🛑 ብተደጋጋሚ ኣብ ገዝኣ ንዘጋፍዓ ዝነበረ ሰራዊት ፀለኢ ሕነ ክትፈዲ ዝወፀት ዕሸል | ብንብዓት ዝተዓጀበ ቃለ መሕትት |

  Рет қаралды 32,323

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

2 ай бұрын

ንተጋዳሊት ለጊሳ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0991268884 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
t.me/Gedli_plus
/ gedli.plu
/ gedli_plus

Пікірлер: 193
@Gedli_plus
@Gedli_plus 2 ай бұрын
ንተጋዳሊት ለጊሳ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0991268884 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 2 ай бұрын
መዓረይ ነቢዐ ምውፃእ ኣቢኒ ናይዞም ተጋደልትና ጅግንነት ንምግላፅ ቃላት ይሓፅረኒ😔😔
@TitiHayle-qw4gy
@TitiHayle-qw4gy 2 ай бұрын
ኣጆኺ ዛምበይተየ ለሟዓንቲ መበል 9ይ እየ ላይክ ሃባኒ ደቂ መዳም 20👍 ደስ ክበለኒ ቲቲ ካብ ከተማ ጀዛን😂
@user-dw4zo3sr2u
@user-dw4zo3sr2u 2 ай бұрын
🤣🤣🤣
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 2 ай бұрын
ከተማ ጀዛን ያ😎🤣
@SalamSalo
@SalamSalo 2 ай бұрын
ከተማ ጅዛን 👏🤗ንዒ ቡና ንስተ ባሓደ 🤗🧐😊
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r 2 ай бұрын
​@@SalamSaloሰሉየይ ጓል ሪመይ ጀዳ አይካንክ ደኪ ዘለኪ♥️
@user-dw4zo3sr2u
@user-dw4zo3sr2u 2 ай бұрын
@@SalamSalo ok 🥰
@ነገረ
@ነገረ 2 ай бұрын
😢 ስብራትኪ ይጸግን እግዚኣብሄር 🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 ай бұрын
እንቃዕ ብሂወት ተረፍኪ ሓፍተይ መዓረይ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 2 ай бұрын
ዝሓፍተይ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ክሉ ሽግራትለ ክሓልፍ እዩ ኣጆኪ😢😢❤❤❤❤❤
@ThThTh40
@ThThTh40 2 ай бұрын
ንፍእቲ ቆንጆ ጋዜጠኛ ። ተጋዳሊት ሀፍትና ኮላይ We are proud of you, we appreciate your service, and you are not alone, we will help you.
@samsontesete5119
@samsontesete5119 2 ай бұрын
ኣጆኺ ኣለናልኪ 💙💙💙💙💙💙💙
@haileseged1124
@haileseged1124 2 ай бұрын
ብዝኾነ እንኳዕ ናብ ማርያም ኩሓ ተመለስኪ
@Gebremedhin-nl8pk
@Gebremedhin-nl8pk 2 ай бұрын
ጅግና ዝሓፍተይ ብጣዕሚ እየዝፈትወኩም ቀፅልሉ ኣምላክ ኣቦይ ምስ ውፅዓት ኩነልና ❤❤❤ገኒ ጅግና ዝሓፍተይ
@ahmedhaddad9444
@ahmedhaddad9444 2 ай бұрын
ቃላት የብለይ ጅግና ዋዕሮ❤❤💪💪💪👌👌
@birhankidanu5493
@birhankidanu5493 2 ай бұрын
ጀጋኑና መግለጺ የብልኩሜን ዋዕሮና ❤❤❤
@nettes6574
@nettes6574 23 күн бұрын
Waero!! Egzabher yebarki🙏🙏🙏
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg Ай бұрын
ተጋሩ ነዞም ውፉያት ተጋደልት እድካ እልና እልና ንሓግዞም ። ምእንተ ትግራይ እሎም ንዝሰንከሉ ካልእ ይግበኦም እዩ ኣለናልኩም ንበሎም በጃኩም ።❤😊
@user-gv3kn8we9s
@user-gv3kn8we9s 2 ай бұрын
ምሕረት የዉርደልለኪ
@user-hm4bd1qi5g
@user-hm4bd1qi5g 2 ай бұрын
Tenks for your service the level of soldiers
@noursaeed2635
@noursaeed2635 2 ай бұрын
Amazing history touching the deep to the heart
@HagosHagos-rb7ob
@HagosHagos-rb7ob 2 ай бұрын
አጀኺ.ብሂወት.እኳዕ..ተረፍኪ.💖💖💖💊💊💊💖💖💖
@ThThTh40
@ThThTh40 2 ай бұрын
ጅግና
@dawithagos6660
@dawithagos6660 2 ай бұрын
Tenkara jigna🙏🏻🙏
