድዋ ኣቦታትካ የቀን ጂቦች ወያነ ዶ ኣይኮኑን ኣብ ናይ 0ለም ናይ ሽብርተናታት መዝገብ ኣትዮም ዘለዉ። አቲ ዝኸፍ ኣ ጭካነ ኣብ ል0ሊ ወዲ ሰብ ዝፈጸሙ። ጽፍሪ ሰብ ምንቃል አግሪ ሰብ ምቁራጽ ነወዳት ምድፋር ብጂምላ ሰብ ምቅታል ተጸብጺቡ ዘውዳአ ተንኮልን ክፋትን ኣብ ል0ሊ አርትራውያን ዘውረዱ ኣረመናት ኣቦታትካ ዶ ኣይኮኑን። ናታ ገዲፋ ናይ አንዳማታ ዝበሃል አዚ አዩ። ቆማል ጎሓፍ ሕጂ ግን ፈንቅል ተላ0ሉ ኣሎ ናብ መቃብርኩም ከአትወኩም።
@maitemenai7307
@maitemenai7307 4 жыл бұрын
@Merhawi Mengstaeb ክክክክ ከልቢ 0ድዋ ኣምሓሩ ጎይቶትካ ዶ ኣይኮኑን ብአምኒ ኣጋይዮም ዘባረሩኻ ሃዳሚ። ድጂታል ወያን ኣብ 0ቢ ጭንቀት ኣቲኽን ኣለኽን ፈንቅል ኣብ ቀረባ ግዝየ ክቀብረክን አዩ። RIP hwehat!
@maitemenai7307
@maitemenai7307 4 жыл бұрын
@Merhawi Mengstaeb ክክክ ድጂታል ወያነ ኣብ 0ቢ ጭንቀትን ብስጭትን ኢኽን ዘለኽን ፈንቅል ኣባህሪሩክን ኣሎ። ኪድ ናይቶም ኣብ መቀለ ሆተል ኣብ ትሕቲ 0ራት ተሓቢኦም ዘለዉ ኣቦታትካ የቀን ጂቦች ደሃይ ግበር። አርትራውነት ሲ አሞ ኣይተረኽበን።RIP hwhat!
@ሓበሻዊራስታ
@ሓበሻዊራስታ 4 жыл бұрын
mai temenai ኣነ ዝገርመኒ እቶም ቅልውላው መንነት ዘለኩም ኢኩም ወያነ ኢልኩም ትጸርፍዎ ነቲ ኤርትራዊ ኤርትራውያን ክትመስሉ
@maitemenai7307
@maitemenai7307 4 жыл бұрын
@@ሓበሻዊራስታ ሹሽሽ ከልቢ 0ድዋ አርትራውነት ኣይተረኽበን። ኣብ ገዛ አርትራውያን መጺአኩም ምብካይ ግደፍዎ።
@mussieghebrekal3876
@mussieghebrekal3876 4 жыл бұрын
Proud to be Eritrean ♥️🇪🇷♥️
@eritreantiktok1500
@eritreantiktok1500 4 жыл бұрын
ወዲ ነገደ ኣንበሳ ኣቱም ሰባት ናተይ ዎሲዱ ባሓቂ
@tesfaeritrea
@tesfaeritrea 4 жыл бұрын
Bizey tiritir ab hasir gize filim hagerna abii lewtin bikatin zireayela zelo ewan eyu tebelna hji yesebikelna eyu cinematat hagerna win kimiles alewo zihasis zelo yimesil ab nay sinematatna kinserihi abi alafinet naykulina eyu thank you
@Erilove15
@Erilove15 4 жыл бұрын
Ya ezi badsha ember ketselileni elu wow 😳 Eritreawi mukan ezi eyu trgumu Ab mihret ember Ab kimta aykonen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘👍
@KubsulSul
@KubsulSul Ай бұрын
😢 ንኑጹሃን ሰላማውያን ህዝቢ ዝርሽኑን ዝዕምጹን ዘሳቅዩን ዝነበሩ ኣምሓሩ ምሕረት ዝገብሩ ስርዓት፣ ነቶም ንስለ ናጽነት ኢሎም ዕድመ ንእስነቶም ኣብ በረካታት ሳሕል ዘሕለፍዎ ኣርካናት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባር ድማ" ብዘይ ምሕረት ኣብ ዘይፍለጥ ጉድጋድ !!
