Eritrean New orthodox tewahdo "ህይወቱ ዘየመሓደረ ብኸመይ ኢዩ ብክህነት ከገልግል....2024 ዓ.ም ቀሲስ ተወልደ ገ/ትንሣኤ

  Рет қаралды 28,761

ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox

ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox

Ай бұрын

Пікірлер: 473
@elk5824
@elk5824 Ай бұрын
ኣቦና፡ንዓና ተስፋ ኢኹም ከምዚ ጌርኩም ኩሉ ግዜ ማሃርና ጥዑም ቃል እግዚአቢሔር ልቢ ዘረስርስ ኣእምሮ ዘሕድስ ሰላም ዘስፍን ደስ ይብል።ቃል ሂወት የስማዓልና።ክቡራት የሕዋት እዞም ትባኣሱ ሰለኹም ብጃኹም ነብስኹም ኣድሕኑ ደቂኹም ኣይተዘኽትሞ።
@sabatesfai5727
@sabatesfai5727 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዕና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@elsarezenerezene3155
@elsarezenerezene3155 Ай бұрын
🙏ቃለሕወት የሰመዕልና አቦና ከማኪም ሲ ፈጣሪ የብዘሐልና
@eseyaselias728
@eseyaselias728 Ай бұрын
አድህነኒ እግዚኦ እስመ ሃልቀ ሄር ወውህደ ሃይማኖት እምገጸ ምድር 😢😢😢
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o Ай бұрын
ንሓቂ ሰዓባ እሳ ከኣ ሓራ ከየውጻካ እያ 🙏ኣቦና ቓለ ሂወት የስመኣልና 🙏ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮነ ኢልካ ሰብ ከምዝጸልኦ ይገብሩዎ ኣለዉ እዞም ሰዓብቲ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ዝኾኑ ካህናት በሃልቲ.
@WeredeShebu
@WeredeShebu Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓና ❤ድካምኩም ኣይ ትጸብጽቡ ቅዱስ ኣቦ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@berhanekiflu3065
@berhanekiflu3065 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂይወት የስማኣልና በረከት ጸሎት ዮውሃንስ መጥመቅ ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን
@HL.ERITREATE.ERITREA
@HL.ERITREATE.ERITREA Ай бұрын
የቀንየልና ኩብር መምህር 🙏🏽🙏🏽🙏🏽ቤቴ ብሱል ሓስብክሙን መንፈሳዌ ትምህርትኹም ኩሉ ግዜ ህዝብና ክትጋስይዎ ንላቦ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@M.R.D586
@M.R.D586 Ай бұрын
ከማኹም ኣቦታት እንድዮም ዘድልዩና ዘለው ቃለሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና ዘበንኩም ይባረኽ።🙏🙏🙏⛪⛪
@user-vv4nq9wd8c
@user-vv4nq9wd8c Ай бұрын
ኣሜን። ኣሜን። ኣሜን። ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና። መንግስቱን ጽድቁን ይዓድለልና። ንሃገርና ኤረትራ ንመንግስትናን ንሕዝብናን እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይሓልወልና። ወትሩ ናይ እመቤታችን በረከትን ረድኤትን ኣይፈለየና። ነቶም እከይ ዝሓስቡልና ድማ እግዚኣብሔር ልቦና ይሃቦም።
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o Ай бұрын
ኣምላኽ ንመራሕቲ ንሃገርና ካብ ኩሉ ኩፉእ ይሓልዎም 🙏🇪🇷♥️🙏
@zaidhaile3781
@zaidhaile3781 Ай бұрын
Amen Amen Amen
@dinglmariamey387
@dinglmariamey387 Ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና:: ጸግኡ የብዝሓልኩም ልዑል ፈጣሪ: ንዓና ድማ ምስትውዓሉ ይሀበና
@user-sv8ib7gj5f
@user-sv8ib7gj5f Ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ከማኩም ኣቦታት የብዝሓልና
@hiwetGhebr
@hiwetGhebr Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና❤❤❤
@meseretkidane8129
@meseretkidane8129 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓና ኣሜን
@helenyigzaw5273
@helenyigzaw5273 26 күн бұрын
Amen 🙏 🙏 🙏 qali hewat yesmalna
@Zebib8.
