Hagos Weldegebriel (Suzinino) ሱዚኒኖ PART 2 Interview 2020 Master Entertainment

  Рет қаралды 451,206

Master Entertainment

Master Entertainment

Күн бұрын

℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ዳዉሎድ ምግባር ንስነጥበበኛታት ስለዘኽስር፡ ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
℗ © Copyright: Master Entertainment. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 2 500
@treaer8584
@treaer8584 4 жыл бұрын
Suzi 🇪🇷❤🙏 ኣውቲስታ 🚘 ካራቲስታ 🤸🏽‍♂️ ሞተሪስታ 🏍 ደራሲ✍️ ዳይረክተር 🎬 ገጣሚ ✍️ ዘያሚ 🎼 ሙዚቀኛ ,ክራር, ኪቦርድ🎹 ደራፋይ🗣 ተዋስኣይ🕴 ኮሜድያን😁 ሰኣላይ🎥 ጥበብ ብኣካሉ ዶክተር ናይ ጥበብ
@ykalotesfagabr5356
@ykalotesfagabr5356 4 жыл бұрын
Erica l ናይ ብሓቂ ንሱ ንጥበብ እዩ ተፈጥሩ
@zeniwedimera6857
@zeniwedimera6857 4 жыл бұрын
Erica l keratista kabaka yesemea aleku
@AA-cq8tw
@AA-cq8tw 4 жыл бұрын
Sami maleti
@paradisenet8675
@paradisenet8675 4 жыл бұрын
Well come my favorite legend comedian God bless you your life
@noahpaulos5931
@noahpaulos5931 4 жыл бұрын
well said
@habtegafaqari2890
@habtegafaqari2890 4 жыл бұрын
ንጽባሓ ቁዱስ ምክኤል ኢዩ ቀዳም ሰበቲ ኢዩ ቡሩኽ ዕርፍቲ ይግበረልና ይሕዋተይ ንዙዚ ዝፈቱ ላይክ ሃቡለይ
@maekeletesfaldet9504
@maekeletesfaldet9504 4 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN.
@luellilay5483
@luellilay5483 4 жыл бұрын
ኣሜንንንን (3)
@binihawimiki338
@binihawimiki338 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@نتتنمننن
@نتتنمننن 4 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹💖🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍😘😘😘😘😘🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️🌴
@نتتنمننن
@نتتنمننن 4 жыл бұрын
❤️🙏🙏🙏❤️
@yoon8556
@yoon8556 4 жыл бұрын
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለኻ ፈጣሪ ይሓልኻ ፈጣሪ ጸግኡ የብዝሓልካ ብ ሰላም ምስ ትፈትዎም ወለድኻ ገጽ ንገጽ የራኽብካ ኣሜን።
@yemanetsegai4617
@yemanetsegai4617 4 жыл бұрын
Amen
@rishanmebrahtom8909
@rishanmebrahtom8909 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@erumaru9788
@erumaru9788 4 жыл бұрын
Amen 🙏🙏🙏
@adhanommebrihit2282
@adhanommebrihit2282 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይበሎ ፈጣሪ
@HH-ix3mi
@HH-ix3mi 4 жыл бұрын
Amen
@hailegetachew2533
@hailegetachew2533 4 жыл бұрын
I am an Ethiopian and I can't speak Tigrigna very well, however, I really like Suzinino! He is so funny 😄 I used to watch him a lot, I learned Tigrigna from watching his comedy! He is so funny!
@tedrosmebrahtu8978
@tedrosmebrahtu8978 4 жыл бұрын
you are great eti...eri are one ethics and one language keep going ahead
@kalMHe
@kalMHe 4 жыл бұрын
@Jonas ER Biakal kemu aymibelkayon. Ab you tube konka tserfi entay yiabis. Nay sebeyti eyu !
@filmontekle9307
@filmontekle9307 4 жыл бұрын
ሓጎስ ወልደገብርኤል ናይ በሓቂ ሰስሓቀትኒ ነብስና ኣብ ደገ ረኪብናያ በየን ወጺእና እኮ ኣይንፈልጣን ክክክክ እንዲዒ በቲ ናቱ እግዚኦ ይብል ነይሩ ይከውን ክክክክክክ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ሓዳርካ ሰላም ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይግበረልካ ሲዙ ሓወይ።
@akberetbrhane9201
@akberetbrhane9201 4 жыл бұрын
ሓጎስ ሓወይ ጥዕናኻን መነባብሮኻን እቲ ኹሉ ዝከኣሎ ኣምላኽ ይሕለፎ ። ምሉእ ፈውሲ ካብ ኣምላኽ እዩ !!! ኣብ ስራሕካ ድማ ኣሳልጦ ይምንየልካ ። ዝተረፈ ዘመን ሂወትካ ኹሉ ይባረኽ። ኣሜንንንንንን።
