ከደናግር እጅ ከፈንጅ ተታሒዙ!

  Рет қаралды 26,731

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Күн бұрын

Пікірлер: 160
@solomunmihretab7825
@solomunmihretab7825 10 күн бұрын
ብጣዕሚ ንፉዕ ኣነ ከማን ኣስተውዒለላ ኔረ ኮመንት እውን ጽሒፈ እታ ቪድዮ ኣስተውዕሉላ ኢለ ኔረ ክብረት ይሃብካ ዝሓወይ ንፉዕ ቀጽለሉ
@سنيريحي
@سنيريحي 11 күн бұрын
ኣምላክ ኣቦይ ምሕረት ኣውርደለና ባዕልካ👏👏👏👏
@tsigearaya4242
@tsigearaya4242 9 күн бұрын
🤲ኣምላኽ ምሕረቱ የውርደሉ ናብታ ቅድስቲ እምነት ይምለሶ ናይ ንስሓ ሂወት ይሃቦ ኣሜን ✝️
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 11 күн бұрын
በጃኩም ኤፍረም ዝገብሮ ተኣምር የብሉን በጃ ንቃሕ ኣንታ ህዝቢ
@ምሰኩሉብፍቅሪ
@ምሰኩሉብፍቅሪ 11 күн бұрын
Yes
@YemaneNegash-o1y
@YemaneNegash-o1y 10 күн бұрын
ሎምስ ዘየስመዐኒ የለን ፣ ወእምፍሬሆሙ ተኣምርዎሙ ድዩ ዝበለና ቅዱስ መፅሓፍና
@AAa-j7n8x
@AAa-j7n8x 7 күн бұрын
ደሓን ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ከምዚገይርኩም ስራሕ እግዚኣብሄር ተቃልሉ ነቲ ህዝቢ ሓቂ ይመስሎ ንሕጂ መብልዒ ይኮነኩም ደሓር ግን ክትሓፍሩ ኢኩም ኣንታ ህዝቢ ኣብዚ ዘለካ ኣስተውዕል ከይረአካ ኢሎምዎ ኢልካ ኣይትፍረድ መምህር ኤፍረም ሓወይ ንበረከት ይግበረልካ ቀፅሎ ተባዕ ብሃይማነቱ ገፅ ሪኡ ዘየዳሊ ንኩሉ ብማዕረ ዝኣሊ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Biemnet-e8t
@Biemnet-e8t 10 күн бұрын
ክፋእን ዘማውን ወለዶ ተኣምራት ይደሊ ይብል ቃል ኣምላኽ ሰይጣን ውን እካ ተኣምር ይገብርዩ
@TkTk-n7g
@TkTk-n7g 11 күн бұрын
ካብ ዓይነ ልቦናና ምስዋር ማሓረና ፈጣሪ😢
@alemdesta454
@alemdesta454 11 күн бұрын
@@TkTk-n7g አሜን😢
@TitiGalbrhane
@TitiGalbrhane 10 күн бұрын
ዋይ ጎይታይ ማዓረይ ብምሕረትካ ጠምተኛ 🤲✝️❤️❤️❤️
@BiniamAmanuel-tq7ef
@BiniamAmanuel-tq7ef 2 күн бұрын
ታኣምር ክርኢ ዝደሊ ጥራይ ኢዩ ዝኣምኖ ፣ቆልዓ ከማን በዚ ኣይኣምንን ?😢😢😢😢😢
@DawitWeldemariam-r7t
@DawitWeldemariam-r7t 11 күн бұрын
እዚ ሕዝብና ናብዝጠቅም ህይወት ናብዝህብ ቃለ እግዚአብሔር እንተዘድህብ ምበለጸ……ግዜኡ ከይኮነ ኣይተርፍን እዩ ከምዚ ህውተታ ዝገብር ዘሎ ምኽንያቱ እዚ ግዜ ጽንጽዋይን ቐንጠመንትን ዝጥለበሉ ኮይኑ ብጣዕሚ ዘሐዝን እዩ……………እንበር መሊኡ ኣዝዩ ብዙሕ ሰብ ክመሃሮን ክፈልጦን ክጠቅሞን ዝኽእል ቃል ኣምላኽ እኮ እዩ ዘለዋ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና…
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 11 күн бұрын
