'' ዓገብ! ንዝሙትን ግብረ ሶዶማውነትን ዝቕስቅስ ስራሕ፣ እሞ ኻኣ ብምኽንያት ቅ/ ዮሃንስ፣፣ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 16,250

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 123
@brananai8977
@brananai8977 Күн бұрын
ቀፅለሉ መምህርና ከምዚ ዓይነት ስራሕ ዓገብ በለልና ወሎዶና ከይባላሾ እግዚአብሔር ይሓግዝካ
@rishant9980
@rishant9980 Күн бұрын
አሜን ቃል ሂወት የስማዐና ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን አነስ ምስ ራአክወ ዕግርግር ኢልኒ እዚ ግናይ ቆልዐ እካመጀመርትኡ አይኮነን ንምንታይ እዩ ስቅ ኢሎም ዝርእይወ ዘለው አይተረዳአናን ዐገብ ዐገብ ዐገብ አብ ዝቀልጠፈ ጊዜ ጽቡቅ የስማዐን ብሐይሊ አምላክ አሜን
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ዓይነ ልቦናና የብርሃልና እምበር ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን 🥺🙏
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 Күн бұрын
Thank you for your lessons it’s always helpful and great advice🙏
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 23 сағат бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና ካሳሁን ሓውና
@TemesgenFetari
@TemesgenFetari Күн бұрын
እዚ ጽይፍ ስራሕ ኢዩ ዓገብ ኣንታ አምላክ አቦይ ምስትዋዓል ሃበና ይቅረ በለልና እዚ እዚግዮ እዝግዮዮዮ ኢዩ ዘብል ብልቢ ሓዚነን ፈሪሐ😢😢😢😢😢
@fusfv877
@fusfv877 Күн бұрын
ዓገብ ዓገብ እግዞኦ ምሓረና ክርስቶስ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@hiwetghebre8958
@hiwetghebre8958 22 сағат бұрын
Egzio meharena ezi xeyqi FEQARIY yqeyrelna amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
ወለተ ቂርቆስ ኢልኩም እባ አብ ጸሎትኩም ሕሰቡኒ ደቂ እመብርኃነይ ሓደራኩም ዞም አሕዋተይ🤲ሰላምኩም ይብዛሕ ክቡር መምህርና💦💙ዓይነ ልቦናና የብረሀልና እንበር አብዚ ሎሚ ዘለና ወለዶ አመና ነፍርሕ ሓደን ክልተን ጥራይ አይኮኑን🤲😢😢
@smerhsoso7490
@smerhsoso7490 Күн бұрын
ፆሎት ቅድሳን ኣይፈለይኪ ዛሓፍተይ
@truthalwaysprevails6669
@truthalwaysprevails6669 Күн бұрын
Entay malet mkuanu tfelti diki kbrti haftey Welete malet agelgalit eyu ....nay Egziabiher agellgalit diki nay Qirkos slezi kurub mstwal yedli eyu
@ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ
@ፍቅርፍቅር-ጐ5ቐ Күн бұрын
ጸሎት ቅዱሳን❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
@@truthalwaysprevails6669 ዋይ ወለተ ማለትስ አገልጋሊሊት⁉ጋሉ እባ ተባሂለ ብሽም ስማእቱ ህፃን ቂርቆስ ተጸዊዐ ልስሙስ ከም ሽሞይ አይኮንኩን እንበር እና አገልጋሊት ተኮነውን ብፆሎቱ ብአማላድነቱ እንበር ብናተይ ግብርስ ደቂቃ ውን ደው አይምበልኩን ነይረ ክብሪ ይኩኖ ናይ ህፃን ቂርቆስ አምላክ ቸሩ መድኃኒአለም🤲 እዚአ እያ እታ ናተይ እምነት ሃዲእካን አማዕቲብካን ተጋዓዝ ተዘይኮይኑ ገፊሕ መንገዲ አለካ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Күн бұрын