@ashenafitajebe6936
@ashenafitajebe6936 4 жыл бұрын
Amennnnnnnnnnnn
@_Esege_Asmera
@_Esege_Asmera 4 жыл бұрын
ያ ሕጂስ ተኸይፈ እንኳዕ ገጽካ ራእኹ ወላ ኮሜዲ ኣይትስራሕ ናይ ዓመተይ ዝኾነኒ ዘረባ ቃላት ዉሕልና ኣጋባብ ስነ ምግባር ተማሂረ ካባኻ ሱዚ ዓቢ ሰብ
@habtomtesfay5870
@habtomtesfay5870 4 жыл бұрын
አንጀራ ዓለም ብላ ክቡር ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ውልደገብሪኤል ሱዚኒኖ አታ ኣብ ነቀፈታ ዝበልካዮ ሪሊ ኣብ ባይታ ዘሎ ኢካ ተዛሪብካ ኣጆካ ፈጣሪ አድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብጎንክ ኣለና
@zedigaldocter6126
@zedigaldocter6126 4 жыл бұрын
እውይ ሓጎሰይ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቅዱስ ምካኤል ይሓልውካ👍👍👍
@mendfrachanelterdros4297
@mendfrachanelterdros4297 4 жыл бұрын
Habibti
@asmakifle2627
@asmakifle2627 4 жыл бұрын
Susnuna ab hwetka tena slam kta klu xbuk nger ymnylka
@ኣለሻሰናይ
@ኣለሻሰናይ 3 жыл бұрын
ወገንና ንበረልና
@yohanafsahaye2936
@yohanafsahaye2936 4 жыл бұрын
ኾኾብ ዶ ይወርድ ካብ ጠፈሩ 🤔 ስዝኒኖ ዶ ይስደድ ካብ ሃገሩ 😴 ሓቁ ደኣ ንገሩ 🧐 ጥዕና ኣይትበሉ ናብራ ኤርትራ እዩ ተሪሩ🤐 :: ዝፈተኩማ ኣብዚኣ👉,,,,,,,,, like ሰላም በሓበራ ደቂ ኤረይ 🥰😭
@sabasemere3573
@sabasemere3573 4 жыл бұрын
Loqmax neti balu bdmxu zhabo ka ktqyryo gesret
@ኒምሮድ1
@ኒምሮድ1 4 жыл бұрын
ሱዙ ኣሎዶ ደሚቁ ከቢሩ ኣብ ስደት ነብሱ ልቡ ኣብ ሃገሩ ወረጃ ዘረባ ኣስሚዕና ኩሉ ነጊሩ ብግጥሚ ሕማቅ ኣይትምከሩ ንእከይ ሰብ ኣይትምሃሩ ክንደይ ኣለዉ ከይ ደቀሱ ዝሓድሩ ኣብ ዘይ መኣድኩም ኢድኩም ኣይተንብሩ
@melesnatnael6211
@melesnatnael6211 4 жыл бұрын
Wwwo kef zelw haxer getmi
@kiflutewelde1176
@kiflutewelde1176 4 жыл бұрын
Efrien Agshn መሸም ሓቂ ከም ቁሪ ኢኹም ትፈርሕዋ በዓል ዘመነ-ጸልማት።
@erenaeditor6029
@erenaeditor6029 4 жыл бұрын
ን ሱዙኒኖ ዝፈቱ ላይክ ከይገበረ ከይሓልፍ 😉
@mty8737
@mty8737 4 жыл бұрын
Hiray gerina gna akfiekuom.🙈
@hanibalstar9645
@hanibalstar9645 4 жыл бұрын
@Wedi Asmera ሎቕማጽ ቅቅቅቅ
@zeniwedimera6857
@zeniwedimera6857 4 жыл бұрын
JOSE HABOB mara eske like geberu ember like kengeber zebel zeyele
@nahomnahom7204
@nahomnahom7204 4 жыл бұрын
ጋል ኣስመራ🤣😀
@johnkidane5066
@johnkidane5066 4 жыл бұрын
ሁኮት በዚ ከኣ መጺኻ
@berhanetewelde499
@berhanetewelde499 4 жыл бұрын
ሱዚኒኖ ወትሩ ተፈታዊ፡ ንስካ ዶ ኣብ ታክሲ መኣተካ እቲ ዘለካ ሞያ እኩልን ትሩፉን እዩ ኔሩ ግዜ ግን ኣይሓገዘኩምን እሞ ኣጁካ ነዛ ቻነል ብሳብስክራይብ(subscribe) ከነሄጥራ ኢና። ከምዚ ናተይ ሓሳብ ዘለኩ like gberu።
@efremtekeste1650
@efremtekeste1650 4 жыл бұрын
Yes
@Mashn_2G
@Mashn_2G 4 жыл бұрын
Gzie zeykone nihna ena zeyhageznayom film b 5 euro gezina kinri zeynkil kona ezom sne tebebena hagernas nay rebha koynom endabelna zkulu ksab hiwetom kefilom enda serhiwosi b naxa knri'O ndeli kiena eziyu eti giega
@eruyehagerey3511
@eruyehagerey3511 4 жыл бұрын
@@Mashn_2G Haqiqka aloka nihna ena moral kelienayom
@eritreaadey4672
@eritreaadey4672 4 жыл бұрын
Hakika
@Eritreawit-291
@Eritreawit-291 4 жыл бұрын
ሱዚ ሽኮር ብሉጽ ኮሜዳን 💪ክንድዚ ሽግር ተሕልፉ እኮ ኣይመስለናን እዋይ ንሕናስ ብዝኮነ ሰላም ቅሳነት ጥዕና ይምነየልካ ሱዚኒኖ ሽኮር ልዕሊ ኮሜዲታትካን ፊልምታትካን ዕላልካ ፈተዮ ክብረት ዘለካ ምቅሉል ዕድመ ይሃብካ ❤️🇪🇷🙏
@teklithabtu5955
@teklithabtu5955 4 жыл бұрын
መቸም ንሱዚኒኖ ዝጸልእ ኣነስ እዝጊሔር ጸሊእሉ ምበልኩ
@ራሻፈታዊትመረብ
@ራሻፈታዊትመረብ 4 жыл бұрын
ጥበብ ኢለካ እኮ ምስ ጥበብ ቃል ኪዳን ዘኣሰረ ናይ በሓቂ ኣድኒቀካ ሰጉመለይ እሰከ ሓጎሰ ተነቢብ ዘይውዳኣ መጻሓፍ ጥበብ ❤
@alexsandermulugetaalex6164
@alexsandermulugetaalex6164 4 жыл бұрын
