Tigray Media Network ታርጋ ዘይብለን ፓትሮል ይጨውያ Aug 1, 2024

  Рет қаралды 32,879

Tigray Media Network

Tigray Media Network

Күн бұрын

Пікірлер: 115
@SalihJamal-k5g
@SalihJamal-k5g 2 ай бұрын
ኣለም ጎቡሩ ዋህድ ወድዛ ትጎራምት ሰራቅ በላዕት ሰብ ኣዛኻ ተስፍሽዋ ማዕልት ክነዊሕ ድኣም ኢዞም ሰረቅት በለዕት ሰብ ኣይነቡሩዋይ ናቃፅሎም የና ቦሎም ኣሖጉሰን ናቃፁሎም የና ኣዛኻ ወድ ራያ ናሖጉሰካየና❤❤❤❤❤❤❤❤
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 2 ай бұрын
ወዲ ራያ ንፉዒ አክቲቪስቲ እዩ ጺብቅ ስራሕ እዩ ዚሰርሕ ዘሎ እሞ ቀጺሎ ጂግና 👍🏽👍🏽🙏🏽🙏🏽👍🏽🙏🏽💚💚💚
@Esubalewify
@Esubalewify 2 ай бұрын
💚💛❤️ ጀግና ወድራያ ቦሎም ! ✊✊✊✊🔥🔥🔥🔥
@MoabHopemarry
@MoabHopemarry 2 ай бұрын
ወዲ ራያ ጅግና በሎም ልክዕ ልክዖም❤❤❤❤❤❤❤
@OkbaghebrielGhebretinsae
@OkbaghebrielGhebretinsae 2 ай бұрын
One of the best activists I have ever seen. The only activist who fights with absolute courage for truth and justice for the people of Tigray! Wedi Raya Jigna! Kexlo!
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 2 ай бұрын
Thank you for sharing Natu God bless your 🙏🏽❤️💚🙏🏽❤️💚🙏🏽❤️💚
@aaaagggg5196
@aaaagggg5196 2 ай бұрын
Ata jigna wedi raya anbesa ika gudom awtsikayom 👍👍👍
@teklitgebreweld8821
@teklitgebreweld8821 2 ай бұрын
መራሕቲ ሕወሓት ናይዚ መንእሰይ ብሓሶት አታሊልዎም ነዚ 1.5 መንእሰይ ትሕቲ መሬት አስፊሮም ሕጂ ካኣ ብስልጣን ቁማር ይፃወቱ አለዉ ነዞም ዝተረፉ መንእሰያት ክፃወትሎም ጉስጢ ጀሚሮም ትግራዋይ ፀላኢ ናይደገ የብልካን ፀላእትኩም አብውሽጥኩም አለዉ ካብ ተሓታትነት ክሃድሙ ሕጂ ከአ ከይፃወትልኩም
@isaacabraha9481
@isaacabraha9481 2 ай бұрын
Wedi Raya ambesaw ,kawkaw abilkaya ,thanks for your updated true information.
@Esubalewify
@Esubalewify 2 ай бұрын
ኣንበሳ ወድ ራያ ❤❤❤❤❤❤
@Dawitdawitfessuhgmail.comFessu
@Dawitdawitfessuhgmail.comFessu 2 ай бұрын
I will pray 🙏 for you
@ErmiasGerezgiher-d5t
@ErmiasGerezgiher-d5t 2 ай бұрын
ንሻዕቢያ ጎይታ ጸውዓሎም ዞም በዳናት
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 2 ай бұрын
ኣታ ረኩሰ ናዓካ ባርያ ጎይትካ እምብር ሻዓብያ ረሳሕ ደርባይ ሲ ምሰ ትግራዋይ። እቲ ዕዉር ሻዓብያ ህዉሓት ናብ ሰልጣን ኣደይበዎ። ሻዓብያ ናይ ህዉሓት በትረ ሰለዘፈልጣ እየ ምሰ ፌደራል ተሓነጌሩ ኣትዩ።
@Yohanasenafe
@Yohanasenafe 2 ай бұрын
