ስርሒት ባረንቱ 1985 - 15ይ ክፋል | sirihit Barentu 1985 (Part 15) - ERi-TV Documentary

  Рет қаралды 22,228

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 125
@girmayhishaltirhas9648
@girmayhishaltirhas9648 Жыл бұрын
ኣይጽንዓት ቆራጽነት ናይ ሂዝባውግንባር ጋል ዓሊ ሓብተይ ካኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሳላ መንፍዓትክን ቆራጽነትን ሂውት ኣሻሓት ኣድሕንኪ
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho Жыл бұрын
Eternal glory to our martyrs our heroes we will never forget you ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷 🇪🇷🇪🇷✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️💍☪️🇪🇷🇪🇷✊✊
@hailenteklen
@hailenteklen Жыл бұрын
ህዝባዊ ግንባር ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ዝወሰዶም ዓበይቲ ስርሒታት 1 - ምድምሳስ ዉቃዉ እዝ መጋቢት 1984 2 - ስርሒት ኮማንዶ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ግንቦት 1984' 3 - ምሕራር ከተማ ባረንቱ ሓምለ 1985 4'- ምድምሳስ ናደዉ እዝ ኣፍዓበት መጋቢት 1988 5 - ምሕራር ከተማ ሽረ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ (ኢትዮጵያ ) ለካቲት 1989 - ግንቦት 1991 ምስ ህዉሓት 6- መጥቃዕቲ ኣሶሳ ( ኢትዮጵያ ) ለካቲት 1990 6 - ስርሒት ፈንቅል ለካቲት 1990 7 - መጥቃዕቲ ደንከል ለካቲት - ግንቦት 1991 8 - መጥቃዕቲ ግንባር ደቀምሓረ ግንቦት 1991
@amaniele4693
@amaniele4693 Жыл бұрын
ክብርን ዝክርን መጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 7 ай бұрын
በቲ ዝነበረ ሓቦን ጽንዓትን ተጻዋርነትን ቆራጽነትን ትሕበን ኣዚኻ ድማ ትሕበን፡ በቲ ዝነበረ ምረትን መስዋእትን ክሳራን ድማ ትነብዕን ተስተትንን ትዳናፈቕን ድማ። ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና፡ ንዘለኹም ጀጋኑ ኣቦታትናን ኣያታትናን ኣሓትናን ኣሕዋትናን ኣዴታትናን ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ዕድመን ጥዕናን ድማ ይምነየልኩም።
@meronkuchi
@meronkuchi Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንሰማእታትና🇪🇷 ዝክር ዲማ እግል ሹሃደኣና🇪🇷
@ታባውፍያትክብሮም
@ታባውፍያትክብሮም Жыл бұрын
ቢሊሕ መሪሕነት !! ምዑት ሰራዊት!!💪🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🌺💚❤️💙🇪🇷👍👍👍
@asfhamekonnen3777
@asfhamekonnen3777 Жыл бұрын
Nay bhaki Xbuk tarik, bzuh temahirna, eti kalie wn kemu tezgber ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@segedzeray9854
@segedzeray9854 Жыл бұрын
ጅግና ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝውረስ ኣብ ግዜ ብረታዊ ቓልሲ ንናጽነት ንዝነበሩ ነብስ ወከፍ ክፍላተ ሰራዊት ወዲብኩም ዛንታታት እንተ ዘዘንትውልና።
@micealmiki4053
@micealmiki4053 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ገራሚ ታሪኽ ፡ ብፍላይ እዞም ሓካይም ዘሕለፍዎ ሸግር ይገርም እዩ።
@abayweldeghergis7874
@abayweldeghergis7874 Жыл бұрын
መራሕ ውግእ! ንብረት ምድሓን ዘይኮነ ውጉኣት! ተሓቲቱዶ ይኸውን! ጸሓፊ እየ ምህሮለኒ ክእለትኣለኒ ዝብልተሎ ጽሒፍካ ዘይውዳእ ታሪኽ!
