No video

Eritrean New WEDI TABA ሓድሽ ምሕደራ ጉጅለ ሕዋሓት PART FOUR Please donate paypal hgdefvision@gmail.com

  Рет қаралды 36,739

HGDEF VISION

HGDEF VISION

Күн бұрын

Eritrean New WEDI TABA ሓድሽ ምሕደራ ጉጅለ ሕዋሓት PART FOUR Please donate paypal hgdefvision@gmail.com

Пікірлер: 101
@weineweldemichael2109
@weineweldemichael2109 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏💯💯💯
@senay6334
@senay6334 Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም ኣምላኽ ይመልኣልኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤🇪🇷
@lettboc1804
@lettboc1804 Жыл бұрын
ምስ ተጋሩ ስ ማዕዶ ማዕዶ ዳኣ።
@tusfugebreyohannes8821
@tusfugebreyohannes8821 9 ай бұрын
Aye hgydef mendef hamed bilu higi teredikom ebar ayshwo
@user-wi5vm9pc9m
@user-wi5vm9pc9m Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ወዲ ጣባ ነብሲ መሬት ዘይወድቅ መልእክቲ እዚ ትገብርዎ ዘለኩም ንመንእሰያት የሕዋትና ኤርትራውያን ጽባሕ ንግሆ ዓስብክም ክትረክቡ ኢኩም🌺🌹🍀🇪🇷🌴🌺🌹🇪🇷⚘🌺🇪🇷🌹🍀⚘🌴🇪🇷⚘🌺🌴🇪🇷🌹🍀⚘🇪🇷🌺🌴🌹⚘🇪🇷🌴🌹🇪🇷🍀🌹⚘🇪🇷🌴🌺🇪🇷⚘🌴🌹🇪🇷🍀🌹⚘🌴🇪🇷🌺🌴🇪🇷🌹🍀⚘🇪🇷🌺🌴🌹🍀🍀⚘⚘🇪🇷🌺🌴
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 Жыл бұрын
Yes Rimna hawei wetru Gigna .. aitghedeselom izom kahadian .. Awet n hafash wetru zikri n swatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️
@samiyemtek1982
@samiyemtek1982 Жыл бұрын
ጣቢዮስ ነብሲ ❤ Always legende as usually, keep doing the great work🇪🇷❤️🇪🇷
@zafubeyene4688
@zafubeyene4688 Жыл бұрын
Subuk habereta wedi Taba . Keslo tabino ❤❤❤🍋🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️❤️👍👍👍👍
@kuludhrihager7270
@kuludhrihager7270 Жыл бұрын
Thank you 🙏 for all you do and I am so grateful and happy for all your support and hard work that you’ve been doing a great job to help and support our great heroes.K M N W A N.
@sunnysideup5150
@sunnysideup5150 Жыл бұрын
Merhaba deki Eri jeganu,thank you for all you do and for supporting our heroes 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾👍👍👍🌺🌺🌺🙏🙏🙏
@lulakbrom9508
@lulakbrom9508 Жыл бұрын
Yes haki bhaqi wedi Taba🇪🇷♥️🌹💪🇪🇷
@hassantuba3540
@hassantuba3540 Жыл бұрын
❤❤
@tsegeredawoldai-uh5mu
@tsegeredawoldai-uh5mu 11 ай бұрын
👍
@HAREGU1
@HAREGU1 Жыл бұрын
Merhaba 💯♥️💯♥️💯♥️💯♥️💯♥️🇪🇷♥️
@goitomgebreab7779
@goitomgebreab7779 Жыл бұрын
Great job
@bellyohanns
@bellyohanns 5 ай бұрын
Nay hagerka gber ayaka eseyas Kemey alo higdef mendef
@selamawittsefamicael3122
@selamawittsefamicael3122 Жыл бұрын
Welcome ❤
@dahabaraya4906
@dahabaraya4906 Жыл бұрын
Marhab Rimna& wed tala.
@MohamedIbrahim-wd1gl
@MohamedIbrahim-wd1gl Жыл бұрын
Thanks Wdi Taba - You’re just telling the truth. People are fleeing Eritrea because they lost hope and don’t see any future in that country. Agree with you about the responsibility of the government to start the process within a short timeframe of all the outstanding political and economic issues.
@michaeltesfandrias6044
@michaeltesfandrias6044 Жыл бұрын
ጽቡቕ ኣጋላልጻ ወዲ ጣባ ነዚ ኩሉ መንእሰይን ህዝብን ኣብ ውሽጥን ደገን ክነቕሓሉ ዘለዎ ዓቢ ጉዳይ ኢዩ
@edenkidane1625
@edenkidane1625 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@danielzerom4780
@danielzerom4780 Жыл бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@yosieftesfazgi8993
@yosieftesfazgi8993 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሪምና ምስ ወዲ ጣባ ብእትገብርዎ ጽጹይ ሓበሬታን ኣስተምህሮን ህዝቢ ኣብ ምንቃሕ ኣበ ምውዳበ ዓቢ ተራ ሰለዘለዎ ብቐጻሊ ክትቕጽልዎ ይለቦ ዓወት ንሓፌሽ !!!
