Рет қаралды 8,471
ጠኒሰ ኮረንሾ ደስ ይብለኒ ነይሩ ኮረንሾ ግን ኩሉ ግዘ አይርከብን- ነብሰፁር ኮይነ ግን መራሒት ጋንታ ኮይነ ክሳብ እታ ዝወለድኩላ ለይቲ ይዋጋእን የዋግእን ነይረ-ብሕሱም ከርተት 1.3 ኪሎ እያ ተወሊዳ ጋለይ -ክርስትና ከሕልፍ ኢለ ነገዛይ ምስከድኩ ድማ ሰብኣየ ተወቂዑ መፂኡ ናይ ኣጋጣሚ ኮይኑ ብሓንሳብ ንገዛኣቲና-ድሕሪ ክርስትና ቀልጢፈ እየ ምስጋለይ ናብ ኣሃዶይ ተፀምቢረ