​@@WIZBiniboy ህልመኛ ንዘይፈልጥኩም ንገሩ ሻእብያ በፍፁም ተሃንግሩ አይፈልጥን ን አቦካ 4 ኪሎ ዘብጽኦ ሻዕቢያ እዮም እዚ ድማ ባዕሎም ዝዛረቡ እዮም ሕጂ ዘሎ መገስቲካ ብዘይ ሃጋዝ ሻዕቢያ ን ዋያኔ ክስር ከም ዘይክል አብ fb ዘይኮነስ አብ parlama እዩ ተዛረቦም ንስኩም ምስ ሻዕቢያ ክትዛረቡ 100000000 ዓመት ይደልኩም እዩ
@Azazi_nahom
@Azazi_nahom 2 ай бұрын
@@WIZBiniboytokan hakaki gebari yehwatu
@samru2018
@samru2018 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂​@@WIZBiniboy
@AmroStore-p3v
@AmroStore-p3v 2 ай бұрын
ተስፋይ አጆኻ። ቀፅል። ሐቃ። ትውፃእ። ናይ። ዝም። ስርቅትን። ደፈርትን
@MahammedJud-uy7qn
@MahammedJud-uy7qn 2 ай бұрын
አጆኻ ወድ ዓደይ
@MahammedJud-uy7qn
@MahammedJud-uy7qn 2 ай бұрын
ዓጆኻ እዝ ሓወይ
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix 2 ай бұрын
ናቱ ጅግና ትግራዋይ 🙏🙏
@lovemeeri5249
@lovemeeri5249 2 ай бұрын
Belom belom wedi raya eluwa eu ❤❤❤
@isaacabraha9481
@isaacabraha9481 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌷
@berhemashu1174
@berhemashu1174 2 ай бұрын
እቲ ሐቂ ይወጽእ አሎ ወዲ ራያ በሎም ድአ አርግፈሎም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@W.R.y
@W.R.y 2 ай бұрын
Good job bro
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g 2 ай бұрын
ኢርትራ ኣብ መረታ ጥራይ ዝተንከፈን ዝተኮሰን ተዘይ ኮይኑ ዝምልከታ ትግራይ ኢትዮፕያ ምስ ኣብይ ውግእ ተከፈቱ ኢርትራ ኣይምልከታን ኢዩ እቶም ስቡሐት በላዕትይ ሐምበርገር ዘሎዉ ተጋሩ ኪዱ ተዋጉኡ ጀጋኑ ኢና ዶ ትብሉ ኣይነበርኩምን
@helenberhane7113
@helenberhane7113 2 ай бұрын
ሓቂ ብሓቂ ትማሊ ከጥፍዑና ሙሉእ ትግራይ ተሲኦም ሕጂ ምጸገሞም ነኣና ኣይምልከተናን እዩ::
@mebrattesfay5436
@mebrattesfay5436 2 ай бұрын
🇪🇷❤️💋💋🌹
@Moto-gm8cc
@Moto-gm8cc 2 ай бұрын
WEDI Raya Ayeka
@ttlove-nk4dl
@ttlove-nk4dl 2 ай бұрын
ወዲ ራያ ከስሕቀኒ 😂❤🇪🇷
@nmariam123
@nmariam123 2 ай бұрын
you dont see this kind of daylight robbery in Eritrea, shabia is great
@WeerWwer-pc5ix
@WeerWwer-pc5ix 2 ай бұрын
ወዲ ራያ በተኽ 👍
@W.R.y
@W.R.y 2 ай бұрын
Thank you
@EsayasGebreyohans
@EsayasGebreyohans 2 ай бұрын
Yessssssssssss
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g 2 ай бұрын
ወዲ ራያ ቀሪቦም እዩም ሕጂስ ክጠፍእልኩም። በርትዕ ህዝቢ ትግራይ ኩሕ ተይላ ደዉ አይብሉን እዩም።
@SalihJamal-k5g
@SalihJamal-k5g 2 ай бұрын
ኣዛኻ ናሖጉሰካ የና ወድራያ
@paulosselassie22
@paulosselassie22 2 ай бұрын
ወድ ራያ አላእሎ ንፋእ
@BakiDesta
@BakiDesta 2 ай бұрын
ጀግና
