No video

ERIPM | ኣብርሃለይ ክፍለ ናይ ኢሰያስ ረስሓት'ዩ ናብ ጀብሃ ዘጸግዖ ዘሎ

  Рет қаралды 18,734

ERIPM

ERIPM

Күн бұрын

Join ERIPM Membership:
/ @eripmeritreanpublicmedia
Welcome to EriPM (Eritrean Public Media), your premier source for authentic Eritrean content, broadcasting directly from the diaspora to our beloved homeland and beyond.
EriPM is your go-to destination for news, analysis, discussions and debates and everything in between, tailored specifically for the Eritrean community worldwide. Our dedicated team of journalists strives to bring you the latest updates, insightful discussions, and exclusive interviews, live events, and engaging programs all with the aim of connecting Eritreans across the globe.
If you are eager to stay informed about developments in Eritrea, EriPM has you covered.
Can't catch us on satellite? No problem! Subscribe to our KZbin channel and join the digital diaspora as we stream our content live for audiences everywhere. Don't miss out on the conversation - hit that subscribe button, turn on notifications, and be part of the EriPM community today!
Join the conversation using #EriPM and let your voice be heard.

Пікірлер: 81
@sabaghebrehiwet413
@sabaghebrehiwet413 3 ай бұрын
What a momory love His sense of humor, He is blessed!!!
@teklehaile4908
@teklehaile4908 3 ай бұрын
ባባ ሕሩይ ታሪኽ ኤርትራ ብሂወት እንከለኻትኩም እንተ ትጽሕፍዎ ንህዝቢ ኤርትራ መሃሪ ምኾኖ ። ክብረት ይሃበልና
@angesomghebrengus6995
@angesomghebrengus6995 3 ай бұрын
Huruy is suffering from inferiority complex, Aboy Woldeab is a pure veteran Eritrean.
@user-xc4gv8iu1v
@user-xc4gv8iu1v 3 ай бұрын
እዋይ ዳኒኤል፣ እዛ ቃለ መጠይቕ ሞይታትካ ኣብዛ ኢድካ፣ ዘይዓቕምኻ ዚ ሰብኣይ--ዕቅንካ ሰባት ኣምጽእ ከም በዓል ጆን ብላክ ዝኣመሰሉ ። ክእለትካ ዕላል ጎደና ዝመስል ሕሜታ እምበር ዕምቆት ን ዝብድህ ቃለመሕትት ክትገብር ዓቕሚ ይሓጽረካ ዩ። እቲ ካልእ ምንባብ እንተተረፈስ ቁሩብ ከማን ብዛዕባ ዚ ትሓቶ ሰብኣይ ሓቲትካን ፈሊጥካን ኣይትመጽእን ድሕረ ባይትኡ፣ መጽሓፉ ከማን ከተንብባ ኣይትፍትንን ።እዋይ ኣብዚ መንእሰይና ዘሎ ስንፍናን ድንቁርናን ንባብ ከምዛ በረድ ትፈርሕዋ በስ። ህውከት ያላ ኪድ መጽሓፍ ታሪክ ናይ ኣለምሰገድ 3ቲአን ኣንብበን።
@Eritrea_Bella
@Eritrea_Bella 3 ай бұрын
You are right! He didn't do his homework well.
@adamismail9137
@adamismail9137 3 ай бұрын
ታሪኸና ኩሉ ኢንተ ተጻሒፉ መሃሪ እዮ ....እሞ ሙሁራትና ኣጆኹም
@teklusolomonyosab9250
@teklusolomonyosab9250 3 ай бұрын
ደስ ዝብል ኣቦ
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 3 ай бұрын
all these problems we are having is due to our weaknesses and failures..Eritreans including me are not ready to sacrifice our self for the sake of our country...we are not ready to commit...at least our numbers are not at the point we effect changes...
