'' ፈጣሪ ኣሎ ድዩ ? ብዘይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣረዳኣኒ፣ ዝብሉ መንእሰያትና በዚሖም ኣለዉ፣ '' ብሰ:ወ ካሳሁን እምባየ

  Рет қаралды 21,628

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 100
@yoridove7003
@yoridove7003 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምኣልና ኩቡር መምህርና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ።
@teweldedeberhanghebre6320
@teweldedeberhanghebre6320 22 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ካሳሁን
@TadeseLeake
@TadeseLeake Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸግኡይብዝሓልካ
@AaaSss-z1m
@AaaSss-z1m Ай бұрын
መስተዉዓሊ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ ብሓቂ መምህረይ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ያዓድልኻ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️💞❤️💞❤️💞❤️💞❤️💞❤️💞❤️💞❤️❤️❤️❤️❤️😢
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ዙርያና ይኹን 🙏🙏🙏
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq Ай бұрын
እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ኩቡር መምህርና ቃል ሂወት የስምዓልና ነቶም ልቦም ዝዘንበለ ከኣ ልቦም ናብ ቅኑዕ መንገዲ ይምለሶም❤❤❤
@kiflomkinfe1317
@kiflomkinfe1317 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህር ሓውና ፡ እግዝኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ። ዝገርመኩም ንጓለይ ጓል 9 ዓመት ፡ ብዛዕባ ፍጥረት ዓለም መጽሓፍ ቁዱስ ክንብበላ ምስ ጀመርኩ ፡ ንኣምላክ ከ መን ፈጢርዎ እላ ያ ሓቲታትኒ ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ትምህርቲ ፡ የቀንየልና መምህር ሓውና።
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 Ай бұрын
መወዳእታ ዘመን በጺሒና ምሕረት ካብ ኣምላክ
@KubsulSul
@KubsulSul Ай бұрын
ኣቦሓጎታትና ይኩን ነቦሓጎታትና ኣቦሓጎታቶም እዉን ሎምስ ናይ መወዳእታ ዘመን ኢና በጺሕና እንዳ በሉ እዮም ዝዛረቡ ነይሮም። ኣበብ ዘለናሉ ዘመን ከምኡ ኮይኑ ይስምዓና እሞ ከምኡ እንዳ በልና ንሕና መወዳእታና ይመጽእ። ዘይምእማን ሓድሽ ነገር ኮይኑ ኣይሰማዕካ ማሌት ከምዚ ኣብ ዘመና ጥራይ ዘሎ ኣይኮነን፣ ቅድሚ ኣማኢት ዓመታት ዝነበረ እዩ።
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 Ай бұрын
@@KubsulSul እንዲዒ እንታይ እየ እሞ ክብል እግዝኣቢሔር የዝሕለልና
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 Ай бұрын
Amen amen amen Kal hiwet ysmelna🙏🙏🙏💒❤
@mbbmbbb7519
@mbbmbbb7519 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤
@tekliasmellash3289
@tekliasmellash3289 Ай бұрын
Amen kal hiwet yesmialna kibur memhr gegiu bereketun redietun yebzhalka fetari 🙏🙏🙏
@gizetezareb3775
@gizetezareb3775 Ай бұрын
ጽቡቕ ኣለካ ሓደ ዲዛይን ገይሩ ዝፈጠረና በሊሕ ፈጣሪ ኣሎና። ደቂ ሰባት ከኣ በብዝርደኣና ፥ኣምላኽ ፥ ረቢ፥ የህዋ,,፡ ወዘተ ናበልና ሕጊ ፈጢርና ብዝጥዕመና ዛንታ ፈጢርና ነምልኾ ኣለና ።
@lichikiflom4740
@lichikiflom4740 Ай бұрын
❤Amen Amen qale hiwet yesmealna ❤
@berhanemeskel5041
@berhanemeskel5041 Ай бұрын
ጌታ ይባርካ ብሐቂ ጽቡቅ አገላልጻ ብዝሀብካና ትምህርቲ ተመሲጠ አየ ሰሚዔዮ God bless you
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 Ай бұрын
እግዝኣሄር ያሃበልና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ነመስግነካ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤💚💚💙💜❤💚💛💙💜❤💚💛💙💜❤💚💛
@Hadera-od7jn
@Hadera-od7jn Ай бұрын