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 2 ай бұрын
With Shaebya without exaggerating within one week tigray would be peace
@SalihJamal-k5g
@SalihJamal-k5g 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@SelamSharon
@SelamSharon 2 ай бұрын
ta wedi ኻበይ አኻ ተምጽኦ ቲ ዘረባ በል ስቲ ቐጽለሉ
@AliganeshiKidanu
@AliganeshiKidanu 2 ай бұрын
ምንድነው የምትለዉ አይከብድም የምደትናገረው ቃል እንዴት ሰዉ እንደሽንኩርት ከትክት ትላለህ ? አንተ መኪና ላይ ተቀምጠህ ይታሠሩ እኔም እስማማሎህ በልዎም ከትክትዎም ግን አትበል በሠላማዊ መንገድ ይውረዱ🎉🎉🎉🎉
@BelayneshGuben
@BelayneshGuben 2 ай бұрын
ጀግና የኻ
@Mham-h1h
@Mham-h1h 2 ай бұрын
Social disobedience is better method of struggle
@SaronGetachew-pm2nz
@SaronGetachew-pm2nz 2 ай бұрын
በተለይ ፋጫጋማ.ማቻረ.ከባባአን ዞሎ ህዝብ እዩ ዝጋፋዔሎ በተለይ ሀለቃ ሞጎስ አብ ፋጫጋማ ፉሉይ ቦታ ዖና ብልደ ገባራት ያጨወየ የፋራርሕሎ
@ZakiTesaryam
@ZakiTesaryam 2 ай бұрын
Wedi rayaway ayoka
@WediShre
@WediShre 2 ай бұрын
አታ ዑውድ ጉልሓይ ትግራዋይ አፍካ ዓግስ መን ሰብ ኢሉካ እዩ ዓፋሪ
@Idk-q34
@Idk-q34 2 ай бұрын
Kaka yy wedi raya ጽጊዕ በል ኣታ ወዲ
@MebrahtomBeyene
@MebrahtomBeyene 2 ай бұрын
Wedi raya ab enticho wereda ahferom ewun network alo ngerelna..
@woineteklea275
@woineteklea275 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Birhanebbahare
@Birhanebbahare 2 ай бұрын
አቀዲምካ ኣይትቀደድ አስተውእል !! ወይም ናብ ፀበል ኪድ !!
@berhane3670
@berhane3670 2 ай бұрын
Via wedi raya
@eritrearussom29
@eritrearussom29 2 ай бұрын
👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏💯💯👍👍👍👍
@samsonmehari7013
@samsonmehari7013 2 ай бұрын
ክተት! ክተት በብ ዘለካዩ! ክተትትትትትት!!!
@WIZBiniboy
@WIZBiniboy 2 ай бұрын
ወዲ ረያ ደንቆሮ ሲ ኣለም ገ/ዋህድ ደዊልልካ ክንደካ ትሑሱ ኣብ ኢሮፖ ኮንካ ዓፈርፍር ኣይትብል ።
@AmroStore-p3v
@AmroStore-p3v 2 ай бұрын
ዶንቆሮ። ናይ። ደብረ። ዒንኪልልን። ብልዕን። ጉጅለ። ስብሐትን። ስብሐትን። እልምና። ንስኻ ደንቆሮ
@تاتاتت
@تاتاتت 2 ай бұрын
ማዓትካ ተጸበ
@AronYohanis
@AronYohanis 2 ай бұрын
ናይ እንዳ መን ዕቡድ ከልቢ እዩ እዚ። ስዲ።
@ZebBur-jv5wi
@ZebBur-jv5wi 2 ай бұрын
ሕዚ ተወዲአ ራየ ሐዚ እያ ትፈለጥ
@BerhaneWeldegebrial
@BerhaneWeldegebrial 2 ай бұрын
ያዒስ ወዲ ራያ ህዝቢ ዓዴት ኣብ ጎኒኻ ኣሎ። እዞም ዘረኛታት ነውራማት ንዓዴት መሕብኢ ጥራሕ ይደሊዪዩና። ኣረ ንስኻ ምረሐና ህዝቢ ዓዴት ንቓሕ ...