ሱዚ ኮመዳዊ 1000 ዓመት ይንበር ትብሉ አስኪ ላይክ ጽፉዑኒ ደቂ ኤረይ
@ዘመነተከይርካኒ
@ዘመነተከይርካኒ 4 жыл бұрын
Entay gerka wedey ktesakye delika
@kubromfutuwi8983
@kubromfutuwi8983 Жыл бұрын
Bi like zeykones bi kasoti kixefiaka ayxelien 😂😂😂😂😂
@EsmailAbadam
@EsmailAbadam 9 ай бұрын
Haqeka wedey​@@kubromfutuwi8983
@naomimqurzanta2019
@naomimqurzanta2019 4 жыл бұрын
ብር ክትብሉ ተሓጎሱ፡ንበሩለይ ደቂ ኤረይ ፡ኣበይ ኣሎኩም ኣድነቅቲ ስነ ጥበብ
@ኦኣምላከይበጸጋካባርከኒ
@ኦኣምላከይበጸጋካባርከኒ 4 жыл бұрын
Alena
@naomimqurzanta2019
@naomimqurzanta2019 4 жыл бұрын
@@ኦኣምላከይበጸጋካባርከኒ merhaba xgabey
@hiyabokbamichael2560
@hiyabokbamichael2560 4 жыл бұрын
NAOMI MQUR ZANTA Amen Amen Amen
@naomimqurzanta2019
@naomimqurzanta2019 4 жыл бұрын
@@hiyabokbamichael2560 😘
@akilewadieri7601
@akilewadieri7601 4 жыл бұрын
99xeniha 100 gerelka aleku
@natannatan5345
@natannatan5345 4 жыл бұрын
ሱዚኒኖ ክትደርፍ ከለኻ ናይ ብሓቂ ንብዓት ሲዒርኒ ደርፊ ብግቡእ ሒዝካ እንተትቕጽል ድሕሪ ኣብረሃም ኣፈወርቂ ምተሰራዕኻ እዚ ናተይ ሓሳብ ኢዩ ኝኝኝኝኝ ከይትብሉ
@filiefrem6599
@filiefrem6599 4 жыл бұрын
Kkkk aynbln ina ajoka
@elsaseium179
@elsaseium179 4 жыл бұрын
Ae kemeu aytbel men keshqena
@elsaseium179
@elsaseium179 4 жыл бұрын
Goni gonu qetselo bel
@fitnessishealthy1784
@fitnessishealthy1784 4 жыл бұрын
😂😂😂👍
@mikiasfha1697
@mikiasfha1697 4 жыл бұрын
@@elsaseium179 mesgedel
@danieltewelde2711
@danieltewelde2711 4 жыл бұрын
Good to see you Hagos Suzinino nay mesageri musical gn azyu bertieu
@mossboss7995
@mossboss7995 4 жыл бұрын
ሱዚ መቅሰን ናይ በሓቂ ጥበብ ዋና ኣለዎ ዝብልዎ ሲ ከምዚ ዩ ,,, ምንቃፍን ምቅፍቃፍን ይፈላለ ዩ ሱዚዚዚ
@adunyaasmera3581
@adunyaasmera3581 4 жыл бұрын
ኣይትሕመመና ድኣ ሱዚ ሓውና ምሉእ ጥዕናን ዓወትን ይምነየልካ ኣርማ ጥበብ
@luwamtewelde2767
@luwamtewelde2767 4 жыл бұрын
እልፊ ጨብረቕረቕ አኮ ሳብስክራይብ እባ ትብል ትውዕል ዘላ ሎሚ ሻሂ ጽባህ ቡን ኪሰትየ አንዳበሉ፡ዙዚ ኒኖ ደኣ ኣብ ነፍሲወከፍ ኤርትራዊ ዓቢ ቦታ ዘለካ እንዲካ እንቃአዕ ደሓን መጻካና ጥራይ፡ሙሉእ ምሕረት ከኣ ይግበረልካ።
@eseyasasres9608
@eseyasasres9608 4 жыл бұрын
Yes nay behaki ygbeao eyu
@nabitaerif7756
@nabitaerif7756 4 жыл бұрын
ስሓቁ በጃኩም kzbin.info/www/bejne/bpe6qIWieMR6rsU
@ahmedibrahim3802
@ahmedibrahim3802 4 жыл бұрын
Nay behki ♥️
@samiftwi2526
@samiftwi2526 4 жыл бұрын
ኣታ ኣጎስ ሓወይ ምስ ስድራይ ዘለኩ ኮይኑ ተሰሚዕኒ እበር ፡ተደፋኒቀ እበር i love you so much ❤️♥️♥️
@eritreaadey4672
@eritreaadey4672 4 жыл бұрын
Hakika wala ani
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 4 жыл бұрын
ቀዳምነት ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ኩሉ ስራሓትካ ማሃርን ኣዛናጋዕን እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስዚኒኖ
@senaitkidane3774
@senaitkidane3774 4 жыл бұрын
Suzinino hawey rezin eyu zerebaka. Eti nay kulu Eritrawi sidetegna xegem'n mekera'n zehlifo zelo kab metheni nilaeli gerka gelixkayo aleka. Amlak yakakbena abzitefelaleye hagerat fah elna zelena. Many thanks brother .🤗❤️🤗❤️🤗❤️
@azmarinohalal9554
@azmarinohalal9554 4 жыл бұрын
ሱዚኒኖ ግን ብጣዕሚ በሊሕን መስተውዓልን ምስ ሕልናኻ እትዘራረብ ንነገራት ብኽልተጎኒ እትርኢ ብሉጽ ኢኻ ኣድኒቐካ ካብ ልቢ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@habenamanuel4407
@habenamanuel4407 4 жыл бұрын
Ygermeka eu bteami adnikeyo atehasasbue kemzi hasab ente nwnn eee sdetna mehaxere neru ????