@arefesium3288
@arefesium3288 3 ай бұрын
Btami zgerm tarik nebona merah sewra eidmen tienana yhabka fetari
@ghebrehiwetwoldetinsae1643
@ghebrehiwetwoldetinsae1643 3 ай бұрын
ሕሩይ ኩሉ ሃጥውቀጠው ዘረባኻ ኣረብሪብና ንስኻ ኣይተጋደልካን ሰማንያን ሾመንተን ናደው ምስፈረስ ብርሃን ናጽነት ቀሪባ ኢልካ ምስ ህዝባዊ ግምባር ክትኣቱ ሓቲትካ ሜዳ ኣቲኻ እንደገና ሽወደን ትመሊስካ ከሕጽሮ ነጻነት ኣቲኻ ምስ ዊስክን ድቀንስትዮን ግዜኻ ኣሕሊፍካ መን ከም ኢስያስ ትብል ኔርካ ገንዘብ ተልቂሕካ (ፋልኮን)ትብሃል ናይ ዕንዲዳ ከፊትካ ሰቲኻ ምስ ወዳእካዮ ብዕዳ ተዋሒጥካ ሃዲምካ ምህዳም ባሕርያትካ እዩ ትም ዝይትብል ክትስተር ብገበን ካብ ዝኽሰሱ ቀዳማይ ንስኻ ኢኻ፡ካባኻ ዝኸፍእ ብልሹው ታሪኽ ዘለዎ ኤርትራዊ የለን።
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 3 ай бұрын
"AKMHIN AWKO MENOR TALAK CHELOTA NEW!", DIKHA TIBLENA ZELEKHA? KIAMIN AYKIELIN EYE, BZUH GEGATAT GERNA GENA AFF LIBNA GETIRNA KINKEYD NDELI.
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 3 ай бұрын
ናብ ጀብሃ ዘጸግዖ ነይሩዶ ዘሎ፧ ኣይተረድኣንንዚ ኣርእስትኻ።
@FkreyesusWeldezghi
@FkreyesusWeldezghi 3 ай бұрын
መስኪናይ አቲ ሓታታይ በሃሊ ነተን ካብ youtub ዝረኽበን ቁንጣሮ ጥራይ ኢዩ ዝሓስብ። የኣይሲ አንዳ ተድላ ባይሩ ሓርበኛታት ተሓሲቦም ። ታሪኽ ጀብሃ ሃገራዊ ኣይኮነን፡ ሃይማኖታውን ቀቢላዉን አዩ። በዚ መሰረት ማሕሙድ ዲናይ ቁጽሪ 1 (ባርካ)፡ ዕመር አዛዝ ቁጽሪ 2 (ሰንሒት)፡ ዕማሮ ቁጽሪ 4 (ሰምሃር)፡ ዓብደልከሪም ቁጽሪ 3 (ኣኮሎጉዛይ)፡ ወልዳይ ካሕሳይ ቁጽሪ 5 ( ሓማሴን)። ሕሩይ ከም ኣቡኡ ካሕዳም፡ ኣብ ሕልሚ ዝነብር። ጉባኤ ዓዲ ድ ባይቶ ዓዲ ዝብል ኣብ ዓዲን ወረዳን ዝተሰረተ ሰልፊ መስሪትካ ሰዓቢ ስኢንካ ሕጂ ሃገራዊ ክትመስል ዓጀውጀው ኣይትበል።
@hgdefmendef1937
@hgdefmendef1937 3 ай бұрын
Nskha kabtom shemer nay iseyas haqifen zehadra sebiayen mkhanka ayterfn yu
@yohannes3206
@yohannes3206 3 ай бұрын
ህድእ በል፡ ኣይትጻረፍ፡ ንሰባት ዘይኮነ ንሓሳባት ንቐፍ። ኣብ ግዜኦም ዓቕሞም ጌሮም። ወለድኻ፡ እሞ ከኣ ስድራቤት ምሉእ ኣይተናሹ፡ ነውሪ እዩ።
@teklezgitesfatsion256
@teklezgitesfatsion256 3 ай бұрын
ሱቕበል ነፋጥ ወዲ ኣንድነት።
@yohannessebhatu5641
@yohannessebhatu5641 3 ай бұрын
