ህወሓት ድያ ኣብ ክልተ ተመቒላ ወይ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዝኣተወ ተልእኾ ዝሓዘ ኣካል ኣሎ8/3/2024

  Рет қаралды 17,259

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

ህወሓት ድያ ኣብ ክልተ ተመቒላ ወይ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ዝኣተወ ተልእኾ ዝሓዘ ኣካል ኣሎ 8/3/2024 www.gofundme.c...
Please join and become a member / @tigraionline
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionlin...
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline

Пікірлер: 154
@tsionbaheran468
@tsionbaheran468 2 ай бұрын
My dear brother❤❤❤ ወዲ አበይቲ ❤thanks a lot You are doing a great job.we ❤❤❤❤ you Big respect 🙏✌️
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 2 ай бұрын
ትግራይ አደይ ወለላ ትስዕር ዋዓሮታትና ጀጋኑና ንበራልና ንዘልአለም 🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪❤💛❤💛❤💛
@meemjjo677
@meemjjo677 2 ай бұрын
Brother tigray online God bless you and your family protect you all the time brother 🙏🙏🙏
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 2 ай бұрын
አታ. ሓውናኣ 🙏ጉባኣ. አሞኦ. ይኻይድ. አሞኦ. ሸዑ. ንኣምኖን. ንክሕዶን. ክንፍልጥ 🙏ልኤለ. ጽድቂ. ጽድቂ. ይልኣን. ክሎኡ. ክንፋልጦ. ብርሕ. ክኾንልና. 🙏
@tadessemg1359
@tadessemg1359 2 ай бұрын
ኣጆካ በርተዐልና ክቡር ሓው
@seidedris3325
@seidedris3325 2 ай бұрын
ዕሀድመ፣ ዕድመ ይብሉና ኣለው ዕድመ ፀጋ እዩ። ኣሜሪካ ዝመርሑዋ ሰብ ፀጋ ዕድመ እዮም ወጦጦታት ረዳት፣ኣማካሪ ኮይኖም ይሰርሑ።
@tesfanaberhane1507
@tesfanaberhane1507 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ተገዳስነት ቁኑዕን ዕዋናዊ መብርሒ ኢኻ ኣቕሪብካ የመስግን።
@alemweldemichael5034
@alemweldemichael5034 2 ай бұрын
ብትኽክል ገሊፅካዮ
@JonTesfamaryam-f7c
@JonTesfamaryam-f7c Ай бұрын
ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 2 ай бұрын
ብሰላም ተመለስ ፈጣሪ ይሓግዝኻ
@Galaxy-jt4xe
@Galaxy-jt4xe 2 ай бұрын
Birth of the Tigrai nation is insight. It is in the hearts and minds of every Tigrawai! Hagere Tigrai.
@samibeyene2590
@samibeyene2590 2 ай бұрын
ብሰንኪ መን
@Galaxy-jt4xe
@Galaxy-jt4xe 2 ай бұрын
Thank you very much Tigrai Online. It is soothing to hear you explain what really is going on in Tigrai. You are reading my mind. You validate my thinking.
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 2 ай бұрын
Selam TOL ❤💛💪💪
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 ай бұрын
ያቅንየልና TOLህዝብ ትግራያ እግዚአብሔር ያሕግዛ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@መንደላይ-ቈ1ረ
@መንደላይ-ቈ1ረ 2 ай бұрын
መስዋእቲ ደቂ ትግራይ ብሰንኪ ጻድቃንን ጌታቸውን ብእቢይ ተጨውዩ እዩ። ህውሓት ተዘይተሲኣ ትግራይ ናይ 50 ዓመት ቃልሳ ሞይቱ ማለት እዩ። ጻድቃን ክእለ እለዎ። ናብ ስልጣን ንከጽእ ኢሉ ምዓኮር ኣቢ ካብ ዝልሕሱ ዘለው ሓደ ንሱ እዩ።
@hakieye5649
@hakieye5649 2 ай бұрын
Kenday Tedefru
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
Berihu G.:- ሕወሓትX . . . ህወሓት
@ነፃነት-ቈ7ነ
@ነፃነት-ቈ7ነ 2 ай бұрын
ፅቡቕ ትንታነ ቀፅለሉ!