Yekenyelna! Bihilawi nay igiziabher kinmaramer ayedileyenan iyu! Kinamin alena tiray hayalin hiyawayin mikhanu!❤❤❤❤❤❤❤❤
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ Ай бұрын
መምህርና ቃለሂወት የስመዓልና
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡር መምህርና ምስትውዓሉ ይዓድለና 🎉🎉🎉♥️♥️♥️♥️
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ Ай бұрын
Amennn kale hiwet yesmalna memhrey ❤
@TsegayMalet
@TsegayMalet Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ኩቡር መምህር 🙏🙏🙏💠💠💠⛪⛪⛪
@Masho-xzb
@Masho-xzb Ай бұрын
Amen amen amen 🙏 🙏🙏
@henokalem911
@henokalem911 Ай бұрын
Amen qal hiwet yesmalna
@hayet-tf5iz
@hayet-tf5iz Ай бұрын
ኣሜን(3) ቃለ ሂወት የስምዓልና ካሳሁን ሓውና ብመጀመርታ ሰላም እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን ብምቅጻል በዚ ትገብሮ ትምህርቲ ብጣዕሚ እንዳ ኣመስገንኩ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ እታ ሕቶ እግዚኣብሄር ዓለም ቅድሚ ምፍጣሩ ኣበይ ኔሩ? እዚኣ ክትምልሰለይ ብትሕትና የሓትት ሰላም።
@AbrahaFutsum
@AbrahaFutsum Ай бұрын
Amen Amen Amen
@arayatesfay7501
@arayatesfay7501 Ай бұрын
ብጣዕሚ ጠቃሚ መግለጺ እዩ ቀጽለሉ የቐንየልና ኸአ።
@yohannessbhat4434
@yohannessbhat4434 Ай бұрын
ነባቢት ልባዊት ህያዊት፡ ልሳንና ሕልናና እስትንፋስና
@moges381
@moges381 Ай бұрын
Kale hiwet yesmealna memhrna ❤❤❤❤❤
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 Ай бұрын
Amen
@merewahenrico5266
@merewahenrico5266 Ай бұрын
IN THE MIGHTY NAME OF JESUS CHRIST LORD AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 Ай бұрын
Egiziabiher ymesgen 🙏🙏🙏💒😇❤
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 Ай бұрын
Qale hiwet yesmealna egziabher memhrey egziabher xegueu yebzehalka ❤❤❤
@freweyniasfahale2269
@freweyniasfahale2269 Ай бұрын
Egziabiher xegua yebzhalka kbur memhrna🙏🙏🙏🙏
@tewoldetesfamariam5098
@tewoldetesfamariam5098 Ай бұрын
ቃለ ሂወት ብጣእሚ ጽቡቅ ኣስተምህሮ ኣምላኽ የሐግዝካ❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🌴
@biniamasmerom7154
@biniamasmerom7154 Ай бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmalna kubur memhrna 🎉❤🎉🎉
@MhretabHayle
@MhretabHayle Ай бұрын
የቐንየልና❤❤❤
@sababberaki-gm4ij
@sababberaki-gm4ij Ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏 🙏🙏🌸🌷💒💒💒 Amen Gott, Bless, You
@fkcjf5307
@fkcjf5307 Ай бұрын
🙏🙏🙏💒💒💒💒
@MSGINAEBERHANE
@MSGINAEBERHANE Ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
@GjddBkxgm
@GjddBkxgm 14 күн бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@hidathadish3740
@hidathadish3740 Ай бұрын
waw betami sebuk meglesi🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@azebmedhin1949
@azebmedhin1949 21 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@michaelissack9271
@michaelissack9271 Ай бұрын
❤❤❤
@desawitfitiwi7442
@desawitfitiwi7442 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merhawitkue5173
@merhawitkue5173 Ай бұрын
Thank you hawey
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Ай бұрын
