No video

Ethiopia : Enda Tehish (እንዳ ትሕሽ) - 43 ክፋል | Tigrigna sitcom drama Part -43- full - 2020

  Рет қаралды 149,284

Hanza Tube /ሃንዛ/

Hanza Tube /ሃንዛ/

Күн бұрын

#hanza tube #እንዳ_ትሕሽ #Ethiopia #Eritria
ብስራሕቲ ምልላይን ምስንዳእ ምድላዋት ሃንዛን ብስራሕቲ ምልላይን ኪነ-ጥበባትን ኖላዊትn ራእሲ ኢንተርትይንመንት ዝዳለው ተኽታታሊ ሲትኮም ድራማ ኣብ ቴሌቪዥን ድምፂ ወያነ

Пікірлер: 308
@user-mo9bj2bl7f
@user-mo9bj2bl7f 4 жыл бұрын
እስቲ ልኣቡሸይ ዝፎቲ ..ደቂ ትግራይ ዓደይ ኸዓ መልካም ሓድሽ ዓመት ይኩነልኩም ኣብ ስደት ለለናለ ሓሳብ ልብና ሰሚሩ ምስ ወለድና ይሓዋውሰና🙏 miss you deki adey😘❤💝
@SamiraSamira-ry5nv
@SamiraSamira-ry5nv 4 жыл бұрын
Amen amen amen 💝💝💝
@user-mo9bj2bl7f
@user-mo9bj2bl7f 4 жыл бұрын
@Hiwet ABAY thanks hiwey mearey😘🙏
@bdjd1224
@bdjd1224 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@gipgip1636
@gipgip1636 4 жыл бұрын
ኣሜንንንን
@genetgirmay4251
@genetgirmay4251 4 жыл бұрын
ትግራይ ትምርፅ እንካዕ ደስ በለና ደቂ ሓላል መሬት❤💛💪
@love-xg3ws
@love-xg3ws 4 жыл бұрын
ብዘም እስራት የሕዋትና ተስፋ ብምርካብና ደስ ዝበለኩም እስከ 🇪🇹👌
@user-gp2nu5jy4z
@user-gp2nu5jy4z 4 жыл бұрын
ኣነ ኣለኩ ከምዝከማኪ ደስ ኢሉኒ ዝያዳይ
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 жыл бұрын
ኣፍቕሪት እንዳ ትሕሽ ዝኮኑኩም like👍🏿me 👇🏿
@bdjd1224
@bdjd1224 4 жыл бұрын
Welcome
@semeretiso6177
@semeretiso6177 4 жыл бұрын
Weagat faratat
@user-cq2xj8fe2z
@user-cq2xj8fe2z 4 жыл бұрын
የኑ ፍቅር ሰላም ዲካ ዝያዳይ ወዲ ሑመራ ጻዕዳ ኣነውን ኣብዚኣ ገረልካ እለኩ ሰላምካ ይብዛሕ ዝያዳይ ❤🙏💋
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray
@Yonas_Wedi_Humera_Tigray 4 жыл бұрын
@@user-cq2xj8fe2z ሰላም የ ኣምላኽ ይመስገን ✞︎ኣሜን✞︎ኣሜን✞︎ኣሜን✞︎ ሸኳር ሓፍተይ
@thth6123
@thth6123 4 жыл бұрын
ቆናጀ
@hbfufhthfgt5413
@hbfufhthfgt5413 4 жыл бұрын
ካብ ስደት ተመሊስ ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኩሎም ገዳማት ንክርኢ ናይ ኩሉ ግዜ ፆሎተይ እዩ በተለይ ኣክሱም
@user-zq5wx2fk9t
@user-zq5wx2fk9t 4 жыл бұрын
ሓስብ ልብኪ ይስመረልኪ አነለ ምስኪ
@alganeshbahre8598
@alganeshbahre8598 4 жыл бұрын
Yes that's my dream too
@iloveyoumama7755
@iloveyoumama7755 4 жыл бұрын
ሓሳብ ልበኪ ያስመርልኺ ዶሞ ደኩልና ይኹን ወለላይ
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 жыл бұрын
ሓሰብ ልብኪ ይስመረልኪ ኣነ ዉን ኩሉ ግዘ እየ ዝምነ
@user-gp2nu5jy4z
@user-gp2nu5jy4z 4 жыл бұрын
ሓሳብ ልብኪ ይስመረልኪ ዝያዳይ ኣነ ውን ከማኪ እየ ዝምነ
@sooqugalasbehalale270
@sooqugalasbehalale270 4 жыл бұрын
