''ኤሮስ ! ፣ - ደቂ ኣንስትዮ ካብ’ዚ ተጠንቀቓ !'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 126,033

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

እዚ ትምህርቲ ብዛዕባ እተን ብግዝያዊ ፍቕርን ሃነይነይታ ናይ ደቂ ተባዕትዮ ተሰኒፈን ገሊኤ ድማ ኣብቶም ዘይሓላፍነታውያን ደቂ ተባዕትዮ ብሕሉፍ እምነት ብምግባረን፣ ክብረን ተጠቒዔን ኣብ ጸገም ዝወድቃ ደቅንስትዮ ኣሓትና ዝገልጽ እዩ፣፣

Пікірлер: 706
@freemnet
@freemnet 4 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስማዓልና መም ካሳሁን በጃኹም ከምዚ ዓይነት ትምህርቲ መሃሩና ኩላትና ተበሪዝና ኢና እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልና !
@shewithabtemarim729
@shewithabtemarim729 3 жыл бұрын
Ewe nay bhaki
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
@ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 2 жыл бұрын
ብሓቃ ቂልሂወተየስመዐልና ክቡር መምህርና
@Roza-e6g
@Roza-e6g Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ዝተመከርናዮ ኣብተግባር ክነውዕሎ ኣምላእ ይሓግዘና አሜን፫
@mhdmhd-gn2gh
@mhdmhd-gn2gh Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ካቡሪ መምህርና ፀጉኡ ያብዝሕልኻ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yared1871
@yared1871 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዓቢ ትምክርቲ ኢዩ ኣብ ተግባር ክንዓዩ ናይ እግዚአብሔር ኣምላክ ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ከሳሁን ሓውና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ🙏🙏🙏💕💯
@amlshaamlsha
@amlshaamlsha 2 жыл бұрын
ብሓቂ ክብር መምህርና ደስ ዝብል ትምህርቲ ብዕድመን ጥዕናን ይሃበልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ምክርኩም ማዕዳኩምን ኣይፈለየና ፅጋበይ
@መኑየሃድገነእምፍቅሮለክር
@መኑየሃድገነእምፍቅሮለክር 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሚን ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ሓውና ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ።
@gsas4971
@gsas4971 Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ክንደይ ደስ ትምህርቲ እዩ አብልቢና ንሕድሮ ክብራተይ ክቡር መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም እግዚአብሔር አምላክ አሜን ፫🙏🙏🙏💞💖💗💖💞
@genigaltigray7479
@genigaltigray7479 Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቱ
@milashmilash3881
@milashmilash3881 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ትምህርትካ ኩሉ ደስ እናበለና ብዙሕ እናተማሃርና ኢና ማይ ዝኮነ ትምህርቲ ዝእረ ዘይብሉ ፅሩይ ኣጆካ ቀፅለሉ ኣብ ጎንካ ኣለና ክስብ ዘለናሉ ግዜ
@yujtyu1188
@yujtyu1188 3 жыл бұрын
Amen amen amen
@fthawibrhane7053
@fthawibrhane7053 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓና ኹቡር ሓው። ነዘን የሕዋትና ተገዲስኻን፡ ተቢዕካን፡ ምኽርኻ ምሃብኻ። ብ ልቢ እየ ደመስገንኻ። ነዘን የሕዋትና ቀንዲ ጸገመን። ሰባት ኣብ you tube ወጺኦም ንሕና ፍቁራት ኢና፡ ኣነ ኽሕስዋ እየ (በቲ ናቶም ኣዛራብባ prank )።. ነተን የሐኣትና ቀንዲ ሳዕብየን ኮይንወን ዘሎ እዩ። 2) ዓርከ መሰታ! ናብ ዝኽፈእ የወስደን ኣሎ። ኣብ ኽንዲ ድመሃራ ንትምህርተን ቀዳምነት ኣይሰርዖኦን እየን። በዛዕባ ፍቅሪ ጥራይ እየን ድዛረባ። ንሱ ከኣ ግዳይ ናይ ዘይ ምምሃርብይገብረን እዮ። መስ ወልዳ ናይ ምዕባይ ሓላፍነት ኣብ ዝባነን ይኸወን ኣብ ኽንደይ ሽግር ይወድቓ። ኽንደይ ዘይጠቅሙ ይኾና። ዓይኒ ተታሃርመት ኣፍንጫ ትነብዕ።ንሕና እቶም ኣወዳት ኸኣ፡ ነተን ኣዋልድ ከየሕዋትና ኣይንሪኢን ኢና። ኣብ መልኽቲ ሓዋሪያ ፓውለስ ዘሎ ጽሕፍ የዛኻክረኻ። ሕማቅ ዕርኽነት ንጽቡቅ ልማድ የጥፍኦ እዩ።
