"ህወሓት ፀረ ረብሓታት ብሄረ ትግራይ'ዩ" ሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ Interview with Nigus Arefe.

  Рет қаралды 4,064

lilaytv

lilaytv

Күн бұрын

"ህወሓት ፀረ ረብሓታት ብሄረ ትግራይ'ዩ" ሓደ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ Interview with Nigus Arefe.
ካብ ግዜኹም ሓንቲ ደቂቕ ወሲድኩም ንዩቱብ ቻናል ሊላይ ቲቪ / @lilaytv ሰብስክራይብ ክትገብሩ ንላቦ።
ምሉእ ትሕዝቶኡ ሎሚ ምሸት ተፀበዩና።
Facebook: / lilaytv
KZbin: / @lilaytv
Twitter: / lilaytv1
Website: lilaytv.com/

Пікірлер: 43
@NegasiLegese-z4t
@NegasiLegese-z4t 4 күн бұрын
❤❤❤ፍቱውን ለባምን ተስፋ ትግራይ ዝኾንካ ሓውና ኣባል ኣመራርሓ ውድብና ውድብ ሰልፊ ናፅነት ትጎራይ እንቋዕ ደሓን መፃኻልና። ዘረባኻ ኩሉ ልክዕ እዩ፣ እንታይ ክዎፆ! ከማኻስ ትግራዋይ ይብዛሕ! ኣሜን!
@AliAli-wj1nk
@AliAli-wj1nk 3 күн бұрын
ጀግና
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl 4 күн бұрын
Great analysis!
@meashotadese6952
@meashotadese6952 2 күн бұрын
ደስ ዝብል መልእኽቲ
@tekludesbele9819
@tekludesbele9819 3 күн бұрын
ካብ ደስ ዝቢሉኒ ተንታኒ ፖለትከኛ ናይ ሓሳብ ሰብ እዩ ኣጀኹም ተጋሩ ኣሕዋትና ንሕና እውን ንሻዕብያ ንምቕባር ሓያል ቓልሲ እና ነካይድ ዘለና
@SamiSami-jg3wi
@SamiSami-jg3wi 4 күн бұрын
ጅግና
@mebratbeyene2650
@mebratbeyene2650 3 күн бұрын
This is the first time that I heard a comprehensive🙏 understanding of this organization 🙏
@EmmbberTegga
@EmmbberTegga 2 күн бұрын
ብብሉፅ ሓሳብ ከምሽሙ ዝነገሰ ትግረዋይ!
@DanielBrhanu-hg3un
@DanielBrhanu-hg3un 4 күн бұрын
Just Wowwww👏👏👏
@TimmyTurner5-l5z
@TimmyTurner5-l5z 4 күн бұрын
Agree!!!!❤❤❤❤❤❤
@kahsayeyasu2013
@kahsayeyasu2013 3 күн бұрын
ጅግና ወዲ፣መንእሰይ ልጠልቦ ዓይነት አተሓሳስባ ልትሓንገጥኻ ተስፋ እዚ ወለዶ።
@هاامانا
@هاامانا 4 күн бұрын
ጅግና ቀፅለሉ
@michealkebede950
@michealkebede950 22 сағат бұрын
ብሓቂ ብሱል ፖለቲካዊ ርድኢትን ሓሳብን
@YonasGebru-ko9vj
@YonasGebru-ko9vj 4 күн бұрын
ትኽክልል ናይ ብሓቂ ፖለቲከኛ
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 4 күн бұрын
ከምስሉ እንተኮይኖም ደኣምበር ወተሃደራት ህወሓት ወታደራት ትግራይ ኮይኖም ኣይፈልጡን። ንሳቶም "ትግራይ" ዝብልዎ ነቲ ካብ እዋን ጓስነቶም ጀሚሩ ኣብ ስሑት ስነሓሳብ ዝኣከቦም ፣ ህዝቢ ክጭፍጭፉ ዝዓደሞም መሳርቕቶምን መባልዕቶምን ጥራሕ እዩ።
@M12-l8e
@M12-l8e 3 күн бұрын
