ነጋሪት ዜና-TMH|መጠንቀቕታ ኣብይ ኣሕመድ፣ቅዋም ቁፅፅር ኮምሽን ህወሓት ብዛዕባ ጉባኤ፣ምምሕያሽ ኩነታት ፀጥታ ዞባ ደቡብ፣መንገዲ ኣየር ኢ/ያን ውሳነ ኤርትራ

  Рет қаралды 10,030

Tigrai Media House

Tigrai Media House

Күн бұрын

#tmh #tmhtv #tigray #tigraynews #tigrai #tigrainNew #negaritzena
Tigray Media House (TMH) is a US-based television station covering global issues with dues focus on the Horn of Africa.
Join this channel to get access to perks:
/ @tigraimediahouse
For TMH Membership fundraise.give...
TMH envisions becoming a world-class and most trusted media network covering major stories that influence Ethiopia and the Horn of Africa delivering swift and reliable news updates and analyses to the Ethiopian people and the global community.
website: www.tmhtv.org
Twitter : / tmhtvnews
Facebook : / tmhtv
Instagram: / tigrai_media_house
Support TMH by becoming a Monthly subscriber by visiting
/ 134425496630143

Пікірлер: 23
@kemal4775
@kemal4775 2 ай бұрын
5 ምኽንያታት ኣብይ ንህወሓት ከምብሓዱሽ ክትመዝገብ'ምበር ኣፍልጦ ክምለሰላ ዘይደልየሉ፡ 1. ፈራሚ ውዕሊ ፕሪቶርያ ህወሓት እዩ - ሕዚ ዘሎ ህወሓት። ፈራሚት ህወሓት ሞይታ ሓዳሽ ህወሓት እንትትምዝገብ ሓደ ፈራሚ ስለዝመውት ውዕሊ ፕሪቶርያ'ውን ይመውት። ኣብይ በዚ ኣቢሉ ኣጀንዳ ትግራይ ካብ ዓለምለኸ መድረኽ የውግድ። ብኹናት ዘይተሳኸዐ ዕላምኡ ብሽርሒ የዕውት። 2. መቐፀልታ ናይቲ ንህወሓት ብሽም ዲሞክራሲ ኣብ ክልተ ገሚዕኻ ከምታ ንኦነግ ዝገበሮም ንዝድግፎ ጉጅለ ሕጋዊ ኣፍልጦ ብምሃብ ነቲ ኻሊእ ሓይሊ ብሕገወጥነት ብምኽሳስ ንምጥቃዕ ሕጋዊ ባይታ ንምድልዳል፤ 3. ህወሓት ትሓትቶም ታሪኻዊ ሰነዳት ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ይኹን ካብ ኢህአዴግ ትሓትቶ ገንዘብን ካሊእን ንምምካን፤ 4. ታሪኽ ህወሓት ኣብዚ ጠጠው ንምባልን ንሕሉፍ ታሪኽ ህወሓት ንምድምሳስን፤ 5. ትግራይ ንፒፒ (ከምቲ ባዕሎም ዝብልዎ ንኦርሞ) ክትግብር ምግባር፤ በጠቓላሊ ንህወሓት መቕሀሚ፡ ንትግራይ ካልኣይ ከምዘይትልዓል መድቆሲ ውጥን'ዩ። እዚ መቐፀልታ ናይ ትማሊ ውጥን ፅንተት ትግራይ እዩ። ስለዚ ትግራይ ንውዕሊ ፕሪቶርያ ዘፈፅም ዕንቱር ኣመራርሓ የደልያ። ዋላ መላኺ ዓቕሚ ዘለዎ ዘይሕሽከር መሪሕ የድልያ። ህልውናኣ እንተረጋጊፃ ውሽጣዊ ዲሞክራሲኣ ንምዕራይ ካብ ቁፅፅራ ወፃኢ ኣይኸውንን። ናፅነት ይኹን ኻሊእ ተስፋ ይህልዎ። እንተዘየለ ብተኣዛዛይ መሪሕነት ሃለዋታ ኣሕሊፋ ምስሃበት ግን ምርጫታታ ብፍቓድ ኣዘዝታ'ዩ ዝውሰን። ስለዚ ብፅንዓት ንፕሪቶርያ ዘፈፅም ጠንካራ መሪሕ ውድብ ዋላ መላኺ ይኹን ምህላው ልዕሊን ቕድሚን ኹሉ ክርአ ዝግባእ ።
@freetigray9095
@freetigray9095 2 ай бұрын
We are with Tigray people and TPLF
@ቐለበትምልክት
@ቐለበትምልክት 2 ай бұрын
መዥገራት። ውረዱ ጥፍአኡ ህዝቢ ትግራይ ያአኽሎ:
@destanegash8721
@destanegash8721 2 ай бұрын
TMH ናይ መን እዩ?