@senaytguosh5151
@senaytguosh5151 4 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmelna nay bhaki egzabehr amlak zestwel ayn lebi yadlna
@tsehayneshefrim8096
@tsehayneshefrim8096 4 жыл бұрын
Selame zewdeye selmue yezhlk yebzylka emttrdense tebke temte eyou kalehewt yesmalea amen amne amen
@hiwettesfay1931
@hiwettesfay1931 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓና ኩቡር ሓዉና amen (3)🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስማዓና ዝሓወይ 🙏
@merehwetokbabe6856
@merehwetokbabe6856 3 жыл бұрын
Hiii Abona Ane gulki eye enta konu bweshita kirekbek dele aleku
@rahelasmerinabelalifestyle5566
@rahelasmerinabelalifestyle5566 Жыл бұрын
የቀንየልና ተባረኽ መምህር ሐጋዚ ምክሪዩ
@GhGh-xi3zc
@GhGh-xi3zc 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና ካሳሁን ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ኣንሕና እዉን ዝጠቅመናን ዘይጠቅመናን ፈሊና ክንጉዓዝ እግዚአብሔር መስተዉዓሉ ይዓድለና
@ናይሎሚንጽባሕ
@ናይሎሚንጽባሕ 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ክሕሰበሉን ክንነብረሉን ዝግብኣና ኢዩ፡ ንዓና ከምዚ ዝበለ ምኽርኹም ኢዩ ዘድልየና እሞ ቀጽልዎ፡ ብድጋሜ ቃል ሂወት የስምዓልና።
@letish3773
@letish3773 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ልቦናና ይክፈተልና ኣምላኸይ ብመንገድኻ ምራሓኒ🤲
@ሙሉጓልማርያምፅዮን-አ6ወ
@ሙሉጓልማርያምፅዮን-አ6ወ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ክብር መምህርና ኦ ኣምላኽ ብመንገድካ ምርሐና😢😢😢😢
@salamasalama7644
@salamasalama7644 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐና ክቡር ሓውና ናይ ብሓቂ እግዚእብሔር ይቅር ይበለልና
@hshhdhdh8547
@hshhdhdh8547 3 жыл бұрын
ብጣዐሚ የመስግን መምህር እግዛብሄር ምሳኩም ይኩን ላእኩም ተናጋሪ አንደበት ላእና ስማዒ ልቦና ይሃበና ኣሜን
@rutamehari5403
@rutamehari5403 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዘብል ምክሪ እዩ
@مديمدي-غ6غ
@مديمدي-غ6غ 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ደስ ዘብል ምክሪ እዩ🙏🙏🙏
@samuelabraham9127
@samuelabraham9127 2 жыл бұрын
@@مديمدي-غ6غ 9o
@እማየየኔናፍቆትየኔመልካም
@እማየየኔናፍቆትየኔመልካም 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመልና ክብር ሓውና መምህር ካሕሳይ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ እውን ዘስተውዕል ልባና ያሃበና ኣሕዋተይ
@ብኣምላክበርሀብኣምላክበር
@ብኣምላክበርሀብኣምላክበር 4 жыл бұрын
ዝሮዝሮ ኣሕናስ ታማይኡ እግዝኣብሄር ይሓግዘና ካብ ቃሉ ኣይፍለየና ኣሜን አሜን ኣሜን
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ
@ዩዳሄ-ቨ7ቀ Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ አገልግሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር አምላክ. ይባርከልኩም ክቡር መምህርና✝️🤲✝️🤲 ደስ ዝብል ት,ቲ እዩ ንህይወትና ኣገዳሲ ና ወቅታዊ ት,ቲ እዩ ኩላትና በዚ ነገርዚ ተበሪዝና ኢና እግዚአብሔር አምላክ መስተዉዓሊ ልቢ ይሃበና💘💘
@kahsayemane4559
@kahsayemane4559 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህርና ምኽርኹምን መዓዳኹምን ኣይፈለየና ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ።
@dadadadadada9100
@dadadadadada9100 Жыл бұрын
ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃለ ህይወት የስመዐልና ብጣዓሚ ደስ ዝብል ምኽሪ እዩ ❤❤❤
@lemlemdesat199
@lemlemdesat199 2 жыл бұрын
ኣሜን///3/// ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና መምህረይ✝️🕊✝️🕊✝️🕊👏☘️👏☘️👏🌸🍁🌸🌺🌸🌺🌸🌺🌿🌼🌿🌼🌿
@FevenZeray-if1rr
@FevenZeray-if1rr Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና አምላክ ጸግኡ የብዛሓልካ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባርክ
@الا-ظ1ح9ه
@الا-ظ1ح9ه 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስስስ ዝብል ትምርትን መክርን ፀጉኡን ቦሮኮቱን የብዛሓልካ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ .ይባረክ ኩቡር መምህርና
@ጠበቃፍቅር
@ጠበቃፍቅር 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 ኣይኣነ ኣነ በኮንቱ እናፈለጡኩባ ንፍቅር ዝሙት ኣተኹ ምስ ዘይርድኦ ሰብ እንታይ ባ ክገብር ብጣዕሚ ዘሕዝን ቃል ኣምላኽ እናሰማዕኩ ለካስ ሰይጣን ኣብ ዘይኣትዮ የብሉን😭😭😭😭😭😭
@adammesel1040
@adammesel1040 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ካሳሁን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ
@ተመስገንመድሃኒኣለም
@ተመስገንመድሃኒኣለም 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህር እግዚኣብሄር ፀጉኡ የብዘሐልካ🙏🙏🙏
@mnsmne6691
@mnsmne6691 3 жыл бұрын
እግዚአብሔረ ይመሰገን አሜን አሜን አሜን የቅንየልና ብሐቂ ቃል ሂወት የሰምዕልና መምህረ ሐውና ጸጉኡ የብዛሐልካ አግልጎሎትካ ይባርክ እግዚአብሔር አምላክና💒🤲💒🤲💒📚✝️🤲🌿🙏
@ንግሰቲጓልድንግልማርያም
@ንግሰቲጓልድንግልማርያም 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዘስተውዕል ዓይኒ ልቦና ይዓድለና
@TsegayMalet
@TsegayMalet 11 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና እግኣብሔር ልቦናና ይክፈተልና 🙏🙏🙏💠💠💠⛪️
@bsratbs6688
@bsratbs6688 4 жыл бұрын
ብሓቂ ድስስ ዝብል ምኽሪ ቃል ኣምላኽ ኣብ ልቦናና ይሕድሮ ኣምላኽ ቅድሳን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይውት የስመዕልና ፀጉኡ የብዝሕልኩም እግዝኣብሄር ኣምላኽ ክቡር ኣቦና
@selam801
@selam801 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሄር አምላክ ጸግኡ የብዝሕ በእውነት አብቲ ሐዚ ዘለናዬ እዋን ብጣዕሚ ኢና ነሐዝን እግዚአብሄር ምሰትውዓሉ ይዓድለና ብሓቂ መምህርና ከምዚ ዓይነት ምክርን ማዕዳን አይፈለየና ቀፅለሉ
@filmontw7653
@filmontw7653 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ሓወይ ናተይ ብጣዕሚ እየ ዘድንቅቀካ ይከታተለካ እየ ንጹርን ጽፉፉን ዝኮነ ሓቤረታ ኢኻ ተሕልፈልና መጽሓፍ ቅዱስ ምርኩስ ብምግባር ማለት እዩ። ስለዚ የቀንየልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ!!!