ዳርጋ ኣብ መብዝሕቱኡ ዝሃቦ መግለጺ ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ ይበሃል፡ታሪኽ ብዝመዝንዎ ደኣምበር ብሰራሕቱ ኣይኮነን ዝምዘን ኣጸባቢቖም ስለ ዘቕትብዎ፡ብፍላይ ኣብቲ በተሰባውን ንበአተሰብ ዝምርኮስ ቃልስን ማዓት ገፈል ዝመልኦ ብሚሐ ዘይኮነስ ብ መንፊት ክንፈ ይግቦኦ። ደቅና ከኣ ንታሪኽ ኣቦታትኩም ንምፍላጥ ኣከብቲ ደኣምበር ጎሰምቲ ንኸይትኾኑ የተሓሳስብ፡እቲ ታሪኽ ብቡዙሓትዩ ዝግለጽ፡ሓቀኛ ታሪኽ ግን ካብ ሂስቶርያን እዩ ዝርከብ፡ናዚ ንምርካብ ከኣ ብልሕን ትዕግስትን ይሓትት፡ኣጆኹም ኣብ ሃገራዉ ኣጀንዳን ሕውየትን እንተኣሚንኩም መጻኢኹም ክትቅይሱ ዝዕንውፈኩም የለን፡ብስሚዒት ምኻድን ስግረዶባዊ ፖለቲካ እንተኣታኣታቲኹም ግን ወደቕቲ ክትኮኑ ኢኹም፡ኤርትራ ቤርትራውያንን ኔርትራውያንን ይኹን ራኢኹም፡ ፖለቲካን ጸድፍን ሓደ እዮም።🙏💙
@fessehazeru1946
@fessehazeru1946 3 ай бұрын
ህ.ግ ዘቆማ ሰለሰተ ክፍልታት ነሪዎ ፣ ቀዳማይ ወገን ህ.ግ ፣ሰልፊ ናጻነት ፣ አቲ ሳልሳይ ቁበሊን ነሩ። ጀብሃ ቅድሚ 40 ዓመት ዝሞተ ፣ ብጀካ አብ ደናቁር ሐንገል አብ አዚ ዘመናዊ ዘመን የለን። አብረሃለ ዝኾነ ብዛዕባ ግዕዘይ ናይ ጀብሃ ዋለ ሐንቲ አይተዛረበን። ግን ተሐኢ አካል ቃልሲ ሰለዝነበረት አብቲ ንሱ ዝተዋሰአ ታሪኽ አውጊዑ። አተን ከልተ ዝበለን ብስምምዕ መሰረት ጀብሃ ሒዞሞ ዝነበሩ ድፋዓት ብለይቲ ሐዲጎም ከይዶም ጸላኢ ብኡ ብጎድኒ ከሃርሞም ጀሚሩ ትብል ፣ አሞ መጀመሪ ውግአ ሓድሕድ ከምዝነበረ ገሊጹ። ካላአይቲ ጀብሃ ተሃሪማ ናብ ኮሮከን ሱዳን አትያ አየን።
@mmsaed4630
@mmsaed4630 3 ай бұрын
መራሕቲ ELF ደቂ መታሂት ኒከበሳ ኒጸሉ ኣለና አሎም ኣብ መርሂነት ኣምጺኦሞ ንወዲ ተላባይሩ፡ ናብ EPLF ከይዱ ትዚኸዊን ካብ ትራ ተጋዳልይ ኣይመሓለፈን፡፡
@amanuelmehari8928
@amanuelmehari8928 3 ай бұрын
ደድሕሪ ሰብ ክትከዱ ትውዕሉስ፥ ንሃገር ዝኸውን ኣጀንዳዶ የብልኩምን ኢዩ? ካብ ትማሊ ወጺኹም ኣብ ጹባሕ ምንባር እንዶ ተመሃሩ። ንጹባሕ ዝኸውን ኣጀንዳ ዘሎዎ፣ ደድሕሪ ሰባት ክኸይድ ኣይውዕልን ኢዩ። ክሳብ ሕጂ ካብ ዝገበርኩሞ ስራሕ፣ ሚድያኹም ሃገራዊ ራእን ኣጀንዳን ከም ዘይብሉ ኢዩ ዘረድእ።
@kobramewael7857
@kobramewael7857 3 ай бұрын
ኩቡር ተጋዳላይ ናብ ኤሪ ፒኤም ተሰጋጊራ ክክክክክክ
@tedrosberhe1850
@tedrosberhe1850 3 ай бұрын
አብርሀለ ክፍለ ዝነበሮ ታሪክዮ ዘዕልል ዘሎ ጉሐፋት ምስ ሻዕቢያ እንታይ ዘተአሳስር አለዎ ሕሙማት
@mestewalie6479
@mestewalie6479 3 ай бұрын
15:07 ፈርትላይዘር መባኹዕቲ ድዩ ተፈጢሩ እዚ ህዝቢ ወላስ ፈጣሪ እዩ ግብሩ ሪኡ ክመርሕ ዘይክእል። ምሕራድ ሓዊ ጌሩ ምልብላብ ጎዞሞ ጌሩ ንሓው ዝቐትል ስለ ዝኾነ እዩ አቐዲሙ ፈጣሪ ፈሊጥዎ
