🛑 ነቢዐን ዘንባዓኻ፡ስሒቐን ዘስሕቓኻ ኣሕዋት ተዋሳእቲ ኣብሰኣላ ደስታን ሊድያ ደስታን አብ መደብ ዓሰርተ ሕቶታት ''ምሉእ መደብ''

  Рет қаралды 174,814

Lwa Tube

Lwa Tube

Күн бұрын

Пікірлер: 659
@vjfh914
@vjfh914 Жыл бұрын
ንአያ ዘብራአብሩክ ምስ ሰበይቱ ዝትብሉ እስኪ Liik
@dsdsrseser-je1ub
@dsdsrseser-je1ub Жыл бұрын
አብሰአላ ሽኮር ዝፈቱ ላይክ ይርገፅ
@brhanemichael4131
@brhanemichael4131 Жыл бұрын
Abza aleku 💋
@tomashaile9754
@tomashaile9754 Жыл бұрын
ኩለን ሰብ እየን ሽኮራት❤🇪🇷🥰
@Joe123_
@Joe123_ Жыл бұрын
ረገፅኩኻ ትረገጽ እኖኻ
@saron20
@saron20 Жыл бұрын
ሊዱ ኸ ታይ ይወፃ ክልቲአን ምቁራት ማናቱ ይመስላ
@Jessy-xn8ps
@Jessy-xn8ps Жыл бұрын
😢ይርገጽ ኢልካ ኣሎ ላይክ ብኣጻብዕ ድዩ ወላ ብእግሪ🤔
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ Жыл бұрын
እዊይ እንታይ ገበራኩም ደቀይ ኣሕዚነናኒ😥😥 ኣብ ቀጻሊ ለምለም ዓይነይ እና ዘውርኣውሩክ ዓይነይ ኣቅሩቡልና ተጋሩዋኒ🙏❤❤
@nahomhappy2091
@nahomhappy2091 Жыл бұрын
ዓባይ ሓፍተን ናበይ ከይዳ ነዊሕ ግዚ ካብ ሚድያ ጠፍኣ ኣምፁሉና እባ ብፍላይ ምሰ መረሳ ትሕት ሰማይ ፉሉይ ካራክተረ ተፃዊታ ነራ i miss you ፍረ ሹማ ሰለ ዛይሓዝክዎ ብፍረ እየ ዝፈልጣ❤
@Azebchanal
@Azebchanal Жыл бұрын
ክንደይ ደስ ይብላኻ እየን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ሙቁራተይ❤❤❤❤
@mulushefarawe3880
@mulushefarawe3880 Жыл бұрын
ሊዱ ን ኣብሳኣላ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀክን ኪነ ጥበብ ትግርኛ 1ደ ደረጃ ልዕል ከም ተብልኦ ተሰፋ ንገብር ቀፅልሉ ደስ ይብል❤💛
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ Жыл бұрын
ውይ አነለ. ምስአተን ደንጊፀን ነቢዐን በስምአብ 😢 ደስ ክብላካ ምጩዋት ቀፅልሉ ሰስኑልና ተጋሩዋኒ❤❤❤❤ ዓድና ሰላም ይልአከልና ፈጣሪ❤❤😢
@rahelhaileadwa6509
@rahelhaileadwa6509 Жыл бұрын
ኣነ ዋላ omg😢
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን Жыл бұрын
ደጊመ ይፅሕፍለኩ ደስስስ ክብላኼ ደሞ ብሰላም ምፃና ኣጆኽን ክነበራታተዐኽን ኢና የናማነይ ድየ ደቂ መዳመይ🎉
@dawitwedieri227
@dawitwedieri227 Жыл бұрын
ኩሉኹም ሕድሕድ ኮባኹብቲ ግን ብፍላይ ሊደይ ጽብቕቲ ሕብራ ከደረይቲ ካብ ኩለን ብልጽቲ😍😍😍😍 ፍቖርን ሰላምን የዉርደልና ብፍራንክ ስሕቕና ነብዕና እዛ ስሓቖ ትንበር ኣብ ዝርያኹም ከሙኡ ኣብ ዙሩያና❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤❤
@almazgiday9935
@almazgiday9935 Жыл бұрын
ምቁራተይ መጨረሻ ዝበልክንኦ ብጣዕሚ ልብካ ዘሕምም ዘቀዙ እዩ አዴታትና አሕዋትና ዝደፈሩ ፈጣሪ አብ አዴኦም ሐፍቶም ሰቤቶም ጋሎም ይመልሰሎም አሜን እዞም አረሜን እስሳታት ።
@FwwdDawd
@FwwdDawd 4 ай бұрын
ዋይ ምሳአተን ነቢዐኣ ኣሕዋተይ ደንግፀ
@selamgaltewahdo5510
@selamgaltewahdo5510 Жыл бұрын
እዛ ኣቢሰላም ደስ ክብል ባህሪያታ ምዓረይ ❤😊
@fnotgetachew9180
@fnotgetachew9180 Жыл бұрын
Abseala eya abiselam aykonetin
