ጌታቸው ትእዛዝ ኣሕሊፉ/ካብ ስልጣኖም ዝተባረሩ ሓለፍቲ / ወታደራት ሶማሊላንድ ኢ/ያ ኣትዮም

  Рет қаралды 5,241

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

26 күн бұрын

ጌታቸው ትእዛዝ ኣሕሊፉ/ካብ ስልጣኖም ዝተባረሩ ሓለፍቲ / ወታደራት ሶማሊላንድ ኢ/ያ ኣትዮም
#RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: RaRa Media and Communication
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 9
@tsegaydesta2162
@tsegaydesta2162 25 күн бұрын
ናይ ተጋሩ ሚድያ ስለዝኾነስ ኩሉግዜ ከዳምፅ ይምኩርሞ ብዜካ ንሕዋሓት ምፅራፍን ምውንጃልን ካሊእ ቁምነገር ዘይዛረብ ኮይኑንስ በጃኹም እንዶ ተጋሩ እንተኾይንኩም ልዕሊ ውድባት ማእኸልና ህዝብና ጌርና ንቃለስ
@user-vh5ev7qw7r
@user-vh5ev7qw7r 25 күн бұрын
ኣየ ብጥንቃቀ ተፈፂሙ ረብሓ ትግራይ ዘይኾልፍ ካሕሳ ስዉኣት ይግበሮ
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 25 күн бұрын
ናይ ጌታቸው ረዳ መንግስቲ ምስ አብይ አሕመድ ተሓቢኡ ዝመክሮ ንህዝቢ ትግራይ ዕላው አይገብርን ንክለተ ዓመት ዘአክል በዚን በዚን ተዛቲና ኢሉ መግለፂ ሂቡአይጸልጥን ስለዚ ሕወሓት ዘሃቦ መግለፂ ብቁዑን ትክክል እዩ
@amanuelberhane2068
@amanuelberhane2068 25 күн бұрын
ተደናጊርኩም ከየደናገርኩምና UN subscribe ክንገብረኩም
@gebregirmay3351
@gebregirmay3351 25 күн бұрын
ራራ ለያቡን ክሳድኩም ተቆሪፁ ሓርእኩም ዝቅልቀል ። ሓቂ ተትዛረቡ እኮ መነዋሕኩም። ሓሰዉቲ ዕሱባት።
@kindman4130
@kindman4130 25 күн бұрын
እዚ እኮ ናይ ህዝቢ ፀገም እዩ ዝቃላዕ ዘሎ ኣሕዋት እንታይ ድኣ ኮይንኩም ?
@iam4all2
@iam4all2 25 күн бұрын
ምስኪን ቆልኡ ናይ 100 ቅርሺ ማይ ቡንባ ሰርቅኩም ተባሂሊም ናተአሰሩ ፡ ሊያቡ መራህቲ ብሚልዮናት ቅርሺ፡ ዝግመት፡ ሃፂን ፡ ናሰርቁ, ሱቅ ክባሃሉ የብሉን። ፖለቲካ ወይ ቂም ከይኮውን ባግባብ ክከውን አለዎ
@gebretsadik-cv1ir
@gebretsadik-cv1ir 25 күн бұрын
ሓመድ ብልዒ ! እንታይ ዓይነት ቕዲ ኣቀራርባ ንባብ እዩ ! ጋህታፍ
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d 25 күн бұрын
ህማቃት ካሊዕ ስራህ ዘይብልኩም ናባዕልኩም ስራህቲ ዘይትሰርሑ ዘይትባሓለ ተባሒሉ እንዳበልኩም አብ ህዝብና ህንፍሽፍሽ ትፈጥሩ ዘለኩም
IQ Level: 10000
00:10
Younes Zarou
Рет қаралды 11 МЛН
Пранк пошел не по плану…🥲
00:59
Саша Квашеная
Рет қаралды 7 МЛН
Советы на всё лето 4 @postworkllc
00:23
История одного вокалиста
Рет қаралды 4,5 МЛН
IQ Level: 10000
00:10
Younes Zarou
Рет қаралды 11 МЛН