@michltsegay9638
@michltsegay9638 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቡቁዕ ዝኮነ ትምርቲ። መምህርናን ሓውናን ብሓቂ መግለጺ ሰአኢነልካ። አግዚኣቢሄር ቡዙሕ ጸጋን ዕድመን ጥዕናን ዪሃብካ መታን ኝዓና ክሕሸናን ክጥዕመናን። አዘን የሕዋትና ከኣ ዘስተውዕል ኣአምሮ ዪሃበን። ኣሜን።
@FurtunaMebrahtom-hj9ev
@FurtunaMebrahtom-hj9ev Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም❤❤❤❤
@Meriytv
@Meriytv 4 жыл бұрын
ሰሚዕካዮ ዘይጽገብ ቅዱስ ቃል ሰባኪ ወንጌል ካሳሁን"ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብዎ ዘለኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም።
@ኪዳነምህረትኣደይ-ጸ5ቐ
@ኪዳነምህረትኣደይ-ጸ5ቐ 4 жыл бұрын
Amen
@tijitiji4532
@tijitiji4532 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏
@biniamzekarias8088
@biniamzekarias8088 4 жыл бұрын
Amen 🙏
@jduuur3506
@jduuur3506 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tsinatguebremichael4846
@tsinatguebremichael4846 3 жыл бұрын
Ame amen amen
@muluabeba4416
@muluabeba4416 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለህይወት የስመዓልና ሃውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
@ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና እቲ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ🙏♥️መምህርና ኸኣ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ❤❤❤
@shewitamanuel4225
@shewitamanuel4225 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጓል ሃገረይ ማዓረይ
@letinatekie7157
@letinatekie7157 3 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስመዓልና
@መሥወለተጽዮን
@መሥወለተጽዮን 3 жыл бұрын
ኦ ኣባ እግዛብሂሪ ፀጋኡ ያብዘሐልኹም በጃኹም ኣብ ቅድም ዝፋን ኣምላክ ኣብ ፆሎቱኹም ዘኩርኒ
@yehia2570
@yehia2570 2 жыл бұрын
ብጣዓሚ ደስስስ ዝብል ትምህር ክብር ሓውና ፀግኡ የብዝሐልካም
@መንበረፍቕሪYouTube
@መንበረፍቕሪYouTube 4 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ይመሥገን ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህርና ብሓቂ ቃለህይወት ቀስምዐልና ፀግኡ የብዝሕ ፤ኣብዚ ከዚ ዘለና ወሎዶ ብጣዕሚ ዘሕዝንዩ ዘሎ ፍቅሪ ናተብሃለ ናብዘይተደለየዕብዳን ዝኣትዋ ኣሕዋትና ብዙሓትየን ምስትዉዓል ይዓድለና😢
@ድላይኻኣዝዘኒባቢተይ
@ድላይኻኣዝዘኒባቢተይ 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeaelna kubur hawna tsegaun bereketun yebzehelka egziabher amlak
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
@ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 жыл бұрын
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ጽቡቅ ኣለና እግዛብሄር ይመስገን ንስኩም እውን ኩቡራት ኣያታትናን መምሃራናን እንኳዕ ሰላም ሓሊኹም ብሰላም ነዚ ቁዱስ መንፈሳዊ ትምህርትኩም ክትህቡና ቁዱስ ፍቃዱ ንዝገበረልና ልዑል እግዛብሄር ብኩሉ ግዜን ስዓትን ክብርን ምስገናን ንዕኡ ይኩን ንዘልኣለም ዓለም ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ✝️⛪️ብሓቂ እውን ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን 💖🤲🙏✝️⛪️🌾🌾🌾🌾🌾
@sofyaaesufyflyheky9613
@sofyaaesufyflyheky9613 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ የብዘሓልኩም ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️
@ተመስገንኣምላክ-ጸ7ዐ
@ተመስገንኣምላክ-ጸ7ዐ Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና
@ጓልትግራይ-ነ7ቸ
@ጓልትግራይ-ነ7ቸ 3 жыл бұрын
ናይብሓቂ መ/ር ሓውና፡ እንታይ እሞ ምስትውዓል እንዶ ስኢና። ቃለ-ህይወት የስምዓልና
@tahesgabra2015
@tahesgabra2015 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሄወት የስመዕልና መምህር ክብር ሓዉና አዚግብሄር
@habtomtekle9100
@habtomtekle9100 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መም .ካሳሁን ሐውና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ።
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ Жыл бұрын
Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna egziabher lbona yehabena🙏
@ሜሪየድንግልማርያምል-ቀ5ገ
@ሜሪየድንግልማርያምል-ቀ5ገ 3 жыл бұрын
ብሓቂ አገዳስን ደስ ዝብልን ምክሪ እዩ። ክቡር መምህርና እግዚአብሄር አምላክ ፀጋ አብ ፀጋ ይዓድለልና
@luwamhaile683
@luwamhaile683 3 жыл бұрын
Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 kal hiwet yesmeana nay behaqi des zbl egzabiher amlak zestewel lbi yadlena