@danlolo6711
@danlolo6711 4 жыл бұрын
ሳምኤል ኣብ interview ጸገም ኣለካ ኣብ ምኹላፍ። እንዳ ተዛረበ ኣይትኽለፎ። እዚኣ ኣርማ።
@akidrar4887
@akidrar4887 4 жыл бұрын
I know this guy is kind of hyper
@samielkelit8684
@samielkelit8684 4 жыл бұрын
መግለጺ ቃላት ሲኢነልካ ካብቲ ቀዳማይ ቃለ ምሕተትካ እቲ ካልኣይካ ጸቢቁ ንስካ ቁኑዕ ስብ ኢካ ሓጐስ ወልደገብርኤል ቀጽሎ።
@misghinatesfamichael4466
@misghinatesfamichael4466 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕና ሱዚኒኖ!!ምክንያቱ ቀዳማይ ምንባር ምሉእ ጥዕና ምርካብ ኢዩ።እቲ ካልእ ፍርያት ብድሕሪኡ ኢዩ እሞ ብድጋመ ምሉእ ጥዕና ይምነየልካ!!
@Galent-cd9nh
@Galent-cd9nh 4 жыл бұрын
ብሓቂ ዓብዪ ሰብ ኢኻ ሓጎስ ሓዉና ደስ ዝብል ልቦናን ስብእናን ኣለካ ኣብ ዕብየት ስነ ጥበብ ትግርኛ ዝገበርካዮ ኣስተዋፅኦ ድማ ኣምላኸ ይክፈልካ ግዜ ቁልዕነተይ ስለ ዘፀበቕካለይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ ፈታዊኻን ኣድናቂኻን ሓዉካን ካብ ትግራይ
@tesfaymehari3761
@tesfaymehari3761 4 жыл бұрын
ኾኮብ ስነ ጥበባዊ ሃገርና ሓጎስ ወልደገብሪኤል(ሱዙኒኖ)ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት አንኻዕ ብሰላም መጻካ።
@joniboy7965
@joniboy7965 4 жыл бұрын
ምስጋል ዳ ኣብ ኩላትና አዩ ሓጎስ ሓወይ፡ ኣነ ከማን ሓደ መዓልቲ እንዳበላዕኩ ከለኩ ኣፈይ ስሒተዮ ነይረ፡
@samuelgoitom8405
@samuelgoitom8405 4 жыл бұрын
Ateafafn endika gerka ezia dea hahaha
@merhawitecle6574
@merhawitecle6574 4 жыл бұрын
Bad Life kkkk Eway xegem
@Moss0404
@Moss0404 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ፡ድስ ዚብል ዕላል እዩ ጽቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም ።ሳሚ ሓዉና እዚ ሓድሽ መደብ ኣዙዩ ጹቡቅ እዩ ኣብቲ ዘለካዮ ኣዲ ቡዙሓት ስነ ጥበባዉን ኣለዉ በብሓደ ድኣ ኣምጻልና ከምዚ ናይ ሱዚኒኖ ዕላሎም ክንሰምዕ ደስ ይብለና
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
Suzinino ajokha hawina beal tibebena...good job and continue the project for its worth trying...we will be waiting for more..
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 4 жыл бұрын
ስዝኒኖ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ ጽቡቅካ የስምዓና ሓወይ መዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላኽ ናይ ሕማም ይኹን ናይ እኩይ ዝኾነ መንፈስ ካብ ህዝብና ብየሱስ ክሩስቶስ ስም ይጥፋእ ኣሜን።
@simonabraham4848
@simonabraham4848 4 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣቀራርባ ካብ ቀዳማይ ክፋል ሳሚ ብሩክ ወድ እመብርሃን ወላ ሱዚ ወድ እመብርሃን ሓጎስን ጥዕናን ይምነየልኩም
@chchbv6979
@chchbv6979 4 жыл бұрын
😍😍😘😍🙌🙌❤💙💖💕💔💓💜💛💚💗💘💝💞💟👍
@millionzremariam8653
@millionzremariam8653 4 жыл бұрын
ሱዚ መርሓባ አንካ ብሰላም መጻካ ሓንቲ ካል ምስ በልካ በሓቂ ነቢዐ !? ኣነ ስደተቻ !? ኣሕ ደሓን ሓደ መዓልቲ ዓድና ክንምለስ ኢና. ኣጆኹም ንስኹም ኢኹም ተስፋ ትህቡና አበር ምንባር ኣይኮነን ብዘይ ኤሩ ሃገርና
@justiceseeker1484
@justiceseeker1484 4 жыл бұрын
ናይ ሓጎስ ኣድነቕቲ ላይክ ገለ.