@meazzarai6850
@meazzarai6850 Жыл бұрын
ስላም አጅክም
@samuelhaile7296
@samuelhaile7296 11 ай бұрын
Eritrean government should open a bit of business or give some hope so that people wii not go out side
@xyfxmetesbe9896
@xyfxmetesbe9896 Жыл бұрын
ካልእ ዝኾነ ይኹን ሃገር ገዲፍካ ብብዝሒ ናብስደት ምስጋር ደው ክብል እንተኾይኑ ንህዝቢ ዝሓቁፍ፣ ተስፋ ዝህብ፣ዘእምን ሰፊሕ ቁጠባዊ ምብርባር ማለት ሰብ ብሕጊ ተቐይዱ ብናጻ ክንግድ ፣ ሓረስታይ ጎኒ ጎኒ መንግስቲ እናተወዳደረ ምህርቱ ናብ ህዝቢ ከቕርብ፣ ብዙሕ መንእሰይ ዝሓቁፍ ናይ ስራሕ ዕድላት ብምፍጣር ተሳታፍነቱ ዘዕዝዝ፣ ነዳቓይ፣ መምህር ,,,,ወዘተ ኩሉ ናብ ንቡር ምስ ዝምለስ እዚ ዝርኣ ዘሎ ባህ ዘይብል ምንቅስቓሳት ደው ከምዝብልን እቶም ሸርሒ ዝኣልሙ ዕድል ከምዘይረኽቡን ዝዓጹ መፍትሕ ስለዝኾነ፣ ሃዬ ቁጠባ ኤርትራ ዳግማይ ንምብርባር ከምቲ ሃገር ኣብ ሓደጋ ኣብዝነበረትሉ ህዝቢ ከም ንህቢ ዝዓሰለ ሕጂውን ንቁጠባ ኤርትራ ንምብርባርን ንቕድሚት ንምድፋእን ምእንቲ ክከኣል ኣብ ሃንቀውታ ንዘሎ ህዝቢ ክዓስል ኣዋጅ ይነገር። 😎
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Жыл бұрын
** ንህግደፍ'ሲ ገና አይፈለጥካዮን ዘለኻ ** ሕጊ ፣ መንግስቲ እንዳደገፈ ፣ 😅😅😅😅 ንምንታይ ሰብ ናብሰደት የምርህ አሎ ??? ኤርትራዊ ዲ'ኻ ?? 😅
@tesfomgebremichael6225
@tesfomgebremichael6225 Жыл бұрын
መሪሃባ ደቂ ኢረይ ሰላም ሰላም❤❤❤ እዚ ናይ ኣመሪካ ጉሩብ 5 እላ ኣዊፂኣቶ ዘላ ውን ይሲራሃ ኣይሲራሃ ነቲ መንእሰያት ሃንጉሎም ንምሺሪሻሪ እልካ ተገብረ ኮኑ እዩ ዝራኣየኒ እሞ ሃቅነቱ ህዝቢና ክፈልጥ ኣለዎ::
@himanteklemariam8749
@himanteklemariam8749 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
@abrehetteklay1632
@abrehetteklay1632 Жыл бұрын
Telefon sidediley abeshiwen alku Tack ❤
@rufilamisghina8504
@rufilamisghina8504 Жыл бұрын
የቀንየልና ሰለቲ ሐበረታኹም ግን እቲ ሕጂ ዝወጹ ዘለውሰ ከምቲ ናይቅድሚ ሕጂ ናይደገ ዕድል የብሎምን ንባዕሎም አብ ኩናትን አብ ምትፍናን አቲዮም አለው ትዕግሰቲ የድልየና አሎ❤🎉🇪🇷❤️🌹🤲🤲
@gjd7174
@gjd7174 Жыл бұрын
Ab yutup ttefeuna alekum amlak edmen tenan yhebkum
@bettysolo3226
@bettysolo3226 Жыл бұрын
Merhaba yehwat 🇪🇷🌹❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🌹🌹🌹🐪🐪🐪🐕
@kuludhrihager7270
@kuludhrihager7270 Жыл бұрын
Merhaba deki Eri jeganu deki exa halal meret enque natna konkum haben Hager.
@tusfugebreyohannes8821
@tusfugebreyohannes8821 9 ай бұрын
Hasawi wedi tapa aythaso eda feletka ay betokon
@lettboc1804
@lettboc1804 Жыл бұрын
ፈደራል መንግስቲ ምናልባት ኣካላቱ ብጉቦ ኣዒንቶም ይዕምቱ እንተዝይኮይኖም፡ ብዘይ ፓስፖርት ንዝኣተወ ኤርትራዊ ንድሕሪት ክመልስዎ ምተገብኤ፡ ስለዚ ኣብተን ኣብ ዶባትና ዘለዋ ዓድታት ኣብ ርእሲ ቁጽጽር ምግባር፡ ምስ ናይ ፈደራል ናይ ጸጥታ ኣካላት ብምትሕብባር ኣብ ውሽጢ ትግራይ.ውን ምቁጽጻር ክካየድ ይግባእ።
@2020wely
@2020wely Жыл бұрын
👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕
@xyfxmetesbe9896
@xyfxmetesbe9896 Жыл бұрын
ሰላም። ናጻ ኤርትራ ናጽነታ ተኸቢሩን ተሓልዩን ክቕጽል ከምቲ ፕ።ኢሳያስ ዝበሎ " ሓንቲ ሃገር ናጻ ኮይና ፣ባንዴራኣ፣ስለዘንበልበለት፣ኣባል ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ስለዝኾነት,,,,,,,,ሃገር ኮይና ትቕጽል ማለት ከቢድዩ ብቐጠባ እንድሕር ዘይተመሓይሻ "ከምዝበሎ ፣ ኤርትራ ኣብ ወተሃደራዊ መዳይ ኣብ ጽቡቕ ትሕዝቶ ከምትርከብዩ። እዚ ግን ንሓዋሩ ዋሕስ ክኸውን ይክእልዶ? እንድሕሪ ብቁጠባ ዘይተሓጊዙ ? ኣብ ኤርትራ ብዙሕ ቁጠባዊ ስራሕ ይሰራሕ እምበር ነቲ ብዙሕ መንእሰይ ዝሕዝ ቁጠባዊ ሓይሊ የለን። ስለዚ እናደኸመት ትኸይድ ምህላዋ ፣ኣፍራዬ ህዝባ ኣብ ስደትን ገና ናብ ስደት የምርሕን ብምህላዉ ኤርትራ ከምቲ ኣብ ውትህድርና ኣብ ምድንፋዕ ቁጠባውን ምምሕያሽን ፍሉይ ለውጢ እንተዘይጌራ በዚ ዘለዎ ኣካይዳ ብዘገምታ እንድሕር ቀጻሊ ኮይኑ ፣እቲ ሓይሊ ናይ ምዕራባውያን ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብምሽራኽ ዘጻውዶ መስገደል መልክዑ እናቐያየረ ምቅጻሉ ስለዘይተርፎ፣ ንምዕቃብ ሃገረ ኤርትራ ሓንትን ኣማራጽን ዘይብላ መንገዲ ኣብ ኤርትራ ኣብዝሓጸረ ቁልጡፍ ዝኾነ ንኹሉ ዝሓቁፍን ዘሳትፍን ምንቅስቓስ ቁጠባዊ ኩነታት እንተዘይተበጊሱ ሓደገኛነቱ ቀሊል ኣይክኸውንን እዩ።
@temesgenogbazgi4279
@temesgenogbazgi4279 Жыл бұрын
🇪🇷❤️🇪🇷👌
@tsehayetsegai2736
@tsehayetsegai2736 Жыл бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷
@AmanTekle1
@AmanTekle1 Жыл бұрын
@Rimna....why you don't do live on KZbin.....when it's live we can engage more of our people.... Rebroadcast of few days ago is not conducive to optimize our resources 🤔🤔🤔🤔... My thoughts 🤔🤔🤔🙏🙏🙏🙏🙏
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Жыл бұрын
@amantekle ክንደይ ግዜ ርእይቶ ሂብናላ:ግን ከተግብርዎ ኣይራኣናን።ሎሚ ኣብ youtube ዝመሓላለፍ:ኣብ smart tv ብቐጥታ ብዙሕ ሰብ ክሪኦ ይኽእል ኢዩ።fb ዘይብሎም ዓበይቲ ኣለዉ።ኣብ youtube ክኣ ይሪእዎ።በዓል ሪምና ግን እንታይ ኢዩ ጸገሞም ክርድኣኒ ኣይካኣለን።ብሓንሳብ ኣብ ክልቲኡ ከመሓላልፍዎ ዘይምኽኣሎም ይገርመኒ ኢዩ።
@1115asmara
@1115asmara Жыл бұрын
INDEPENDENCE WITHOUT LIBERTY. INDEPENDENCE WITHOUT FREEDOM. SHAMEFULL!!!!
@tmnittesfazghi1503
@tmnittesfazghi1503 Жыл бұрын
ሰላም ብጾት ከመይ ኣለኹም ብዛዕባ እዚ ኣልዒልኩሞ ዘለኹም ኣርእስቲ ኤርትራውያን ኣብ ኣዲስ ዘለው፡ ደላሎ ዝምልከት ብዙሕ ፅጹይ ሓበሬታ ስለዘሎ ብኸመይ ብውሽጢ ክንረኽበኩም ንክእል
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 Жыл бұрын
❤🎉🙏🌹🌹👍
@marybrhan4922
@marybrhan4922 Жыл бұрын
🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Жыл бұрын
EPLF HIGDEF VISION ስለምንታይ ኢኹም:ኣብዛ ስክሪን ናይ ስነ ስርዓት ቀብሪ ናይ ስዉኣትና:ንኽንድዚ ሰዓታት ክደጋገም ተደልዩ? ካልእ እቲ ኣብ fb ዘይጥቀም ህዝቢ:ኣብ youtube ብቐጥታ ኣብ smart tv ዝርኢ ህዘቢ ኣሎ።ስለዚ ኣብ youtube ብቐጥታ ዘይምግባርኩም ንምንታይ ኢዩ ኣድላይነቱ ዘይተረድኣኩም?