እግዝአቢሄር ይሓልውኪ
@elsafessahaye2083
@elsafessahaye2083 Күн бұрын
ብጣዒሚ ኢዩ ዘሕዝን 😢😢😢 እግዚኣብሐር አምላክ ምስትውዓል ይሃበና ። ቃለ ሂወት የስምዓልና መ/ም
@SalamGyam
@SalamGyam Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ
@ሰላመይኢኪድንግልማርያመይ Күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ❤ ንዓና እውን እግዚአብሔር አምላክ መስተዋዓሉ ይዓድለና
@user-lt8cz4mc7d
@user-lt8cz4mc7d Күн бұрын
አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር ሓውና ዝተመሃርናዮ ቅዱስ ቃሉ ንህይወት ይግበረልና ብሓቂ ኣምላክና ትሑትን መሓርን እዩ ክሳብ ሐዚ ፀይሩናን ተዓጊሱናን እዩ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ።አሜን ልቢ ሊድያ ዝኸፈተ ዓይነ ልቦናና የብርሃልና ነቦና ሰሎሞን ጥበብን ምስትውዓልን ዝዓደለ ንዓና እውን ዘስተውዕል ልብን ኣእምሮን ይዓድለና😢 ቅዱስ ጴጥሮስ ከም ዝበለ "ዝሓለፈ ዘመን ይኣክል"።ዝበለና እዛ ሓዳሽ ዓመት ንህይወት ዶ ወይስ ንህይወት?ኣይንፈልጥን😢😢😢😢😢
@user-yz4it2zn4j
@user-yz4it2zn4j 20 сағат бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 🤲🙏🏽
@BiniamTesfay-ke5hq
@BiniamTesfay-ke5hq 19 сағат бұрын
Amen Kal hiwet yesmalna kubur memhrna ❤❤❤
@Samira-it6jh
@Samira-it6jh Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ ብሓቂ ቃል ሂወት ቃል ሰናይ የሰመዐልና ክብር መምህርና ናይ አግልግሎት ዘበንኩም እግዚአብሔር ይባረክ ገና እንዲዒ ናይ ሐዚ እንይና ወልደ ብጣዕሚ ኢና ዘይ ነሰምዕ መሰሚዒና ዓይንና ልቦናና ተደፉኑ ወልድ ናይ ድያብልሰ ካብ መረፅና እግዚአብሔር በምሕረት ይቅረ ይበለልና ኣብ ናይ ዓለምዊ ።ኑቁሓት ኣብ ናይ ቃል እግዚአብሔር ሕቶ ይኩን መዝሙር ገና በተለየ ማናእሰይ ወለድ የለናየ ጠፊኢና ኢና ሰለዚ ዓገበ 😢😢😢😢
@ንግዜ
@ንግዜ Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሄወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ መምህርና ናይ ባሓቂ ኣነ ብዙሕ ኣይካተለካን እንድየ ኣብቲ ሓደ ሓደ ግዜ ዝስምዖ ትምህርትካ ግን 100% እመ ብርሃን ምሳካ ትኩን በርትዕ ኣጀካ
@ልድያ
@ልድያ Күн бұрын
አሜን መምህርና ቃለ ሂወት የድምዕልና ልክዕ ዓገብ ዓገብ ክብሀል ኣለዎ ንከምዚኦም ዝኣመሰለ ዘይምክታሎም ብምቅጻል ኣንሰብስክራይብ ምግባር
@senaitokubaykesete
@senaitokubaykesete Күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና።
@helenferezegij2407
@helenferezegij2407 Күн бұрын
Naybhaki memhray amlak nab libna yemlsna yehznu🙏🤲🤲
@MehretTsegay
@MehretTsegay 15 сағат бұрын
Qalehiwet yesmealna
@araadom4102
@araadom4102 Күн бұрын
O Lord have mercy on us 😢
@jesusisgreat8724
@jesusisgreat8724 11 сағат бұрын
መምህር ካሳሁን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤❤
@tsegamengsteab1733