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 9 ай бұрын
ኣብሰላም 😂
@samera-v5k
@samera-v5k Жыл бұрын
ነቢዕክን ኣንቢዒክናኒ 😢 ምቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 Жыл бұрын
ዋይ ኣነ እውን ምሰአተን ደንጊፀን ነቢዐን በሰምአብ😥🙏ሸኮርናታት ዕድመን ጥዕናን የሃብክን ፈጣሪ🙏🔥😘
@ግዜ-ቘ6ጘ
@ግዜ-ቘ6ጘ Жыл бұрын
ታኣየን ኮይነን ዝንብዓ ዘለዋ ዋላ ሓንቲ ኣይትረድእነን😂
@fswrcswr8638
@fswrcswr8638 Жыл бұрын
​@@ግዜ-ቘ6ጘፕራንክ እዩ ማዓረይ ግን ኣነ ብጣዕሚ አድንግፅኒ ነይሩ ይመችኩም ደቂ ትግራይ ሸኮር♥😘
@yes6292
@yes6292 Жыл бұрын
ኣብ ቀፂሊ ዲኒ ውዲ ኣያዘብራብክ ኣምፅልና ዲኒተይ ሽኮር ኣምፅልና ደቂ ርመይ ❤❤❤❤
@LijNatanLijNatan
@LijNatanLijNatan Жыл бұрын
ደቂ ደስታ ጽቡቃት ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ምቁራተይ❤❤❤
@2Corinthians.10-17
@2Corinthians.10-17 Жыл бұрын
እውይ ጭካነ ከምዝ ዝበለ ፕራንክ ግደፉ😢 ምቁራተይ ንወላድተን ዘለወን ፍቕር ዝገርም እዩ ብሩኻት ኣዶ ወልደ ትበል❤
@hgf6568
@hgf6568 Жыл бұрын
አሰሊታት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@selamgaltigray47
@selamgaltigray47 Жыл бұрын
ገሬ እሙንን ጀኮርን ኣምፁኡልና❤
@HhFv-mf2jl
@HhFv-mf2jl Жыл бұрын
ዊይ በስምአብ በክየን አብክየናኒ ሙቁራተይ
@EinabiEinabi
@EinabiEinabi 8 ай бұрын
ደስባሃሊት ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪንፈጣሪ ሙቁራቲ❤❤❤❤
@ሕልናዊት
@ሕልናዊት Жыл бұрын
ሰምሃሌ$ኣብርሃም ይቅረቡልና 👍
@Bahgi_
@Bahgi_ Жыл бұрын
ከየንቲ ትግራይ ክተወግዱዎ ዘለኩም ሓደ ዓብዪ ነገር ኣሎ፤ ኣብ ክንዲ ቃላት ትግርኛ ቃላት ኣምሓርኛ ምጥቃም። ብትግርኛ ንዘይንፈልጦ ቃል፡ ኣምሓርኛ ወይ እንግሊዘኛ ቃል ተኪእና እንተተጠቐምናሉ ጸገም የብሉን። ናይ ትግርኛ ቃላት እናሃለዉና ኣምሓርኛ ቃላት ምጥቅም ግን ስንፍና እዩ፤ ካብኡ ሓሊፉ ድማ ባዕልኻ ምጽላእ። ንኣብነት፡ ኲናት ዝብል ናይ ትግርኛ ቃል እናሃለወና፡ ንምንታይ ጦርነት ንብል? ክስታይ ዝብል ናይ ትግርኛ ቃል እናሃለወና፡ ንምንታይ እንትን ንብል? ቡን ዝብል ናይ ትግርኛ ቃል እናሃለወና፡ ንምንታይ ቡና ንብል? እሞ፣ ስለዚ፣ ን፣ ወዘተ ዝብሉ ናይ ትግርኛ ቃላት እናሃለዉና፡ ንምንታይ እና ንብል? . . . ወዘተ ... ስነ-ጥበብ ሕበረተሰብ ይቐርጽ። ስለ እዚ፣ ኣብ ስራሕትኹም ብጣዕሚ ጥንቁቛት ክትኮኑ ይግባእ። ከም ሓፈሻዊ ትዕዝብቲ ግን፤ ተጋሩ ቋንቋና ተጠቒምና ሓሳባትና ብዝግባእ ክነመሓላልፍ ከም ዘይንኽእል እየ ተዓዚበ። እዘን ኣሕዋትና ተዋሳእቲ እየን፤ ንሳተን እኳ ከም እዚ ሰጋእመጋእ ከይበላ ምዝራብ ዝኣበየን፣ እቲ ካልእ ታራ ህዝቢ እማ ጠቕላላ ኣይይዛረብን ምባል ይቐልል። ብዙሕ ስራሕ ይቐርየና። ህዝብና ካብ ብቖልዕኡ ዘረባ ክለማመድ ክተባባዕ ኣለዎ። ከየንትና ድማ ኣብ ኮለጅ ኪነ-ጥበባት ዘረባ (speaking) ከም ስልጠና ክውሃቦም ኣለዎ። እዚ እንተዘይተገይሩ፣ ብዙሕ ምጉዓዝ ኣይይክኣልን።
@Haregte
@Haregte Жыл бұрын
ብሓቂ ሕመቅ ኣሎ ምትሕውዋስ ብፍላይ እና 😢 መተኻእታ ዘይብላ እዩ ዝመስለካ ትሓዝን እሞ, ስለዚ እናሃለወናስ ዝገርም ኩሉ ሰብ እዩ ክዓ ዝጥቀመላ ተስፋ ይገብር
@iuelabreha6800
@iuelabreha6800 Жыл бұрын
ትኽክል
@iuelabreha6800
@iuelabreha6800 Жыл бұрын