ብላዕሊ ከይነጥብ ተከዲና ኣላ ኣይ ኤፊ 😂😂😂 ተአምር ክገብር እየ ናበለ ድዩ ከ ታአምር ዝገብር ወይ ጉድ
@Tewahido-on2721sg
@Tewahido-on2721sg 11 күн бұрын
ታኣምር ዘይኮና ክንኣመን ኣይግባናን ዩ እቲ ሓቀኛ ትምህርቲ ናይ ኦርቶዶክስ ኣሰር ቅዱሳን ኣቦታትና ንከተል። ወላ ውን ምውት ከትንስኡ እንተ ከኣሉ ኣይትታለሉ።
@ZemariTeklemariam123
@ZemariTeklemariam123 11 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂ብጣዕሚ ዘሕዝን ዓይነ ልቦናናን ይክፈተልና እዩ ዝበሃል ኦ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ብምስትውዓልካ ኣንብረና ናይ ዘመና ተኣምር ሲ ጉድዩ😂😂😂
@Aemro-w1b
@Aemro-w1b 10 күн бұрын
Paster efreiym beyinu alemu
@legesetbrekitab2413
@legesetbrekitab2413 9 күн бұрын
Ezi eqa tinklna eyu tewgizu eyu kab betkristan, hizbe kiristyan ab zerkebna ka amen endabela aytebabyo amlak mhrtu yewrdlna 🙏🙏🙏🙏😭😭😭
@SelamA-xb3zq
@SelamA-xb3zq 6 күн бұрын
ልቦና ይሃቦ ምስ ሳዓብቱ 😢🤲
@henokzemuykil7540
@henokzemuykil7540 11 күн бұрын
🔴 እዋእ እበር ከ ሕራይ እዚስ ውጹእ ሓሶት እዩ እንተ ዝግበር ተኣምር ታኣምር ብምግባሩ ስቅ እልካ ከይ መርመርካ ክቅበል ማለት ድዩ😢🔴 ኣብታ መዋዳእታ እቲ ሓሳዊ መስሕ ብዙሕ ታምራት ከመ ዝገብር ዶ ኣይትሓበርናን ንቶም ሕሩያት ከማን ንኽስሕት ወላ መልኣኽ ዩኹን ካብ እግዝኣቢሄር እንተ ዘይ ከይኑ ክንቅበል ከመ ዘይብልና ዶ ኣይተሓበረናን ዝሕዝን እዩ ዝዓበይ ተኣምር ስጋኡን ደሙን ኣብ ቤቱ ሂብና እንኮሎ 😢😢😢 ንንቃሕ ርክብና ምስ እግዝኣቢሄር ነደልድል
@ቃልኪዳንሽይጠብቀኝእመብር
@ቃልኪዳንሽይጠብቀኝእመብር 10 күн бұрын
እቶም በታ ቀጣን መንገዲ ዝኸዱ ውሑዳት እዮም እቶም በታ ገፋሕ መንገዲ ዝኸዱ ብዙሓት እዮም። ውሽጣን ሊጣን ስለ ዘውጽኣ ቅኑዕ መንገዲ ይመርሕ ስለ ዘሎ እዩ ኩሉ ቀጨውጨው ኢልዎ እቶም ሕሩያተይ ብፍሬኦም ክትፈልጥዎም ኢኹም! ዝብልከ ረሲዕካዮ ዲኻ ንሱስ ከይተሓበአ ዓለም እናርኣዮ እዩ ዝሰብኽ ዘሎ እቶም ተሓቢኦም ዓዲ ዘጥፍኡ ዘለዎ ደፍተራታት ብድፍረት ቤተክርስትያን ዝኣትዩ ግን ፈሪሕኩም ደፊንክምዎም ትኸዱ ኣለኹም፡ ጉድ ሓቅኹም እምበር ኣበይከ ተራእዩ እዩ በቲ ቅኑዕ መንገዲ ብዙሓት ዝምርሑ።
@genet3442
@genet3442 8 күн бұрын
ኣነሰ ተከታትለዮዉን ኣይፈልጥን ብእነት ሶሪ እምበር ሃሳስ ኮይኑ እዩ ዝሰመዐኒ ብእነት ልቦና ይሃበና ኣሐዋተይ ጉድ እዩ😢😢
@ey504
@ey504 9 күн бұрын
ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ። ኣቱም በጃኹም ንቕሑ ናብ ቓል ኣምላኽ ተመለሱ።
@MikeH-n9e
@MikeH-n9e 10 күн бұрын
