'ህየሳ'ብኣማኑኤል በርሀ "ሓዲገላ! ብኻ እታ ግጥሚ ተሓዲጋ"ድምጻዊ መርሃዊ ኪዳነ(ቃርያ)

  Рет қаралды 42,787

Eri Wood  Entertainment

Eri Wood Entertainment

Күн бұрын

Hello Every one Welcome to Eriwood Entertainment.
ሰላም ተኸታተልቲ ኤሪዉድ ኢንተርተይመንት።
Eriwood Entertainment ንዓኹም ንተዓዘብታ ንምሕጓስ ዝተፈላለዩ መደባት ህየሳ፡ባምቢኒ ሾው፡ኮሜዲ፡ተኸታታሊ ፊልም፡ሓጺር ፊልም፡ትረኻ፡መደብ ህጻናት፡ካልእ ሰሙናዊ መደባትን ሒዝና ክትከታተሉና ብኣኽብሮት ንዕድም።
ከም'ቲ ልሙድ#subscribe #like #share #comment ብምግባር ምትብባዕኩም ኣይፈለየና ንብል።
Eriwood Entertainment!
new eritrean movie/neweritrean video clip/new eritrean comedy/eritrean/erikids/bew eritrean music/eritrean tiktoke/ethiopian music/ethio video clip/ethio comedy/donkey tube/seyfu fantau/alena walta hager/solo media/neshnesh/dawit tv/dadi mami/EMN/mebred media/star entertainment/aleda media/tiktoke habesha/ebs/movie/zara fltet/dehay tv/ema tube/sport/arsenal/manchester united/chelse/liverpool

Пікірлер: 433
@eriwoodentertainment1
@eriwoodentertainment1 11 ай бұрын
ብዛዕባ ኣማኑኤል በርሀ ኣብ ደርፍታት ሃገርና ዝገብሮ ዘሎ ህየሳን፡ዝኮነ ዝተፈላለየ ቃሕ ዝበለኩም ክምለሰልኩም ትደልይዎ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ኣብ ቦታ Comment ጸሓፉልና! ዝመጸኒ ሕቶታት ኣስተማቀርተይን ደገፍተይን ቲፎዞይን ክምልስ ቅሩብ ኣለኩ ድላዮም ክሓቱኒ ፍቃደኛ እየ ይብል ኣማኑኤል በርሀ!
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw 11 ай бұрын
Zbehal yelen kulu ❤️100/100
@NadiyaNadi-f1y
@NadiyaNadi-f1y 11 ай бұрын
Okay bro xbuq,srah ❤
@biniamtekie2716
@biniamtekie2716 11 ай бұрын
ተባዕ ሃያሳይ ከማኻ ዊሕዶምና ኣለዉ ደርፍታት ሃገርና ካኣ ይመውት ኣሎ ስለዚ ክምዕብል ክወጽእ እንተኾይኑ ሰስነልና
@mot6321
@mot6321 11 ай бұрын
ካብዚ ናይ ሕጂ ዘሎ ደርፍታት ተድንቐን ግጥምታት ኣየኖት የን ? ተዳሎ ተትንክፈልና ውን ደስ ምበለና
@ftsummebrahtu727
@ftsummebrahtu727 11 ай бұрын
ሕቶ ንኤማ! ብመጀመርያ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ! ብምቅጻል:- ካብዚ ትገብሮ ህየሳ እቶም ገጠምትን ደረፍትን ጌግኦም ፈሊጦም እንታይ ግብረ መልሲ ይህቡካ? ንስካ'ከ በቲ ንሶም ኣንግል ዝሓሰብዎ ክትርድኦ ዘይትክእል እሞ እቲ ንስካ ትህይሶ ዘለካ ጌጋ ምስ ዝከውን: እንታይ እዩ ግብረ መልስካ? ግጥሚ ናይ ደርፊ ቅድሚ ምስርሑ እንተ ዝህየስ እንታይ ርእይቶ ኣለካ? ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ስራሕኩም ደቂ 🇪🇷
@EriThree_Tube
@EriThree_Tube 11 ай бұрын
ኤማ ኣርከይ፡ ንኣምላክ ኢለ እምበር ንኣዳም ክጥዕሞ ኢለ ኣይኮነን ዝብል
@NA-ft5kc
@NA-ft5kc 11 ай бұрын
ቀዲምካኒ ክብል ሓሲበ
@Wedimama-f4y
@Wedimama-f4y 11 ай бұрын
Ne adam eyu zebel zelo tsebuk alo 👂🥰
@makiedyGR
@makiedyGR 11 ай бұрын
እዛ ደርፊ ስምዋ ፡ ጽቡቅ ኣሎ ፡ ውላስ ኣይስማኩማን
@abrahamyohanes-cj7ye
@abrahamyohanes-cj7ye 10 ай бұрын
Good job 👏 nayi saba andemariam ewala eba hayisa ema hawey 😊
@asmiawi9335
@asmiawi9335 11 ай бұрын