@tsegamengsteab1733 Күн бұрын
❤❤❤❤ Amlak ybarka hawey qexlo
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 19 сағат бұрын
Amen
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ Күн бұрын
Bhaki Egziabher mstwual yadlena lbonana yebyelna
@duhberhe9991
@duhberhe9991 Күн бұрын
Wc memhrna ❤
@tsegabocretion2496
@tsegabocretion2496 16 сағат бұрын
Bravo merci beaucoup ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@DrarTumuzghi
@DrarTumuzghi Күн бұрын
Kale hiwet ysmealna
@letischsamuel7908
@letischsamuel7908 Күн бұрын
አምላክ ምሕረት የዉርደልና
@tewelde94
@tewelde94 Күн бұрын
❤❤❤
@MebrhitGebrhiwet-go7xb
@MebrhitGebrhiwet-go7xb 22 сағат бұрын
Amen kale hiwet yaseman memhrey
@እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ
@እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ 9 сағат бұрын
ቃለህወት ያሰማልን
@Ostirch
@Ostirch 23 сағат бұрын
ዝገርም ዩ 😮 😢😢 ኣምላክ ይቅረ ይበለልና
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 8 сағат бұрын
amen 🙏
@yesus_goytayu1233
@yesus_goytayu1233 Күн бұрын
🤲🤲🤲😢😢😢😢
@ghirmayrezene2253
@ghirmayrezene2253 8 сағат бұрын
Edmen tenan yhabka zwedey bruk eghizeab here ybareka amien amien amien
@makilove6390
@makilove6390 Күн бұрын
ኣበይ ዱዩ ዓብዩ ዝቆልዓ😢😢
@user-orthodox.mkghaa
@user-orthodox.mkghaa Күн бұрын
❤❤❤ ❤❤❤ ❤❤❤
@ሰላማዊት-ሰ7ቐ
@ሰላማዊት-ሰ7ቐ 5 сағат бұрын
እዋይ እዚ ወለዶ መንገዱ ከፍርሐካ ወይለና😢😢😢😢😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና መምህር❤፣ ንንሰምዕ ልቦና ይሃበና😢
@titititi2598
@titititi2598 12 сағат бұрын
Aemn ❤❤❤❤❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🙏🏼🙏🏼🙏🏼❤️❤️
@desawitfitiwi7442
@desawitfitiwi7442 21 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh Күн бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤
@KebraAmelat
@KebraAmelat 14 сағат бұрын
Kal hiwet yesmalna ❤❤❤❤
@haitbeing1214
@haitbeing1214 23 сағат бұрын
❤🤲☦💒
@hagerabraham962
@hagerabraham962 12 сағат бұрын
Thank you memhir,
@KebraAmelat
@KebraAmelat 14 сағат бұрын
Kal hiwet yesmalna 🎉🎉🎉
@temesgenamlak-kf9bu
@temesgenamlak-kf9bu Күн бұрын
amyen ✝️✅ b medeb eyom serhoma kemzmesleni hayli genzen gerom eyom serhom mewelta ab dege khwu alewom 💯 %❌ gernayo ena gn kewxewa aykealun