ንኩልኩም አይን አምንን።ስደት ዘሎጁም ኩልኩም ወልደኪህነት ዲያቆናት ትባሃሉ መታለልቲ ኮይንኩም ንቤተክርስትያንን ንሃይማኖትናን ንቃል ፈጣሪና ተራክስዎ አለኩም።ንመን ክንአምን ንመንከ ክንክሕድ።ዜግነት ብዘይ ዓዶም ረኪቦም።ኤርትራዊ ቤተክርስትያን ይገዝአሎም መዋጮ ገንዘብ የዋጽእ መዋእ የዋጽእ ኩሉ ገንዘብ ወልደክህነት ቃል አምላክ ዘየስተምህሩ ዘይፈልጡ ይበልዕዊ፡ለመንቲ ዝነበሩ ኣብ ዓዶም ብገንዘብ ህዝቢ ፡ከም አውዑር ሰዊዶም።ከም ጥንስቲ ዘፍጢጦም።አብ ስደት ንመን ጥዒሚዎ ንውርልደክህነት ገዛ ብናይ ሞባእን ብናይ መዋጮ ዘዋጽእዎ ገንዘብ ዝገዙኡ አሎው።ገንዘብ ህዝቢ አቅሽሽቲ ናብ ድላዮም ሃገር ተረፍ ጽጋቦም ይሰዱ።ህዝቢ በቶም ኣቅሽሽቲ ይእዘዝ።ኤርይራዊ አብ ስደት ካብ ዝሞተ ሰብ ንላዓሊ ኮይኑ አሎ።ፈጣሪ ስጋብ ዝመጸና ፡አቅሽሽቲ ናብ ጋሃንም ይመርሑና ኣሎው።ከይመትና አብ ጋሃንም አለና ብቅሽሽቲ ስደት፡ ኤፍረም ዝረክቦ ገንዘብ ኣሎዎ ሃይማኖቱ ይሽጥ ዝሕተተላ ባዓሉ እዩ።አንታ ተዛራባይ ገንዘብ ትወስዶ ስለዘላካ ቤፍረም ሸቂጥካ ፖሎቲካ ተጠቂምካ ገንዘብ ንምርካብ እዩ።ኩልኩም ቢሃይማኖትና ትጻዎቱ አሎኩም።ቃል አምላክ ጠፊኡ ቤተክርስትያንና ተራኪሱ። እግዚኦ መሓረና ኩርስቶስ ግዜ ቀይረልና።ተዋሃዶ ሃይማኖት አማኒ ህዝቢ ናይ ይጠፍእ አሎ ናብ ጋሃንም ይከይድ ኣለና።
@shewitmengstab8727
@shewitmengstab8727 10 күн бұрын
እዋይ እዞም ሃዋርያት ሲ ተመሊሶም እንተዝርእዩ ሕድሪ ዝበልዎ ወንጌል በዚ ምዕባጥኩም ብጣዕሚ ይገርም
@JtyguUrh
@JtyguUrh 10 күн бұрын
ኣንሰ ኣብኩሉ ምዳየ ዝፀውዮ ቃሕ ዘይብለኒ ጥሩባ ርኦኹምለይ ፈጣሪ ይቅር ይበለና🙏😢
@tsehaineshkebede1574
@tsehaineshkebede1574 10 күн бұрын
Selam egziabeher msaka ykun kbur hawey,bmegemerya awaj Ktbel ezi kulu ab fqodu bota tedrbyo zelo nnsha awaj mhabka. Neti egziabeher amlak zgebero mamam zeqallo fredi n amlak ngedfo. N nsha gzie yhabena fetari kulu alem. Ente b xlot mahatat eyu entzey konu gn kebid eyu
@SeluBehabelom
@SeluBehabelom 11 күн бұрын
መላገጽቲ ንሰብ ይጻወትሉ ኣለዉ ቃል እግዚኣብሄር የላግጽሉ ኣለዉ እግዚኣብሄር ይሕተ ቶም 🤔🤔
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ 10 күн бұрын
ዋይ በስም ስላሴ ታይ ምዓልቱ እዩ እዙይ ወደይ ቱ ህዝቢ ዝስዕበሎ የሕዝኑ 😢😢😢
@mnasiesemere5840
@mnasiesemere5840 11 күн бұрын
እቲ ዘሕዝን እቲ ዝስዕቦ ህዝቢ እዩ
@MehariWeldihwet-x5n
@MehariWeldihwet-x5n 11 күн бұрын
እግዚኣብሄር መዋጽኦ ይፍጠረሉ እታይ ይብሃል ወደይ እዚ ክቡር ስልጣን መምህርና የቀንየልና
@sms6295
@sms6295 10 күн бұрын
ቀብጠርጠር ኣይድልን ኢዩ ከኣ ይብለለይ ኣምላኽ ልቦና ይሃቦ እንታይ ዓይነት ድፍረት ኢዩ ብስራሕ ኣምላክ ምልጋጽ
@Marrybrauhan
@Marrybrauhan 11 күн бұрын