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Жыл бұрын
እዚ ስክፍታታት ካብዞም ተቃወምቲ ኢና ብሃልቲ ጥራይ ምቅላሑን ምውዕዋዑን፡ ሱሳላታ ኢዩ ዘብል😀
@TANNER_PANDA_OFFICIAL_FAN
@TANNER_PANDA_OFFICIAL_FAN Жыл бұрын
Ezi tiblo zelka wedi tala agdasi selezkone mis makl hagrawi dihnet rikib mgbar zehshe nischa kitim buzhu shenuk k
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 Жыл бұрын
ብዛዕባ ስደት እንተኾይኑ እቲ ዝበዝሕ ውልቃዊ እንድዩ ነቲ ውሑድ ከአ ቡዙሕ ፖለቲካዊ ነገራትን ብሕቶን መልስን ጥርጣረን ምጥርጣራትን ጌርካ ዘይምግፍ..ሑ። ስደት ናይ ሓዋሩ ፍታሕን መፍትሕን አይክኸውንን እዩ ። ተጻብኦታትን ተንኮላትን ባህግጋትን ፣ ስክፍታታትን እውን እንተቐጸለ አ አብ ዘለዎን ዘዝኸዶን መሬተይ ዓደይ ሀገረይ መንነተይ ይበልን ይቐጽልን ። አብ ዝሃለወ ሀልዩ ባህልን ቋንቋን ይተሓሎ። The ill chicanery or deceit will defeat eventually .
@MnassieHabtu-ye3cy
@MnassieHabtu-ye3cy Жыл бұрын
ወዱ ጣባ መክሰብ ንሱ ዩ እቲ ሓቂ ኣብ ኤሪትራ ናይ ብሀር ሺገር የለን ናታና ሺግር እዞም ገረበትና ድሁላት ዮም
@hagereykebretey1962
@hagereykebretey1962 Жыл бұрын
ሰላም ንኹሉኹም ኣባላት ህግደፍ ቪጅን ሩም :ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን እንዳተመነኹ :እዚ መግለጺ ኣብዝህልወኩም ግዜ ንመቓብር ሓርበኛታት ኣሰኒኻ ምምጻእ ስለምንታይ ኢዩ?ምናልባት ንዝተወሰነ ግዜ ክመጽእ ይካኣል ስለምንታይ ክሳብ መወዳእታ ኣብኡ ይዝርጋሕ?🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
@trhas9775
@trhas9775 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gjd7174
@gjd7174 Жыл бұрын
Btonkol zewet ente zhlu gedamay tegaru mteawetu
@embayetewelde4336
@embayetewelde4336 Жыл бұрын
ንህላውነትና ንምርግጋጽ መትከል ኤርትራውነት ጽኑዑን ሓያልን ፖለቲካዊ ንቕሓቱ ክድልብ ኣለዎ ።
@tsegaberhe6742
@tsegaberhe6742 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@anonymoususer9755
@anonymoususer9755 Жыл бұрын
Thanks God! , you are not one of the Eritreans’ diplomat. Very aggressive person. I don’t understand, why Wide Taba working with you?
@2468justinbieber
@2468justinbieber Жыл бұрын
ስደት ንገለ ልደቱ ንገለ ውርደቱ፡ ይብሃል።
@mulualemtesfamariam6264
@mulualemtesfamariam6264 Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ኣምላኽ ንኹልና ኢፒኤልኤፍ ቪዥን ሩም እንዳበልኩ ። ኣነ ዓቕመይ ንምሕጋዝ ፍቓደኛ ስለ ዝኾንኩ ናይ ሽወደን ወኪልኩም ስቶኮልም መን እዩ ? ። ተባረኹ
@user-uj5dt3pq6m
@user-uj5dt3pq6m 8 ай бұрын
ኢሞ ንስንኩላን ሙካን ሰኡኑ መንግስት ዛኣከል
@focus.15
@focus.15 Жыл бұрын
ሎሚ #ኤርትራዊ ብፍላይ #ወደባት ከቶ #ምድንጋር #አይከአልን እዩ:: #ብኩራት ዕዮ ገዛ #ሃለውለው ስግረ ዶብ ብዛዕባ ክንዮው መረብ ንኤርትራውያን አይንታይናን እቲ ጉዕዙይ ምሕደራ ዓዋሉ ህግደፍ ኤርትራ ሃገርናን ህዝብና የዕንዩ ዘሎኸ::
@fessehasebhatu
@fessehasebhatu Жыл бұрын
As Hagos said it long time in D.C .we people staying out of the country.Wht don’t send the $10.000 before to Eritrea he can live better. Fish Atl.