ይተርፈና
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ
@ፍቅሪጡዑምምሰኩሉ Жыл бұрын
ልክዕ አለኻ ናይኩላትና ሪኢት ኢዩ ትግርኛና ክነሰተካክል አለና ናይምንታይ አምሓርኛ ምሕዋሰ እዩ
@Slam-bh8xk
@Slam-bh8xk Жыл бұрын
ትክክል ❤❤
@ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ
@ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ Жыл бұрын
ጽቡቃት ፍጥረት ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኩም❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኽን እወይ ብሓቂ ናተፀበይኹ ውዕለ ከም ገሬ እሙን ድራማ ገና እየ ከዳምፅ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኪን እዘን ኣሕዋተይ_
@ቲጂዕባይጎላጉልሽረ
@ቲጂዕባይጎላጉልሽረ Жыл бұрын
ንዳኒ ዝፈቱ like⭐️❤🥰
@tsegaygebremikaelweditigra7699
@tsegaygebremikaelweditigra7699 Жыл бұрын
ማራ ንፈትወን ተዋሳእትና ተጋሩ ዕድመ ይሃብክን
@በሊዘተዋህዶ
@በሊዘተዋህዶ Жыл бұрын
ለምለም ዓይነይ ኣምፅኡሉና😍
@selam12121
@selam12121 Жыл бұрын
ሊድያ ርግዕትን ፅብቅትን ❤❤❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ መኣረይ
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 9 ай бұрын
ሊዲያ እንድያ ትዓብያ❤
@aasaas7284
@aasaas7284 Жыл бұрын
መኒአን እየን ዓበይቲ ሓንትውን ኣላተን ሳልሰይቲ ማናቱ ይመስላ ፅሩያት መልክዐን ሓንቲ ንገራና መን እያ ዓባይ❤❤❤
@اللهماهدينييارب
@اللهماهدينييارب 8 ай бұрын
Fere Abesala Ledu
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ብጣዕሚ ፍትው ዘብለን ሊዱየይ ፀባየ ሰናይ ኣብሳላየይ ምጭውቲ ዕድመና ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ 🙏ግን ኣደንጊፅኩምወን ምስኣተን ነቢዐ🤔❤❤❤❤💞💞💞💞💞❤❤🙏
@dmmksa1496
@dmmksa1496 Жыл бұрын
እሰይ ደቂ ሓትነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ
@lemlemlemlem5087
@lemlemlemlem5087 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢኹም ጽቡቓት ደቅዓደይ❤ ኣገላልጻ ቃላትኩም ግን ሰሓባይ ግበርዎ ኽስታይ እያ እንትን እያ ኣይተብልን ዝብሉ ተዝግለጹ ይብል ።
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ Жыл бұрын
ታገበራኩም ኣንውን😢ውውያ😢ብራክ ናበለሲ ፅቡቃተይ ደቅነዋ ሓላላት
@hikwt5993
@hikwt5993 Жыл бұрын
ኣነኸዓ ንኹለኹም ብጣዕሚ ኢየ ዝድንቀኩም❤❤❤❤❤❤
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
@ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ Жыл бұрын
ዝሓወን እሽዋ ዶ ኣብ መንታይ ኩነታት ኣሎ 👏❤❤ብጣዕሚ እየ ንፈትወክን
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ
@ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ
@ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ Жыл бұрын
ኣነለ ኤፍረም ኣማረ ብጣዕሚ እየ ዘድንቖን ዝፈትዎን❤
@mogoslanchi