መምህርይ❤
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@eyasutesfagabreal6099
@eyasutesfagabreal6099 Ай бұрын
Kibur hawey Ato Kassahun. Egziabiher yimesgen nakatkum zifeterelna. Dekisebat kab goitana Medhanialem ena tefetrna. Kab Ahibay. Zitefetre Yemen. Ahibay sigab hegi allewua. Silemntay Sebat kikona zeikala? Enkuaney dess bellena egziabiher sebat geru zifeterena Kassahun egziabiher yibarkika ❤🎉🎉🎉❤
@weldaygebru2777
@weldaygebru2777 Ай бұрын
ኣምልኽ ንበረኸት ይግበረልና ንማሃርን ተመሃራይን
@ZekaryasBrhane
@ZekaryasBrhane Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@merry7921
@merry7921 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@berrak3105
@berrak3105 Ай бұрын
Ezgabher tsegu yebzhalka😊😊
@Tekea
@Tekea Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉woww Bzrdaka xbuq meglexi😊
@ህዝቢ
@ህዝቢ Ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኻና መምህርና ክቡራት ኣሕዋተይ ብሽም ሓዱሽ ዓመት ሳብስክራይብ ግበሩለይ ዘመና ይግበሮ🤲💚💚
@alemdesta454
@alemdesta454 Ай бұрын
Welcome መምህርና ክላዕሊ ተቀቢለኩም💝ገና ከዳምጽ'የ🤲ቅዱስ ሩፋኤል በቢ ዘለናዮ ካብ ክፉእ ይሓልወና🤲🤍
@MihretEtsay
@MihretEtsay Ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 Ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏❤
@legesseasmellash2589
@legesseasmellash2589 Ай бұрын
Very good explanation dear brother thanks a lot I think also it is very interesant for the young generation👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ላበይ፡እያ፡ትከድላ፡የሕዝን😢😢😢😢😢😢
@Azms-ic5or
@Azms-ic5or Ай бұрын
❤❤❤❤⛪🙏🙏🙏
@mengezeru7282
@mengezeru7282 Ай бұрын
❤❤❤
@fretachannel
@fretachannel Ай бұрын
ብዛዕባ ሰይጣን ህላውነት እናፈለጡን እናምለኹን ህላውነት ኣምላኽ ከመይ ጌሩ ይጠፍኦም። ክሕደት ናይ ሰይጣን መገዲ እያ።
@alemdesta454
@alemdesta454 Ай бұрын
@@fretachannel ።።።።።
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 Ай бұрын
Nay behaki ❤
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 Ай бұрын
ይገራም እዩ ሕማቅ ግዜ ብፅሕና
@mehariemehazion9718
@mehariemehazion9718 Ай бұрын
Ab lbna yehdro memhir ❤❤❤
@senudani5676
@senudani5676 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ. ኣነስ መግለጺ ደልየላ ዘላኩ እዞም ጽዓዱ ቆልዑ ነዞም ኣፍሪቃውያን ቆልዑ እዚ ኣምላኽ ኢልኩም ኣብ ገዛኹም ሰቕልክሞ ዘለኩም ናትኩም ኣምላኽ ኣይኮነን ናትኩም ኣምላኽ ከማኹም ዩ ሕብሩ ኢሎም ኮንፍዝ ይገብርዎም.
@Beriex
@Beriex Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና! ብሉጽ ትምህርቲ።
@merhawimikiel8219
@merhawimikiel8219 Ай бұрын
Yeqnilnha fnat abow ❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm Ай бұрын
ፅቡቅ እንሰምዕሉ ፅቡቅ እንረእየሉ ሓድሽ ዓመት ይግበረልና ተጋሩዋ🙏 ሓንቲ ግዜ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ንሓፍትኩም🙏
@RegbeAsfeha
@RegbeAsfeha Ай бұрын
ስላም እዞም ናይ ንፍስ ሕዝና ንክእል እና ዝብሉ ከ እታይ ምበልካዮም
@merhawimikiel8219
@merhawimikiel8219 Ай бұрын
Kela surat eyom seb dea yetalulu enber
@BiniamMebrahtu-mx3jw
@BiniamMebrahtu-mx3jw Ай бұрын
Memhr yeqenyelna! N'emnetna zhgz mexahfti ayenot kenenbb alena kea xhafeley ?
