ጉባኤ ተናዊሑ፣ኣብይን ደብረፅዮንን ብስልኪ /ጌታቸው ረዳ ሓድሽ ሹመት ሂቦም/ከንቲባ ሃገረ ሰላም ካብ ጉባኤ ስሒቦም/ tigray news

  Рет қаралды 26,417

Natna Forum ናትና ፎረም

Natna Forum ናትና ፎረም

Күн бұрын

#tigray #tigraynews #ሰበር #ሰበርዜና #tigrignamusic #ethiopianews #ethiopia

Пікірлер: 100
@sisayweldu
@sisayweldu 28 күн бұрын
እወ ሃገር ሓወይ እቶም ንፀገምና ዝወናጨፉ ሰባት ኣብ ቃላት ምእራይ ተፀሚዶም ሰለ ዘሎዉ ሓበሬታኻ ካምታ ናይ ኩሉ ግዜኻ ብጥንቃቀ በርትዕ ፀፅቡቁ የስመዐና ሰላም ይግበረልና በርትዕ ኩሉ ግዜ ብጉጅለ ኾይንና ንሰምዖ ናትኻ ሚድያ እዩ እንተይ በለ እናበልና ኢና ንደዋዎል ማሓዙት ምስ ማሓዙት ሰላም ንዓኻ ብርትዐ ንስርሕኻ ሰላም ንመላእ ወድሰብ ቻዉ
@edulgtsadkanTeka
@edulgtsadkanTeka 28 күн бұрын
ሓሳዊ ይካየድ ኣሎ😮😮😮😮😮
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 28 күн бұрын
👍
@HamelmalKahsay
@HamelmalKahsay 28 күн бұрын
ናይ ህወሐት ፖለቲካ አብ ሃደ ከአስል አለዎ
@destaAman-xn7td
@destaAman-xn7td 28 күн бұрын
ናትና ጀሚሩ እኮ
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 28 күн бұрын
ኣቱም ሰባት ኣይትጻረፉ በጃኹም!
@ZaydGmariam
@ZaydGmariam 22 күн бұрын
Tserfi nay zwerede Seb eyu
@efremtesfamichael9167
@efremtesfamichael9167 27 күн бұрын
Natna form, Nay Abi Ahmed dyu
@AmanGere-pm5hs
@AmanGere-pm5hs 28 күн бұрын
ሀገር ኩሎም ዝወፁ መግለፂ ሐደ ዓይነት ናይ አናብባ ቅላፀ ይፈላለ ኣሎ።ካሊእ ጉጅለ ህወሐት እናበልካ ምንባብ ዓገብ ንበል።
@Dhf-o2f
@Dhf-o2f 28 күн бұрын
Hasewti 👎👎👎
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 28 күн бұрын
Thankyou Natna media . You provide us updates, nitural and clear information. Keep it up
@user-vh6ho6pl7d
@user-vh6ho6pl7d 27 күн бұрын
ይብፃህ ናትና ሚድያ ናይ ትግራይ ፖለቲካዊ ትህዝቶ ድህሪ አሥርተ አርባዕተ ልዳሓር ዝግበር ዋዕዋዕ እን ናይ ትግራይ አክቲቨስት እንታይነቶም ፎልዮም አብይ ሸቀለት ከምዝፎጥሩ ክንርእና
@ddyy5110
@ddyy5110 28 күн бұрын
BBC ኣኬባ ምንዋሑ ነጊሩና ካብ ትብለና መቐለ ደዊልካ ኣይተፃርን? ቀሽም፡ሚድያ
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 28 күн бұрын
መለሰ ዝወለደ ትግራይ ማሀጸንኪ አባይ ዝለንደሰ አለም ፈሊጥኪ ( አነውን ብአቕመይ ታይኘ ወቕኤ አብዚ አብጽሔኪ ፈላጣት ሙሁራት ብዙሓት አፍርኺ መላምል አሸላት ብዙሓት ገብርኪ እንታይ ደኣ ሀዚ ነኒ በይኖ ኮይኖም እቶም ወረጃታት አለም ዘስደመሙ ጀጋኑ ደቕኺ ። ክጽሊ እየ አነ ክትሓዊለይ ትግራይ አይርኤክን አነ ፈጥርኪ አፈላላይ። (ታይኘስት ኮይንካ ምግልጋልውን ቕድሚ ቴከሸነቀሎጂ ስለዝነበረ ሰራሐሸ አይናአቅን አህዋት ኩሉ ትግረዋይ በቢ አቖሙ የገልግላ።