ገዲፈላ ንኣምላኽ ክጥዕሞ እዩ ዝብል ንኣዳም ኣይኮነን !! ካልእ ድማ ኤማ ብጀካ እቲ ምንቃፍ ዝዓብለሎ ህየሳኻ እስከ ኬፍ ኣለዋ ኢልካ ተድንቆ ግጥሚ ዘለዋ ደርፊ ካብ ናይዚ ግዜ ሒዝካልና እንተትመጽእ ህየሳኻ መለሳ ምሃለዎ ። ሓደ ካብ ኣድነቅትኻየ ኤማ። thank you
@milkiyaskahsay-qq1gh
@milkiyaskahsay-qq1gh 11 ай бұрын
ንኣዳም ይብል ኢዩ መሊሱ ድማ ንኣምላኽ ይብል ጽብቅ ጌርካ ስምዓዮ ክልቲኡ ይብል ኢዩ ኤማ ጽብቅ ኣሎ ደጊምካ ስምዓዮ
@FnanBerhaneGebrekirstos
@FnanBerhaneGebrekirstos 11 ай бұрын
ካብ ኣብዚ አዋን ዝወጸአ ዘሎ ደርፍታት ሃገርና ጽቡቅ ግጥሚ ኣለዋ ትብላ ኣምጸልና ኤማ ሃወይ
@loveall892
@loveall892 11 ай бұрын
Xbuq ziblo do yhlwo elkayo eka 😂
@fkursltan6706
@fkursltan6706 11 ай бұрын
🤣🤣🤣@@loveall892
@elshadaimesfun9604
@elshadaimesfun9604 11 ай бұрын
ጸላኢና ይሕመሞ ከም ኣዘራርባ እንተተቐቢልካዮ፡ ዋላ ይቕረ ይበለላ፡ ከም ዘሕመመቶ ምዝራቡ ጸገም ክኾነሉ ዝኽእለሉ ምኽንያቱ ኣይረኣየንን። ካልኣይ ገዲፈላ ንኣምላኽ ክጥዕሞ እምበር ንኣዳም ክጥዕሞ ኣይበለን። ጽቡቕ ገይርካ ደጊምካ ምስማዕ ከተደልየካ እያ ኤማ።
@komaneentertainment11
@komaneentertainment11 11 ай бұрын
ሰላም የሕዎት ኣነ ን ኤማ ነቀፌታ ኣለኒ መጀመርታ ኤማ ሓወይ ከመይ ትከውን ብምቅጳል ነቀፌታይ በዛ ናይ ቃርያ ዘቅረብካዮ እየሳ: ወልሓንቲ ዘዕግብ ህየሳ ኣየቅረብካን ጌጋታትካ ድማ: 1, ኣብ ኢንትሮ ዘላ ን ኣዳም ክጥዕሞ ኣይኮነን ዝብል ን ኣምላኽ እዪ ዝብል ፡ደጊምካ ስምዓያ። 2,የሕሚማትኒ እንዲያ ጰላኢና ይሕመሞ ይብል: ጰላኢ ማለት ሰብ ጥራሕ ድዩ ሰይጣን ውን እኮ ጰላኢና እዩ : ድሒሩ ውን ይጠቅሶ ከመይ? 3, ሓዲገላ ፍቅሪ ክጥዕሞ ኢለ ይብል ትኽክል ፍቅሪ ማለት ፈጣሪ ማለት እዩ ስለዚ ን ፈጣሪ ክብል ሕድገት ኣመሉ አዩ። 4, ንጥፍኣተይ ጉድጋድ ኩዒታ ሓኾት ተበለት ተንኮል ዝብላ ቃላት ይኸሳ ኣይኮነን ዘሎ በደላታ ክንዲ ዝኸበደ ይኽበድ ሓዲገላ እዩ ዝብለና ዘሎ። ብዝኾነ እዛ ናይ ቃርያ ዘቅረብካያ ጠቅላላ እይፈተኽዎ። ድሓር ክኣ ወጳኢታቶም, ድኻሞም, ጳዕሮም ኮታ ኩሉ ኣብ ግምት የእእቲና ዝግብኦም ክብሪ ንሃቦም።
@selamawitsheba2535
@selamawitsheba2535 11 ай бұрын
xebuk agelexa kab ema neska tetehyesa
@Hanitesfit
@Hanitesfit 11 ай бұрын
ጽቡቅ ኣለካ ዘዓርከይ እዚ ወዲ ምንኣስ እዩ ስርሑ ንሓደ ዝተሰረሐ ስራሕ ኣበር ክተውጻሉ ቀሊል እዩ።
@filimonghirmay7444
@filimonghirmay7444 11 ай бұрын
Tkkl nice hawey natey knekf kelenas blke dea
@YafetBemnet
@YafetBemnet 9 ай бұрын
Hi ema bzuh zeyteray klip akrbelna nmntay u bzuh zey teray
@FtsumTeweldebrhan-ev6vf
@FtsumTeweldebrhan-ev6vf 10 ай бұрын
ኤማ መሕመም ሕደጎ ኣይትሕመም ክሕምሙኻ እዮም ናይ ወዲ ትካቦ ኣምጻልና ኣፍልጦ እንተለካ ❤
@amanghirmay3886
@amanghirmay3886 11 ай бұрын
Bolom tray good job .I proud of you men .go ahead
@Wedimamaa
@Wedimamaa 11 ай бұрын
"ንኣምኽ ክጥዕሞ" ዪ ዝብል ዘሎ
@eritreaadey5961
@eritreaadey5961 11 ай бұрын
ኣነ ውን ከሙኡ ዝሰምዕኩ መሲሉኒ
@adiyamghidey7258
@adiyamghidey7258 10 ай бұрын
ንኣምላኽ ክጥዕሞ ዪ
@ERI-TVmuday
@ERI-TVmuday 11 ай бұрын
Please Ema nay meste iyu gieruwo xbuk gieru keman gitmi kisemoo aykiilin u so wey sober konka hays wey kale bukuu hayasay amxu Beal Aklilu kemam suk ilom alewu. Izi midikam u
@AdiamRstom
@AdiamRstom 11 ай бұрын
ንስካ ባ ኤማ ሓውና ሓንቲ ግጥሚ ስራሕ በጃካ ናትካ ከኣ ክንህይሰልካ
@TesfaldetGebrkirstos
@TesfaldetGebrkirstos 11 ай бұрын