@sawrawidegens2016
@sawrawidegens2016 4 жыл бұрын
ገለ ገለ ሰባት ስለምንታይ ኢኩም ን ኣምሓራ ዘይጸላኩም ን ዓጋመ ትጸልኡ ይብሉና ንሕና ግና ን ዓምሓሩ ዕሽነቶም እዩ እምበር ብተንኮል ዝገበርዎ ኣይኮነን ርጉማት ዓጋመ ግና ኣብ ዝሕንጹጽ ዶብና ኣብ ሰላማዊ ቤትና መጾም ከቢድ መስዋእቲ ከም ንከፍል እዚ ምስ ሰዓርናዮ ድማ ብ እገዳ ካምፕ ብምስራሕ ፋሕ ብትን ክንብል ጌርና ሓውካ ዝበልካዮ ኣርክካ ን ሓዉካ ብተንኮል ክቀትሎን ጛና ክቀትሎን ፍልልዩ ዓቢ እዩ ንኡሰይ ኣምሓራይ ክቀትልለካ መጹ በጊዕ ሓሪድካ ገዛ ኣንጺፍካ እንተጸኒሕካዮ በሊዑ ሰቱ እዩ ዝከይድ ናይ ዓጋመ ግዳ በጊዕካ በሊዑ ን ሂወትካ ኣጥፊኡ እዩ ዝከይድ ን ኡሰይ ኣብ youtube ዝውረን ዝጸሓፍን ዘይኮነስ ንታሪክ ተወከስ ኣብ google ናይ ኤርትራ ጽቡቅ ትጽበ እንተኮንካ ዕሽነት እዩ ምክንያቱ ብ ዋናታት google ንክትጠፍእ ኣዩ ተበይንልካ
@maitemenai7307
@maitemenai7307 4 жыл бұрын
ናይዞም ኣትማን ጎረበት ምኻንና 0ቢ መርገም አዩ።
@God-db9vp
@God-db9vp 4 жыл бұрын
ንኣምሓሩ ኣይትሓዙሎም ንዓጋመ ግን ተቀየምሎም ድዩ ኣበሃህላካ፡ ንኣምሓሩን ንተጋሩን ኣይንቅየመሎምን ኢና ደርግን ወያነን ህግደፍን ኢዮም በዲሎምና ህዝብታት ኣይበደሉናን።
@sawrawidegens2016
@sawrawidegens2016 4 жыл бұрын
@@RobiRobi-by7yr ወድዛ ቆማል ዓጋመ መነዴካ እዩ ኣምሓራይ የዱግ ክሽንዱሕካ ከለዉን ከሊቢ ክነክሰካ ኮሎን ይፋላለ እዩ ዓጋመ ከልቢ እዩ ኣምሓራይ ኣድጊ እዩ ኩሎም ሓደ እዮም ንዓይ
@sarasaara3454
@sarasaara3454 3 жыл бұрын
ኣይንዛረብን ኢና እዋይ ትግራይ ዓደይ ትረኽብዮ ከም ሪሓን ጎደና እምበር ቀንጣቢኣ በዚሑ ወረ ደርጊ ዝገበሮ ንወያነ ተላግብሉ እንታይ እዩ ሽግርኩም በጃኹም እባ ሰላምና ሃቡና🙏😭
@KubsulSul
@KubsulSul 3 ай бұрын
😂😂 ምሳር ብሓክላ ድዩ ዝባሃል፣ ንነብስካ ባዕልካ ተነኣእሳ፡ ዓጋመ እኮ ንስካ ኢካ።
@dawiteyasu3430
@dawiteyasu3430 4 жыл бұрын
Great Cinematography, Light and Editing...Amazing Storytelling....
@kemlbeylbey715
@kemlbeylbey715 4 жыл бұрын
ናይብሓቂ ምሃሪት ስራሕ።
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 4 жыл бұрын
ወዲ ነገደደደደ ጠፊኡ ቀኒዩ ንደገፍቱ ዘሰንበደ እንቃዓ ብሰላም መጻእኩም ደቂ ሓላል መሬት
@teklesesenbettadese3987
@teklesesenbettadese3987 4 жыл бұрын
ዋው ተኣምር ዝኾነት ፍልም።
@kadraaraya4446
@kadraaraya4446 4 жыл бұрын
Eretrawi hadag hbreteseb eyu ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@Teklezghi86
@Teklezghi86 4 жыл бұрын
Eloquently ‭chosen wording ! Admiration again ‬
@meseretgoytom1482
@meseretgoytom1482 4 жыл бұрын
wede negde zalawu film bitami eu zmstni 🇪🇷♥️🇪🇷✌
@freselam8336
@freselam8336 4 жыл бұрын
ትክክል እሱር ናይ ዝወረደካ ሕማቅ ፍጻመ ዘይሙካን ንዘላለም ሰላም ንክትረክብ ቐራንዮ
@freselam8336
@freselam8336 4 жыл бұрын
የቀንየልና ERItv
@wunrgebrandrias5656
@wunrgebrandrias5656 4 жыл бұрын
Eritrean people hero
@tekliyane1002
@tekliyane1002 4 жыл бұрын
ኣነ eri tv ዝፍኖ ከጸልለኒ ኢዩ ዝደሊ ማራ ኢየ ዝፈትዎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ደሓር ከአ ሃገራዊ እንበር ኢየ
@filmonhaile1662
@filmonhaile1662 4 жыл бұрын
ኮርዕዳ ኤርትራዊ ሓወይ ክበር ንበር
@tekliyane1002
@tekliyane1002 4 жыл бұрын
