🛑 እግዝሄር ትረፊ ዝበላ ነብሲ _ 3'ተ ግዘ ድሮን - ካብ ህሊና ትግራዋይ ዘይትጠፍእ ምስሊ ጋሸና ተ/ጋ ብርሃነ

  Рет қаралды 48,002

ገድሊ Plus

ገድሊ Plus

5 ай бұрын

ንተጋዳላይ ብርሃነ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0970709200 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
#gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
© Copyright: ገድሊ Plus
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
tiktok.com/@gedli.plu
t.me/Gedli_plus
/ gedli_plus

Пікірлер: 179
@Gedli_plus
@Gedli_plus 5 ай бұрын
ንተጋዳላይ ብርሃነ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0970709200 ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም
@ftsumbrhanalemngus9052
@ftsumbrhanalemngus9052 5 ай бұрын
❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤TDF ❤❤❤❤❤
@freweynigslassie2039
@freweynigslassie2039 5 ай бұрын
ሚስጥር ዓቅቡ ኹሉ ኣይፅወይ ኹሉ ልተፀወየ ደማይ ሚድያ ኣይማሓላለፊይ ጀግና እንቋዕ ሰላም ተረፍኻ ኹርዓትና ኢኻሞ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 5 ай бұрын
ሓሊፍ ክትዛረቦ ምቅላሉ😢 tdf መድሕን ህዝቡ ክብርን ሞጎስን ንዓኩም❤🙏
@Tigray122
@Tigray122 5 ай бұрын
ሰላም ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኩቡራት ጀጋኑናን መላእ ህዝብናን ❤️💛🕊️🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@taumedhin8613
@taumedhin8613 4 ай бұрын
🎉🎉 42:28
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 4 ай бұрын
Ambesatat. Ahwatey. Egziabher. Kefared. Eyu. Agekum Tigray. hsbae. ✝️😢🙏
@TmnitTesfay-df2yx
@TmnitTesfay-df2yx 5 ай бұрын
ኣሰይ ጅግና ዘሓወይ እንካዓ ብህወት ተረፍካ ዝተሰዉኡ ኣሕዋትና ከዓ መንግሰት ሰማያት የዋርሶም ጀጋኑየ ናትኩም ዶ ዘርዝርካ ይዉዳኣ ኾኑ ዞም ኣሕዋተይ ክብረት የሃበልና 🙏ብሹም ጀጋኑና ኣብ ፖሮፋይለይ ኣቲኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕፈሮም ሚድያ!❤️🌹
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 5 ай бұрын
እንካዕ ተረፍካልና ወድነይ ከም ዓድካ ኣሕፎሮም ኢካ👑❤️💛
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 5 ай бұрын
ዝደልዮም ዝነበርኹ ጀጋኑ tdf አረ እዛ ሓፍተይ ቆፅልሉ ኣብ ቆቦ ኣብ ቅፍም ቆሎዑ ናይ ቆቦ ኣዶታት ኣብ ቅፍመአን ዝስሲዑ ዝነበሩ ፍቅር ትድእፍ ዝገለፅሉ ኣብ ካሕሳይ መሰለ ጋዜጠኛ ዝተለቀቀ ቭድዮ ካብ ኣቶም ኣቅርብልና ተስፊ ዝነበራ ቭድዮ እያ ነይራ ❤
@eteneshmesfin3998
@eteneshmesfin3998 4 күн бұрын
ቅድሜኩም ድአ የሕዋተይ አንቱ ጀጋኑ
@mimikidane6288
@mimikidane6288 4 ай бұрын
ኧረ ፀላኢ ህጂውን አይኑ አፍጢጡ እዩ ዘሎ አብ ተጋሩ ብዙህ ሚሰጢርኩም አይተውፀዎ አምላክ ይሀልዋ ትግራይ ጀግና ኢሀ ሀወይ❤️💛
@user-qv5qn9pi9w
@user-qv5qn9pi9w 5 ай бұрын
t,d,f መድሕን ህዝቦም❤❤❤❤
@zed-fw8xu
@zed-fw8xu 5 ай бұрын
ጀግና ሓወይ እንኳዓ ብሂወት ተረፍካ 🙏🙏🙏💛💛❤️❤️ My TDF❤❤💛💛
@yalemenbay9402
@yalemenbay9402 12 күн бұрын
እንካዓ ብህወት ተረፍካ ዝሓወይ🎉🎉🎉❤❤
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q 5 ай бұрын
ወዲ ዓደይ ማዓረይ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 5 ай бұрын
ዋውውውው ብርሃነ ሓወይ ወዲ ዓደይ እንዃዕ ብሂወት ተረፍካልና 🙏ንዝኸፈልካልና መሰዋእቲ ካብ ልቢ የመሰግን 🙏💖💖💖💖💖💖
@Orthodoxsawit1
@Orthodoxsawit1 4 ай бұрын
አዝዩ ጅግና ዝኮነ ተጋዳላይ ንሰዓታት ክስምዖ ውዕለ ዘይስልቸው ዛታት ገድሊ ብጽጹይ ዝዝንቱ ጅግና ተጋዳለይ❤💪🏽 እጃምና ንግበር ናሐግዞም ዋላ ሐደ ተጋዳለይ ብጭንቀት ክነብር የብሉን::
@newuaq1125