@fiyoriliben6317
@fiyoriliben6317 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና ሓውና ናይ በሓቂ ደስ ዝብል ማአዳ የቀንየልና አግዛቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ
@كوكيالالكترونييات-ن4ب
@كوكيالالكترونييات-ن4ب 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዕልና እግዛብሃር ፁጉኡ የብዝሓልኩም
@ተመስገንኣምላክ-ጰ2ኈ
@ተመስገንኣምላክ-ጰ2ኈ 2 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ድስ ዝብል ምክሪ እዩ ክብር ሓወይ
@fserfeer2063
@fserfeer2063 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐና ክብሪ መምህር,ፀጉኡ,የብዘሐልክም ኣምላክ ኣቦና
@እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ
@እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ 4 жыл бұрын
ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክብር ኣቦና መምህርና💒📚🌼🌼🌼🕊🕊🕊💞💞💞💚💚💚💐💐💐✝️🕊🕊🕊💚💚💚🕊
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ትምህርቲ እያ አዚና ኢና ነመስግን ክብረት ይሃበልና ነዚ ሰሚዕካ ዘይ ፅገብ ትምህርቲ ዘምሓርኩምና🌿🌿🌿🌼🌼🌼🍀🌿🌿🌿💐💐💐
@ሃረያሃፍቱ
@ሃረያሃፍቱ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሰናይ ዝኮነ ትምህርቲ እዩ ካሳሁን ሓወይ ስለቲ እዚ ክንሰምዕ ዝፈቀደልና ልዕል እግዚአብሔርና ክብርን ምስጋና ይኩኖ ኣሜን(3)
@kisanethadgu5786
@kisanethadgu5786 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና ክብረት ይሃበልና ሓቂ እዪ
@እግዚኦተሰሃላለፅዮን
@እግዚኦተሰሃላለፅዮን 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እግዚአብሔር ይመስገን ፀጉኡ የብዘሐለም እግዚአብሔር አምላክ እዛ መዝሙር ሸር በሉልና ክቡር ኣቦና ምስ ሰናይ ይቅርታ ኣልሸ ስእነያ እየ ዋ🙏💞
@እግዚኦተሰሃላለፅዮን
@እግዚኦተሰሃላለፅዮን 3 жыл бұрын
አምላኬነ ወመድህኒነ ተራዳኣነ
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ናይ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@samasama43
@samasama43 3 жыл бұрын
Kal Hiwet yesmealna zestwel lbona yhabena naeaka ewn edmen tienan yhabeka fetari zemenka ybarka
@tigistibariagabir7183
@tigistibariagabir7183 4 жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ትምህርቲ ኣብ ልብና ይሕድሮ፡ ኣገልግሎትካ ይባርክ ፈጣሪ
@almiabrhaberhe1659
@almiabrhaberhe1659 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም🙏🙏🙏
@حياةالبي
@حياةالبي 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ልቦናና ይክፈተልና ኣሜን🙏🙏🙏
@marymary6034
@marymary6034 3 жыл бұрын
ብሃቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ካሳሁን እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሃልኩም ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባረክ
@milonbd5309
@milonbd5309 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልኻ እግዚአብር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ብእኻ መንፈስና ትሓድሱ ናይ ኣምላክ ፍቅር ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣማላድነት ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 3 жыл бұрын
በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓወይ ፀጋ በረከቱ የብዝሓልካ የቀንየልና ብተገዳስነትካ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@timnitzemariam4493
@timnitzemariam4493 3 жыл бұрын
Amen amen amennn kal hiwet yesmeana kab kfuea zhasibu awedat awxeana ezgeabher bimhretu ytemtena mitnkak agedasi u nay behaki kbret yehabelna Bereket ezgeabher tsegeu yebzhalika🙏🙏🙏
@AaAa-of9ln
@AaAa-of9ln 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡር ሓውና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ብጣዕሚ እዩ ማሃሪ ከምዚ ኢልኩም ተገዲስኩም ንደካማታት ኣሕዋትኩም ክንዲ ዝገስፅክሙናን ዝመሃርኩምናን ኣዚየ እየ ዘመስግን ንዓና ካኣ ዓይኒ ልቦና ና ይክፈተልና እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@misganazerayhuruy4638
@misganazerayhuruy4638 2 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna hawina, egzabiher ayne libona na ykifetelna 🙏🙏🙏
@ሰላምንትግራይRጓልገርዓል
@ሰላምንትግራይRጓልገርዓል 3 жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ፅቡቅ....ምኽሪ እያ መምህር !!!