እዉይ ኣነ ሰ ኣክሱም ን ክከዉን ዓዲ ሓሞይ ንኣምላክ ኩሉ ጊዜ እየ ዝልምኖ እሰከ ይቅናዕኪ በሉኒ
@ግርማነሽ
@ግርማነሽ 4 жыл бұрын
ይቅናዕኩ ማዓረይ
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w 4 жыл бұрын
ንዕልቲ ከአ ክከውን ኣነ ኻዓ
@sooqugalasbehalale270
@sooqugalasbehalale270 4 жыл бұрын
@@user-ik7vx5hb1w የቀንየለይ ዝያዳይ ካብ ሰደት ምሰተ መለሰኩ ሰበይቲ ሓዉኪ ክኮን እየ ግን የመሰግን
@user-do4zd9dl4f
@user-do4zd9dl4f 4 жыл бұрын
እታ ዝናፈቅኩዋ መንበረ ታወተ ፅዮን ዘዝካክርኩምኒ ብጣዕሚ እየ ዘምድህነኩ ማርያም ኣክሱም ማዓረይ ደይዳኪ ዝረግፀ ሉ ደይዳኪ ሰላም ዝብለሉ ንንሳሃ ስጋ ሃዶምኪ የብቀዐኒ ኣሜንን እንዳትሕሽ ክብረት ይሃበልና
@mezarmezar4361
@mezarmezar4361 4 жыл бұрын
ማር
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
እንዳ ትሕሽ ዓይነይ እንኳዕ ዳሓን መፃኩም መረፃ ከመይ ኣሎ 🇻🇳👏
@love.9390
@love.9390 4 жыл бұрын
ዋይ ናፍቀ ኣክሱም ገዛይ ኡፍፍፍፍ ኣየ ስደት ትሕሸየከ ናበይ ከይዳ ኣብ ገፃሊ ናይግድን ትሕሸ ሽኮሪናታት
@rahwagere4062
@rahwagere4062 4 жыл бұрын
Me too
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 жыл бұрын
Ayzoki ane wero eyu adey gn kab sdet mstemelesna aksum ksam yhasb kkkk ktgayshna diki
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ውይ እዙይ ፊልሚ እዙይ ክፈትዎ ማዓት ብፍቕሪ እየ ዝሪኦ ኣክሱም ዓዲ ዓበይቲ ዓዲ ልቃውንቲ ትግራይ ሽኮር ወለላ ማዓር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗🌼🌼🌼🌼🌼🌼🥀🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌺🌾🌾🌾❤️❤️❤️❤️❤️
@user-by5fm2pc8o
@user-by5fm2pc8o 4 жыл бұрын
ተጋሩ እዋኒ ድራር ዓይነይ እንካዕ ትግራይ ክትመርፅ እያ ወዲእናስ ትግራይ መሪፃ ዝብል ብስራት ንምስማዕ አብቀዐና እንካዕ ድማ አብፀሐኩም አብፀሐና ትግራይ መሪፃ መስገን🙏💒
@user-ot6fx5kl6v
@user-ot6fx5kl6v 4 жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ትሕሽዋኒ መቀረት ዓለም መምህር መርሃዊ እባ ኣምፁኡልና ናበይ ጠፊኡ ኣጆኩም ኣለና ኣብ ጎንኩም ቀፅሉሉ
@user-wt1kh5ul6l
@user-wt1kh5ul6l 4 жыл бұрын
ኣኽሱም ሽኮር ካብ ትግራይ ዝፈትዋ ከተማ እያ ካብ ስደት ተመሊሰ ክሪኣ ከኣ ተሳፋ ኣሎኒ 💘🙏
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ንፍቕ እየ ኣቢለኩም ቀንየ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ክቡራት ተፈተውትና እንዳ ትሕሽ ድራማ love you so much well done guys sweet great drama 😗😗😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ገና መንገድታት እናተሰርሐ እዩ ዘሎ ብዙሕ ይቀርዮ እዩ ማለት እዩ ትግራይና ደቃ የድልይዋ እዮም ኣብ ዓዶም መፂኦም ክሰርሑን ዓዶም ከማዕብሉን ክምዕብሉን ይግባእ ፈጣሪ ይሓግዝ እዋይ ትግራይ ማዓረይ ከመይ ድየ ዘፍቅረኪ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ኣቡሽየ ናተይ ቅመም ከማኻ ዝበለ ቆልዓ ሚልየን ቆልዓ ይወለድ ናተይ ተመራማሪ ንፉዕ ቆልዓ ብሓቂ ከመይ ድኻ ተሐጉሰኒ ናተይ ጅግና ፈታዊ ፍልጠት ሓደ ማዓልቲ መፂእና እንተረኺብናካ ኣብ ደፍተርና ትፍርመልና ትኾን መዘከርታ ግን ከይትኾርዕ እበር ክክክክክክ ኣይ እንተኾሪዕኻ እውን የጥዕመልካ እዩ ናተይ ቅመም ሙናየ ክዳንኪ ኣሰራርሓ ፀጉርኺ ክፅብቕ ማዓት ርሑስ ዓይኒ ዋሪ ይግበረልና ደቂ ዓበይቲ ሽኮር ማዓራር እስቲ ኩላ ትግራይ ጎብንዩ ብፍላይ ናይ ንግስቲ ሳባ ሙዝየም ገለመለታት ታሪኻት በጃኹም ጎብኒኹም ንእሽተይ ኣርኡዩና ደቂ ትግራይ ሓላል መኽሰብ