Ewayyyyyyy Efrem. Amlaek migretoch u yewrdedeu kab tinkuluna yegalglka fetari 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@lmeritrean6421
@lmeritrean6421 10 күн бұрын
ግርም አባ ወደይ ጠጡሙ አና መልዓካ ኣብ ፈቆዶ ገዳመ ዝለዉ ከመን አምኒ ዝትርኣሶም ከለዉ ከለዉ ከመን
@biniyamweldemichael4421
@biniyamweldemichael4421 10 күн бұрын
Nhawuna mhret yewurdelu ,etom zktelwom zelewun gn bteami tehznu ,egzabeher amlak bmhretu ytemtena
@YuelTeklesenbet
@YuelTeklesenbet 10 күн бұрын
azyu zehzn eyu nyzi sebzi srah fetari kulu alem mhretu ylakelu baelu neana kea ayne lbonana ykfetelna tbebun mstwalun wn yeadlena amen amen amen 🙏 🙏 🙏
@ey504
@ey504 9 күн бұрын
በጃኹም ካብዚ ዕሽነት እዚ ተመለሱ ብሓደ ወዲ ትጠፍኡ ትታለሉ ኣለኹም። ንሱ ፈሊጡ እዩ ዝገብሮ ዘሎ ናብ ልቡ ይምለሶ።
@tsigeredahager6256
@tsigeredahager6256 10 күн бұрын
ወይ ጉድድድድድድ 😮አታ ከም california ከወድአናዩ አዚ እፍሬም ዝብልዎ ዋእ ሰሃሊለነ ቅድስት🙏🙏🙏
@ፅዮንእያትምክሕተይ
@ፅዮንእያትምክሕተይ 11 күн бұрын
ኣዋጅ ናይ ይቅሬታ እታሐተሉ ግዜ ከዓ የቅርበልካ 🙏
@Destamadin
@Destamadin 10 күн бұрын
አምላክ ልቦና የክፈተና😢😢 አወይ ታይ አየ ሰብ አዚ
@Eftar3
@Eftar3 11 күн бұрын
ስልጣኒ እቶም ተከተልትካን ከምዚ እናገበሩ ሓሰት ዝመልኡ ኣምላክ ይፍረድልኩም ከምዝፈርደኩም እውን ኣይጣራጠርን እየ ብዓይንና ናረአና ዝተገበረ ሕቺ ዘይኮነ ናመላእኩም ተምፅእዎ ኣለኩም ኣምላክ ካብዛ ግዜ ኣየውፅኩም ኣምላኮም ከብዶም ሓሰውቲ ሰብ ኣናውፅክምዎ ኩሉግዜ ብናይሰብ ሓቂ ተተህልወሉም ገዛኩም ናሰገድኩም ዘተርእና ወይ ክዱ ናይ ህዝቢ ጥፍኣት ትሓልይሉ ተከንኩም ብኣካል ከይድኩም ርአዩ ይብለክምሎ ንስኩም ግን ይትብኩም ንክትዓብዩ ተናውፅና ዘለኩም ኣምላክ ይፈልጥ 😢
@ንጹርዕላማ
@ንጹርዕላማ 11 күн бұрын
ኣቦይን ኣደይን በበይኖም ጸሎቶም ሕጂስ ኣብዛ ዝሰርሓ ቪድዮ ጌጋ እንተለዎ ዘይትእርሞ 😂😂😂 ዋይ ናትና ነገር እኮ ይሕዝን'ይህ 😢😢😢
@User-grinn
@User-grinn 10 күн бұрын
ስራሕ ኢኻ ሲኢንካ፡ ኣብ ቅኑዕ ወንጌል ዘይብሉ ምምላላስ እና ተመላለሰ ታት ክኸውን ትጽበዮ ኣለኻ። ቱኹል ቃል ኣምላክ ስበኽ ስልጣን ሓወይ።
@rahelsiyum9668
@rahelsiyum9668 10 күн бұрын
Biakal kedkum zeytriu kab bvidio tekenabru
@sahayabray5699
@sahayabray5699 10 күн бұрын
Amen 🙏🙏🙏❤️
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 10 күн бұрын
አነሰ ኢቲ ህዝቢ ብጣዕም ኢዩ ዳሕዚነኒ ኢሸሉ እሜን ክብል ዋይ 🤔 ኢፍረም ምሕረት ያውደልኻ እግዚአብሔር አምላኽ😢😢😢