@Zebib8. Ай бұрын
ኣቤት ክህነት መድሃኔኣለም ኣቦና ስለ ትዕግስቱ ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ ቃለ ህይወት የስምዓልና ጸጋ በረከቱ የብዝሓልኩም ኣቦና ✝️⛪✝️
@freweiniteklemichael5017
@freweiniteklemichael5017 Ай бұрын
ብሐቂ አቦና እግዛአብሀሄር አምላክ ዕድመን ጥዕና ይሀብኩም ከማኩም የብዛሐልና ከይንጠፍእ እግዚዮ መሐረና አቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ አገልግሎት ዘበንኩም የብዛሐልኩም
@abebateklab7089
@abebateklab7089 Ай бұрын
Amen amen amen qalehiwet ysmalna abona nai agolglot zemenkum egziabher ybark ❤❤
@Hiyba123
@Hiyba123 Ай бұрын
Amennn Amennn Amennn kal hiwet yesmalena🤲🤲🤲
@tsehaineshberhane6279
@tsehaineshberhane6279 Ай бұрын
❤እግዚአብሔር ይመስገን ❤ መምህር ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤ከማኩም የብዝሐልና❤ ቃል ሂወት የስምዓልና❤
@genetkelatiqelati4173
@genetkelatiqelati4173 Ай бұрын
Amen Amen Amen abona Kal hiwet yesmalna abe xeletkume zekruni weltemaryme
@user-ln4mn1qu5k
@user-ln4mn1qu5k Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ኣቦና ብሓቂ ስብከትካ ጎትያና መደሓና አየሱስ ክርስቶስ ዝጸሮ አዩ አሞ ነመስግንካ ስለ አት ፍቅር
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 Ай бұрын
AMEN QALEHIWET YESMANA LUBUR ABONA🙏🙏🙏
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ጥዑም ቃል ኣስሚዕኩምና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@astergher3984
@astergher3984 Ай бұрын
የቀንየልና ኣቦና! ብትብዓት ጌጋ ንዝገበረ ዓገብ ምባልኩም ልባዊ ምስጋናይ ይብጻሕኩም!
@zeeMe2323
@zeeMe2323 Ай бұрын
Kale Hiwet yesmana Abona Amen Amen Amen 🙏 👏🏼👏🏼👏🏼
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Ай бұрын
Kalehiwet. Yesmalna Amen.amen Amen
@hayilehereity7883
@hayilehereity7883 Ай бұрын
ቃለይወት ይሰመዓልና አቦና ዕድመን ጥዕነና ይብኩም እግዛአቤር አምላኽ
@membereyemane683
@membereyemane683 Ай бұрын
እግዝኣቢሄር ይመስገን ከማኻትኩም ዓይነት ኣቦታት ዝሃበና 🙏🏻✝️💒✝️
@EritreanFEDAYN
@EritreanFEDAYN Ай бұрын
Temesgen amlak kburat yhwat zelekumuna amen..
@user-lx3xm9qf5t
@user-lx3xm9qf5t Ай бұрын
ቃል ሂወይ ይስመዓልና ኣቦና ንጹር ትምህርቲ ክብረት የሃበልና ኣምላከ እስራኤል ናይ ዘመንኩም ኣጎልጉሎት ይባርክ❤❤❤
@user-lb5gl6pj3z
@user-lb5gl6pj3z Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና።ኣይ ኣገልግሎት ዘመንኩም እግዚኣብሔር ይባርኸልና።ብሓቂ ደስ ዝብል መጽሓፍ ቅዱሳዊ መረዳእታ ቀጽሉልና🙏🙏🙏
@user-tw1oj7of6p
@user-tw1oj7of6p Ай бұрын
ኣቦና ቃለ ሂወት የስማኣልና
@hagereyhagersemaatat4355
@hagereyhagersemaatat4355 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር ኣቦና እዚኦም ኣቦታት እዚኦም ከኣ ይቅረታ ሓቲቶም ንስሓ ክኣትዉ ኩሉ ህዝቢ ክርስትያን ዓገብ ክብል ኣለዎ።
@Fievi7222
@Fievi7222 Ай бұрын
እግዝኣብሄር ቃለሂወት የስምዓልና ክቡር ኣቦና፡ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤በረከቱ የብዝሓልኩም ኣምላክ
@HabteBeraki
@HabteBeraki Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዕልና ኣቦና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም ንህዝብና ድማ ሰላምን ፍቕርን የውርደልና
@user-ri5gn4vi3b
@user-ri5gn4vi3b Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማአና ኣቦና 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@genettekeste3951
@genettekeste3951 Ай бұрын
Qale Hiwet Yesmalina Abona Amen Amen Amen በሓቂ ልብ ዝትክፍ ትምህርቲ ።ኣብ ልቢ ኩሉ የሕድሮ።🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hss2423
@hss2423 Ай бұрын
ላባማት ሊቃውንቲ ካህናትና ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸጋኹም የብዝሓዮ ካብዞም መገዲ ጸጋም ዝኸዱ ደለዉ የድሕነና ኣምላኽ ፍቅርን ስኒትን የውርደልና ቃል ቁዱሳን የስማዓና❤❤❤⛪️⛪️⛪️🤲🤲🤲
@sinatweldberhan2839
@sinatweldberhan2839 Ай бұрын
ደሰ ዘብል ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@user-ni3gc5du9f
@user-ni3gc5du9f Ай бұрын
በጃኹም ስም orthodox tewahdo ኣይተባላሹው 😢😢😢 ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ኣቦና
@user-qv2hx3dx7g
@user-qv2hx3dx7g Ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna abona khnetkum nab wulud wolodo yehlfelkum
@ghenetghile3642
@ghenetghile3642 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና ዘስተውዕ አይነ ልቦና ይሃበና ንቦና አግዚአብሄር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@user-tw2sf9yi5i
@user-tw2sf9yi5i Ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna abona🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yohanakesete8749
@yohanakesete8749 Ай бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna abona egzabher amlak nay agolgulot zemenkum ybark❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@goblel327
@goblel327 Ай бұрын
Amen Amen Amen Amen 🙏 🙌 ❤❤❤🎉qal hiwet yesmalna
@IsuIsu1989
@IsuIsu1989 Ай бұрын
ካብዚ ክፉእ ዘመን ይሰዉረና።ካብዞም ዕያዉቶም ሒዞም ዝጠፍኡ ኣገልገልቲ ኢና በሃልቲ ይኸልለና። ንዓኹም ከኣ እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ።መንፈሳዊ ቃልስኹም ይዕዘዝ።
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Ай бұрын
Amen ❤
@teklezghikahsay6566
@teklezghikahsay6566 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃለ ሂወት ይስመዓና ክብረትይሃበልና ነዛ እምነትና ከማኹም ፍልጠትን ሓቂ ቤተክርስትያና እትገብሮ መልእክት ስብክትን እሱ እዩ እቲ ሓቂ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም የባርኸልኩም
@user-wr1pm1nh7h
@user-wr1pm1nh7h Ай бұрын
ኣሜን ኣቦና ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጋ ያሃብኩም❤❤❤
@biriktiseilekahsay7785
@biriktiseilekahsay7785 Ай бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@henokmichael4011
@henokmichael4011 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና እግዚኣብሄር ኣቦና ናይ በሓቂ ልቢ ዘረስርስ መልእክቲ አዩ ♥️
@HenokhawinatuHeniheni
@HenokhawinatuHeniheni Ай бұрын
Lbka zsebr qilat amen amen abona kal hewet Edmen tenan yhabqum ❤❤❤❤
@yonasteklay1491
@yonasteklay1491 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣባ ምህረይ፡ ብጣዕሚ እዋናዊት ኣርእስቲ ኢያ በብኽፋል እንዳ ገበርኩም ንኹሉ ምስዚ ኣርእስቲ ዝተሓሓዝ መብርሂ ግበርሉ። እግዚኣብሔር ይደግፍኩም።
@user-eq8ki3wt1d
@user-eq8ki3wt1d Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን
@selamawityemane6154
@selamawityemane6154 Ай бұрын
Amen Amen Amen ❤🙏🙏🙏
@user-bc5ib2yr4o
@user-bc5ib2yr4o Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክውር ኣቦና ሊቀ ሊቃውንት ብሓቂ ጸግኡ የብዘሐልኹም ናይኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኸልኹም👏👏👏😍😍😍
@user-sd8ee5ei6n
@user-sd8ee5ei6n Ай бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmalna abona
@leteabkesete2026
@leteabkesete2026 Ай бұрын
Kalehiwet Yesmikum Apona
@selam8217
@selam8217 Ай бұрын
የቀንየልና አቦና ብጣዕሚ መሃሪ መደባት ነመስግን አብ ልብና የሕድረልና ልዕል አምላኽ ንምትግባሩ መንፍስ ቅድስ ይሐግዘና ንሃገርና ስላም ፍቅርን ቅሳነቱን የሐልወና ልዕል አምላኽ ሕጃዉን ንቅሐትን ምስትዉዓል 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
@Yordanos-yw9tt
@Yordanos-yw9tt Ай бұрын
qale hiwet yesmalna abona. Nay agelglot zemenkum Egzabhier ybarkelkum 🙏🏽⛪🙏🏽.
@user-rp1rv5vb7w
@user-rp1rv5vb7w Ай бұрын
ኣቦና እግዚኣብሄር ቃለ ሂወት የስማዓልና እቲ ኩሉ ዝኽእል እግዚኣብሄር ብምህርቱ ይጠምተና ናዓኹም ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እዚ መግቢ ዝኾነ ቃል ክንረክብ ናዓና
@asterestifanos4920
@asterestifanos4920 Ай бұрын
Amen Amen Amen
@BRKTIYAKOB-ib3qz
@BRKTIYAKOB-ib3qz Ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የሲማዓለና
@zemamrussom2911
@zemamrussom2911 Ай бұрын
ቃለሄወት የስማዓልና ኩቡር አቦና አብ ልብና ይሕዲሮ ጸግኡ ይብዛሃልኩም ❤❤ብጸለትኩም ዘኩሩና አሜን❤❤
@elsatecle2810
@elsatecle2810 Ай бұрын
ጽቡቕ ትምህርቲ አባቐሺ
@yirgalemmelake9189
@yirgalemmelake9189 Ай бұрын
Egzabher amlak yibarkum , qalhiwet yismana, kumakum abo, mehir ybzuhulna🙏🙏
@user-kv3xy6ps4j
@user-kv3xy6ps4j Ай бұрын
Amen amen amen
@asmeromweldgedriel6048
@asmeromweldgedriel6048 Ай бұрын
Amen.amen.AME.Buruk.hawuna.
@EseyasGrmay-zw5yt
@EseyasGrmay-zw5yt Ай бұрын
Lbka zsebr qilat qil hiwet yesmaana ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@aziebtadesse3411
@aziebtadesse3411 Ай бұрын
ቃለሂወት የስመአልና አቦና ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ እድመን ጥእናን ይሃብኩም አምላኽ ቃለሂወት የስመአልና።
@abrahamweldeslassie4585
@abrahamweldeslassie4585 Ай бұрын
all Christians need to listen those precious God words everyday. abona we need more often to be on screen transfer those bless God words. you are here today for reason to preach us and you are sending by God.
