KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
2ይ ክፋል #ጋሻ_ሃንዛ // ካልኣይ መርዓ ገይርና.... ኣብ እዋን ጥንሲ ዘጋጠመኒ ፈተና .....ኣብ መርዓይ ዓአኪ መርዓት ጠፊኣትኒ .ተዋሳኢት ኣብሳላ #ኤሚ
27:03
🛑 ነቢዐን ዘንባዓኻ፡ስሒቐን ዘስሕቓኻ ኣሕዋት ተዋሳእቲ ኣብሰኣላ ደስታን ሊድያ ደስታን አብ መደብ ዓሰርተ ሕቶታት ''ምሉእ መደብ''
27:15
🤣 Придумали, как зарабатывать, ничего не делая! И всё получилось! | Новостничок
00:25
СКОЛЬКО людей не имеют ни малейшего представления о своем истинном ПОТЕНЦИАЛЕ? #shorts
01:00
Это было очень близко...
00:10
美味しい食べ物のASMR ASMR FOOD 🍜🍝🍜🥓🥢🍗#asmr #美味しい食べ物#食べ物#vlog
00:58
#ጋሻ_ሃንዛ
Рет қаралды 124,010
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 113 М.
Hanza Tube /ሃንዛ/
Күн бұрын
Пікірлер: 352
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ሰላም ትኽታተልቲ ሃንዛ ትዩብ ናይ ተዋሳኢት ኣብሳላ ደስት#ኤሚ ዩትብ ቻናል #ኑኡድ_ትዩብ (#NUEUD_TUBE /ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም ኣብ ቐጻሊ ብዙሓት መደባት ሒዛ ሰለ ዘላ ክሳብ ሽዑ ቤተስብ ኹኑ www.youtube.com/@NuedTube
@BrhanchannelBrhanChannel
9 ай бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስድትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና☘️ አሜን ፫ ተጋሩዋይ ኣብ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ አሕዋተይ💓💓☘️
@brhanbrhan7225
9 ай бұрын
ኣሜን ♥️🙏
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ሰላም ትኽታተልቲ ሃንዛ ትዩብ ናይ ተዋሳኢት ኣብሳላ ደስት#ኤሚ ዩትብ ቻናል #ኑኡድ_ትዩብ (#NUEUD_TUBE /ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም ኣብ ቐጻሊ ብዙሓት መደባት ሒዛ ሰለ ዘላ ክሳብ ሽዑ ቤተስብ ኹኑ www.youtube.com/@NuedTube
@merhawitmuaz1619
9 ай бұрын
@@brhanbrhan7225 ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ😘
@MaaanjJopnj-pg2bu
9 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@fromtgray6076
8 ай бұрын
ኣሜን
@JdjdjJriffi
9 ай бұрын
ኣሰይ ምቅርቲ ዓለም እንኻዕ ትግራወይቲ ኾንኪ ኣነስ ክፈትወኪ ምጭውተይ መልክዕ 100% ድምጺ ኣዘራርባ ልቦና 1000%♥️🥰🥰🥰
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ሰላም ትኽታተልቲ ሃንዛ ትዩብ ናይ ተዋሳኢት ኣብሳላ ደስት#ኤሚ ዩትብ ቻናል #ኑኡድ_ትዩብ (#NUEUD_TUBE /ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም ኣብ ቐጻሊ ብዙሓት መደባት ሒዛ ሰለ ዘላ ክሳብ ሽዑ ቤተስብ ኹኑ www.youtube.com/@NuedTube
@uuyfyuuy4719
9 ай бұрын
ሓዳርኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርክ❤❤
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ሰላም ትኽታተልቲ ሃንዛ ትዩብ ናይ ተዋሳኢት ኣብሳላ ደስት#ኤሚ ዩትብ ቻናል #ኑኡድ_ትዩብ (#NUEUD_TUBE /ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም ኣብ ቐጻሊ ብዙሓት መደባት ሒዛ ሰለ ዘላ ክሳብ ሽዑ ቤተስብ ኹኑ www.youtube.com/@NuedTube
@keseteyemane3008
9 ай бұрын
ዋይ ኤሚ ሃንደበት እምቡሕ ኢልክና በሊ ሓዳርኩም ይባረኽ ኣቡኡን ኣዲኡን ዘኽብር ውሉድ ይግበሮ።❤❤❤
@Nuroinamerica
9 ай бұрын
ሽኮሪና በዓል ገዛኣ, ገዛኣ በተሰብ ተኽብር ንእስቲ ፅብቕቲ❤❤❤
@selam801
9 ай бұрын
ሓዳር አብራሃምን ሳራን ይግበረልኹም ኤሚዬ🎉😊
@azakmashoiiir3413
9 ай бұрын
🥰🥰🥰ኤሚ ሓዳር ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም ዛምቤተይ ክንፈትወኪ💙
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ሰላም ትኽታተልቲ ሃንዛ ትዩብ ናይ ተዋሳኢት ኣብሳላ ደስት#ኤሚ ዩትብ ቻናል #ኑኡድ_ትዩብ (#NUEUD_TUBE /ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም ኣብ ቐጻሊ ብዙሓት መደባት ሒዛ ሰለ ዘላ ክሳብ ሽዑ ቤተስብ ኹኑ www.youtube.com/@NuedTube
@zewdihadera2132
9 ай бұрын
አብሳለየይ አብዛ ገዓት ጥረሓን እናወፃ ቁዱስ ነብስና መሕደሪ ሰይጣን ዝገብራኡ ዘለዋ እንካዕ አይገበረኪ ንዓኽን ንፍርያት የማነን እንፈትወክን ምክንያት ባህልክንን ህዝብክንን አፀቢቅክን ሰለ ዝተክብራ እዩ አምላክ ዝተባረከ ሓዳር ይግበረልኩም ንወድኩም አውን ብጥበብ አምላክ ይዕበየልኩም ነብስና መቅደስ እዩ ከእግዚአብሔር ዓብይይ ክብሪ ዘለዎ እዩ ናትና አይኮነን ካብ ሕጊ አምላክ እንተውፅኢናያ ተሓተትቲ ኢና ❤
@ሰለምጋልትግራይ
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@mebratitekle9606
8 ай бұрын
ኣቢሳላየይ ምቅርቲ ክፈትወኪ❤❤🎉 ኣምላክ ሓዳርኹም ይባረክ ውልድኹም ብጥበቡ የዕብየልኹም ኣሕዋተይ💕💕💕
@AzeAxumኣዙኣኽሱም
9 ай бұрын
ኣቤት ክፈትዋ ናሓወይ ዝምነያ ዝነበርኩ ታሓድገ 😢🎉❤
@ሂወትታደሰ0531
9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yibrahzemikael4568
9 ай бұрын
ዝኾነ ኾይኑ ሙእዘን ተንከባኸብልና🙏🙏 ንሓዳር ዝኸውን ቅኑዕ ትሑት ፈሪሃ እግዚአብሔር ዘለዎ መልኣኽ ዝኾነ ሰብ እዩ። ተንከባኸብዮ❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
9 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ
@ትግራይዓደይ-ኰ6ዐ
9 ай бұрын
ክንዴይ ደስ ትብል ምቅርት❤❤❤❤
@GenetChannel-uo3rv
9 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ
@samer-wh6rk
9 ай бұрын
ኣቢሳላየይይይይ ፅሪቲ ሓዳርኩም ይባርክ ወላድኩም ብጥበብ የዕብየልኩም ዝሓፍተይ❤❤
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ሰላም ትኽታተልቲ ሃንዛ ትዩብ ናይ ተዋሳኢት ኣብሳላ ደስት#ኤሚ ዩትብ ቻናል #ኑኡድ_ትዩብ (#NUEUD_TUBE /ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም ኣብ ቐጻሊ ብዙሓት መደባት ሒዛ ሰለ ዘላ ክሳብ ሽዑ ቤተስብ ኹኑ www.youtube.com/@NuedTube