@newuaq1125 5 ай бұрын
ትድኤፈይ ጀጋኑ ናታትኹም ጅግንነት ላሕለፍኹሞ ገድሊ ትዛሪብኻ አይወዳኢ ግና ስአን መረሕቲ ተመሊስና አብ መከራ አለና ዓኽኽኽ💛💛❤❤💔💔💔
@GhGh-hr8hy
@GhGh-hr8hy 5 ай бұрын
ዋውውው ጀግና አንኳዓ ብሂወት ተረፍካ 🙏🙏🙏🙏💪
@medehennereha6762
@medehennereha6762 5 ай бұрын
ልኩሉም ዘሕፈሮም❤🎉❤
@galweyenti8890
@galweyenti8890 5 ай бұрын
ጀጋኑና Tdf ሻላኩም ርእስና ኣቅኒዕና 🙏🥰🥰🥰🥰
@muzeyleul1813
@muzeyleul1813 5 ай бұрын
Enkae bihiwet terefeka wedney hawey❤️🙏
@user-rs7vu9fi7f
@user-rs7vu9fi7f 5 ай бұрын
ገድሊ plus ሰራሕኩም ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ቀፅሉሉ
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 5 ай бұрын
ጸላእ ሰንሰን ዘበለ ተጋዳላይ ትግትራይ እዝ ኣይግብኦን ።
@ajbpope5902
@ajbpope5902 4 ай бұрын
❤❤wedi ኣሕፎሮም ጅግና 😊❤❤❤
@user-xr4mf4hu2w
@user-xr4mf4hu2w 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ አጆኻ ጎበዝ ጋዜጠኛ ኢኺ ሄሉ
@Raki_Tigray
@Raki_Tigray 5 ай бұрын
ብሓቂ ጅግና ወዲ ኣሕፎሮመይ♥️🥰
@user-go7ez2on5i
@user-go7ez2on5i 5 ай бұрын
እንኳዕ ተረፍካ ወድነይ ወለላ ጀግናዋ ❤እንኳዕ ናትና ከንካ
@user-eb1dg9yd4p
@user-eb1dg9yd4p 4 ай бұрын
ዋይ አነ አሕዋተይ ምእንታና ዝሐለፍኩሞ መከራ ዝኸፈልኩሞ መስዋእቲ ዘንቲ ዕለት አይንርሰዖን ክንዝክሮ ንነብር
@user-wi6er8cg3u
@user-wi6er8cg3u 5 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓወይ❤❤❤❤
@NahomsTeklay-bo7be
@NahomsTeklay-bo7be Ай бұрын
ኣቱም ጅግና ዘይተሰምዑ
@user-lv7tu3sc3d
@user-lv7tu3sc3d 5 ай бұрын
እንኳን ብሂወት ተረፍካ ጅግናየ❤❤❤
@yohannesgobezay2250
@yohannesgobezay2250 5 ай бұрын
ጂግና ሓዉና እንዄዕ ብሂወትተረፊካ ❤❤❤❤
@user-pk3pw2nt9h
@user-pk3pw2nt9h 4 ай бұрын
Tdfey My King💜
@weditesfay4852
@weditesfay4852 5 ай бұрын
ብጣዕሚ እና ንኮር ልኩም ጀጋኑና❤❤
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 5 ай бұрын
ምስጢር ግን ዓቅቡ ጀጋኑና ክብሪ ይግበአኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-np6ud3ej3j
@user-np6ud3ej3j 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ተጋዳላይ❤🕊😘
@rahelsheshay4813
@rahelsheshay4813 5 ай бұрын
💛❤️‍🩹 Thank you for your sacrifices TDF
@user-cv8eq7nv6p
@user-cv8eq7nv6p 5 ай бұрын
ጀግና እንኳዓ ብሂወት ተረፍካ 🙏🙏🙏🙏❤💘💖💞👍👍👍👌👌👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑👑
@user-xl4qv1qi5u
@user-xl4qv1qi5u 3 ай бұрын
Natukum jgnenet tegelitsu ayudaen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 5 ай бұрын
ጅግናና❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@user-hh3uo4cp2y
@user-hh3uo4cp2y 5 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍኻ ማዓረይ❤❤❤👏
@user-wb8ry3cj6g
@user-wb8ry3cj6g 5 ай бұрын
ምዕራብ ጥራይ ኮ ኣይኮነን ፀላኢ ሕዝዎ ዘሎ ደቡብ አላማጣ ፣ዋጃ ፣ጥሙጋ ፣ባላ ፣ጨርጨር ፣ኮረም ፣ኦፍላ እቶም ገፍሕ መሬት ትግራይ ንህዝብ ኣድላይ ዝኾኑ ቦታ እና ህዝብ ራብ እድ ፀላእ እዩ ዘሎ
@user-mt8mj5ew7y
@user-mt8mj5ew7y 5 ай бұрын
እንኮዕ ብሰላም ተረፍካ ጅግና ሓየት❤❤❤❤
@tigraweti6377
@tigraweti6377 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ጅግና ሓወይ እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ❤❤
@brehanbekele1345
@brehanbekele1345 4 ай бұрын
Werari Tegray!!! Lik agebaneheee !!!