@kidanetesfay3895
@kidanetesfay3895 2 ай бұрын
እስኪ ሰብአይ እንተኮንካ ባዕልካ ከድካ በሎም ሰብአይ ክብለካ ለክባሐሳዊ ግዙእ
@AmanuelAsfawesen
@AmanuelAsfawesen 2 ай бұрын
Raya raya only astekakl
@user-lb8mb2rm7g
@user-lb8mb2rm7g 2 ай бұрын
እዚ ክልተ ብልዩን ዶላር ዝቀበርዋ ርብዑ ዐሚሉ ካብ ጥቅሚ ወጻኢ ኮይኑ ጎሶት ረኪበሞ አብ በረካ።
@ukbayc
@ukbayc 2 ай бұрын
ወዲ ራያ ታሪኽካ ጽቡቕ ገርካ ፍለጥ !!! ራያ ፍጹም ትግራይ ኮይኖም ኣይፈልጡ ትግራይ ዝበሃል ኣብ ታሪኽ ፍጹም የለን ትግራይ ትበሃል ሐንቲ ዓባይ ጨዓ ዘላታ ጎልጎል 15 ኪሎ መተር ርሒቕ ትርከብ ቦታ ካብ ጥንቲ ሸፋቱ ዓድዋ ንኽዘምቱን ዝዘመትዎ ንብረት ክማቐሉ ከለዉ ብባእሲ ዝጫፋጨፍሉ ዝነበሩ መጽውዒት ቦታ ኮይና ከም ተጋሩ ከኣ ይጽውዑ ነይሮም በዓል ዓጋመ ዓጋመቶት ኢና ተጋሩ ኣይኮናን ዝብሉ ውን ኣልዕል ኣቢሎም ኣይኮነን ካልእ እቲ እቲ ስርቂ ዓመጽ ሰራዊት ኤርትራ ገይርዎ ዝብልዎ ውን ባዕሎም ሕጂ ኩሉ ሐቂ ይገልጽዎ ኣለዉ ብሰራዊት ኤርትራ ከምዘይተፈጸመ !! ናይዚ ዘሎ ኩነታት እታ እንኮ ፍተሐ ብዕሊ ንህዝቢ ኤርትራን ንመንግስት ኤርትራን ብዕሊ ይቕረታ ምሕታትን ምትዕራውን እያ !! መሽረፈት አን እንተ ኮነ ንበዓል ንገለ ክፋል መሪሕነት ነበር ኣብ ምኽዳም የእቲዩ ክሳብ ዓባይ ኦሮሞ ዝፈጥር እዩ እንበር ንዖም ውን ከራኽበሎም እዩ
@alemkidane7964
@alemkidane7964 2 ай бұрын
ክክክክክሸሸሸ ቅቅቆቆቆቆ ብሰቅ ልበይ ክነትዕ ቀሪበ ይፈልጥየ ሻዕቢያ ገፊሕ ዕማማትን ስለያ ስራሕቲን ከምተካይድ ክሳብ ክንድዙይ ግን ተጋዊሑ ተጠሊዑ አይሕሱን ናትካ ምትዕሽሻው ግን እምብዛ ዓንዚራ ክክክክክሰሰ
@ukbayc
@ukbayc 2 ай бұрын
@@alemkidane7964 ኣብ ኣኸባ ቅድሚ ዓመት ኣቢሉ ደቂ ዓድዋ ብደቂ ራያ ኣይንምሐደርን ኢና ክብሉ ብዕሊ ተዛሪቦም ነይሮም እንሆ ከኣ ሕጂ ኩሎም ደቂ ዓድዋ ኣንጻር ደቂ ራያ መራሕቲ ብዕሊ ኣብ መድያት ይዛረቡ ክምኡ እቶም መለሻታት ና ክሊቲኦም ተፋኒኖም መን መጀመርያ ቶኮሰ ይብሉ ኣለዉ ባዕሉኹም ትብልዎን ትፍጽምዎን ንዝበልኩሞ እንተ ደኣ ደጊምናዮ ኤርትራውያን ኢሎሞ ትብሉ ብዝኾነ ምቕናይ ጥራይ ንሕና ኮፍ ኢልና ተዓዘብቲ ጥራይ ኢና
@AdonayTeklay-o3h
@AdonayTeklay-o3h 2 ай бұрын
ናይ ህዝብና ባህሊ አይኮነን ንላዘብ እዩ ዝበሃል እንቱፍ በሎ
@kidanekidane-du7rd
@kidanekidane-du7rd 2 ай бұрын
tegaru ezi zzarebo zelo smewo aziu tekami eyu
@YnesMhmae
@YnesMhmae 2 ай бұрын
ሼር
@TeweldeTemesgen-hi3jg
@TeweldeTemesgen-hi3jg 2 ай бұрын
በሎም ከትክትዎም ጥራሕ reason out
@EphremNiguse-l9o
@EphremNiguse-l9o 2 ай бұрын