@nardoskiros7735
@nardoskiros7735 Ай бұрын
Kal Amilak yesmiana Abona 🙏🙏🙏
@fyorizemikiel430
@fyorizemikiel430 Ай бұрын
እሙን ኣገልጋሊ ናይ ክርስቶስ ክቡር ኣቦና ጸግኡ ን በረከቱን የብዝሓልኩም እቲ ልዑል ፈጣሪ 🙏🙏🙏✝️❤️❤️❤️❤️❤️
@saraestifanos5044
@saraestifanos5044 Ай бұрын
አቦና ቃለ ሂወት የስማዓልና። ገልግለትኩም ይባርኽ አምላኽ ከማኽም አቦ የብዛሐልናዕ ርቂ ክበዝሐልና። 🇪🇷🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@user-wx2iy1pi9w
@user-wx2iy1pi9w Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና❤❤❤
@senaytembaqom1422
@senaytembaqom1422 Ай бұрын
Amen 🙏 amen 🙏 amen kale hiwet yesmalena abonay egzabiher amelak xgue yebzhalkum
@weinisolomon8932
@weinisolomon8932 Ай бұрын
Amen
@yonasberaki6143
@yonasberaki6143 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@teclemariammenghsteab9094
@teclemariammenghsteab9094 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መሃሪ ትምህርትኹም ስለ ዝኾነ ክትቅጽሉልና ከኣ ይምሕጸን።
@fikaduequbay7557
@fikaduequbay7557 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣበና
@tiebedebesay8448
@tiebedebesay8448 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና ተመስገን ከማካትኩም ልቢ ዝመልሱ እንቓዕ ሃለውና ልብና ረስሪሱ ብኣኩም እንበር እዞም ናይ ዘመና ሃለውለው ዝብሉ ዘለው ሲ እግዝኣብሄር ምሕረቱ ይልኣከሎም እንበር ንብሎ የብልና ዓቢዶም እዮም።
@almazmedhin5552
@almazmedhin5552 Ай бұрын
Kal hiwet yesmalna kbur aba keshi 🙏🙏
@user-ys8ts3je3m
@user-ys8ts3je3m Ай бұрын
Amen ❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@user-nf4dc5tk4d
@user-nf4dc5tk4d Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓና:: እግዝኣብሄር ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና
@MehariMehari-kw9uj
@MehariMehari-kw9uj Ай бұрын
ኣብ ዊወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ሰናይ ምንዮተይ ናይ ወትሩ ትምኒተይ ዩ ካብ ምፍልላይ ምንፋቅና ምቅትታል ቅርሕቲ ባሲ እግዚአብሔር ይሰዉረና ፋቅርን ሰላምን ሓድነት የምጻልና እግዚኣቢሀር ንሃገርና ክልልቲ ብግርማ ሕጽብቲ መንፈስ ቅዱስ ይግበረልና እግዚኣቢሄር ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም ስብሃት ለእግዚአብሔር ሉኡል ወለወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር ኣሜን
@merhawibekit4828
@merhawibekit4828 Ай бұрын
Kale hiwet yesmeana kubur abona
@ermiasnatan7265
@ermiasnatan7265 Ай бұрын
Kal hiwet yesmalna kbur hawna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yordanosmarikos1932
@yordanosmarikos1932 Ай бұрын
Amen amen amen ❤❤❤❤❤
@samuelbeyene1543
@samuelbeyene1543 Ай бұрын
ሰላም
@merhawiandegergish6416
@merhawiandegergish6416 Ай бұрын
ኣቦና ኽብረት ይሃብኩም ናይ ተስፋ ኣስተምህሮ ስለ ዝሃብኩምና ❤❤❤❤ ነዚ ቂሺ ኣብ ስራሕ ከለኩ እየ ርኢዪ "ልብካ ዝሰብር ዘረባ እዩ ተዛሪቡ 😢😢😢😢😢😢ግን ዳሓን ንውሑዳት ሰባት ኸሐጉስ ""ኩብረቱ ዝሸጠ "" ሰብእይ ""ብቡዝሓት ኣመንቲ ዝሓሰረ እዩ ""ፈጣሪ ግብ ከከም ድሊትና ይሃበና