@BENJATUBE99
@BENJATUBE99 5 ай бұрын
ክንፅበ ኢና 💛❤
@sarasa1683
@sarasa1683 5 ай бұрын
እንዃዕ ብሂወት ተረፍካ ዝሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታዋይ❤❤❤❤
@teklemariamgebreslassie3683
@teklemariamgebreslassie3683 5 ай бұрын
ብሬ ዓርከይ ብፃየይ ዓርከይ መጋድልተይ
@user-pe5yq9fs9w
@user-pe5yq9fs9w 4 ай бұрын
ፈጣሪ ምስአኻ ይኹን ጀግና TDF
@Medihin
@Medihin Ай бұрын
Tdf 👑 እንኳዕ ሃለካ🥰
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 4 ай бұрын
እንቓዕ ብህይወት ተረፈካ አጆኻ ጉርዲ ዘይለግበኩም ጀጋኑ እኹም ብምቅፃል መድሓንት ሐደገኛ ልምዲ ከስዕብ ስለዝኽእል በጀኻ ቀንስ ወይም ካልእ ምርጫ ምርአይ
@user-rn5gu6jp3n
@user-rn5gu6jp3n 5 ай бұрын
TDFy ❤❤❤❤
@alemfitsum1542
@alemfitsum1542 5 ай бұрын
ተመስግን ብሂወት ኣለካ መወጋእቲካ ግን ኣርማ ጀጋኑ ቡጾትካዩ
@user-go7ez2on5i
@user-go7ez2on5i 5 ай бұрын
አምላክ ይሓልኩም❤
@user-zg7mc9xb4s
@user-zg7mc9xb4s 5 ай бұрын
እካዕ ብሂወት❤ተረፍካ ጅግናና
@ata3829
@ata3829 5 ай бұрын
I am so proud of you Our heros TDF forever👈. 🐅💪 And god bless you to all my kings 🤴 ❤❤❤❤❤🐅💪🐅💪🐅💪🐅💪🐅💪🐅💪🐅💪🐅💪💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
@vhbgg473
@vhbgg473 5 ай бұрын
መዓረይ❤❤❤
@Elsakidanuchannel
@Elsakidanuchannel 5 ай бұрын
ኣንበሳ ሓውና 🦁💪
@HappyCrocodileHiding-uw8nd
@HappyCrocodileHiding-uw8nd 5 ай бұрын
Tigrina are fighter
@AHumanRace
@AHumanRace 5 ай бұрын
❤️🙏🏿💛💪🏿
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 5 ай бұрын
ጀግና ሐውና እንኳዕ ብሒወት ወፃዕካ❤
@tirhaswelu
@tirhaswelu 5 ай бұрын
Wow our hero Tdf Thank you 🙏 ❤💛❤️‍🔥💛❤️‍🔥💊⛱️💊⛱️
@RahelKinfe-nc3dt
@RahelKinfe-nc3dt 4 ай бұрын
ብሬ ሓወይ እንካዕ ተረፍካ
@danzkyboyvita6192
@danzkyboyvita6192 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mulebest3214
@mulebest3214 4 ай бұрын
Keep going helu ✌️
@HappyCrocodileHiding-uw8nd
@HappyCrocodileHiding-uw8nd 5 ай бұрын
I sleep but I istining this
@HenokGebi-we8vg
@HenokGebi-we8vg 5 ай бұрын
እዞም ጀጋኑና ሰራውት ትግራይ ክዝከር ከለኩ ንብዓተይ 😢ምቁፃር ይኣብየን ክንደይ መስተንክርን ታርክን ሰርሕኩም ንዓለም ዘስደመምኩም ታርኩም ነባራይን ኣብ ዓለም ኩሉ ግዜ ተዘካራይ እዩ ።ግን እዞም መራሕት ኣብዝ ሰዓት ንስልጣን ክባበኣሱን ኣብድሮ መስዋእት ጀጋኑና ክንሰምዕ እንከለና ንዖኦም ዝተከፈከ መስዋእት እዞም ዕሽላት ዝሰኣናሉ 😢ክትሕዝንን ክትጉህን ይገብረካ ።
@eteneshmesfin3998
@eteneshmesfin3998 4 күн бұрын
ዘይተዘርበ እምበር ዘይተገብረ የለን
@user-cc1qc7sd4f
@user-cc1qc7sd4f 5 ай бұрын
Deqineyyyy megletsi rekibelkum zeyfelet mentana ginbarkum zehbkum aykum ab gonkum ena🙏🙏🙏❤❤❤❤
@raki4741
@raki4741 5 ай бұрын
Enkae bihiwet Terefeka my Hero ❤🙏
@user-er8nb4tt2f
@user-er8nb4tt2f 4 ай бұрын
እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ❤❤❤❤❤❤❤
@user-xj3jv6iv6b
@user-xj3jv6iv6b 5 ай бұрын
እንካዕ ልምስክር ኣብቀዐካ🙏💋💋💋💋
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ hero & heroic God bless you!
