🛑 ዉሳነ ናብ ስደት ሊብያ ተ/ጋ እለኒ | ናይ ኮር ሬድዮ ኦፕሬተር

  Рет қаралды 31,012

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

Күн бұрын

Пікірлер: 261
@Gedli_plus
@Gedli_plus Ай бұрын
ሳብስክራይብ ስለ ዝገበሩ ኣዚና ነመስግ። ንተጋዳሊት እሌኒ ብሃሳብን ብሞራልን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0930260995 ክትረኽብዎን ትኽእሉ ኢኹም ገድሌplus
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei Ай бұрын
ገድሊPlus ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤️❤️❤️
@NigGebru
@NigGebru Ай бұрын
O5 hitters 😂 set 0 🎉​@@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@sawsanaraya
@sawsanaraya Ай бұрын
አጆኪ አብጎንኪ አለና ንከማኪ ዝበለ ከይንህግዝ አይንፈልጥን ከምዚ እንተቅርበኩም ዛለባም ቆልአ ኢና እንረክበኩም ዘለና ዘህዝነኒ ግን ከማኪ አይነት ከም አቦ ዲሽቃ አይነት ክትህገዙ ዝግበአኩም እናሀለኩም ንሀድ ሀደ ዘይግበኦም ንረድእ የህዝን ብሂወተይ ካብ ዝሀዘንኩሉ አቦ ዲሽቃ ከይሀገዝኩዎ ብምስውኡ ሀውካ ተስፋ ቆሪጹ ነፍሱ ጸሊኡ ባእሉ እንተጥፍእ ካብዚ ዝከፍእ ቁስሊ የለን ቁስሊ ገዲፉልና ከይዱ እሞ ከይድገም ኢደይ ኢድካ ንበል ንሀግዝ ተጋሩ ኢናኮ ኢልና ንኮርአሉ ዘለና ታሪክ ብከምዚኦም ዝበሉ እሸላት ዋጋ ከፊሎምልና ሙኳኑ አይንረስእ አጃኪ አለና አብጎንኪ እንኳእ ረከብናኪ ካልኦትውን ከምዚአ እናገበርኪ ዳአ አምጽእልና ጀጋኑና ንፍለጥ ንሀግዝ ምእንተ ትግራይ ሂወቱ ዝሀበ ክህገዝ አለዎ ካፍታ ንበልአ ቆሪስና ገድሊ ፕላስ የቀንየልና ለባም ዝኮንኪ ቆልአ
@TesfayeGebremedhin
@TesfayeGebremedhin Ай бұрын
ናይ ሰነ አእምሮ ሕክምና የድልያ እዛ ቆልዓ ኩሉልና ንሐግዛ አነ መድሐኒት ከሕግዝ የ
@ገሬሓበሻዊ
@ገሬሓበሻዊ Ай бұрын
❤❤❤
@ተመስገንእዩቃለይ
@ተመስገንእዩቃለይ Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@Rockofliberty-lv1jw
@Rockofliberty-lv1jw Ай бұрын
እንቃዕ ተረፍኪ ጓለይ ናተይ... ኣባይኪ ድፍእ ይበል: ኖ ኖ ሕማቕ ኣይትሕሰቢ ይትረፍ ተጋሩ'ስ :ኤርትራውያን ውን ሸለል ኢልና ንሓልፎ ጉዳይ ኣይኮነን!ክትሕገዚ ኢኺ: ገድሊ Plus ድንቂ ስራሕ!