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
አነ ብጣዓሚ ኽትቂጽለ ነርዋ
@mikes3312
@mikes3312 Жыл бұрын
Thank you very much Eri tv Kbren mogosen nsematatna Awet nahfash
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
Welcome Amazing history Eritrea 🇪🇷
@TN-ie1yh
@TN-ie1yh Жыл бұрын
ኣየ ሓቦ ኣየ ብጻይነት ኣየ ጅግንነት ኣየ ተበላሕነት እዚ ጅግና ወለዶ መዳርግቲ ዘይብሉ ፍሉይ ወሎዶ ጅግንነትን ኤርትራውነትን ዝዕጣቁ እንትርፊ ንዓወት ናይ ምጻኢ ራኢ ኣብ ቅድሚኡ ሰሪዑ ብሓደ መስርዕ ዝጓዕዝ ኤርትራዊ ሪኢና።ኤርትራውያን ምኻና የሕብነና። ብመስዋእቲ ብሉጻት ኣሕዋትና ንዝለኣለም ከቢርና ንነብር። ኤርትራ ብመስዋእቲ እቶም ብሉጻት ድቃ ንዘለኣለም ተኸቢራ ክትነብር ኢያ። ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tokortube8622
@tokortube8622 Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንሰማአታትና, ኒዚ ታርክ ዚ ክስነደ ዝጻዓርኩም ከኣ ነምስግነኩም : መሕራር ከተማ ናቅፋ ተትስኑዱዋ ክንደይ ጽ ቡቅ ኔሩ thanks so much gays.
@Tesfitwedi.E.R
@Tesfitwedi.E.R Жыл бұрын
ኣያታተይ ኣቦታተይ ክብሪን ሓበን ንዛላኣም ዎቱሩ ሕቡን እየ ካባኹም ተወላደ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ዓወት ንሓፋሽ🎉🎉🎉🎉🎉
@merhabameksenkoreda1026
@merhabameksenkoreda1026 Жыл бұрын
ዘይ ትካእ ወሎዶ ነዚ ታሪክ ከተድግምሉ ዘብቅዓኩም ፈጣሪ ይመስገን
@yonnastsehaye8277
@yonnastsehaye8277 Жыл бұрын
ክብረት ንዓኹም ❤
@delinat9013
@delinat9013 Жыл бұрын
ዘይድገመ ሕላጋት ኤርትራ ዝኾነ ወሎዶ, ብመዘና ዘይብሉ ጅግንነትኩም ትብዓትኩም እንዳተሓበና ክነብር ኢና ❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷
@Fishaletesfa-kw1ci
@Fishaletesfa-kw1ci Жыл бұрын
What a legacy!!!!!!! It is unbelievable!!!!!!
@KflaySbhatu-nr4xr
@KflaySbhatu-nr4xr Жыл бұрын
❤ጅግና ሰሪሒ ቅያ ሻዕብያ
@BMstar9
@BMstar9 Жыл бұрын
Beautiful history!!!!!❤ ❤❤❤
@SmithJames-uw4bl
@SmithJames-uw4bl Жыл бұрын
To all the Lions first R.I.P I thank all the Lions how they fought won the war
@kebekebarino6103
@kebekebarino6103 Жыл бұрын
Wetru Awet nhafash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abesabereka7566
@abesabereka7566 Жыл бұрын
thank you to all our heroes who paid the sacrifice for our independence and presevering independence... proud to be Eritrean..
@Shabay_mender
@Shabay_mender Жыл бұрын
ዓበይትን ታሪኻዉያን ክፍለ ሰራዊታት ህዝባዊ ግንባር - 1. ክ/ሰ 85 .. ብ ስዉእ ሜ/ጀ ገረዝግሄር ዓ/ማርያም ( ዉጩ ) ዝምራሕ ዝነበረ ኣሃዱ 2. ክ/ሰ 70 ...ብጀነራል ፍሊጶስ ወ/ዮሃንስ ዝምራሕ ዝነበረ ኣሃዱ 3. ክ/ሰ 61 ...ብስዉእ ዓሊ ኢብራሂም ዝምራሕ ዝነበረ ኣሃዱ 4. ክ/ሰ 101 ..ብ ሜ/ጀ ተኽላይ ሃብተስላሰ ዝምራሕ ዝነበረ ኣሃዱ 5. ክ/ሰ 96 ብስዉእ ፍስሃየ ወ/ገብርኤል ዝምራሕ ዝነበረ ኣሃዱ 6. ክ/ሰ 52 .. ብ ሳልሕ ሕሩይ ዝምራሕ ዝነበረ ኣሃዱ 7. ክ/ሰ 88 ብስዉእ ኣሕመድ ዳሊ ዝምራሕ ዝነበረ ኣሃዱ ዞባዊ ሰራዊትን ህዝባዊ ምልሻን 8. ክ/ሰ 74 - ብ ሜ/ጀ ሮሞዳን ኣዉልያይ ዝምራሕ ዝነበረ ኣሃዱ መካናይዝድ 9.ኣሃዱ ሓይሊ ባሕሪ ብሜ /ጀ ሑመድ ካሪካረ 10 . ክ/ሰ 525 ...ብስዉእ መኮነን ተኽለ ( ጉብጣን ) ዝምራሕ ንኡስ ክፋል ድሒሩ ድማ ብስዉእ ሜ /ጀ ዉጩ ዝምራሕ ዝነበረ ኣሃዱ
@andomkiflom800
@andomkiflom800 Жыл бұрын
ክ/ሰራዊት 16 ረሲዕካዮ
@nopenot4058
@nopenot4058 Жыл бұрын
Very interesting documentary hope more to come
@danielfitwi2575
@danielfitwi2575 Жыл бұрын
Eternal glory to our martyrs, shaebia our pride
@ወዲማዕገብ
@ወዲማዕገብ Жыл бұрын
እዛ ናይ ባረንቱ ኣቀራርባ ኣዝያ ብልጽቲ እያ ተስፋ ንገብር ኣብ ዝሓጸረ እዋን ናይ 6ይ ወራር ይኹን ካልእን ብኸምዚ መልኽዕ ከተቅርቡልና።
@gideyalem6475
@gideyalem6475 Жыл бұрын
ጹቡቅ ኣለካ ኣብ ሓሳብካ ይሳማማዕ ኣለኩ።
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h Жыл бұрын
እዞም ጀጋኑ ዘምጽእዋ ሃገር መን ክደፍራ ንሕና ደቆም ከ ነዛ ብደሞም ዘምጽእዋ ሃገር ነድፍራ ዶ? ኣይፋል ኣይነድፍራን ኢና ኣየድፈርናያን ከኣ: ኣነ ዋርሳይ ኾይነ ኣብ ወራራት ዎያነ ከቲተ መኪተ ሃገረይ ኣውሒሰ እየ:: ነዚ ዝወረሱ መንደላይ ደቀይ ከኣ ነዚ ክብር ታሪኽ ወሪሶም ንሃገር ካብ ጸላኢ ይከላኸሉላን ይሕልዉዋን ኣለዉ::
@dendengebrengus289
@dendengebrengus289 Жыл бұрын
ሰላም። እቲ ዝገርም ክፋል ታሪኽና፣ እቶም ተጋደልቲ ብዛዕባ ዝሓለፈ መሪር ዛንታ መስርሕ ናጽነት ይዛረቡ። ናይሎሚ ወለዶ ከኣ ብናጽነቱ ይቛመር። ይተሃናኹት። ብዘይፈልጦ ታርኽ ጀጋንኑ ይጀሃር። ብዝኾነ ዓጽሚኹም ትክበር ጀጋኑ ናይ ጃገኑ።
@BiniamTeklemariam1
@BiniamTeklemariam1 Жыл бұрын
እዋይ ኤርትራ ሃገረይ እዚ ኩሉ የሕሊፍክስ ሕጂውን ጸላእቲ ድቃስ ይኸልኡኺ
@saraabay7231
@saraabay7231 Жыл бұрын
Bijegnenet meswatkum naye selam hiwet nestemakero alena zelalemw erefti yhabkum beselam ereff🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AfricanPolitics1
@AfricanPolitics1 Жыл бұрын
ኣብ መጽሓፍትን ፊልማትን ዝተማህዘ እምበር ኣብ ሓቐኛ ሂወት ከምዚ ዓይነት ተኣምራታዊ ታሪኽ ዝተሰርሓሉ፡ ተጋዳላይ ኪኖ ሰብ ምኻን ሓጺን ዝተቀየረሉ፡ ፍጹም ነብሰ ፍትውት ኣጥፊኡ ንዕላማ ሂወቱ በጃ ክትከዉን ዘፍቀደሉ ሰውራ ኤርትራ መዳርግቲ የብሉን።ክትሰምዖ ቀሊል ይመስል!
@daniel.j9062
@daniel.j9062 7 ай бұрын
ብሰንኪ እቲ ጀጋኑናን ሰማእታትናን ንኹላትና ኤርትራውያን ሓርነትናን መንነትናን ክህበና ዝፈጸምዎ፡ ኤርትራዊ ብምዃነይ ወትሩ ንዘልኣለም ዘመስግንን ንዘልኣለም ዝሕበንን እየ !! 💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@BuyaSapiens
@BuyaSapiens 2 ай бұрын
Tarik jeganu eritrea
@gerrywelderufael2481
@gerrywelderufael2481 Жыл бұрын
Rest in peace our saftey sacrificed ❤🎉🫶🇪🇷💖👈💪👈💪💪💪💪💪💪💪💪👈🌎
@mulugeta6522
@mulugeta6522 Жыл бұрын
Zelalemi zkri nswatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mohammedsaidmahmoud7901
@mohammedsaidmahmoud7901 7 ай бұрын
✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷✊🏽🇪🇷
@geriegerie503
@geriegerie503 Жыл бұрын
ሓንሳብ ንዓንዶ! ናፊቐካ እንዳኣለይ ከም መሰታይ!
@menasieskwg7453
@menasieskwg7453 Жыл бұрын
I am proud of you EPLF ❤❤❤❤❤
@gerrywelderufael2481
@gerrywelderufael2481 Жыл бұрын
Oh shabya passed very heavy life it's incredible story ❣️EPLF 🇪🇷👈💪our safety God bless you forever AWET NHAFASH
@barkayyemna9996
@barkayyemna9996 Жыл бұрын
Abiotetna jegnu ade welida temkne ❤❤❤
@Hidri_keleta
@Hidri_keleta Жыл бұрын
Zelealemawi zkirin kbrin nsweatna ykun🇪🇷🇪🇷
@gebrumengstab-zu4do
@gebrumengstab-zu4do Жыл бұрын
Agokum mebrhati selmat
@mhretabteklit3515
@mhretabteklit3515 Жыл бұрын
መግለጺ ደይብሉ ጅግንነት ብሂወት ደለኩም ክብርን ምስጋናን ነኣኩም ይኩን ኣርካናት። ብዝያዳ ካኣ ከምዚ ገርኩም ጹፉፍን ኣብ ባይታ ድነበረን ድነበርኩሞን ታሪኽ ምዝንታውኩም ምስጋና ይግበኣኩም ። ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማአታት ዓወት ንሓፋሽ ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yirgalemgebray9573
@yirgalemgebray9573 Жыл бұрын
Hzbin serawitn edn gantin koynom hager arekibomun 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝🤝 Hiji gidena eyu Pleas tarikna niflet deki EREYyyyyyy
@samigilay139
@samigilay139 Жыл бұрын
Zey dgem welodo ❤❤❤❤❤
@MS-dq7yh
@MS-dq7yh Жыл бұрын
❤😢
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
ዳሃይ ስብሓት ኤፍሮም ከ የለን ድዩ ንምንታይ ኢኩም ግን እቶም ኣብዙይ ዝተሳተፉ ኣዘዝቲ ዘይትጠቅስዎም ባዓል ዱሩዕ ካልእን😢
@hailenteklen
@hailenteklen Жыл бұрын
Dirue was not in the Front line ,he Was one of poletical Officers in Arag and i think sibhat Efrem was head military Officer
@Metkeli
@Metkeli Жыл бұрын
Eretrya adey sleki eu kbri mogosn nsweAtna
@EseiasSelomun
@EseiasSelomun Жыл бұрын
ዘይድገም ወለዶ
@Habenfu
@Habenfu 7 ай бұрын
ኣዛዚ ግንባር ባረንቱ ቤጥሮስ ሰለሙን ረሲዕኩም በናይ መን ኢኹም ክትክእዎ ደሊኹመ ታሪክ ኣይተባለሽዎ ሕጅ ክኣ ምዓልቲ ናጽነት ኢልኩም ግንባር ደቀምሓረ ኣስመራ ዘፍረሰ ንመስፍን ሓጎስ ክትርስዕዎ ኢኹም ናትኩም ነገር ፍሉይ እዩ😢
@FotoGoitom
@FotoGoitom Жыл бұрын
ንዘይ ስገር ሰግሩ ንክትኣምኖ ደጸግመካ ታሪክ ኢዚ ጾንዓት ሓቦን ዘወለዶ ኤርትራዊንት ሓያል ሃገራዊንት ፈጥሩ ክብሪ ንስዋኣትና ዒድመ ንተረክቲ ዛንታ ደቂ ሪመይ
@ghrmayweldu3985
@ghrmayweldu3985 Жыл бұрын
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@alem2627
@alem2627 Жыл бұрын
❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️
@jemilasalih4252
@jemilasalih4252 7 ай бұрын
Gegna ali ibrhim
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 Жыл бұрын
ንዓሰርተ ሽውዓተ መዓልቲ ምስ ጥሜት ድካም ተጻዊሮም ናቕፍ ንካል አይ ገጽ ኩናት ምስ ድካምካ ንጸላኢ ብብረቱ ብጥዩቲ ንጸላኢ ደምሲሱ ካል ኣይ ገጽ ኣፍሽይሉ መን ከም ተጋዳላይ ሕዝባዊ ግንባር አዚ ቕያ ጅግንነት ሕዝባዊ ግንባር ኣብ ዓለም ተራኣዩ ኣይፈልጥን ስው ኣትና ብግብሪ ይደበሱ ዘልዓለማዊ ዝክሪ ንስ ው ኣትና
@aynomgodefa8228
@aynomgodefa8228 Жыл бұрын
ዘይድገም ብጹእ ወለዶ ንኹሉ ዝሰግሩ
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 Жыл бұрын
🐪🇪🇷❤✊✊✊
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
ደሃይ እቶም ሰለስተ ተጋደልቲ ክጎዓዙ ዘይከኣሉን ክትስከምዎም ዘይከኣልኩምን፡ቦምባ ኢድ ሂብኩም፡ ዝበዛሕኩም ንምድሓን ዝገድፍኩሞም ከ? ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ!✊🏿🇪🇷🐪
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
Alewo Ka aletome zarkey
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
@@awettesfandrias3395 ✊🏿🇪🇷🐪
@DejenDeke
@DejenDeke Жыл бұрын
ማይ ሽግሊ ማይ ቆቃሕ ናይ ኤርትራ እዩ።ሓቢቢ ብኣፍካ ነገር ከይተምጽኣልና ጀነራላት ኮኔሬላት ድማ ትጋገዩ።ደምስስዋ።ወርቂ ንኣርየሉ ዝነበርና መርየት ክትዕዱሉልና።ስም ናይ'ቲ ዓዲ ጸዊዕካ ጥራይ ስቅ ዘይትብል።
@hailenteklen
@hailenteklen Жыл бұрын
Yes , Its inside Eritrea
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 Жыл бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@yirgalemgebray9573
@yirgalemgebray9573 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
ናይ ዶክተር ተኽስተ ፍቓዱ ከኣ ካብ እቶም ህዝባዊ ግንባር ዘንበሩ ኣናብስ ኤርትራ እዩ
@ወዲዓላ95Eri
@ወዲዓላ95Eri Жыл бұрын
❤❤🇪🇷💪
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 Жыл бұрын
ERI Eritrea prevails we are hizbawi gnbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤ one people 🇪🇷🇪🇷 one Nation 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semeretewelde
@semeretewelde Жыл бұрын
ab aserte 14 kifal buzahat hadimomuna eilu neru hade tegadalay nabey eyom hadimom ayi berehetileyin?
@dawitabraham8637
@dawitabraham8637 Жыл бұрын
Issyas diyu zemerheo neyeru eti genbar
@Aba-nebri
@Aba-nebri Жыл бұрын
Jeganuna wetru ab lbna zelalemawi zkri nsemaetatna victory to 🇪🇷
@GirmayTsfazghi
@GirmayTsfazghi Жыл бұрын
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤
@diborates1416
@diborates1416 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ibrahimafaagamet9034
@ibrahimafaagamet9034 6 ай бұрын
Please Etiom 3 bkebid tewegiom ab wesen xirgiya gedifnayom zibeletom ke abey abelu????
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 7 ай бұрын
እንታይ ዝበለ፡ ጽንዓት፡ እንታይ ዝበለ ሓሞት፡ እንታይ ዝበለ ተጸዋርነት፡ እንታይ ዝበለ ቆራጽነት፡ እንታይ ዝብለ መዓንጣ፡ እንታይ ዓይነት ምስትንክር ዝኾነ ሕልኽላኽን መስገድልን ኢኹም የሕልፍኩም።
@TeweldeNuguse
@TeweldeNuguse Жыл бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mhretabteklit3515
@mhretabteklit3515 Жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ዋርሳይወዲይከኣሎ
@ዋርሳይወዲይከኣሎ Жыл бұрын
ኣህ ኣነሲ ናትኩም ጀነረሽን ወይ ናይ 1998 መንእሰያት ዝነበሩ ንወያነ እግራ ዝሰበርዎ ክከውን ነርኒ ኣብ ናይ ወያነ እኮ ኣርኪበላ ነይረ እየ ግን ንግባር ዝኣክል እድመ ኣይነበረንን💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷💕
@MussieHabtom-zu9gg
@MussieHabtom-zu9gg Жыл бұрын
ኣዝዪ መሳጥን ጽፉፍን ኣቀራርባ ክቅጽል ዝግበኦ ድማ። ሙሴ ገብረትንሳኤ ድማ ትርከበሉ email address እንተትሓድገልና ጽቡቅ ነይሩ። ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና!!!
@IbraMo-p2y
@IbraMo-p2y Жыл бұрын
ተጋዲልና አንታይ ረኺብና?
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
Wayane Aleki ab mekele ok
@WeduWeduNsteveNsteve
@WeduWeduNsteveNsteve Жыл бұрын
ዋው ሰውራ እንታይ ዓይነት ሰባት እያ ፈጢራ ኔራ ግን ፣ ኣብ ዓለም ከምዚ ናይ ኤርትራዊ ዝበለ ጅግንነት ኣይነበረን ፣ኣይክነብርን ውን እዩ ።እዚ ሓሊፍካስ ብሉእላውነት ሃገርካ ትላገጽ ፣ እዚ ንኩሉ ወለዶ እንዳተዘንወ ክነብር ኣለዎ ፣ ንዘኣለም ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ ፣ ኣብ ነፍስወከፍ ቤት ትምህርቲ ከም ካሪክለም ፣ ክሰፍር ኣለዎ። ኤርትራ ብዋጋ ክቡራት እያ ፣ተረኺባ ነዚ ረሲዕካ ብዘይጠቕሙ ትታለል ዘለኻ ፣ ኣስተውዕል።
@fatemashkoray8935
@fatemashkoray8935 Жыл бұрын
Youhna Jganona Mbrahtn Nanstn kabparntn kabslmat Nabbrhan Kolotsaorkom Awet Nasntzshbtkm Ekomjganona Zantagdltgadlkmo Nktznto Zhlfkmokbd Jganona Dgge Etomjganona Dggejganona Anbsna Kbronbro Mssedmntenan Yhabkom Amlak Nbroly Dgge Eriyyyyy Zyada Aynnhagrkom 🌴❣Amien❣🌴Kbrnmgosn Nkoborat Soatna 🌹Amien🌹Awet N Hfash 🌴❣Amien❣🌴🌴🙏🌴🇪🇷🌟💖🌟🇪🇷🌴🙏🌴🙏💐🌴🕌❤⛪🌴💐💪🌴
@ademubel4125
@ademubel4125 Жыл бұрын
በጃኩም ከምዚ ዓይነት ኣገራሚን መሳጥን ዛንታ ቀጽሉዎ ኤርትራ ኤርትራ ባልደማ እንዳልቀሰ ተደምስሱ❤❤❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@akilehab377
@akilehab377 Жыл бұрын
Glory to our beloved martyrs. We follow their footsteps till our last breath.
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 Жыл бұрын
ልል
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 Жыл бұрын
10:34 😅ፕል ኦፕ 11:38 9😅😅😮😅😅😅😅😅 11:56
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 Жыл бұрын
ይርፍፍፎፍግግልልልልጉፕ 12:51 😊
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 Жыл бұрын
😊😅😅😊ፖ😊😅 13:18 ኦኦ😮9
@bitanyahadasalem6878
@bitanyahadasalem6878 Жыл бұрын
ሎ😊😊😊😊😊😊😊😊😅 18:31 😅😊😊
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju Жыл бұрын
ካብ ኣጃማምሩ ወቕቱ ክራማት ክሳብ ተጻይ ዝኹነ ህዝቢ ባራንቱን ክባቢኣን ፡ ርሕቀት ካብ ደጅንን ነቲ ኩናት ኣዝዩ ኣኻቢድዎ ሰልዚ ስርሒት ባረንቱ ክካይድ ኣይነብሮን ኣይምተግባን ? ከትስዕር ክትሳዓር ባህራዊ ዩ .። ኣብ ዚ ስርሒት ባረንቱ ግን ዝያዳ ክቢድ ምስዋእቲ ንተጋዳልይ ኤርትራ ኣኽፊልዋ ኸፊሉ ዩ !