@user-ur1sh6kl8r
@user-ur1sh6kl8r 2 ай бұрын
💪💪💪💪💪💪❤️💛❤️💛❤️💛
@mebritmebrit1605
@mebritmebrit1605 5 ай бұрын
TDF ጀጋኑ❤❤
@raheldeata8542
@raheldeata8542 5 ай бұрын
ፅብቅ ሐወይ Thank you for service❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-tb5jb8vn1d
@user-tb5jb8vn1d 5 ай бұрын
❤❤❤❤
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 5 ай бұрын
👍👍👍👌
@RodasMiki
@RodasMiki 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ናትና❤❤❤❤❤❤
@hamrwit
@hamrwit 2 ай бұрын
Tdf king መድሕን ህዝቡ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@user-id3mv8ss4d
@user-id3mv8ss4d 5 ай бұрын
ጅግና ወዲ ኣሕፎሮም ❤❤❤❤❤
@meleywoldemichael5626
@meleywoldemichael5626 5 ай бұрын
Ahewatey kalat yebeleyen beakhum ❤️💕🇻🇳💪🐆🐆💪💪💕💖🌷🌷🌷🙏🙏🙏🙏
@user-kd9eb3bj9e
@user-kd9eb3bj9e Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@senaitdebish61
@senaitdebish61 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@HappyCrocodileHiding-uw8nd
@HappyCrocodileHiding-uw8nd 5 ай бұрын
Tx s thedi
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
@sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 5 ай бұрын
💪🦁
@asefagerie8506
@asefagerie8506 5 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️
@tsegatsega7776
@tsegatsega7776 5 ай бұрын
Love you TDF ❤
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 5 ай бұрын
💛❤️✌️
@rahwamebrahtu1475
@rahwamebrahtu1475 5 ай бұрын
❤️❤️❤️🕊🕊🕊
@user-vm5fb7xz2m
@user-vm5fb7xz2m 5 ай бұрын
❤❤
@meharifrewoyni9402
@meharifrewoyni9402 5 ай бұрын
Anbesa jeganu ❤🎉❤
@LualAbraha
@LualAbraha 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤
@GalTigray-jq1cp
@GalTigray-jq1cp 5 ай бұрын
ጀግና ሓወይ ናተይ❤❤❤❤
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 5 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@jamilahusseni6046
@jamilahusseni6046 5 ай бұрын
❤🧡❤🧡❤🧡💪💪🙏
@yeshuhaileselassie3401
@yeshuhaileselassie3401 4 ай бұрын
❤❤❤️💛💛💛👍👍
@user-rq8qz5ns1t
@user-rq8qz5ns1t 5 ай бұрын
Big respect jegna hawna 🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei
@EnthusiasticBirdNest-pg1ei 5 ай бұрын
💛❤TDF
Children deceived dad #comedy
00:19
yuzvikii_family
Рет қаралды 8 МЛН
МАМА И STANDOFF 2 😳 !FAKE GUN! #shorts
00:34
INNA SERG
Рет қаралды 4,5 МЛН
" ፈላመይቲ ጥይት ወፍሪ ኣሉላ ዝተኮሰ ርዙን መራሒ!"
45:53
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 15 М.
Многие думали что Фёдору конец!
1:00
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 1,2 МЛН
The Dog Went Shopping At The Store 🏪 #funnyshorts #funnydogs #doglover
0:55
Funky Manky Pro 0.2
Рет қаралды 12 МЛН
Многие думали что Фёдору конец!
1:00
МИНУС БАЛЛ
Рет қаралды 1,2 МЛН
Я нашел кто меня пранкует!
0:51
Аришнев
Рет қаралды 3,8 МЛН
She saved others
0:20
V.A. show / Магика
Рет қаралды 5 МЛН