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Tekekel. Eyu. Ahwaue. Egziabher. Ferad. DamTigiray. Selhm. Nasbe. Tigiray. Ahwatey. Uaye ✝️☝️😢🙏😢😢
@gebremedhinkassadrar425
@gebremedhinkassadrar425 2 ай бұрын
Thank you my brother❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
Tesfana:- ዕዋናዊ መበርሒ ኢልካ ፅሒፍካ። ዕዋናዊX . . .እዋናዊ መብርሒX . . . መብርሂ
@MuezTeklemariam
@MuezTeklemariam 2 ай бұрын
"ቁፅሪ 2 ደደቢት ሚድያ!!!
@yaredamare1511
@yaredamare1511 2 ай бұрын
ተዓወት ወዲ ትግራይ
@semirberhe7592
@semirberhe7592 2 ай бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@alguyonas3312
@alguyonas3312 2 ай бұрын
Selam tigray. Online. ❤
@tesfaldetleghesse2679
@tesfaldetleghesse2679 2 ай бұрын
thanks
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
Eyob:- 1) ሐሳብX . . .ሓሳብ 2) ሰምባትX . . .ሰባት 3) የብልምንX . . የብሎምን 4) ሕወሓትX . . .ህወሓት 5) አፍሪስዋX . . ኣፍሪሱዋ
@MelkamuGebrehiwot
@MelkamuGebrehiwot 2 ай бұрын
Save TPLF is Save the Tigrian people.
@hakieye5649
@hakieye5649 2 ай бұрын
Save tplf is not save tigray
@hiritighebreselassie1546
@hiritighebreselassie1546 2 ай бұрын
ከማኻ ዝብለ የብዛሐላ ትግራይ ዓድና ጅግና ሓውና። ❤️🙏🏾💛
@eyob-h1r
@eyob-h1r 2 ай бұрын
ርእስ ምትእምማን ወይ ህዝባዊ ሕቶ ዝምለስ ሐሳብ ስለ ዘይብሎም ክምልሱ ዓቂሚ ዘይብሎም ሰምባት ንምፍራስ እምበር ንምንዳቅ ዓቂሚ የብልምን ምኽንያት አብይ አሕመድ ንሕውሐት ከፍሪስ ንኢትዮጵያ አፍሪስዋ ሕጂ ድማ ጌታቸው ረዳ ድማ ሕውሐት ከፍርስ ትግራይ የፍሪሳ አሎ ዓቂሚ ዘይብሎም ሰባት ብሐሳብ ተወዳድሮም ክስዕሩ ስለ ዘይክእሉ ዓቅሞም ሃገር አፍሪሶም ቀሚሽ አደይ የሕኽኪልኒ አብ ዚብል ዕግርግር የእትዮም ብአኻ እባ ባአኺ እባ እንዳበሉ ሰብ እንዳወንጀሉ ህዚቢ እንዳናኸሱ አብ ድኽመቶም እዮም ዝሕቡኡ አጽኒዕዎም ተዓዘብዎም ተጠንቀቅሎም ኢዚኦም ፀረ ህዝቢ ትግራይ እዮም ትግራይ ብጀጋኑ ደቃ ትስዕር
@almazadamu9175
@almazadamu9175 2 ай бұрын
ትክክል እዩ ተጋሩ ንለብም ንሕበር እዝ ብአመሪካ ዝኽየደ ዘላ እዩ እግዚአብሔር ምስ ውፁዕ ይኻን
@Galaxy-jt4xe
@Galaxy-jt4xe 2 ай бұрын
Thanks!