@abrehatgebrhansgebrhans9400
9 ай бұрын
አሰይ ፅብቅቲ ደስ ዝብል ሂወት ታሪክዩ መምሃሪ አብሳላ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ መላእ ስድራኺ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fhjjhyyu9639
9 ай бұрын
ፅብቅ ገይራካ ኣማሕድረና በልዮ ኢሚ
@amitasmerom2676
9 ай бұрын
ኢሚየይ ፅብቅቲ ❤❤መስቀል ካኣ ግብሪ ኢኪ
@GenetChannel-uo3rv
9 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ
@BrhanBrhan-wc4zu
9 ай бұрын
ሙቅርቲ ወግዓ ደስ ትብለካ ናይ ዓቀይቲ ሰብ እንካዕ ብሰላም ተገላገልኪ❤❤❤
@bahtaleake5969
8 ай бұрын
Thanks God for everything
@ጓልሰብዓእንደርታመቀለ
9 ай бұрын
እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርከልኩም ንውላድኹም ደማ ብጥበቡ ይባፅሓልኩም❤
@herilove7188
9 ай бұрын
ኤሚ ፀሓይ ገፃ ❤❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ❤🙏
@lkjlkh5222
9 ай бұрын
ኤሚየ ሽኮር ፅቡቅ ናይሓዳር ዘመን ይግበረልኩም💛💜
@oneDecor16
9 ай бұрын
ኣብሰኣላ ሽኮር ልዕሊ መልክዕኪ ሙቅልልነትኪ ደስ በሃሊ ❤❤❤
@andomkbrom8072
8 ай бұрын
👏❤🤞👏❤❤❤❤❤ኣብሶላተይ ሽኮር🙏🙏🙏ፍቕርኹም የምንኹም ክብርተይ🤞👏🙏❤
@susususu-w9q
9 ай бұрын
አሰይ ኤሚ ቆንጆ ሩሑስ ጋማ ርሑስ ሓዳር ይግበረልኪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@GenetChannel-uo3rv
9 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ
@GrmawitTsgay
9 ай бұрын
ሓዳርኹም ይባረኽ ኤሚ ማዓረይ🎉🎉
@ልዋምጋልኣፅቢ
9 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባረኽ😊❤❤❤❤
@RgbeyTirnh
9 ай бұрын
ኢማየይ ምቅሪቲ ፍጥረት እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓድሩኹም ይባረክ ተጋሩ ጽሩያት❤
@01tigray
9 ай бұрын
ቃል ኪዳን አብርሃምን ሳራ ይግበርልኩሙ 🙏❤
@YoDaha
9 ай бұрын
እንኳዕ ናብዙይ ኣብቀዐኪ ኤሚ ፅሪቲ 2ይ ክፋል ንፅበ
@BrhanBrhan-wc4zu
9 ай бұрын
ኤም ፅሪቲ ሓዳርኩም ይባርከልኪ
@freabadi9712
8 ай бұрын
ይፈፅመልኹም 🙏🏼❤
@hfhfhf8860
9 ай бұрын
ሰበይቲ ማለት ከምዚ ክትከውን አለዋ አብ ሚድያ ክትንእዶ አለዋ ወላ ክፉእ ተሎ ግና ኩሉ ተፃዊራ ፅቡቅ ክትሓስብ አለዋ አነ ግና እታ ዝበደለኒ እየ ዝናገር ግና ሰብ እውን ወሲኩ እዩ ዘባእስ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@titisabawit3510
9 ай бұрын
ኤሚ ሽኮር❤❤❤❤ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤❤❤ተዓዲሉ /ኪ ❤❤❤❤❤
@Ana-f3h4p
8 ай бұрын
What an honest and lovely interview. ና ባዕልኻ ቋንቛ ላህጃን ባህሊ'ውን እትርእየሉ!