እቶም ወለድና እውን ካብ ንእግዚአብሔር ንህወሓት እዮም እናምለኹ ዘለዉ እቱ ስርዓት ናይ ማርኪስ ለኒን ጣዖት ያምልኽ ,ማርኪስ ማለት ናይ ሃይመነት አለኒ ዝብሉ ህዝቢታት ካም ናሓሽሽን ስስ ተመረዝቲ እዩ ኢሉ ዛኣምን ስለዝነበረ ካብ ካምላኽ እትኽተሉ ንዓይ ተኸተሉ ይብል ነይሩ ካብኦ እቱዋና አምላኺኡ ህወሓትን ሻዕብያ እዩ , ነዚ እዩእውን እግዚአብሔር ምሕረት ከይወርድ ሱቕ ኢሉ ይሳለቐና አሎ
@BirhanuHadgu-h1x
@BirhanuHadgu-h1x 3 күн бұрын
ካብ መጠን ልላዕሊ ዘኽብሮ ትግራዋይ።
@SolTd-r7k
@SolTd-r7k Күн бұрын
ኩሉኩም ሓደሽቲ ውድባት ትግራይ ኣየኩም በርትዑ ኣብ ጎንኩም ኣለና። ኣብ ህወሓት ውሽጢ ኮዮኖም ዝመርሑ ዘለዉ ሰባት ካብ ስልጣንን ጥቅምን ውጪ ውሽጣዊ፣ ሃገራዊ፣ ከባቢያውን ዓለም ለኻዊን ዘይርድኦም ካብ ኣፍንጫኦም ኣርሒቆም ዘይሪኡን ኣብ 19 ክፍለ ዘመን ጠጠው ኢሎም ዝሓስቡ ሰባት እዮም። ናታቶም ዕድመ ጨሪሶም ናይ መናእሰይ ዕድመ ክበልዑ ክፍቀደሎም የብሉን።
@KuwaitKuwaitKuwait-z5c
@KuwaitKuwaitKuwait-z5c 3 күн бұрын
Tkkl eka
@GerieTesfahun
@GerieTesfahun Күн бұрын
❤❤❤.....
@HadeshBrhane
@HadeshBrhane 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@yohansberihu4322
@yohansberihu4322 4 күн бұрын
ትክክል
@aberahadgu3024
@aberahadgu3024 Күн бұрын
ይኣኽለኩም ጥራሕ ዘይኮነስ ብዝፈፀምዎ ክሕደት ውን ክሕተቱ ኣለዎም።
@BeletSemu
@BeletSemu 3 күн бұрын
ነይናይ ውድብ ድኣ ክትድግፍ ምኽንያቱ ትንፋስ ዘለዎ ውድብ ኣብ ትግራይ ስለ ዘየለ ኣማራፂ የለን ንባዕልኹም ሬይሳ ውድብ መስሪትኩም ንቲ ጅግና ሰራውት ክትወቅሱ በይናይ ሞራል
@alemdesta4923
@alemdesta4923 3 күн бұрын
ግርም ግርም!!! ብትኽክል ፖለቲካትግራይ : ፈሊጥኩሞ’ለኹም ። በርቲዕኹም ድፍኡሉ ። ነገርግን ምስ ጀጋኑ ጀነራላት ትግራይ፡ ክትኻባበሩን ክትራዳድኡን’ዩ ተስፋናን ት እቢትናን’ሞ ፡ ሓደራኹም ተላዘቡ ዳኣ!!!
@SolTd-r7k
@SolTd-r7k Күн бұрын
ምብራቅ ኣፍሪካ ሰላም ከትረክብ እንተኮይና ሽፍታ ዓዲ ሃሎ፤ ህወሓትን ወዲ ህወሓት በልፅግና ( ኣብይ ) ዝሓስብዎ ኪናትን ወረ ኪናትን ናይ ኮሙኒዙማዊ ምጥፍፋእ ፖለቲካ ብውድድር ዝተመስረተ ዲሞክራሲያዊ ስርዓት ክትካእ ኣለዎ።
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor 3 күн бұрын
ቢሄራውየን ውድባት ዓብይ እስትራተጂኦም ነሀወሓት ምርጋም እዩ ካሊእ ናይ ቃልሲ ስልቲ የብሎምን
@SesenHadish
@SesenHadish Сағат бұрын
ንስኻ ድማ ልዋ ልዋ ተተብሃልኻስ ሰጢጥካ..የመና.. ለጢጥካዮ....ሚዛን ዘይብሉ ነገር ኣይፅቡቕን፣ እዚ ሕሉፍ ናይ ህዝቢ ተሓላቒ ምምሳል..ነዊሕ መንገዲ ኣየኺድን..
@YemaneAbrha-k9b
@YemaneAbrha-k9b 4 күн бұрын
ሓቅኻ ፀረ ተጋሩን ትግራይን እዩ ነዚ ድማ መዓልቲ ሒዝኩም ህዝቢ ፀዊዕኩም ዘይናውግዞ እስካዕ መዓዝ ትፅበዩ መሊሱ ክሳብ ዝወግአና
@BirhanuHadgu-h1x
@BirhanuHadgu-h1x 3 күн бұрын
መብዛሕቲኦም ፖለቲከኛታት ሕወሓት ተረፍመረፍልምቅራም ፀገም ዝቢ ፀቂጦም ውድብና እምበይ ህዝብና ኢሎም ሓሲቦም አይፈልጡን።ምስ ደላሊ ሰራቂ ሓሳዊ ዘይተምሃረ(ዘየመዛዝን) ጥቡቅ ዝምድና ብምፍጣር ህዝቢ ላብ ፀገም ብምእታው መዳርግቲ ዘይብሎም።አንፈት ዓለምና ዘይዕዘቡ ካብናይ ዕውልና ዓንኬል ዘይወፁ ሓሳብ አየመንጭው አይቅበሉ ብፀገም ህዝቦም ዝሕበኑ ፀገም ህዝቢ ዘናውሑዮም። 30:50 30:53 30:54 31:04