@mogoslanchi Жыл бұрын
😅
@AduTigray-xi8wy
@AduTigray-xi8wy Жыл бұрын
ዋይ ኬፍ ዘለወን ተዋሳእቲ ተስፋ ትግራይ ❤
@AzmeraEbuy
@AzmeraEbuy Жыл бұрын
ደስ ክብላ ኢሚ ግን ንፁህ ልባ ደስ ትብል❤❤
@alazzialazzi
@alazzialazzi Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ምጭዋት
@bsikiros7171
@bsikiros7171 Жыл бұрын
ኣሕዋት ድየን እውን ፁሩያትት❤❤❤
@azebtigray6298
@azebtigray6298 Жыл бұрын
ኣሕዋተይ ድየን ድስ ክብላ ❤ ላኣቡሽለ ኣምፀእና🥰
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
@ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ 8 ай бұрын
ኣነ ካቡ ልቤይ የአ ዱፎቱወከነ ኣሑወተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Жыл бұрын
አነሰ ክፈትውክን ፅሩያት ደሰሰ ክትብላ ማዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን መንኤክን ኢክን እቦ ዓበይቲ ♥💘😍
@sofiat3079
@sofiat3079 Жыл бұрын
ዳኒ ሽኮር እዘን ሽኮሪናታት ዝኾና ቆልዑ ብፍላይ ድማ ኤሚ መሕረር ከመይ ከምንፈትወኩም ❤💛❤🙏🙏
@trhaslove4629
@trhaslove4629 Жыл бұрын
እሰይ ፅቡቓተይ ደስ ክብላ ኣነስ ክፈትወን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏♥️♥️♥️♥️♥️
@user-veroni
@user-veroni Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብላ ኣሕዋት❤ ናይ ሊዱ ቲክ ቶክ እና እታ ሓዳሽ ዩቱብ እንታይ ከም ዝብል ስደዱልና ❤❤❤
@chf-cv4ix
@chf-cv4ix Жыл бұрын
ናይ ልድያ ቲክቶክ ልድያ ደስታ ይብል
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በሉለይ ፍትዋተይ❤❤​@@chf-cv4ix
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ፈጣሪ ፅሩያተይ
@Selam33-ws7jg
@Selam33-ws7jg Жыл бұрын
የኔ ቆናጁ ዕደምን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ❤️🥰 ዛፕራክ ግን ክሳዕ ከንዱዚ ሰብ ኣተደንጉፁ ዋአ ኣካንዶ ንኣኣተን ናሰማዕና ዝፀነሕናዉን ደንጊፅና🥺🤣
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ውይ አታየ ታይ ገበራኹም ሓሳዳት😅 አብ ቀጻሊ ንሰምሃል አቅርቡልና❤
@abekerMehamed-ge9xp
@abekerMehamed-ge9xp 8 ай бұрын
Mebarek weydema dashaleka zesreh zenber hatsir kolea ena chelako keltiame
@TigrayAdeyYelanKmeQedema
@TigrayAdeyYelanKmeQedema 8 ай бұрын
እዉይደስ ኬበላ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣይፈላልክን❤❤🎉
@RhyRgt
@RhyRgt Жыл бұрын
እድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ😘😘😘
@ቲቲጋልሃገርትግራይ
@ቲቲጋልሃገርትግራይ Жыл бұрын
ኣሲተይ ኣሕዋት ከንካ ከማክን ደሰሰሰሰሰ ክብል ሳሓቅክን ይብዛሕ ምጭዋተይ❤♥️
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ
@jhjhd6922
@jhjhd6922 Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ምሩፃት ዘርኢ😢❤❤
@elsatawolde1249
@elsatawolde1249 Жыл бұрын