@simrettewolde1446
@simrettewolde1446 Ай бұрын
Amen Amen kahl hewat yesmana
@TerhashadishTekle-sm3xu
@TerhashadishTekle-sm3xu Ай бұрын
ቃለ፣ሂወት፣የስምዓልና፣፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@YonashAmari
@YonashAmari Ай бұрын
Kal hiwet yesmalna kbur hawna
@LovelyBoaSnake-cl6eq
@LovelyBoaSnake-cl6eq Ай бұрын
Kale hiwet yesmealna abona ezigabher amlak zeben agelglekum ybarek
@NighistiTekeste
@NighistiTekeste Ай бұрын
Kale hiwet ysmalna Amei AmeinAmein
@elk5824
@elk5824 Ай бұрын
እግዚአቢሔር ምሕረት የውርደሎም ሓሚሞም ከይኮኑ፡እምበር ኣቦስ ተባኣሱ ኣይብሉን ተዓረቑ እምበር።
@raheldebesai6150
@raheldebesai6150 Ай бұрын
Kale hiwet yesmealna 🙏
@EwanMasha
@EwanMasha Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦና ቃል ህይወት የስምዓልና። ንዓኹም ከኣ ጸጋኡ የብዝሓልኩም። ስሌናን ስለ ዞም ዝጋገዩ ዘለዉ መራሕትናን ጸልዩ ፥ ኩልና ከኣ ንጸሊ ክሰምዓና ዩ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ለዋህ'ዩ። ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና ኣሜን።
@user-iv1uh8zw5r
@user-iv1uh8zw5r Ай бұрын
ኣቦና ቃለ ሂወት የስምዓልና ከማኹም ይብዝሑ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤
@user-in7yn6ee4f
@user-in7yn6ee4f Ай бұрын
ኣሜን። መንፈሳዊ ጸጋኹም እግዝኣብሄር ይሓልወልኩም።
@almazgebresilassie8260
@almazgebresilassie8260 Ай бұрын
ክብርን ምስጋና ካብ ልኡል አምላክ መድሃኒ አለም ርኸብዎ አቦና። ❤❤❤❤ምስጋናይ ወስን የብሉን ቃላት እንዳሐጸረኒ እዩ።በረኸቱ የብዝሐልኹም።🙏🙏
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Ай бұрын
Amen ❤
Eritrean Orthodox Tewahdo "ነፍሰ ቅትለት' Nefse Ktlet ብቀሲስ ተወልደ ገ/ትንሣኤ
1:01:54
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 31 М.
ТАМАЕВ УНИЧТОЖИЛ CLS ВЕНГАЛБИ! Конфликт с Ахмедом?!
25:37
孩子多的烦恼?#火影忍者 #家庭 #佐助
00:31
火影忍者一家
Рет қаралды 51 МЛН
Heartwarming: Stranger Saves Puppy from Hot Car #shorts
00:22
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 22 МЛН
ጓል
Dahlak London
Рет қаралды 324
ናይ ምሸት ጸሎት፤.  4ይ ክፋል
44:40
Semereab Weldegebriel
Рет қаралды 962
Eritrean Orthodox Tewahdo #ናይ#ባህሪ#ለውጢ  ትምህርቲ ብቀሲስ ተወልደ ገ/ትንሣኤ @2024
1:10:13
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,1 МЛН
eritrean orthodox tewahdo || ሓጥያትካ ኣብ ቅድሚ ካህንካ ብከመይ ትገልጾ፧
38:12
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 17 М.
NEW MAFIA EPISODE INCOMING 🖤
0:34
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 9 МЛН
Help your little TV win Tic Tac Toe  #skibiditoilet #tvman
0:28
Zuka TV
Рет қаралды 13 МЛН
В НЕЕ ЧТО, МОЛНИЯ ПОПАЛА? 😂😂😂😂
0:56
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 8 МЛН