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 14 сағат бұрын
ዓገብ ዓገብ ዓገብ🚫🚫🚫 እግዝኣብሄር ይሃበልና ነመስግነካ
@fudutryd385
@fudutryd385 Күн бұрын
ይቅር ይበለልና ፈጣሪ😢😢😢
@garuadhanom9624
@garuadhanom9624 11 сағат бұрын
እግዚኣብሔር ምሕረቱ ይኣዝዘልና በዓል መረብ ዓበይቲ ተዋሳእቲ ድየን ክበሃላ ዓገብ ዓገብ በጃኺ ካብከምዚ ክትእርምዮም እምበር ናብ ህጉም ክትመርሒ ዘሐዝን እዩ።
@abrehetasmelash5365
@abrehetasmelash5365 47 минут бұрын
ኣ ጎይታ መሓረና ካብ ጸጋም ናብ የማን ይምርሓዮም
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 12 сағат бұрын
Uaye und. Egzhbear. mehaeret. Aurad. ✝️😢🙏🌿
@selamtsegay5732
@selamtsegay5732 5 сағат бұрын
Egzeoooo eway 😢😢😢
@asmeromzemuyzemuy1723
@asmeromzemuyzemuy1723 Күн бұрын
🙏
@Tusfai
@Tusfai 13 сағат бұрын
💔💔💔💔🙏🙏🙏ዝገብርወ ኣይፈልጡን እዮም
@Alleyesonme905
@Alleyesonme905 9 сағат бұрын
Axebiqom yefeltu eyom Egzeabher kea yrey alo ☝️☝️
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 20 сағат бұрын
_እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን ሠላምኹም ይብዛሕ ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ እንዃዕ ድማ ንዓመታውን ወርሓውን ተኸቢሮም ዝውዕሉ ቅዱሣን እንዃዕ ኣብጸሐና ኣምላክና እግዚኣብሔር ስለ ቅዱሣኑ ኢሉ ይቅረ ይበለልና እበር ወለዶ ሎሚ ሓጥያትን ጽድቅን እናፈለጥና ግን ከምዘይፈለጥና እና ንሠርሕ እሞ ኣምላክና ይቅረ ይበለልና😢 ሕልፍ ክብል ሪአዮሥ ኮመት እናንበብኹሥ ኣምላክ ኤርትራ ይመሥገን ጽቡቃት ዝብል ሪአስ ገሪሙኒ መሊሠውን ነብሰይ ርሥሓት ውሽጥኪ ረኣይ መጀመርያ ኢለ ቃልጥፈ ወጺአ ግን ንጌጋ ጌጋ ምባል ግን ጽቡቅ እዩ ሠማዒ ተልዩሥ😢_
@aleygoitom8369
@aleygoitom8369 Күн бұрын
አዚ መንእሰይ ብ ተደጋጋሚ ከምዚ ዓይነት አዩ ዝሰርሕ please ዓገብ ን ምባል ኣይትትሓለሉ መምሓራንና 🙏
@KebraAmelat
@KebraAmelat 14 сағат бұрын
🎉🎉🎉🎉
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi Күн бұрын
አግዚኣብሄር ጸገኡ የብዚሐልካ መምህርና ግን ንምታይ አቲ ዓለማዊ ስርሓት ምስ ቅዱሳን ብምኽንያት ቅዱስ ዮውሃንስ ብምኽንያት ቅዱስ መስቀል ድብሃል አግዚኣብሄር ዓይኒ ልቦናና ይኽፈተልና❤❤❤
@soligualagame
@soligualagame Күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ የማን ይመልሰና ክብሪ ንኣምላክ ግን ኩሉ ሰብ ነታ ቻናል ንምዕፃው ኢዩ ዝራባረብ ዘሎ🙏❤
@yonasvideo
@yonasvideo Күн бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም ኩላትኩም ስድራቤት። ዓገብ ዓገብ ዓገብ ነውሪ መጸየፊ መገዲታት ጸረ ክርስቶስ ምኻድ ከ እንታይ ማለት ዩ። ንስሐ እተው ፈሊጥና ከይፈለጥና ይቅረ በለልና ቸር መድሃኔዓለም አሜን
@hayahwwee
@hayahwwee 22 сағат бұрын
😢😢😢
@fhjih578
@fhjih578 2 сағат бұрын
😢😢😢😢😢😢😢
@grmayeyoab5419
@grmayeyoab5419 Күн бұрын
ንዕቐት ኣብ እምነት ክርስትናዩ እዚ ብዝኾነ ካባይ ጀሚርካ ኣብ እምነት ዝወደቕና ኢና