@candido6539
@candido6539 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️💪👏
@lettboc1804
@lettboc1804 Жыл бұрын
እቲ ጸገም ብዙሓት ኣዴታት ኤርትራ ናይ ሎሚ ስደት ከም መፍትሒ ናይ ጸገም ገይረን ይወስድኦ ስለዘለዋ.የን፡ እዚ ከኣ ንሕና ኣብ ወጻኢ ዘጋጥመና ሽግራት ሓቢእና ከም ገነት ኣምሲልና ስለነርእዮ.ዩ፡ ብፍላይ ኣብ.ዚ ዘለናዮ እዋን ጀጋኑ ከፊልና ነቶም ቀዳሞት ጸላእትና ወያኔ ኣብ ዘጥፋእናሉ፡ እሞ ከኣ ኣብ ኢድ እቶም ብህልቂት ክንሓቶም ዝግበኣና ምእታው ናይ ብሓቂ ዘሕዝን.ዩ፡ መጻኢና ብሩህ.ዩ መንእሰይ ከም ናይ ለውጢ ሃዋርያ ስኑ ነኺሱ እንተቀጺልዎ፡ ካብ ሸቀጥቲ ናይ ደቅሰብ ዝስርሖም በላዕቲ ክድሕንን ንርእሱን ስድርኡን ሃገሩን ክኸውን ይኽእል.ዩ።
@lulakbrom9508
@lulakbrom9508 Жыл бұрын
ኤርትራውነት ኣይደልን ዝብል ብጨረታ ኣይንግድዶን ኢና ዕዝር ይበል
@tedrosrussom4137
@tedrosrussom4137 Жыл бұрын
ካብ ጉይይ ምውዓል ክሳድ ምሓዝ ዝባሃል ኩቡር ምስላ ቀዳሞት አሎኩም ተግብሩዎ ፡፡ ስብ ዝስደድ ንቑጠባ እንካብ ኮነ፡፡ ንግድን ወፍርን ብትብባዕ ሽቅለት ፍጠሩሉ መንእሰይ ሽዑ እቲ ለወጢ አብ ባይታ ክትሪኢዎ።ህዝቢ ኖን ክሰደድ ተገምጢሉ ንሃገሩ ምተመልሰ፡፡ ንግዚኡ ወደብ ዓሰብ ዘይተስርሕዎ፡፡አታዊ ዘይትረክብ እታ ሃገር ፡እቲ ህዝቢ ኸ ስራሕ ዕድል ዘይረክብ።አብ ሆቲልን ፥ቱሪዝምን ፥ትራንስፖርታን፥አግልግሎት ወደብን ብአማኢት አሻሓት ስራሕ ዕድል ምተኸፍተ ብኡ መጠን አእምሮ መንእሰይ ምረገኤ ስግረ ዶብ ምቐነስ ወይ ጨሪሱ መብቀዔ፡፡ መልስ ዜናዊ ባሕሪኹም ገመል አስትዩሉ ኢሉ ተሓሲሙ ወደብና ባኺኑ ተሪፉ ቁጠባ ኤርትራ ድማ ክወድቕ ኪኢሉ። ሕጂ መለስን ወያነን የለዉን ዶ/ር አቢ ወደብ ዓሰብ ንኽጥቀመሉ እንዳሓተተ ንምንታይ ይኽልከል አሎ? ስለዚ ነዚ ዝጠፍእ ዘሎ መንእሰይ ከርግእ ዝኽእልን ሰፊሕ ስራሕ ዕድልን ምፈጠረ። መንእሰይ ተስፋ እንተዘይ ተዋሂቡዎ ዝኾነ ሓይሊ ዝዓግቶ የለን ድሌቱ ካብ ምፍጻም ። እቲ ፍታሕ አብ ኢድ መንግስቲ ኤርትራ እዩ ዘሎ።ዎዳሓንኩም!!!
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 Жыл бұрын
ሰብ ብጌጋ ካልኦት ክመሃር ዝኽእል ሰብ ኣሎ ገለ ሰብ ከኣ ካብ ናቱ ጌጋ እዩ ዝመሃር እሞ፡ ምኸሮ ኣይፋልን ተበለ ከኣ መከራ ክመኽሮ እዩ።
@dahlakyohannes7150
@dahlakyohannes7150 Жыл бұрын
❤😂😂❤😂
@hirutnabu7171
@hirutnabu7171 Жыл бұрын
ሐደ እንዳፈለጠ ብትግራይ ክወጽእ ኢሉ ዝፍትን ሰብ ተተታሒዙ ይስሐና መንዩ ብዘየገድስ 4:: I am sorry to say that don’t feel sorry for them
@danielzerom4780
@danielzerom4780 Жыл бұрын
Elaesa went back home. Who is collecting in California?
@mikitesfie71
@mikitesfie71 Жыл бұрын
I understand they need help..but you guys are the first enemy of our heroes...