@@filmonhaile1662 የቐንየለይ ኩቡር ሓወይ🇪🇷❤🇪🇷
@Asmera-1
@Asmera-1 4 жыл бұрын
ኣብ መሬት ዘይወድቕ ዘረባ ኽቡር ሓወይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Asmera-1
@Asmera-1 4 жыл бұрын
Merhawi Mengstaeb እስኻ የሕመካ እዩ። ንምኻኑ ቢተው እንታዋይ እዩ፧ ሽም ኣምሓሩ ትጥዕም። እቲ ኻልእ ቁምነገር ድዩ ዋላ ኽርድኣኒ ኣይከኣለን። ምናልባት ጫት በሊዕካ ኸይትኸውን። ምኽንያቱ መንእሰይ ትግራይ ከምዘይ ሓስብ እዩ ብጫት ደንቑሩ። ምሕረት የውርድ።
@filmonhaile1662
@filmonhaile1662 4 жыл бұрын
@Merhawi Mengstaeb ንስኻ ዘይኮንካን ኣምሓራይ ዶ ትግራዋይ ትብል ዘለኻ ዕንክላሎ ዝኾንካ ሰብ ጉዳይ G 15 ሃገራዊ ጉዳይ እዩ ንምንታይ ዘይፈረዱኣብ ሕጊ ዘይቀርቡ ኣነውን ይሰማማዓሉ እዩ
@crazyqueens3185
@crazyqueens3185 4 жыл бұрын
ምሕረት ብገዛኻ ብሓውኻ እዩ ዝጅመር፡ ድሓር ንጋና። ትዋሳእቲ ግን ንፉዓት ብሓቂ
@Nakfa291sawa
@Nakfa291sawa 4 жыл бұрын
✊🇪🇷🇪🇷Wowww nay bihaki blixiti film , ztetekemulu kurna selil ,Berhane, mesenita dimxi ybel u zebil ezi u nay professional memzeni kabzi kulu zreakuwo nay gedli moves zbelexet koyna rekibeya good job deki 🇪🇷💪
@ምውቅቲጎጀና
@ምውቅቲጎጀና 4 жыл бұрын
እታ ሓላል መረት ጅግና በር ከዳዕ ኣይትፍርን ኢያ
@hope3005
@hope3005 4 жыл бұрын
ከዳዓት ዳኣ መሊኦም ኣለዉና፡ኣብ fb ን youtubeን በጽቢጾምና ዘለዉ መንድዮም።
@messeethadgu956
@messeethadgu956 4 жыл бұрын
Ata mekan hangol ezom kulom ab korsha seltan zelwu ke bzxat deyom ezi hezbi kemzi du edu
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 4 жыл бұрын
ከዳዕ ደኣ መሊኦም ካብ ጥንቲ ክሳብ ሕጂ
@ምውቅቲጎጀና
@ምውቅቲጎጀና 4 жыл бұрын
@@hope3005 ንሶም ኮ ብረብሓን ብይከውን ኢዮም ድዛረቡ ኤርትራዊ ግን ኣብ ዝከደ ይኪድ ኣይከዲዒን ኢዩ 1/4 ወለደኦም ካሊኦት ይኮኑ
@ምውቅቲጎጀና
@ምውቅቲጎጀና 4 жыл бұрын
@@messeethadgu956 መካን ኣነ ዲየ ንስካ በብዓልና ንፈልጣ ካብ ምካን ፍረ የለን ካብ ሓርኢ እክሊ ግን ከማካ ጸርፊ ዘቀድሙ ብዙሓት ኣለዉ ክንዲ ሓሳብካን መተደኣታካ ምሃብን ዲዩ ምካን ሓንጎል ዘበለካ ተደንግጽ ሕማቅ ኣመል ኢዩ ክትገድፎ ፈትን መንግለጺካ ኢዩ
@teklitbrhane581
@teklitbrhane581 4 жыл бұрын
Thanks eritv
@senamitasmara8664
@senamitasmara8664 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷ብልጽቲ ስራሕ ደቂ ኤረይ
@michealhaderaadam5417
@michealhaderaadam5417 4 жыл бұрын
ደርጊ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዓቢ በደል ፈጺሙ'ዩ 65.000 ኣቦታትና ኣዴታትና የሕዋትናን ከፊልና ህዝቢ ኢትዪጵያ ናብ ባሕርና ተዘይ ኣቃሚቶም ሕልሞም ፈቲሕናሎም ኢና ብቅልጽምና ሕጂ ውን ተዘይተመንዮምና መሬትና ባሕርና ከም ጎረቤት ኣሕዋት ኮይና እናተነጋገድና ብሰላም ንነብር ።ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታት ህዝባዊ ግንባር ጀጋኑ ደቂ ሓረስቶት ።
@alemsegedkifle7181
@alemsegedkifle7181 4 жыл бұрын
thank ypu eri Tv very Good movie,we need more
@eritrea6227
@eritrea6227 4 жыл бұрын
Waww yebil flim deki eri jagnu 🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@beyblademaster4445