@teweldebrhanzeray2989
@teweldebrhanzeray2989 4 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ብሩኽ ሰንበተ ኪዳን ይግበረልኩም። ክቡር ሓጎስ ወልደገብርኤል ሲዚኒኖ ኣምላኽ ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ብሓደ ወዱ ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ይሃብኻ። ደቂ ኤረ ካብ ልቢ ኢና ነፍቀረካ ብዙሕ ኢኻ ምዕድካና እሞ በእዚ ከኣ ነዓኻ ማቴ 7፥7 ኣምላኽ ይደግፍኻ ስደት ዝበሃል ተሪፉ ሃገርና ንነብረሉ ይፍጠረልና እንበር እንጌራ ስደት መዓስ ጥዒሙና ንሃገር ኤርትራ ኣምላኽ ይባርኸልና።
@rg8647
@rg8647 4 жыл бұрын
ሱዚኒኖ ሐወይ እንኳዕ ገጽካ ርኤና። ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና ይሀብካ ። ጥዑም ኢንተርቪይው። አምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
@Gebar-F
@Gebar-F 4 жыл бұрын
ሱዚኒኖ ኩቡር ስነ-ጥበባዊ ኮኮብ ሃገርና ኩሉ ዘውጸእካየን ቃላት ኣብ ጉዳይ ስደት ብጣዕሚ ልበይ ተተንኪፈ ኩሉ እቲ ኩሉ ድቃስ ዝኸልኣኒ ናብራ ሃለኽለክ ናይዛ ናህሪ ስደት ኣመና የተሓሳስበኒ ፡።
@filmonweldemariam7401
@filmonweldemariam7401 4 жыл бұрын
ተመስገንካ ናይ ጥበብ ኣምላኽ! ሱዚ ተመሊስካና። ኣንታ ዓድና ክንምለስ ግዲ ተስፋ ኣለና! I feel at home watching suzi's interview.
@_jtl1373
@_jtl1373 4 жыл бұрын
ሱዚኒኖ Master ማስተር-ስነ ጥበብ'ዩ❤️🥰 በጃኹ እባ ንቶማስ ኣላዛር Interview ኣቅርቡልና👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼👏🏼
@ቤኪተይኣፍቃሪሰነጥበባዋን
@ቤኪተይኣፍቃሪሰነጥበባዋን 4 жыл бұрын
ቶማስ ከ ኣሜርካ ዱ ዘሎ ፒሊስ መልሰለይ ትፈልጦ ተለካ
@_jtl1373
@_jtl1373 4 жыл бұрын
ሰምዐት እዛ ርግምቲ እዝኒ👂🏽😂🤣😍✌🏾
@mikado5545
@mikado5545 4 жыл бұрын
ሐጎስ ሽኮር እንቃዕ ደሐን መፃኻ እዝግአቢሄር ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ:: ቅድሚ ኩሉ ጥዕና ! አምላክ ኩሉ ሂቡካ ትሕትና ልዙብ ቃላት ፍልጠት ስነስርዐት ጥበብ ግርማ ክንደይ እሞ ክንብሎ :: ፍቱው ሐውና አብ ልቢ ኩሉ አሉኻ አጆኻ አጆኻ ብጣዕሚ የቀንየልና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@gebrewahdberhe3338
@gebrewahdberhe3338 4 жыл бұрын
ከመይ ዲና ፍትው ነብለካ ሲዙኒኖይ። ቁልዕነተይ ብሰሓቅ ዝመልኣካለይ የቅንየለይ። ገ/ዋህድ የ ካብ ትግራይ
@maximusabi751
@maximusabi751 4 жыл бұрын
ምንቃፍን ምቅፍቃፍን ፍልልይ ኣለዎ ናይ ብሓቂ ሱዚኒኒኒኒኖ
@darsamussa44
@darsamussa44 4 жыл бұрын
Antum sebat izi suzinino wey Hagos zbal seb btami Lebamn thtina zelewo kiela eyu. Thank you so much for this great job.
@tesfitzeru9792
@tesfitzeru9792 4 жыл бұрын
መርሓባ ሓጎስ ሓወይ እንካዕ ብሰላም ተቀልቀልካና ተናፍቂ ሰብ ተውለ ሰነ-ጥበብ ገላጺ ኹሉ ኢካ ኸም ጻዕዳ ሽጉርቲ ኣብ ኩሉ ትኣቱው መማቅርቲ ስነ-ጥበብ ዳሃይካ ኣይታሓባ ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ኣሕዋትካ !!!!
@henokkbreab2530
@henokkbreab2530 4 жыл бұрын
ሃጎስ ሱዚኒኖ ናይ በሃቂ ልከዕ ከም ንጉስ ሰለሙን ጥበብ ዘለካ ሰብ አካ። ናይ በሃቂ ንድህሪት መሊስካና አካ ንህጂ ክብለካ ዝደሊ ግን በርትዕ ተስፋ ደይ ምቅራጽ ብዝኮነ ምህረት የውርድ ንኹሎም ፋሚሊ አድመን ጥዕናን ይግበረልኩም።
@yonaswoldu3120
@yonaswoldu3120 4 жыл бұрын
This interview was super real. Gained much more respect for both of them! Suzinino will for ever be a legend as a pioneer of modern Eritrean comedy!
@berie-gx7rg
@berie-gx7rg 4 жыл бұрын
ፖውውው... መጀመርታ እንቋዕ ብሰላም መጻእካና ሱዚ ሓውና ብምቕጻል ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ስራሕካ ዓወት ይምነየልካ ..ናይ ብሓቂ ብ ኣዋድቃ ቃላትካ ጥራይ ዓጊበ
@ተስፋዩስንቀይ
@ተስፋዩስንቀይ 4 жыл бұрын
ኡፍፍ ካብ ቑልዕነተይ ከሳብ ህጂ ሪኤ ደይመነዎም ስርሃትካ ዮም። Love uuuuuuu ከምቲ ቑልዕነተይ ብ ስሓቅ ዘሕለፍከዎ ብ ሓድሽ ስርሓት ነሰነተይ ብ ሓጎስ ከትመልኦ ተስፋ ይገብር 🥰🥰🥰🤗❤🇪🇷
@ናቲኣንበሳ
@ናቲኣንበሳ 4 жыл бұрын
ሱዚ ሓወይ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ። ናይ ብሓቂ ኩሉ ገሊጽካዮ ኢካ፥ ስደት ሕሱም እዩ።
@andebrhan2
@andebrhan2 4 жыл бұрын
Really great person great work love you Suznino nay mudey kemi lomi mudina fahi faha keyi bele.