Terewaei.dekoro
@mullinaable
@mullinaable 2 ай бұрын
Wedi Raj oKa Qexlo Qalska ab mewadait Oawet nayyy gdn'yu
@AronYohanis
@AronYohanis 2 ай бұрын
ወዲዛ ገንጃር ጀላዕ። መሬትካ ምበር ንዓኻ ኣይደሊዩኻን ይብል? ሃታፊ።
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 2 ай бұрын
ተስፋይ በሎም ይልካ ህዚብ ናብዘይኮ አይትእቱኡ ብመረጃ ተኾይኑ ብቲክክል መረጃ ህዚኩም አቃሊኡ ህዚብ ኪደግፈኩምዩ በሎም ማለት ወዲገባር ይአኺሎ እዚህዚብ ብዚሰልጠነ መገዲ እኻ ትእወት,
@MegaLetina
@MegaLetina 2 ай бұрын
Emo haye baelka etewa eta hawi
@WadeyGofar-cp9xy
@WadeyGofar-cp9xy 2 ай бұрын
Gena kiticif lk eka wedi jelgaf
@Ubaxeyubaxey143
@Ubaxeyubaxey143 2 ай бұрын
ዘይትኣትው ኣቲኻ ተዋጋእ አብ ሩሑቅ ኮንካ ቦሎም ግርም ባ ጥሩምባ
@AsmelashTesfuArgawi
@AsmelashTesfuArgawi 2 ай бұрын
ብዕራይ ከትሕረስ ኢካ
@kirosabrha
@kirosabrha 2 ай бұрын
ጋህታፍ ጠራጢ ውዳቅ ማሃይም
@salusalu-f9g
@salusalu-f9g 2 ай бұрын
ዐድዋ ቭስ ራያ ተዐዘብትይ ኢና መን ስዕሩማ
@kaprino
@kaprino 2 ай бұрын
ክክክክክ ኣላ ወዲ ራያ ናባኻስ ኣለም ገብረዋህድ ደዊሉ 😂😂😂 ኤህ የዋርድካ፡ ሰብ ስብኢኑስ ናባካ ኣለኩ ማለት። ብሓሶት ዝስራሕ ፖለቲካ የለን ኣታ ወዲ ንህዝቢ ትግራይ ዘድልዮ ዘሎ ካብ ጽውጽዋይን ሓሶትን ወጺካ ሓቀኛ ሓበሬታ ዩ ዘድልዮ። ዋእ ይትረፍ ዶ ኣለም ገብረዋህድ ብድሕሪት ኮይኑ ንፖለቲካዊ መሪሕነት ናይ ትግራይ ዝመርሕ ሰብ እቶ ናኣሽቱ መራሕቲ ዝበልዕዎን ዝብሉዎን ዘይፈልጡ ከማን ናባካ ከም ሰብ ሓሲቦም ኣይድውሉን ዮም።
@ferejhussen9631
@ferejhussen9631 2 ай бұрын
Natu jigna aytkewney ewe
@HaileGebre-fl8di
@HaileGebre-fl8di 2 ай бұрын
ኣበይ ተሓቢእኻ ትፍክርን ውግእ ትመርሕን ኣለኻ ወደይ? እስቲ ዓዲ እቶ በሎም? ዓዲ ፈሊኻ ተፀልም ኣለኻ? ምስ ዓፋር ወጊንካ ትግራይ ትወግእ? ሰማዒ የብልካን ፡ ኣብ ሓደ ዘረባ 132 በሉዎም? ብሰላም ዘሸንፍ እዩ ጅግና !!!
@asterteare
@asterteare 2 ай бұрын
አበይ ኮንካዪ
@nmariam123
@nmariam123 2 ай бұрын
Thats why Amhara hates TPLF
@تاتاتت
@تاتاتت 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂
@DehabKinfe
@DehabKinfe 2 ай бұрын
አኸሱም አታይ ክገብሩ ይኸድ ኣሱም እኮእዮ ታሃረደ አይትጋገዮ አሰተውእል ሰብ ፍለዮ አበር አዴ አይትፍለ???
@ZinarhyabAbrha
@ZinarhyabAbrha 2 ай бұрын
ሃለውለው ኣቃፅል ቅተል ናይ ዕቡዳት ሓሳብን ተግባርን ከይትሰምዕ ሃዲሙ ከዋደአኩም እዩ እዚ ዕቡዱ እዩ
@LoveEri-z4u
@LoveEri-z4u 2 ай бұрын
ኣንታ ወዲ ራያ፡ ክኸሱኻ'ዮ፡ በጃኻ ከም ገለ ጌርካ ተዛረቦም ፊት ንፊት ኣይትዛረብ። እምበር ፡ ናይ ራያ ጋሻ መሬት ኣዋናውኑዎም ኣሉ። እዞም ሰረቕቲ።
@AregawiBrhanu
@AregawiBrhanu 2 ай бұрын
Dedeb Leyba
@LegesTesfahunegn-zk3rh
@LegesTesfahunegn-zk3rh 2 ай бұрын
ቀዳዳ እንኳን ትግራይ ኤርትራ ወደ ኢትዮጵያ ትገባለች።ራያ ጨርጨር እያልክ ትውላለህ ኋላ ቀር ነህ
@AmaneulYosab
@AmaneulYosab 2 ай бұрын
Belom belom
@teklehiwottareqegnteklay
@teklehiwottareqegnteklay 2 ай бұрын
ጓጆሞ እዩዝባሃል ወዲራያ
@nmariam123
@nmariam123 2 ай бұрын
bolom enderta bolom raya bolom tembien
@LetinaMesifi
@LetinaMesifi 2 ай бұрын
😂
@kirosashebir6966
@kirosashebir6966 2 ай бұрын
ኣታ ወደይ ከመይ ዝብልካ ሓሺሻም ሃታፊ እካ ብሓሺሽ ዝዓብዲ ሰብኣይ ተኮይኒካ ካብቲ ዘለካዮ ዘይቲመፅም
@fessahayeloul9976
@fessahayeloul9976 2 ай бұрын
ኣሉላ ኸድኣ ኣበይ ኮይኑ ዝነብሕ ነይሩ ኣብ በረኻ ተምቤን : ወዲ ራያ ምእንቲ ዉጹዐት ይቃለስ ኣሎ ክዕወት ከኣ እዩ ::
@Dawitdawitfessuhgmail.comFessu
@Dawitdawitfessuhgmail.comFessu 2 ай бұрын
You need help bro
@rorazara9117
@rorazara9117 2 ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/i6CvgJabetydq80
@G.maryamAsgedom
@G.maryamAsgedom 2 ай бұрын
ክፍታፍ እበት
@MNSEY-n4z
@MNSEY-n4z 2 ай бұрын
ታይ ዩ ምቅፃል ፋኖ ዲኻ ወይ ፒፒ ቀዳድ ንስኻ ሞክር ቅዳድ ሐሳዊ
@Thelegendtgy
@Thelegendtgy 2 ай бұрын
Denqoro
@SbagadisGuangul
@SbagadisGuangul 2 ай бұрын
ብናማትኻ ኢድ ተበን ሓዝ ዐርከ ኣያም በሉ ኣለም ዳምፅኦ ነገር የለይ
@Kidane
@Kidane 2 ай бұрын
ክላ ጉረኛ ዓሻ
@Eritrawi-neqax1eye
@Eritrawi-neqax1eye 2 ай бұрын
ክላአ ጋዓጋዕ ጽረ ረሳሕ
@edumt2039
@edumt2039 2 ай бұрын
Silemintay titsarefo aleka
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 2 ай бұрын
WXAE ATA SAHSAH WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE WEDI TEREF MEREF DRON CADRE BANDA WEYANE
@edenkidane1625
@edenkidane1625 2 ай бұрын
❤❤❤
@حافظ-ه9ط
@حافظ-ه9ط 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@EsayasGebreyohans
@EsayasGebreyohans 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SaronGetachew-pm2nz
@SaronGetachew-pm2nz 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
Tigray Media Network  ደብረፅዮን እንታይ በለ Oct 22, 2024
44:08
Human vs Jet Engine
00:19
MrBeast
Рет қаралды 125 МЛН
小蚂蚁会选到什么呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:47
火影忍者一家
Рет қаралды 121 МЛН
Seja Gentil com os Pequenos Animais 😿
00:20
Los Wagners
Рет қаралды 45 МЛН
Live streaming of ሀሌታ 1 Haleta 1
ሀሌታ 1 Haleta 1
Рет қаралды 287