@user-gd2nw8ds2g
@user-gd2nw8ds2g 4 жыл бұрын
ላብ 6ይ መረፃ እንኳዕ ብሰላም አብፀሐና ደቂ ትግራይ ሓላላት ብኮፎይ እየ ሓዲረ መረፃ ክሻዕ ልጅመር
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ 🇨🇳🇨🇳🇨🇳
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ኣሰይ ትግራይና እናፀበቐት መፂኣ i miss you Tigeray my heart God bless you 😗😗😗😗😗😗😗🌼🌼🌼🌼🌼❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
እንቋዕ ብሰላም መፃኹም ደቂ ዓበይቲ ማዓራተይ ክቡራት i love you guys sweet i like this mission well done guys love you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 4 жыл бұрын
ሰላም እንዳተሐሽ እንኳዕ ኣብፀሓኩም ንባዓል ሓዱሽ ዓመት 2013 ዘመነ ፍቅርን ሰላምን 💖💖💖💖ራህዋን 💕💕💕💕ቅሳነትን ይግበረልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
@lloveyoutigray4348
@lloveyoutigray4348 4 жыл бұрын
Amen amennn amennn
@iloveadey6110
@iloveadey6110 4 жыл бұрын
Amen amen
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ማዓረይ
@ushshshzyshshah2229
@ushshshzyshshah2229 4 жыл бұрын
ክክክክክክ ውይይይ ኣቡሸይ ዝረከብካዮ ሓቚፍዋ ስዒሙዋ እውይይይ ሙናዋይ
@lundkhwar2587
@lundkhwar2587 4 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ትብሉ ብሉፃት ቀፀለሉ ደቂ ሓላል መሬት ኣጀኹም ዕድመን ጥዕናን ክኣ ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳👌👌👌👌👌
@user-fm5xl3kr8i
@user-fm5xl3kr8i 4 жыл бұрын
ኩራዓተይ ደቂ ዓደይ እንካዕ ናትና ኮንኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ እንካዕ ደስ በለኩም ን ዓድና ስላም,ፍቅሪ, ቅሳነት ዘለዎ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዝሓልኩም ፍትዋተይ
@bbdvdwbdb7060
@bbdvdwbdb7060 4 жыл бұрын
እንቃዕ ደሓን መፃኩም ብሃንቀውታ ክፅበ ቀንየ ፅቡቅ ስራሕ ንኣቡሽ ዝፎቲ ስከ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ውይ ኣቡሸይ ዝረኸቦ ዕዳ ክክክክክክክክክክ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@TgTg-qk5pq
@TgTg-qk5pq 4 жыл бұрын
Enka dhan metsakom mekrtey fetwetwa eye zeblkom 💓💓💓💓
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
እንቋዕ ብድሓን መፃኹም ደቂ ዓበይቲ ምቁራተይ ከመይ ድየ ዝፈትወኩም ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😗😗😗😗😗😗
@user-me9hq3vd4m
@user-me9hq3vd4m 4 жыл бұрын