@beyblademaster4445 4 жыл бұрын
ማራ ዝፍትወም አክተራት የቀንየልና TVER
@kibromghirmay9628
@kibromghirmay9628 4 жыл бұрын
Zeghieni nay ezi biet maserti ksab hji Hzbi Eritrea yeserelu mhlawu
@jwow8821
@jwow8821 4 жыл бұрын
ድራማ ቀራና ምሃሪት ኣብ ልዕሊ ምዃና ታሪኻዊት ውን ኢያ :: ብዙሓት ነዛ ድራማ ዝመስላ ንታሪኽና ዝስንዳ ተሰሪሐን እየን :: ዝያዳአን ዝገብራ ግን ከተምሓላልፎ ተደልዩ ዘሎ ከቢድ መልእኽቲ ኢዩ :: ኣብ እዋን መግዛእቲ : ድሮ ነጻነት ንዝተፈጸመ ዛንታ ኢያ እተዘንቱ :: ዕላማኣ ካኣ ንምሕረትን ሕድገትን ኢዩ ዝእምት :: ንሕናን እቶም ከቢድ ጭካነን ግፍዕን ዘውረዱልና ባዕዳውያን ገዛእቲ ንሳቶም ቁጽሎምን በሰሎኦምን: ንሕና ውን በሰላናን ቁስልናን እንዳሓኸኽናን ሰላም ከምዘይርከብ ኢያ ትብል :: ብርግጽ ካኣ ሓቂ ኢዩ :: እዚ ግን ንቅድሚ ነጻነት ዝነበር ጥራሕ ዘኮነስ እንተላይ እቲ ምስ ጭፍራ ወያነ ድሕሪ ነጻነት ምስ ዘጠቃልል ኢዩ :: ኣነ ግን ካብኡ ንላዕሊ ውሽጣዊ ጽባቀ ርእየላ :: ኣብ ቅነ 20 ሰነ ስለ ዝተፈነወት ከቢድ ጾር ኣለዋ :: በዚ ኣጋጣሚ ንሓለፍቲ ባህላዊ ጉዳያት ህግደፍ ብሓፈሽ : ንሓላፊ ባህላዊ ጉዳያትን መራሒ ሃገረ ኤርትራ ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ከመስግነኩም ፍቀዱለይ :: በዚ ኣብ ልዕሊ ተዘርዚሩ ዘሎ ምኽንያት ብምግባር : ነቶም ብግፍዕን ጭካነን ዝጨፍጮፍና ምሕረት ክንገብረሎም ኢንተኽኢልና ነንሕድሕድና ይቅረ ዘይንብሃሃለሉ ምኽንያት የለን :: ስለዚ ብምኽንያት 20 ሰነ ኣቶ ኢሰያስ ኣፈወርቂ ትብዓት ተዓጢቅካ ነቶም ካብ ጽባሕ ነጻነት ጀሚሮም ኣብ ፍቀዶ ሸላታትን እሱር ቤታትን ዝሳቀዩ ዘለዉ ብጾትካን ኣሕዋትካን ምሕረት ኣውጀሎም :: በዚ ካኣ ንኣእምሮካን ሕልናኻን ዕረፍቲ : ንህዝብኻ ሓጎስ: ንሰማእታት ካኣ ቅሳነት ኣውርድ :: "ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና " " ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና "
@MM-fp4br
@MM-fp4br 4 жыл бұрын
Betami tsebkti Film Zelalemawi zekren kebren ne Seweatna
@weinighirmay5708
@weinighirmay5708 4 жыл бұрын
Good job
@yoalmiki6007
@yoalmiki6007 4 жыл бұрын
Nazome abe dege zelewu zebelashewu zelewu kea serehulena beteami xebuke serahe eyi::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weynihailemicheal3425
@weynihailemicheal3425 4 жыл бұрын
we proud of yuo deki eri
@erinabella5455
@erinabella5455 4 жыл бұрын
ናትና ዘይንህብ ዘይናትና ውን ዘይደሊ ኢና ህዝብን መንግስትን ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@mussieteklenichael7687
@mussieteklenichael7687 4 жыл бұрын
Natna aynhbn aytbel deki Eritrea do ab Eritrea alewu yom
@luellilay5483
@luellilay5483 4 жыл бұрын
ህዝብናን መንግስትናን ኣይትበል ህዝብና ጥራይ በል መንግስቲ ዳ ምኳን ኣቢይዎ እንበር ንዓልም ሙሉእ እኳ ክጭፍልቃ ኣይጸልእን ዩ ።
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 жыл бұрын
ተረዋኢ ኣበይ ደሎ መንግስቲ እዪ ድቃላ
@kabomiss2580
@kabomiss2580 4 жыл бұрын
Luel Lilay እዚኣስ ሓቂ እያ ዓለም ብምልኣ ከምሓድራ ኣይምጸለአን ክክክ
@godwithus2304
@godwithus2304 4 жыл бұрын
Denkoro gahaf abey zelo mengsti eu Kurkur hgdef
@s.s1524
@s.s1524 5 ай бұрын
በጃኩም ደቂ አረይ ማረይ ጥውዮ ነጸላ ትብል ብባል ሄለን መለስን መጺጽን ዝተሰርሃት ድራማ ፕሊስ ጻኑልና ደቂ አረይ ሓላላት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@IBRAHIM83234
@IBRAHIM83234 4 жыл бұрын
Wedi negeda yaho like regaxu daki Eri
@amanmebrahtu9115
@amanmebrahtu9115 4 жыл бұрын
Nmejemerta gzi kommen 1 xhife lik hbuni, bteami xbkti film
@mekati7923
@mekati7923 4 жыл бұрын
ሓንቲ ካብተን ብ ትሕዝቶን editing ድምጽን ስእልን ዘድነቕክወን film ሃገርና
@ቤተይናፊቀ
@ቤተይናፊቀ 4 жыл бұрын
ኢሰያስ ክኣ ነዞም እሱራት ኤርትርውያን ከምዚ ገርካ ተትፈትሖም ክንደይ ምጥዓመ ሓርነት ግበር
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 4 жыл бұрын
ኣሜን ማዓር ኣፉ ይፍተሑልና
@eritreanbrightfuture2161
@eritreanbrightfuture2161 4 жыл бұрын
ቤተይ ናፊቐ ኢሳያስ ቂመኛ ነብሱ ዘይኣምን ዝጎየዮ ዘይብሉ ዝሃድም ብመንነቱ ዝጭነቕ( identity shock) ዘለዎ ከመይ ጌሩ ምሕረት ክገብር ብኣምላኽ ደኣ ካብዚ ኣረሜን የድሕነና እንበር ካብዝስ ኣይትጸበ።
@edomefrem1825
@edomefrem1825 4 жыл бұрын
Nay behaki abey emo 😢
@almazfikadu8930
@almazfikadu8930 4 жыл бұрын
Aywe kendy mekran hesmen texwerqum selam naxnet amxequmlna kebrn mesganan mogosn naqum yqun nezlalmmm jeganuna smatatna wtru ab lebna ynberu wetru awet nehafs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@teklesemere1183
@teklesemere1183 4 жыл бұрын
Eritrean jenanu eya yehilifa biezini kidizi zeferuha jenueyom🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷☝️💪💪💪💪💪💪💪💪🇪🇷😍😍
@dallasfortworthtx5373
@dallasfortworthtx5373 4 жыл бұрын
ተጋሩ ሕርር በሉ ታሪክ ኤርትራውያን ርእዩ
@God-db9vp
@God-db9vp 4 жыл бұрын
ክክክ ተጋሩ ደኣ ሞ ታሪኮም እንድዩ እዚ ከመይ ጌሮም ክሓሩ ደርጊ ሕርር በል ክትብል ኢካ ትከውን።
@hd1935
@hd1935 4 жыл бұрын
Donkro niska hirir Elka niber Beja tegaru gah Bel entay yigberuka tegaru tsigitegna nebska keal ad8Kate Netscape awtseaya kab ambagenen merahika
@rahmaalamin4385
@rahmaalamin4385 4 жыл бұрын
The light speaks more brovo sealay.
@berhetesfas7257
@berhetesfas7257 4 жыл бұрын
Wedi negde wedi Eritrea neza hager menam zekarb yelan Eritrea nay Eriwyan ey 🇪🇷
@lwamtesfay8555
@lwamtesfay8555 3 жыл бұрын
Wedi negede jegena
@emablessed1661
@emablessed1661 4 жыл бұрын
Naxnet bmhret eu zmexe abi meglexi aman hawey 💓
@IBRAHIM83234
@IBRAHIM83234 4 жыл бұрын
We need interview with Wedi negada
@abelabrha9893
@abelabrha9893 4 жыл бұрын
Wawww
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 4 жыл бұрын
ዘዕግብ ፊልም
@yoalmiki6007
@yoalmiki6007 4 жыл бұрын
Beteami xebeketi
@thegarzado1470
@thegarzado1470 4 жыл бұрын
Where is bitwede abrha,entay eu ezi zegeb?