@እንታይትምነኢሎምኒጥዕናህ
@እንታይትምነኢሎምኒጥዕናህ 4 жыл бұрын
ኮሜድያን፡ እሞ ኽኣ መስሓቅ ዘይምኖ፡ ኣብ ማሕበራዊ ሂወቱ ግን ዝገርም በንጻሩ፡ ብሕታውነት ዝፈቱ፡ትሑት፡ ኣዛራርብኡ ኮታስ ኩሉ ነብሱ ቁምነገር፡ ትዕድልቲ እዩ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓጎስ፡
@akliluemahatsion4979
@akliluemahatsion4979 4 жыл бұрын
Suzi yak newih edmen tnan yhabelna fetari so good job deki Eri🇪🇷 shkorinatat Merebey nd sami wn komu 🙌❤️🇪🇷
@ተስፈስንቂኢዩተስፋኣይተቁ
@ተስፈስንቂኢዩተስፋኣይተቁ 4 жыл бұрын
ሱዚ ኣቦ ጥበብ ምሉእ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ። ብሓንቲ ቃል ክገልጸካ እንተ ኮይነ ጥበብ ኢካ ኢየ ክብለካ ዝክእል።❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@teamesium8163
@teamesium8163 4 жыл бұрын
እግዝኣቢሄር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሱዚኒኖ ።
@hases7339
@hases7339 4 жыл бұрын
Zuzinio btami Lebam mestewAli bsul seb kab kulu Interview ms geberka aziye adnikeka lebam seb keep it up brother
@meronsat7665
@meronsat7665 4 жыл бұрын
ሱዚ ኣብ ጥበብ ሃገርና ሓደ ካብቶም ዓቢ ኣስተዋጽኦ ዘለካ ሰብ ኢካ እሞ ኣጆካ በርትዕ
@meryqueen2977
@meryqueen2977 4 жыл бұрын
Merebey & susiye Love you all 😟❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@merihsenaykebid
@merihsenaykebid 4 жыл бұрын
ኣየ ልቦና ሱዙኒኖ ለባም ሰብ
@ኣፍሪቃዊሕብሪ
@ኣፍሪቃዊሕብሪ 4 жыл бұрын
💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝 Suzinino the great, ብሉጽ ናይ ብሉጻት.!
@awetasgodom585
@awetasgodom585 4 жыл бұрын
The great man suzinino egziabiher amlak admen tanan yhabka bhakewta nxbeyeka alena God bless you 🙏
@ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ
@ዝረየለይፍቕሪጆርጆዩመምህ 4 жыл бұрын
ኣብ ልበይ ሰፈርካ ሱዚንኖ ናተይ ከምኡ ድማ መቕረብቲ እዚ መደብ ካብ ልቢ ነመስግን ምጭዋት።።
@er2531
@er2531 4 жыл бұрын
@ኣብ ልበይ ሰፈርኩም 😳🤭😀😂😂
@yosefhabtay855
@yosefhabtay855 4 жыл бұрын
Sami ሕጉሻ ኣይትበል ሓጉሻ በሎ ። ሕጉሻ ናይ ሓራሙ እዩ thank u ምስ እናይ ይቕሬታ
@abrahamtsegay6471
@abrahamtsegay6471 4 жыл бұрын
Xebuk mearemta 👍
@yosefhabtay855
@yosefhabtay855 4 жыл бұрын
Ayteredakanen nhurma ktxwu'a keleka ሕጉሻ tbla nwedi dma ሓጉሻ ትብሎ ። እምበር ንሳተን ክጽውዓኻ ከልዋ ዳአ hugushey :hagushey yblaka
@thankyou1442
@thankyou1442 4 жыл бұрын
ናይ ቀደም ንብረት ኩሉ ግዜ ብሉጽ ኢዩ ሱዚኒኖ መረብ ሳሚ ኩልኹም በርትዑ
@yalembrhandebebe3662
@yalembrhandebebe3662 4 жыл бұрын
you can play your old sweet comodies back to youtube. please keep up and move forward, susino love from Ethiopia
@natsnetzemede7400
@natsnetzemede7400 4 жыл бұрын
Suzinino abi seb eka, des zbil interview azenagai,meharin God bless you 🙏
@hellogoodtoseeyou7554
@hellogoodtoseeyou7554 4 жыл бұрын
Legend legend hagos (suzinino) amlak ጥበቡ የብዝሓልካ ፡ይበል ልቦና። ዘገርም ዩ
@yostenaluul2679
@yostenaluul2679 4 жыл бұрын
ሓጎስ ኣብ ሂወትካ ጽቡቅ ይምነየልካ ናትካ ኣድናቂ አየ ጎይታ ጥበብ
@leleybineywintatesfay6391
@leleybineywintatesfay6391 4 жыл бұрын
ኣሰይ ጽቡቓተይ ሱዚ ለባም ሰብ ቡኡነት ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ኣምላኽ ጸጉኡ ይብዛሓልካ
@rezi7581
@rezi7581 4 жыл бұрын
GBU suzinino amlak edmen teenan yhabka you are natey kedamay miricha
@ዓለምጸዋር-በ6ቸ
@ዓለምጸዋር-በ6ቸ 4 жыл бұрын
ስዚኒኖ ምቁር ሓወይ ናይ ብሓቂ ጥበብ ኢካ እሞ ጥበብ ኢለ ሰይመካ ኣለኩ ኣዝየ ንዓካ ከድንቀካ ዝገበረኒ ድማ ኣምላክ ኣብ ኩሉ ቃላትካ ኣሎ እሞ ናይ ዘመን ዕድሜካ ይባርክን ይቀድስን
@davo528
@davo528 4 жыл бұрын
ካብ ዝገርምኩም ነዚ ኢንተርቨው ከዕዝብ ኣነ ውን ኣስግለ ሽጉርቲ ሓረረኒ. ሱዝኖ ኣጆካ ሓደ ማዓልቲ ኩሉ ዓወት ከምዘሎ ኣይትረስዕ.