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 2 ай бұрын
Thank you for your service ❤🙋🏽‍♀️💛GBU Tigrai 🙏🏽🫶🏾☮️♥️
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
ዉፅዕ ህዝቢX . . .ውፁዕ ህዝቢ
@angesomhagos300
@angesomhagos300 2 ай бұрын
ንምንታይ እካ ሓቂ ትክህድ!ንትግራዋይ ዘዋረደ እኮ ከም ደብረፅዮን ዝበለ እብ ቤተ መንግስቲ ቅንእ ጉብሕ እናበለ አነ ይሕሽካ ካብናይ መን ትግራዋይ ባህሊ መፅዩ!6 ነጥቢ አለዋና ካብዚአን ንቅንቅ አንብልን ዝብል ዝነበረ ደብረፅየን አነ ይህሽካ እሉ ይልምን!ናይ ምንታይ መስመር እዩ ትዛራብ ንጉጅለ መስመር እዩ!ትግራይ Onlineline ቀንድኛ ናይዙይ ጉጅለ ትካፋሊ እካ!
@abrahamleakemariam6502
@abrahamleakemariam6502 2 ай бұрын
ትንተናኻ እዋኑ ዝሓለፎ እዩ። ኣባል ህወሓት ንምኻን ግድን ወተሃደራዊ ታዕሊም ምውሳድ ኣየድልን። ህወሓት ብሓዱሸ ወለዶ ክትካእ ዝንተ ሞጎታዊ ሓቂ እዩ ፈተኻ ፀላእኻ።
@tesfaldetleghesse2679
@tesfaldetleghesse2679 2 ай бұрын
skbel tol hakegna eyu
@gebremezgebetefnsrdum148
@gebremezgebetefnsrdum148 2 ай бұрын
እወ ወታድራዊ ታዕሊም ክወስድ የብሉን: ግን ናይ ህወሓት ስነሓሳብ ክቕበል ኣለዎ: ሱር ነቀል ለውጢ ክመፅእ ኣለዎ ዝብሉ ግን እቲ መጀመሪያ ክንቃለሶም ዘለና ፀርኦም እዩ:
@leonkahssai1637
@leonkahssai1637 2 ай бұрын
Good evening
@MimiMimi-kg8cb
@MimiMimi-kg8cb 2 ай бұрын
This is True TOL ❤❤❤❤
@AkfauAkfau
@AkfauAkfau 2 ай бұрын
❤❤
@Mulugeta8615
@Mulugeta8615 2 ай бұрын
በጃኹም ርዕተኹም አሞንጎ አመራርሓ መእኸል ዝኸፋፍል ሓሳብ ምቅራብ ተቆጠቡ ነሕዝቢ ትግራይ ረብሓ የብሉን
@solomonhadush9726
@solomonhadush9726 2 ай бұрын
የቅንየልና ዘሓውና እቲ ትውሎ ዘለኻ 100% ሐቂ እዩ ግን እንታይሞ ዋጋ ኣለዎ እቶም ንሕወሓት ከፍርሱ ላሕ ዝብሉ ኣካላት ብናይ ፀላኢ ሐገዝ ተወሲኹዎ ባንዳ ተጋሩ እንዳተጠቀሙ ዩቲብ ናይ ተጋሩ ብገንዘብ ተገዚኦም ዋላ እዃ ሚዲያ ኣብዚሖም ዋላ እዃ ተተንቀሳቀሱ ወይከ ሕወሓት ህዝባ ሒዛ ካብ ሐቀኛ ሚዲያ ወላ እኻ ተዋሓዳ ትግራይ ኦን ላይን ምስ ዘራ ሚዲያ ሒዛ ምስ ህዝባ ሐቂ ሒዛ ሕወሓት መሰስ ክትብል እያ ክንዕወት ኢና ሕርኽርኽ ዘይብላ ትግራይ ክትፍጠር እያ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
@luwamgessese8462
@luwamgessese8462 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@WilliamBerhanu-k8c
@WilliamBerhanu-k8c 2 ай бұрын
I appreciate your analysis on the current TPLF political situation. In my opinion ,those who consider them selves as TPLF embers of central committee are not committed for the Tigray people and the organization. They are working to others, they have to leave on time from TPLF.
@letemeskelkahsay945
@letemeskelkahsay945 2 ай бұрын
🙏💕❤️👌👍
@mikytekle8814
@mikytekle8814 2 ай бұрын
Save tplf and save tigrians
@seidedris3325
@seidedris3325 2 ай бұрын
ብዕድመ ኣብ ህወሓት ስየ ፣ፃድቃን፣ወዲ ወረደ ዝበልፅ የለን ። እንታይ እዮም ጡረታ፣ጡረታ ዝብሉ እዞም ኣገልገልቲ ፣ከደምቲ ፒፒ
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 2 ай бұрын
believe me , Ezi-a Seleba Beirai eya. What is happening right now is difficult to contemplate 🤔
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Uaye. Ahwatey. Aeeeeee. Hsbae. Tigiray. Ak. Aeeeeee. Tigray. 😢🙏✊
@مهديابراهيم-ر7ط
@مهديابراهيم-ر7ط 2 ай бұрын
እዋይ ጠስሚ ስተ ዋጋኻ ካብ ፈጣሪ ምስቱ ዉፅዕ ህዝቢ ዝቖምካ ምስግናይ ደረት የቡሉን ኣንታ ጅግና ኣቦ ሓቂ ባዓል መስመር ከም ሎሚ ደስ ኣይበለንን ህዝቢ ትግራይ ይስዕርርርርርሕድሪ ሰማእታትና ክዕብብ እዩ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 2 ай бұрын
Tikikil alekha ( Alekihi) ♥️🙋🏽‍♀️💛🫶🏾☮️👍🏽GBU Tigrai
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 ай бұрын
ማርያምን እየ ዝብለካ ዘለኹ ካብዞም ሚድያ ዝጥቀሙ ተጋሩ ቑፅሪ ሓደ ብትግራዋይነትካ ዘይትደራደርን እቲ ኹነታት መዓረ ኽንደይ ተረዲእኻዮ ከምዘለኻን ሴራ ሓይልታት ኢትዮጵያኒስት በዓል ጌታቸውን ብደንቢ ዓላምኦም ተረዲእካሎ ቀፅል ብኹሉመዳይ ኣብጎንኻ ኣለኹ ንስለትግራይ ዋጋንኸፍል ኢና44::
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
Almaz A :- 1) ያቅንየልናX . . . የቅንየልና 2) ህዝብX . . .ህዝቢ 3) እግዚአብሔር X . . . እግዚኣብሄር 3.1) አX . . . ኣ 3.2) ሔX . . .ሄ 4) ያሕግዛX . . .ይሓግዛ
@Saba-nh4om
@Saba-nh4om 2 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@berhanemesfin9994
@berhanemesfin9994 2 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ኣብ ክልተ ኣይምቀልን !!!
@TsegayKebedew
@TsegayKebedew 2 ай бұрын
ብፈለማ ዕድመን ጥዕናን ይመኒየልካ ሓወይ ናተይ ሓበነይ እናበልኩ ናብ ሪኢቶይ እንትገልፅ ድማ ሓሳብካ ፣ ሪኢቶኻ ፣ አራኣያኻን ኩሉነገርካ 100% እስማማዕሉ ኢየ። ሪኢቶ ግና ናትካ ሚድያን ካልኦት ናይ ህዝቢ ትግራይ ሚድያን ከም ደደቢት፣ ከረዮን ካልኦትን ንህዝብ ትግራይና ጥራሐ ዝወገና ብሬድዮ ንገጠር ዘሎ ህዝብና 1:23:42 ተበፃሒ ንኽኽውን ኢየ። እዘን በደም ደቂ ተግራይ ዝተመሰረታ ሚድያታት ሕይዚ ፀረ ህዝቢት ግራይን ፀረ ሓድነት ተጋሩ ኮይነን እናሰርሓ ይርከባ ዘለዋ ብሰዓቱ ናብ ፍርዲ ከምዝቀርባ ግና አይጠራጠርን። በርትዕ አያና ቡዙሕ ሓይሊ ይስለፍ አሎ ኢዩ።❤❤❤🎉🎉🎉🎉 ፀጋይ ከበደው ኢየ ካብ መቐለ።