@haileslasiebrhane3362
@haileslasiebrhane3362 28 күн бұрын
ይካየድ አሎ
@HazaMelody
@HazaMelody 28 күн бұрын
Tekekel eyu haza Melody
@FrezerAlula
@FrezerAlula 28 күн бұрын
ይካይድ ስለዘሎ አይትሓሱ
@almazyehdego4802
@almazyehdego4802 28 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@SurprisedChurros-df2pi
@SurprisedChurros-df2pi 28 күн бұрын
አየ ከንቲባ ንባዕላካ ብከመይ ትምዝኖ ትከዉን መልሲ ንባዕልካ ይኩን
@semereberhe-cw2vc
@semereberhe-cw2vc 26 күн бұрын
እኔ ያልተረዳኝ ነገር ህወሓት ጉባኤ ማካሄዱ ምንድነው ለሌላ ችግር የሚሆነው ? ማን ሊፈቅድለት ነው የሚፈቅድለት ነጻ ድርጅትኣይደለም እንዴ ለፌደራል መንግስት ጉባኤ ህወሓት በምን መልኩ ሊጓነጽ ይችላል ኣልገባኝም ?
@user-sh4pm4qc3j
@user-sh4pm4qc3j 27 күн бұрын
ሓሳዊ ሃገረሰላም ጉባኤ ኣካይዱ እዩ
@NatnaForum
@NatnaForum 27 күн бұрын
ኣየካየደን አይበልናን፣እቲ ከንቲባ ግን ኣይሳተፍን ኢሉ ኣሎ።
@HagosAbrha-q5v
@HagosAbrha-q5v 28 күн бұрын
አንቱም ላዕለወት አመራርሐ እትበሀልኩም ብስሩ መሕሰቢ አ ምሮ ዶአለኩም ሕሰቡ ተስማ ሚኹም እተዘይከድኹም እታገመድ ናባዕልኹም ክትምለሰ እያ በጃኹም እዝኩሉ መሰዋእቲ ከቱ ከተ ትርፍዎ ሐደራ
@yalemtsegaye4746
@yalemtsegaye4746 28 күн бұрын
አታ ሀሳዊ
@michaelmebrahtomm530
@michaelmebrahtomm530 28 күн бұрын
Nhna Tegaru Ember Ethiopia aykonan, 😂
@kflayghebre3928
@kflayghebre3928 28 күн бұрын
Natna forum ጉባኤ ጀሚሩ'ሎ ሕጂኸ አንታይ ትብል?
@NatnaForum
@NatnaForum 28 күн бұрын
ንሕናኮ ምስጉባኤ ዘራኽብ የብልናን፣ እቲ ፀብፃብ ዝወስድናዮ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ህወሓት እዩ ኔሩ። ንሕና ምስለቀቅናዮ እቲ ዜና ስለዝጀመረ እዩ ፣ከምኡ መሲልካ።
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 28 күн бұрын
2 tplf aynfeltn entay eka tbl zeleka ab gubae aysatefn entelu begza fkadu kab ablunetu lekiku malet eyu be getachew zmrah tplf gn aynfeltn
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 28 күн бұрын
አብይ ኢህአዲግ አሚኑ ሸይምዎ እሱ ግን ኪሒዱ ኢህአዲግ አፍሪሱ እዚ ሰካራም ጌታቸው ዊስኪ ኻአ ናይ አብይ ፕላን ክፍትን ተኾይንለይ ኢሉ ነታ አሚና ህወሓት ስልጣን ዝሃበቶ ህወሓት ከፍርስ ጀሚሩ ግን አይትኸውንን እያ
@tigrayforever2140
@tigrayforever2140 28 күн бұрын
ንደ/ዕንክሊል ንምምራፅ 6 ወርሒ ወሲዱሎም ኣብዪ ኣይኾንን ከምዝበሎም ትፈልጥ/ጢ 'ዶ?