@AGFuture-n3s
@AGFuture-n3s 4 жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk
@onelove-fd4hs
@onelove-fd4hs 4 жыл бұрын
ዋው ደቂ ኤርትራ ጀጋኑ ስዚኒኖ መረብ ደለዎ መደብ ፎርሳ ኣጆኹም መረበይ ኣጆኪ
@MJGAMER7
@MJGAMER7 4 жыл бұрын
መጀመርታ ኣብ ሙሉእ ስራሕኩም ጥዕና ይምነየልኩም ቀጺለ ድማ ኣዝቱ ደስ ዝብል ስራሕ ቀጽልዎ። 1)ከሓቶ ዝደሊ ድማ ምስ ማይናይስ ርክብኩም ከመይ ነሩ? ንምንታይ ከ ከም ኮመድያን መጠን ኣብ ዝተፈላለየ ብሓደ ዘይሰራሕኩም? 2) ካብዚ ኩሉ ትሰርሖ ዝነበርካ እንታይ'ዩ ነሩ መክሰብካ ማለተይ ኣታዊ ነርካ ዶ? በርከስ ነዓና ኣዛናጋዕን መሃርን ኢካ ነርካ። 3) ኣብ tv ካመራ ምስ ዋናኣ ትረአ ኣላ ኣብ ገለ ኣጋጣሚታት። ብዝተረፈ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕናን ኣሳልጦን እንዳ ተመነኩ ብሕጂ ብዝበለጸ ስራሕ ክትመጻና ይምነ። ንኩሉኩም ነዛ ኮመንት ኣንቢብኩም like ዝገበርኩም ድማ ኣብ ሂወትኩም ሙሉእ ጥዕና ይምነየልኩም።
@ሰላምበርሀ
@ሰላምበርሀ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን
@luellilay5483
@luellilay5483 4 жыл бұрын
ኣሜንንን (3)
@Acnt12
@Acnt12 4 жыл бұрын
Hawey maery edimen tienan yhabika tiena sienka nihina kea tefieu elina feridinaka🥺 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤God bless you best Eritrean actor
@Kulugziatemesgenbel
@Kulugziatemesgenbel 4 жыл бұрын
Nice to see u again our dear hero comedian & amlak kea yehagzka ab kulu hiwetka gn eza classical entetkyruwa yezana texmmena ala❤❤
@erishortvideo8068
@erishortvideo8068 4 жыл бұрын
ኣድናቂ ሱዚንኖ ፡መረብ ,ኣበይ ኣለኩም ያላ ፍትወትኩም ግለጹ blike ኣብዚ ርገጽ
@erishortvideo8068
@erishortvideo8068 4 жыл бұрын
@@Brgednhamedu4148 🤔🤔🤔
@erishortvideo8068
@erishortvideo8068 4 жыл бұрын
@@mty8737 🤔🤔🤔
@selammhretab5306
@selammhretab5306 4 жыл бұрын
Hagos zizinino kubur tewaseay hagerna egzabiher Amlak tanaka mulue ygbero sesenayu naka arefti zelewo hiwet ymneyelka God BLess you❤💋💗💔💕💖💔💜🧡💟💞❣💝
@edentekeste6703
@edentekeste6703 4 жыл бұрын
Mihret yewrdelka suzinino hawey E/R Amlak msaka ykun 🙏🙏🙏🙏🙏
@samabay
@samabay 4 жыл бұрын
Egziabiher bhxrete kal ayxehafn gega E/G xihfkyo
@samabay
@samabay 4 жыл бұрын
E/R
@mkbe4160
@mkbe4160 4 жыл бұрын
Kebur artist suzinino ane neska bemtefaka germeni ey'u neyru leka da nay tena geuday ey'u atefeka enqa behan mexakana ayhob hij ka ketedibisena tesfa yegeber edaman tenanan yehbeka fetari ❤❤
@nevergivup5027
@nevergivup5027 4 жыл бұрын
Hagos nay bhaki hagos eka abotatna kmslu kelewu shm ymerh tswaf yebrh yblu admen tsnan yhabka the king of art
@ephremkibrom3049
@ephremkibrom3049 4 жыл бұрын
ናይ ስነጥበብ ጥራይ ዘይኮንካስ ናይ ሂወት ውን HERO ኢኻ ሱዚ ፡ ሃልወልና ደኣ ንስኻስ ።
@fithawitkibrom6112
@fithawitkibrom6112 4 жыл бұрын
ምሉአ ምሕረት ይግበረልካ ስዝኒኖ ሽኮር ብሉጽ ስራሕ ሒዝካልና ክትመጽአ ተስፋ ይገብር
@fiorizeweldi
@fiorizeweldi 4 жыл бұрын
Entay koynu du hamimu du
@Official-Hermela-Tek1
@Official-Hermela-Tek1 4 жыл бұрын
@@fiorizeweldi ewe hawey
@fithawitkibrom6112
@fithawitkibrom6112 4 жыл бұрын
@@fiorizeweldi አወ ሓሚሙ ኔሩ መሰረቱ ውን ብሕማም መኽንያት ኣብ ዝተፈላለየ ሃገር ከም ዝበጽሐ ገሊጹ ጸኒሑ ጽቡቕ ጌርኪ/ካ ስምዕዮ።
@yonotanweldeamaniel6949
@yonotanweldeamaniel6949 4 жыл бұрын
ኣሕ ስደት ጨምላቅ እዚ ዝኣክል ሞያ ሒዝካስ ኣብ ስደት? በጃኩም ደቂ ኤረይ ሓቢርና ንዓድና ንመለስ።
@mohannig7919
@mohannig7919 4 жыл бұрын
27:00 - 28:52 😥😥🥰🥰 #suzi shikor ndhrit meliskana kem shimka Hagos..... hgusat ena'mo hagos dma naka ms mulu mhret sizu🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@semhaln1573
@semhaln1573 4 жыл бұрын
Thank you so much for bringing back this legendary Eritrean artist. The guy interviewing is getting on my nerves, he needs to be quite, listen and let him finish talking.