አሰይይ እንዳ ትሐሽ ደስ ዝብል ድራማ ❤️❤️❤️❤️❤️♥️♥️♥️👍👍👍👍
@fdrfcef8163
@fdrfcef8163 4 жыл бұрын
ልኣብሸይ ዝፈቲ like
@user-qk9kx2ft5w
@user-qk9kx2ft5w 4 жыл бұрын
ኣዳ ትሓሸ ሙቁራት እንኻዕ ብሰላም መፃኩም ኣቡሸይ ሙናየይ ልሎሞየይ ኮታሰ ክሊኦኩም ውድድድድ የኔ ማሮች
@user-bp2il6ov7w
@user-bp2il6ov7w 4 жыл бұрын
እንካዕ ዳሕን መፃእኩም ብጥዕሚ እየ ዝፈትየኩም ድማ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ግን 👉በዘይካ ትሕሽ ሸፈና ዘይብሉ ኬፈ የብሉን ስደታኛታት ድማ ብሰላም ንብ መሬትና ዓድና የእትወና ኣቡሽ ልሎም ትሕሽ ሸፈና ዝፈቲ👉Like
@wasli8257
@wasli8257 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሳኩም ይኹን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክክክክክክክ አብሸይይይይ
@user-el4jd1fr5l
@user-el4jd1fr5l 4 жыл бұрын
እስቲ ናይ ኣቡሸይ ፈተዉቲ ላይክ
@user-df7jp2gs7q
@user-df7jp2gs7q 4 жыл бұрын
ዋውው ኣንታ ናጣዓመ ኸደ እዩ ነገሩ ፣ኣነ ውን እግዚአብሔር ፍቃዱ ይኹን ከይደ በረኸት ጽዮን ክሳተፍ
@user-lm2hr6uh3z
@user-lm2hr6uh3z 4 жыл бұрын
እንካዕ ደሓን መፃእኩም እንዳ ትሕሸይ ደስባሃሎ ቀፅልሉ💛💛💓💓
@ksateli2689
@ksateli2689 4 жыл бұрын
ትግራይ ዓደይ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ትግራይ ፍልቕልቕቲ ዕንበባ ፍትውውውውውው 🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾🌾🌾🌾🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌼🌼🌼🌾🌾🌾💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️💚💚💚💚💙💙💙💙💙💙💙💛💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️💖💖💖💖💜💜💜💖💖💟💙💙💗💝💖💟💟💗💝💙🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌾🌾🌾💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-lu5ro2bf4n
@user-lu5ro2bf4n 4 жыл бұрын
ደቂ ትግራይ ማዓርይ እንኳዕ ሰላም መፃኩም ከም ከመይ ድና ፍትዉ ትዉዉ ነብለኩም
@abebagebreargay178
@abebagebreargay178 4 жыл бұрын
አንዱ ትሕሸ እንኳዕ ብፅሕኩሙ ሩሐሱ ሕድሽ ዓመት ይግብረልና ይገቡረኩሞ🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻😘😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍😍
@zeduchannel4939
@zeduchannel4939 4 жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፀሓኩም ንመልእ ህዝቢ ትግራይ መረፃና ከመይ ኣላ እስቲ ብመንገድኩም ዳ ተሐሸይ ዝፈትው ላይክ ሃቡለይ ደቅ ሓላል መሬት
@yonsho9684
@yonsho9684 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ቆንጆ
@user-gt1dl9jp9z
@user-gt1dl9jp9z 4 жыл бұрын
ዶተሖሽ እንካዕ ዳሕና መፃኩም ንኩለኩም ተጋሩ ዉን እንካዕ ኣብፀሐኩም ንሓዱሽ ዓመትን ንመረፃ ታሪካዊ ዕለትን
@user-yw4eb6ny5q
@user-yw4eb6ny5q 4 жыл бұрын
ናይ መ/ርን አፍቃሪቱን ክርኢ ከለኩስ ናይ መርዓ መርዓ ሰብአየይ እዩ ዝዝከረኒ በተለይ ክተሃላለኹ ተለዉ
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘግሂ እቲ መዝሙር ኣምሓርኛ ምኳኑ ኣምሓርኛ ንምዕባይ
@albadrabadr4585
@albadrabadr4585 4 жыл бұрын
ማርያም ፅዮን ትሓልኩም ደቂ ዓደይ
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
እዛ መሬት ዝብል ፊልሚ ተቋሪፁ ድዩ ደቂ ዓበይቲ ማዓር? ኣነስ ማራ ተሻቒለ ፈጣሪ ይርዳኣዮም ማራ ጠፊኦም እኮ
@gualtegrayselamneakhiadeye3946
@gualtegrayselamneakhiadeye3946 4 жыл бұрын
Alo eyu marye
@samitigray4537
@samitigray4537 4 жыл бұрын
ብሰንኪ ኮሮና እዩ ክትመፅእ እያ ኩላትና ንፅበ ኣለና
@user-pp3tq6co4p
@user-pp3tq6co4p 4 жыл бұрын
Ane keman yts'beya aleku bhanqewta
@henokftwi8355
@henokftwi8355 4 жыл бұрын
Welcome enda Tehish
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ናይዙይ ሓወልቲ ሚስጢር ብዙሕ ነገር እዩ ብዙሕ ትንተና ኣይተዋሃቦን እበር ንመፃእን ናይ ሕጅን ዘሎ ነገር ዘፍልጥ ሚስጥራዊ ኮድ ምልክት ተፃሒፍሉ ተሳኢሉሉ እዩ ዘሎ እቲ ሚስጥራዊ ትርጉም ዝፈልጥ ግን ብመኖኮሳት ኣቦታት እዩ ብፃድቃናት ይፍለጥ እዩ እቲ ትርጉሙ ማንም ሰብ ክርደኦን ክፈልጦን ዝካኣል ኣይመስለንን ብፀሎት ሱባኤ ብምሓዝ ምናልባት ይካኣል እዩ ቀደምቲ ኣቦታትና ፈጣሪ ዝሃቦም ጥበብ ዝገርም እዩ ብሚስጥርን ብጥበብን እዮም ሰሪሖም ገዲፎሙልና ከይዶም
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 4 жыл бұрын
እዛ ዲራማ 1ይ ክስዕ 21 ክፍል ተካትለየ ካብኡ ደብሩኒ እለ ኣቅሪፆዮ ሐጂ ግን አብ መብል 34 ክፍል ምስ ራአኩዋ ናይ አብሽ ዘሪባ ብጣዕም መስጥት ኮይኖም ፆንሖምኒ ክካታተል ጀምር አብሽይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ከሙኡ እውን አብ መላእ ኩርናዕ ዓለም ትርከብ አሕዋትይ እንካዕ 2013ዓ/ ም ብስልም አብፅሐና / ኩም አሜን
@saraabad6332
@saraabad6332 4 жыл бұрын
ከማይ ረኪበ አነ እዉን
@user-gp2nu5jy4z
@user-gp2nu5jy4z 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፣፤፤፣
@ghebremedhnkifle3052
@ghebremedhnkifle3052 4 жыл бұрын
ዓቢ መልእኽቲ እዩ ክብረት ይሃበልና ዓድና ባዕላትና እንተዘይ ኣኽቢርና ካሊእ ኣየኽብረልናን።
@jemilaseid3565
@jemilaseid3565 4 жыл бұрын
Abush shukor like hibeka aleku
@janatjanat3777
@janatjanat3777 4 жыл бұрын
ብሓቂ ቡሉፃተይ ቀፅሉሉ አሰይ ደቂ ትግራይ ጀጋኑ ሰብታሪክ💐💐💐
@user-fj4sw9hi8c
@user-fj4sw9hi8c 4 жыл бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍ዳ ተሐሸይይይይይይይይይ👌👌👌👌👌👌
@nanilove9557
@nanilove9557 4 жыл бұрын
ሙናዋይ ሽኾር ክፈትወኪ ወለላይ💙💙💙💙💙
@user-oy3ci9qf3q
@user-oy3ci9qf3q 4 жыл бұрын
ብጣዓሚ ፅብቅ ትምህርቲ ከምዚ እናብለኩም ኣረኡዩና ደቂ ዓደይ ማዓርይ
@user-js8td2ls5w
@user-js8td2ls5w 4 жыл бұрын
ክክክክ ኣቡሸይ ፃዕዳ ላዪክ ሃቡለይ
@vpvipvipvip8391
@vpvipvipvip8391 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ደቂ ትግራይ ማዓሪይ
@user-br8lw5no4q