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 23 сағат бұрын
😢😢😢😢😢💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏
@hannateodrosgirmatsion9155
@hannateodrosgirmatsion9155 Күн бұрын
ዓገብ 😮
@semhoney414
@semhoney414 9 сағат бұрын
Egiziyo
@Wehayo1991
@Wehayo1991 16 сағат бұрын
ሃናጺ ሓሳብ
@geralegas47
@geralegas47 Күн бұрын
እግዚኦ ማሐረና ክርስቶስ ናበይ ገጹ እዩ እዚ ህዝቢ ዝኸይድ ዘሎ ዝገብርዎ ኣይፈልጡን እዮም እሞ ይቅረ ግብረሎም እቲ ሳንሱር ዝገብር ከ ስቅ ኢሉ ድዩ ዘሕልፎም ካብቲ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጋ ዘሃቦም ጾታ ገዲፎም ናይ ግብረ ሶዶም ስራሕ ዝሰርሑ እቲ ህዝቢ ድማ ፎ ክብሎም ኣለዎ ዳሕራይ ከይድገም ።
@rutahabte1519
@rutahabte1519 Күн бұрын
Kibur hawinan. Memhirnan tsibuk aleka kibom amlak yitenkifo
@duhberhe9991
@duhberhe9991 Күн бұрын
Ezgabiher aboy entay ena nkewun zelona 😪😪
@Justiceseeker77
@Justiceseeker77 Күн бұрын
ዝኸበርካ ሓው ካሳሁን፣ ኣምላኽ ንኣገልግሎትካ ይባርኽ፣ኣብ ርእሲ'ዚ ኣነ ኣቐድም ኣቢለ ኣብ ሓንቲ '' ዕርፊ' እትብል ፊልም ወይ ድራማ ኣብ ቀዳማይ ክፋል ኣብ መበል 15-16 ኣቢሉ ዝረኣኽዎ ኣሰካፊ ቃል ኣሎ። ብድሕሪኡ ነታ ፊልም ኣቋሪጸያ እየ። እቲ ዘረባ ኣብ መንጎ ኣደን ወድን ኮይኖም ዝሰርሑ እዩ። እቲ ወዲ ነታ ኣዲኡ ልዕሊ ኣምላኽ ከምዝኣምና እዩ ዝዛረብ። ስለዚ እዞም ደረስቲ ዓድና ነዚ መንእሰይ ናበይ ገጾም እዮም ዝመርሕዎ ዘለው ዝገርም እዩ። ኣገዳሲት ነጥቢ ብምዃና ዓገብ ክትበሃል ምተግብአ እብል። ብመንፈስ ሓውካ ዘርኣይ በራኺ
@hagerabraham962
@hagerabraham962 12 сағат бұрын
K
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 13 сағат бұрын
ዓገብ ጉሂና እኻ 😢😢😢😢😢
@Samuel-3838
@Samuel-3838 8 сағат бұрын
ዓገብ ጥራይ እዩ መፍቲሒ፡ምክንያቱ ቆልዑ ክፍትንዎ እዮም ኣየድልን እዩ።
@grmayeyoab5419
@grmayeyoab5419 Күн бұрын
መኽንያቱ ኣዲኡ እንዳ ተቓለለት ስቕ ዝብል ኢዩ እዚ ወለዶ ዝወደቐ ትውልዲ
@gm5215
@gm5215 15 сағат бұрын
ብትብዓት ነዚ ረሳሕ ስርዓት ዓገብ ዘይንብል ስብ ደርሆ ሰሪቕካ ኢሉ ዝቕፍድ አምሰሉ ስርዓት እዩ ከመይ ድአ ነዚ እጸያፊ ተግባር ሸለል ኢሉዎ አነ ባዕሉ እቲ ስርዓት ዘተባብዖ ኮይኑ ይስማዓካ ስርዓት ዝብሉ
@kbrabkidane8004
@kbrabkidane8004 4 сағат бұрын
ህዝብኹም መሃሩ ኣንቅሑ ሓቀኛ ወንጌል ስበኹሉ ክድሕን። ጉስነትኩም ዜሮ እዩ ዘሎ ወላውን ተመሃርኩም ተገናሕኩም ፍረ ዘይብሉ ምኽንያት ኣብቲ ሓቀኛ መሰረት ክርስትና ስለ ዘይተሰረትኩም ጥራዩ። ከይሓዋወስኩም ጽሩይ ወንጌል ስበኽሉ ነዚ ህዝቢ።
@naya6232
@naya6232 12 сағат бұрын
Already mebzahtom artists telqyom eyom weyo dae eynna trah koyna trey ember. Wengel zeysbeka hageru kulu alewa. Eritrea kab kulu clean kynbla. Nsha tsolot mhlela yedliy
@weldemchale
@weldemchale 13 сағат бұрын
Nay behaki hmak srah ezi kone elom zgebrwo delew eu.