@realtube6031
@realtube6031 2 ай бұрын
ህወሃት ጉባኤ ክህልወኩም ይክእል እዮ ኮይኑ ግን ምስቲ ምዝንባል ህዝብና ኤኮኖሚ ስራሕ አልቦ ህዝብና ኩሉ ሪኢኹም ነቲ ዉድባዊ ጉባኤ ፅቡቕ ጌርጌርኩም ሕሰቡሉ ጥበብ እምበር ፍርሒ አይኮነን።
@freetigray9095
@freetigray9095 2 ай бұрын
አብይ የሚወገድበት ምርጥ እድል እጃችን ላይ ነው።
@michaeltesfay4615
@michaeltesfay4615 2 ай бұрын
Kkkkkk
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 2 ай бұрын
Tigary........ MedIa........Tg......... Citly....... Country
@freetigray9095
@freetigray9095 2 ай бұрын
ህፃን አብይ እኛን እንደሚፈራን የኢትዮጵያን ህዝብ ቢፈራ 😂😂😂😂 ❤TPLF
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 2 ай бұрын
ማህበር ተጋሩ ኢሮፓ ካብ ናይፀትታ ትግራይተቓውሞ ካልእ ዝመሃላልፊዎ ምልክትይ ውይ ደገፎም ዝግልፅሉ የለን፡ እዙይ ኩሉ ፀገም እንዳሃልው፡ ሃገር ዝይሃዝካ ፅትታ ኣፀጋምይ እዩ፡ ጉባኣይ ኣይትገብሩ እንዳተክልክሉስ፡ ንዓብይ ፀገም ገዲፍካስ ብዛዓ ፅትታ ቦልስ ትግራይ ዊናነይ እሉ ህይዝዎ ዝውሎ፡ ህዝብይ ዓዶ ክይኣቱ ተክልክሉ ዝሎክ፡ ዓዲይ ዝይሃስካስ ህዝብካ ንዓዶ ክኣቱ ንምፅነቱ እንዳለመኑስ፡ ማህበር ኢቶፓ ትግራይ በተለ ዝተምሃሩ ዝህፍሩ ካብኡ ንልዓልይ ዓቅምይ ዝይምህላዎም ይህዝንካ፡
@peace-vc7cr
@peace-vc7cr 2 ай бұрын
የብልፅግና ትግሪኛ ሚዲያ፡big shame
@MesfinAbay-u8t
@MesfinAbay-u8t 2 ай бұрын
Way teklebrhan kelbat mean je haven't wesidu ayfelten liba degree gemgam
@Horn-sc2hzgtdooonbbfd
@Horn-sc2hzgtdooonbbfd 2 ай бұрын
Abiy Ahmed application for full king denied. UAE 🇦🇪 president told Abiy not killed enough people in 6 yrs which is little over million people’s. Abiy boss UAE president more to die in Ethiopia 🇪🇹
@fithawitteame9369
@fithawitteame9369 2 ай бұрын