@tesfomgebremichael6225
@tesfomgebremichael6225 Жыл бұрын
የህዋት ዋላ እቶም ኣብ መቀለ ዘለው ንኣዲሲ ኣበባ ዲሰዲቆም ዘለው እሪትራዊያን እዩም ::
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 Жыл бұрын
መከላከያ ናይ ኢትዮጵያ ፡ ዶብ ትግራይ ክሕልዎ ኣለዎ። ወያነ ብረት ስለዘውረደ መከላከያ ጸጥታ ናይ ትግራይ ክሕሉ ኣለዎ። ሰራዊት ኤርትራ ከእ ዶብ ኤርትራ ብጉቡእ ክሕልዎ ኣለዎ። ምቅይያር ናይ ሰራዊት ኣብ ዶብቭክግበር ኣለዎ። መንእሰይ ኤርትራ ናይ ስደት ህርፋን ኣቋሪጹ ኣብ ሃገሩ ተማሂሩን ሰሪሑን ክነብር ክሓስብ ኣለዎ።
@gjd7174
@gjd7174 Жыл бұрын
Abaykum yxelae ngdmit keytkedu zgber tenkol eyu
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 Жыл бұрын
ኣብ ውሽጢ ኤርትራ መሳርሒ ናይ ኣብ ደገ ዘለዉ ተቋወምቲ ቆርበት በጊዕ ዝተኸድኑ ተኳሉ ኣለዉ እሞ ጸጥታ ኤርትራ ክህመል የብሉን። ምስ G 15:ዝደናገጹ ' ወያነ ኣስመራ ኣትያ ስልጣን ክትህቦም ሃንቀው ዝብሉ ዝነበሩ ሕጂ ካብ ኤርትራ ክሃድሙ ክፍትኑ እዮም። ክሳብ ሕጂ ኣይተፈለጥናን እናበሉ ንናይ ደገ ተቛወምቲ ኢና በሃልቲ ዝምወሉ ፡ መንእሰያት ካብ ኤርትራ ንኽሃድሙ ዝተሓባበሩ ከምዘለዉ ክንዝንግዕ የብልናን። እዞም ሃሱሳት እዚኣቶም ናይ ፍልሰት ቢዝነዝ ዘለዎም እዮም እሞ ኩሉ ኤሪትራዊ ንደቁ ክሕሉን ክምዕድን ኣለዎ።
@tsehayzeray9361
@tsehayzeray9361 Жыл бұрын
❤️💯🍾❤️💐🌺🏆🎈🎉🎀🎉🎈🏆🏆💐💐❤️🍾💯💯💯💯❤️❤️💐
@user-wi5vm9pc9m
@user-wi5vm9pc9m Жыл бұрын
እንታይ ዳኣ ከ ናይ ቀብሪ ኣምጺካ ኣብዚ ስክሪን ኣይ ኖ በሎ ካልእ ቀይር መን ዝሞተ ኣሎ ድዩ ለንቀነ ኣብ ኤርትራ ኣብ መቃብር ሓርበኛ ኢዩ ካኣ።
@semerabweldab615
@semerabweldab615 Жыл бұрын
Hei telefon nay norwey sdedeley
@rigmeb3294
@rigmeb3294 Жыл бұрын
አንታ ወዲ ጣባ ንስኻትኩም ትርእይዎን ትሰምዕዎን እንድሕሪ መዛሪብኩሙሉ ነቲ ሃገሬዊ ድሕነት ናይ ሃገርና እኮ ሐበሬታ ክኮኖም ይክእል እዩ፥ ንምንታይ ንመንግስቲ ጥራይ ንገድፎ ምሽ ኩሉ ኤርትራዊ ፖሊስ ሃገሩ እዩ ኢና ንብል ስለዚኩሉ ዝራአኹምን ዞሰማዕኩሞን ከተቃልዕዎሙን ክትዛረቡሊን ሐላፍነትኩ እዩ፥ ምክንያቱ እዚሕጂ ኩሉ ነጻ ኮይኑ ዝአትውዘሎ እቶም ገበርቱ እከይ ክአ ካብዚ ዲያስፖራ አትዮም ውን ይሰርሕዎ ይህልዉ ይኾኑ፥
@desbelestegu3442
@desbelestegu3442 Жыл бұрын
Tigraytilgs entetkewin tsibuk neiru gen liby tigray zeifelto seb yelen dobna abzikeltefe kihntsets alewo
@asmarabella2629
@asmarabella2629 Жыл бұрын
ኣነ ግን ዝገርመኒ ኣይንፈልጥን ኢና ንምባል ድዩ? ናይ ኣመሪካ ኣኽሰነት ስለ ዘለዎም 2% ከፊሎም፡ዘይፈልጡ ብዓል ሄኖግ ኣርኣያ ብዓል ወዲ ጉርጃ ምስ Natalie E. Brown Chief of Mission | U.S. Embassy ኣብ ሳንሻይን ኾፍ ኢሎም ሻሂ ክሰትዮ ዝሐተቶም ሰብ ኣሎ ድዩ? ብ $25 ሽሕ ዶላር ቪዛ ናይ ኣመሪካ ክሽየጥ ኾሎ ዝሐተተ ሰብ ኔሩ ድዩ።ኣብ ሃገራዊ ድሕነት ዘለው እኮ ናይ ሳምሳራ ስራሐት ምስ ኣብ ደገ ዘለው ኮንስላት ወላ ኢንባስታት ምስ ደቂ ሃፍታማት እዮም እኮ ዝሰርሕዎ።እዚ እኮ ናይ ትማሊ ጽንጽዋይ እዩ።