@FioriBerhe-o2u
@FioriBerhe-o2u Күн бұрын
Ezi werar ab lili hagern haymanotn menseyatn eyuu.likulu key wale key hader kelewo.
@GodsMercy123
@GodsMercy123 Күн бұрын
Ab beal yohannes kisrah zgibo meat srah emdiyu zelo kem yohanis zihbtim bahili tarikin zelewo zeytedahsese srah alewom endo Kemzi sle zizergihu trah bzuhu genzeb yikfelu kikenu alewo bağlın limdin emnetin zetdie gin ዓገብ
@SocialStudiess
@SocialStudiess Күн бұрын
😅❤❤❤
@11692
@11692 Күн бұрын
Film name??
@eristrongwomen9947
@eristrongwomen9947 Күн бұрын
Abey eya teseriha
@haninani4125
@haninani4125 23 сағат бұрын
ኣነስ ይገርመኒ ኣሎ አዚ ናህና ዓመታዊ በዓል ኢልና ንገብሮም ነገራት ካብ ኣድና ኤርትራ ጀሚርካ ገዳማት ብጋይላ የብእሉ
@Bitew12
@Bitew12 7 сағат бұрын
selam kasahun ezom derefti biflay amenti orthodox bi mikniyat awdeamet elom ab leytawi tilhit zixawetu entay mikiri mihabkayom nereka.
@KisanetGhirma
@KisanetGhirma Күн бұрын
በጃኩሙ ኩልሃና dislike ንበላ እንታይ እያ ትብል እታ ችነል
@queengamerplaz7904
@queengamerplaz7904 20 сағат бұрын
Ezi zeguhi eyu srah Devil
@tsegamengsteab1733
@tsegamengsteab1733 Күн бұрын
Link sdeda emo dislik ybela kulu nezi kfue zqawem
@Linda-l7w
@Linda-l7w Күн бұрын
Ay tseyqi srah hizkas ab mewedaeta zbehal yelen ab metshaf qdus alo entay meqtsaeti kem zwerede qolut ms agageka ageb stop stop
@bolpo7494
@bolpo7494 Күн бұрын
እዚ ትግርኛ ዝብሃል ናይ ኤርትራ ወለዶ ፉንፉን ዝኮነ ወለዶ ዩ ብነብሱ ካ ክተኣማመን ኣይክእልን ነብሱ ዘይክእልስ ኣብ ፖለቲካን ገለን እምንበር ተዋፊሩ ከኣ ጽልኣት ናይ ነብሲ ኣለዎ ምዳና ኣብዚ ሕጂ ግዜ ዝውለድ ዘሎ 85 % ብምንዝርና ስለ ዝኮነ ነብሰ ጽል ኣት ኣለዎ።
@aidaghebrekrstos1418
@aidaghebrekrstos1418 11 сағат бұрын
🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@منىمند
@منىمند 9 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@LetenkielTeklebrhan
@LetenkielTeklebrhan Күн бұрын
❤❤❤
@የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
@የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ Күн бұрын
😢😢😢
@adhanettekeste2267
@adhanettekeste2267 6 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@amlaktume6417
@amlaktume6417 Күн бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@selemawittadele3572
@selemawittadele3572 Күн бұрын
🙏❤❤❤
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 35 МЛН
Amazing Parenting Hacks! 👶✨ #ParentingTips #LifeHacks
00:18
Snack Chat
Рет қаралды 18 МЛН
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 5 МЛН
ዮአዳን (ክፍል 28)
41:47
ለዛ
Рет қаралды 193 М.
መንፈሳዊ ለውጢ |ብኸመይ ክልወጥ ይኽእል | Eritrean Orthodox Tewahdo sbket
33:46
🛑 NEW || ደመናው አይቀደድም || እጅግ ድንቅ ትምህርት በርእሰ ሊቃውንት አባ ገብረኪዳን ግርማ | Aba Gebrekidan New Sibket 2024
2:30:16
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 188 М.
Sep 19/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ግብረ መልሲ መልሲ
30:26
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 57 М.
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 35 МЛН