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r Ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍክልና ጅግና ዋዕሮና ኣጆኪ ኮርዕልኪ መርኣያ ኩሉን ኣብዝለዓለ ደረጃ በፂሕኪ ንሪኢኪ ኢና ዛሓፍተይ😌💜
@Alemgodol2010
@Alemgodol2010 Ай бұрын
ahhhh ajoki haftey 💔💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏🙏🙏🫶🏼🫶🏼🫶🏼🫶🏼
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 2 ай бұрын
ጅግና ኢኪ ብሓቂ ተሰፍ እየ ህይወት 😍
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 2 ай бұрын
Enkuae beselam metsaki Helen shekor ajioki waero❤❤❤❤❤❤❤❤
@gengeb5610
@gengeb5610 2 ай бұрын
God bless you🙏❤️💛
@user-dq5kv7bz2q
@user-dq5kv7bz2q Ай бұрын
ጎይተይታዋይ ኣጆኪ ዛሓፍተይ ማዓረይ ምሕረቱ የወርደልኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ እምበይተዋይ😢
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 2 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግኒት🙏❤❤❤
@fguu8879
@fguu8879 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ጽንዕቲ ኢኺ ኣጆኺ ተስፋ ከይትቆርጺ እቲ ዝሓየለ ሓሊፈክዬ ኢኺ ❤❤❤
@yes6292
@yes6292 2 ай бұрын
እፍፍፍፍ ሓፋተይ ማዓረይ ሰባአየይ ከ ኣበይ ከን ተረፉ ይከውን ዓለም ቃንዛ ጥራሓ እንካዕ ካብ ብሰሎ ጥረ ተረፍኪ ዛሓፍተይ ንባዓት ውድአ እሕሕሕሕ😢😢😢😢😢 😢😢😢😢😢
@Berhte-kw7jw
@Berhte-kw7jw 2 ай бұрын
ኣጆኪ ሓፈተይ 😢 እንቃዕ ተረፍኪ ሓፍተይ
@merilovr5981
@merilovr5981 2 ай бұрын
ዝገርም እዩ ፅንዓት ፈጣሪ ይሓግዘኪ
@Gfss-wn9qj
@Gfss-wn9qj 2 ай бұрын
ኣይዘኪ ዛሓፍተይ እንካዕ ብሂወት ሃለኪ ❤❤❤ ተስፋ ኣይትቅረፂ ኣምላክ ይፈልጥ 😢😢😢
@Asqualgebrehiwot
@Asqualgebrehiwot 2 ай бұрын
Enka terfki kbrti hftna🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@eyfryyf3929
@eyfryyf3929 2 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ዝሓፍተይ ዕመን ጥዕናን ይሃብኺ ፈጣር❤❤
@tomasfeshaye6319
@tomasfeshaye6319 2 ай бұрын
Ajoki meary ken higzki ena wearo ena enka terfiki 😍😊😍🙏🙏
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
እኳዕ ብሰላም ተመለስኪ
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 2 ай бұрын
ኣጆኺ ንኹሉ አግዛብሄር ኣሎ መዓረይ ጅግና ዋዕሮ ኢኺ ኹሉ ድማ ፈጣሪ ክሳኽዖ አዩ ❤️❤️❤️😍😘😘😘😘😘
@CbGbh
@CbGbh 2 ай бұрын
ጎብዝ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-rs8bd8un8y
@user-rs8bd8un8y 2 ай бұрын
እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮና ንተጋደልትና ዝክወን ቃላት የብለይን🙏❤❤❤😥😥😥
@LeatishLeatish
@LeatishLeatish 2 ай бұрын
ምቅርተይ ጅግና እኪ ብሓቂ❤❤❤❤
@maryaman2629
@maryaman2629 2 ай бұрын
ጅግና ዝሓፍተይ 🥰🥰
@nmlkklkk
@nmlkklkk 2 ай бұрын
አጅኪ ማዓረይ❤❤❤
@mihretabberaki4293
@mihretabberaki4293 2 ай бұрын
Ajoki mqrti ftret ❤❤
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 2 ай бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ጅግና ኢኪ😢😢😢❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 2 ай бұрын
እንኳዕ ናብዚ ኣብቃዓኪ ዋዕሮና ጀግና ብሓቅይ 🥰🥰
@user-lu2is3gs6r
@user-lu2is3gs6r 2 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍኺ🙏 ዋዕሮና ኣጆኺ ዝያዳይ❤❤❤❤
@NegasiAbay
@NegasiAbay 2 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም ተመልስኽ ብፅት ረግሳ ❤❤❤❤❤
@user-zq9td2lp8r
@user-zq9td2lp8r Ай бұрын
እንኮዕ ብህወት ተረፍኪ ጅግናና ወድነይማ አበይ ከም ዝነጠበ አይ መስዋኣቱ አይ ህወቱ ዝነግረና ስእና😢
@djsghsjshsh6896
@djsghsjshsh6896 2 ай бұрын
ስታምር ይችልጅ
@ggdhdbfhamenamenamen6583
@ggdhdbfhamenamenamen6583 2 ай бұрын
ዕንካእ ብሂወት ተረፍክ ዛሓፍተይ ♥️♥️♥️
@user-or5rn3eg3k
@user-or5rn3eg3k 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፈጣሪ
@hiyabnatey563
@hiyabnatey563 2 ай бұрын
gofoundme ente zikfet xbuk neru n dege keyda kithkem
@user-ul6tx5ob3k
@user-ul6tx5ob3k 2 ай бұрын
እፍፍ ሓፊተይ ማዓረይ😢😢❤❤
@user-fl6zs3hb5n
@user-fl6zs3hb5n 2 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍኪ ማዓረይ
@titigaltigray
@titigaltigray 2 ай бұрын
ዝሓፍተይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ኣጆኪ 😢😢❤❤❤❤
@user-bz4op7xq7q
@user-bz4op7xq7q Ай бұрын
አጁኪ ዛሓፍተይ❤❤😢
@ugh6249
@ugh6249 Ай бұрын
አምላክ ሀሳብ ልብኪ ያስምረልኪ ዛንበይተይ ❤
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 2 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና ኣጀኪ 👏🥰🥺💔💔
@VxmgLhkjii-vl1zv
@VxmgLhkjii-vl1zv Ай бұрын
መድኃኒዓለም አቦይ ምሕረት የውርደልኪ አኽ...ዕሸላት አብዘይሓጥያትኩም ምዓት ወርድኩም😢
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg 2 ай бұрын
Jgna eki bhaki warona Ajoki ❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
@user-fm6xd5ol2b
@user-fm6xd5ol2b 2 ай бұрын
ጀግና ዋዕሮ❤❤❤❤
@user-ce5gn2fr2z
@user-ce5gn2fr2z Ай бұрын
እንቃዕ ብሂወት ተረፍኪ ዛሓፍተይ ማዓረይ ቃላት የብለይን😢 😢🙏💕
@slamAli-sh2nh
@slamAli-sh2nh Ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና ኣጀኪ😢😢❤❤❤❤❤
@alanb3238
@alanb3238 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kidankidan7530
@kidankidan7530 Ай бұрын
❤❤❤
@LoveLove-zx8fl
@LoveLove-zx8fl 2 ай бұрын
ahhh mearey eski fetari mhretu yleakelki tay kbehal koynuwa
@maron278
@maron278 Ай бұрын
❤❤❤❤
@user-ff6rj3hc1c
@user-ff6rj3hc1c 2 ай бұрын
@user-hi2hm7ty8q
@user-hi2hm7ty8q 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@rakiraki8823
@rakiraki8823 2 ай бұрын
Ajoki mkrtey❤❤❤❤
@abrhahaftu
@abrhahaftu 2 ай бұрын
Hero🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@vehshd7572
@vehshd7572 2 ай бұрын
ጀግና ዋዕሮ መዓርይ❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 ай бұрын
Waero❤
@zeabyakikidanu9176
@zeabyakikidanu9176 2 ай бұрын
super hero
@TesakalgBerihu
@TesakalgBerihu 2 ай бұрын
ኣጆኪ ዋዕሮና😘💛❤
@user-jm6fe2zx2h
@user-jm6fe2zx2h 2 ай бұрын
Mearg hafter nay bhaki Jegna eki emo ajoki abti wintaki zkone kinet bertieki ketsli. kab fetawiki btsay TF.
@FfAs-mc4oe
@FfAs-mc4oe 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@WdasseTube
@WdasseTube 2 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪💪አጆኺ
@user-me7xn4sk5p
@user-me7xn4sk5p 12 күн бұрын
ዋዕሮ❤❤❤❤
@XxdKiu
@XxdKiu Ай бұрын
ኣይዘኪ ጋል እነይ❤❤❤😢
@rahwara2651
@rahwara2651 23 күн бұрын
❤❤❤ እግዚኣብሄር ይመስገን ግን ዞም ጀጋኑ ደቂ ጀጋኑ ብምንታይ ክገልፆም ? ነዞም ጀጋኑ ብምንታይ ክገልፆም ? በጃኹም ንገሩኒ መግለፂ ሲኢነሎም ❤❤❤ እግዚኣብሄር ኣምላክና ሓሳብ ልብኹን ያስምረልኩም ❤❤❤ ኣሜንንንንን!
@gebrekidanabiy4806
@gebrekidanabiy4806 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@RegimeChangeEritrea
@RegimeChangeEritrea 2 ай бұрын
Very sad. 😢 can’t continue after this.
@user-jz9mk5kw4z
@user-jz9mk5kw4z Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️ 17:35
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s Ай бұрын
ቃላት ኣልቦ ጅግንነት ካብ ህፃዉንቲ ዋዕሮታት
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 2 ай бұрын
😢😢😢
@user-jz9mk5kw4z
@user-jz9mk5kw4z Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@user-ek9eo4mc3z
@user-ek9eo4mc3z 2 ай бұрын
ምቅርቲ ልኮነት ዋዕሮ❤❤❤
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 2 ай бұрын
ዋዕሮ ሓፍተይ🫶🏿❤‍🩹 ኣጆኺ😢
@user-mr2tx7rd1n
@user-mr2tx7rd1n 26 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@user-bp5ye2rh6f
@user-bp5ye2rh6f Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢
@cutemashoo2174
@cutemashoo2174 Ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 2 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍኪ ዝያዳይ
@AlexAbrha
@AlexAbrha 2 ай бұрын
Clever Mearig! You are already a champion beating many hurdles despite you still being at younger ages. እዛ ናይ 1 ሰዓት ጻንሒት ለለዋ ናይ ህይወትኺ ጉዕዞ ለንጸባረቕላ ቪድዮ ዳርጋ ብዙሕ ገጽ ልሓዘ ና ታሪክ መጽሓፍ ምሉእ ለንበብኩ መሲሉ ተሰሚዑኒ. As I have many times said, I have huge respect and appreciation for you, ገድሊ plus
@SalamSalam-nz2ox
@SalamSalam-nz2ox 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@MaharatMariam
@MaharatMariam 2 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@HfgBv-ov3ke
@HfgBv-ov3ke Ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@user-yh2pp9xn2z
@user-yh2pp9xn2z 2 ай бұрын
❤❤❤😢
@user-me3oh3mv9g
@user-me3oh3mv9g 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢
@AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz
@AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz 2 ай бұрын
Ajoki🥰🥰🥰🥰🥰👏🏻👏🏻
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 2 ай бұрын
ጂግና ዋዕሮ ጋል ትግራይ❤❤❤
Best KFC Homemade For My Son #cooking #shorts
00:58
BANKII
Рет қаралды 67 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
DEFINITELY NOT HAPPENING ON MY WATCH! 😒
00:12
Laro Benz
Рет қаралды 64 МЛН
"ፎቶ ተላዒልና ድሕሪ ሓሙሽተ ደቒቓ ተሰዊኦም!"
44:03
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 17 М.
ብሂወት ፍረሂወት ተሓተትቲ Josias denden
27:02
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 111 М.
"ዓድዋ ዘይብሉ ትግራይ ኣይትኾንን. . .!"
40:58
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 7 М.
Мыла наелся
0:21
Pavlov_family_
Рет қаралды 4,4 МЛН
БАТЯ И ЗОМБИ АПОКАЛИПСИС , МИРУ КОНЕЦ?
20:52
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 3,6 МЛН
A young mother couldn't calm down her baby at the lesson #shorts
0:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 16 МЛН