@አነኢየኤርትራ
@አነኢየኤርትራ Ай бұрын
ኣነ ዝኣምን ከርስቶስ ቦክሪ ፍጥረት ቕድሚ ዓለም ምፍጣራ አምላክ ዝፈጠሮ ኢዩ። ምክንያቱ አምላክ አይሕሰውን አየታልልን ኢዩ ክርስቶስ አነ አምላክ ኢሉ አይፈልጥን እምበሺ ነኣቦ ከም ሰቡ ይጽሊ ስጋብ ደም ዝርሕጽ ከምኡውን ትንፍሱ ክተሓልፍ ኮላ አባ ናባካ የመጽአለኩ ኢሉ ሰለዚስላሴ ፍስፍና ናይ ግብጻውያን ናይ ግሪካውያን ፍልስፍና ካብ ተገውቲ ዝተፈጠረ አብ ግዜ ዘበን ኮስታንቲኖስ ከብ ተገውቲ ዝተመሰረተ አሌክሳንድረዝፈልሰፎ እኡውን ኣሪዮስ ዝተቃወሞ ግን ኮሰታንቲኖስ ናይ ተገውቲ እምነት ሰለ ዝአም ን ሰለ ዝነበረ ነዚ ስላሴ ፍልስፍና ተቀቢሉ ብሀይሊ መንግስቲአምነት ተስፍፍፊሑ ከምኡውን እቶም ምስ ክርስቶስ ዝነበሩ ሓዋርያት አብ ስላሴ እምነት አይነበሮምን አብ መጽሓፍ ቁድስ ይምስክር ከምኡውን አነ መን እዬ ? ምስ በሎ ነስካ ወዲ አምላክ ኢዮም ኢሎሞ። ሰለዚ አምላክ አይፈጠረን ? አምላክ አይሞውትን? ክርሰቶስ በጀካ አነ ነቦይ ዝርኣዮ የለን ? ይብል ሰለዚ ክርስቶስ ምስተወለደ ድዩ ርኢዎ ? ወይስ አብ መሬት ኮሎ?
@twatsfya906
@twatsfya906 Ай бұрын
1¶ ክርስቶስ ቅድሚ ምፍጣር ዓለም ዝተፈጥረ ዘኮነስ ኑሱ ንዓለማት ዝፍጠረ እዩ John 1 ትግ - ዮሃንስ 1: ቃል ብመጀመርታ ነበረ፡ እቲ ቓል ድማ ኣብ ኣምላኽ ነበረ። እቲ ቓልውን ኣምላኽ ነበረ። 2: እዚ ብመጀመርታ ኣብ ኣምላኽ ነበረ። 3: ብእኡ ዅሉ ዀነ፡ ካብቲ ዝዀነ ዘበለ ድማ ብዘይ ብእኡ ዝዀነ የልቦን።John 1 ትግ - ዮሃንስ 9: እቲ ንነፍሲ ወከፍ ሰብ ዜብርህ ብርሃን ሓቂ ናብ ዓለም ይመጽእ ነበረ። 10: ኣብ ዓለም ነበረ፡ ዓለምውን ብእኡ ዀነት፡ ዓለም ግና ኣይፈለጠቶን። 2¶ ብዛዕባ ጾሎት ከም ሰቡ ኣይኮንነን ምስ ኣቦ ደኣ ተዛሪቡ እምብር ጾሎት ማሌት ምስ እግዝኣብሕር ምዝርራብ ስለ ዝኮነ ።ንድሕነትና ክብል ናይሰብ ባህሪ ስለ ዝለበሰ እዩ ክሳብ ደም ሪሂጹ ።3¶ ስላሴ ዝብል ቃል ብቃሎ እንተ ዘይተጸሓፈ ኣቦ ወልድን መንፈስ ቅዱስን ግን ኣብ መጸሓፍ ቅዱስ ኣለዉ ።ኣምላክ ኣይመዉትን እዩ ጽቡቅ ኣለካ፡ ሰብ ግን ይመዉት እዩ፡ ጎታ እየሱስ ሞይቱ ክንብል ክለና ነቲ ዝለቦስ ስጋዊ ባሕሪኡ ኢና። ክርስቶስ ምስ ተወለደ ድዩ ወይስ ኣብ መርት ኮሎ ርኢይዎ ዝብል እግዝኣብሕር ይፈልጥ ። god bless you❤ ።ዛጠቅሲ ንዓካ ዝሓውይ = John 8 ትግ - ዮሃንስ 12: ሽዑ የሱስ፡ ኣነ ብርሃን ዓለም እየ። እቲ ዚስዕበኒ ብርሃን ህይወት ኪረክብ እምበር፡ ብጸልማት ኣይኪኸይድን እዩ፡ ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረቦም።
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ Ай бұрын
​@@twatsfya906ጸግኡ የብዝሕ ናዓና አምላክ መስተውዓሊ ልቦና ይሃበና ካብ ናፈለጥካ ምግጋይ ይምሓረና🤲
@twatsfya906
@twatsfya906 Ай бұрын
@@ጓልዓጋመእየ ✅️
@fala6610
@fala6610 Ай бұрын
Kab zigermeka ke kulu eti scientists mihiznayo ziblu ni nature eyom zikedhiwo (they copied to the nature)
@tsadeydelaytifkernselamn5484
@tsadeydelaytifkernselamn5484 Ай бұрын
Fetari halewe ayhalwe emo entay waga alewo ab shigrka zyrdaka ente koynu hukot
@Elimtub
@Elimtub Ай бұрын
Fetari alo fetari silezelo bihayli fetari eka wey eki kisab za elet zelki/ka mo nab egzabeher temberkiki/ka xeli endanebaka shigrka nigero mo shigrka kifethalka u egzabeher amilak wetru abi gonina u aynelibonay kifeteley elka xeli ezi xihfkayo zeleka nidyablos bota mihab u hawey wey haptey