@62Amanuel
@62Amanuel 3 ай бұрын
If Eritrea was lead by Tegadalay Hiruy, we would have been way way better than all the nightmare and pain we enduring under the leadership of Isaias and PFDj.
@abdulahi8301
@abdulahi8301 3 ай бұрын
He is good for nothing .he is just trying to continue his father's legacies
@kbrom321
@kbrom321 3 ай бұрын
****eeee3eeee3eee3
@tesfaldettesfamariam2951
@tesfaldettesfamariam2951 3 ай бұрын
ኣንታ ደንቆሮ ዲኻ ገርሂ ፡ መራሒ እንድዩ ኔይሩ ፡ እንታይ ለውጢ ኣምጺኡ ፡ ንጀብሃ ለኪምዋ ጠፊኡ ፡ ብዜካ ዕንክሊል ክብል ፡ ኢሰያስ ክጸርፍ ካልእ ኣበርክቶ ኣይገበረን ፡ምናልባት ገርሂ መንእሰይ ኢኻ ኢለ ክሓልፈካ ።
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 3 ай бұрын
F book yelen huruy tela bayru
@user-tf9ci6mo2i
@user-tf9ci6mo2i 3 ай бұрын
ናይ ቤት ማእሰርቲታት ኤርትራ ሓላፊ ግርማይ መሓሪ ኢዩ
@syraharari4233
@syraharari4233 3 ай бұрын
Please subscribe this channel and listen to this interesting story 👍💙🌿💙🌿💙🌿👍
@teagestesfalidet5763
@teagestesfalidet5763 3 ай бұрын
Hasawi Tela bairu nay mahber andnet halafi neru abti ewan eti malet keday kedae nay andnet halafi Gidin kea mebeqolkum hawsa ekum
@Sat20190
@Sat20190 Ай бұрын
The intreviwer did not study biography of Huruy.
@abrahamtesfay4027
@abrahamtesfay4027 3 ай бұрын
ክላ ኣንታ ሳኽራም ቱርሙስ ዊስኪ ጋብዘካ ኣለኹ.
@mesitube5641
@mesitube5641 3 ай бұрын
ብዙሕ ነገራቱ ናይ ስድርኡን ነብሱን ከተኣባቢዩ መጽዩ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ከማኻ ድኣ ንስድርኡ መማሶጊ እሳያስ ክገብሮም ደላኻ???🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@delaifithii6857
@delaifithii6857 3 ай бұрын
I didn’t notice that but what is wrong with with that. What would you say about your parents.