@tesfanaberhane1507
@tesfanaberhane1507 2 ай бұрын
🎉❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 ай бұрын
ካሊእ ይቱብ ለይትኸፍት ሳብስክራይብ ንገብረካ እምበር እዞም ፀላእቲ እዚኦም ቀለልቲ ኣይኮኑን ግን ተጋሩ ኣብልዕሊ ትግራዋይ ከምዝኾነ ሓይሎም ርኢና
@tsegatsega1930
@tsegatsega1930 2 ай бұрын
Aneg denz mhayem gele baned
@RshanKahsay-oo1sb
@RshanKahsay-oo1sb 2 ай бұрын
ፀገም ህውሕት ሙሰኛን ለቃሙፅን ሰለ ዝኣከበ ነቲ ሕዚ በፂሑወ ዘሎ ሕመቅ ተቃሊዑ
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
ትግራይ ቢዘዯረቡሁ ሰባት ንጢቅማም ንገንዘብ እሎም እዚአቶም አዲ ምዲካም እንበር እዘም ጉዙአት ምንም አይቅይራን
@BERHETESFAYSEBHATU
@BERHETESFAYSEBHATU 2 ай бұрын
Hasawi ,wetadaeraw sltena zwesede zebelkayo duhur amelekaktekayu dedebe eka
@NegassiAsgedom
@NegassiAsgedom 2 ай бұрын
ብዓዋሉ :መደናገርቱ: ጓሓላሉ: በዙሕ ከየባላሸዉ ሽሞም ተረቅሑ ይነገር።
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 2 ай бұрын
አተዛዕ ሓቂ ገለአከል መሪሕነት ዕድመ ልክዑ ታአማሊን ተቆረረቃሪ ገለአካል ድማ ብአነረጻሩ ገርካ ናይ ምሕሳብ ሐደገኛ አብትግራይ
@letemeskelkahsay945
@letemeskelkahsay945 2 ай бұрын
ኣሌዉ ሕልና ዜይብሎም ናይ ግዝያዊ ቤልጽ ግዙኣት ናይ ሜጻኢ ዌሌዶ ዜይሓስቡ ጉኑፋት ፍጥሬት ጽቡቕ ክትሴርሕ ዜዬስርሑ ንዓዶምን ንህዝቦምን ንጼላኢ ኣሕሊፎም ዝህቡ ኣምላኽ ናብ ጹሩይ ሕልና ይምሌሶም ካብኡ ሓሊፍና እንብሎ ጤፊኡና ኣሎ
@letemeskelkahsay945
@letemeskelkahsay945 2 ай бұрын
ክቡር ኣያና ብሓጺሩ እትዛሬቦ ዜሌኻ ኩሉ ሓቂ እዩ ዝኾኖ ዜሎ ኩኔታት ኬዓ ዬሕሬና እቶም እንካብ ንእስኔቶም ኣብ ውግእን ኬርቴትን ዜሕሌፍዎ ቡሉጻት ዝዋሬዱሉ ኩኔታት ክትሪኢ ኬሌኻ ብጣዕሚ ዬናድድ
@seidedris3325
@seidedris3325 2 ай бұрын
ግምት ሲሶ ትግራይ እናመርሐ ስለ ግዝኣት ሓድነት ብፅፅ ዘይብሉ፣ ሓሰውቱ ቲ እዮም
@byyh6988
@byyh6988 2 ай бұрын
ሓደሰብ እዩ ዝሕምሳ ዘሎ ኣነዝበልኩኹም ጥራይ ስምዕ ኣይንቅበልን ናተብሃለ ንሕዋሓት ክትነቅል ዓገብ መታዓዛዘቢ እንበር ሕዋሓትስ መሊሱ የጠንክራ ሐዚማ ናታን ዘይናታን ፈሊጥ እያ ።
@asterselmun5467
@asterselmun5467 2 ай бұрын
🧡❤️🧡❤️🧡❤️🥰
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
ካብ ሩኹቅ ዝመፅፍ ጉባኤ እኮ አይኮነን ባእሉ ህዝቢ ትግራይ እዩ።
@MajorityRespectul-j6l
@MajorityRespectul-j6l 2 ай бұрын
ሓበሬታ ተወላዲ ኣኽሱም ኣይኮነን። ኣብ ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ጣብያ ዛግር ተወሊዱ ዝዓበየ ኤርትራዊ እዩ።ብሻዕብያ ተመልሚሉ ህዝቤ ትግራይ መሪሕነቱ ብምፍራስ ንምብታን ዝተልኣኸ ሰላሊ እዩ።
@BERHETESFAYSEBHATU
@BERHETESFAYSEBHATU 2 ай бұрын
TPLF KADRE EKA SELCHUNA
@hakieye5649
@hakieye5649 2 ай бұрын
100% kadre tplf he doesn't care about tigray
@berihug1938
@berihug1938 2 ай бұрын
ትግራይ ኦን ላይን መደብካ ምስ ሓለፈ እየ ዝከታተሎ ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ ቀፅል ።እዞም ሰባት እዚኦም ሰሚዐዮም እየ እታ ሰበይቲ ኣ ኣበባ ከይዳክንደይ ነገር ንርኢ ነይርና ሐዚ ውን ትቅፅል ኣላ እም ደጊ ሕወሓት ውሽጦም ካልኦት እዮም እሞ ኣይቅፅሉን ቀስ እናበሉ ክቅፅሉ እዮም ካድረ ክፈልዮም እዩ እንተ ንስኻ ግን ዕድመን ጥዕናን የሃብካ የቀንየልና።
@hailleMebrahtu
@hailleMebrahtu 2 ай бұрын
ኣነ ኣብ ጎኒ ግምት ኣለኹ! ህዝቢ ትግራይ ኣብቲ ሕጂ ዘለዎ ኩነታት ንክህሉ ዘገበረ ቀንዲ ምኽንያት ህዉሓት እያ። ካልእ ተኸሳሲ የለን! ሰብ ኣይተደናግር!
@You-educa1
@You-educa1 2 ай бұрын
ዓሻ ማእምን ብሕውሓት ዝተጠቀምካ ስለ ዝኮነ እዩ። ኣብክንድ ንሕውሓት ምድጋፍ ንህዝብንዶ ደግፍን። ምዛናዊ ሓሰብ ምሃብ ኣይትክእልን። ከም ሃይማናት ንሕውሓት ዝተምልኽ ዝትብሎ ዘለካ ትርድኦ ደለካ? እምኒ ስለዝኮንካ ግን ዘረበካ ኣይትርደኦን...........።
@AlemsegedTena
@AlemsegedTena 2 ай бұрын
ምንም ሕቶ የብሉን ህወሓት ኣይኮነትን ኣብ ክልተ ተመቂላ ኣብ ውሽጣ ልሒኾም ዝኣተው ረበሽቲ እዮም ዝተኸፋፈለት ዘምስልዋ ዘለው።
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
Zema:- 1) ዘይትደራደርX . . . ዘይትዋገ 2) መዓረX . . . ማዕረ 3) ሴራX . . .ተንኮል/ሽርሒ 4) ተረዲእካሎX . . . ተረዲኡካ'ሎ/ ተረዲኡካ ኣሎ
@rishanbitow3197
@rishanbitow3197 2 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
G/slase:- 1) ዝምልክX . . .ዝምልከት 2) ንሕዋሐትX . . . ንህወሓት 2.1)ሕX . . .ህ 2.2) ዋX . . .ወ 2.3) ሐX . . .ሓ 3) አይምልከተሙንX . . . ኣይምልከቶምን
@Mulu_alene
@Mulu_alene 2 ай бұрын
What were they talking about during their 60 day meeting? They told us they did not talk about IDPs. So what was the agenda?
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
አብ ዉሺጢ ህዉሐት ዘለዉ ተሊእኮ ዘለዉ እዮም ትግራይ ዚቢጢብጡ ዘለዉ ከምኒ ተኪለብርሐንን ከምኒረዳኢ እየም ተሊከኦም ጌታቸዉ ዚጋጩዉ ዘለዉ አገብ ዚቢሎም ሲኢናም ትግራይ የፊሪሱዋ አለዉ አብ 1993ዚበረ ቂሪሂንቲ ዚዋጹኡ ዘለዉ
@Tilahun-fl9lj
@Tilahun-fl9lj 2 ай бұрын
ቀፅለሉ አነ ወዲ ራያ እየ ግን ገይታቸው ዝገብሮ ዘሎ የሀዝን እዩ።
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 2 ай бұрын
Dermam argeyt, game over dictetore Sebhate gojely.