@gipgip1636
@gipgip1636 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብሐካ ክብር ሓውና ንዓና ካዓ እግዚኣብሔር ይቅረ ይበለልና😭😭😭😭😭😭
@mrkk9450
@mrkk9450 3 жыл бұрын
ብሓቂ ፅቡቅ ምክሪ እዩ መምህርና ክብሪ ይሃብካ ፈጣሪ
@مونعلي-ش1ع
@مونعلي-ش1ع 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ እግዚአብሔር ቃል ሂወት የስመዐልና ክብር መምህር
@rtrt9276
@rtrt9276 2 жыл бұрын
ፀገኡ የብዘሐልካ ኩቡር መምህር
@ሳምሪ
@ሳምሪ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና👏👏👏
@selmselm9212
@selmselm9212 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዓና
@sooqusabya5631
@sooqusabya5631 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውናን መምህርናን እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ልኣናለ ዓይነ ልቦናና ይኽፈተልና ፈጣሪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tesfamariam250
@tesfamariam250 4 жыл бұрын
ብፍርሃተ ኣምላክ ዘሎዎ ፍቅረ ቅኑዕ ዝከይድ ኢዩ ናዛ ግዜ ዝሓልፈ ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይዓድለና
@sari-mkahsu2696
@sari-mkahsu2696 4 жыл бұрын
Amen 💝
@ግርማነሽ
@ግርማነሽ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን
@ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ
@ማርያምእናቴናት-ኘ5ጘ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክብር መምህረይይ
@AaAa-hs2ft
@AaAa-hs2ft 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሃወት ያሰምዐለና ኩቡር መምህርና
@ሰለማዊትየማነአምላክፈቅሪ
@ሰለማዊትየማነአምላክፈቅሪ 3 жыл бұрын
Amen amen amen btaemi tsbuk kinestewuelelu zgibae tmhrti eyu kale hiwet yesmealna
@sabiyasook2755
@sabiyasook2755 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር አምላኽ ብጣዕሚ ደስ ዝበለ ትምህርቲ ምከረክምን ማዓዳክምን ኣይ ፍለየና
@mebrhithailemicheal6415
@mebrhithailemicheal6415 4 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምኣልና፡እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት እድመኩም ይባርክ፡ናይብሓቂ ኣብ ግዜኡን ሰዓታን ብምቅራብኩም ኣዚና ነመስገን።
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ
@ልዕሊሕልናየለንዳኛ-ጰ7ረ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር ሓውና ካሳሁን✝️🙏❤️ ብሓቂ ደሰ ትብል ትምህርቲ እያ🙏🙏🙏❤️
@solasli4933
@solasli4933 4 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስማልና ሓውና ካሳሁን ፡ ጽቡቕ ሓሳብ ዩ በየናይ ዓይነት ፍቕሪ ደቂ ኣንስትዮ ይወድቃ ከም ዘለዋ ኪርድኦኦ ምግባርካ ፡ግን ኣብ መወዳእታ ዚያዳ ንክልቲኡ ጾታ ናብ መንፈሳዊ ህይወት ዚምለሰሉ ብጸሎትን ብጾምን ኪንጎዓዝ ከም ዘለና ምክንያቱ ኣብቲ ጾምን ጸሎትን እንተሊና ብፍቕሪ ክርስቶስ ስለ ንምላእ ካብ ንፈተና ንቅድስና ስለ ንቀርብ ፡ማለት ኣወዳት ጥራይ ዘይኮኑ ነዋልድ ዝፍትኑ፡ ኣዋልድ ዉን ነወዳት ካብ ምፍታን ኣዲ ኣይወዓላን ፡ ስለዚ ንክልቲኡ ተዝውክል ምበልኩ ፡እዚ ናተይ ሓሳብ 'ዩ ፡ይቕሬታ ካባኻ ፈሊጠ ኣይኮንኩን ፥ የቐንየለይ ።
@moryayoseif1224
@moryayoseif1224 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና መምህረይ ጸጉኡ የብዝሓልካ ፍጣሪ ዓድመን ጥዕናን ይሃበለይ ናይ ንሓቂ ኢግዛኣቢሔር ብመንገዱ ይምርሓና
@bilhamfssahaye5431
@bilhamfssahaye5431 4 жыл бұрын
Amen nay bahaki mahari tmrti Kal hiwet yesmalna azika ztebarekka memhr
@samlul1721
@samlul1721 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeana Egziabiher selamu yewrdelna 💙🙏🙏🙏
@daniya4773
@daniya4773 3 жыл бұрын
ብሓቂ ክቡር ኣቦና ንኩልና ዘጋጠመናን ዘጋጥመና ዘሎን ዩ መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና
@genetalem8059
@genetalem8059 3 жыл бұрын
Wwwwww beautiful massage Abon God plus you 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️✝️🌹💒
@mashogermedihin2055
@mashogermedihin2055 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ነኣና ድማ መስተውዐሊ ልቢ ይዓድለና
@temsgenamlakea6606
@temsgenamlakea6606 3 жыл бұрын
bhaki kale hiwet yesmeelna kbur hawna amen ((( 3))) 💒💒
@mdrekenan1750
@mdrekenan1750 4 жыл бұрын
ኣሜን መምህርና ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣዝዩ ኣገዳሲ ምኽሪ እዩ የቀንየልና።🙏🙏🙏🙏💒💒💒❤️❤️
@Mamitey-k4b
@Mamitey-k4b 4 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ ያ ነዚ ክንገብር ኣምላኽ ብጸግኡ ይደግፈና ኣሜን!!!
@kulusebukulusebu7588
@kulusebukulusebu7588 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ያሃበካ ፈጣሪ ድያቆን ሓወይ 🙏
@alkvwr5690
@alkvwr5690 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን
@hiwihiwi5713
@hiwihiwi5713 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ልኩሉ ለስተወዕል ልቦናን ጥበብን ይዓድለና እግዚኣብሄር ኣምላክ🙏🙏🙏🙏
'' መንፈሳዊ ለውጢ ብኸመይ ከነምጽእ ? ''  (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
21:31
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 69 М.
''ዛንታ'ታ ሳምራዊት ሰበይቲ''  (ቅድስቲ ፎጢና)  (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
21:37
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 21 М.
Миллионер | 1 - серия
34:31
Million Show
Рет қаралды 2,6 МЛН
小路飞嫁祸姐姐搞破坏 #路飞#海贼王
00:45
路飞与唐舞桐
Рет қаралды 28 МЛН
Epic Reflex Game vs MrBeast Crew 🙈😱
00:32
Celine Dept
Рет қаралды 33 МЛН
''ብፈተና ዝዕገስ ብጹእ እዩ '' (ያዕ 1፣12)  (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
24:03
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 44 М.
ናይ Covid-19 ክታበት፣ ማሕተም ናይ’ቲ ኣራዊት 666 ድዩ?   (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
30:26
ምስምማዕ ዘይብሉ ሓዳር፣ ብኸመይ ነዐርዮ ?  (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
22:23
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 60 М.