@sat4029
@sat4029 Жыл бұрын
Intersting question, i like to hear more about this, i am more curios now. I think sometimes you dont know unless you try.
@hailenteklen
@hailenteklen Жыл бұрын
ትጋደልቲ ኣብቲ እዋን 'ቲ ንባረንቱ ሓራ ኣዉጺኦማ 'ዮም ፡ እቲ ምኽንያት ምዝላቕ ሓይልታት ህዝባዊ ሰራዊት ድማ 1- ናይ ብዝሒ ሰራዊትን ኣጽዋር ዘይምምጥጣን --- ደርጊ ኣዝዩ ብዙሕ ቁጽሪ ሰራዊት ካብ ኢትዮጵያ ብምምጻእ ነቲ ወርሒ ምሉእ ክዋጋእ ዓቕሙ ዝተጓደለ ሰራዊት ህግ ክገጥሞ ምፍታኑ 2- ህዝባዊ ግንባር ንሓንቲ ከተማ ባረንቱ ክብል ኣብ ግንባር ናቕፋን ሓልሓልን ዝነበረ ዉሑድ ቁጽሪ ኣሃዱ ፡ ክፍልታት ዉድብ ፡ ከምኡ 'ዉን ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ንዘይምዉዳቕ ብህጹጽ ናብ ቦትኡ ክምለስ ነይርዎ 3 - ድሕሪ መጥቃዕትን ዓወትን ግንባር ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ካልኣይ ተሞክሮ እሞ ዳማ ዓቢ ቦታ ዝሽፍን መጥቃዕቲ ብምንባሩ ህግ ከቢድ ፈተነ ከጋጥሞ ርዱእ ነገር 'ዩ
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju Жыл бұрын
ኣነ ዝሓትት ኮ ዚ ኩናት ዚ ብፍጽም ክካይድ ዘይ ነብሮ ዩ ! ኣዝዩ ብሂዎት ይኹን ንተወጋእቲ ኤትራዉያን ብሞራል ኣዝዩ ኣሳዪ ዩ ኔሩ ..።ምስ ውግእት ስማናዊ ሳሕል ( ቀርባ ንደጅን ) ተስነይ ከማኡ ንሱዳን ቀርባ ...ክስራ ጥራይ ዩ ኔሩ !! ሰልዚ ዘራኽብ የብሉን ...!! ደሓር ዚ ታሪኽ ደንጉዩ ዝዝንቶዉ ዘሉ ብዝሑ ዝጎደሎ ኣለዎ ...
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 Жыл бұрын
Hopefully you coming back with another topic ❤ Amazing thank you so much Deki Eritra 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
@macherhiintertaiment7160
@macherhiintertaiment7160 Жыл бұрын
Merhaba jeganu ayatat seb metkel, zelalemawi zkri nsematatna❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪 Adalawi dma nay bhaki nfue bflay ''barentu'' ktbl keleka kef aleka
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 Жыл бұрын
Ma History Always ma country right or wrong
@Ourvision971
@Ourvision971 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@a.t5699
@a.t5699 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@tekleabtesfayfishatsion7986
@tekleabtesfayfishatsion7986 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@mussiegebreyesus71
@mussiegebreyesus71 Жыл бұрын
❤❤❤
@ChristianoRonaldo-z7h
@ChristianoRonaldo-z7h 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
Увеличили моцареллу для @Lorenzo.bagnati
00:48
Кушать Хочу
Рет қаралды 8 МЛН
А я думаю что за звук такой знакомый? 😂😂😂
00:15
Денис Кукояка
Рет қаралды 4,4 МЛН
Turn Off the Vacum And Sit Back and Laugh 🤣
00:34
SKITSFUL
Рет қаралды 6 МЛН
1 November 2024
2:30:45
Merhawi Msgna
Рет қаралды 6 М.