@xyfxmetesbe9896
@xyfxmetesbe9896 Жыл бұрын
ኤርትራ ኣፍራዬ ሓይሊ ዝኾነ መንእሰያታ ብዙሓት ናብስደት ከይዶማዮ። እቲ ጸልማት ዝበሃል ዝነበረ ጸዋግ ዓመታት ሓሊፉዩ፣ብተዛማዲ ሰላም ከምዘሎዩ ንዝመጽእ 3, 4 ዓመታት ወይ ኪኑኡ ክቕል ተስፋ ንገብር። ኤርትራ ቁጠባውን ፖለዚካውን ሽርክነታ ምስ ሩስያን ቻይናን ከምዝተተሓሓዘ ይፍለጥዩ። ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለዬ እዋን ምስዝተፈላለዩ ሃገራት ምስ ሩስያን ቻይናን ውን ዝተፈላልዩ ውዑላት ከምዝኸተመት ብዜና ብዕሊ ተነጊሩዩ፣ እዚ እንተኾይኑ መሪሕነት መዓስ እንታይ ክስራሕ መደባት ከምዝህልዎዩ፣ እቲ ሕቶ ግን ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንእሰይ ካብ ንዶብ ምስጋር ዝሓስብ ክዕቅቦ ዝኽእል ኩነታት እንተስ ምስ ቻይና ወይ ሩስያ ብውሑዱ ን500 ስዳራ ቤታት ወይ ካብ ኡ ንላዕሊ ከስርሕ ዝኽእል ናይ ስራሕ ምፍጣር ዕድል ንምንታይ ዘይከኣል? እቲ ይጽናሕ ዘይበህል ምጥያስ ኣብ ኣገልግሎት ዘሎ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነቱ ተሓልዩ ማለትዩ። መንግስቲ ነዚ ይጠፍኦ እዩ ማለት ኣይኮነን ግን ንምንታይ ዘይከኣል? እንታይ ስለዝጎደለ? ወይ እንታይ ጸገማት ስለዘሎዩ፣እቲዝፈልጥን ዝርድእን ኣይሻቐልን ይኸውን ፣እቲ ሓፋሽ ግን ተረዲኡ ዶ ይኸውን? ክሳብ መዓስዩኸ ከምዚ ክቕጽል? ንቡር ዝበሃል ኣነባብራ መዓስዩ ክጅምር ቀልጢፍካ ነንእሽቶ እናጀመርካ እንተዘይተኸይዱ ካልኦት ሓደስቲ ወያነ ውን ኮ ክፈርዩን ዕንቅፋት ክቕጽሉን ይኽእሉዮም፣ስለዚ ሻማሻማ እንተዘይተባሂሉ ከምዚ ኢልካስ ክሳብ መዓስ?
@danielarsenal4952
@danielarsenal4952 Жыл бұрын
Kuluna saket ena behaki weyane weyane kenbl eko kolele koinu hiwetna weyane nemntay ala kesab hiji I don’t know honestly
@elenamik9214
@elenamik9214 Жыл бұрын
Ab addi tsaadit ab hji uwan msdat zefrh uwan yu. Mknyatu extremist nazisty sle ynda hayelu sle smetsu dellowu.zeferh uwan yu.
@tusfugebreyohannes8821
@tusfugebreyohannes8821 9 ай бұрын
Kkkkkkkkk
@tusfugebreyohannes8821
@tusfugebreyohannes8821 9 ай бұрын
Kkkkkkk
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Жыл бұрын
ማሽ አላህ ህልም ይበሉ!! ኤርትራ ተአዊታ ወጺአ ኢያ!! ብ እልፍ ደንቆሮ ኤርትራ አይትህነጽ አይትፈርስ!! ኤዚኦም እረሳሃት ብ አሌት ዝሃስቡ ሰባት ዋላ ሃጺብኮዮም አይጸሪዮን!!! ኤርትራ ገዲፎሞ ከዬዶም kkkkkkkkkkkk ጽባህ ም ምላስ የላን!!!!! እንዃእ ወጹ, ተሪፉ ተለውን ሰአብ በሎ!!! እዚኦም ትብሎም ፊሪ ፊሪ ስደት ናይ ቀደሞም እዩ!!
@bereketbeyene5616
@bereketbeyene5616 Жыл бұрын
ኣታ መልሓስ ጠል ዲኻ በሊዕካ ግን ኣነ ዝገርመኒ ኣብ ጠንቂ ዘይትዛረብ ካብ ሳዕበን በጃኻ ንስኻ ትመኽሮ ሰብ የለን ሱቅ በል ሞራል የብልካን ክትዛረብ ድሕረ ባይታኻ ህዝቢ ኤርትራ ቁቡቅ ገሩ ይፈልጦ እዩ ዓጀዉጀው ኣይትበል ዜሮ ኢኻ ካብ እንታይ ትጽበ ዝገርመኒ ከም ሓደ ዓቢ ዲብሎማት ትመሲል ክትሕሱ ከለኻ....ሱቅ በል።
@user-nw9bk6lr1f
@user-nw9bk6lr1f Жыл бұрын
? ? ? ? ወዲ ጣባ ሓበሬታኻ ምስ ጭብጢታቱ ቅድሚ ኣብ ፓልቶክ ወይ ፈይስ ቡክ ምዝርጋሕካ ኣብ ጥቓኻ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ( ኤምባሲ ) ኬድካ ሓቢርካ እንተትኸውን ጽቡቕ ነይሩ ። ሕጂ ግን ነቶም ክፉእ ስራሕ ዝሰርሑ ዘለዉ ኣብ ቁጽጽር ንኸይኣትዉ ምሕባር ጥራሕ እዩ ። ጽማቕ ትንታኔኻ ግን - መንግስቲ ኤርትራ ተለቂሑ ድዩ ዋላ ተንበርኪኹ መንእሰይ ንኸይወጽእ ናይ ስራሕ ዕድል ክፈጥረሉ ኣለዎ ኢኻ ትብል ዘለኻ እንተተራዲኡኒ ። ኣብ ርእሲኡ ኤርትራዊ/ት ክኸውን ኣይደልን እየ ዝበለ ንትግራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ንማርስ ውን ክኸይድ መሰል ኣለዎ ።
@ephraimtik920
@ephraimtik920 Жыл бұрын
አብ ስደት ዝተወልደ!! አብ ስደት ዝተወለደ ን ነብሱ አይረብህ ን ስድራ አይጠቅም!!! ብጀኮ ከብዱ!! ተማሂሩ ሰሪሁ ዝሃለፈሉ አይንፈልጥና። ብጀኮ ቡሽቲ ከምእውን ሊዚቢያን (ሰረረት) ሰነፍ ወሎዶ!! ወዲ ጣባአkkkkkkk እንታይ ትገብር ዝበለኮ ወዲ ሃወህ? መልሲ ከም ሃሰማ እበልእ ምስ አረኩ እንዳ አሮግቶት እጎሃፍ ዘይትብሎ!!! ከምእውን ዉርደት ወልፊ ኮይኑኒ ኢሊኮ መልስሉ ኤርትራ ቀቢላ አገሚ ኮብ ኤርትራ ምውጾኡ እድለኛ ኢያ!!! አይትሰከፍ ጸገም የሎን!!!
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Жыл бұрын
** ወዲ ጣባ አረጊት ከልቢ ኢሰፓ ወያነ ፣ አሜሪካ ከይበልካ ሃንቲ ብዛእባ ኤርትራ ትፈልጦ አብነታዊ ሰራህ ህግደፍ ግለጸለይ ?? ወላ ሓንቲ 😅
@lomiayneyberhe8136
@lomiayneyberhe8136 Жыл бұрын
ትግራይን ኤርትራን ድሕሪ መንግሥታት ደርግን ኃይለስላሴን ኣይቀነዐናን ::
@hadashabteab9974
@hadashabteab9974 Жыл бұрын
Don't mixed tigraye was Ethiopian Eritrean by Eritreans no more no less
@retaamanuel1249
@retaamanuel1249 Жыл бұрын
Tigray is ethiopian , tigray is the cause of East Africa
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Жыл бұрын
ከምዚ ወዲጣባ ዝበሎ ስራሕ ጥራይ ዘይኮነስ፡ ደሞዝን ኮታ ብሓፈሻ ናብራን ተመጣጣኒ ክሳብ ዘይኮነ ምስዘን ምዑቡላት ሃገራት፡ ስደት ቀጻሊ ኢዩ፡ ከም ዝፍለጥ እቲ ኣፍራይ መንእሰይን ምሁር ኣካልን እንተተሰዲዱ ድማ ዘሎ ዕድል ጽቢብ እዩ🤔
@lomiayneyberhe8136
@lomiayneyberhe8136 Жыл бұрын
ሻዕብያን ወያነን ክባልዑ ገና መስጣ ኢትዮጵያ ::
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 9 МЛН
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 29 МЛН
Kind Waiter's Gesture to Homeless Boy #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 15 МЛН
Quiet Night: Deep Sleep Music with Black Screen - Fall Asleep with Ambient Music
3:05:46
Codeforces Hard | Algo & Coding Stream #9
3:43:10
Errichto Hard Algorithms
Рет қаралды 82 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,2 МЛН
سورة البقرة كاملة لطرد الشياطين من منزلك وجلب البركه باذن الله surat albaqra
3:51:44
የታዬ አጽቀሥላሴ ''እንባ'' እና የፊልድ ማርሻሉ አቻ|ETHIO FORUM
17:46
I Took a LUNCHBAR OFF A Poster 🤯 #shorts
00:17
Wian
Рет қаралды 9 МЛН