@MTHA-ee1ym
@MTHA-ee1ym 28 күн бұрын
አታ ንሥኹም ኸ ታይ ትብሉ ኣታ ከየጣዕሠኩም
@marchoyentertainment2635
@marchoyentertainment2635 28 күн бұрын
ሃገር
@user-rh7nf6yj9s
@user-rh7nf6yj9s 28 күн бұрын
አነ ግና ነአብይ አሕመድ አድኒቀዮ ህዝቢ ትግራይ ብኩናት አይሰዓርን ምስበሎ ንመራሕቲ ሕወሓት ን2 ጭድድ አልትም አግጭው ደሓር 1 ብ 1 ናብ ቅሊንጦ
@user-cc1ci3lp4y
@user-cc1ci3lp4y 28 күн бұрын
Tembrekaki hasswi Kota kulo the June gugele da chat sa areki kemahDr ended akemu
@muller3255
@muller3255 28 күн бұрын
ከምዚ ተኾይኑ ትግራይ ካብ መቦቆላ ንመጀመርያ ጊዜ ናብ ባርነት ኢዳ ትህብ አላ እዝኹሉ ፩፯ ዐመትን ህዝን መንእሰያት አሰዊእኻ መጻወቲ ሰከራማትን አቖልዑን ክኸውን ብለሽ ትግራይ ለዚእያቶም እኒ አምባሳደር መስፍን አባይ ጸሀየ ዝቐተሎም ትግራይ ካብ ህዝይ ሰብ የብላን ባዶ፣ አብይ አህመድ ከምእውን እጩ ብልጽግና ጌታቸው እንካዕ ደስ በለኩም ለዚ እዩ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ እናበልካ ወለዶታት ትግራይ ተጥፍኡ ዘለኹም ወኻሩ ። ትስእ መንእሰይ ትግራይ ነቦታትካ ምሰል ተዘይኮይኑ እናለመንካ ክትነብር ኢኻ።
@kunama1170
@kunama1170 27 күн бұрын
14 እዮም ኣይተጋኑኑ ግደፉ ኩሉኩም ንህዝቢ ትግራይን ህወሓትን ዘራክቦም ውዕል ፕሮተርያ ጥራሕ እዩ።
@abrahamokonen6714
@abrahamokonen6714 28 күн бұрын
Yo don’t laying bro banda
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 28 күн бұрын
ናትና ፎሮም አንበሳ እኻ በርትእ ውላደይ ንኹሉ ብማእረ ምርአይ ስለምንታይሰ ንተጋሩ ማእረ እኻ ክትርእ ዘለካ ሓሳብ እዩ ልእሊ ኩሉ ዝገብረካ ተሰማእነት ድማ ይህልወካ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 28 күн бұрын
ሃገር ደጋፊ ጌታቸው (2)
@sisayweldu
@sisayweldu 28 күн бұрын
ሃገር ተክለ ብርሃን ይካየድ ኣሎ እዩ እንታይ ድኣ
@NatnaForum
@NatnaForum 28 күн бұрын
እወ ሓወኒ ፣ካብ ንጉሆ 3 ናብ 9 ሰዓት እዩ ተናዊሑ ዝበልናዮ።
@user-gj8wf7xe4x
@user-gj8wf7xe4x 28 күн бұрын
❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌
@GrmaBru
@GrmaBru 28 күн бұрын
ደብረሀሶት አመወዳእታ ዝህብ መግለጺ ስምእዎ ብምሉእ ቅጥፊ ኢዩ ካብ ምርጫ ቦርድ ዝተሰደሎም ፎርም ቀይሮም እዮም መሊኦም አበየናይ ሀገር ከምዙይ ይግበር ?
@user-pb6zm7qx4v
@user-pb6zm7qx4v 28 күн бұрын
መነ መን እዬም ኽልቲኦም መራሕቲ?
@VirtualEra-rk1mz
@VirtualEra-rk1mz 28 күн бұрын
ኣይትጋገዩ ሕማቅያ ናትካስ እንተፀዋዕካዮ አቤት ይብለካ።
@meronmekonen8828
@meronmekonen8828 28 күн бұрын
ኣበይ ዘላ ኢትዮጵያ እያ ኢትዮጵያ(2) እናበልኩም እተጽሙሙና። ህዝባ ትቐትል፡ ተጥሚ፡ ተጽንት፡ ነንባዕሉ ተባልዕ።፡ ኣበይኣለኹም ሸፋቱ፡ ጸላእቲ ወረርቲ ኢላ ብምትእኽኻብ መላእ ሕብረተሰብ፡ቆልዓ ሰበይቲ ከይተረፉ ትወርርን ተውርርን ትቐትልን ውርደተኛ ዓዲዶ ኣይኮነትን። እቲ ዝገርም ኣብክንዲ ነቶም ኣጽነቲ ተሓተቲ ብዘግብር መንገዲ ሓቢርካን ህዝብኻ ኣተሓባቢርካን ምቅላስ ምቅልላስ፡ ብመንገዲ ዘዕበይዎ ቁማርተኛ መዋቕዒ ኩርኩር ዝኹርኩሩ ምብዘሖም እዩ። ፈጣሪኹሉዓለም ንህዝብታትና ብታኣምራቱ ይሓልዎም፡ምሕረት ይኣዝዘሎም። ክጥፍእዎ፡ ክዕምጽዎ ንዝደልዩ ኹሎም ግብረእከያት ከዓ ናብ ሓሞኽሽቲ ቐይሩ ከምትኪ የብንነሉ። ኣሜን(1000ጊዜ)!!! ኣብዚ እዋን ክሳብ መሊኣ ትፈርስ ሓደ ኣራዳ እዬ በሃሊ ንኡሽተይ ሰጣን ዝዕንድረላ ልዕሊ 100ሚልዮን ጻፀ ተሸኪመ እዬ ትብል ገራሚት ሃገር።
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i 28 күн бұрын
ኣነ ውን ካብቲ ዘረኛ ጉጅለ ንባዕለይ የግልል። ደብረፅዮን ንግዚኡ ንህዝቢ ብስምዒት ይመርሕ ስለ ዘሎ ኣብ ቀይዲ ይውዓል። ትግራይ ሰብ ኣለዋ። ንፀላኢ ኣይተሃብ ዎ ። ደብሪፅ ፓለቲካ ኣይተረዳኣካን ....
@user-qy4om2bv6p
@user-qy4om2bv6p 28 күн бұрын
ዜናኻ ከፋፋሊ እዩ ብሎክ
@EnanuEnanu21
@EnanuEnanu21 28 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@user-kc9so1tu7q
@user-kc9so1tu7q 28 күн бұрын
ይካየድ አሎ ሐሰውቲ ሰብ ይዕዘበና እንዶ በሉ
@saraghana2341
@saraghana2341 28 күн бұрын
Shame on you
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 28 күн бұрын
ትገብሮ ጨኒቁካ
@galweyenti8890
@galweyenti8890 28 күн бұрын
ሓሳዊ ንስኩም ዘሎን ዘየሎን አይትሓስው
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 28 күн бұрын
ካብ ሓፂን ወይ ኮረሾ ወይ ደርሆ እንቃቅሖ ወይ ሃረፃ ግዲ ኢኺ ካዱ
@Wweynti-wz9sk
@Wweynti-wz9sk 28 күн бұрын
ደብረፅ ጀግና
@senaymehretab6143
@senaymehretab6143 28 күн бұрын
አይትሓሱ ኩሉ ዜናኻ ሓሶት እዩ፡ ጉባኤ ተጀሚሩስ ህዝቢ ትግራይ ሓጎሱ ይገልጽ አሎ ንስካሞ ባንዳ ስለ ዝኾንካ አይትሑጎስን
@mebrahtukalayu1869
@mebrahtukalayu1869 28 күн бұрын
🤣🤣🤣🤣
@AberashBerhe-pz8be
@AberashBerhe-pz8be 28 күн бұрын
አታ ሌባም ምዃን ኢዪ ግዲ የብልኩምን ለቡሙ
@halay4067
@halay4067 28 күн бұрын
ን ጌታቾው ረዳ ብ ብላይ ባዴላ ግሒጥካ ብምጒሓፍ እዚ ንህወሓት ሒዝዋ ዘሎ ካንሰር ቀስብቐስ ከምትሓዊ ዘጠራጥር የብሉን።
@AsghedomWeldegiorgis
@AsghedomWeldegiorgis 28 күн бұрын
ተጋሩ ብዙሕ ግዜ ምንዋሕ ዘብሉዎ ግደፉ። እዚ ከዳዕ ኣምሓራይ ገታችው ዳ ዕደል ኣይታሃቡዎ። ምሱኡ ሓሰውቲ ከዳዓት ደቂ ዓድዋ ኽህልዉ ይኽእሉ እዮም። እዞም ከዳዓር ተጋሩ ውገን በልዎም ሰለምንታይ ምኽዳዕ ቐዳሞት እዮም ስጋ ቐዳም ወያኔ።
@isayasambasager2453
@isayasambasager2453 28 күн бұрын
WXAE ATA SAHSAH QOMAL QONDAF WEDI SEREQTIY HZBOM BANDATAT SHAFATU RESHAT HASADAT WEYANE MELMEXI SHAHANI TEREF MEREF BANDA CADRE WEYANE GAME OVER
@shabatshalom693
@shabatshalom693 28 күн бұрын
Debretsion chifluk selam giber wey shaebiya chewya kitetfaka eya
@user-nn3mv9bl5i
@user-nn3mv9bl5i 28 күн бұрын
Tplf forever
@user-lf4zn5ux3j
@user-lf4zn5ux3j 28 күн бұрын
ሽፍንፍን ዘይብሉ ብግልፅን ምስ ሙሉእ ሓበሬታን ኢኻ እተቕርብ እሞ ቐፅለሉ ይብል።
@galweyenti8890
@galweyenti8890 28 күн бұрын
ዋይ እንሄካ ንፋስ ሓጋይ ጉባኤ ንድሕሪ ስዓት ብምግባሩ ተናዊሑ ዶ ይብሃል እዩ
@NatnaForum
@NatnaForum 28 күн бұрын
ብካልእ ኣይትረድእዩ ጓል ወይነይ፣ ከም ዜና ውሰድዮ፣ሰላምን ሓድነትን ንትግራይና ።የቅንየልና!
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 28 күн бұрын
ካድረ እወ ተናዊሑ
@halay4067
@halay4067 28 күн бұрын
ንፉዕ እንከለኻ ንምንታይ ኢኻ ዕሱብ ናይ እዳ ቦቖስ ይኸውም?
@TesfalemKiros
@TesfalemKiros 28 күн бұрын
Jigna Wedi raya
@misginamusazgi6166
@misginamusazgi6166 28 күн бұрын
ሃገር ጸግዒ ናይ በዓል ገታቸው ምዃንካ ተፈሊጥካ ኣለኻ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 28 күн бұрын
ሰዓት 9:00 መቅበሪቶም እያ
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 28 күн бұрын
@@CheerfulDirtBike-bf2mb መድሃኒአለም ንዓድኻ አይምለስካ አንታ ባርያ ጓሓፍ ባንዳ ደደብ
@TilahunMulat
@TilahunMulat 28 күн бұрын
ኣየ እንዳ ህወሓት ( ጉጅለ ኣለም ገ/ዋህድ) እስካብ ማዓዝ ኢኹም ተናዉሕዎ ጉጅለ ልምዓትኹም ( ተፃረፍቲ) ዕንክሊል ኣይተብልወን እምበር
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 28 күн бұрын
ተኣኪቦም እንከለው እሰርዎም
@ZenebeNegash-yr2ns
@ZenebeNegash-yr2ns 28 күн бұрын
ሕዋሓት ናብ ጥፍኣት ተምረሕ ኣላ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 28 күн бұрын
እነጥፈአያ ዶሞ?
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 28 күн бұрын
@@ZenebeNegash-yr2ns አቱም ዱኹማት ባንዳታት ኢኹም ትጠፍኡ ክንደይ ሞ ዘይተብሃለ ኽንደይ ሞ ዘይተፈከረ ግን ዘበት አይትኸውንንያ አንቱም ረሳሓት ህዝቢ ትግራይ እኮ ዲሞክራሲ ዘምሃረ ህዝቢ እኮ እዩ ብናትኩም ታህዲድ ከመይ ጌሩ ይፈርሕ ደቂ ሽዋ ክክክክክክክክ
@WelduReda
@WelduReda 28 күн бұрын
Niblae zikonet gujule
@brhanetewold9767
@brhanetewold9767 28 күн бұрын
ኢዚኦም ኸየዋሩዱና እቶ ወይከነቕ ሂዝብና ሰንፈለል ኣይተቡሉዎ ኽካየድ ኣለዎ ደብረጽየን ኣዋርዲዋ ትግራይ ሽንታም ሒዙዋ ሞይቱ ሉሙጽ
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 28 күн бұрын
Eten ansti ygeda hiwahat enabela selfi kgebra abiy ahmed ali abtenshi aetwon alo tsibah demo kemzy tblanerkin elu tsegem eyu
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 28 күн бұрын
ፍሽሽቲ አብይ አሕመድ እዩ ዝበሃል ሃገር ተክለብርሃን ሰላምና አትዝረገልና
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 28 күн бұрын
ኣንታ ናይ እኒ እኒ ሚድያ ህወሓት ገይርኻዮስ
@user-qt7gj6vi5e
@user-qt7gj6vi5e 28 күн бұрын
@@CheerfulDirtBike-bf2mb ኽላታ ዓሰገስገስ አንሕና ፁሩያት ተጋሩ ኢና ናይ ሽዋ ድቓሉ አይኮናን አንቱ ረሳሓት እዙ አውራጃ ህዝቢ ትግራይ ብከባብያውነት ክትመቃቅልዋ ትፍሕሩ አለኹ ግን ዝሰምዐኩም የለን ሓንቲ እያ ትግራይ 👌👌👌👌👌👌
@gigiriri4865
@gigiriri4865 28 күн бұрын
ኤረ ተጠቀቁሉ ንኣቢ ዘይ እመን እዩ እውሐት ከአ ይአኽለኩም እንተኢሉ ህዝቢ ይአኽለኩም ሕጂኸ መን እዩ ክስዋአሎም እዩ ጥንቃቀ ዬድሊ ካብ ዚ ዘለለ ተጠንቀቁ also keep your eye from ገታቸውናዬፍሪቃ መራሕቲ ንስልጣን እንበር ንህዝብን ዓድን አይ ሐስቡን እዮም
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 28 күн бұрын
ረዳኢ ሓለፎም ዘለዎ ርእሲ ከይተጠቀምና ኣለም ዘለዎ ድንቁርና ይሓሸና ዝብል ዘሎ ካድረ እንታይ ስለ ዘለዎ እዪ።
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 28 күн бұрын
ህወሓት አፍልጦ ካብ ዘይብሉ ጉባኢ እንታይ እያ ክትከሰብ እቲ ክሳራ ግን ቁሉዕ ኢዪ ለባማት ምከሩ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 28 күн бұрын
ኣሕሊፍና ዘይንህቦም።ታይ ዓዘርቆዘር ኣድለየ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 28 күн бұрын
🎉❤❤🎉🎉 ጌቾ ዓቅሊ ጥራሕ ግበር።ነዚኦም ዝሰምዕ ሰብ የለን
@EyerusalemTaddese
@EyerusalemTaddese 28 күн бұрын
ደደብ ሀገር ሻጭ ኦንደሥዩም ተሸመ የካንሠር በሽተኛ ያረገዋል አብቾ አላማው ላይ ካልቆመ የምናውቀውኮ ወያኔ ሥለሆነጂ ተራ አሥተማሪ ነበር ኦሥካይ ላይት ሆቴል ሢማግጥ የተቀረፀፍ አሣፍሮት ነው ሠጥ ለጥ ብሎ ለአቢይ የሚያራግበው ይህ ደደብ ወደል
@Setandforget-iu4ry
@Setandforget-iu4ry 28 күн бұрын
We are done with tplf oligarchs and cadres . We hate TPLF
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 28 күн бұрын
Kemuwin amarica eyatetfaena zela wirdet eyu wirdet kone elom nigetachew reda kof ablom telalak nay abiyn amarican.
@mebrehetbenian3784
@mebrehetbenian3784 28 күн бұрын
Kedemu ewin eko kone elom eyom ni getachew reda mertsemo abiy ahmed mintan klarku kemdlayu ah wirdet tewareda enber tigray getachew reda yetfa alo ni tigray ezybanda himak amhara amslu...
@Gebrielabeyene
@Gebrielabeyene 28 күн бұрын
ኣንታ ሓሳዊ
@abrhahaftu8182
@abrhahaftu8182 28 күн бұрын
ካብ ንጉሆ ናብ ድሕሪ ሰዓት ተናውሑ እልካ ኣርእስቲ ምሃብ ናይ ምድያኻ ተኣማንነት የጉድሎ እዩ
@eyersalemgebregergs3583
@eyersalemgebregergs3583 28 күн бұрын
ሃገር ጥራይ ኣይኪነን ተናዊሑ ዝብል ዘሎ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 28 күн бұрын
ደቡብ ምብራቅ ጠስሚ ኣስቲኹሙና።እቶም ደናቁር ናይ ደቡብ ምብራቅ ኾይኖም ዝኣተው ግን ክንፋረዶም ኢና
@tesfayewoldemihret1034
@tesfayewoldemihret1034 28 күн бұрын
አትዋሽ፣ አትረባም።
@edulgtsadkanTeka
@edulgtsadkanTeka 28 күн бұрын
ሓሳዊ ይካየድ ኣሎ😮😮😮😮😮
@edulgtsadkanTeka
@edulgtsadkanTeka 28 күн бұрын
ሓሳዊ ይካየድ ኣሎ😮😮😮😮😮
Bend The Impossible Bar Win $1,000
00:57
Stokes Twins
Рет қаралды 43 МЛН
王子原来是假正经#艾莎
00:39
在逃的公主
Рет қаралды 26 МЛН
Sigma Girl Pizza #funny #memes #comedy
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 1,7 МЛН
ጉዳይ ዕርቂ  መናእሰይ እስራኤል
ዘተ ብጋህዲ
Рет қаралды 61
ፍሉይ ፃንሒት ኣብ መግለፂ TDF /tigray
55:44
Natna Forum ናትና ፎረም
Рет қаралды 3,4 М.
Bend The Impossible Bar Win $1,000
00:57
Stokes Twins
Рет қаралды 43 МЛН