@asmarino1464
@asmarino1464 3 ай бұрын
ኣንታ ወዲ እዚ ስብ ኣይ ብዘይ ዊስኪ ኣይዘረብንዩ መልሓሱ ኣይክፈተሉን ዩ ዊስኪ ቀርበሉ። ነዚ ትሓቶ ዘሎኻ ሰብ ኣቡኡ ዩ ናጸነት ኤርትራ ኣብ መብሊዒ ቁርሲ ገይሩ ንሃይለስላሴ ዘረከበ።
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 3 ай бұрын
Ab Nyala hotel wiski indatezalu yinebie neru btirhu
@user-nc2ip5zu3r
@user-nc2ip5zu3r 3 ай бұрын
ኣይትሓሱ ወዲ ኣንድነት ንስኻ ናይ ጥሊያን ዕላማ ሒዝካ ዝመጻኻ ኢኻ። ኣብ መወዳእታ ክኣ ብናይ ዓቃቢ ሰላም ነፋሪት ዝሃደምካ ለኹላኹ ሃዳሚ ኢኻ። መኽናቱ ኣብ ገዛኻን ኣብ ገዛ ጴጥሮስ ኮይኖም ኢዮም እቶም ከድዓት ጂ15 ዝዛተዩ ኔይሮም። ብናይ ኢጣሊ ናይ ኢባሲ መኪና ኢኻ ተዓሽካ ወጽኻ ካብ ገዛኻ። ድሕሪ ካብዚ ምውጻእ ክኣ ብናይ ዓቃቢ ሰላም ዝብሃሉ ነፋሪት ኣዲስ ዓልብካ ኣንታ ሎኹሜኛ መታለሊ።!!(((9)))
@Truth-vc8yy
@Truth-vc8yy 3 ай бұрын
አብ " አይንፋላለ 1941-1951' 2001 ንንባብ ዝበቕዕት ብአለም ሰገድ ተስፋይ ዝተጻሕፈት ዝተወከሰሉ ሰነዳትውን ብስእልን ብዐለቱን ናይ ሽዑ ጋዜጣታት ከምብዓል ሓንቲ ኤርትራን ካልኦትን ተሰንዩ ዝተዳለወት መጽሓፍ ብሙኻና አገዳሲት መወከሲ ታሪኽ ኣርብዐታት ከይና ረኺበያ:: ክቡር ተጋዳላይ ሑሩይ ተላ ብዛዕባ ዋዕላ 1946 አብ ቤት ገርጊስ ዝተገብረ ክጠቅስ: በአላይነት ፕረሲደንት ተድላ ዑቐቢት ከምዝነበረን ትሕዝቱኡዎን ከምዚ ዝስዕብ ነይሩ " ምስ ወላዲትና ኢትዮጳያ ክንሕወስ ክንጽንበር ካብዚ አንጸላልዩና ዘሎ መመዓት ክንድሕን እንተኾይና ካልእ አማራጺ የብልናን ......." ድሕሪ ገለ ደቓይቕውን " ኢብራሂም ሱልጣን ዓሊ ተሲኡ ብዐል እከለ እንዳበለ በስማቶም እናጠቐሰ አበይ አሎው እዞም አብዚ ዘሎና ንርእስና እምበር እነውክሎ የብልናን :: ስለዚ እዚ አኼባ አብዚ ደው ይበል መዓልቲ ቆጺርና ንኸድ" ከምዝበለን ተላ ባይሩ ንኢብራሂም ሓሳቡ ከምዘቆናጸቦን: " ኢብራሂም ሱልጣን ብድድ ኢሉ ንኺድ ፋሕ ንበል ኢሉ አኼባ ረጊጹ ከምዝተበገሰን: አቶ ወልደ አብ ' ኢብራሂም ምስመን ገዲፍካና ትኸይድ አሎኻ ከምዘበሎን " ይኺድ ግደፎ ብዓንተቦ አስላማይ ዓዲ የብሉ ዓውዲ የብሉ'' ከምዘበሎን:: አቶወልደአብ አትሪሩ ንተላ ከምዝተቓወሞን ተላውን "ንስኻ ትግራዋይ ......እንድአልካ " ከምዝበሎ ንአቶ ወልደ አብ " ንመጀመርያ ግዜ አብ ዋዕላ ቤትጌርግስ ከምዝተደፋፈሩውን ትጽሑፍ ይገልጽ:: ደናጉላን አባትርን ዝሓዙ አጉባዝ ደገፍቲ አንድነትውን ንወልደአብን ኢብራሒምን ክሀርሙ ከምዝፈተኑን እቲ ዋዕላውን ብዘይገለ ውሳነ ከይተወደእ ብዕግርግር ከምዝተበተነ ታመጽሓፍ ተዘንቱ::
