ጉባኤ ስብከተ ወንጌል መንበረ ሰላማ 5ይ ክፋል (ንሕቶታት ካብ መድረኽ ዝተውሃበ መልሲ)

  Рет қаралды 4,211

TSION MEDIA

TSION MEDIA

Күн бұрын

Пікірлер: 47
@MerhawiAndemichael
@MerhawiAndemichael Ай бұрын
እንታይ ዓይነት ምስትውዓልን ፍልጠን ግርማመጎስን ዝመለኦ መልሲ እዩ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም መምህር።
@DeTe-u4f
@DeTe-u4f Ай бұрын
ቃለሕይወት የስምዐልና አቦታትናን መምህራንናን ከምዚ ዓይነት ጉባኤ ድኽመትና ዝምርምር ኹሉ ግዘ ይሃሉ
@Melody_On
@Melody_On Ай бұрын
ደስ ዝብል ጉባኤ ክቡራት ኣቦታትና ቃለ ህይወት የስመዓልና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብፍላይ ድማ መጋቢ ሓዲስ በርሄ ክቡር ኣያና ደስ ዝብል መልስን ትምህርትን ኣምላኽ ጸጋኻ የብዘሓልካ ነዊ ሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@abrhetabay6417
@abrhetabay6417 Ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዐልና ክቡራት መምህራና ትዝተዘርበ ኩሉ አብስራሕ ክዉዕል አለዎ
@zetsiontekeste177
@zetsiontekeste177 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና
@skwenyalameda7974
@skwenyalameda7974 Ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 Ай бұрын
እቲ ናይ ብሓቂ ወንጌል ንኽትምርምሩ ምትንሳእኩም እግዜርር ይመስገን ብሓቂ❤❤❤ ገደል ዘእትው ገድለ ሽዋውያን እንካብ ምድርናን ህዝብናንን በቲ ሓቕኛ ወንጌል ኽግፋፍ ኣለዎ። ዝምለኽ እቲ ሓደ ኣምላኽ ጥራሕ'ዩ።
@Salam-in7ct
@Salam-in7ct Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትና👏👏
@samsonyisak7691
@samsonyisak7691 Ай бұрын
ክቡራት መምሕራን ክብረት ይሓበልና ። በርትኡ ፣ ናይ ሀደ መኣልቲ ጉባኤ ከይኽዉን። ልዕሊ ስብከተ ወንጌል ዝቅደም ነገር የለን።
@Estifanos-xy5ix
@Estifanos-xy5ix Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና በጣዕሚ ደስ ዝብል ሐሳብን ንዘመኑ ዝምጥን ጉባኤ እዩ መጋቤ ሐዲስ በርሀ ንወንጌል ዘለካ ቀናኢነት ዝገርም እዩ። ተወሳኺ ሓሳብ ንዜኑ ዘመርቆሬዎስ ኂሩተ ትሕትና ወየውሃተ ዘተዐገሠ በአእንተ ፍቅረ ሰብእ ዘሰቀሎ ለሰማይ……. ሚያዝያ 25 ካብ መጽሐፈ ዚቅ ዘአክሱም
@zenabzemo
@zenabzemo Ай бұрын
Btami zgerm tmhrti eu egziabhare hali yehabelna qale hiwet yesmaalna abotatna
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u Ай бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ኣቦታትና ብጣዕሚ ደሰ ዝብልዩ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤
@513-p6u
@513-p6u Ай бұрын
በሓቂ ጽቡቕ
@ትርሓስዩቲብTrhasYube
@ትርሓስዩቲብTrhasYube Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣቦታትና❤ብጣዕሚ ደሰ ዝብልዩ
@Sara-hm6qs
@Sara-hm6qs Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤❤😊😊😊😊
@GediyonHadis-mc8kh
@GediyonHadis-mc8kh Ай бұрын
ቀፅልሉ ኣቦታትና
@michealkebede950
@michealkebede950 Ай бұрын
ግሩም ብሓቂ ኣተሓሳስባን ምሕደራን ተተስተካኪሉ ከምኡ ድማ ሥርዓተ ትምህርቲ በቢ ዕድመን ኣተሓሳስባን ክቅረጽን መናእሰይ ዘሳትፍ መዋቅር ክዝርጋሕን ይግብኣና።
@SenayHagos-r3l
@SenayHagos-r3l Ай бұрын
ስብከየ ወንጌል ኣይስበክን ዘሎ ኣበይ ኣበይ ገና ሓደ ኣይተብሃለን ንትግራይ ተስፋኣ ወንጌል እዩ ❤❤❤
@God-db9vp
@God-db9vp Ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መምህር ቃለ ህይወት የስመዓልና፡ ሓንቲ ክውስኸልካ፡ ንጳጳሳትን መነኮሳትን ደሞዝ ምሃብ ክቋረጽ ኣለዎ ምክንያቱ ሕጊ ቤተክርስትያና ስለዝኾነ፡ ጳጳስ ደሞዝ ክቕበል እንተጀሚሩ ንቤተክርስትያን ክርስዓ ይጅምር እዩ።
@mahrrat1866
@mahrrat1866 Ай бұрын
ብመጀመርያ ቃለ ህይወት የስመዐልና ግን ቡዙሕ ሰብ አሎ ቅዱስ ቁሩባን ተተረደኦ ዝቀሪብ ትምህርቲ የድልዮ እዩ ኩሉስ ተማህሩ ተዝቀሩብ ፅቡቅ ነይሩ
@MahbaryooBirahnoo
@MahbaryooBirahnoo Ай бұрын
ብብበቱኡ ስባክያን ምቅማጥ ያድሌየና አሎ እተንዅራዂር ብገመድ ሓዚሉና ግዴታ መፈሳዊ ቤት ትምህርቲ ክስራሕ አለዎ ብብኸባቢኡ አብ ሃገረሰብ ይኽን አብ ከተማ ይሰራሕ መፀሓፍ ቅዱስ፣ መፀሓፍ ገድሊ ቅዱስን ፣መፀሓፍ ተሪክ ፣መፀሓፍ ግእዝ ትርጉም ብትግርኛ፣መፀሓፍ ገዳማት ፣መፀሓፍ መለኮሳት ወዘተ ፣ይቅፅል ትግራይ ንቅድሚት ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤚🖐️🤚🖐️
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ Ай бұрын
የኾነይ ሚድያና ነዐቢ ወገናተይ
@fhjih578
@fhjih578 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉
@fsdsdgwsf971
@fsdsdgwsf971 Ай бұрын
❤❤🙏🙏👏👏😍😍
@ዓውደ-ፍልጠት
@ዓውደ-ፍልጠት Ай бұрын
ግሩም ዝኾነ ሃይለ ቃል
@fidelabrhale
@fidelabrhale Ай бұрын
ጽቡቅ ተበግሶ
@GediyonHadis-mc8kh
@GediyonHadis-mc8kh Ай бұрын
ሰኒ ሓፍተይ
@ephremgeberegzibher96
@ephremgeberegzibher96 Ай бұрын
God help tigray.
@TadeleHshe
@TadeleHshe Ай бұрын
yekbrelna abotatna metahftna nfetsh
@EyobedWeldegebriel
@EyobedWeldegebriel 18 күн бұрын
ኣምላኽ ይመስገን ከምዚ ኢልኩም ንስለ ወንጌል ንስለ ቤተ ክርስትያን ዋጋ ንኽፈል ማለት ሰማእትነት ኢዩ በርትዑ በንበረ ሰላማ
@shalom5798
@shalom5798 Ай бұрын
ኩሉ ብቛንቛና ብትግርኛ ይኩን። ኣኽለ።
@SD11970
@SD11970 Ай бұрын
Qale hiwet yesimealna. Ezi hto nay amenti Eritrea orthodox hto wn eyu
@hopeyohanes
@hopeyohanes Ай бұрын
ኣቦና እዛ ብዛዕባ ገድልታት ምእራም ትብል ቀልጢፍና ናብ ስራሕ ክንኣቱ ኣለና ሕዝቢ ተቀቢልዎ እዩ እዚ ሓሳብ።
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 Ай бұрын
❤❤❤
@fhjih578
@fhjih578 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ Ай бұрын
❤❤❤🙏
@DebreQusquam
@DebreQusquam Ай бұрын
4ይ ክፋልን 5ይ ክፋልን ሓደ እዩ እንሄ
@AsresiFanta
@AsresiFanta Ай бұрын
መጀመርያ ክተወግድዎ ዝግበኣኩም ሙሱና እዩ
@Estifanos-xy5ix
@Estifanos-xy5ix Ай бұрын
ተወሳኺ ሥርዋፃት አብ ቅኔ ማኅሌት ዘሎ ናይ ስሕተት ድርሰት ይቤሎሙ አቢየ እግዚእ ለአርዳኢሁ አዓርግ ሰማየ ……ግንቦት 19 ቦኑ ኢትክል አድኅኖ እዴየ…….. አክብሩ በዓልየ ወሑሩ በሕግየ ይቤ ሚካኤል መስከረም 12 መጽሐፈ ዚቅ ዘአክሱም
@abrehagebru5674
@abrehagebru5674 12 күн бұрын
ብስም ወንጌል አይተስህቱ መጻህፍቱኹም ብደብተሀራታት አብ ገዳም ልጸሓፍዎ ገድላት ልተምህሩ ኢኹም ካባኹም ሃደኳ ስለ አብነአረጋዊ ከምህሩ ምውኧሎም ብጣዕሚ ዘህዝን ለሃገር መርገም ምዝራእስ አይአኽለኩምነሰዶ? እስተ ክርስቶስ ኢዮሱስ ስበክዎ ወንገል አምህሩ ናይቅድሚ ኸዚ በደል የአክለኩም ብስም ኢየሱስ ስም ካብ ወንጌል ወፃኢ ዝተምህርዎ ተሰምህርቲ ምስ ናይ እግዚአብሔር ቃል ተስማሚኤ ፍረ አልባ ይኹን
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 Ай бұрын
Kale. Hiwet. yesmalena. Kuburan. Abotatena. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿
@ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ
@ኣጆካህዝበይእግዚአብሔርኣ Ай бұрын
ወንጌል ብደመወዝ ተተስብኩ ፍረ ኣየፍሪ ንምንታይ እዩ እቶም መነኩሰታት ከምቶም ሃዋርያት ወንጌል ዘይሰብኩ ደመወዝ ንምንታይ ክገብሩዎ እዮም? ቆላዓ የብሎም ቁልዒት መንኩስና ናብልካ ዶ ቅርሺ ይገበረለይ ይባሃል ንክዳኖምን ንከብዶምን እቱ ዘምህሩዎ ህዝቢ ክቅልቦምን ክከድኖምን እዩ ተዘየለ ዶሞዝ ንሰባኪ ወንጌል ወንጀል እዩ። ኩሉ ንሕራስ ገድፉ መምህር ወንጌል ክትገብሩዎ ዲኩም ደሊኩም😂 ግደፉ እንዶ እቶም መንኮሳት ወንጌል ይማሃሩ።
@gebretadiosgebrekidan515
@gebretadiosgebrekidan515 Ай бұрын
ቃለ ሕይወት የስመዓልና
@ngsitweldebrhan7845
@ngsitweldebrhan7845 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@mlieteweldegebreal2126
@mlieteweldegebreal2126 Ай бұрын
❤❤❤
@YonasKaleayu
@YonasKaleayu Ай бұрын
ቃለ ሕይወት ያስመዓልና
@lulalove5884
@lulalove5884 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
Trapped by the Machine, Saved by Kind Strangers! #shorts
00:21
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 20 МЛН
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 35 МЛН
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 282 МЛН
መድሃኒኣለም ቤትመራ ታቦት ኣትዩ  medhanialem betmera
9:20
gimel media ጊመል ሚድያ
Рет қаралды 624
ብፁዓን ኣቦታት መንበረ ሰላማ ኣብ ዶብ ኤርትራን ትግራይን!  @FnoteBirhanMediaNetwork
8:53
ፍኖተ ብርሃን ሚዲያ ኔት ዎርክ= Way of Light Media Network
Рет қаралды 11 М.
ሓፈሻዊ ፍልጠት ካብ ኣእማደ ምስጢር
46:16
ቤተ ኡራኤል biete Urael Tilburg
Рет қаралды 39 М.
እነሆ መልሲ ንኹሉ ኦርቶዶክሳዊ! ብጽሞና ስምዕዎ
49:03
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 28 М.
Trapped by the Machine, Saved by Kind Strangers! #shorts
00:21
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 20 МЛН