ሓሳዳት ጃንዳ ወያነ ንህዝቢ ትግራይ ንፍዮ ኮይንኩሞ ተንኮለኛታት 😢😢😢😢😢
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 2 ай бұрын
ህዋሃት ፀረ ህዝቢ ትግራይ አትም ሰረቅቲ ደም መፍስስቲን ቀንዲ ፀላኢ ትግራይ ህዋሃት እያ😢😢😢😢
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 2 ай бұрын
H
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 2 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ንስኽም ዝኸፍኣኽም ፍጡራት ኢኽም ብቶንኮል ብጥልመት ብክድዓት ብሕስድና ብዘይመረትክም ብዘይንብረትክም ብዘይገንዘብክም ብዘይባሕርኽም እትሕስዱ እትሰርቑ እትጥርሩ እትሃርፉ ተመስገን ምባል ዘይትፈልጡ ብዘለክም ዕግበት ዘይብልክም ሰባት ኢኽም ካባኽም ዝገድድ ጠላም ከሓዲ ዘይባሕሩ ዘይወደባቱ ዝምነ ዝሕስድ ኣብ ትሕቲ እግርኽም ኮይኑ ዝዓበየ ኣብይ ኣሕመድ ተፈጥረ ካባኽም ዝገደድ ከዳዕ ጠላም ኮይኑ ተረኺቡ ኣሎ እነሃለ ድከትክም የስትየክም ኣሎ !!!!! እቲ እንኮ ፍታሕ ንዓክም ከም ሰባት ንክትነብሩ እንተኮይኑ ምስ ፋኖ ኲንክም ንኣብይ ኣህመድ ካብ ስልጣን ምብራር ብዲሒሪኡ ሓዲሽ ግዝያዊ መንግስቲ ኩሉ ህዝቢ ኢትዮጵያ ዘካተተ መንግስቲ ምምስራት ምስ ህዝቢ ኤርትራ ድማ ሳላም ምግባር ኢዩ ዘዋጽኣክም ልቢ ግብሩ ተሪፉ ዘሎ ህዝብክም ከይጠፊእ !!!!
@Seb15
@Seb15 2 ай бұрын
ኢርትጥሪዋኒ ኣይትጋገ እቲ ባሕሪ ትብሎ ዘለካ ባሕሪ ዝምነ ትግረዋይ ነይሩ ኣይፈልጥን መልሓስኩም ኣክቡልና ካብ ዝጎበጥኩሞ መሬት ውጹ ህዝብና ሰላም ሃብዎ። ዓዘራ ምዝራብ ትርጉም የብሉን ኣይተምስሉ!
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 2 ай бұрын
@@Seb15 ኣይተ ካብ መረትና ውጽኡ ምባልካ ዝድገፍ ኢዩ ግን ክትርደኦ ዘለካ ንሕና ኣብ መረትና ኢና ዘለና እቲ ብውዕል ኣልጀርስ ዝተሓንጸጸ መረት ኣብኡ ኢና ዘለና ካልኣይ ነገር ድማ ክትርደኦ ዘለካ ንስኽም ዶ ኣይኮንኩምን ንሊዒሊ 20 ዓመት ኣብ መረትና ብሓይሊክም ኮፍ ዝበልክም በል ተጻወር ሕጂ ግዘና ኢዩ ግን ወላ ግዘና ይኩን እምበይ ኣብ መረትክም ኮፍ ኣይበልናን ኣብ ናይና መረት ኢና ዘለና ተዓገስ ደኣ ገና ነዊሕ ግዘ ይጽበየካ ኣሎ ወዲሓው ኣቦይ ዓቕሊ ደኣ ግበር !!!!!
@Seb15
@Seb15 2 ай бұрын
@@UseurtimeNow ዋእ ባድመያ ንስኩምስ ካብ ጾሮና ዶ ወጺኩም ነይርኩም ኢኩም ጾሮናን ከባቢኣን እኮ ናብ ኢትዮጵያ እያ ተወሲና ነይራ ንሱ ግን ኣይኮነን ትምክንያት ንዓ ንውርድ ናብ ባይታ እዩ ነይሩ ግን ኣይተቀበሎን ጎይታኩም ሰላም ኣይደሊን ህውከት እምበር ኢሉ እንትይ ይገበር ኢልካዮ ኢካ። ጽቡቅ ኣይኮነን ሕነ ምካኑ ድዩ ትዛረቦ ዘለካ ክሳብ መዓስ ከእዩ ከምዚ እናተባሃልካ
@UseurtimeNow
@UseurtimeNow 2 ай бұрын
@@Seb15 90% ርእስኻ ዱንቑርና ዘጥቖዖ ኢዩ ዝመስል ዳርጋ የላኻን ወዲ ሓው ኣቦይ!!!! ኣብ ኣልጀርስ ምስ ከዱ እንታይ ከም ዝበሉዎም እቶም ሸምገልቲ ገለ ንእሽቶይ ኣምር ኢኒኡካ ዶ ወዲ ሓው ኣቦይ ? ? ? ንዑ ፈርሙ እዚ ትፍሩሙዎ ዘለክም Final and Binding እኮ ኢዮም ተባሂሎም ይግባይ የለይ ምዕግርጋር የለይ ዝረኸበ ንክርከብ ዘይረኸበ ድማ ኣረኪቡ መሰስ ኢሉ ንክወጺእ እኮ ኢዩ ነሩ ኣታዮ ሃሳስ ዓጋመ ስለዚ ከምታ ኣብ ካርታ ዘላ ኢያ ኣብ መረት ትውርድ ተባሂልክም ንስኽም ግን 10 ልቦም እንዲኽም ምውጻእ ኣቢኽም ክሳብ ህዝቢ ኤርትራ ዝጸንት ንጸበ ከም ዝወጺእ ድማ ንግበሮ ኢልክም ናይ ሕሾት ዳሳት ገርክም ናብ ትግራይ ዝመጺእ ክሳብ ዩኒቨርሲቲ ንክመር ዝደሊ ክመሃር ይኽ እል ብነጻ ኣይደልን ዝበለ ድማ ኣብ ውሽጢ ወርሒ ኣብ 3ይ ሃገር ክኸይድ ይኽእል ኢልክም ፕሮፖጋንዳ ነፊሕክም ኣሜሪካ ድማ 200 ስደተኛታት እንደለየት 170 ተጋሩ ይኸዱ ነሮም ነቶም 30 ዝተረፉ ኣዋዳት እንተኮይኖም ምሳኽም 30 ደቒንስቲዮ ተጋሩ ኣዋልድ ውሰዱ ይበሃሉ ነሮም ወዲ ሓው ኣቦይ ኣብኡ እኮ ነይረ ኩሉ ስራሕክም ቶንኮል ጥልመት ክድዓት ምትላል ኢዩ ነሩ ንህዝቢ ኤርትራ ሊዒሊ 20 ዓመት ብእገዳ ሌል ኣቢልኩሙዎ ጅግና ፈዳይ ሕኔ ወዲ ኣፎም ድማ ብዓቕሊ ተጸቢዩ እኔሃለ ኣይትብልዑ ኣይትስተዩ ገሩክም ሕነኡ ዘይፈዲ ወዲ ኣድጊ ድዮም ዝበሉ ኣብ ዘመነ ሚኒሊክ 50 ዓመት ንድሕሪት መሊሱክም እዚ ኣባኽም ወሪዱ ዘሎ ቶንኮልክምን ክፍ ኣትኩምን ኢዩ ካብ ከምዚ የድሕነና ኢዩ ዝበሃል ተስፋ ይገብር ትምህርቲ ረኪብኩሙሉ ንክትኾኑ !!!!!!
@Seb15
@Seb15 2 ай бұрын
@@UseurtimeNow ዝኔካ ገልቱ ጸርፊን ክፋትን ተፈጢርኩማ ኢዲኩም ይርዳእካ ሀሱስ
ከምሽቱ 3:00 ሠዐት የአማርኛ ዜና
58:51
VOA Amharic
Рет қаралды 10 М.
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 126 МЛН
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,9 МЛН
Mom had to stand up for the whole family!❤️😍😁
00:39
Стойкость Фёдора поразила всех!
00:58
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 7 МЛН
EMS Special ጀነራል ተፈራ ማሞ ይናገራሉ Oct 2024
14:57
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 203 М.
哈哈大家为了进去也是想尽办法!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:33
火影忍者一家
Рет қаралды 126 МЛН