@angesomgebreyesus7190
@angesomgebreyesus7190 10 күн бұрын
Efrem aykonen gegina ati seabi hzbi iyu gegena. Dlau ygber aqrebku leke maye weasate dey adeke habe zefeqedke
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 11 күн бұрын
ኣይይይ እቲ ዘሕዝን እኮ ምስኡ ዘሎ ህዝቢ ዕልልልል ዝብል ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም😢❤
@TESFITMHTSUNLOVEERI
@TESFITMHTSUNLOVEERI 11 күн бұрын
Nay behaqi ane wn nsu eu zgerneni bqereba zfelto kab eri athize zfelto hade diaqon nieru abti natu ms riakuwo btaemi eye sembide wedi nahberu eu zelo abzi seat ezi
@temesgenamlakey4936
@temesgenamlakey4936 11 күн бұрын
@TESFITMHTSUNLOVEERI ኣምላክ ምስትውዓል ይሃቦም እንበር ማራ እዮም ዘሕዙኒኒ ኣብ ዘለው
@kibromwelday2423
@kibromwelday2423 10 күн бұрын
ዘሕዝኑስ ባዓል ንስኻን ከማኻን ነዚ መሽኳት ስልጣንን ካሳሁንን ብድሕሪ መጋረጃ ኮይኖም ከም ከልቢ እቶን ሱቅ ኢሎም ዝነብሑ እምበር ስለ ሃይማነቶም ፊት-ንፊት ኣብ ኣደባባይ ወጽዮም ብትብዓት ክሓቱን ክምጉቱን ንዘይክእሉ መፋልስ ተዓንጅሉ ሓሶቶም ክሰምዕን ክልዝን ዊዒሉ ዝሓድር ኣብዲ ሰብ ኢዩ። ብኡነት ዋላ እንታይ ትኾኑ ኣለኹም ኢዩ ክርደኣኒ ደይክእል ሕሰብዎ'ሞ ሓደ ንነብሱ ከም ሰባኺ ወንጌልን መምህርን ሰይሙ ንህዝቡን ንቤተክርስትያንን ከገልግል ሕቍኡ ዝተዓጥቀ ሰብ ከመይ ጌሩ ንነገራት ከየጻረየ ኣብ ቤላ-በለው እንዳሃውተተ ዘበንኩም ምሉእ ከሽከዓኩም ይኽእል? ናይ ባሓቂ ስለ ሃይመኖትን ስለ ህዝብን ቅንጣብ ሓልዮትን ተወፋይነትን እንተዝህልዎም ኔሩ እዚ ስራሕ ኣምላኽ'ዚ ኣኣብ ዘለውዎ ሃገራት ኦውሮጳ ይኹን ኣሜሪካን ካናዳን ኢዩ ብቸርነት ኣምላኽ ዘንጀርብብ ዘሎ ። ባዕሎም ከይዶም ዶ ናይ ኣምላኽ ታኣምር ድዩስ ወይ ከምቲ ብጸጋማይ ርእሶም ድሓስብዎ ናይ ካልእ ብጭብጢ ኣረጋጊጾም ንጹር መረዳእታ ከምጽእልኩም ኔርዎምስ ስራሕ ቆልዑ ከም ምጹጹላይ ብማዕዶ ኮይኖም ንዝረኣይዎ ንስኹም'ውን ንዝተኻታተልክሞ ከም መስረጃ ኢሎም ከቅርብልኩም ከመይ ኢሉ ጌጋ ድዩ ሓቂ ክወሓጠልኩም ኪኢሉ ኣይርደኣንን ኢዩ። ሓቀኛታት እንተኾይንኩም ወይ ብኣካል ኬድኩም ኣረጋግጹ ወይካኣ ማዓንጣኹም ብኣጃክስ ሓጺብኩም ኣብ live ፊት-ንፊት ሓቲትኩም ኣእሙኑና በልዎም ። እምበር ሱቅ ኢልኩም ነብስኹም ኣይተዐሽዉ ባዕ ህውከት። ቁሩብ-ቁሩብ ትርር ክትብሉ ኣይትኽእሉን ቸላ-ቸላ በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ
@hgkodxzx1378
@hgkodxzx1378 11 күн бұрын