@gebremezgebetefnsrdum148
@gebremezgebetefnsrdum148 2 ай бұрын
ብዙሓት ተበለፅቲ ሓደሽቲ ኣባላት ክሕወሱ ኣለዎም እናበሉ ኣብ ውሽጢ እናሰረጉ ንምጥፋእ ጉጅለታት እዩ:
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
Solomon Hadush:- እቲ ትውሎ ዘለኻ 100ፐርሠንት ሐቂ እዩ . . ኢልካ ፅሒፍካ 1) ትውሎX . . .ትብሎ 2) ሐቂX . . .ሓቂ 3) ንሕወሓትX . . .ንህወሓት
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 2 ай бұрын
ጌታቸው ረዳ ብደም ህዝብና ዘላግፅ ከሓዲ በለፀፀኛ ንሰልጣን ኢሉ ድሕሪ እዙኹ ህልቂት መንእሰይ ትግራይ ምሰብልፅግና ኮይኑ የባለዕናሎ ህዝበ ትግራይ አሰኪኑ ንአአብይ አህመድ ከረክቦ 😢😢😢 እህህህህህ
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
ሰብለ ፐንጠ ከይና እናዘለለት ጸኒሐ ነጋ ዚባሐል ለይባ አጪበሪባሪ ካበይ ከይኑ እዩ አባል ማኢከላይ ከሚቲ አይከናን ትግራይ ተዋሪዳ
@negahaile5391
@negahaile5391 2 ай бұрын
Tigrai Online ሕቶ ኣሎኒ ንዓኻ፡ መርገጺኻ ኣነጽር ኸኣ እብል። 1- ትግራይ ንመጻኢ ልዑላዊት ሃገር ክትከውን ኣለዋ እብል። ሀ/ እወ ለ/ ኣይፋል 2- ትግራይ ንመጻኢ ብሕውሓት ዝመርሓቶ ልዑላዊት ሃገር ጥራይ እይየ ዝቐበል። ሀ/ እወ ለ/ ኣይፋል 3- ትግራይ ንመጻኢ ልዑላዊት ሃገር ክገብራ እይየ ዝብል ውድብ ክድግፎ እይየ። ሀ/ እወ ለ/ ኣይፋል 4- ትግራይ ንመጻኢ ኣካል ኢትዮጵያ ኮይና ክትነብር እይየ ክገብር፡ ኢላ ሕውሓት እትመርሖ እድግፎ። ሀ/ እወ ለ/ ኣይፋል ሰላም ንኹሉ ኣብ ኣሰራርዓ ይኹን ኣብ ጌጋ ቃል ምጥቃም፡ እርማት ክትገብሩ እትኽእሉ ናይ ልሳን ትግርንያ ሰብ ሙያ፣ ጽሑፈይ ክትእርምዎ እሓትት።
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
Qeen of Sheba:- ወዲ አበይቲX . . . ወዲ ዓበይቲ አX . . . . ዓ
@TigrayTigray-p7s
@TigrayTigray-p7s 2 ай бұрын
ከመየለኻ ወዳ ዓበይቲ ኣብ ውሽጢ ህወሓት ተልእኾ ሒዙ ዛኣተው እዩ ዞሎ እምበር ህወሓት ኣይኮነን ተመቂሉ
@kifletesema1888
@kifletesema1888 2 ай бұрын
የትግራይ ህዝብና መሪ ድርጅት በመጀመሪያ በመሪ ድርጅቱ መከፋፈል አለ የሚል ወሬ ስለስማሁ እኔና አፍቃሪ በጣም አዝነናል የሚገርመኝ የዚያ ሁሉ የህዝብ ልጅ መስዋዕት ተረስቶ በማይረባና አጎብዳጅና መሠሪ ስዎች በመካከላቸው ገብተው ጉዞዋቸውን ለማኮላሽት የተደረጉት ተንኮል የትግራይ ህዝብ ትግል ስለሚያውቅ እነዚህን መሠሪዎች ከመካከላችሁ እንድትመነጥሩ እናሳስባለን
@leonkahssai1637
@leonkahssai1637 2 ай бұрын
Sir, they didn't have to explain our land been taken by the enemy because they already get paid by the enemy to undermine our people
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 ай бұрын
That is right መንደፍ ደአ ይብልዑ እምበር