@PAULAANDREARAMIREZSANCHEZ
@PAULAANDREARAMIREZSANCHEZ 3 ай бұрын
Dani a little bit of smile learn from Henok...Dont be stracted.....
@biniamandemeskel9078
@biniamandemeskel9078 3 ай бұрын
Don't focus on the character of the people plz try to understand what people are saying about.
@mesitube5641
@mesitube5641 3 ай бұрын
እዛ ሰብኣይ ናይስድርኣ ገበን ክትካላኸልያ ዘላ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 3 ай бұрын
ኣስኩት ቆማል🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 3 ай бұрын
ቁማል ናይ ዓሌትካ እዩ ድርባይ😂😂​@@weldenegodguad4974
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 3 ай бұрын
History has to be documented.
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 3 ай бұрын
God bless you Both!
@LualAbraha
@LualAbraha 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Kebesa-Metaht-Habesha
@Kebesa-Metaht-Habesha 3 ай бұрын
እዚ ሕሩይ ዝበሃል ሰብኣይ ጥዕና የብሉን ብ ትሕተ ሃገራውነት ዝሳቐ ሰብ ዩ ዝመስል ኩሉንትኡ። እቦይ ወልዳኣብ ኤርትራዊ ጥራይ ዘይኮነ ሲ ኣቦ ኤርትራ ዉን ዩ እቲ ንትግራይ ጥራይ ክወሃብ ዝድለየሉ ዘሎ ምኽንያት ነታ ኣቦይ ወልድኣብ ወሊዳ ኣምሂራ ዘዕበየት ከባቢ ንምቕጻዕ እዩ። መንደፈራን እኽሱምን ሎሚ ኮይኑ እምበር ክልተ የሕዋት ህዝቢ ዝነብሩለን ደቂ ጥንታዊት ሰራየ ከተማታት እየን። ናይዚ ዱዱቓ ሓታቲ ገዲፍና ሀኖክ ብጫ ዛጊት ምስ ፍንጫሕ መሰንገልካ ዝኾነ ማሕበረ ሰብ ምትህልላኽ ክሳራ እምበር ጥቕሚ ከምዘይብሉ ኣይተማህረን።
@yohannes3206
@yohannes3206 3 ай бұрын
Childish comment. Don't insult, bring your points.