@TDFTouTube
@TDFTouTube Ай бұрын
ናብ'ዚ ስለ ዘብቀዓኹሟ ኣዝየ የኽብረኩም የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ ገድሊ plus 🙏🙏🙏
@habtomyemane9079
@habtomyemane9079 Ай бұрын
ክብርቲ ሓብተይ ስደት ንየ በልዮ ካባና ኤርትራውያን ተማሃሪ ንስኪ ጅግና ኢኪ ህዝብኪ ድማ ክሕግዘኪ እዩ ኣጆኪ እቲ ዝከፈአ ሽግር ሓሊፍክዮ ኢኪ ህዝቢ ትግራይ ጀጋኑካ ሓግዝ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣጆኪ
@radyaesmael-ex7vk
@radyaesmael-ex7vk Ай бұрын
Kab Eritreawyan jegninet eya temahar sedet ka kolo euo ziseded ok kofkwaf agame 💊🦎🤑🐍😂😂😂😂
@jhonocbay693
@jhonocbay693 19 күн бұрын
Kondaf ogame haswi ogame wedi arayi kuonti. Men zehabka.Eriterawi kuonti ogame komal lemani sedetega barya nay amharu 🤮💊
@Tsehaye-tp9mn
@Tsehaye-tp9mn Ай бұрын
አጆኪ ጅግና ዋዕሮ ተጋዳሊት እሌኒ ሐፍትና ብጅግንነት ካብ ሐዊ ወፂኪ በዝሐሰብክዮ መንገዲ ከይትፍትንዮ ንስኪ ዝመሰሉ ጀጋኑ ንትግራይ ተድልዩ ኢኩም ክወግሕ ኢዩ 🙏❤️💛💪
@tdf12
@tdf12 Ай бұрын
ሰላም ኩሉኹም ተጋሩ ይሕዋትና ነዛ ሓፍትና ከከም ዓቅምና ንሓግዛ ንደግፋ ሓደራኹም
@ገሬሓበሻዊ
@ገሬሓበሻዊ Ай бұрын
@ገድሊ Plus ብጣዕሚ እኪ ትፍለዪ❤❤
@FcFx-i3y
@FcFx-i3y Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጅግና ግን ማንጨለት ታሓፀባ ዛሓፍተይ ፀላእኪ ይፀነቅ ዛሓፍተይ
@513-p6u
@513-p6u Ай бұрын
ጋዜጠኛውን ጎበዝ
@frekidane2898
@frekidane2898 Ай бұрын
ንኩሉ ጭንቀትኪ እመብርሃን ተርሕቀልኪ ወለላይ ብዝበለፀ ግን ገዳም ኬድኪ ደበል ታሓፀቢ
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 Ай бұрын
ተጋሩ ነዛ ጅግና ሓገዝ የድልያ እዩ
@Daniel-fe5pd
@Daniel-fe5pd 18 күн бұрын
Thank you so much for bringing Eleni! You are so matured and I thank you for what you are doing for Tigray! Eleni needs our help.
@ChdjdhhdHdbxxjxj
@ChdjdhhdHdbxxjxj Ай бұрын
አጆኪ ማዓረይ ተመስገን እንካዕ ተረፍክልና
@hailayhadush3475
@hailayhadush3475 Ай бұрын
አጆኺ ዋዕሮ ትግራይ ጅግና ተጋዳሊት ፀላኢኺ ይንባዕ
@hani165
@hani165 Ай бұрын
ዛንታ ገድሊ ብገርህታት ተጋደልቲ ክዝንቶ ከሎ ሲ ክንደይ ደስ ይብለካ ፡ እቲ ዛንታ ማለተይ እየ እቲ ኩነታት ደስ ዝብል እዩ ንምባል ኣይኮነን ፡
@samsontesete5119
@samsontesete5119 Ай бұрын
ኣጆኺ ተድሊናን ተገድንናን ኢኺ 💙💙 💙 ናይ ሓገዝ ጉሩብ ተንገብር ደስ መበለኒ ኣሕዋት
@TotoYoyo-k4l
@TotoYoyo-k4l 2 күн бұрын
ጀግና ተጋዳሊት ኢሊኒ ብጣዕሚ እዩ ተገርመ እንኳዕ እግዝኣብሄር ብሰላም ናብዚ ኣብቀዐኪ እና ኣነ ሓፍትኺ ካብ ስዑዲ ዓረብ እየ ዝፅሕፈልኪ ዘለኹ እና ስደት እና ገድሊ ሓንቲ እየን እቲ ኣፋላላይ ገድሊ ድምፂ ዘለዎ ኮይኑ ስደት ከዓ ዱጉል ሓዊ እዩ እና ተኽኢልኪ ፀሎት እናገበርኪ ፀበልኪ ተሓፂብኪ ካብ ዘለኪ ጭንቀት ክትወፂ ተስፋ ይገብር ስደት ከይትሓስብዮ ብጣዕሚ ተበላሹ ዩ