@yonaskeshi1863
@yonaskeshi1863 4 жыл бұрын
@@thegarzado1470 Haw can i know ?
@Mnatey
@Mnatey 4 жыл бұрын
👌💪🏻👍🏼👏👈🏽
@merhawitmassawa848
@merhawitmassawa848 4 жыл бұрын
❤❤❤❤
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
ነዚኦም ምሕረት ኣይግብኦምን እዩ ሻዕብያ ነቶም ንኽቐትሉና ከጽንቱና ዝመጹ ምሕረት ሂቡ ዳግማይ ክወግኡና መጺኦም ግን ሓንቲ መዓልቲ ኣላ ከምቲ መዋእልና ዝበኸናዬን ድዘኽተምናዬን ንርእይ ንኸውን
@jemalmaruf5586
@jemalmaruf5586 4 жыл бұрын
Aya wedi negeda hero
@saymonasmerom1156
@saymonasmerom1156 4 жыл бұрын
Yaki zeytgedfuna akilkum xli skay ktmhruna mewalkum zeyterfuna nayhagerna film knri delina fkri zelewo hwnwt selam zemxe
@AmaMedia92
@AmaMedia92 4 жыл бұрын
Endei ke eza MOVIE des aybeletenn
@brhaneokbasten5850
@brhaneokbasten5850 4 жыл бұрын
🇪🇷❤️👍🇪🇷❤️👍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷😍🇪🇷
@messeethadgu956
@messeethadgu956 4 жыл бұрын
Ezi Film hgdef zegebro zelo eu zegalx zelo amharey weridwo
@beilulkebreab6187
@beilulkebreab6187 4 жыл бұрын
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@eritreannatey1332
@eritreannatey1332 4 жыл бұрын
film malet zerisenay Andebrhan btami nfua derasi eka qexlo.
@frezghikidane7357
@frezghikidane7357 4 жыл бұрын
wawawaw
@abelabrha9893
@abelabrha9893 4 жыл бұрын
era betam yameyamr film naw enazih gefajoheee
@Tes.H
@Tes.H 4 жыл бұрын
ቀደም ኣቦታት በ ኣምሓሩ ከምዚ ገይሮም ይሳቀ ነይሮም ሕጂ ካኣ ባዓል ቢትወደድ 28 ይሳቀዩ መለሳ ሲኢናሉ ኣቦታትና ንናጽነት ነብሶም ከምዘይ የወፈይላ ለውጢ ዘየለ ኮይኑ ዓለምና ኣበይ ትሕንበብ ኤርትራ ካኣ መጸት ዓመት ለውጢ ዘየሎ
@ን2025ዩቲኣንፈትበቃ
@ን2025ዩቲኣንፈትበቃ 4 жыл бұрын
ክሓተኩም እባ ንጸላኢ ከምዚ እንተኔሩ ደኣ ከመይ ኣቢሉ ሕጂ ኣብ ክፍለ ታዕሊም ዝጽበያ ስድራን ደቅን ዘለዎ ንዘሃደመ ሓውኻ ብጢት ትሕቲ ብርኪ እናበልካ ዝሓልፍ ትንፋስ ከ ምስ ምንታይ ይቁጸር ! ዶስ ንጋና ዩ ከምዚ ? ጌና እቲ ኣብ ዓዲ ገሊኡ ምቹእ መነባብርን ትምህርትን እና ስተማቀረ ከተዐሽው በር ንዓናስ ኔርናሉን ሓዚናሉን ኢና ወጺና ኣብ ንኡስ ዕድሜና እሞ ብሓውና ኣኸለ ዘየለ ምንባብ!