እዝግኦ ማሓረና ክርስቶስ 😢 ኣምላክ ናብ ልቡኩም ይምለስኩም ኣታ ዓይኒ ዘለካ ኣይትርእ ዶ ኣታ ልቢ ዘለካ ስ ኣይትምርምር ዶ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@ሰሉጓልድንግልማርያም
@ሰሉጓልድንግልማርያም 11 күн бұрын
ወይ ጉድ ታይ ምዓቱ ንምንታይ እዩ ብሕጊ ዝይድሓዝ😢😢
@soshitube7215
@soshitube7215 11 күн бұрын
ታይ ማዓቱ ደቀይ😅😅😅 ኣነስ ከስሕቀኒ ጭሕሚ ወጠጣ😂 ሳብስክራብ በሉኒ ደቂ ተዋህዶ
@abrehethabu2806
@abrehethabu2806 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤nay behaka hawey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@سلامسلمي-ي7ف
@سلامسلمي-ي7ف 10 күн бұрын
⛪⛪⛪🙏🙏🙏🤲🤲🤲⬆️⬆️⬆️👏👏👏
@ghirmayweldeyesus5293
@ghirmayweldeyesus5293 11 күн бұрын
ኣንታ ስልጣን ሓወይ መዓር ዘፈልፍል ክርከብ በዚ ግዝየእዚይስ ኣይከብድን ናይ ኤፋርስ ፍሉይ እዩ😂😂
@alexanderalexander7126
@alexanderalexander7126 9 күн бұрын
በቃ ዕልል በሉ እንተ በለኩም ዕልል ትብሉ ኤህ ዒንክሊል በሉ 😂😂😂😂
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 9 күн бұрын
Eway sek ilu comedian mukan mhasho 😢
@TsegayTekeste
@TsegayTekeste 10 күн бұрын
ናይዛ ማሕቃቅ ኤፍሬም ኩሉ ነገራታ መታለሊት እያ ፣ ትሕዝኑ ነዛ ሰይጣን ኤፍሬታ ምእማንኩምን ምስዓብኩምን ።
@negesetteklit8178
@negesetteklit8178 10 күн бұрын
Egzabher mhret yewrdelu ezy sebay nay hangal xegm alewe
@Flower12347x
@Flower12347x 9 күн бұрын
Efram tibahal hasawe xibuk geberkayou 😢
@EfremTedros-u6c
@EfremTedros-u6c 9 күн бұрын
መጽረፍቲ ተዋህዶ
@MebrhitGebrhiwet-go7xb
@MebrhitGebrhiwet-go7xb 11 күн бұрын
Anes neyt hzeb ygrmen bsemalem amen end bli ykibliw keb kemz ydhenin😢😢😢
@Lidyadejen36
@Lidyadejen36 10 күн бұрын
Amena eyu zehzn😢😢😢
@salamaas5943
@salamaas5943 11 күн бұрын
አምላኽ ናብ ልቢ ይምለሶ🙏😂 😢✝💒ማሓረና ጎይታይ ካብ ከመዚኣም😈 ምታለለቲ ሓሰዊቲ አድሕነና😢👏🙌
@حياتحاجم
@حياتحاجم 11 күн бұрын
ይገርማል 😢😢
@FthsumAfewerki
@FthsumAfewerki 10 күн бұрын
ምእንትእ ፀልዩ።አንታይ አዩ ም ዚዩትባት ንህዝ
@Mikiyas_141
@Mikiyas_141 9 күн бұрын
Atetef aytbel hawey namlak amun
@IsraelTadese-k6z
@IsraelTadese-k6z 10 күн бұрын
Efar qeydi betek mnchi sehaqey😂
@HewanAlyas
@HewanAlyas 11 күн бұрын
አረ እተን ኣብኡ ዘለዋ ኣይሰምዓን እግዚአብሔር ልቦነአን ይኽፈተለን/ና😢