@user-br8lw5no4q 4 жыл бұрын
ጽራት ናይ ካሜራ ዋው ♥💛
@user-iw3fo4ee2c
@user-iw3fo4ee2c 4 жыл бұрын
ኣቡሸ ማዓረይ ፍትውትውውውው
@user-lf1zh5sx6m
@user-lf1zh5sx6m 4 жыл бұрын
እንዳ ተሐሽ እንኳዕ ሓጎሰና ትግራይ መሪፃ (yess) ታዓወት ትግራዋይ
@thth9155
@thth9155 4 жыл бұрын
እንዳ ትሕሽ ክፈትወኩም ማዓት ኢየ😘😘😘😘😘💘💘💘💘💘💘
@binyam1578
@binyam1578 4 жыл бұрын
ደስ ባሃልቲ 💐👋🧸💕💜✝️🏆☔️
@MesiLedeaha8156
@MesiLedeaha8156 4 жыл бұрын
እንካዕ ኣብፀሐና 🌼🌼🌼ሩሑስ በዓል ይግበረልና
@dfrr5459
@dfrr5459 4 жыл бұрын
Mekuratey adna arikumna edmen na tena yehabkum selamlum yebzhayo😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@user-nq5oz9fe4y
@user-nq5oz9fe4y 4 жыл бұрын
ሙቁራት ደቂ ትግራይ
@Yy-uw9zd
@Yy-uw9zd 4 жыл бұрын
ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ትመረጽ ኣላ እልልልልልልል 💪💪💪💪😘😘😘🥰🥰🥰
@salamahmm9007
@salamahmm9007 3 жыл бұрын
ኣብ ዝሀለና ሀልና ማሪያም ኣኩሱም ትሓልየና🙏🙏🙏🙏🙏
@Helen-ob9xg
@Helen-ob9xg 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መጻእኩም እንዳ ትሕሽ ክፈትወኩም ማዓት እየ ደቂ ዓደይ ሽኮራት💖💖💖
@kokigaltgrayyygaltgrayyt6926
@kokigaltgrayyygaltgrayyt6926 4 жыл бұрын
Wawwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwwww konju love you more deki adeyyyyyy meareyyyyyy kfetwekum meat eye edmen tianan yhabkum
@salam3709
@salam3709 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ምቁረት
@barhankamel5285
@barhankamel5285 4 жыл бұрын
እኮዕ ዳሓን መፃአኹም
@user-ym2rd7nc6d
@user-ym2rd7nc6d 4 жыл бұрын
ኣብ ዝከድኩምዎ አክሱም ፅዮን ትሓልኩም እንደ ትሕሽ ሽኩርት
@sarashara317
@sarashara317 4 жыл бұрын
Aseyyy meksenat 💓❣️❣️♥️❤️❣️❣️♥️ ♥️💓♥️♥️💓💓❤️❤️❣️❣️❤️💋 ftwwtuwwww
@heluhabeshawit3283
@heluhabeshawit3283 4 жыл бұрын
ትግራይ መሪፃ💛💖💪
@Abi-gl2bg
@Abi-gl2bg 4 жыл бұрын
ኣኽሱመይ ዓዲ ዓበይቲ
@luwamdesta6896
@luwamdesta6896 4 жыл бұрын
ክፈትወኩሙ💋💋💋💕
@user-mj1gm8nb1g
@user-mj1gm8nb1g 4 жыл бұрын
ሉሉመይ ሙናየይ ስወዳቹ ኮ ባብሸይ ❤💘💘💘💘❤❤❤💘💘💘💘💘❤❤🌻🌻🌿🍀🌹 ደሞ እንኳን ኣደረሳቹ💘❤❤❤💘
@hh5249
@hh5249 4 жыл бұрын
ሰላም እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኩም እንዳ ተሐሽ ፅቡቃት ናይ ስላምን ቅሳነትን ይግበረልና 💓💓💓💓💓💓💓💓
@kebari9238
@kebari9238 4 жыл бұрын
Eza kola hto aleni ktbl enkola des tbleni 🇻🇳🇻🇳🇻🇳👌👌👌👌👌
@user-rf1zg3vj5u
@user-rf1zg3vj5u 4 жыл бұрын
ኣክሱም ዓደይ ኣቡኡ እናሃለኩም ስለ ይሓ ተትናገሩ ፁቡቅ ነይሩ
@woldaiabay3249
@woldaiabay3249 4 жыл бұрын
Very interesting. Thank you.
@Isaac_wedi_Humera_Tigray
@Isaac_wedi_Humera_Tigray 4 жыл бұрын
Nice drama enda Tehish
@brhanwejerat516
@brhanwejerat516 4 жыл бұрын
ሓቦኛታት ኮለዑ ትግራይ 💋💋💋💋🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇻🇳
@user-hh1of5ou1d
@user-hh1of5ou1d 4 жыл бұрын
ሸኮራተይ ምቅራተይ❤❤❤❤❤❤
@milimili9858
@milimili9858 4 жыл бұрын
ኣቡሽይ ፍቅርርርር እግዚኣብሄር ይዕብካ
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 4 жыл бұрын
ሽኮሪናታት እንዳ ትሕሽ ኣጀኹ ቀፅሉለ ፅቡቅ ስራሕ እየ።።።።። ኣነስ ከፈትየኩም ማዓት እየ።።።።።
@biniamandegiorgis7081
@biniamandegiorgis7081 4 жыл бұрын
እንዳ ትሕሽ ጽቡቕ ትኸዱ ኣለኹም ኣጆኹም ቀጽሉሉ guys
@Rd-pt7fy
@Rd-pt7fy 4 жыл бұрын
እንኳዕ ኣብፅሕኩሙ ንሓደሽ ዓመት like
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ብድሓን ምፁ ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ዝያዳ ምቁራተይ 😗😗😗😗😗😗😗😗😗❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🥀🥀🥀🥀🥀🌼🌼🌼🌼🌼❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@noch5jahrezukunft326
@noch5jahrezukunft326 4 жыл бұрын
Willkommen deki tigray
@Daveyoutube9852
@Daveyoutube9852 4 жыл бұрын
Ni memhir lilom zifetu like habuni
@azebnegash3459
@azebnegash3459 4 жыл бұрын
Esiki Labush zfotu Lake gchewinu 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪👍👈
@kokigaltgrayyygaltgrayyt6926
@kokigaltgrayyygaltgrayyt6926 4 жыл бұрын
N abush zfetu like
@sameraha1759
@sameraha1759 4 жыл бұрын
abushey marr😍😍😍❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@selamselam5983
@selamselam5983 4 жыл бұрын
ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይኩነልና ናይ ሰላም 🍀ናይ ፍቅሪ ናይ ሓድነት ናይ ምትእክክብ ዘመን ይግበረልና 2013 ኮረና ዝጠፍእሉ ዓመት ይግበረልና ፀፁቡቁ የስመዕና
@yut9623
@yut9623 4 жыл бұрын
እንካዓ ዳሕና መፃአኩም እንዳ ትሕሸይ ሽካር ናፊቆኩም ቀንየ💘💘💘💋💋💋
@rutahayilemariye2647
@rutahayilemariye2647 4 жыл бұрын
ኣብየ ምቁር የብካ 😘😘
@tigraylove2764
@tigraylove2764 4 жыл бұрын
ኣቡሸይ ስልኪ ክህልዎ ኣለዎ ብስሩ በሊሕ እንድዩ
@user-gi5nr4bk9c
@user-gi5nr4bk9c 4 жыл бұрын
እንዳ ትሐሽ ሓባይብ
@user-jj1gx2ei5j
@user-jj1gx2ei5j 4 жыл бұрын
አቡሸይ ቀመመይ መቐረት እንዳ ትሖሽ የዕቢኻ ምቁረይ❤💛❤
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 32 МЛН
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 13 МЛН
Betoch | “ጡት ነካሽ” Comedy Ethiopian Series Drama Episode 432
22:02
Betoch Drama ቤቶች ድራማ
Рет қаралды 446 М.
sep 5/2024 ኣቦ ነዓ ጉድ ስማዕ ሚለን ሃይሉ ተታሒዛ
24:35
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 9 М.
سورة البقرة كاملة, رقية للبيت, وعلاج للسحر | القارئ علاء عقل - Surah Al Baqarah
3:58:01
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 32 МЛН