ፅቡቃት ኣሕዋት 💛❤🙏
@robelasgodo7262
@robelasgodo7262 8 ай бұрын
Sehaqkun yebazehalek..ane Eritrean aned mara ey zefatewaken love it sister God blessed you 🙏 ❤️ 💖
@KhanKhan-xw1hn
@KhanKhan-xw1hn Жыл бұрын
አነስ ርአየ ምምናዉ ስእነክን ፅርያት ፍጥረት❤❤❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Жыл бұрын
ኣሰይ ምጭዋት ደስ ክብላ😍😘😘 ብሃንቀውታ ንፅበየክን ብናይ ባዕልክን ዩትብ ክትመፃና ፅሩያተይ❤
@ሕብንቲትግራወይቲ-ፀ2ጀ
@ሕብንቲትግራወይቲ-ፀ2ጀ Жыл бұрын
ደስስስስ ክብላኻ ግን ምጭዋተይ 🎉 ዕደመን ጥዕናን ይሃበለይ ክብራተይ 🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 🌿❤🌿
@IahahBshsj-ic3zb
@IahahBshsj-ic3zb 8 ай бұрын
ኣብሳእላ ደስ ክትቡል❤
@tsegagualtgray-ll7xo
@tsegagualtgray-ll7xo Жыл бұрын
ሊድያ ርግዓትኺ ደስ ክብል ቆናጁ ደቅኖ ኤሙ ግን ቅለትኺ ከምቲ ተዋሰእዮ እዩ ዝመስል ከም ሓፍትኺ ንእሽተይ ርግዕ ተትብሊ ፅቡቕ ነይሩ ብዝተረፈ ብሉፃት ኢኽን ሽኮሪናታት ኣጆኽን በርቲዕኽን ስርሓ ሕልምኽን ክሳኸዐልኽን እዩ❤😘
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ
@ይመፅእለዎጀጋኑወድነይከታ Жыл бұрын
ቅልነት ኣይኮነን ጋልነ ተጫወቲት እያ እመበር ኩሉ ሓደ ኩን ኣይባሃል ንናትና ኣለና ከዚ ኣብ ገዛኩም ሓደ የኮንኩም ተጨወቱ
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ልተሖሽ ፕራንክ ግበረልና ክንደይ መዓልቲ እሳ ጥራሕ ክትገብር ደስ ዝብላ አሕዋትየን ብሓቂ
@g-studio2025
@g-studio2025 Жыл бұрын
Wowww ዝገርም ብቅዓት ኣለክን ጎበዛት ኢኽን ተስፋ ስነ ጥበብ ትግራይ ኢኺን
@kbkejivjr3601
@kbkejivjr3601 Жыл бұрын
አብሳላ ከመይ ድየ ፍትው ዘብለኪ ምቅርተይ ♥️♥️ ሊዱዋይ ውን ♥️♥️ፍትውቱው ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ
@GantaNegse
@GantaNegse Жыл бұрын
ዕደመ ጥዕና ይኃብኹም ፈጣሪ❤❤❤
@NanaNana-nu5pw
@NanaNana-nu5pw Жыл бұрын
ኣብሳላ ብጣዕሚ ኬፍ ዘለዋ ምጭውቲ መእሰይ ልድያ ውን ዝወጸኪ የለን ግን ኣብሳላ❤
@HcHf-c3k
@HcHf-c3k 9 ай бұрын
ክንደይ ደሰ ይብላኻ እየን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ሙቁራተይ❤❤❤❤❤
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃቡኩም ተጋሩዋይ ❣️❣️❣️❣️
@__-wj7zq
@__-wj7zq Жыл бұрын
_ዋይ ታይ ገበራኩም😢🥺 ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ጽሩያተይ🥰🥰🥰🥰_
@YGGhebreyohannes
@YGGhebreyohannes 8 ай бұрын
እዚ ኹሊ ናይ የሕዋተይ ተጋሩ ክከታተል፡ ናይዘይ ወናባት የሕዋት በየን ሓሊፋትኒ። ንበራልና። ጸጽብቑ ኣብ ሂወትክንን ሞያኽንን።
@زهراءكشفالي
@زهراءكشفالي Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤❤❤❤ሙቁራት ኣሕዋተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወክን ❤❤❤❤
@ffbh9535
@ffbh9535 Жыл бұрын
ምስአን ነብዐ😢ምስአን እውን ስሕቀ😂😂😂ሙቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ፈጣሪ❤❤❤
@Mamitey-k4b