@JdjhfDbvd-fl6vb
@JdjhfDbvd-fl6vb Ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ኣጆኪ ዝያዳይ ተስፋ እይት ቁረፂ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሕማቅ ሓሳብ የርሕቀልኪ ማዓረይ
@hagoskidanemariam5642
@hagoskidanemariam5642 29 күн бұрын
ኣነ ንባዕለይ ብፃያ ተጋደላይ እየ ብዛ ሓፍተይ ግን ኮሪዐ ጅግና እያ ኸዓ ❤ ግን ገዛኣ፣ መነባብሮኣ፣ ኹነታት ስድራኣ ኣጨኒቁዋ ኸምዚ ዘይምሕሳባ እዩ ዝገርም 😭ምኽንያቱም ንህዝቦም ኸድሕኑ ብንጉሁኡ በረኻ ዝኸዱ ገዛ ዓፅዮም ኹሎም እዮም እዞም መናእሰይ ኣሕዋታ መሓዙቶም እናሰረቁ፣ ኮንትሮ እናነገዱ፣ ሃረፃ እናሃረፁ ኽህፍትሙ ኸለው ንሶም ግን ንህዝቦም 4መናእሰይ ኽጋደሉ መወዳእትኡ ድማ ንሶም ኣብፀገም እቲ ዝሰርቅ ዝነበረ ኣብ ዝተደላደለ ኑሮ ኽነብር ከሎ ኢለኒ እንታይ ኽትብል ኔሩዋ😭፣ መን ኸ ይደግፋ ? ኣሕዋታ ኸይሕግዝዋ በረኻ እዮም ስለዚ ኣብ ሕድሕድ ገዛ ተጋደላይ ዘሎ ሂወት እያ ኣንፀባሪቃ ስለዚ ኹሉ ትግረዋይ ኽሕግዛ ኣለዎ ንሕና ተጋደልቲ ኑሮና ተበቲኑ ተጎሳቂልና ኢና ንኹልና ሓግዙና ዘይኾነስ ኸምኒ ኢለኒ ዝበላ ሰብ ተስፋ መናእሰይ ብምሕጋዝ ንኣና ንብፆታ ኽሓሱና ሓደራ ኢለኒ ትልወጠሉ ብገንዘብ፣ብንብረት፣ ብምኽሪ ሓገዝ ኽግበረላ ንኹሉ ትግረዋይ ይምሕፀነኩም ንገድሊ ፕላስ ድማ ዘለኒ ኣድናቆት ኽገልፅ ይፎቱ ኽብረት ይሃበለይ። ቡዙሕ ተጋዳላይ ኑሮ ደፊኡዎ ተስፋ ስኢኑ ኣብ ኣፍ ሞት ኣሎ ኸምዚ ኽትበፅሑሉ ተስፋ ይገብር በርትዑ ደቅኖ❤❤❤❤
@amenkuku9580
@amenkuku9580 6 күн бұрын
ሄለን የማነ ፅቡቅ ጌርኪ አምዚኣ ኢልኪ ምኸርየን አታባብእየን ብፍላይ ናአሽቱ ዋአሮታትና ሕይወተን በሰላም ወፂኡ አብ ሐራ መሬት እሞ ምስ ሕዝብክን ተስፋ ምቁራፅን ዘይከውን ስጉምቲ ምሕሳብ አየድልን ካብ ሐዊ ወፂአኽን ዝኩሉ ፀገም ሰጊርክን ስደትን አብነብስካ ምውሳን አየድልን እትፀገምክን ኩሉይፈልጦ አሎ ተሐባብርካ ተሓጋጊዝካ ይስገር እሞ አጆኪ ዋአሮና ካልኦትውን አጆኩም
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ Ай бұрын
ኒኩሉ ጭንቀቲኪ አማብርሀሃን ባዕላ ተርሕቀልኪ ማዓረይ 😍😍😍❤
@EhamAs-ep9co
@EhamAs-ep9co Ай бұрын
ኢለኒ ባሓቂ ብሊፅት ኢኪ ጅግና እመብርሃን ትሓግዝኪ ስደት ከይትሓስብያ ንስኪ መራሓት ሃገር ኢኪ ጅግና ናይ ጅግኑ ኣጅኪ ኣብ ጎኒኪ ኣለና❤❤❤
@medhin8187
@medhin8187 Ай бұрын
እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈኪ ኣጆኺ ጀግናና ኢኺ ብሓቂ ዝገርም ዩ ሕንቅሕንቅሊተይ ዝመስል ታሪኽ ❤
@medid.454
@medid.454 Ай бұрын
Salaki dew elna nikeyid alena ati jegna, enbeba riekiaya zeytimino tsibkti. Shikorina❤❤❤. Thank you for invaluable service 🙏. Tdf ❤. Bihiwot haliklna mis reanaki tesfana lemlimu mealtina berihu. Longlive to you ati enbeba❤❤❤❤❤
@WediGurum
@WediGurum Ай бұрын
ኣጀኺ ማዓረይ
@Letish190
@Letish190 28 күн бұрын
Helen you touched my heart. Very compassionate, caring, very kind… appreciate you for your sisterly advice. I love it . Thank you for being there for her.