@TheELILENA
@TheELILENA 3 күн бұрын
ታይ እዩ ልብል ወደይ ካብቶም መሪሕ ጭርሖ ናይቲ ቃልሲ ሓንቲ ኮ ዝተመረፀ መንግስትና ናብ ቦትኡ ይመለስ ዶ ኣይኾነይ ሃሳስያ ሓንቲ ደርፉ ዶ በሉ
@BeletSemu
@BeletSemu 3 күн бұрын
ንመን ኢሎም ተሰውኦም
@user-xg5tc2dj9r
@user-xg5tc2dj9r 3 күн бұрын
ሓቂዘረባአቢዚሳማዓትግራዋይዚኾኒኻ
@DanielWorku-bh6vq
@DanielWorku-bh6vq 2 күн бұрын
What about your party being a PP clone in Tigray? Blaming others doesn't mean making a difference rather it is an old-self hysteria. Unfortunately, the political culture of the opposition parties is dwelling on the past not living the present. Always the past is their future. When would be these parties start "living from the end"
@YisakabebeAbreha
@YisakabebeAbreha 5 сағат бұрын
But kolonel selomon hailemariam is the different one.
@yemanetsegaye2985
@yemanetsegaye2985 Күн бұрын
Leba
@getachewtikuye2902
@getachewtikuye2902 3 күн бұрын
hade resah denkoro tezarebe tebahilu nab media miwtsae tirgum yeblun
@Merebet-l3t
@Merebet-l3t 3 күн бұрын
እስኪ ናይ ኣለም ገብረዋህድ ገበን ንገሩና። ንኣለም ገብረዋህድ ስለ ትፈርሕዎ ጥራሕ፡ አለም ገብረዋህድ ሑሕ እዩ ሕንጉጓይ እዩ እናበልኩም፡ ለይትን ቀትርን ትሰብኩ ኣለኹም።
@aregaiw
@aregaiw 4 күн бұрын
Shame on you
@yonatanakalu-tk2xl
@yonatanakalu-tk2xl 4 күн бұрын
Shame on you instead, Gohaf, derbay
@amanuelsolomonabebe6936
@amanuelsolomonabebe6936 4 күн бұрын
state your opinion why you ashamed of him?
@SolTd-r7k
@SolTd-r7k Күн бұрын
@ aregaiw: ብኸመይ Shame on you ትብል ኣለኻ? ወታደር እኮ ናይ ማንም ፓርቲ ደጋፊ ክኾን ኣይኽእልን። ናይ ህዝቢ ውግንና እዩ 25:59 ዘሎዎ ብምርጫ ንዘሸነፈ መንግስቲን ህዝብን ከዓ የገልግል። ንኣብነት ውድብ ነፃነት ትግራይ ኣብ ምርጫ እንተሸኒፉ ህወሓት እንተተሸኒፉ እዞም ጀኔራላት እዚኦም እቲ ወታደር በቲኖሞ ክከዱ ማለት ድዩ ወይ ከምቲ ካሊእ ታክቲክ ክጥቀሙ?
@HadeshBrhane
@HadeshBrhane 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
人是不能做到吗?#火影忍者 #家人  #佐助
00:20
火影忍者一家
Рет қаралды 20 МЛН
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
ሸላ እንተሎ ሰሓቕ ኣሎ
15:21
Kulu Neger ኩሉ ነገር
Рет қаралды 128
ድሃይ ወለዶ፡ ጉዳይ ትግራይ ብዓይኒ ኣሜሪካ ናበይ ይወድቕ? 07/01/2025
54:08
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 2,2 М.