@Mamitey-k4b Жыл бұрын
ኣን ከማን 😢😢😢
@ብሪጓልሃገረትግራይኣጆኪዓ
@ብሪጓልሃገረትግራይኣጆኪዓ Жыл бұрын
ኣነስ ክፈትወክን ግን ኣነለ ምሳክን እየ ደንጊፀዋ ከምዝታት ዝበለ ፕሮግራም ቀፅልሉ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ዘድንቀኩም በርትዑልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hewan5196
@hewan5196 Жыл бұрын
ደሰ ክብላ 💥💚❤
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ሰብ,ክራይብ ግበርለይ ሂዊየይ😊❤
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን Жыл бұрын
😂😂😂ቃቲላትኒ ዛሓንታ ደስስስ ክትብኻ❤ወጃሕጃሕ ምባላኣቢሳላ❤😂ልድያ ምቁራት
@wejereteyti6678
@wejereteyti6678 Жыл бұрын
ምጭዋት ፍጥረት ተጋሩዋይ❤❤❤
@fayaz3598
@fayaz3598 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ላተዘናጋዕኹ ልረአኽዎ video😅 ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ኣሕዋት💜
@letslats9259
@letslats9259 8 ай бұрын
ነቢዕክን ኣንቢዒክናኒ ምቁራተይ አነስ ክፈትወክን እስኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ፁሩያተይ😘😘😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💖💖💖💖
@dlhdodddfwi4895
@dlhdodddfwi4895 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፅቡቃተይ❤❤❤❤❤
@tsegahaylemichael1399
@tsegahaylemichael1399 Жыл бұрын
ምቁራት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@GfdrYrr5
@GfdrYrr5 Жыл бұрын
እ/ሄር ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ደቂ ዓደይ ሸኮራት ይመችኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Melawitchanel
@Melawitchanel Жыл бұрын
ሱቅ ኢለ ክሪአክን ከለኹስ ሕጉስ ይብል ኣምላኽ ይሓግዝክን ምቁራተይ🥰🥰
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤🎉🎉
@Melawitchanel
@Melawitchanel 8 ай бұрын
@@AseTeklberhan እሺ መዓረይ ንዒ ስኽለ🥰
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
@@Melawitchanel ምላዊተይ ገዛይ አቀምጢ ኮሜንት ብክልቲኡ ክገብረልኪ እየ ወለላይ
@Melawitchanel
@Melawitchanel 8 ай бұрын
@@AseTeklberhan 🥰🥰🥰
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
@ጋልትግራይ-ቨ1ቘ Жыл бұрын
እወይ ሙቁራተይ ምሳአተን ነቢዐ 😢😢
@Zeni-q2v
@Zeni-q2v Жыл бұрын
ዝፈትወን ተዋሳእቲ❤
@mesigaltigray9656
@mesigaltigray9656 Жыл бұрын
ፅቡቃት የሕዋተይ😍😍 💛❤️
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan 8 ай бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@galtsadikjgna7787
@galtsadikjgna7787 Жыл бұрын
አሰይ ፅቡቃተይ❤️💛
@nimomo9742
@nimomo9742 Жыл бұрын
ኣነስ ምስኣን ነቢዐ😢 ምቁራት ክምቸዋካ ❤❤❤❤
@ሊሀምትግራይ
@ሊሀምትግራይ Жыл бұрын
ኤህ መሳኪን ታይገብራኩም ከሕዝናካ😢 ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤
@gizetventertainment
@gizetventertainment Жыл бұрын
ሰላም ደቂ ሪመይ ተጋርዋይ ምቁራት❤እስኪ ንተሓባበር ዩቱብ ቻናልና ክፍሊት ኽትጅምር ዝተወሰነ ተሪፉዋ ኣሎሞ እስቲ ኣቲኹም ምልእ ምልእ ኣብልዋ ትግራዋይነት ኹሉ ሻዕ ይዓምብብ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ደቒ ዓባይ ትግራይ ❤❤❤❤❤❤
@ሃዉልቲጓልትግራይ
@ሃዉልቲጓልትግራይ Жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም ተጋሩዋይ😘😘😘😘
@ትግራይእዩደመይTDF
@ትግራይእዩደመይTDF Жыл бұрын
ኣታዮ ታይ ገበራካ ልእሎሞይ ክፈትወክን ዘን ኣሕዋተይ ጠጥዕሙ ንዓኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት
@Tglove--
@Tglove-- Жыл бұрын
ምሰአን ደንጊፀ ሳሓቀ ነቢዓ ኣይታሳኣና ዛናተይ🥰🥰🥰
@Shc-d9z
@Shc-d9z 8 ай бұрын
ፅቡቃት ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ Жыл бұрын
መጀመሪያ ሰላም ንኹሉ ፍጡር ይኹን ዋው ኤሚ ዓይነይ ምስ ሊዱ አሕዋት አይመስለንን ነይሩ አጋጣሚ ናይ ኹልክን አድናቂት እየ። ብጣዕሚ ደስ ባሃልቲ ኢክን አዜ ከኣ ይፈትውንን የክብረክንን ሽኮራት ቆልዑ ትግራይ 💃💃❤️❤️❤️❤️❤️❤️💘💘💘💘🕊🕊🕊🕊ለዋህት ኢኽን ከኣ መግለፂ ለዋሃትክን ከኣ ለዋህ ሰብ ሳሓቂ ተሎ ነባዒ እዩ 👌
@mikelebaraki5269
@mikelebaraki5269 Жыл бұрын
ሳልሰይቲ ሓፍተን ካዓ ኣላ እብ ትሕቲ ሰማይ ፍረ ኮይና ትሰርሕ ሓፍተን
@ብስቃይህዝበይሓሚመ
@ብስቃይህዝበይሓሚመ Жыл бұрын
@@mikelebaraki5269 ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ 💃💃💃🕊❤️ ሓወን ከኣ አብ አዲስ አበባ ዝሓመመ ነይርወን ሕሽዎ ዶ ይኮን
@ሮዳስጓልትግራይ
@ሮዳስጓልትግራይ Жыл бұрын
ደስ ክትብላ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ❤❤
@gxhhdh8847
@gxhhdh8847 Жыл бұрын
ሸኮራት🎉 ደቂ ሃገረይ❤🌿♥️♥️🥰🥰👭🥰🥰🥰🥰🥰
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 Жыл бұрын
ፅሩያት ፍትውትውውውው ከብ ልበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር ኣምላክ
@SalamSa-ym8ju
@SalamSa-ym8ju Жыл бұрын
ተጋሩዋይ ✝️
@ዛይድ-ጀ4ኰ
@ዛይድ-ጀ4ኰ 8 ай бұрын
መንክን ተዓብይ❤❤❤
@kingaddd3404
@kingaddd3404 Жыл бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ኤፍሬም ከመይ ጌርኩም ምስ ኣማኒኤል ተዋዳድርዎ ባእ
@fregebrhans5920
@fregebrhans5920 5 ай бұрын
Ane efu ye zifetu kulu kemey yikun do alewo eyi
ትሕሽ ንገብሩ ፕራንክ ገይራቶ...
16:26
Kidan Tube
Рет қаралды 55 М.
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 26 МЛН
Osman Kalyoncu Sonu Üzücü Saddest Videos Dream Engine 275 #shorts
00:29
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
ምስ ሰበይተይ ደበኽ ms sebeytey debekh
22:57
Lele nere ለለ ነሬ
Рет қаралды 199 М.
Players vs Pitch 🤯
00:26
LE FOOT EN VIDÉO
Рет қаралды 26 МЛН