@guetoguet2369
@guetoguet2369 4 жыл бұрын
Ab muslyinet eyom znebru zelewu amharay kab meas eyu kemzi geru zgedf
@elsabethelilta5121
@elsabethelilta5121 4 жыл бұрын
ኣምሓራይስ ፍጹም ምሒሩ ኣይፈልጥን ግን ሕጂ ተዓርቅና ኢና እሞ ሰብ ነቲ ዝሓለፈ ከረሳስዑዎ ኢሎም እዮም ሕራይ ቂምታ ሕዝካ ምንባር ጽቡቅ ኣይኮነን ዝሓለፈ ብይቅሬታ ገዲፍካ ንቅድሚት ምርኣይውን ጽቡቅ እዩ ግን ታሪኽ ኣይርሳዕንዩ እቲ ሓቂ ኩሉ ግዜ ክሰሓት የብሉን ንሕናስ ሕራይ ብይቅሬታ ሓሊፍና ንረስዓዮ በልና ንሳዮም ግን ስጋብ ሕጂ ተመሊሶም ክወግኡና ይፍክሩ ገሊኦም ይጻረፉ የጉባዕብዑ ኣለዉ ጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ ምሕረት ጌሮም ኣይፈልጡን
@titeylovelove85
@titeylovelove85 4 жыл бұрын
Aygerman do ezi btonkol zzrah zelo eyu baid aiseyas nabi nmftar eyu
@ን2025ዩቲኣንፈትበቃ
@ን2025ዩቲኣንፈትበቃ 4 жыл бұрын
@@elsabethelilta5121 ጽቡቅ ኣሎኻ ኣብ ቂምታ ምንባር ኣይጽቡቅን ቅድሚ ምስ ጎረቤት ቂምታ ከይተሓዝ ንምግባር ኣብ ውሽጢ በዓል ዒራዒሮን ሚዕጥርን ዘሎ ወድሃገር ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ቀሪቡ ግቡእ ፍርዲ ብዘይ ምርካቡ ካብ ክሳብ 28 ተኣሲሮም ዘለው ወገናትና ኣቅሪቦም ቲ ቂምታ መህሰስዎ ኣይኮነን ቂምታ ውገዛኻ ከይ ኣለኻ ንኻሊእ ሙስልይነት ዩ ምስተበገሱ ከኣ ርጉማት ኢልካ ይስራሕ ግደፉና ጥራይ. ንበሎም
@ahmedmahamed5488
@ahmedmahamed5488 4 жыл бұрын
N wedi negede ele bes yreya aleku eza film bshmu
@nebiljemal1153
@nebiljemal1153 4 жыл бұрын
Bitewedede Win mihret silezibel ahkiqimo hijy ?
@tekila1high836
@tekila1high836 4 жыл бұрын
E X T R A O R D I N A R Y
@titeylovelove85
@titeylovelove85 4 жыл бұрын
Azi eiseyas zfnwo zelo eyu
@xewarsdeteya6992
@xewarsdeteya6992 4 жыл бұрын
Ak dhan tarik nabey kem ztmzez zelo aytefanan wedi negede lomi hmak serihka ezia etom dekalu zdereswa film eya kibrin mogosn nsemaetatna
@hajereynatey8456
@hajereynatey8456 4 жыл бұрын
Enkae bdahan mexakum deqi ereyy
@brhanebairu5355
@brhanebairu5355 4 жыл бұрын
Merhaba Eri tv
@maigume6165
@maigume6165 4 жыл бұрын
33 mins ካብ ግዜይ ብኾንቱ ከሲረ!። ካብ ሓቂ ዝረሓቐት ፊልም። ናይ ደርጊ ወትሃደራት ዝነበሩ ክሳብ ሕጂ ዝተኣስሩ የለዉን ድዮም ኣብ ኤርትራ!፧ ወይስ ኣብ ፊልም ጥራይ ኢና ሓዳጋት!፧ ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ክብርን ንሰማእታትና
@nitshtibrhane2461
@nitshtibrhane2461 4 жыл бұрын
Welckom
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
ገጽ ንፈትዎ ርኣና ባድሻ ሓወይ'ከ!!
@AsmeraEritre
@AsmeraEritre 2 жыл бұрын
✊🇪🇷✊🇪🇷🦁🇪🇷🐅
@eftrataaron8454
@eftrataaron8454 4 жыл бұрын
Eway eritrea Kndey dem halifuwa hzbi eritrea sdetena koynu terifu zhizen eu
@Ben-wk4qc
@Ben-wk4qc 4 жыл бұрын
Tarik mirsai yelen nizlalem kesirna ena geganu
@rozinaamanuel6628
@rozinaamanuel6628 4 жыл бұрын
Nifaker eske halaltey meftot xelai aynikun
@amuhagos389
@amuhagos389 4 жыл бұрын
Ezy Tenkolegn Tenbenay Isseyas gin nDekebat eba axintuwom jigna Tegadalay biteweded dea dey kemuu zbele gin ab essribet abloyuwom bihayly amlak kea Eritrana lieely kulu kitkewun eya adetatna abotatna meneseyatna zhugosula gize. Kea kitmexena eya
@wedihabte6893
@wedihabte6893 4 жыл бұрын
What ever happened, esseyas must go
@zebibberhane615
@zebibberhane615 4 жыл бұрын
Eritreawian da chekanat ay konan lewhat ena
@zebibberhane615
@zebibberhane615 4 жыл бұрын
@Merhawi Mengstaeb hawey natey abahahlay ay teredakan degimka anbba ane dbelku eritreawian chekanat ay konun lewahat eyom imber dergi lewah eyu ay belkun dergi da beyenay mekeni eyu lewah koynu ane ab ti nay mewedaeta Wedi negede dzarebi dneber emo smayo ane ka neau semia eye eritreawi chekan ay konen dbelku.
@mtztek636
@mtztek636 4 жыл бұрын
Gna nay behaki sieat dergi bret hibu ena lemen kteleni bejak ybl neru diyu . Dergi da b sanja ember kemdi adetatna ytrtir neru ember bejak kteleni leminu ayfeltin eyu eza movie gega eya zela
@hakiaynrgex252
@hakiaynrgex252 4 жыл бұрын
iseyas afewerki ms biteweded abraha eya tezentu eza movie
@luwamtesfay4479
@luwamtesfay4479 4 жыл бұрын
Kab meas dea kemzi aynet film
@biriktihaile5499
@biriktihaile5499 4 жыл бұрын
Luwam Tesfay ታሪኽና ክትረኽ ኣለዎ ሓደ ካብቲ ታሪኽ እዩ
@luwamtesfay4479
@luwamtesfay4479 4 жыл бұрын
Birikti Haile ok
@asmeraentertainment7753
@asmeraentertainment7753 4 жыл бұрын
Mes tedmoro yehwet ena jimerom dislike elyom alko
@senaychannel2742
@senaychannel2742 4 жыл бұрын
Ertra n deka netom natsnet zemtsiu gin mihret zeythib hager. mewaelna ab kim kemnnebr geratna.
@tesfalemgebremichael6881
@tesfalemgebremichael6881 4 жыл бұрын
Zeytigedfuna, kab dergi zichefchefena hgdef zichefchefena ykefie, ybezih,ymerir. Dergi ente agafeana si xelae eu neru, hgdef ke ab kindi ziamenayo, zihabhabnayo diu. Slezi kemzi aynet propaganda niana n artrawyan ayedliyenan eu mkinyatu nernayo ena. Hakinet ente haliykum ezi hji zelo hiwetna b film serihkum akirbulna. Wedhankum
@wediesu512
@wediesu512 4 жыл бұрын
Etom sobat Ezi nay Eritrea filmes kab nay Ethiopia tarik wexani do kale yelen eyu? bejakum ab tarik ayetenburuna
@hanihani3584
@hanihani3584 4 жыл бұрын
Higdef deqi shermuta mewilkum nezi weledo xeli xeray kitmhrwo hasweti kab dergi zexfom ertrawyan higdef zexfom yebezhu
@tedrostewelde287
@tedrostewelde287 4 жыл бұрын
Wedi negede btami bltsti srah niccc piccc
@mendelay6645
@mendelay6645 4 жыл бұрын
Wedi negede kemzi kiserhi tiray eyu kef zelewo
@habenabraham8394
@habenabraham8394 3 жыл бұрын
Esayas ka nhzbna kemzi geru yxnt alo kndey alo kab geziu wexiu zeytemlse hasewti
@xewarsdeteya6992
@xewarsdeteya6992 4 жыл бұрын
Etom eritrawyan bejakum aytidanageru ezi zsrah zelo resna nmdnan eyu akkk
@amanuelmichael9037
@amanuelmichael9037 4 жыл бұрын
Gdefuna yeak ministry zena kndey gzie ketetaluluna ayenay amharay eu kemzi aynet tarik zelewo ab leli abotatnan yehwatnan gele dea delikum lokamx
@mebrahtutekle4488
@mebrahtutekle4488 4 жыл бұрын
Eti srah tsbuk eyu bklte wegenu bebaedawyanen bhgdefn ab leali eritrawi zega zwereden zwerd zelon grm srah gn kwskela ab nay derg haki tezaribka tftah ab gzat Eseyas gn tihskik zgeberkayon zeygeberkayon, hadibka nerka tebahilka
@weysebdeqey5590
@weysebdeqey5590 4 жыл бұрын
Hager mexya harnet tebahilu harnet zeykona rekbna gina barnet eyu zelo ab eritrea gereb bhakla tgiza ala
ERi-TV True Story: A Child Vanishes without a Trace, Family in Crisis
46:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 246 М.
НИКИТА ПОДСТАВИЛ ДЖОНИ 😡
01:00
HOOOTDOGS
Рет қаралды 2,9 МЛН
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 29 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
ጽንዓት ድራማ ፊልም | TsnAt - full movie, ERi-TV, Eritrea
2:15:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 578 М.
Midday News in Tigrinya for October 25, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:07
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 13 М.
Evening News in Tigrinya for October 25, 2024 - ERi-TV, Eritrea
19:46
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 7 М.
Ethiopia - Esat Amharic Night News 25 October 2024
39:52
ESATtv Ethiopia
Рет қаралды 17 М.