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
9 ай бұрын
ኣስይይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም ፈጣሪ❤
@AsterGebresluse
8 ай бұрын
ኣብሳላት ሽኮር እንኳዕ ደስ በለኩም ግን please ካብ ስዕስዒት ኣይትጥፍኢ ኣነ ግን ዓርካ ጠሊማ ዲያስፖራ ጠቢሳ እየ ሰሚዐ ነይረ ኣቤት ሰብ ከዉሪ🤷♀️🤷♀️🤷♀️🤷♀️
@AXUM13
9 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ኣነስ ክፈትወኪ❤ ታዓዲልኪ ምሉኡ በዘይ ጎዶሎ ሂቡኪ አምላክ ❤
@ፋኑስጓልተዋህዶ
9 ай бұрын
ደስ ዝብል ጻንሕት ነሩ ደስ እለኒ ክላ ሰምዐዮ ጽርያት❤❤❤💘💘💘
@shalom5798
9 ай бұрын
ብቛንቑኡ ዘይሕበን ወለዶ መን ወልውዶ?😢😢 ሕጂ ❤ኣብሳላ❤ ትግርኛ ተዛሪባ ማላት'ድዩ? ቖንጆ-ዶ-?- ጽቡቕ,ወቑብ,...? በእውነት-ዶ-?- ብሓቂ ? ተንዘላዚለ-ዶ-?- ወዘልዘልኢለ? ጦርነት- ዶ-? - ኪናት,ወግእ? ተዘሪረ- ዶ?- ጻሕ ኢለወዲቕ? እንትን ዶ-? -ክስታይ, ታይድኡሽሙ? ቀልቃላ -ዶ? -ህውኽ, ውዕይ/ውዕይቲ? ቸኪለዶ- ?- ሃጺጸ, ተሃዊኸ? በተለይ ዶ- ብፍላይ, ምላዳ? ብቻ -ዶ- ? -ጥራሕ? ድንገት-ዶ?- ሃንደበት,ኣጋጣሚ ? ቀውጢ-ዶ-?- ዕንጭራር? ጥያቄ-ዶ-? ሕቶ? ወድያውን-ዶ-? ሽዑ ንሽዑ? ምጥ-ዶ-? - ሕማምሕርሲ? ምቕባጥ-ዶ? - ቕብጠርጠር,ሕንቑቕ? ኣየናይ'ዩ እቲ ቕኑዕ ትግርኛ ? ታይ ማለትዩኸ ? ከሓወስካ ትግርኛ ጥራሕ ምዝራብ ኣይምጥነን ማለት ድዩ? ዋላስ እቲ ትግርኛስ ዋጋ ሰለዘይተከፈሎ'ዩ? ዝግደሰሉ ወለዶ የለን? ክሳዕ ኽንዱዚ ቛንቑኡ ዘሕሰር ማሕ/ስውብ😢😢 ይገርመናሎ?
@ጓልሃገረትግራይ
9 ай бұрын
ሰማዒ የለን ትግርኛዋይ ቀቲልናያ😢
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ዝኽበርካ /ኪ ነቲ ኣርማትኪ/ካ የቐንየልና ብዝተኻኣለ መጠን ትግርኛ ንክዛረቡ ይፅዕሩ እዮም ኣጋይሽና ኮይኑ ግን ኣብ ዕለታዊ ምንቅስቓስ ምስ ቋንቋና ተሓዋዊሶም እንዛረቦም፡ክሳብ ትግርኛ ዝመስሉና ቃላት ኣለው እዮም ነዚኦም ንምስትኽኻለ ናይ ኩላትና ፃዕሪ የድልየና እዩ....ብዝኾነ ክብረት ይሃበልና::
@shalom5798
9 ай бұрын
@@hanzatube1693 ሰለ መልስካ ኣዜ የመስግን!!! ግን ድማ ኣጋይሽ ኡዱማት ኮነ ኣጋይሽ ተቕበልቲ ኣብ ማዓልታዊ ወፍሪ ዕዪኦም ብስሩ ስለምንታይ ካልኦት ቓላት ቕያንቛ ይላማዱ? ተጋሩ ኮይሞም 100% ብትግርኛ ዘይተዛረቡ መንዳኣ ትግራዋይ ይኩን? ኣብ ምብራስ ቛንቛኡ ዝተዋፈረ ሕ/ሰብ ከማና ኣይርኣኩን የሕዝን ። እሞ ማዓስ ኢኩም ክተማሓይሹ? ኩሎም ሚድያታት ትግራይ ብዝተመረዘ (ዝተበከለ)ቕቛንቛ ይዛረቡ እሞ እዚ ኩሉ ዋጋ ተከፊሉ ። ርእስናውን'ዩ ተውሪሩ መሬትና ጥራሕ ኣይኮነንን የሕዝን ብሓቂ።
@meaza7313
9 ай бұрын
ምቅርቲ ዝኮነት ቆልዓ🥰🥰
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ሰላም ትኽታተልቲ ሃንዛ ትዩብ ናይ ተዋሳኢት ኣብሳላ ደስት#ኤሚ ዩትብ ቻናል #ኑኡድ_ትዩብ (#NUEUD_TUBE /ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም ኣብ ቐጻሊ ብዙሓት መደባት ሒዛ ሰለ ዘላ ክሳብ ሽዑ ቤተስብ ኹኑ www.youtube.com/@NuedTube