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
Alemsegef:- 1) ኣብ ውሽጣ . . .ዝኣተውX ናብ ውሽጣ . . ዝኣተዉ 1.1) ኣብ . . . ናብ 1.2) ውX . . .ዉ
@angesomhagos300
@angesomhagos300 2 ай бұрын
ኩልካ ትግራዋይ ንቃህ!ካብ ጉጅለ/ኔትወርክ ዝሓዘ ትረክቦ ነገር የለን
@tekiaegebremichaelhantal3158
@tekiaegebremichaelhantal3158 2 ай бұрын
ነዙይ እዩ እውን ኮነ ኢሎም ኣንጻር ህወሓት ንዘመናት ዝነበሩ እናኣከቡ ጸለመ ከምኡ እውን ጽንዓት ገይርና መጺና ኢሎም ብሄራዊ ምትእኽኻብ ኢሎም ዋና ገለጽቲ ዝነበሩ ህወሓት ከፍርሱ ይጎዩ ኣለው ከም ሙዑዝ ዓይነት ኩላ ዘረባ ኣንጻር ህወሓት እዩ ዝዛረብ ነይሩ ህወሓት ቁዱስ እዩ ኣይብልን ብዙሕ ግስርጦና ኣለዎ ግና
@HalefomM
@HalefomM 2 ай бұрын
ዋና ከደዓትን ጠላማትን እቶም ተተካእቲ ዝበሃሉ እዮም
@freybare5825
@freybare5825 2 ай бұрын
Very sad they don't care about the Tigray people they are hungry for something else
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 2 ай бұрын
እዞም.አውዳል አረማውያን ናይ ኢዩ ጩፋ ማሕበርተኛታት መ. ና. ፍ. ቃ. ን. ጽላተ ሙሴ እቲ ሓሳዊ ከዳዕ መልሓሶም ጠውዩ ናም ቆሮሮኦም ይውትፎ. አንቱም ጸላእቲ ህዝቢ ትግራይ ብንዳታት ጠላማት ደም ይሕርእኩም እቲ ዝደለበ ከብድኹም ክም ናይ አርዮስ ከብዲ ንኽልተ ይጨደድ.
@freybare5825
@freybare5825 2 ай бұрын
I always stand up with TPLF ❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Malas. Eyu. Nesekulu. Mot.Abzehna.Ak.❌👈🤛
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 2 ай бұрын
ዚአረገ ሪኢሲ ዘለዎም እዘም ሸዉአተ ሪእኢ ዘለዉም እየም ንቲግራይ ጸላኢቲ እዮም
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
እዚአቶም ናይ አብይ ዝምይሎም እዮም ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 2 ай бұрын
እቲ ትማሊ ዝተገበረልና ጆኖሳይድውን ነቶም ፀላእቲ የሓብእሎም አለው አረ ዝግበር ዘሎ ምንቅስቃስ ልክ አይኮነን አበቲ አድን ናይ ሓይማኖት መራሕትን ህዝብም አኪቦም ይምከሩ እኒ ጄኔራል ፃርቃን እኒ አቶ ጌታቸው ረዳ እውን ደው ኢሎም ክልተ ግዜ ይሕሰቡ ህወሃት እውን ምስ ህዝቦም ይማኸሩ ንህዝቢ እድል የሓብዎ አገብ አገብ አገብ።
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Tibo InShape
Рет қаралды 16 МЛН
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
ROSÉ
Рет қаралды 83 МЛН
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 13 МЛН
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Tibo InShape
Рет қаралды 16 МЛН