'' ድሕሪ ናይ ዓገብ ዝመጸ ጣዕሳ ተዋሳእቲ፣ ኣብ ድራማ ቬርሶ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)

  Рет қаралды 23,325

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media

Күн бұрын

Пікірлер: 98
@brananai8977
@brananai8977 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስስ ባሃሊ መምህርና ዓገብ ኢልኩም ናብ ይቅሬታ ዝመለስኩሞም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር
@BahramGrmay
@BahramGrmay Ай бұрын
ኣምላኪ ይመስገን እንቃዕ ይቅረታ ሓተቱ ንሕና ከኣ ንቀበሎም።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🫶🫶🫶🫶🫶🫶🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻✅️
@habentesfatsion6377
@habentesfatsion6377 Ай бұрын
Amen Amen Egzabher ymesgen kemu gerna knteararen kelena des ybleka nety Ageb tekeblom ykreta mhtatom dess ybleka Egzabher kemu geru yrdana ❤❤❤❤❤
@ErmiLove23
@ErmiLove23 Ай бұрын
ክቡር ካሳሁን ሓወይ ደርፊ ሓትያትን ነውርን ምዃኑ እባ ደጋጊምኩም ስብከት ኣውጽኡ ብ ደርፊ ተዋሒጥና ኣለና በጃኹም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@loveelroi4453
@loveelroi4453 Ай бұрын
ከሙኡ ኢሎም ክሰብኩ አይክእልን ዮም, ከሙኡ እንተይሎም ፔንጠ ክባሀሉ ዮም.. እምበር ጠፊኢዎም አይኮነን, ንሶም ይሰምዑ ዶ ኢልካ ሕተት..
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ Ай бұрын
Ykre n Medhanealem nkulatna ykre ybelelna 🙏 des zbel eu ykreta mhtatom❤
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by Ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና❤❤❤❤
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት
@መድሃኒአለምአቦይብምሕረት Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስስ ዝብል ክቡር መምህርና ናይ ብሓቂ ኣብቲ ዓገብ ምባል ዝግበኦ ዓገብ ብምባልኹም ፅቡቅ ናይ ይቅሬታ መንፈስ ዝዓደሎም ድማ ኣምላኽ ይመስገን ንኹላትና ይቅረ ይበለልና🙏🙏🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃኩም ክቡር መምህርና 🙏♥️
@furtunazemhret8188
@furtunazemhret8188 Ай бұрын
አግዛብሄር ዝተመስገነ ይኹን 🙏🙏🙏ኣሜን ቃሌ ሂወት yesmolna ♥️♥️♥️
@lulrbahri
@lulrbahri Ай бұрын
ለባማት ደቂ ለባማት ❤❤❤ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ደቂ ዓደይ መዓረይ❤❤
@ጋልክርስቶስ
@ጋልክርስቶስ Ай бұрын
ተባረክ 🙏🏾ለባም ሐወይ🙏🏾
@loversofgodthinkbeforethey8677
@loversofgodthinkbeforethey8677 Ай бұрын
Egziabher yimesgen btaemi des zibl melikti
@MerhawitTewelde-p4d
@MerhawitTewelde-p4d Ай бұрын
Nay Tomas nay hji aykonen kedmi hji nay gbresedom colours tetekimu zederefa neara nayza film ykreta aybelen Amlak ayne lebonana ykfetelna nkulatna 🙏🙏🙏
@ErmiLove23
@ErmiLove23 Ай бұрын
Merebey ❤❤❤❤❤ ይቅሬታ ይኹንኪ❤❤ ተባረኺ❤❤❤❤
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi Ай бұрын
ጽቡቅ መምህርና ብጣዕሚ ❤❤❤
@samuelghirmay2207
@samuelghirmay2207 Ай бұрын
Haki bhaki "n kulu teazebo neti senay seabo" sle wengelu kbrn msganann n amlak amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
@tesfaldet9230
@tesfaldet9230 Ай бұрын
Memhrey kal hiwet yesmalna
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ Ай бұрын
_ከም መንነተይ ዘይኮነ መጀመርያ ሃይማኖትና እዩ ዝቅድም ሃገርን መንነትን ኣይተቀድሙ ዝሮ ዝሮ ኹላትና ሓጥያት ንሠሪሒና ኢና ኣምላክና እግዚኣብሔር ንኹላትና ይቅረ ይበለልና ኣሜን ፫_
@NatanMerhawiTafla
@NatanMerhawiTafla Ай бұрын
እግዚአብሔር ጸጋ የብዝሕ መምህር
@TeameKiflom-u7v
@TeameKiflom-u7v Ай бұрын
Amen(3)....Waww btaemi des zebl tihutn mqluln lbonawi tmhrti. Yeqenyelna kbur ayanan memhrnan ሰ/ወ ካሳሁን እምባየ
@HelyadaAbraham
@HelyadaAbraham Ай бұрын
ፍሽ ሓውና አያና ወረጃ እኻ ዳሓን ዘይጋገ የለን ኩቡር አያና እድሜን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ መረብ ሓፍትና ተፈታዊት ናይሃገርና ተዋሳኢት ነርከሐ አብዚይ ቱሑት ናይሶዳማዊያን አትኺ ንኽትሰርሒ ዘገደደኪ እርኩስ መንፈስ ከጋጌኪ። የብሉን ሓፍትና
@tsegabocretion2496
@tsegabocretion2496 Ай бұрын
Bravo merci beaucoup ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@adhanettekeste2267
@adhanettekeste2267 Ай бұрын
Amen ❤❤❤❤
@abrehetasmelash5365
@abrehetasmelash5365 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Fekarkun
@Fekarkun Ай бұрын
ጽቡቅ መልእኽቲ ሓውና ከሳሁን
@HimanHiman-r3z
@HimanHiman-r3z Ай бұрын
Xbuq mekri
@ምሰኩሉብፍቅሪ
@ምሰኩሉብፍቅሪ Ай бұрын
ባሓቂ መምህረይ ልቦና ያሃበና ቀፅለሉ❤❤❤❤
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 Ай бұрын
Tbok.grka.kashon❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 Ай бұрын
Onke.ykreta.balo.emberdlsom.ďylonn.
@MerhawitTedros-o5t
@MerhawitTedros-o5t Ай бұрын
Egzaebiher ybarkum ❤❤❤❤
@ቲጂጋልተዋህዶትግራወይቲ
@ቲጂጋልተዋህዶትግራወይቲ Ай бұрын
እንካዕ ዳሓን መፃእካ መምህርና
@merhawimengisteab3745
@merhawimengisteab3745 Ай бұрын
እዚ ናይ ቶማስ ሓቂ ከይመስለና፡ እዚ ናይ ይቕሬታ ምላሽ ናይ ቅድሚ ሕጂ ተመሳሳሊ ጽዩፍ ፊልማ ኣብ ደርፊ ሰሪሕዎ ኣብ ዝነበረ ይቕሬታዩ ደጊሞም ሰዲደሞ ዘለዉ፡ እዚ ዝኸፍአ ምትላልዩ
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን 29 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tedrossalemi5192
@tedrossalemi5192 Ай бұрын
God bless you ❤
@samsontewelde-y5b
@samsontewelde-y5b Ай бұрын
hray nfishin nmereb ykretom tekeblna alena ente norma’s bhgi knfarodo ena mkniyatu bzuh gze ykreta tebahilulu eu gin kmahar aytekalen
@TixR-st8ei
@TixR-st8ei Ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@muzittekia8242
@muzittekia8242 Ай бұрын
Btaemi des zbl ykre ykunkum Egzabiher kab zey hasebnayo yedhnena memhrey tomas ykre aybele kdmi hji derfi derifu neyru shue ykreta hatitu nay hji akonen
@fishagergis4331
@fishagergis4331 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@muluefrezgi-xd2is
@muluefrezgi-xd2is Ай бұрын
🙏🙏🙏memhr xegu yebzhalka
@tiftoberhe3320
@tiftoberhe3320 Ай бұрын
Amen
@alemdesta454
@alemdesta454 Ай бұрын
ሰላምኩም ብዝሕ ይበለልና ክቡር መምህረይ🥰አቀዲመ ሰሚዐያስ ከም ትመፁ ላተረደአኒ ነይሩ🤲🥰🎉
@merewahenrico5266
@merewahenrico5266 Ай бұрын
🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️
@RahwaMahari-i1h
@RahwaMahari-i1h Ай бұрын
😢😢❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@eyobgebremeskel7572
@eyobgebremeskel7572 Ай бұрын
ሰላም ህዝበ ክርስትያን ኣብዚኣ ግን ከንደናገር እታ ቶማስ እቕሬታ ዝበላ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣቢሉ ዝደረፋ ደርፊ ምስ ባህልና ትኸይድ ኣይኮነትን ስለዝትባህለ ሽዑ እቕሬታ ዝበላ እያ ሕጂ ከምዝበለ ጌሮም የቕርብዎ ኣለዉ ንሱ ዝብሎ ዘሎ ኣብ ዩ ኢንተርቴይሜንት እዩ ዝብል ዘሎ ስለዚ ኣይንደናገር በጃኹም
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@rutamehari7991
@rutamehari7991 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Eritrea98
@Eritrea98 Ай бұрын
❤❤❤
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh Ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ዘይገገ የለን ሰብ ብጌግኡ አሚኑ ይቅርታ ምሕታት ፅቡቕ እዩ ንባህልናን እምነትና ዘይውክል መልእኽቲ ክድገም የብሉን መምህርና ካብ ልቢ ነመስግን 🙏🙏🙏🙏🙏
@wintakidane8719
@wintakidane8719 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏💒
@Ostirch
@Ostirch Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@gitup7918
@gitup7918 Ай бұрын
They must be arrested Adi Abeto. All of them. Justice must be served.
@BiniamMebrahtu-mx3jw
@BiniamMebrahtu-mx3jw Ай бұрын
Memhrey enqae dehan mexaka ...yqre ykunkum beleley..
@aleygoitom8369
@aleygoitom8369 Ай бұрын
ይቅረታ ምባል ጹቡቅ እየ ተሓግስና ግን እታ video ኣላ ክሳብ ሕጂ ክትድምሰስ ንሶም ውን ዓቢ ተራ ኣለዎም አንደገና አቲ ወዲ ንህዝቢ ኣይኮነን ይቅሬታ ዝሓትት ዘሎ ን ሓደ በዓል ወናኒ KZbin eiye
@loveelroi4453
@loveelroi4453 Ай бұрын
ናይ ሎሚ አይኮነን ዚ ቪድዮ ናይ 2 ዓመት ዩ ቅድሚ ሕጂ ከሙኡ ሰሪሑ ኔሩ ናይ ሽዑኡ ዩ..
@temesgenamlak-kf9bu
@temesgenamlak-kf9bu Ай бұрын
✝️✅🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@redseacamels7095
@redseacamels7095 Ай бұрын
እዛ ናይ ቶማስ ናይ ይቕሬታ ምላሽ ናይ ሕጂ ኣይኮነትን
@aron668
@aron668 Ай бұрын
ቃለሂወት የስመዓልና መምህረይ ናይቲ ቶማስ ዝበሃል ግን ናይ ሕጂኣይኮነን ናይ ቅድሚ ሕጂ ናይ ደርፊ ዝሰርሖ እዩ እምበር ሕጂ ዝኾነ ዘውጽኦ መግለጺ የለን።
@DanDan-bf1bo
@DanDan-bf1bo Ай бұрын
እዛ ናይ ቶማስ ቪድዮ ግን ቅድሚ ሕጂ ኣብ ደርፊ ብዘርኣዮ ናይ ሰዶማዉያን ገጸባህሪ ህዝቢ ሆ ምሰበሎ ይቅረታ ኢሉ ዝሰርሓ ቪድዮ እያ። ቶማስ ሎሚ መጀመርትኡ ኣይኮነን ከምዚ ዓይነት ስራሕ ዝሰርሕ ዘሎ።
@Sanirey777
@Sanirey777 Ай бұрын
Nsu ko nay wshtu hlmun tahanun u zewxei zelo sdi u ember kdmi hji ageb tebahilu endahalewe do nkalay gzei mserhe
@YordanosT-q4n
@YordanosT-q4n Ай бұрын
Selam yehwatey anes enda xelekus kal hasab ymexani entay kgebr aleni bejakum hagzuni😢😢😢
@Linda-l7w
@Linda-l7w Ай бұрын
ካሳሁን ሓወይ ኢቲ የቅረታ ፅቡቅ እንዲዩ ግን ድማ ከይረአዩ ሳንሱር ከይገበሩ ድዮም ዝጽዕንዎ አነ ከም ዝመስለኒ ብዙሕ ሰብ ክርኤና ንምባል ዘየለን ዘይኮነን ምጽዓን internet ካብ፡ጥቅሙ ዕንወቱ ስለ ዝዓዝዝ ዓገብ ከምዚ ብዕልጉን ክፉእን ሐሳባት ትጽዕኑ ሃገር ዘይኮነ ዓለም እዩ ዘጥፍእ ሰባት ዓገብ
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 Ай бұрын
እንቋዕ ተመለሱ ዓገብ ምባል ጽብቕ ኢዩ እዞም ክቕተሉ ኣለዎም ክሕረዱ ኣለዎም ዝብሉ ግን ካብቶም ሕማቕ ሰሪሖም ዝባሃሉ ንላዕሊ ገበን ኣለዎም ሰባት እንድሕር ቀቲሎምከ እንታይ ኣፍርዮም ብጀካ ክሳራ ብምኽርን ማዕዳን ክምለስ ኣለዎ እምበር ።
@loveelroi4453
@loveelroi4453 Ай бұрын
አይበለን ቶማስ ናይ ቄድሚ 2 ዓመት ዩ..
@frezghiberhane7592
@frezghiberhane7592 Ай бұрын
Eti aristi xihifkayo zeleka kitedakim ntom eritrawian Artist yikire teylom entay amxio abzi mizirgah nexelaka awxika mis xadikan teselef
@titititi2598
@titititi2598 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏼🇪🇷🇪🇷🙏🏼🙏🏼❤️
@mezenaywelodoy2670
@mezenaywelodoy2670 Ай бұрын
ሓውና መም ካሳሁን ናይ ቶማስ ተጠቒምካሉ ዘለኻ ቪድዮ ናይ ቕድሚ ሕጂ ልክዕ ከምዛ ፊልም ተመሳሳሊ ቪድዮ ክሊፕ ኣቅሪቡ ዝበሎ እምበር ሓድሽ ኣይኮነን ምድንጋር ከይፍጠር። ሽዑ'ውን ነቲ በዓል ቻነል ይቅሬታ ሓቲቱ ኣንጻር ኩሉ ሕዝቢ ብምዕጣቕ ኣብ ካልእ ቻነል ክጽዕኖ እዩ ተራእዩ። ስለዚ ኣብ ዝቕጽል መደብካ ብዛዕባ ናይ ቶማስ ኣረጋጊጽካ ክትምለሰና ይላቦ። ከም ወትሩ ናይ ወትሩ ተኸታታሊኻ እየ። ቐጽሎ ክቡር ሓው።
@haniaeinad6178
@haniaeinad6178 Ай бұрын
Tomas hji wun ykreta n zserho srah aykonen zbl zelo ykreta n wana youtube eu zhatit zelo
@Gbre1996
@Gbre1996 Ай бұрын
ቶማስ ፈጺምና ኣይንኣምነካን ኢና። ነቲ ባህልና ኸተበላሽዎ ኢኹም እትጽዕሩ ትፍትኑ ዘለኩሞ። ቶማስ ንቡር ሰብ ክትከውን ግና ክንጽልየልኮ ኢና:: ንኹሉኹሞ ትፍትኑ ዘለኩሞ ክንጸልየልኮ ኢና። ቶማስ ንመጀመርታ ግዜ አይኾንካን ኸምዚ ዓይነት መደብ
@hope3005
@hope3005 Ай бұрын
ኣየ ካሳሁን ጉዳይ ትግራይካ ግበር 😂😂፡ናይ ሃገርና ባዕልና ኣለናሉ
@Sanirey777
@Sanirey777 Ай бұрын
😂😂😂 pee mehfer denkoro
@gtgrowtogether8096
@gtgrowtogether8096 Ай бұрын
Nay tomas na hji aykonen nayta kdmhji awxiuwa znebere derfi eyu. Hji kea kab gieguu keyteareme ab Filme zgedede hizu mexyu. Ykrieta gn ayhateten alo.
@berhaneweldemichael2201
@berhaneweldemichael2201 Ай бұрын
እቲ ዝድለ ታርጌት ሃሪሞም እዮም ንህዝቢ በብቁሩብ ከላምድዋ ሐሬታት ካሜራ ተኪሎም እንዳሰርሕዋ ከም ሰበይቲ ተቆኒኑ እንዳሰረሐ። እቲ አብ አእምሮ ሰባት ምስ አቀመጥዎ ብይቅሬታ ዝድምሰስ አይኮነን እዚኦም ናይ ኢሉሙናቲ ተከተልቲ እዮም። ቅንይ ኢሎም ውን ደጊሞም ከምዝመጹ አይትዘንግዑ።
@KennethBrown-p5s
@KennethBrown-p5s Ай бұрын
Martinez Mary Lewis Brenda Martin Angela
@KennethBrown-p5s
@KennethBrown-p5s Ай бұрын
Harris Richard Walker Brian Rodriguez Melissa
@Gbre1996
@Gbre1996 Ай бұрын
Thomas we don’t believing you at all you are trying to mess up our beautiful 🙏culture. But we will pray for you to be a normal man. Egzhabier Amlak Yhagzka.
@loveelroi4453
@loveelroi4453 Ай бұрын
He didn’t apologise for the video he did .. this is an old video that he made , same thing happened therefore he apologised .. it’s from 2 years ago
@berhaneweldemichael2201
@berhaneweldemichael2201 Ай бұрын
ብፍላይ እቲ ግብረሶዶም ወዲ ደጋጊሙ እዩ ዝመጽእ ተልእኮ አለዎ መንግስቲ ዘይብሉ ሃገር ረኪቦም ተነሳሕ በልዎ።
@mistlalhabtu9348
@mistlalhabtu9348 Ай бұрын
Befxum Krone Ilka ztegebere iyu aber aykbelonbye befxum bflat ztegebreyu nay Tomas mulugeta nskatkum bflat dyu bzeyflat Amlak wanakum
@መረብመስሓልEntertainment
@መረብመስሓልEntertainment Ай бұрын
እዚ ናቶማስ ይቅሬታ ግን ናይ ሕጂ ኣይኮነን ናይ ቅድሚ ሕጂ እዩ ። ክድሚ ሕጂ ይቅሬታ ኢሉ ነቲ ጌጋ መሊሱ ደጊምዎ።
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 Ай бұрын
Where are they living If in uganda report to police
@alexanderermias143
@alexanderermias143 Ай бұрын
ግን እዚ ናይ ቶማስ ሓቂ ከይመስለና። እዚ ናይ ይቕሬታ ምላሽ ናይ ቅድሚ ሕጂ ናይ 2020 እዩ ተመሳሳሊ ጽዩፍ video ኣብ ደርፊ ሰሪሑ ኔሩ እዩ ብህዝቢ ተቃውሞ ከኣ ካብቲ youtube ወሪዳ እያ ቶማስ ውን ከምቲ ንስኩም ትብሉኒ ሰብ ኣይኮንኩን እንዳ በለ ነዚኣ ድዛረባ ዘሎ vidoe ኣብ 2020 ተዛሪቡዋ ንኸልኣይ ግዚኡ እዩ ዝጋገ ዘሎ እዚ ሰብ እዚ ኣብዚ ናይ ሕጂ ኣጋጢሙ ዘሎ ብዛዕባ እቲኣ ፊሊም ግን ወጹ ኣይተዛረበን ዘሎ ኽሳብ ሕጂ እቲ video ናይ ቀደም እዩ። መረብ እስቲፋኖስ ባባ ፍሽን ጥራይ እዮም ይቅሬታ ኢሎም ይቅረ ከኣ ይኹኖም
@HagosElyas
@HagosElyas Ай бұрын
bzuh kemzi aynet dramatat teserihu eyu kulu ka sansur tegeru eyu zihalf hji seb sleztekawemom biwlki yikreta ayfeletnan tebelu ayiemenun miknyatu abti treninn sielin nerom eyom ageb aybelun hji win niwlkom keteababiyu eyom delyom nay haki aykonen
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 Ай бұрын
Not sorry they will be punish them this is red line
@mulegetalgam2319
@mulegetalgam2319 Ай бұрын
From the owner of the film will be punish
@qanapage5712
@qanapage5712 Ай бұрын
ኣንታ ስቕ ኢልካ ዲኻ ትኣምን እቲ ቖልዓ ልማደኛ ኢዩ ወላ እቶም ተቕርቡ ጥዕና የብልኩምን
@loveelroi4453
@loveelroi4453 Ай бұрын
ናይ ቶማሶ ይቕሬታ አይሓቱተን, እዚ ቪዲዮ ናይ ቶማስ ይቕሬታ ናይ ሔጂ አይኮነን, ቕዱሚ ሕጂ ከሙኡ ሰሪሑ ስለዝፈልጥ ዓገብ ተባሂሉ ኔሩ, ናታ ዩ ናይ ቀደም ዩ... ቪዲዮ ወይ መልእኽቲ ከተተሓላሉፉ ከለኹም አስተዊዕሊኩም ኩሉኹም ናብ ህዝቢ አቕሩቡ በጃኹም
@ሻም
@ሻም Ай бұрын
ንምንታይ እኩም ሕጂ ትግረሙ 30 ዓመት ንህዝቢ ኤርትራ ዝመስል ፊልም ተሰርሑ ኣይፈልጥን ብጀካ ሚለኑ ትብል ብምልኡ ድራማታት ኤርትራ ጸርፈ"ዶ ኣይኮነ' ጸርፈ ድማ ናይ መርገም"ዩ።
@SelamMezelo
@SelamMezelo Ай бұрын
Amen ❤❤❤
@meronmiryam3684
@meronmiryam3684 Ай бұрын
Amen
@lillynuguse4758
@lillynuguse4758 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@rahelshemendi4082
@rahelshemendi4082 Ай бұрын
Amen ❤
@norahabashi6554
@norahabashi6554 Ай бұрын
🙏🙏🙏❤
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Hungry FAM
Рет қаралды 6 МЛН
PIZZA or CHICKEN // Left or Right Challenge
00:18
Hungry FAM
Рет қаралды 14 МЛН
Car Bubble vs Lamborghini
00:33
Stokes Twins
Рет қаралды 38 МЛН
БУ, ИСПУГАЛСЯ?? #shorts
00:22
Паша Осадчий
Рет қаралды 1,5 МЛН
ቅኑዕ ኣተሐሕዛ ሰብኣይ ኣብ ሐዳር
1:03:23
Meley Media
Рет қаралды 18 М.
Ice Cream or Surprise Trip Around the World?
00:31
Hungry FAM
Рет қаралды 6 МЛН