@Weldatfese
@Weldatfese Ай бұрын
The theory of science is not simple, they are much compicated and proved fact. About the existence of God science fits well, despite some poeple. The big bang theory is compicated but gives a clue about how things forms, and in this area of creation more is left to explore. We can believe God created every thing in a blink of microsecond but how, science comes. Bible does not give good explanation about how things forms. So this topic is not simple, it is substle and abstract.
@hantab1287
@hantab1287 Ай бұрын
እዚ ትምህቲ እዚ ኣዝዩ ኣገዳሲ ንመብዛሕትኡ መንእሰይ ሰኣን ተከታታሊ ትምህቲ ምሃብ ካብ ቤተ ክርስትያን ንከይመጽእ ሓኒቑ ሒዝዎ ዘሎ ዩ። ክቅጽል ዘለዎ ትምህቲ እዩ።
@mhretmhuru5537
@mhretmhuru5537 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@HeahHeah-r6c
@HeahHeah-r6c Ай бұрын
❤❤❤
@Azms-ic5or
@Azms-ic5or Ай бұрын
❤❤❤❤⛪🙏🙏🙏
@mihrettesfayb9192
@mihrettesfayb9192 21 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@rahelteklemariam4094
@rahelteklemariam4094 Ай бұрын
❤❤❤
@saa4252
@saa4252 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@MakiMaki-jj3kf
@MakiMaki-jj3kf Ай бұрын
❤❤❤❤
@تلابعللع
@تلابعللع Ай бұрын
❤❤❤❤
@Mahlet162
@Mahlet162 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@senaitmeles976
@senaitmeles976 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@AsefuNhesu
@AsefuNhesu Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@teki1130
@teki1130 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AsterKk-t2k
@AsterKk-t2k Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Eritrea98
@Eritrea98 Ай бұрын
❤❤❤
@KudusanDebas
@KudusanDebas Ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 54 МЛН
CAN YOU DO THIS ?
00:23
STORROR
Рет қаралды 46 МЛН
UFC 308 : Уиттакер VS Чимаев
01:54
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 904 М.
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 35 МЛН
'' ሙሉእ መጽሓፍ ሄኖክ :  (ምዕራፍ  1 - 21) ''  Audio Bible Tigrigna
1:59:26
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 86 М.
Tigrigna Audio Bible, The Book of Ezekiel | ትንቢት ህዝቅኤል
3:57:13
Tigrinya Audio Bible | መጽሓፍ ቅዱስ ትግርኛ ብድምጺ
Рет қаралды 1,3 МЛН
This dad wins Halloween! 🎃💀
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 54 МЛН