@user-cz7fj6gr5o
@user-cz7fj6gr5o 3 ай бұрын
ዳንኤል ኣብ ዝቅጽል ተዳሊካ ምጻእ ሕሩይ ኣባል ባይቶ ኤርትራ ምኮኑ ዘይትፈልጥ ? ጂ 15 ኣኬባ ክጠልቡ ከለው ሕሩይ ኣብ ኣስመራ ኣሎ ናይ ባድመ ውግእ ሕሩይ ኣስመራ ኣሎ ምሕላው ጥራህ ዘይኮነ ኣባል ባይቶ ኢዩ ነየሩ ኣብ ኣስመራ ምስ ህግደፍ ብ ሽርክና ዕጣን ንደገ ኤክስፖርት ይገብር ኔሩ . ብከመይ ኣባል ባይቶ ኮይኑ ምሓተትካዮ ? ኣባል ፖሊስ ኤርትራ ከም ምንባርካ ንሓላፊ ቤት ማእሰርቲ ክትፈልጦ ይግባእ ኔሩ እቲ ሰብ መሓሪ ዘይኮነ ብርጋዴ (ሜጀር ?) ግርማይ መሓሪ ኢዩ ብህይወት ኣሎ
@user-tp5mg2tc8c
@user-tp5mg2tc8c 3 ай бұрын
ጽቡቅ መኣረምታ ዱጋና ምስ ፓሊስ ሓደሰለ ዝኮነ ስርሖም።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 3 ай бұрын
እዚ መደብ ይድገም እዩ ዘሎ !!
@MTO2024
@MTO2024 3 ай бұрын
Aye enda huruy meshem nzey feltekumu aremin hasawi nay men dea ktwesd
@LualAbraha
@LualAbraha 3 ай бұрын
Yknylna. Tgadalai. Tla bairutark brgube methellaf
@hermonogbamichael8599
@hermonogbamichael8599 3 ай бұрын
Kilae guhafat nay kilil weyane. Nayta kililkum iske giberu. Tmali tmali nab weyane yimelales neru izi kedaie wedi mahber hadnet
@haileemereb297
@haileemereb297 3 ай бұрын
ደምበር እታ መርየት ትፍልጣ ኢኻ እታ ዑብል እትብላ ዘለኻ ኣብ ሞንጎ ዝባንደብርን ደርሀላሰን ቖሓይንን እዩ ክቡር ሑሩይ
@user-zu2fl1ep4e
@user-zu2fl1ep4e 3 ай бұрын
ABRAHALEY KIFLE RESAH BEKEDAAT JEMIRU KSAB HIJI KEDAA. AZANAGHAE N KUMNEGHERAWI MEDEB MES ATO HIRUY .
@aronyonas7563
@aronyonas7563 3 ай бұрын
ስላም ዝሀወይ ንጀብሀ ናብ ኺናት ዘእተዋ ኢሳያስ ፋኖ አብይ ተራ ነይርዎ እስከ ህተቶም ይባሀል
@welduJrwoldu
@welduJrwoldu 2 ай бұрын
Huruy Tedela is always an oppprtunktic person. ኢሰያስ ስልጣን እንተ ዝህቦ ነይሩ : ሕጂ ነታ ስልጣን ኽቅበላ ድሕር ኣይብልን ::
@user-th8fc7qr7m
@user-th8fc7qr7m 3 ай бұрын
Drbay bela'i derho ab mieda serawit ktemi nska derho tbeli'e xexubuqaten Ansti twesd Nierka senef
@kidanehagos3756
@kidanehagos3756 3 ай бұрын
It’s Girmay Mehari
@anngreen3106
@anngreen3106 3 ай бұрын
He told us the "secret that Tigray is a nation at the UN. " I couldn't find the secret so far .need help
@MTO2024
@MTO2024 3 ай бұрын
Kila ezi Daniel hiji journalist diu zbhal Eine behaka ezi srah ay tewardo welehade akmi yeblkan
@asmarananatna5817
@asmarananatna5817 3 ай бұрын
ጋዜጠኛ you always do not always do his homework & doesn’t have any clue in history- poor
@HagerMebrahtu-nu6un
@HagerMebrahtu-nu6un 3 ай бұрын
ሓደ ሳሉብ አካ ሓታታይ ቢዛባ ናይ ዶክተር ፉጹም ተኣሲሩሉ ኡዩ ሑሩይ ዘሰሮ ጊን ቢናይ ሓወቡ መንግስቱ ዩ፡እንታይ ኮንካ ከኒካ ዘይትሓቶ ካብቲ ኣብርሃለይ ዚተዛረቦ ዚንቡዕ መገዲ ሒዝኩም ህዝቢ ኣብ ዕንኪሊል ተንብርዎ😢
@RezeneZeru
@RezeneZeru 3 ай бұрын
You brought a looser and forcing as to believe they are winners.