ባህገይ ተሰለሚ ናይ ፍረሰላም
@SaronTekie-ph6ry
@SaronTekie-ph6ry 11 ай бұрын
bravoooo kubur sebbbb
@merhabaJoker
@merhabaJoker 11 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንስኻን ወዲ መምህር ኣብ ትገብሮዋ ዘለኩ ጥበብ እና ኣምስገና ክልተኩም ኣብ ጥበብ ስለ ትነጥፍ የ ብማዕረ ኢኩም ተገዲስኩም ትሰርሑ ግን ብዙሕ ጽፊዕ ዩ ዝገጥመኩም ሓሓሊፍኩ እዉን ትዛረብሉ ኢኩም ኣብቲ ወዲ መምህር ዘቅሩቦ ንቀፈታ ስለ ዘይብልካ ዲዩ ተዛሪብካሉ ዘይትፈልጥ ቁሩብ ዶ ከተብረሀልና
@naodie1855
@naodie1855 11 ай бұрын
ከምዚ ንስኻ ትብሎ ኤማ ምስናትካ ህየሳ ትኸይድ እያ ዝብላ ደርፊ ናይ ኪሮስ ኣምቸ ኣላ ንሳ ከመይ ትሪኣ ግዜ ሂብካ ባ ሃይሳ ... bzw Keep your head up good job 🤝💙
@nahoohadish3643
@nahoohadish3643 11 ай бұрын
የሕሚማትኒ እንድያ ጸላኢና'ሕመሞ ገዲፈላ ' ንኣምላኽ ክጥዕሞ' እዩ ኣብቲ ደርፊ ዝብል ዘሎ፡'ንኣዳም' ክጥዕሞ ኣይኮነን ኤማ
@teklithabteslasie6696
@teklithabteslasie6696 11 ай бұрын
Xbuk aleka bro
@yonashussein4553
@yonashussein4553 11 ай бұрын
Btamie tsubuk tintane Kemti niederfi haguafatt Gitmi zreayekka ab mezmur yiereayekkado??
@C.E124
@C.E124 11 ай бұрын
Hayasay nay gtmi kitkewn gdn dika getami kitkewn zeleka? If yes, emo nsika ke nderefti gtmi zihabkayom aleka do wey kithbom plan aleka do? Thank u Emawi
@amanuelteame1310
@amanuelteame1310 11 ай бұрын
, I recommend some song writers to contact you before publish their work.(Tigringa language).
@marhd997
@marhd997 11 ай бұрын
Kthys keleka eti xbukn hmakn amxayo tewesaki ka ay tzentlom eti gtmom kas akmi afsisemlu eyom ab whdat getemti ka koynu eti natka hiyesa Hade kabtiom b dekik xn elom zsemuka eye thanks kaxlo htoy key tsegrwa ❤❤❤
@elli_primal
@elli_primal 11 ай бұрын
ሰላም ንዓኹም ኤማ & ኣዳለውቲ እዛ መደብ ብመጀመርታ ጽቡቕ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ኤማ ሓወይ ተስፋ ይገብር ከኣ ጥዑም ግጥምታት ሓቢርና ክንሰምዕ ንሕጂ ክሓተካ ደልየ ዘለኹ 1,ክትነቅፍ ጥራሕ ዲኻ ትደሊ ወላስ ትንእድ ኢኻ ይቕሬታ ወላ ነቒፍካ ጽቡቕ ወገኑ ወላ ኣብ ዜማ ገለ ክትንእድ ሰሚዐካ ኣይፈልጥን'የ 2, ጥዕምቲ/ጽብቕቲ ትብላ ስራሕ ወይ ግጥሚ'ኸ ናይዞም መንእሰያት ካብ ደርፍታት ናይ ዓድና ኣላ'ዶ ተገዲስካ ክትምልሰለይ ተስፋ ይገብር ሰሰና'ዩ❤
@elli_primal
@elli_primal 11 ай бұрын
ኣልጊብኩም ምሳ እዚኣ ኸኣ ህየሳ'ኸ እንታይ ማለት'ዩ? ምንቃፍ ጥራይ ዲዩ ወላስ
@habtomberhane1541
@habtomberhane1541 11 ай бұрын
ናይቶማስ ኣልኣዛር ባ ገለ በለና እንበር ኤማ ኣብ ዝመጽእ ❤
@yemanetesfay5417
@yemanetesfay5417 11 ай бұрын
Betmi gobze seb 👏🙏👊👌
@letebrhanhabtemichael3371
@letebrhanhabtemichael3371 11 ай бұрын
Belom bejaka derfi kemngedfo geromna alewu thansk❤❤❤
@NoritMedia
@NoritMedia 11 ай бұрын
ኣብታ ን ኣዳም ክጥዕሞ ዝበልካያ ን ኣምላኽ ክጥዕሞ ዩ ዝብል ዘሎ ብዝተረፈ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ
@rhfurhufgufuehg
@rhfurhufgufuehg 11 ай бұрын
Wana geziu eya ema kkkkk😂😂😂😂
@erey712
@erey712 11 ай бұрын
😂😂😂 moyteeee ...