@AaAa-m8c1k
@AaAa-m8c1k 28 күн бұрын
ጅግና ተጋዳሊት ዋዕሮ ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 Ай бұрын
ኣብ ልብያከ መን ኪከፍለልኪ ሱዑዲ ከ መን ኪከፍለልኪ መፂኪ ሂወትኪ ላብ ሓደጋ ከይተእትዊ ኪፃወቱኪ ኪዕሙፂኪ እዬም ካቡ ሂወት ትፀልእዬ ኢኪ ግደፊ
@loveyourself2406
@loveyourself2406 Ай бұрын
አዚ ሚድያ ብጣዕሚ ዘድንቖን ደቅናን አህዋትናን😢😢😢😢 ዘህለፍዎ መከራን ዘህለፍዎ ጀግንነት ክትሠምእ ከለኻ ደስ ይብልን ከምኡውን እዙ ኹሉ መከራ ክትሠምዕ ከለኻ የህዝን። ነገር ግን ብዙህ ናይ ውትድርና ብልሐትን ምሽጥራታትን ከምኡውን ስትራተጂ ቦታታት ብተጋደልትና ተዘይግለፅፁ ፁቡቕ ነይሩ ዝብል ሐሳብ አለኒ። ምኽንያቱ ህዝውን ብፀላእቲ ተኸቢብናን ብዙህ አብ ትግራይ ልህሰብ ነገራት ስለዘለዉ ንወደፊቱ ምስ ዝኾነ ተጋደልትና አንገብሮ ጨወታ በዕቐባ ተትኸውን ማለተይ ቅድሚ አብ ሚድያ ምውፅኡ ተትመያየጥሉን ጥንቓቐ ተትህልዎ ይመክር።
@NigistFesaha
@NigistFesaha 17 күн бұрын
መንግሰቲ ዝኮነ ነገር ተዘይገይርሎም ናይ ኩሎም ዕፃእ ክሕሰበሉ አለዎ አጀኪ ፀብቅተይ ክሓልፊ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AAAa-fm8xi
@AAAa-fm8xi Ай бұрын
ጅግና ብፅተይ ኣጆክ ሕማቅ ሓሳብ ኣትሕሰብ ማዓረይ ሓቅከ ይርደአና አዩ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@SenaytNahu
@SenaytNahu Ай бұрын
ኣጆኺ መዓረይ ተስፋ ኣይትቁረፂ ካልኤተይ ፀበባ ሓላፋይ እዩ ዛምበይተይ በርትዒ❤❤❤❤
@ብርሃን-መ1ሠ
@ብርሃን-መ1ሠ 29 күн бұрын
ዋዕሮ ጅግና ኣጆኺ ማዓረይ❤
@AddisuBahretibeb
@AddisuBahretibeb Ай бұрын
ሽኮር ሓፍተይ
@mlyen-wu4yx
@mlyen-wu4yx Ай бұрын
አጆኪ ዋዓሮና ብፍፁም ተስፋ ክትቆርፂ የብልኪ ብልፅቲ ኢኪ
@FtS-e5s
@FtS-e5s Ай бұрын
ጅግና🎉🎉❤❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Ай бұрын
ማዓረይ እንካዕማ ካብ ገድሊ ብሰላም ተመለስኪ ግን ዘለኩዮ ኩነታት ኣብ ብዙሕ ሰብ እዩ ዘሎ ስደት ጽብቅ የኮነይ ዘለናዮ ባዕልና ኢና ንፈልጦ ለለስ ንልብያ ናብ ሲኦል ካብ ሱዕዲ ዝገደደ እና ኣጆኪ ገዲም ፈጣሪ ከውገሖ እዩ
@msiltan8737
@msiltan8737 24 күн бұрын
❤❤❤ ኤለኒየ ጀግና ኢኪ ክብሪ ይግበእኪ አጆኪ ተሰፋ ምቁራፅ አየድልን።
@NesiTesfay-oo2xx
@NesiTesfay-oo2xx Ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጀግኒት❤❤❤❤
@سارهمحمد-م9ل
@سارهمحمد-م9ل Ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ኣጆኻ ዛሓፍተይ❤😢🙏
@ተዋህዶሃገርእያ
@ተዋህዶሃገርእያ Ай бұрын
እውይ ጓልዓደይ😢❤❤
@GooklGookl-c2l
@GooklGookl-c2l Ай бұрын
እካዕ ብሂወት ተረፍኪ ጀግናየኣዘኪ ዶሞ ንሓግዛ ተጋሩዋይ
@Mary57-ht6xp
@Mary57-ht6xp Ай бұрын
ኣጆኪ ማዓረይ ❤❤❤❤❤
@Hadisa13
@Hadisa13 19 күн бұрын
Kndey hiwet halifas, mexaweti kndey nefatat areb!! Ezi kebid u haftey hseblu!! Sdet newbelyo!!
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 Ай бұрын
ጅግናና ፅብቕቲ❤❤❤
@ggdhdbfhamenamenamen6583
@ggdhdbfhamenamenamen6583 Ай бұрын
ኣዙኪ ዛሓፍተይ ትዝበዝሐ ችግር ሓልፍክዩ ኢኺ ቡዙሕ ዓቅሚ ኣለኺ እዩ ሄለን ሓፍተይ እግዛብሄር ንተይ ትገብርዩ ዘልኪ ብእግዝኣብሄር ርከቡዮ ♥️♥️♥️
@AddisuBahretibeb
@AddisuBahretibeb Ай бұрын
ሄለን እርጋታሽ ደስ ይላል
@tekestettt4981
@tekestettt4981 Ай бұрын
❤️❤️❤️ አጆኪ ሃፍተይ መዓረይ
@ተመስገንእዩቃለይ
@ተመስገንእዩቃለይ Ай бұрын
ፅሪቲ ኣጆኺ ኢሉየይ❤❤❤❤
@ማናጀር
@ማናጀር Ай бұрын
ጅግና፣ዋዕሮ፣ኣጆኽ
@lemlemgalabaselama8421
@lemlemgalabaselama8421 25 күн бұрын
ጓል ዓደይ እንኳዕ እግዚአብሔር አምላኽ አውፀእኪ ማዓረይ አጀኪ
@AdDf-u5f
@AdDf-u5f Ай бұрын
ኣጆኺ መዓረይ😢❤❤❤
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 Ай бұрын
ኣብዚ ከዚ ሰዓት ስደት ምዉፃእ ሬሳኻ ምርሓቅ እዩ ብጣዕሚ እዩ ኸቢዷ ዓሪፍኩም ዓዱኩም ተቀመጡ
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Ай бұрын
ብትክክል😢
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 Ай бұрын
ዘይዳ ህዝቢ ህከት ስዑዲ ስራሕ የለን ለለስ ኒመፅእ ይብሉኻ ሁዉከት
@biniamAbraham-w5r
@biniamAbraham-w5r Ай бұрын
ኣብ ኩሉ እዩ ሓው ዋላ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ስደት ሕማቅ
@tigray447
@tigray447 Ай бұрын
Everything is going to be OK, my dear hero. May God bless you 🙏
@TayeTessema-cs5lr
@TayeTessema-cs5lr 26 күн бұрын
ኢለኒ ጓለይ ኣየኺ ኩሉሓለፊ እዩ ፈጣሪ ንዓኺ ዝበሎ ኣሎ። ትዝኸፍአ ሓሊፉ እዩ ።
@UcGr-m1r
@UcGr-m1r 11 күн бұрын
ገበርቲ ሰናይ ኣለው ብዙሓት ብዓል መምህር ምሉ ብዓል ሳሚ ትግራይ ወዘተ ርኸብዮም ዝያዳይ
@AlmazTekel
@AlmazTekel 26 күн бұрын
ይሕዋተይ ትሃሲኩም
@haileabay4021
@haileabay4021 Ай бұрын
ቅድሜኺ ዕምበባይ እንኳዕ ኣውፀኣኪ::
@akberetbahta7414
@akberetbahta7414 Ай бұрын
ኣጆኪ መዓረይ
@ጋልትግራይ-የ2ደ
@ጋልትግራይ-የ2ደ Ай бұрын
አጆኪ ጀግና ሓፉተይ ስደት አይትበል አብ ዓዳ ኮይና ትስራሕ ቃዕምና ናሓግዛ ስደት አለናዮ የና ግና ሕማቅ ዩኡ ሃመኽን ዓዲካ ኮይንካ ትስራሕ ዩኡ ዋ ዳስደት አይትበላ ደቅነኤይ😢😢😢
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 Ай бұрын
መዓረይ ኣጆኺ💔😭
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ኣጆኺ ዝሓፍተይ መዓረይ 🙏♥️
@MohammadMohammad-ix4uy
@MohammadMohammad-ix4uy Ай бұрын
እንኳዕ ብህወት ተረፍኪ ሓፍተይ ማዓረይ ❤❤
@Amanu93
@Amanu93 Ай бұрын
ፍሽኽትኣ contagious እዩ ኩሉ ፀገማ ብፍሽኽትኣ ስዒራቶ እያ እንኳዕ ደሃይኪ ፈለጥና ዋዕሮና ❤️ ድሕሪ ሕጂ እውን ኣለናልኪ ኢና ኢለንዋይ ተስፋ ኣይትቁረፂ
@Kirosa1621-o7y
@Kirosa1621-o7y 26 күн бұрын
🎉ሄለን ኣጆኺ ቀፅልሉ🎉
@enhsu_tig_tig
@enhsu_tig_tig Ай бұрын
ኣይዞኺ ብጺት ኢሉ፡፡ ኣብ ኩላና እዩ ፤ ሓዳ ግዜ ክሓልፈልና እዩ፡፡
@teklayhailu5977
@teklayhailu5977 Ай бұрын
ንፍዕቲ ትግራወይቲ
@kokobmehari2216
@kokobmehari2216 Ай бұрын
Bejakakum nihagza
@KirosTadela
@KirosTadela 18 күн бұрын
Amazing interview 😊
@berihunderbew3201
@berihunderbew3201 Ай бұрын
አንቲ መዳላዊት ገድሊ+ ፃዕርኺ እግዚአብሔር ይወሰኮ
@Saudiphoon53
@Saudiphoon53 Ай бұрын
ወይ የኔ ማር ኢሉየ😢 ኣምላክ ምሳኪ ይኩን
@Ala-o3x
@Ala-o3x 29 күн бұрын
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ክሳብ ሀዚ ዝሰማዕኩዎ ዝተገበረ ጅግንነት ከም ናይ ተጋዳሊት ኢለኒ ዝመሰጠኒ የብለይን ብርግጥ ብዙሓት ጅግንነት ተሰሪሖም እንዲኦም ናይተጋዳሊት ኢለኒ ግን ፍልይ ዘብሎ ዕድመኣን ጅግንነታን ንቅሓታን ብጣዕሚ ዘግርም ታሪክ ኣብ ልብካን ኣእምሮካን ኣትዩ እክሊ ክትበልዕ ዘይግብረካ እቲ ታሪክ እዚ ተደሪርካ ትሓድር እሞ እቲ ዝወሰንክዮ ውሳነ ዊወት ምጥፋእን ሊብያን ብጣዕሚ ስሕተት እዩ እታ ሱዕዲ ዓረብ እትብል ግን ይድግፋእየ ብቀዳምነት ኣብ ዓድኪ እትሰርሕሉ ዕድል ክፍጠር ኩሉ ከምዝሕግዘኪ እየ ዝኣምን ስለዚ ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ክንሕግዘኪ እና ኣጆኪ ዛሓፍተይ ገድሊ ፕላስ እውን ኣዚና ነመስግነኩም
@Kirosa1621-o7y
@Kirosa1621-o7y 26 күн бұрын
የቐንየልና
@biniamAbraham-w5r
@biniamAbraham-w5r Ай бұрын
ኣይዞኪ ብፂተይ ተሰዲድና ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ኮፍ ኢልና ለ ችንቂ እዩ ዓድካ ጥዑም ብፆትና ናተረኣዩና😢😢
@yfgfhggc1498
@yfgfhggc1498 Ай бұрын
ዋዕሮ❤❤❤❤
@TedrosAsfaw
@TedrosAsfaw Ай бұрын
አጆክ ብፅተይ ንስክ ይትረፍዶ ናይ ሐጅ ህወት ናብራ ገልዉን ሓልፍክዮ ፈጣሪ ጥራይ እንኳዓ ብሰላም አዉፃአክ ጋዜጠኛ ድማ ብትሰሪሕዮም ስራሓትክ ብጣዓሚ እየ ዘክብረክ ዝፈትወክ ዝተወሰኑ ጀጋኑ ግና ክሒብረክ ብሪግፅ ኩሉ ተጋደላይ ትግራይ እሉዉን ህዝብ ትግራይ ኩሉ ጀግና እዩ ግን እስካብ ሐጅ ሚድያ ዘይቀረቡ ታሪኮም ታሪኮም ተዛሪብካ ዘይዉዳአ ብህወት ዘለዉን ዝተሰዉኡን ካብዙሓት ቁሩብ ክሕብረክ አሪሚ 24 ኮሪ ሓደ ክፍለሰራዊት ኩሕለን አዛዝ ዝኮነ ክብሮም ሳጉኡ ትዕብታም አብታ ኮሪ ንሳ ኮይኑ ክፍለሰራዊት አኩሱም እዩ ነይሩ ሐጅ ግን አብአ ሚኳኑን ዘይሚኳኑን ሪግፀኛ አይኮንኩን ወድ ትሪሓስ ብህወት ካብዘየለዉ ድማ ወረዳ ኢንዳባፃሓማ ከተማ ዕዳጋዓሪብ ዝሪከቡ ስድሪኦም ዘሪኡ ሓዱሽ ሳጋ ወድ ወሪዒ ሹሻይ አለም ጣብያ ማከላዊ ድማ ጫካ በጃክ እዝአቶም አልሽክ አፕሪብዮም ድሒሪ ዝኦም ቡዙሓት ክሕብረክ እየ
@TiumayKahsay
@TiumayKahsay 28 күн бұрын
ፅቡቕ ተቓሊስኪ ኢኺ ግን ዋ ኣብ ገሊኡ ይተሓዋወስኪ ኣሎ
@LiwamQueen
@LiwamQueen 11 күн бұрын
Ezi ewun Nisa koina jigina waerona
@ትግራይ-መቐለ
@ትግራይ-መቐለ Ай бұрын
ኣጀኪ ዝሓፍተይ ኣለና ኣብ ጎንኪ🙏
@ziontsehaye934
@ziontsehaye934 Ай бұрын
She is Great ❤❤❤❤
@bereketgoitom1586
@bereketgoitom1586 Ай бұрын
Atum ab sdet zelkum temrkum abxwa eza takel konjo kola si nab Libya 🇱🇾 😢😢😢😢😢
@macksyou3743
@macksyou3743 28 күн бұрын
ህፃውንቲ ቖልዑ ተቓሊሰን ትግራይ ሓራ አውፂአን::እንባዓል ሞንጆሪኖ አብ ወንበር አሪገን ጋዶ እዩ ::
@tsedalegher4705
@tsedalegher4705 Ай бұрын
ኣይዞኺ ዝሓፍተይ❤❤❤❤
@AbrehetTeka
@AbrehetTeka Ай бұрын
ጀግናና አጆኺ ክሓልፍ እዩኩሉ ❤❤❤❤❤❤❤
@UcGr-m1r
@UcGr-m1r 11 күн бұрын
ንተጋዳላይ ጥዓመ ኣግንይዮ ኢለኒ ሓፍተይ
@BrtukanGrmay
@BrtukanGrmay Ай бұрын
ሊሊየ ጅግና ❤❤❤
@ትግራይዓደይተናፋቂት
@ትግራይዓደይተናፋቂት Ай бұрын
አጆኪሓፍተይናተይ
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 29 күн бұрын
ትግራይ ክትስእኖ ዘይብላ ልዑል ዓቅሚ ናይ እዛ ዋዕሮ ብዘመናዊ ትምህርቲ አበልጺግካ ናይ ጽባሕ ትግራይ ዋሕስ ክትኸውን ሓገዝ ዘድልያ ዋዕሮያ። ንሙኻኑ መራሕቲ አብ ወንበር ድፍእ እዮም ዘለው።
@Naxnetshow
@Naxnetshow Ай бұрын
አጆኪ ዝሓፍተይይይ አብ ጎንኪ አለና
@1224-m3e
@1224-m3e 29 күн бұрын
ኣጆኪ ዋዕሮ ሓፍትና ዝኩሉ ዋጋ ከፊልኩም ከምዚ ኮንኩም ምርኣይ ብጣዕሚ የሕምም 😢
@lealemalemamen9029
@lealemalemamen9029 29 күн бұрын
@ገድሊ_Plus ናብ ሚድያ አቅሪብኩም ጸገማ ኩሉ ትግራዋይ ክርእይ ምግባርኩም ጽቡቅ እዩ ኮይኑ ግን እቲ ዘድሊ አብ ሚድያ ምኽሪ ጽቡቅ ኮይኑ ተወሳኺ ብናይ ስነ ልቦና በዓል ሞያ ሓገዝ ተተዋህበ ይምረጽ እዚ ምትሕብባር የድሊ። እዚ ብበዓል ሞያ ክኸውን ከሎ ውጽኢቱ ዝለዓለ እዩ።
@zerihunzewdu3373
@zerihunzewdu3373 Ай бұрын
አይዦሽ እህቴ በርች ሁሉም የልፋል ተስፋ አትቆጪ
@SdGg-pm9io
@SdGg-pm9io Ай бұрын
የኔ ጅግና🎉🎉❤
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 Ай бұрын
Habibit 🎉🎉ajeki ❤❤zaguale🎉🎉🙏🙏🙏
@mahigeri
@mahigeri Ай бұрын
እለኒ ናተይ ጀግና
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn Ай бұрын
አጀክ ጅግና ዋዕሮ❤❤❤❤
@muzedebesay1345
@muzedebesay1345 Ай бұрын
Our hero ❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤❤
@helenberekt3774
@helenberekt3774 Ай бұрын
Waero ajoki zhftey zkulu halfki kihlf eyu tsbah kale mality eyu❤❤❤❤
@TrhasTrhas-ht9wx
@TrhasTrhas-ht9wx Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ jegina edima ayigedebom
@WedyRaya
@WedyRaya Ай бұрын
Bezakum tegaru mihegazi tikelu hagiziwa
風船をキャッチしろ!🎈 Balloon catch Challenges
00:57
はじめしゃちょー(hajime)
Рет қаралды 73 МЛН
Which team will win? Team Joy or Team Gumball?! 🤔
00:29
BigSchool
Рет қаралды 15 МЛН
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 84 М.
"ኣብ ቀውጢ ዝግነ ኣቦ ዙ!"
33:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 14 М.
Оқымасан осылай жүресің
1:01
Nasralbek
Рет қаралды 1,1 МЛН
Попробовал опять пранкануть отца 😂 #gragon #драгон
0:42
Duelo na Índia: Leão asiático vs. Urso negro asiático
0:16
Animais TV
Рет қаралды 9 МЛН
Outsmarted 😂
0:14
ILYA BORZOV
Рет қаралды 19 МЛН
💙Мастера Маскировки в Деле
0:46
ViralMoments
Рет қаралды 9 МЛН