@bisrattekie9066
@bisrattekie9066 3 ай бұрын
Muhurat haburuni
@user-qe5us5ni8t
@user-qe5us5ni8t 3 ай бұрын
ERITRAWYIAN CHRISTIAN SIM ASLAM YIWEHABOM NEYRU MIS ZIHAMU KENIMA HIBOM IYOM ZIKETLWOM NISEMII
@berhaneweldu5367
@berhaneweldu5367 3 ай бұрын
እ ቲ ጋዜጠ ኛ እየ በሃሊ ይ ገድ ድ ደንቆሮ እቲ መላሳይ ድ ማ ጎሓፍ ሃዳ ሚ በጀካ በቅ ሊ ተወ ጥ ካ ም ካድ ኣበየናይ ኩናት ዊ ዒ ሉ ይፈል ጥ. ብ እዋኑ ካብ ሜዳ ዝሃደመ እቲ ሓታቲ ድማ ሓደ ለባ ሓሳዊ ታ ሪ ኽ ሰው ራ ዘይፈል ጥ ደንቆሮ.::
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 3 ай бұрын
ህውተታ+!! ሕቶን መልስን ሰማይን ምድርን...
@desebelkahsay2480
@desebelkahsay2480 3 ай бұрын
ጥስጡስ ዘኮነ ስብ/ብስንኪ ንሳካትኩም ዝበላሽኩሞ ምሪሒነት ጅባሃ ኢኩም ሓደ ንስካ ሕሩይ ኢካ!?ሕጂ ብታሪክ ታሓታቲ ኢካ //ጥስጡስ
@KT-tm8yu
@KT-tm8yu 3 ай бұрын
ከመይ ገይሩ አዩ ተጋዳላይ ኮይኑ? ብ70ዓታት በቕሊ ኣምጽኡሉ ዶ ይበሃል ኣይነበረን?
@user-nz8zr4tg6c
@user-nz8zr4tg6c 3 ай бұрын
መንእሰይ ኮሎ በቅሊ ተወጢሑ ይኸይድ ኔሩ
@alemtsegay8595
@alemtsegay8595 3 ай бұрын
Tigrigna is language not a name of tribe. A child know this very well leave alone you! Please, don't mislead and confuse youngesters. This is unwarranted insult to us audience. It's shame to hear this mockery from you!!!!
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 3 ай бұрын
"ዓሻ ዝተኸሎ፡ ለባም ነይነቕሎ" ዝብል ምስላ ንረዮ ኣለና። ገሊኦም "ህዝቢ ትግርኛ"፡ ገሊኦም ድማ "ሰሜን ትግራይ" ዝብል መጸውዒ ክልጥፉሉ ንሰምዕ ኣሎና።
@johnicarlos7689
@johnicarlos7689 3 ай бұрын
U r nigerian abo not tikrirr
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
Cool Tool SHORTS Netherlands
Рет қаралды 8 МЛН
Logo Matching Challenge with Alfredo Larin Family! 👍
00:36
BigSchool
Рет қаралды 21 МЛН
Kind Waiter's Gesture to Homeless Boy #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 11 МЛН
Aug 22/2024 ኣብዚ'ሎ ሽሻይ ዜና ሓጎስ እዚ ስርዓት ክወድቅ'ዩ
25:06
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 28 М.
TOPO ERI ENTERTAINMENT Interview with Eritrean Artist Mussie Mokenen ESEGE Part 04
35:39
Ik Heb Aardbeien Gemaakt Van Kip🍓🐔😋
00:41
Cool Tool SHORTS Netherlands
Рет қаралды 8 МЛН