@mezmurz
@mezmurz 9 күн бұрын
ሰይጣን ብደው ልመጸኒ ክመስለኒ😂ኤፍሬም ትርእለኹማ
@ArsemaOkubay-l6d
@ArsemaOkubay-l6d 11 күн бұрын
Teena zeyblu keykewn netom ab kerebu zelewu abotat kzarebwo htetwom plz ezi ny xlale u
@fdg761
@fdg761 11 күн бұрын
እግዚአብሔር ይሃብኹም ኣሕዋተይ እዚ እፍሬም ቐሺ ድዩ
@ጓልዓጋመእየ
@ጓልዓጋመእየ 11 күн бұрын
ዝኮነ መዓርግ የብሉን
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 9 күн бұрын
❤😢✝️
@laylaal7008
@laylaal7008 10 күн бұрын
😢ታይ እዩ ግን ዙ ስብ ል ተአምር ዝአምን ሎ
@ngstigirmay9271
@ngstigirmay9271 10 күн бұрын
Efrem aytayen hmak menfes weriswo alo etom mseu koynom amen zblu 😴 🥱
@Azam-n3b
@Azam-n3b 10 күн бұрын
Wei gud😳😢 egzio meharena krstos
@Mikihib
@Mikihib 11 күн бұрын
Slta hawey please eba qdmi 4ametat tmhro zneberka mehar please haymanotna afltena sltaney
@Baiyenis
@Baiyenis 11 күн бұрын
ኣባዬ ቅዱስ ሚካኤል ልቤ ይኽፉተሎ ኣይይይይይ በእወነት
@nfreefqr9657
@nfreefqr9657 10 күн бұрын
ንዓኻ መፍረድካ እዩ ንስኻ ባዕልኻ ዋጋ ከኽፍለካ እዩ ባና ኣይኮነን ብኣምላኽ ::
@makerma3853
@makerma3853 10 күн бұрын
እግዚአብሔር ልቢ ይሃቦ
@MedhaneTes-u2m
@MedhaneTes-u2m 11 күн бұрын
Kndi mear keman kgezi aikiln eu guroso nay mekina wey gele eu meliwo
@TekaaaregayTekaaAregaytekle
@TekaaaregayTekaaAregaytekle 11 күн бұрын
Etay anet seb eka weday ufff konka awaj ktbl ab hasot aytnber Nebska feltsi
@edenteklomedenteklom-mv5rm
@edenteklomedenteklom-mv5rm 11 күн бұрын
Sultan hawey ab nhna qdmi gele awarh bgubeu ab bietechrstian tenegirna ena bZaeba ezi Efriem zbhal seb kabeu rhaqu wn tebahilna
@mullermichael9119
@mullermichael9119 10 күн бұрын
ብሓፈሻ ንእሽቶ ሸሓኒ እዩ ቀይሩ፡
@TemesgenAsmelash
@TemesgenAsmelash 11 күн бұрын
ኣንታ ስልታን አዚ ሰብ አዚ ተጸሊሉ ኢዩ ጎይታ ሚሂረት የውሪደሉ አንታይ ይቢሀል ኮይኑ
@Gebr1996
@Gebr1996 11 күн бұрын
I don't follow the man at all but why are we attacking one another. Just read your bible 🙏.anything is possible in God will.
@HewanMulubrhan
@HewanMulubrhan 11 күн бұрын
Ezi rukus kemza muhamed xeba kebiru seb atalilu seabti zerekebe. hezi keamey be mear ketalel hasibu abzi gize ezi 😅😅😅
@ቲቲየኪዳንምህረትልጅ
@ቲቲየኪዳንምህረትልጅ 11 күн бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ 😢
@ApAp-p3f
@ApAp-p3f 10 күн бұрын
ሰላም ዶ ዝያዳይ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ ነረ❤❤❤❤
@TesfahalemWoldegabriel
@TesfahalemWoldegabriel 11 күн бұрын
ዝህዝቢ ይብድለና ኣሎ ናይ ይቱብ ሽቀጥቲ ካብ ልበይ ርሑቃት እዮም ኣነ ኣይኮንኩን ዝፈርድ ፈጣሪ ይንገስ እዚ ድሙ ኣይገድፍን ኣመሉ
@TESFITMHTSUNLOVEERI
@TESFITMHTSUNLOVEERI 11 күн бұрын
Ane zgermeni gn etom nieu zsiebu zelewu sebat kemey zbelu eyom ewae
@ህያብ
@ህያብ 11 күн бұрын
ወይ ጉዱ😢
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 10 күн бұрын
እዚ ህዝቢ ተዘይነቂሑ ክጻወተሉ ኢዩ።
@ሓላለይ7318
@ሓላለይ7318 10 күн бұрын
Atum sebat kalie sraha yblkumun dyu nzi ketekanebru twielu. Amlaki bqnena nzegelglo meay aykeney kale zgeber eyu skilkum baelu mare geruwa qritsiwa ndabelkum nbalukum seb aytedangru. N youtube kitblu
@jonhamad8742
@jonhamad8742 11 күн бұрын
ኢፍረም መደናገሪ ካሊኣይ ግዘ ተኣሚር ሰሪሐ ይብል ኣሎ ኢልል ከኣ ኣቢልዎም 😅
@KayaSahibinden
@KayaSahibinden 10 күн бұрын
ኦይ 😂😂😂እንበር ከ ዝኣምኖ ሰብ ኣሎ 😂ካብ ሰማይ ብቪድዮ ዘይኮነ ብኣካል እንተንርኢ ውን ኣይንኣምንን ።እዋይ እልልልልልልል ኢለን 😂😂ካብ ኦ ኣምላኽ ንህዝብና የዒንቲ ሊድያ ዝኸፈትካ ክፈተሉ 🙏🙏⛪⛪🙏🙏🙏
@Tsegatesfay-v8p
@Tsegatesfay-v8p 10 күн бұрын
ደቂ ዓደይ አነ ዝፈልጠን ቡዙሓት እኒአዋ ተተናጊረየን ልቦናኪ ይክፈተልኪ፣ ኣይትፍረዲ ከይፍረደኪ ይብላኒ ከዝማ ሰልችዩኒ ሓዲገየን
@GolWejerat
@GolWejerat 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@Mikiyas_141
@Mikiyas_141 9 күн бұрын
Gizeka tteqemelo
@HewanMulubrhan
@HewanMulubrhan 11 күн бұрын
Ezi rukus hasawi nebyat ane kedem eye feliteyo
@WelduWeldu-q7r
@WelduWeldu-q7r 10 күн бұрын
Atum ahwat eintay eikum qolo titqo ktzarebu tiwelu eti sieli adhno nay dingl maryam entay u gerkum kab nab mekdeni ktgbrwo twelu xelot gerkum bkbretkum ab gezakum tim zeytblu
@You-bm8cw
@You-bm8cw 11 күн бұрын
ናይ ብሓቃ ሰብ ንምትላል ዝገብርወ እዩ
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 11 күн бұрын
ወይ ጉድ እቲ ስብ ዓይኑ ዶ ዓዊሩ ትብሎ😢😢😢
@Lmlm-p3p
@Lmlm-p3p 10 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ሕልፍቲገብረዋህድ
@ሕልፍቲገብረዋህድ 10 күн бұрын
ፈጣሪ ሆይ😂😂😂😂
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ 10 күн бұрын
😢😢😢😢😢
@MerhawitBrhane-c1w
@MerhawitBrhane-c1w 10 күн бұрын
Seals nebaelu marmo ayreai aysemeasi mear kmle xbuk geru nab tnkuluna keydu eyesus yadnal ytadegal!
@JonasMehari-f5z
@JonasMehari-f5z 10 күн бұрын
ቡኩሉ ተረኪቡ
ርእይቶታት ሕዝቢ
31:06
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 10 М.
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 45 МЛН
小丑教训坏蛋 #小丑 #天使 #shorts
00:49
好人小丑
Рет қаралды 54 МЛН
ሰብ ዘጸለለት ጓል ኣስመራ ምስ ሜሮን
46:16
MERON SAT ሜሮን ሳት
Рет қаралды 227 М.
ርእሲ መን ኢዩ ፧፧? ? ? ?👉❓️❓️❓️❓️❓️❓️⁉️
42:39
ቤት ልሄም ኤፍራታ ቲዩብ Bethlehem efrata Tube
Рет қаралды 1,4 М.
🔥 ኣብ ቲክቶክ Live ዕርቃና / ብፖሊስ ተታሒዞም
59:46
ዳኒ ቤሪ reaction
Рет қаралды 40 М.
ዘይነቕሐ ይንቃሕ
20:55
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 22 М.
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН