🛑 ንዉቕዕቲ ብፂትና ከዉፅእ ኣትዩ - ካብ ህሊና ትግራዋይ ዘይትጠፍእ ፎቶ_ ተ/ጋ ምቕናይ ሓድሽ

  Рет қаралды 66,095

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

9 ай бұрын

ንተጋዳሊት ምቕናይ ሓድሽ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0939479703 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus #Brakhe_Show
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus
@GEDLI_PLUS @TDF @ገድሊ_Plus @Tigrigna @gedli_plus @Brakhe_Show

Пікірлер: 334
@Gedli_plus
@Gedli_plus 9 ай бұрын
ንተጋዳሊት ምቕናይ ሓድሽ እትደልዪ በዚ ስልኪ ቑ.ፅ 0939479703 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
@temesgenfisshya1875
@temesgenfisshya1875 9 ай бұрын
ጅግና ኢኪ
@user-kj5xx2we6p
@user-kj5xx2we6p 9 ай бұрын
@user-kj5xx2we6p
@user-kj5xx2we6p 9 ай бұрын
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p 9 ай бұрын
ይሕዝን አሕዋተይ ክንደይ መሰዋእቲ ኢኩም ከፊልኩምልና😥😭😭😭ንዘላአም አብ ልብና ኢኩም ክብርን ሞጎሰን ንሰማአታትና😭😭
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 9 ай бұрын
እህህ 😭 ጅግና ተዘካሪ ሓውና ብሰላም ዕረፍ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ጀጋኑ ሰማእታትና 😢😢 ዋዕሮ ሓፍትና እንካዕ ሰላም ወፃክልና 💛❤🙏
@user-qq6wy5mu1z
@user-qq6wy5mu1z 9 ай бұрын
ዝተሰወኡ አሕዋትና ክብር ይኹኖም በመንግስቱ ያንብሮም ብሓቅ😢😊
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 9 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ምስ ብጾትኪ 🙏 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና እህህ 😥
@almaz.8056
@almaz.8056 9 ай бұрын
We are proud of you my sister ❤ ንስኻትኩም ንትግራይ ኢልኩም ተሰዊእኩም። መስዋእትኻ ፈጺምና ኣይንርስዖን ኢና።
@agona4373
@agona4373 9 ай бұрын
ፍሉይ ዛንታ ውዕሎ ናይታ ፍሊቲ ዋዕሮን ብፆታን ንጊዚኡ ክሓድጎሞ ንሄሉ ሽኮር ሓንቲ ምኽሪ: ትገርሚ ንፍዕቲ ሰብ ኢኺ ኩሉ ነገርኪ ደስ በሃሊ ዋላ ኣወዳድቓ ቃላትኪ፣ኣመጣጥና ሓረጋትኪ ወዘተ። ግን እዘን ገለ ነጥረወቀል ናይ ኣምሓርኛ ዝኾና ሓደ ኽልተ ቓላት ከም ገለ ጌርኪ ኣጥፍእየን። ንኣብነት "እና" ዝብሉዋ መርዚ ብ"እሞ" ወይ ብኻሊእ ንቐይራ። ❤ ካልኦት እውን ኣለዋ ውሑዳት ንታ ፅብቕቲ ትግርኛኺ ዝፅይቓልኪ። ኣብ በይንኺ ስለዘይኮነ ግን ዘሰክፍ የብልክን። 👍
@user-pl4fx3zn9g
@user-pl4fx3zn9g 9 ай бұрын
ትኣምሓርኛኮ ናትና እዩ ካብ ግእዝን ትግርኛን ዝተዋፀአ ቃላት እዩ
@Hareg675
@Hareg675 9 ай бұрын
ዋላ ይኹን ፁሩይ ትግርኛ ክንዛረብ ግን ኣለና ይብል ከም ሕርፍና ድዩ ንጥቀመሉ ኣይርደአንን
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ሓዚነ ስለቱወዲ ምስ ሰማዕኩ😭😭😭😭😭😭😭😭 💔💔💔💔💔💔💔💔እስኪ ግን እንካዕ ተረፍኪ መዓረይ
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 9 ай бұрын
ዋዕሮ ሓፍተይ ስለ ዝረአኩኪ ደስ ኢልኒ እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዕድመ ይሃብኪ❤❤ ክንደይ ዋጋ ከፊልኩምልና ኢኩም ናዓኩም ቃል የብልናይ😢😢
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 9 ай бұрын
_ጀግና ተጋዳላት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ ሓቦን ፅንዓትን ንህዝብና_
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 9 ай бұрын
ጀጋኑና ንዝተሰዋኦ ኣሕዋትና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉኣትና ንጅግና ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ 🙏💔💔
@SelamAbraha-rw6me
@SelamAbraha-rw6me 9 ай бұрын
ብሬ ሓወይ ወዲ ዕጡቃት ሰበት ብሰላም ዕረፍ ንኡሰይ😢
@yonasgiday6492
@yonasgiday6492 9 ай бұрын
ክብሪን መጎስን ን ጀጋኑና 🙏ጅግና ተዋጋኣይን ,ኣዋጋኣይን ብርሃነ ወድ ኢሮብ (ወድ ዕጡቅ ሰመበት )
@cbffhf1567
@cbffhf1567 9 ай бұрын
እህህ ሓወይ ማዓረይ😭 ብሰላም ዕረፍ ኩሉ ግዝየ ኣብ ልቭና😭 💔💔😥😥
@kidusgirma7909
@kidusgirma7909 9 ай бұрын
ሓወይ ጅግና😢😢😢
@helenkalaytigraweyti3732
@helenkalaytigraweyti3732 9 ай бұрын
ክብርን ሞጎስ ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢እግዚኣብሔር እንኳዕ ኣትረፈኪ🙏❤
@user-po6hw9ws1k
@user-po6hw9ws1k 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ዋዕሮና 🙏💚 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስማእታትና🕯🕯
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 9 ай бұрын
ኣቲ ፅብቕቲ ኣቲ ምልክዕቲ ዋዕሮ ትግራወይቲ ሓፍትና እንቋዕ ብሂወት ተረፍክልና ዘሓፍተይ ንበርልና ክበርልና።
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 9 ай бұрын
እንካዕ ተረፍክልና ዋዕሮይ👸❤️✊ ብሰላም ዕረፍ ዝሓወይ ምእንተና ክንደይ መላምል የሕዋትና መስዋእቲ ኮይኖም ሕልምኩም ክገሀድ ዩ ወሎደይ ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንህልዋህትን ንጀጋኑ ንሰማእታትናን 🕯🖤😢✊ ሄሊየ ብጣዕሚ ዩ ደስ ልብል ኣቀራርባኪ ንኩሎም ጀጋኑና ኣቅርብልና❤️
@ameiajuneidi7901
@ameiajuneidi7901 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኺ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮና 🙏 ኽብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😢🙏
@sabaseyum
@sabaseyum 9 ай бұрын
😭🖤ጋዊና ብሬ ብሰላም ዕረፊ ኑኡሰይ ጀግና ሓወይ😭🖤😭🖤😭🖤😭🖤😭🖤😭🖤😭🖤😭
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 9 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ተጋሩዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@rishanteklit1303
@rishanteklit1303 9 ай бұрын
ብሰላም ምጺ ክብርቲ ሓፍተይ እቲ ምሳኣ ተሳኢሊ ዘሎ ወዲ ኣበይ ክመዚ ተሰወኣ እዉን እማ ሕተትያዋ ኢኩም ተሰዉኡ ኢሎ ነግረሞና ግን ኣበይ ከመ ዝተሰወኣ ኣፍልጦ ይብልና
@almazhailu8748
@almazhailu8748 9 ай бұрын
ዋኣዉዉ 👍እዉነትም ምቕናይ❤❤❤🌹🌹🌹 ጀግና ዋዕሮ💪💪 ክብርን ሞጎስንንጀጋኑና 🙏🙏👊
@mosesadulis1443
@mosesadulis1443 9 ай бұрын
Heroine! Much respect!
@HillaMhary-cc8iz
@HillaMhary-cc8iz 9 ай бұрын
ጀጋኑና ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ዝገርም ጅግንነት እዩ ዋዕሮና❤❤❤❤❤❤❤
@user-st7fn6is1g
@user-st7fn6is1g 9 ай бұрын
ወዲነይ ኣይካሊኩን ክትምለስ ኢካ አለ አየ ተስፋ ገይረ ነይረ ክሳቢ ሎም😭💔😭😭😭😭
@user-zx9ks7bs6m
@user-zx9ks7bs6m 9 ай бұрын
እህህ 😢😢ጀግና ተዘካሪ ብስላም ዕረፍ 😢😢ጀግና ሓውና😢
@estvanmisgna650
@estvanmisgna650 9 ай бұрын
እዝ ጅግና ተጋደላይ ስውኡ ብርሃነ ኣለማ ሱባ(ወድ ኢሮብ) ይባሃል ነብር ኮማንዶ ፉሉይ ሓይል ትግራይ ዝነብር ብዝሑ ታርክ ዝስርሓ ጅግና ተጋደላይ እዩ እዛ ፎቶ እውን ንኩሉ ትግራውይ ዝመስጥት ታርካውት ፎቶ እያ ሕጅ ግን ኣሎ እሉ mickey raya past ገሩ ኣሎ ጌጋ እዩ እዛ ምሳኡ ዝላ ጋል እው ብህወት ተርፋ ኣብ መጭረሽ ንብፅቱ ከድሕን ብጅግንነተ ከም ዝተስውአ ትዛርብ ዝላኣለማው ክብር ንስውኣትና
@Orthodoxsawit1
@Orthodoxsawit1 9 ай бұрын
እፍ አነ ብናትኪ ሕራነ ተሐቢነ ክብርቲ ተጋዳሊት ምቅናይ, ክበርና!
@berhanalami806
@berhanalami806 9 ай бұрын
ብሰላም ዕረፍ ጅጋኑና ክብር ሞጎሰን ንጅጋኑና ሰማእታትና😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@teweldegidey5007
@teweldegidey5007 9 ай бұрын
ጅግኒነትኩም ብቃላት ምግላፅ ከቢድ እዩ::❤️❤️
@samsontesete5119
@samsontesete5119 9 ай бұрын
ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣጆኹም መሊእኹም ክትዕወቱ ኢኹም💙💛💙💛💙💛💙💛💙💛💙💛💙💛💙💛💙💛💙💛
@user-pz4jn5zd5p
@user-pz4jn5zd5p 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ጂግኒት ክብሪን መጎስን ንጀጋኑ ሱዋአትና❤❤❤😢
@greattigray5290
@greattigray5290 9 ай бұрын
መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ሓወይ 😢
@user-eo5bn2rb7y
@user-eo5bn2rb7y 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ዛምበተይ🙏🙏❤❤
@gueshgeber-mariam1211
@gueshgeber-mariam1211 9 ай бұрын
Proud of you our Tigrean Heroes !!!
@hgf6568
@hgf6568 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ መቅናይ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኺ ናትኪን ናይ ብፃይኪን ፎቶ ኣብቲ ሕማቅ ገዜ ሪኢናኹም ትሓቢና ኢና ብጀግንነትኩም ታይ ነይርዎ ብሂወት ተዝነብር ዓኽ😭💔 ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኩም
@AhmedAli-df5pw
@AhmedAli-df5pw 9 ай бұрын
እፍፍፍ ልበይ 😭😭😭
@user-cm3sq3bw9e
@user-cm3sq3bw9e 9 ай бұрын
ብሬ ጅግናሓወይ መንግስት ሰማይ የዋርሰካ 💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭
@user-zq9td2lp8r
@user-zq9td2lp8r Ай бұрын
ወድነይለ አተመለሰን ዕድል አገበርናን😢💔ጀጋንና አሕቅፎ ቅድሳን የንብርክም
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 9 ай бұрын
ዓኽኽ ብጣዕሚ ልብኻ ዝሰበር ተሓዛዚሎም ጓልይ ወድይ ብሓደ ጥይት ተሰዊኦም ተጋሩ ከምኡ ኢና ግን መራሕቲ ስኢና ዓወትና ብሸነፋት መራሕቲ ስዕረት ኮይኑ ናፅነትና ተቖፅዩ የሕዝን።
@AS-kk3pr
@AS-kk3pr 9 ай бұрын
Proud of you we love you and respect you thank you sis
@Tom-lg1uf
@Tom-lg1uf 9 ай бұрын
ንህልዋት ከቢድ ፆር እዩ ዘሰክም ገድሊ። ክንደይ ዘተነግረ ታሪክ ሰሪሖም ዝሓለፉ ጀጋኑና ዝንተ ኣለም ክዝከሩ ዝኽእሉ ሕድሮም አኽቢርና ኩልና በብዝተዋፈርናሉ እንትንነጥፍ ጥራሕዩ። ንሰንሱ ዝባላዕ ፣ ንክፍፋልን ምትፍናንን ዘንበድብድ ሓሳድ ክትርኢ እሞ ድማ ጥር ትብል ነገር ነቱ ቓልሲ ትሓርር። ደመኛታትና ሎምውን ውድቀትና ክሪኡ ይህንጠዉን የፅናፅኑን አለዉ።
@user-sk8um3yc5f
@user-sk8um3yc5f 9 ай бұрын
አሕ አፅቢ ዓደይ ወላዲት ጀገኑ ሕጂ ግን ለይረብሑ ደናቁር ህዝብና የበሳብሰዎ አለዉ ሰላም ሰኢኑ ህዝቢ ደቁ ብዘምፅእዎ ሰላም ከም ልቦም ወፂኦም ክአትውሉ ለይክእልሉ ኩናታት አለዉ😥😥😥
@user-zq3vj4to4o
@user-zq3vj4to4o 9 ай бұрын
😭😭😭💔💔
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 9 ай бұрын
ዋዕሮ ጋልዓደይ ዕባይ ኣፅብና ቅስኒ ዛምበይተይ ብሳላኹም ብርሃን ርኢና ብፃይኪ ብስላም ይዕረፍ😢 ጋዜጤኛ ንፍዕቲ ዞምታንኪ ዝማረኹ ተጋደልቲባ ኣቕርብልና❤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix 7 ай бұрын
❤🥰
@user-oz9cl7mg9u
@user-oz9cl7mg9u 9 ай бұрын
አንኳዕ ተረፍኪ ና ዋዕሮ ተጋዳልት ክብርን ሞጎስን ንስዋእትና😢😢❤❤❤
@user-ew5sy9cj7j
@user-ew5sy9cj7j 9 ай бұрын
እህህህህ መንግስቲ ሰማይ ያዋርስኩም ጀጋኑ ይሕዋትና 😭🖤😭🖤😭🖤😭🖤😭🖤😭🖤😭🖤
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 9 ай бұрын
እንኳዕ ብጀግንነት ብሰላም ተመለሰኪ ❤
@wsln226
@wsln226 9 ай бұрын
የቀንየልና ዋዕሮ!!
@AXhhs-mz5bk
@AXhhs-mz5bk 9 ай бұрын
ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 9 ай бұрын
ጀግና ዋዕሮ ትግራይ 🥰
@user-mp5kc3ux4j
@user-mp5kc3ux4j 9 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና እንቋዕ ብሂወት ተረፍክልና ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ❤💛🙏
@user-mm4xf7ff8v
@user-mm4xf7ff8v 9 ай бұрын
እፍፍፍፍ ማዓረይ ክብርን ሞገስን ንጆጋኑ ሰማእታትና💔🖤💔😢😢
@user-vd2mh5jo9y
@user-vd2mh5jo9y 9 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮና ❤❤❤❤❤❤
@user-st7fn6is1g
@user-st7fn6is1g 9 ай бұрын
ቢርሃነ ሓወይ ኣኩሪዕካን ጊን መሊሰ ሓዝነ ኣይካሊኩን😭😭😭😭😭💔😭😭
@gerezihirteklay5728
@gerezihirteklay5728 9 ай бұрын
አጆኪ ሳምሪ ሓፍተይ😢😢
@hiwotkidanu7150
@hiwotkidanu7150 9 ай бұрын
ብሓቂ ልብካ ይሰብር ዓክ
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 9 ай бұрын
ጀጋኑና ኽብሪ ልአኹም ልምእማኑ ዝኸብድ ዘገርም ታሪኽ እዩ ዋዕሮና እንካዕ ብሂወት መፃኺ 🙏🙏🙏
@user-cg7is4sl6r
@user-cg7is4sl6r 8 ай бұрын
ብጅኩም ውግእ ፅብቅ እዩ ኣይትበሉ ምክንያት ዝግዳኣ ህዝብ ዓዲ እዩ ዝግዳኣ ብውግእ ዝፍታሕ ንገር እውን የለን☝ አብ ውግእ ደስ ዝብል ጥራይ ብፆይነት ማሕዝነት ምትሕልላይ ጥራይ እዩ ፅባቅነት ዘለዎ ነገር💗 💗
@user-yj8pk2vw8o
@user-yj8pk2vw8o 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም አትረፍኪ ዛሓፍተይ ንመቱ ጀጋኑ እዉን ክብርን መጎስን
@AXhhs-mz5bk
@AXhhs-mz5bk 9 ай бұрын
ዋዕሮ ሓፍተይ እንኳዕ ብህወት ተረፈኪ ክብረን መጎስን ንሰማእታትና
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተረፍኪ ዋዕሮ ሓፍትና ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢
@user-hw8if6my4d
@user-hw8if6my4d 9 ай бұрын
እንካዕ ተረፍኺ ጅግና ዋዕሮ ፣ ንብፃይኺ ብሰላም ይዕረፍ ፣ 😢😢
@user-nq8ij6qw5b
@user-nq8ij6qw5b 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ on of my beautiful hero ❤❤ thank God you comeback alive that's all it matter.... thanks for the service ❤JEGENA❤ MAEREY❤
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 9 ай бұрын
እንካዕ ኣውፀኪ❤❤❤
@gideygebreslasie2701
@gideygebreslasie2701 9 ай бұрын
ጅግና ዋዕሮ ናይ በሐቂ እንኳዕ ብሂወት ተሪፍኪ ረአናኪ ❤❤❤
@iamfree347
@iamfree347 9 ай бұрын
ጀጋኑ ፡ ትግራይ ፡ ንህዝቦም ፡ ንዐዶም ፡ ንኽብሮም ፡ ክብሉ ፡ ታሪኻዊ ፡ ጀግንነት ፡ ሰሪዖም ፡ ዝሐለፉን ፡ ዝተሰንከሉን ፡ አብልቢ ፡ ህዝቢ ፡ ትግራይ ፡ አለው ፡ እቲኦም ፡ ጀረካናን ፡ ሐሩጭን ፡ አረጊት ፡ ጫማ ፡ ክሰርቁ ፡ ዝሞቱኸ ፡ ጉሒላታታከ ፡ ብምንታይ ፡ ይዝከሩ ፡ ኽብሪ ፡ ንጀጋኑ ፡ ❤T❤D❤F❤
@MraMra-mr9fe
@MraMra-mr9fe 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ጅግናና❤
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 9 ай бұрын
ክብርቲ ተጋዳሊት እዛ እንግዱህ ትብል ቋንቋ ሕደግያ ናይ ፀላእትና እያ ደጊም በሊ።
@seblehagos9075
@seblehagos9075 8 ай бұрын
ክብርን ሞገስን ንስዋአትና
@hskf4344
@hskf4344 9 ай бұрын
የሕዝን ኣሕዋተይ ክንደይ መስዋእቲ ኢኹም ከፊልኩምልና 😢😢😢 ንዛላኣለም ኣብ ልብና ኢኹም ክብርን ሞጎስ ንሰማእታትና 😢😢😢😢
@Mebrahti
@Mebrahti 9 ай бұрын
Welcome waero tigray😘 ክብርን ሞጎስን ንሰለና ዝተሰውኡ ጀጋኑና💔
@kiduqueen5518
@kiduqueen5518 9 ай бұрын
ሂወቱ ገቢሩ ሂወት ብፀቱ ኣውፂዩ ሰሚዐ ወድነይ ግን 💔😭
@nugusetsegay538
@nugusetsegay538 9 ай бұрын
ኽብሪ ይግበአኪ ሓፍተይ 🙏🙏🙏
@rozaoppo828
@rozaoppo828 8 ай бұрын
ኣብ ዓለም ደዉ እሊካ ክትዛረቦ ቀሊል ይመስሊ ጀጋንና 😢😢😢 ክብር ናዓካትኩም❤😢
@user-sy8hs2zj9y
@user-sy8hs2zj9y 9 ай бұрын
እንዃዕ ተረፍክልና ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውአትና 💔😭
@letinaabreha3205
@letinaabreha3205 9 ай бұрын
Oooh😢😢😢😭😭💔💔 so sad 😭 R.I.P hero msy his soul rest in peace 🙏🙏💔💔😢😢😢🖤🖤
@user-jw7zo8es4b
@user-jw7zo8es4b 9 ай бұрын
ጅግና ጓል ዓድና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ
@GalTsiyon21
@GalTsiyon21 9 ай бұрын
ጀጋኑና ኩሉ ግዜ አብ ልብና እኹም ክብሪ ነዓኹም ዝገልፀኹም ቃላት የለን❤❤❤😢
@Tigray-jc6ty
@Tigray-jc6ty 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ወጻእኪ ዋእሮና
@sadorMebrahtom
@sadorMebrahtom 9 ай бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና እግዚአብሔር ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የዋርሰልና
@elhamalisafy8032
@elhamalisafy8032 9 ай бұрын
አሕዋተና ብሰላም ዕረፉ ክብሪ ንጀጋኑ ሰማኣታትና😭😭😭😭አንኻዕ ብሂወት ትረፍኪ ማዓረይ🙏🙏🙏
@HiwetWedikeshe-cp6xj
@HiwetWedikeshe-cp6xj 9 ай бұрын
አንካዕ ብሰላም ተረፈኪ ጀግና ዋዕሮ ❤❤❤❤❤❤
@sadalasadala5852
@sadalasadala5852 9 ай бұрын
ክብር መጎሰ ንጀጋኑ ሰወአትና 😢💔💕
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 9 ай бұрын
Thank you my dear for your service. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus' precious name l pray.
@awasharba3441
@awasharba3441 9 ай бұрын
Tegaru children of the sun , they keep shining. Real heros.
@user-nw8nf7st5l
@user-nw8nf7st5l 9 ай бұрын
ዘላኣለማዊ ክብሪን ሞጎስን ንስዋኣትና ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣላኹም እንዃዕ ብሰላም ተመለስኪ
@selam801
@selam801 9 ай бұрын
tdfy ኽንደይ መሰዋእቲ ኢኹም ከፊልኹም😢 ጅግና ዋዕሮና ኳዕ ብሂወት ሃለኽልና❤
@hailuabreha9675
@hailuabreha9675 9 ай бұрын
ናይ እዞምጀጋኑ አህዋትና ዘይምኖ ታሪክ ተቅርቢ ዘለኺ ሃፍትና ብጣዕሚ ኽብሪ አለና በርትዒ !!!
@tirhashaile5766
@tirhashaile5766 9 ай бұрын
TIGRAY Ade jeganu
@wedigaim6511
@wedigaim6511 5 ай бұрын
ኩናት እንታይ ይወስድ ሂወት ደቂ ሰባት፡ ኣብ ኩርሶም ኮፍ ኢሎም ግና ሰባት የጥፍኡ ።
@birhanegm1080
@birhanegm1080 9 ай бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃኺ ዋዕሮና🙏🙏
@Awet229
@Awet229 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ዋዕሮ❤
@abadittadesse5892
@abadittadesse5892 9 ай бұрын
Eternal glory to our saviour ❤❤
@DanielBrhanu-hg3un
@DanielBrhanu-hg3un 9 ай бұрын
ምቅናይ ኣምበሳ ሄሉ ሽኮር ናይኪ ስልኪከ ❤
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 9 ай бұрын
Mknay jegna wearo haftna enqoa bselam mesaeki
@user-yx5vw1xb6b
@user-yx5vw1xb6b 9 ай бұрын
ሞት ግን ክኸፍእ😭💔
@user-np6ud3ej3j
@user-np6ud3ej3j 9 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም ተመልስኪ ጅግና ታጋዳሊት ምቅናይ ዋዕሮ ሓፍትና❤🕊🙏 ንቶም ዝተሰውኡ እሕዋትና ውን ገነት መንግስተ ሰማይ የዋርሶም💔😭
@user-so4wv3hm9r
@user-so4wv3hm9r 9 ай бұрын
እንኳዕ ወፃእኪ ማዓርይ
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተረፊክ ጂግና ዋዕሮና🙏🙏🥰😭
@abadytesfa3717
@abadytesfa3717 9 ай бұрын
ጅግና ዋአሮ
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 10 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 23 МЛН
"ዓድዋ ዘይብሉ ትግራይ ኣይትኾንን. . .!"
40:58
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 7 М.
БАБУШКИН КОМПОТ В СОЛО
0:19
PAVLOV
Рет қаралды 20 МЛН
There’s A Starman #superman #shorts #memes
0:26
Walking Streets 워킹스트리트
Рет қаралды 46 МЛН
Waka waka 🤣 Which video is the best 1,2,3,4? 🤩
0:13
Adani Family
Рет қаралды 7 МЛН
貓咪 小鬼當家🎮🔫🚑 #aicat #shorts #cute
0:41
Cat Cat Cat
Рет қаралды 28 МЛН
БУКЕТ МЕЧТЫ НАСТОЯЩЕЙ СЛАДКОЕЖКИ😂😂😂
0:19
СЕМЬЯ СТАРОВОЙТОВЫХ 💖 Starovoitov.family
Рет қаралды 3,5 МЛН