@EritreaEritrea-cy1yn
@EritreaEritrea-cy1yn 11 ай бұрын
ኤማ ሓወይ ብመጀመርታ ሰላም እስከ ብዛዕባ ናይ መዳ ንኡሰይ ገለ በለና ኣነስ ትም ኢለ እቲ ደርፊታቱ ይሰምዖ ኣለዋኦ ክልተ ሰለስተ ናይ ፍቕሪ ደርፊ ማራ ካብዚም ናይ ሕጂ ደርፍቲ ብፉሉይ ደስ ዝብለኒ እዩ።
@DawitYemane-c7f
@DawitYemane-c7f 11 ай бұрын
ኤማ ሓወይ ጽቡቅ ስራሕ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ። ኣብዛ ናይ ሓዲገላ ትብል ናይ መርሃዊ ደርፊ። ካብ ስሚዒት እዩ መስለኒ ሓሳብካ ከይወዳእካ ኢካ።ጥራዝ ደርቢካ ተቃርጻ ሞ። ኣነ ብምልእታ ታ ደርፊ ክትህይሳ እየ ተጸቤ ነይረ ሞ።ኣብ መንጎ ብምቁራጽካ። ሓዲገልካ ኣለኩ ን ኣዳም ክጥዕሞ። ተገዲስካ ሕተተለይ።ን ኤማ ስሚዕታዊ።
@happytube746
@happytube746 11 ай бұрын
ጽቡቅ ትንታነ እየ ነቲ ደይ ረኣናዮ ስለ ትገልጸልና ግን ኤማ ወዲ ናይ ሎሚ ደርፍታትና ግድን ብቪድዮ ስለ ዝኮነ ከምዚ 60 ግጥሚ 40 ቪድዮ ኮይኑ ስለ ዘሎ ቪድዮ ሓዊስካ እንተ ትትንትኖ ጽቡቅ ነይሩ፡፡ ❤❤❤❤❤❤keep it ❤❤❤❤❤
@yoni981
@yoni981 11 ай бұрын
Thank you Ema.. My question is can you please mention one or more best song lyrics for you from our eritrean songs. Thank you!
@ጋሸይለምለም
@ጋሸይለምለም 11 ай бұрын
ሓሚመላ ጸላኢና ይሕመሞ ገዲፈላ ንኣምላክ ክጥዕሞ እያ ትብል ኤማ ሓውና ንኣዳም ክጥዕሞ ኣይኮነን ጽቡቅ ጌርካ ሰሚዕካ ሃይስ ከም ርኢቶ እያ ድፍረት ኣይትሕሰባ
@eritreantiktok557
@eritreantiktok557 11 ай бұрын
N Adam aykonen zbl zelo n amlak eyu ilu pls ayngage
@evengoitom7991
@evengoitom7991 11 ай бұрын
ናይ ኣክረም ጀማል ናፍቐያ ኣለኹ በጃኻ ሃይሰልና
@janetmichael5141
@janetmichael5141 11 ай бұрын
I like this guy is interesting!!👍👍👍🇪🇷
@brhanlbey7067
@brhanlbey7067 11 ай бұрын
😂😂😂ሎምስ ኣብዚሕካዮ ኤማ 😂
@burhanekahsay565
@burhanekahsay565 11 ай бұрын
ብሓቂ teba,ተባ ሓያሳይ ኣጆኻ 💯
@mandelaman776
@mandelaman776 11 ай бұрын
Bal Yemane barya ❤👑
@fitsummosazghi2192
@fitsummosazghi2192 11 ай бұрын
Eta derfi zeykonet thdeg eza natka hyesa eiya thdeg Getamay kea nresu ktemo yhdegelka ema Ember…. smeit gzie astewueilu blux gtmi aqribu hadid mengedi kestekakl zfetene getamay eile eiye ngetamay zmgso so thanks 🙏 getamay
@solomonandemaryam5465
@solomonandemaryam5465 11 ай бұрын
Belom tray yhimmomna eyom❤❤❤😅😅 amawi
@merongebregzabiher1443
@merongebregzabiher1443 11 ай бұрын
ሓዲገላ ን ኣምላኽ ክጥዕሞ እዩ ዝብል ኣብ መደመርታ ኤማ ሓወይ
@Wedimama-f4y
@Wedimama-f4y 11 ай бұрын
No Tsebuk gereka semayo
@abihaylat9190
@abihaylat9190 11 ай бұрын
ኤማዊ መቅሰን ናተይ ክብረተይ
@HaniWedi
@HaniWedi 11 ай бұрын
ኤማ ሓዉና ጽቡቕ ትህይስ ከለኻ ግን የስተባህለልካ ሞ መብዛሕቲኡ ህየሳታትካ ናይ ገባር ጥራይ ኢኻ ትህይስ ምኽንያቱ ከምዚ ሕንሕነ ዘለካ ሞ ክትጽበዮ ዝቐኔኻ ብቕጽበት ትህይሶ ሕጂ ኣብ ገብረሂወትን ግጥምታቱን ብሓፈሻ መብርሂ ክትህበና ብትሕትና ይሓትት
@tedrosestifanos8856
@tedrosestifanos8856 11 ай бұрын
Abzias wala ane eye msaka zsemamae mebzahtiu gize nay gere yu zhiys ezi kea fithawi aykonen 😢
@simonmussie86
@simonmussie86 11 ай бұрын
I agree
@fitsummosazghi2192
@fitsummosazghi2192 11 ай бұрын
I agree
@marhd997
@marhd997 11 ай бұрын
Msaka aleku b blkom hlk key hlwom
@Ibrahim-j2p6i
@Ibrahim-j2p6i 11 ай бұрын
N amlak kteimoyu zble tay areqi setika bar cheers/da meharitey konka dika semiekaya beqa everyday blame meas ikum ajokum tblu
@semirnasri
@semirnasri 11 ай бұрын
Ni adam aykonen zibil ni amlak kitiemo ele eyu zibile dahray kea ab ti tigebro hiyesa nimintay eka respect gerika zeytmilis ezia hito kitmliseley kixibeyeka eye
@TuemKahsay
@TuemKahsay 11 ай бұрын
Ama ab hyesa zeleka mlketin kibretin kino mglax yu: ❤❤❤❤❤
@SeareTn
@SeareTn 11 ай бұрын
መጀመርታ ሰላም ኣብ ዘለኻዮ ንዓኻ ይኹን ምስ መሳርሕትካ ስድራኻን። ቀጺለ ኣነ ሓንቲ ሕቶ ያ ዘላትኒ ንሳ ከኣ ስለምንታይ ነዞም ኣብ ኢሮፓ ዝወጹ ዘለዉ ደርፍታት ዘይትህይሶም ናይ በዓል ወዲ ትካቦ ናይ መዳ ኑኡሰይ ኣለዉ ብዙሓት ወዲኤ ኣለኹ ካልእ ኣብ ትህይሶ ኩሉ ኬፍ ኢኻ ትህበኒ ቀጽሎ ❤❤❤❤
@YounasGrhmay
@YounasGrhmay 11 ай бұрын
ክላ ትም በል ዘይከውን ኣይትዛረብ ኣብ ኤርትራ ኮይኑ ብዛዕባ ወዲ ትካቦ መዳ ክህይስ እታ ንፈልጣ ዓድና ዶ ኣይኮነትን።ዋላስ ወዲ ጦር ወይ ትግራዋይ ኢኻ ?
@zebibmehreteab774
@zebibmehreteab774 11 ай бұрын
ንኣዳም ቅጥዕሞ ኣይኮነን ዝብል ንኣምላኽ ክጥዕሞ ኢዩ ዝብል
@teklebrhane7375
@teklebrhane7375 11 ай бұрын
Ane gn ni aman hto aleni?kulu gzie nay gtimtata keneaes tray eye zrieaka natka srhat gtimi emo hzka mxae kabieu neti natka gtmi semiena kinferid ezi kibl keleku gn kulom getemti xibuk alewu malety yakinen thank you 🙏
@Afroeri5.2012
@Afroeri5.2012 11 ай бұрын
3:26 ..... ሓዲገላ ንኣምላኽ ክጥዕሞ ኢዪ ዝብል። 5:01 ሓዲገላ ስለ ፍቅሪ ኢለ፡ ምባል ከመይ ኮይኑ'ዩ ዘይበሃል?
@Hanihani12345
@Hanihani12345 11 ай бұрын
Ema hawey ms clip gn xebuki Gera eya teredeaka.....awy nay korchach zebet tebel keteheyesa kexebeyeka eye ❤❤
@MieronGrmay
@MieronGrmay 11 ай бұрын
ግጥሚ ርእሱ ኪኢሉ ዝከይድ ጥበብ ዩ ኣብ ክሊብ ኣይጸዓንን
@danaitzekarias5650
@danaitzekarias5650 11 ай бұрын
Ema hawey enqae b selam mexaka kxbyika ye qeniye❤. Emaye ab qexali ba ናይ ዳንኤል (ቻቢኮ) ቤተይ ኣፍትዉኒ እባ ሃይሰልና.
@Hermon-v9b
@Hermon-v9b 11 ай бұрын
Hjis bezihu ema kalay ka seb aytfle
@AssuErtros-bv9lz
@AssuErtros-bv9lz 11 ай бұрын
መጀመርያ ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኩም። ቀጺለ ን ኣማኑአል ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ። ኣብ ትገብሮም ናይ ህየሳ ንጥፈታት ይከታተል እየ። ብዙሕ ጽቡቕ ኣሎ ዋላ ዉን ሰራሕቱ ዝመሃርሉ። እንተ ኾነ ግን ቁሩብ ኣብ ትሓርቀሉ እዋን ምዝንጣል ትጠገድፎ ዝበለጽ ኮይኑ ይስምዓኒ
@abeltsegay6486
@abeltsegay6486 10 ай бұрын
Nu almak kutumo uya adam aykonen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@serbibeyene106
@serbibeyene106 11 ай бұрын
Thank you Ema ብጣዕሚ ጽብቅ መብርሂ ናይ ወዲ ትኳቦ ዝኮነት ደርፊ ሃይሰልና please
@selamhayle3380
@selamhayle3380 11 ай бұрын
Ema ❤❤❤. Hibun. Kemaka yibzhu Love you
@SHa-hx8fw
@SHa-hx8fw 11 ай бұрын
Merhaba Ema hawina beal haki firdi ❤❤❤❤❤❤
@asmeraroyalcafe
@asmeraroyalcafe 11 ай бұрын
አሞ በዓልካ ጥዑይ ግጥሚ ሰርሕካ ሃቦም negative nekefita ጥራይ ጸልኢ ዘልካ ተምሰል ምስ ኩሎም ክምዚ ንሰካ ጥራይ ቁኑዕ ጊንጥ ካብ negative ወጸእ 😢
@binibini7484
@binibini7484 10 ай бұрын
ን ቃርያ እኮ ኣይ ኮነን ነታ ግጥሚ ኢዩ ሓወይ ። እዚ ከኣ ፍልጠት ኢዩ ብዙሕ ግጥሚ ገጢሙ ጺሒፉ ኢዩ ኣማን ከኣ ጋዜጣ ተንብብ ኔርካ ዲኻ ክክክ😂
@makiedyGR
@makiedyGR 11 ай бұрын
ሐራይ ጽቡቅ መጀምርያ ነዚ ዕድል ስለ ዝሃብኩሙና ነመስግን ። ሕቶይ, ኣብ ሕደማ ካብ ምሕናጽ ጂሚርካ ዘሎ፡ ናብ ክላምክስ ,ናብ ፍታሕ ካብ ማይ ቤት ናብ ማይ ቤት ክትመጽ ከልካ ብከመይ ናራካን ናሓሳብካን ክትሰርሕ ኣለኻ ።
@adyamefrem9088
@adyamefrem9088 11 ай бұрын
Namlak ktemo u zbele ewae
@danyoo1639
@danyoo1639 11 ай бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረ ን ኤማ ኣብጹሑለይ ሕቶይ ካብዚ ሕጂ ዝወጸእ ዘሎ ደርፍታት ጥዑም ክትስማዕ ኣለዋ ትብላ ደርፊ ክትነግረና
@Happy39896
@Happy39896 11 ай бұрын
bsmeam bel wea..hadigela n amlakh ktiemo yu zbel zelo wea
@nuruabdusemad9724
@nuruabdusemad9724 11 ай бұрын
ኤማ ሓወይ ምናልባት እንቃቅሖ ይሓድገላ ነይሩ ከይ ከዉን
@temertasgoitom1257
@temertasgoitom1257 11 ай бұрын
ኣነ ከማን ጠርጢረ😂
@teddyjoker179
@teddyjoker179 11 ай бұрын
ደርፍታት ሃገርና ኣብ ጥርዚ ውድቀት ምህላዉ ንዓኻ ንእትህይስ ዘይኮነስ ወላ ንዓና ንተዓዘብቲ ከምንጸልኦ ይገብረና ኣሎ እሞ እንታይ ይስምዓካ ክዕረ ከ እንታይ ክግበር ይከኣል? ብዝተረፈ ሰላም ንዓኻ ኤማ ንከታተለካ ኢና ቀጽሎ❤
@kapitalmsgna1734
@kapitalmsgna1734 11 ай бұрын
ዘራሪጋ ዘዝሃየስካዮ ደርፊ ምስምዑ ኣጽሊኢና በጃካ ናትካ ግጥሚ ክንጽበ ኢና
@TesfayMichael
@TesfayMichael 11 ай бұрын
እቲ ሕማቕ ጥራይ ኣይተብዝሕ ሞራል እውን ሃቦም
@eritreahagerey4845
@eritreahagerey4845 11 ай бұрын
ኣብ ሃያሲ ሞራል ዝብሃል የለን እቲ ጥበብ ኣብ ውሽጡ ስለ ዝኣተወ ተሰሚዕዎ እዩ ካብ ልቡ ዘውጽኦ ስለዚ ምስ ሃያሲ ምክንክን ኣይሰርሕን እዩ በተሪር እዩ ዝህይስ bro
@hagosfeday7804
@hagosfeday7804 11 ай бұрын
Ama ❤
@Werqi999
@Werqi999 11 ай бұрын
ንኣምላኽ ኢሉ ንኣዳም ኣይኮነን
@yessss3451
@yessss3451 11 ай бұрын
Best
@TesfitMahdere
@TesfitMahdere 11 ай бұрын
ኤማ ብጣዕሚ ጽብቅ ቀጽሎ፡ግን ማእረ ክንድዚ ዝኣክል ኣብ ግጥሚ ክብሃል ዘለዎን ዘይብሉን ዓቅሚ እባሃለወካ ስለምንታይ ብዕልኻ ዝጽሓፍካዮ ዘይንሰምዕ ዘለባ።
@Eritrea001
@Eritrea001 11 ай бұрын
ኣድራሻኻ ብቀረባ ትርከበሉ በለልና ካብተን ዘፍረኻየን ትፈታዋ ግጥምኻ ጋብዘና በለልና tanks
@truthme332
@truthme332 11 ай бұрын
ኤማ እቲ እትብሎ ቅኑዕ ዩ!!!!!! ግን ኣብዘይሰምዕ ደብሪ ኾይኑካ ኤህ! ብዝኾነ ሕድገት ግበር ኣብ ገለ ድማ ስምዒታትካ ከኣ ቁሩብ ሕዝ ኣብሎም ንዓና ነዞም ገጠምቱ ዘይኮንና ኣብዚ ስክሪን ዘሎና ስምዒታትካ ኣይተራግፈልና! ጨሪሰ ኣለኹ
@eriwoodentertainment1
@eriwoodentertainment1 11 ай бұрын
Kkkkkkkkk
@ColombianaCR
@ColombianaCR 11 ай бұрын
Brilliant ኤማ😘 thank u ከኣ ተገዲስካ ኮመንተይ ኣምቢብካ ብምምጻእካ ነዛ መጥባሕቲ ዘድልያ ስራሕ
@imissmama3978
@imissmama3978 11 ай бұрын
ኣታ ንስኻ ኮኾብ ኢኻ ብሓቂ👑👌
@SamuelKflay-p2b
@SamuelKflay-p2b 11 ай бұрын
100% right
@abshaytv.
@abshaytv. 11 ай бұрын
Bhaki ama blux hayasay...kexlelu ❤
@evenmuller141
@evenmuller141 11 ай бұрын
ኦኬ በሉ ናይ በሓቂ ኤማ ከምዚ ትይሉ.። ኩሉ ግዜ ሓቂ ዝፈቱ ሰብ የልን እንዲዩ ድርፍታቶም ምስ ሃየስካ ኣብ ሂወትካ አንታይ ዝምጻልካ ጸገም ኣሎ ዶ?? 2 ሕቶ ብዛዕባ ጥልመት ጥራይ ዲዩ ኮይኑ ኩሉ ግጥሚ ዋላስ ተፍቂሮም ን ዝተባኣሱ ተባሂሉ ኢዩ ዝስራሕ ናይ ተስፋ መቀይሮ ዕላማ ከም ናይ ኣብርሃም። የማነ ። ኢንጅነር ኣስገዶም ደርፊ ተገዲፉ ዲዪ? ? ተገዲስኩም መልሱልይ
@melaketesfamariam273
@melaketesfamariam273 11 ай бұрын
Selam kemey tkewin Ema, matey hto Nate gtmi keythysa zbeluka wey dma mis hayeskaya slemntay hayeskaya zbeluka alewu do , keythysa elomka ke zhayskaya ala do entay gbre melsi ke mexika ? Yekenyley kxlo
@Sqteum
@Sqteum 10 ай бұрын
ንስካ ሕደገኒ ዕላች ደኣ ንኣዳም ዘይኮነ ንኣምላክ ዩ እቲ ግጥሚ ሰሚዕካ ዘይትህይስ ካብ ብ ሃውሪ ፡፡
@wedieri5081
@wedieri5081 11 ай бұрын
Nay Wedi tikabo hayselna elna kndey gzie hatina ksab hji nxbe alena….
@samtg1781
@samtg1781 11 ай бұрын
Entay elu khyso nay wedi tikabo dea
@TEKESTENegash-z5c
@TEKESTENegash-z5c 11 ай бұрын
ናይ ወዲ ትካቦ ፖለቲካዩ ዝበዘሐ ደርፉ ። ፖለቲካ ድማ ኣይህየሰን እዩ ። ፍቕራዊ ካብ ደርፍታቱ ባዕልኹም ሓንቲ መሪጽኩም ኣቕርቡ ።
@MieronHagos-hw1vk
@MieronHagos-hw1vk 11 ай бұрын
@@TEKESTENegash-z5c ok,kedereyti tbl aresti hdema
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 11 ай бұрын
እሞ ናይ ወዲ ትኳቦ ክህይስ ዓቅሚ ኣለዎ ድይዩ፤!😳
@tomorrowcanbebetterthantod1179
@tomorrowcanbebetterthantod1179 11 ай бұрын
Wedi tkabos zhyes yeblun baelu tray zhyso
@danielkibreneges1725
@danielkibreneges1725 11 ай бұрын
Qexlo Ema bro beleley tetekaeilu kea nay wedi tkabo gue leminey aqrbelna please
@simonmussie86
@simonmussie86 11 ай бұрын
Please emawe kndey ashat hbom eyom zserhwo. Dhre 1 wey 2 amet texebe ksab zrea natka hyase yxelwa eu neta derfe
@amanjemal9203
@amanjemal9203 11 ай бұрын
Bolomi..terha ❤ aman arekay
@abelsiele9369
@abelsiele9369 11 ай бұрын
Hawey natey ezi menfesawi mezmur aykonen mara aytekabdo
@YoramTesfu
@YoramTesfu 11 ай бұрын
Nay akrem kea knxbeyeka ina emawi🎉🎉🎉🎉
@BUFERI
@BUFERI 11 ай бұрын
መጀመርታ ነቲ ግጥሚ እንተትሰምዖስ ጽቡቕ ኔሩ፡ ንኣምላኽ ክጥዕሞ ዩ ዝብል ኣም መጀመርታ
@RobelGebremichael-t1t
@RobelGebremichael-t1t 10 ай бұрын
Ema shikorrr Fuxum Ayhdeglan 😂😂😂😂😂😂😂
@abelrussom1254
@abelrussom1254 11 ай бұрын
Hi ኤማ😊…ፍልስናዊ ግጥሚ ዘለዎ ደርፊ ኬፍ 'ዩ ዝህበኒ። "ህዋሰይ" ትብል ናይ ሙሴ በርሀ ፍልስፍናዊት ስራሕ ከመይ ትርእያ?
@May-yv2kq
@May-yv2kq 11 ай бұрын
Waw Waw I really admire you Ama
@Hani-ff8en
@Hani-ff8en 11 ай бұрын
ን ኣዳም ክጥዕሞ ኣይኮነን ን ኣምላክ ክጥዕሞ 'ዩ
@hermonyohannes2494
@hermonyohannes2494 11 ай бұрын
ብመጀመርታ ሰላምካ ይብዛሕ ኤማ ሓወይ ሕቶይ ስለምንታይ እዮም ደረፍቲ ዓድና ካብ ገብሪሂወት ጽሃየ ጥራይ ግጥምታት ዝወስዱ ካሎኦት ዲዩም ዘይለዉ ኮይኖም ?
@AwetAwita-f2j
@AwetAwita-f2j 11 ай бұрын
👍👍👍👍👍
@tajedinjahar8879
@tajedinjahar8879 11 ай бұрын
ገዲፈላ ን ኣምላኽ ክጥዕሞ እዩ ዝብል ዝሎ። ወድ ሰብ ግን እቲ ዝደልዮ እዩ ዝርእን ዝሰምዕን ክባሃል ሓቂ እዩ
@EritreaSoulChannel-ug3js
@EritreaSoulChannel-ug3js 11 ай бұрын
ገዲፈላ ንኣምላኽ ክጥዕሞ ኢዩ ኢሉ ንኣዳም ኣይኮነን
@Simon.simon-sk3uk
@Simon.simon-sk3uk 11 ай бұрын
ጽቡቅ እዩ ብጣዕሚ ህየሳ ቅሩብ ግን ካብ ህየሳ ጥራሕ ዝኽውን ዘለዎ ጽቡቅ ነገራት ተዝነግር ጽቡቅ ኒሩ ኣብዚ ዘሎ ኩነታት ኮይኖም ንኹሉ ተጻዊሮም ደርፊ ዝሰርሑ ነኣሽቱ ስነጥበባዊያን ሃገርና ምትብባዕ ካኣ ጽቡቅ ኮይኖ ይስማዓኒ
@GDani-vk8sy
@GDani-vk8sy 11 ай бұрын
🦁🦁
@samuelha59
@samuelha59 11 ай бұрын
Eznka asrhayo n amlak ktiemo u zbl zelo arkey😆
@SaronTekie-ph6ry
@SaronTekie-ph6ry 11 ай бұрын
ክቡር ሃያሲ ኣማን ሓወይ ኣብዛ መጀመርታ ክኾልፈክስ እግዚኣብሔር ሲ ኣብ መወዳእታ ፍርዲ ይሓድገልና ዶ ትብል plus live knrakeb wela ydeli eye fqadka ekoynu
@tesfithaile1854
@tesfithaile1854 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
ካባካ ተፈልየ ኣይክእሎን በይነይ 🙏🙏💙👼👼👼
4:41
ሃመረ ኖህ ቅድስት ኪዳነ ምሕረት channel 🙏
Рет қаралды 6 М.
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 17 МЛН
adu blina sim 2
7:09
Habesha tune
Рет қаралды 17 М.
ኣልባና - ድራማ ፊልም | Albana - full movie, ERi-TV, Eritrea
1:34:17
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 220 М.