@galmhrey
9 ай бұрын
ኢሚየ ምቅርቲ ዝፈትወኪ ትዋሳኢት ሓዳር አብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤
@khjh8891
9 ай бұрын
ኤሚየ የኔ መቐረት ሓዳርኩም ይባረክ❤❤
@uuyfyuuy4719
9 ай бұрын
አብሲተይ ምቅርቲ ❤❤❤
@hgf6568
9 ай бұрын
ምቅረተይ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ
@asayyeebyo182
9 ай бұрын
አሰይይይይይ ኤሚ ፅርቲ ሓዳኩም ይባርኽ ንወድኩም እዉን ብጥበቡ የዕብየለኩም❤❤❤
@fjgfjfg1826
8 ай бұрын
ኣሰይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ፅሩያተይ ቅዱስ ቀ
@ሸረኒ
8 ай бұрын
መቀረት ዓለም ደስ ክትብለካ ❤
@DgDh-px1wd
9 ай бұрын
ኦሚየይ ሽኮር❤እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርከልኩም❤❤❤❤
@ZweyniNegasi-to7hm
9 ай бұрын
ኢሚየ ምቅርቲ ፅሪቲ እዲኪ እንዃዕ ለባም ባዓል ቤትኪ ፈጠረልኪ❤❤❤❤❤❤❤❤
@hfhfhf8860
9 ай бұрын
ደስ ክትብለካ ማዓሪተይ ቱ ግልፀናታ ❤❤❤❤❤❤ወሲከ ፈትየያ❤❤❤❤❤❤❤
@rdfffegfr6136
9 ай бұрын
ዋው ፅሪቲ አነስ ክርኤኪ ከለኹስ ከምቲ ፍልሚ ይመስለኒ ነይሩ ብጣዕሚ ኢኺ ደስ ትብሊ አገላለፃኺ 100/100 ደስ ባሃሊት ❤❤❤
@galtigray5257
9 ай бұрын
ሓደርኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርክልኩም
@MebratAlemayo-ct5ph
8 ай бұрын
ኤሚየ ምቅርተየ ኣነሰ ክፈትወኪ
@letshgeremariam9258
9 ай бұрын
ፅቡቃት ❤️💛🥰❤️💛🥰❤️💛🥰❤️💛🥰❤️💛🥰❤️💛🥰❤️💛🥰❤️
@negestinina-dg6pi
9 ай бұрын
❤❤❤ምቅርተይ ሓዳርኩም ይባረኽ🙏🙏🙏❤❤❤❤
@Yyy-m4x
9 ай бұрын
ኤሚ የኔ ሜሪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሓዳርክሙ የባርኮ የኔ ቆንጆ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@brllabay3842
9 ай бұрын
ርሑስ ጋማ ሓዳርኩም ይባረክ አሕዋተይ❤❤❤
@Abrhet_youtube
9 ай бұрын
አብሳላይ(ኤሚ/) ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ዝፈትወኪ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ውላድኩም ብጥበቡ የዕብየኩም ዝሓፍተይ❤❤❤❤
@sdddddrrrfrfggggfr32werrt
9 ай бұрын
በዘጋጣሚ ኤሚ ማራ አየ ዝፈትወኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
9 ай бұрын
CONGRATULATION
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
8 ай бұрын
ሓዳኹሞ ይባሩኹሞሉኹም አግዚኣብሔር አምላኬ❤❤❤❤❤ ሓፉተይ❤❤ ማዓረይ
@ጋልትግራይሓላል-በ4ከ
9 ай бұрын
Hadarkum ybark❤
@azamitdebresion5455
9 ай бұрын
ኣሰይይይይ ዕድመን ጥዕናን የሃብኹም ፈጣሪ❤
@melestesfay5687
9 ай бұрын
አነ እኮ MS TikTok ሽኮር ቅመም ናንዳ ትሕሽ ንምንታይ አውፂኦማ የ ይብል ነይረ እንቋዕ ደስ በለኪ ተመስገን ተጋሩ ክንስን እንቃዓ ጣፍ ክንኮን አለና ሰባት ዘይጭነቅ ይመስሎም ዝበልክዮ ካዓ አይትፍረድሉ ሰብ ናይጭንቀት መድሓኒት እናወሰደ ንስኺ ስለ ቲክቶክ ጥራህ እንትትሓቢ ድራማ ምኳኑ ይርስዖ እሞ ሐቂ ይመስሎ ብዝኾነ ጎበዝ ተዋሳኢት ኢኺ ሐዳርኪ ይባረኽ መዓርግቲ ይግበርኩም ፈጣሪ
@tsinatgirmay2338
9 ай бұрын
ፅቡቕ መደብ:ቐፅሉሉ:: ሪኢቶ ንምሃብ ግን ጋሻ ሃንዛ ኢልኹምስ እቲ ቑርሲ ቡን ናይ ፈረንጂ ዕምበባ ካብ ዝኾን ሃንዛ ዓድና ተዝኸውን ምስቲ ስምን ባህልን ብዝበለፀ ምኾነ::
@ErdanozErdanoz
9 ай бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ክፈትዋ
@Tesfaayusnkey-j6k
9 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባርኮ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤❤
@wintafetawitthomasalazar6678
9 ай бұрын
Emi shikor edmen tenan yehbki fetari mes Familie ❤❤🎉
@mesiyemamu
9 ай бұрын
Woooooow congra hadarkum ybarek zhaftey.
@ሳምሪጋልትግራይ
9 ай бұрын
ኢሚየ ምቅርተይ ሓዳርኩም ይባርክ❤❤❤
@ዉዉዋ
9 ай бұрын
ኤሚየ አንካዕ ደስ በለኪ ❤
@GenetChannel-uo3rv
9 ай бұрын
ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ
@لمتب
8 ай бұрын
ፅብቅተይ ደስ ክትብሊ ሓዳርኩም ይባረክ🙏❤🥰🥰
@selamgegziabhar7019
8 ай бұрын
የእውነት ምኡዝን ገልፀሽዋል ወንድሜ❤❤❤❤
@HayhMa
9 ай бұрын
ኢሚየይ ምቅርቲ ❤😘😍
@sooqusaabya3831
9 ай бұрын
ኤሚየይይ ምቅርቲ እግዚኣብሄር ኣምላክ ንሓዳርኩምን ንውላድኩሙን ይባርከልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ❤❤❤❤ ኣነስ ናበይ ከይዳ ኤሚ ናበልኩስ ለካ ንስኪ ትምርዓውን ትወልድን ነይርኪይ ባይዘይ ይሞቸኪይ❤
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ሰላም ትኽታተልቲ ሃንዛ ትዩብ ናይ ተዋሳኢት ኣብሳላ ደስት#ኤሚ ዩትብ ቻናል #ኑኡድ_ትዩብ (#NUEUD_TUBE /ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም ኣብ ቐጻሊ ብዙሓት መደባት ሒዛ ሰለ ዘላ ክሳብ ሽዑ ቤተስብ ኹኑ www.youtube.com/@NuedTube
@ElsaFisseha-ww5kb
9 ай бұрын
Ere Amy shekor weledki deki wow betami des behali hadarki yebarek❤❤❤❤❤❤
@kingInglesumman
9 ай бұрын
I'm happy you have a kids happy family
@gexsgfvtxexrfc2128
9 ай бұрын
ኢሚየ ማዓረ ❤❤❤
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ናይ ተዋሳኢት ኣብሳላ ደስት#ኤሚ ዩትብ ቻናል #ኑኡድ_ትዩብ (#NUEUD_TUBE /ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም ኣብ ቐጻሊ ብዙሓት መደባት ሒዛ ሰለ ዘላ ክሳብ ሽዑ ቤተስብ ኹኑ www.youtube.com/@NuedTube
@azimerakahasi7286
9 ай бұрын
እማ ሸኮር እንኮዕ ደሰሰ በልክ🎉🎉🎉🎉🎉
@fikaduboy7722
9 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ኣስካላ ❤🎉❤😍
@ነብያትሃይሉ
9 ай бұрын
ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ❤❤❤
@HappyBarn-bb5ij
9 ай бұрын
አብሳላት ቆንጆ. 👌ግን ሕርሲ እዩ ዝብሃል ምጥ አይብሃልን 🤔
@MohamedMohamed-on5jw
9 ай бұрын
ሙቁራተይ❤❤ ሓዳርኩም ይባርከልኩም
@FurtunazemhretZemhret-br9xd
9 ай бұрын
Selam Selam emi shkor Enqao abqaoki ruhus gama hantihto alatni ab meroki maolti enda thsh kulom nerom etom nfeltom maletu thsh gn aynebertn ❤❤❤so thanks edmen tonan Ms mulat familki love u
@selamfiseha1938
8 ай бұрын
ኤሚ ፅብቅተይ❤❤❤❤❤❤ 👸👸👸👸👸👸
@FihbHhjj
4 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@handl741
9 ай бұрын
ምቅርቲ❤
@HdghdJdhdb
9 ай бұрын
ኢሚየ ሽካሪ🕊🕊🕊♥️♥️♥️
@netsanettigray7918
8 ай бұрын
ክፈትወኪ አነስ ❤️❤️❤️❤️😘😘😘😘😘
@sgfghjpateg
9 ай бұрын
Aseyyyyy yeney narrrrrrrrr❤❤❤❤❤
@baftahadas1264
9 ай бұрын
ፅርይቲ ተዋሳእት ኤሚ ❤❤❤
@AAga-k3y
5 ай бұрын
Emiy mariy hadarikom yebarik❤❤❤❤
@ZaharaYosaf-oe4nn
9 ай бұрын
ኢሚየ ሸካሪሪ❤❤
@richochewa1640
9 ай бұрын
ኤሚ ሽኮር ርሑስ ጋማ ይግበረልኹም ❤️🙏❤️
@ኣፅበታይ
9 ай бұрын
ዛቤተይ መክበሪት ባህላ ካመይ ድየ ኣድቀኪ❤❤❤❤❤❤❤❤
@wudasemiarym9589
9 ай бұрын
ናይ ሓንቲ ሳዓት ዳሓን ዩ 5 ማዓልቲ ምሰ ለይቲ ኳ ሓሚምና ግን ተመሰገን
@gs6su794
9 ай бұрын
ኤሚተይ ለባም ሰብ ❤❤❤❤
@Sara-d4n5t
9 ай бұрын
ባዕለይ ቀደመይቲ❤
@hanzatube1693
9 ай бұрын
ናይ ተዋሳኢት ኣብሳላ ደስት#ኤሚ ዩትብ ቻናል #ኑኡድ_ትዩብ (#NUEUD_TUBE /ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም ኣብ ቐጻሊ ብዙሓት መደባት ሒዛ ሰለ ዘላ ክሳብ ሽዑ ቤተስብ ኹኑ www.youtube.com/@NuedTube
@rakebmbrak5184
9 ай бұрын
Asey mkrti melise fetyeya❤❤❤ from eritrea .
@allbaad6689
9 ай бұрын
ዋው❤❤
27:03
2ይ ክፋል #ጋሻ_ሃንዛ // ካልኣይ መርዓ ገይርና.... ኣብ እዋን ጥንሲ ዘጋጠመኒ ፈተና .....ኣብ መርዓይ ዓአኪ መርዓት ጠፊኣትኒ .ተዋሳኢት ኣብሳላ #ኤሚ
Hanza Tube /ሃንዛ/
Рет қаралды 83 М.
27:15
🛑 ነቢዐን ዘንባዓኻ፡ስሒቐን ዘስሕቓኻ ኣሕዋት ተዋሳእቲ ኣብሰኣላ ደስታን ሊድያ ደስታን አብ መደብ ዓሰርተ ሕቶታት ''ምሉእ መደብ''
Lwa Tube
Рет қаралды 174 М.
00:25
🤣 Придумали, как зарабатывать, ничего не делая! И всё получилось! | Новостничок
НОВОСТНИЧОК
Рет қаралды 17 МЛН
01:00
СКОЛЬКО людей не имеют ни малейшего представления о своем истинном ПОТЕНЦИАЛЕ? #shorts
BalcevMMA_BOXING
Рет қаралды 1,2 МЛН
00:10
Это было очень близко...
Аришнев
Рет қаралды 7 МЛН
00:58
美味しい食べ物のASMR ASMR FOOD 🍜🍝🍜🥓🥢🍗#asmr #美味しい食べ物#食べ物#vlog
ASMR FOOD
Рет қаралды 46 МЛН
6:26
# ብፆታ ንሰሊና ኣብ መርዐኣ እናደረፉላ ዘብከዮም ምኽንያት እንታይ እዩ።subscribe ይግበሩ።
Lwana tube
Рет қаралды 44 М.
11:43
ሰዓት 9:00 ናይ ለይቲ ዝነበረ ጭንቐትን ሓጎስን ተኸታተሉ።
Nueud (ንኡድ) Tube
Рет қаралды 72 М.
1:27:56
የወንዶች አለም ሙሉ ፊልም | Yewendoch Alem | Full Amharic Movie 2024 | New Ethiopian Film 2024
Fatu Entertainment ፋቱ
Рет қаралды 29 М.
4:10
ሰይ❤❤❤ #habesha #duet #habeshawedding #wedding #dance #tigrignamusicwedding #eritreanwedding #tiktok
hahu record
Рет қаралды 18 М.
14:00
🔵ኣቕሽሽቲ ሰብ ትበልዑ ኢኩም / ገነት ኣይቀሰነትን
Abiel Info Tv
Рет қаралды 20 М.
18:39
ብረይን ከሓሲትን ጥሕሎ አወዳድቃ ፈቲንና ጉድ ገይርናየን#ብረይ #brey #gereemun #eritreanmusic #lele #ebs #music #habesha
BASHAY TUBE
Рет қаралды 35 М.
11:03
ከቤትሽ አልወጣም አለቻት #part 2😱
AWEL&SEADI
Рет қаралды 8 М.
10:14
ሸልማት ሮዳስ ሚዛን ሚኪ ን ዲጄ ኣሹ ኣብ ምረቃ ፊልሚ ደቂ ሕድርትና 2024
Tslal Studio
Рет қаралды 41 М.
16:35
🚨ጽጹይ ሓበሬታ! ናይ ስነ-ጥበባዊት ኣድያም ጭብጢ ቪድዩ ተረኺቡ! ናብ ካንፖላ ከይዳ?እዚ እዩ እቲ ሓቂ ፍለጥዎ! Adiam Sibhatu | Nahom Meste
Dadi & Mami
Рет қаралды 20 М.
13:56
ንኣደይ ወርቂ ዓዲገ ሰርፕራይዝ ገይረያ
Wina entertainment
Рет қаралды 48 М.
00:25
🤣 Придумали, как зарабатывать, ничего не делая! И всё получилось! | Новостничок
НОВОСТНИЧОК
Рет қаралды 17 МЛН