@ericking7534
@ericking7534 4 жыл бұрын
Abesherka habibi edemin teinana ymeneylka bal 5 kokob ika naiy komedi ika kafetom fetwtika kedimiay kekewon ydelii
@eri-lovelove904
@eri-lovelove904 4 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ hagos ዘይምኖ ስርሓት ኢኻ ሒብካና፣ ብሕጂ ውን ክንፅበየካ ኢና ፣ ኣብ ስራሕኻ አሳልጦ ይምነየልካ።
@tesfalemaraya211
@tesfalemaraya211 4 жыл бұрын
ኣድኒቀካ ከም ስራሕካ ኣይኮንካን ስርሕካን ኢንተርቪውካን ናይ ብሓቂ ቡሱል ዘረባ የቀንየልና ብዝኮነ ስርሕካ ኣይምኖን ኢዩ'ሞ ተወሳኪ ሓድሽ ስርሓት ክንርኢ ብሃንቀውታ ንጽበ ዕደመን ጥዕናን ምስድራኻ ኣቦ መድረኽ ጎይታ ጥበብ
@ኦኣምላከይበጸጋካባርከኒ
@ኦኣምላከይበጸጋካባርከኒ 4 жыл бұрын
N
@tesfalemaraya211
@tesfalemaraya211 4 жыл бұрын
????"N"
@misganamisgun4030
@misganamisgun4030 4 жыл бұрын
Tehtinka betamii adeinka aykemteabkiukan kiliet azeraerbkain tehtinakan neziom neshtiu artist temhertii eyu
@zareeri5887
@zareeri5887 4 жыл бұрын
ሱዚኒኖ ነዊሕ ተጸቢየካ እንቃዕ ሰላም መጻኻ ናትካ ኮመዲይ ደጋጊመ ኢየ ዝሪኦ ዕድመን ጥዕናን ዪሃበና ፍጣሪ ሳሚ ኸኣ ማይ ኮፊ እንዳሰተኻ እባ በሎ ኣብስሞዒት እቲኻ ካባና ንላዕሊ ብዙሕ ደጋፊኻ ኣሎ ብዙሕ ቀናእ ኣሎ ብፍላይ ኣብዚይ ማስሚዲያ ኡይይ ታይኢዩ ዝኸዉን ዘሎ ሰብ ኢዩ ዘብለካ ግን ንቅድሚት ኣጆኹም ካብ ዝስሓቀኒ ኩሉ ዕዳ ኢዩ ናብራ ስደት
@romatela7057
@romatela7057 4 жыл бұрын
ሐጎስ ፍቱው ስነጥባዊ ሐውና ሕማም ሲ ካባካ ንእግዚአብሔር የርሕቃ አሜን 🙏🙏
@amanhabtom5210
@amanhabtom5210 4 жыл бұрын
The most talented comedian from our country so far,well comeback ሱዚኒኒኒኒኖ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ፈጣሪ።
@wediteameff8549
@wediteameff8549 4 жыл бұрын
ሲዚኒኖ እቃዕ ድሓን መጻኻ ( ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ )
@habtommehari8138
@habtommehari8138 4 жыл бұрын
ምንቃፍን ምቅፍቃፍ በበይኑ ዩ ናይ ብሓቂ ዓባይ ዘረባ ሱዚ መቅሰን💯 ታፍላን ባህኣበሎምን ከኣ ሰላም ኢሎምካ
@loemessikongofffootball7461
@loemessikongofffootball7461 4 жыл бұрын
ኣበይ ረኺብካዮም ነዓይ ከድኣ ታይ ኮይኖም ሰላም ዘይበሉኒ
@በረኻዓደይ
@በረኻዓደይ 4 жыл бұрын
ደጊም ጥበብ ዋንኡ ረኺቡ።ደቂ ኤረ ሽኮሪናታት
@AmanBrhan5844
@AmanBrhan5844 4 жыл бұрын
ጥበብን ዋና ጥበብን ኣለው ግን ዓስቢ የብሉን ኮይኑ እበር።
@mantes7
@mantes7 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ሓጎስ ሓወይ
@kiyaradem2912
@kiyaradem2912 4 жыл бұрын
ሱዚኒኖ ሓወይ ምሉእ ጥዕናን ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ ጽቡቅ ስራሕ ባሓቂ
@nahomlbc
@nahomlbc 4 жыл бұрын
Suziii jegena amlak meska yekun wedi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@filichannel5433
@filichannel5433 4 жыл бұрын
You are so gifted. A gift to the Eritrean Art. Simply, you are a full package of Talents. hats off
እዛ ጥበብ እዚኣ ስጋዊትን ሰይጣናዊትን ኢያ።
19:57
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 36 М.
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 20 МЛН
So Cute 🥰 who is better?
00:15
dednahype
Рет қаралды 19 МЛН
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН