HDMONA - S02 E01 - ዓለም ገዛ ክራይ ብ ዳዊት ኢዮብ Alem Geza Kray by Dawit - New Eritrean Drama 2019

  Рет қаралды 192,768

HDMONA NEBARIT

HDMONA NEBARIT

Күн бұрын

Пікірлер: 4 000
@HDMONANEBARIT
@HDMONANEBARIT 5 жыл бұрын
ሰላም ኩሉኹም ኣሕዋትን ኣሓትን። ስለቲ ተገዲስኩም ትሓቱናን ተገዲስኩም መልሲ ክንህብ ትጽበዩናን ዘለኹም ሕጂ ውን ነመስግን። ቀዳመይቲ ክንብላ ንደሊ፤ ንሕና ጸግዒ ናይ ዝኮነ ተዋሳኣይ ወይ ደራሳይ ኣይኮናን። ብሕግን ውዕልን ንሰርሕ ኣሕዋትኩም ኢና፤፤ ዝኮነ ነውርዶ ውዕል ኣከቲልና ኢና ንገብሮ፤ ዝኮነ ተበዲለ ዝብል ሰብ ንዓና ዘይኮነ ምስ ዋና ስራሕ ኢዩ ክራከብ ዘለዎ። ከም ሓበሻ መጠንን ኣሕዋትን ካኣ ክንሕግዝ እንተ ኮይኑ፤ ውዕል እንተሎ ሓቲትና ዝኮነ እዚ ኢዩ እቲ ውዕል ዝብል ሰብ ኣይረከብናን። ካብዚ ሓሊፍና ክንገብሮ ንክእል እንተልዩ ዋናን ከሳስን ክራከቡ ምዕዳም ኢዩ፤ ከሙ ከኣ ጌርና፤፤ ተራኪቦም ድዮም እንታይ ተባሂሎም፤ እቲ መልሲ ዳዊት ባዕሉ መልሲ ክህበሉ እዩ፤፤ ንጸበ፤፤ ኣብ መጨረሽታ ግን ሕጂ ውን ሰብ ንግዲ ኢና፤ ንንግድና ከኣ ሰብ ከይዓመጽናን ብሕግን ብውዕልን ክንከይድ ንጽዕር ኢና፤፤ ነመስግን
@EFTSUM
@EFTSUM 5 жыл бұрын
Fake your
@kebientertainment5497
@kebientertainment5497 5 жыл бұрын
Hasawi konka loqmax
@alkukenbereyedma8885
@alkukenbereyedma8885 5 жыл бұрын
emo genzbu melslu n fnan app aytgagyu seb keytkseru ketfltu ka kolu ab degi zelo seb tekawamay eyu mekbebar xebuk eyu wedhnkum
@isreal3223
@isreal3223 5 жыл бұрын
Hedmona tv emo fenan tebadilu sela zalo key tezrghuwa bethtena nehatet kedmay kea neti leyba dawit kerakabuu alwom hemak sirah iye nay eriteraweyan
@tesfomaraya2575
@tesfomaraya2575 5 жыл бұрын
ሰብ ሓቂ። እንተኮይንኩም ክሳብ ፍናን ኣብ ባዕሉ ንህዝቢ ንስካትኩም ከምዘፍ ሰረቅኩማ ዝሕብር ካብ ናትኩም ቻነል ኣውጽእዋ ብድሕሪኡ ከምቀደምኩም ስርሓኩም ትቅጽሉ። ንሕና ካኣ ምትብባዓና ንቅጽል ከምዚኣ ከይገበርኩም ግን ሰማዒ የለን።
@kibromasgodom8818
@kibromasgodom8818 5 жыл бұрын
ህድሞና ቲቪ ሰረቕቲ ለኻቢጥ ንነዊሕ ግዝየ ኣሽኪዕኩሙና ኢኹም መንነትኩም ከይፈለጥና ጸኒሕና ሕጂ ግን ፈሊትናኩም ኣለና ስርቂ ግን ደው ኣብሉዎ።
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ከልዮም ጥራይ እዞም ሰረቅቲ ብከምዚ ዝከውን ተኮይኑ ክንሪኢ ኢና ህድሞና በጻብጽ
@abelbereket1759
@abelbereket1759 5 жыл бұрын
@The Best guhaf Human rights of hdmona TV and aba Gayla coment wuxae wuxat tsedka hlkus wedi xelaeku
@yonisolomon8842
@yonisolomon8842 5 жыл бұрын
ይግርመካ አዩ ጥዑያት ይምስሉ ካኣ ሰራቂ ግን ታሓቢኡ ኣይሕባእን አዩ ፍገር
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 5 жыл бұрын
yes dislike
@GoingUp-cg6wl
@GoingUp-cg6wl 5 жыл бұрын
ካብ ወርቂ ናብ ጨርቂ ከይትወርዱ ኣዝውርኩም ሕሰቡ ዳዊት and ህድሞና ን ፍናን ጻዕሩ ምለስሉ እንተዘይ ኮይኑ ምስ ህዝቢ ተሃላሊክካ ኣይውጻእን ኢዩ::
@lilrobel6310
@lilrobel6310 5 жыл бұрын
ምስ ፍናን ኣብ ዳኣ ገጢምኩም የዋጻኩም ድዩ በሉ ክትሪኢዊ ኢኩም ቻነልኩም ክትስእንዋ ኢኩም ብቅልጡፍ ኣዉጺኩም ሃብዎ ኣየ ሰተይቲ ደም ሰብ
@mkialemesfun1115
@mkialemesfun1115 5 жыл бұрын
ኣነ ኢደይ ስሒበ ኣለኩ ብፍናን ከኣ ሎምስ ኢዱ ዝሰሓበ እስከ ላይክ የቀምጥ
@sabaabraham870
@sabaabraham870 5 жыл бұрын
ሓንቲ ሰሙን ዕድን ሂብናዮም ኣለና ምስ 5 የዕርኩተይ
@lulrbahri
@lulrbahri 5 жыл бұрын
???
@meronmeles5602
@meronmeles5602 5 жыл бұрын
ምስ ዲስላይክ ከማን ኣነ ደኣ
@medelina64
@medelina64 5 жыл бұрын
@@lulrbahri Kela sq belu bsmna bsm teqawemti biznes aytgberu belwo nfnan. Kulom yehwatna eyom tekielna ab mongo koyna nkulom ageb elna neredadayom
@zeritebaye8292
@zeritebaye8292 5 жыл бұрын
Mkiale Mesfun hero
@fenanmajor4350
@fenanmajor4350 5 жыл бұрын
ካላኣይ ክፋል ከይትዝርግሕዋ ይምህጸን!!!! ቤትኩም ከይትዓኑ ። ልሳና ንዝኾነት ቻነል ምውጻዕ ማለት ዝደቀሰ ኣንበሳ ከምምንቅናቅ ዩ ኣይትተሃመሉ ኣይኮነን ምስ ዝተሃመሉ ከይትምህምኑ ።ተጠንቀቁ
@robeltesfabrhanwediatie6201
@robeltesfabrhanwediatie6201 5 жыл бұрын
fenan major yes abzi alo zereba Channel natkum ab himak kitwedek eye zinedere menesey Entay kem zgeber aytshtwon eikum kem nay deki yohanes keytkonu
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ከልዮም ጥራይ 100 ሽሕ ዶላር ክከስሩ ምኳኖም ክስሕቱ የብሎምን ።
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 5 жыл бұрын
ኣይገርመካን ኣዘንጊዖምና ብዝኮነ መንነቶም ነጊረምና ኣሎው dislike እንድያሞ ደቂ ኤረይ
@bergednhameduqawqaw7701
@bergednhameduqawqaw7701 5 жыл бұрын
entay gdka katwuwa eyom zmeslu edna trah nsebsib entehishwoms .hade wexana zgelix bal tesfa Channel rekibnas bu kea kmexuna
@shaebianism4258
@shaebianism4258 5 жыл бұрын
Zereba hade semiekum aytfredu guys
@صابرمحمدعبدالله-ف5ك
@صابرمحمدعبدالله-ف5ك 5 жыл бұрын
ብኽብረትኩም እዛ ቬድዮ ኣውጺእዋ ፍናን ኣፕ ልዕሊ 20ሽሕ ዶላር ዘውጽኣላ ንሱኩም የእቲኩማ ኣለኩም ብኽብረትኩም ኣውጽእዋ
@isayasmhreteaby6966
@isayasmhreteaby6966 5 жыл бұрын
The Best niske be sekti gumama
@alesandraagusto3430
@alesandraagusto3430 5 жыл бұрын
@@isayasmhreteaby6966 ኣብኡ ርገጽ ኢሱ ሓወይ
@henokbereke735
@henokbereke735 5 жыл бұрын
Haqu eu
@trustyourself9355
@trustyourself9355 5 жыл бұрын
@@alesandraagusto3430 ata hataf heteftef aytibel nay fnan app eya qomal
@ፍቅሪመንገደይ
@ፍቅሪመንገደይ 5 жыл бұрын
@The Best gunuf
@ፍቅሪመንገደይ
@ፍቅሪመንገደይ 5 жыл бұрын
እዛ ስራሕ ኣብ ፍናን ኣብ ፖቴክ እያ ክትዝርጋሕ ዝግባኣ ብ ክብረትኩም ኣቃርጽዋ ደቅዛ ህግደፍ ሰብ ስለ ን መንግስቲ ዝተቃወመሲ ብ ሓይሊ ሰሪኩም ክትዝርግሕዋ እዛ ጉዳይ ትመጽጽ ኣላ ተቀላጢፍኩም ጌጋኩም ኣርሙ
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 5 жыл бұрын
ብራቮ ኣንሳብስክራይብ ዲስላይክ ኣቁሕም ነብሎ መሰል ሰብ ክሕሎ
@aronchanel127
@aronchanel127 5 жыл бұрын
Ewe ane wn ab godnka aleku ente zey awxioma kab youtub kendmsesom ina
@ክቕጽልእየጌና
@ክቕጽልእየጌና 5 жыл бұрын
ጽብቕ ኣለካ
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ከልዮም ጥራይ 100 ሽሕ ዶላር ክነክስሮም ምኳና ክስሕቱ የብሎምን ካብ ቀደም ይጥርጥሮም ኔረ እየ ነዘን ሓሰውቲ ቻነላት ተዋጺእዎም ዳ ንሪኢ ።
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 5 жыл бұрын
subscribe kenshebo alena wela neti dawet zebhel keb hjie keguhaf alewo
@betimera3199
@betimera3199 5 жыл бұрын
ህድሞና ቲቪ ቆፎ ንህቢ ተንኪፍኩም ክትዋረዱ ኢኩም መንእሰይ አብዛ ዝባንኩም እዩ ዘሎ ክንጻረ ኢና
@habtaitesfagaber6905
@habtaitesfagaber6905 5 жыл бұрын
ከመይ ዲኻ ነቅሰነይይይይ
@medelina64
@medelina64 5 жыл бұрын
Kela sq belu bsmna bsm teqawemti biznes aytgberu belwo nfnan. Kulom yehwatna eyom tekielna ab mongo koyna nkulom ageb elna neredadayom
@eseyaswelday1088
@eseyaswelday1088 5 жыл бұрын
@@medelina64 nezbdlan naztbdlan agab katbal nazbdla balo neztbdla da entay ageb adlwo
@medelina64
@medelina64 5 жыл бұрын
@@eseyaswelday1088 Kulom slezbdluwo zelewu nezi meniesey. Ab kndi bhagerna nhasb nenbiznesom kblu asmat teqawemti mesheqeti gierom ab hashewiye yetiyemo seb. entekone bfqri mwediewo kabu halifom kea nab KZbin report gierom bhgi mhazwom. Hdmona seriqomni endabele wana kea ane eye hibeyom eluna! Nmen niemen eske nihna
@መርሓባ
@መርሓባ 5 жыл бұрын
@@medelina64 yep ዝብላዕ ዘረባ ጽቡቅ በልካ ዓርከይ ከማኻ ሰብ የድልየና ኣሎ ኣብዚ ግዜዚ
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 5 жыл бұрын
ፍናን ይከሰኩም ኣሎ ብክብረትኩም እንተዘይ ኣቃሪጽኩማ እዛ ቻነል ሓደጋ ክወርዳ ሙኻኑ ንሕብር
@seliyekemdletey4365
@seliyekemdletey4365 5 жыл бұрын
israel love israel love ja wedi shukey
@Mashn_2G
@Mashn_2G 5 жыл бұрын
Nkid tray nwuredom dislike dea nabana gdefwo belom tray
@SamiSami-mp1hz
@SamiSami-mp1hz 5 жыл бұрын
Ewe nkid newardom
@16m57
@16m57 5 жыл бұрын
@@Mashn_2G good man l live this comment because he gave 21 thousand dollar to dawit so then they take by force thay are facing people
@zeraig9343
@zeraig9343 5 жыл бұрын
dislike wihidu unsbscribe eyuu zibelexe
@eritiktokfunnycomedy7242
@eritiktokfunnycomedy7242 5 жыл бұрын
ፎርሳ ደለይቲ ፍትሒ 50 ሽሕ ዲስ ላይክ ጌርና ነጽምሞምምም
@ERITREAhagerey.
@ERITREAhagerey. 5 жыл бұрын
ኣጆኻ ነዞም ሰረቕቲ ህግደፍ እዚ ኸማን ዊሕድዎም ፎርሳ
@eritiktokfunnycomedy7242
@eritiktokfunnycomedy7242 5 жыл бұрын
@@ERITREAhagerey. ፎርሳ የሕዋተይ ንሕና ጥራይ ምሰማማዕ
@eritreanmothertebedila1002
@eritreanmothertebedila1002 5 жыл бұрын
Seraqn hasawn kkshah tray eyu zelewo dekza may telamit please dislike tray deykone unsubscribe kea gberu
@mussiepaulos1500
@mussiepaulos1500 5 жыл бұрын
Forsa forsa abey aleka maneisay ne hedmona 100,000dislike habulay
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 5 жыл бұрын
subscribe kenshebo alena
@Komtgoed10
@Komtgoed10 5 жыл бұрын
2 ክፋል ኣብዚ ምስ ዝሪኣ ብናይ ቡዙሓት የዕርኹተይ ኦንሳብስክራይብ ከጉሱመኩም'የ ብቅንዕና ዝኸይድ ሰብ እዩ ዝብራሃኒ::
@meronmeles5602
@meronmeles5602 5 жыл бұрын
ወላ ኣነ ኣብዚ ብሓንሳብ ንቅመጥ ከባቢ 17 ንኸውን ሰባት ኣለና ወላ ንሕና ኢና 2 ክትወርድ እሞ unsubscribe ክንገብራ ተዳሊና ኣለና
@proudmom6294
@proudmom6294 5 жыл бұрын
Ambesa Wala Ane ms mehazutey end ab facebook kzerghom ye
@ramidgoitom7296
@ramidgoitom7296 5 жыл бұрын
Bflay ab gezana 6 tele alwa bkuluen eyeb dislike kegebrkum kemzi endher kexilu.
@michaelmeharena9964
@michaelmeharena9964 5 жыл бұрын
Agree
@Eruna1993
@Eruna1993 5 жыл бұрын
Ane Wen Ab Hasabka Aleku ::
@thomashagos6240
@thomashagos6240 5 жыл бұрын
ሰላማት ኣሕዋትና ወነንቲ ህድሞና ቲቪ ።እዚ ትገብርዎ ዘለኩም ምስ ፍናን ናይ ዘይ ምስምማዕ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ መዕለቢ ገርኩም መልሲ ክትህቡና ብትሕትና ንሓትት።ኣየለን ግን ንፍናን ሓውና ምድፋር ማለት ንዓና ንደለይቲ ፍትሒ ምድፋር ኢና ንዎስዶ።
@ERITREAhagerey.
@ERITREAhagerey. 5 жыл бұрын
ምሳኻ ኣልኹ ነዞም ጀልፋፋት ህግደፍ ኣጆና ደለይቲ ፍትሒ
@wedibaba3787
@wedibaba3787 5 жыл бұрын
ኣነ ከማን ምሳኩም ኣለኩ እዞም ወጃባት ኩርኩር ህግደፍ
@ጎይታይኣብትመጽእመንግስት
@ጎይታይኣብትመጽእመንግስት 5 жыл бұрын
ዓሬባ ደኣ ተጎቲታ ትከይድ እንበር ሰብ ብስርሖም ዝተራከቡ እንታይ ይብልከተኩም ወደይ
@michealteklay4955
@michealteklay4955 5 жыл бұрын
እዛ ስራሕ ናይ ፍናን ኢንተርተይመንት ኢያ ብቁልጡፍ ኣዉጹዋ ህድሞና ቲቪ
@ፍቅሪመንገደይ
@ፍቅሪመንገደይ 5 жыл бұрын
@The Best kkkk dhul hlkum kenewedaekum ena nhna kea alena eba ztegageye nab mesmer nemxe
@michealteklay4955
@michealteklay4955 5 жыл бұрын
@@ፍቅሪመንገደይ ንዝተጸለሉ ኣይትገደሰሎም ሓወይ ሕማም ነብሱ ኢዩ
@barkatv6463
@barkatv6463 5 жыл бұрын
@The Best ንስኻ ዲኻ ህድሞና ሓሓሊፍካ ትሕለቅ ዘለኻ ባዕሉ ዘይምልስ ኩርኩር ሻዕብያ
@yr7hani525
@yr7hani525 5 жыл бұрын
Nay behaki bro
@abelbereket1759
@abelbereket1759 5 жыл бұрын
Yes ,awuxuwa
@ማክዳሕሩይ
@ማክዳሕሩይ 5 жыл бұрын
ዳዊት እዮብ መደናገሪ ኣይትኹን ንብቅንዕና ዝኸይድ ሰብ ኣይትጉዳእ በጀኻ፡ ኣብ መደቀሲካ ኮንካ'ሞ ሕስብ ኣብሎ ኢኻ ንፍናን ዝብደል ሰብ ኣይኮነን በጃኻ።
@shambelkidane9448
@shambelkidane9448 5 жыл бұрын
እዛ ስራሕ ዋንነት fnan app info tech ኢያ ህድሞና ቲቪ ተቀላጢፍኩም ካብ ቻነልኩም ኣውጽዋ
@daniweditesfay7723
@daniweditesfay7723 5 жыл бұрын
shambel kidane ajona nhagzo nfnan App infothec
@hlnatv6724
@hlnatv6724 5 жыл бұрын
ኣብዚኣ ደላዪ ፍትሒ ዝኾነ ዲስ ላይክ ይሃቦም ካብ hdmona tv ድማ subscribe ይስሓብ ምሳይ ዝሰማማዕ
@masterentertainment3706
@masterentertainment3706 5 жыл бұрын
ኖ ጌጋ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ፡ ህድሞና እንታይ በዲሎም? ባዕሎም እኮ ኣይወሰድዎን ተዋሂቦም እዮም ስለዚ ከመይ እቲ በደል ናብኦም ጥራይ ክነጸግዖ ጽቡቕ ኣይኮነን
@hlnatv6724
@hlnatv6724 5 жыл бұрын
Hagos hawey HDMONA TV nay bailom nay beal dawit eyob eya nay wlkeseb aykonetin nay tom bahlawi gudayat hgdef zbhalu gujule tv eya
@fhld2334
@fhld2334 5 жыл бұрын
okay xubuk aleka yala nzhab kab hdmon tv okay jema✊✊✊👊✊✊✊✊✊✊✊✊✊✊👊✊✊
@sgfsysgh7016
@sgfsysgh7016 5 жыл бұрын
ጎሀፍ ካልእ ዶ ከይ ተሀስበሉ እቲ ርእስካ
@danesede5788
@danesede5788 5 жыл бұрын
Tamhar kab dislike like ketble tewel
@heri2068
@heri2068 5 жыл бұрын
*ፍናን እዛ ስራሕ ናተይ ኢያ ልዕሊ 20 ሽሕ ገንዘብ ዝኸፈልኩላ ኢያ" ኢሉ ይኸሰኩም ኣሎ። ስለዚ እዛ ስራሕ ናትና ኢያ ትብሉ ተሊኹም ግቡእ መልሲ ሂብኩም ኣደቅስዋ'ዛ ጉዳይ። እንተዘይኮይኑ ብዙሓት ዓማዊል ክትከስሩ ክትግደዱ ኢኹም። ኣብ ዝቕጽል ስራሕኩም ውን ብኣሉታ ክጸልዎ'ዩ።*
@cheayawet148
@cheayawet148 5 жыл бұрын
ህድሞና ቲቪ ቂድሚ ሕጂ ጽቡቕ ኔርኩም ኢኹም ሕጂ ግን ሕማቕ ትገብሩ ኣለኹም በጃኹም ብኽብረትኩም ኣውጽእዋ ንብረቱ ምለሱሉ ረሃጽ ሰብ ጽቡቕ ኣይኮንነን በጃኹም እዚ ቖልዓ ኣይትወጽዕዎ ።
@mussieandu8296
@mussieandu8296 5 жыл бұрын
ብ ሕልና ምንባር ሓይልን ዋልታን ናይ ህይወት ዩ ። ሕልና ግበሩ ህድሞና ናብ ዋንኣ ምለሱዋ።
@wedibaba3787
@wedibaba3787 5 жыл бұрын
ግደፍ ባህታ ሓወይ ኣይትዓሹ ቀይሕ ተመን እንተነኪሱ ደላሊካ ኣይርከብን ዩ ፈውሱ ዩ ነገሩ እዋይ ህድሞና ዓያሹ ሱቅ ኢልካዶ ምስ እምባ ትራጸም ኢካ። ደለይቲ ፍትሒ like እስከ ሃቡኒ።
@Wedimamaa
@Wedimamaa 5 жыл бұрын
Like ብቆፎ ሂበካ ኣለኹ ሓወኒ። ሰንጋል ሓወይ እምብዛ ኣይትዓሹ ጻዕዳ ተመን እንድሕሪ ነኺሱ ደላሊኻ ኣይርከብን ፈውሱ ቃል ደግያት ባህታ ሓጎስ ( ኣባጥመር )።
@bereberha
@bereberha 5 жыл бұрын
ኣይትብልዒ ዝበላ ነነብሲ ትማጎት ምስ ደላይ ፍትሒ ድዩ ዝብሃል ደለይት ፍትሒ ንዓይ like ን ህድሞና ሰረቕቲ dislike ንሞራለይ
@Ninotes17
@Ninotes17 5 жыл бұрын
xibkti misla, delayi fithi zideli enjera kibelie, degefti zidelu seb kibelu mendef yiblu
@bereberha
@bereberha 5 жыл бұрын
@@Ninotes17 ሕጂ'ስ ከኣ በተን ኣለዋና ንብለን ኣፍህዝቢ chanelatna ካብ ሎሚ ሸለል የለን ሸጥ ንሓቂ
@Ninotes17
@Ninotes17 5 жыл бұрын
@@bereberha Ja sheleltnetna eu hasina , ageb enabelka mikad eu agedasi
@bereberha
@bereberha 5 жыл бұрын
እዞም like ዝብሉ ኩሎም ሰረቕቲ ዮም ማለት ድዩ ክንድዚ ንሰራቂ ዝተሓባበሩ ኤርትራዊ ሓወይ ሰረቕቲ ይፈርዩኻ ኣለው dislike በለለይ
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
ኣቤት ድንቁርና ካብዚ ከማኩም የድሕነና ስነ ጥበብ ሃገርና ንምድኻም ዘይግበር የለን ስሞም ሰማይ ድራሮም ማይ ክባሃል ኣየሰማዕኩምን ዲኩም
@דאודדאוג
@דאודדאוג 5 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣሰር እሰያስ ሃለካ ከንሶበኩም ኢና ዳዊት እዮብ ካብ ሂሮ ናብ ዜሮ ዉርደትካ ኣኪላ እንተ እዛ ሸቃጢት ሕድሞና ምስ ህግደፍ ምጥፋእኩም እዩ
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 5 жыл бұрын
ህድሞና ብኽብረትኩም ነቲ መጀመርያ ዝተወዓለላ እንተዘይመሊስኩምሉ ቻነልኩም ዕጫ ናይ እሰያስ ሃለቃ ክወርደኩም እዩ በብሓይልኻ ኣይኮነን ከም ሂወት ዓሳ። ዲስላይክን ኣንሳብስክራይብን ድሮ ባዕለይ ጀሚረዮ ኣለኹ።
@alazargerzgher9268
@alazargerzgher9268 5 жыл бұрын
👍👍👌👌
@eriwalltashow5260
@eriwalltashow5260 5 жыл бұрын
meska alku
@user-tu9yn3ys8w
@user-tu9yn3ys8w 5 жыл бұрын
ከብራት ይሕዎት እዛ ፊልም ናብ ፊናን እንተ ዘይ ተመሊሳ ነታ ቻነል ቶታል ክነደምስሳ ንክእል እና ኣጇኩም ደለይት ፊትሕ
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
ኣስራሓዮ ርእስካ ኣመዛዝን ምስ መን ክዛረብ ይግብኦ ፍናን ብዘይካ ምስ ዳዊት ምስ ካልእ ዘራክብ የብሉን ዳዊት እንተ በዲሉ ምሱ ይውድእ ህድሞና ብጀካ ምዝርጋሕ ካልእ የብሎምን
@user-tu9yn3ys8w
@user-tu9yn3ys8w 5 жыл бұрын
@@mikiyatlove9608 bezaeba resey zhabkne mikre tanks Sis hij zekone kezareb ay delen eye gen ab nay fenan aap atke ete vedio rayo okay ab teqedademke hafeshwe xerfe texelfne okay haftey natey
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
@@user-tu9yn3ys8w ሓወይ ጸርፊ ኮይኑ እንተተሰሚዒካ ሶሪ እምበር ኖርማል ዘረባ ኢዩ ባህልና ዘይ ኮሙኡ ኢዩ ብዝኮነ ናይ ፍናን ሪኤዮ ኢየ ምስ ዳዊት ዝገበሮ ኢዩ ዝዛረብ ስለዚ ምሱኡ እምበር ምስ ህድሞና ዘተናክፍ የብሉን ካልእ ኮላይ ናይ ዳዊት ከይሰምዓና ከመይ ጌርና ኢና ንፍናን ኡሙን ክንገብሮ።
@selinaawasa6391
@selinaawasa6391 5 жыл бұрын
@@mikiyatlove9608 emo ms dawit kizarareb kibl hidmona ka sirhom serihom kiwdu gzie kihbom maletka du
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
@@selinaawasa6391 እንታይ ጸገም ኣለዎ ኣብዛ ዝተዘርጋሓትላ ማዓልቲ ጀሚሩ እኮ መረካከበሎም ኔሩ ንዳዊት ድውል ኣቢሉ እንታይ ኡግበር ኣሎ ስምምዕ እንተ ኔርዎ ስለ ምንታይ ኮሙኡ ጌሩ ክሓቶ ይግባእ እምበር ኣብታ ፊልም እኮ ዳዊት ጥራይ ኣይክነን ስነ ጥበባዊ ሞራሎም ምትንካፍ ግን ጽቡቕ ኣይኮነን መስለኒ።
@meharigebremeskel478
@meharigebremeskel478 5 жыл бұрын
ከይሓሰርኩም ኣውጽእዋ ን፡ፍናን፡ምብዳል ማለት ንኩሉ ኣብ ስደት ዝርከብ ኤርትራዊ ምብዳል ስለ፡ዝኮነ።
@Adigilahazemo
@Adigilahazemo 5 жыл бұрын
Yes dmxi wxuat ksab zkone nfnan mbdal malet nkulu eritrawi mbdal malet eyu
@efi889
@efi889 5 жыл бұрын
Yes
@astermekseb4317
@astermekseb4317 5 жыл бұрын
ja
@wedibaba143
@wedibaba143 5 жыл бұрын
ኣውኡ ርገጽ ምሳካ ኣለኩ
@habtomhailselasie6515
@habtomhailselasie6515 5 жыл бұрын
Ja really
@mogosmael3498
@mogosmael3498 5 жыл бұрын
ana subscribe sehibaya alaku eska kemzi natay zgabarkum like habuni. thanks
@jongerentalent8243
@jongerentalent8243 5 жыл бұрын
Mleswa bejakum seb aytbedulu ane aka shebskraybey sihbe aleku
@natnaelmhretab5800
@natnaelmhretab5800 5 жыл бұрын
me too
@pac-og1xz
@pac-og1xz 5 жыл бұрын
Mogos Mael Ane keman shibeya ye
@binyammehreteab8598
@binyammehreteab8598 5 жыл бұрын
Mogos Mael ሰብኣይ
@AM-fq7tg
@AM-fq7tg 5 жыл бұрын
Me too
@rota8742
@rota8742 5 жыл бұрын
እዛ ኾመዲ ዋንነት ናይ ፍናን ኣፕ ኢንፎተክ ስለ ዝኮነት ብክብረትኩም ካብ ችሃነልኩም ኣውጽኡዋ። ያከ ቑሩብ ሰሪን ግበሩ ወደሓንኩም
@awetgebrehiwet8026
@awetgebrehiwet8026 5 жыл бұрын
ደለይቲ ፍትሒ ኣለኩም ዶ ሃየ ልሳን ንኩና እዛ ናይ ፍናን channel እንድሕር ናይ ተቓወምቲ እሎም ዘጥቅዕዋ እንድሕር ኮኖም
@henoktesfalem5644
@henoktesfalem5644 5 жыл бұрын
እንታይ እዩ ኣጋጢሙ ኣብርሃለይ እባ ሓው
@eriboy1338
@eriboy1338 5 жыл бұрын
@@henoktesfalem5644 ab fnan upp infotech keydka smeaya arku
@henoktesfalem5644
@henoktesfalem5644 5 жыл бұрын
@@eriboy1338 የቀንየለይ ርእየዮ
@medelina64
@medelina64 5 жыл бұрын
Kela sq belu bsmna bsm teqawemti biznes aytgberu belwo nfnan. Kulom yehwatna eyom tekielna ab mongo koyna nkulom ageb elna neredadayom
@jakiyafu2516
@jakiyafu2516 5 жыл бұрын
Awet Gebrehiwet eway Eritrea adey beka deleyti fithi ezia eya akmom dislike tirah ahhhhhh
@samuelgirmay754
@samuelgirmay754 5 жыл бұрын
ጌጋ ጌጋ ካብ ስምምዕ ወጻኢ ምግባር ንሱ ምስ ህዝቡ ስለ ዝኮነ ዲዩ እዚ ኩሉ ናይ ተቃወምቲ ቻነል ኢያ ኢልኩም ኣብ ህድሞና ዘርጊሕካያ ዳዊት ኢዮብ ካልኣይ ክፋል ኣብ ናይ Fnan app ክትዝርጋሕ ኣለዋ እንተዘይ ኮይኑ ግን ኣብ ካልኣይ ክፋል የራክበና እዚ ቀዳማይ መጠንቀቅታ ኢዩ ።
@andemariamsimon4522
@andemariamsimon4522 5 жыл бұрын
ህድሞና እዛ ስራሕ ናብ ዋንኣ ምለስዋ በደዊን ድኣ ካብዚ ሓሊፎም እንታይ ገሮም። ዳዊት እሞ ኣሰር ኣይትትሃመል ክትረክበካ እያ።
@loveever1172
@loveever1172 5 жыл бұрын
Eti hiwet ab Eritrea kemzeytfeltwo Brsom ember brska do tkeid eka
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 5 жыл бұрын
@Love Ever 👍🏽 Nay KZbin Bedewen 😀
@awettes4649
@awettes4649 5 жыл бұрын
ኣታ ኢዮብ ዳዊት ማዕረ ክንድዚ ዲካ ሑሱር ስለምንታይ ምስ ፍናን ተሰማሚዕካ ኣብዚ የቲካያ ሩምሱስ ኣብ ክንዲ ምስ ህዝብካ ደው ምባልስ ነቶም ደው ዝበሉ ክትብዲል ክብረትካ ናብ ፈስታል ከይወረደት ኣካይዳካ የዐሪ።
@omersalih812
@omersalih812 5 жыл бұрын
kigermekum ab sijin bet maserti mes halefelu Kulu nay hgdef hmaq zgebero resiuwo
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ይገርም እዪ ዘበነ በለጽ ንዓይ ይጥዓመኒ ምበር ስጋይ ስጋካ ዘይትብለሉ ግዜ በጺሕና እሞ ክኣ ገንዘቡ ተከፊሉ ከሎስ ' ወድዛ ነጅስ ክስሕና እዪ ድሓን
@eyob4271
@eyob4271 5 жыл бұрын
ወይዚ ጀላዕ ዳዊት እዮብ ፡ ይብላዕ ኢሎሞስ ካብ ክልተ ክበልዕ ? ዘይባህልና ነውሪ!
@henoktesfalem5644
@henoktesfalem5644 5 жыл бұрын
እንታይ እዩ እባ ገሩ ኣብርሃለይ ሓው
@Sewasuyey
@Sewasuyey 5 жыл бұрын
@@henoktesfalem5644 ab fnan app chanel alatka smaya adgi zgeberekas teyki gbero tbl arista. Ezi wedhanka
@yemanetesfay9954
@yemanetesfay9954 5 жыл бұрын
Job zey mtsraf aba tekrkiru kenu yikein bsimetin zey mtsraf
@dahlak3739
@dahlak3739 5 жыл бұрын
ኩልኻ ማሕበር ዲስላይክ ኣባላት ካብዛ ናይዞም ዘይተፈልጡ ረሰሓት ህድሞና ህግደፍ ትብል ቻነል ብደቃይቅ ሰሓብ ፎርሳ።
@ኣቢስደተኛ
@ኣቢስደተኛ 5 жыл бұрын
ህድሞና ሪኢኩም ከይትስእንዋ እዛ ቻነልኩም እዛ ግፋ ምዝማት ዘይናትኩም ግደፉ ኣነ ብወገነይ ሳብስክራይባይ ሲሕበ ኣልኩ።
@natnaelmhretab5800
@natnaelmhretab5800 5 жыл бұрын
me too
@robeltesfabrhanwediatie6201
@robeltesfabrhanwediatie6201 5 жыл бұрын
abi abiti yes ane wela sihbeya aleku
@jhonytesfu475
@jhonytesfu475 5 жыл бұрын
Abi nay behaki habibi
@yemanegirmay28
@yemanegirmay28 5 жыл бұрын
Ane keman
@africatv9eri396
@africatv9eri396 5 жыл бұрын
Ane keman
@ኣደይልዕሊኩሉ
@ኣደይልዕሊኩሉ 5 жыл бұрын
ብፍላይ ደራሲ ዳዊት እዮብ ዓገብ ገንዘብ ተቐቢልካ ከሙኡ ኣይትግበር ' እንተ ፈሪሕካ ከኣ ገንዘቡ ምበለሱ ሓራም ዓሌክ
@tsegaymehari2861
@tsegaymehari2861 5 жыл бұрын
mlu mlsi kbur hawe
@sami9086
@sami9086 5 жыл бұрын
Genzeb kkbel kelo zreayet ayni alatka dya
@ኣደይልዕሊኩሉ
@ኣደይልዕሊኩሉ 5 жыл бұрын
@@sami9086 ኣብ fnan app ዘቕረቦ ተሞርኪሰ እየ ምርኣስ ሲ ኣይረኣኩን
@sami9086
@sami9086 5 жыл бұрын
@@ኣደይልዕሊኩሉ xbuk aleka ane wn rieya eye gn ksab haknetu zregagex tm kbl merixe
@ኣደይልዕሊኩሉ
@ኣደይልዕሊኩሉ 5 жыл бұрын
@@sami9086 Thank you ዛ ዓርከይ
@alexhabte967
@alexhabte967 5 жыл бұрын
Nice betam des ylale dawitey betami eye zefeteweka keselo
@efremabrehale4561
@efremabrehale4561 5 жыл бұрын
አምበኣር ንስኩም ከኣ ሰብ ተዳናግሩ ኣለኩም ኣንቱም ሰረቅቲ ዳዊት አዮብ ከኣ ኣንታ ዓንጃል ጽናሕ ዲስላይክ ተሕሻትካ
@EriInvesting
@EriInvesting 5 жыл бұрын
ብመጀመርታ ሰላም ቀጺለ አዛ ቪዲዮ ዋንነታ Fnan App ኢዩ ሲለዚ ብኽብረትኩም ኣውጸኡዋ ወይ ከኣ ሚስ Fnan App Infotech ተራዳደኡ ምኽኒያቱ ብገንዘብ ሰብ ምጽዋት ጽቡቕ ኣይኮነን 20,000 dollar ዚኸፈለላ ሲለዝኾነት። Thanks
@redseaentertainment3398
@redseaentertainment3398 5 жыл бұрын
ህዝቢ ኤረትራ ክሉ ተቃዋሚ ምካኑ ረስዕክሞ ኣለኩም መስለኒ
@wetruhugus-2pac854
@wetruhugus-2pac854 5 жыл бұрын
ራህዋ ኮኮብ ጽባሕ gedefo teray belhe Ente regxe Neriesom eyu
@እቲስውእሰሚዑዶይኸውን
@እቲስውእሰሚዑዶይኸውን 5 жыл бұрын
ኣታ ወዲ ኾማሪት ህድሞና ብፍናን ትመጽእ ንሕና ብሂወትካ ንመጽእ ጉሓፍ ቡታና ፋናነይ ኣለና ኣብ ጎንኻ ።
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
እብታይ ዲዩ ፍናን ከም ሰቡ ቻነል ዘለዎ ኢዩ እኮ እንታይ ፍሉይ ጌርካ ክትገልጾ ትፍትን ወላስ በዘን ሓደ ሓደ ዝሰደን ኢኻ ዓይንኻ ከፊትካ።
@ወዲስውእኢየማራጨካን
@ወዲስውእኢየማራጨካን 5 жыл бұрын
@@mikiyatlove9608 ኣታ ከልቢ ህግደፍ እንታዴካ ትብል ኣሎካ ፍናን ድኣ ኣፍ ዉጹዓት ኮይኑ የገልግል ኣሎ። ከም ባዓል ንስካ ጋውና ግን ኣይርዳኩምን ኢዩ።
@እቲስውእሰሚዑዶይኸውን
@እቲስውእሰሚዑዶይኸውን 5 жыл бұрын
እንታይ እሞ ክብለካ ወይ ክብለኪ ዓይንኺ ወይ ዓይናኻ ከፊትካ ስለ ዘይ ረኣኻ ወይ ዘይ ረኣኺ ዝበልኩዎ ክትብሊ ወይ ክትብል ተግዲዲካ ሓሳብካ ኣውርድ ወይ ኣውርዲ ክብርቲ ወይ ኩቡር ሓዊ ......
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
@@ወዲስውእኢየማራጨካን ስቕ በል ሌባ ለቕላቒ ነቲ ድፉን ኣእምሮኻ በዘን ክረዲት ከይሃበ ዝዝርግሐን ዝተወሰና ትረኻታት ኢኻ ነቂሕካ ወዲ ስዉእ ካኣ ትብል ደፋር ብሓቂ ኣንጻርካ ንዝጻሓፈ ህግደፍ ምባል ተቃዋማይ ኣይገብረካን ኢዩ
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
@@እቲስውእሰሚዑዶይኸውን ሓሳበይ ርዱእ ኢዩ ፍናን ምስ ዳዊት ይዘራረብ ምስ ህድሞና ዘራክብ የብሉን ይብለካ ኣለኩ ካብዚ ሓሊፍካ ንስነ ጥበ ኣዊያን ሃገርና ንምድኻም ዝግበር ፉቱን ፍሹል ኣካይዳ ኢዩ እዚ ናተይ ሓሳብ ነዚ ይመስል።
@erifirst6132
@erifirst6132 5 жыл бұрын
Who is here after watching fnan's video🙋??? I hope hdmona tv try to solve this issue wisely if not I am pretty sure ur channel will face a big trouble as LYE tv did. Good luck guys
@llovemycountry.1631
@llovemycountry.1631 5 жыл бұрын
Please Hdmona Tv ezi tgebrwo zelekum nay srqi srah entegedefkmo yihishekum. Nzeytekim rebha kitblu abi neger keytkesru. Pleas........
@samigosb8538
@samigosb8538 5 жыл бұрын
l Love my country. Hdmona nebarit eya ezia wegeney hdmona Tv nay kale Sport channel eya
@johnabrehaly9218
@johnabrehaly9218 5 жыл бұрын
HDMONA please stop ok aze film nay fnan app eya ✋✋✋✋✋
@hwusmkaneyuteambejakum4551
@hwusmkaneyuteambejakum4551 5 жыл бұрын
Stop stop ✋ Hidmona❌❌❌🚫🚫🚫 and Dawit Enough 🆗 thanks
@Sami_2929
@Sami_2929 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰረቅቲ እዛ ፊልም ሰርቅኩማ ኢኩም ኣውጽዋ ደቅዛ ሰረቅቲ ህግደፍ መንደፍ።
@eriflix3999
@eriflix3999 5 жыл бұрын
ካብ ህድሞና ዳኣ ብጀካ ስርቅን ሓሶትን እንታይ ክትጽበ።
@malhabib357
@malhabib357 5 жыл бұрын
ህግደፍ ጸዋዓቲ እዋን ዳኣ ካልእ ከማነይ ክገብሩ እዮም፡
@6257-r4y
@6257-r4y 5 жыл бұрын
ፍናን እንታይ ድዩ? ኣብ ጎጉል ኣምጺኡ ፖስት እንተ ገበረልካሲ ሓዱሽ ዘምጸኤ ዶ መሲሉካ፡
@robiwedikbrierobiwedikbrie3437
@robiwedikbrierobiwedikbrie3437 5 жыл бұрын
ያ ጀምዓ ኩልካ ካብዚ ቻነል ሳብስክራይብካ ሰሓብ ሰሪቆማ ዮም ካብ fnan infotec
@simonsami5115
@simonsami5115 5 жыл бұрын
ምሳካ ኣለኩ ኣነ ከማን ስሒበያ ኣለኩ
@MY-im9wi
@MY-im9wi 5 жыл бұрын
Nemanja vidic me to
@wediakriaasefaw3412
@wediakriaasefaw3412 5 жыл бұрын
ajoja tesahibu e u
@fornamnefternamn7641
@fornamnefternamn7641 5 жыл бұрын
msaka ye zsamamae arku ab genuka aleku
@robiwedikbrierobiwedikbrie3437
@robiwedikbrierobiwedikbrie3437 5 жыл бұрын
ያ ጀምዓ ኩሉኩም ኣባላት ናይ ሕማመይ ፍናን ክብደል የብሉን ንሓግዞ
@solianaproduction4904
@solianaproduction4904 5 жыл бұрын
ብክብረትኩ እዛ ትዝርግሕዋ ዘለኩም ስራሕ ተቃረጽኩማ ይሕሸኩም ዝገደድ ከይመጸኩም
@jhonytesfu475
@jhonytesfu475 5 жыл бұрын
Hdmona gedafu abi mongo channelat🖥 egrger aytegbaru 🏴‍☠️🏴‍☠️
@fullpower1391
@fullpower1391 5 жыл бұрын
*ህድሞና ካብ ደለይቲ ፍትሒ ከቢድ ተቃውሞ ከይመጻኩም ከሎ ኢድኩም ሰሓቡ ኩሉ ስራሓትኩም ካብ ህዝቢ ኢዩ እሞ ኩሉ ህዝቢ ኢዱ ከይሰሓበ ካባኩም ኢድኩም ሰሓቡ ንብለኩም ኣብ ዝመጽእ ግን ብከቢድ ስፍ ዘይብል ክሳራ ክመጻኩም ዩ ።*
@AnbesDc
@AnbesDc 5 жыл бұрын
ብ ኪብረትኩም remove ግበርዋ አዛ ናይ ( ፍናን ) አያ ስለዚ ዘይ ናትኩም ኣይትድለዮ ።
@fadumedia5571
@fadumedia5571 5 жыл бұрын
ህዝብና ዓማጺ ኣይፈቱን እዩ ከምኡ እውን መደናገሪ ከምዚ ከማኹም ናይ ህግደፍ ከይኣኽለናስ ንስኹም ድማ ክትውስኹና ብኽብረትኩም እለይዋ እንተዘይ ኮይኑ ዓቢ ሓደጋ ይጽበየኩም ኣሎ።
@ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ረ5ሰ 5 жыл бұрын
መክሰባት ደቂ ኢሬ ከመይ ዲኹም ተሐጉሱኒ ኣብ ጎንኹም ኣለኹ ንሰራቂ ምግላጽ ሓጥያት ኣይኮነን
@daniwedieri741
@daniwedieri741 5 жыл бұрын
Aywa sah kelam
@merih4664
@merih4664 5 жыл бұрын
ብክብረትኩም እዛ ፊልም ኣቛርጽዋ ደቅዛ ህግደፍ ''''' ኣታ ዳዊት ስነጥበባዊ 'ዶ ኣይ ኮንካን ወዲ'ዛ በካዪ ጋህታፍ
@loveever1172
@loveever1172 5 жыл бұрын
Smae eski kemaka eko aykonen ab natsnet zelewo hager zkmet Tegedidu ykewn
@loveever1172
@loveever1172 5 жыл бұрын
Bro abey kem zelo eba kea ab gmt aetwo
@bhhb9786
@bhhb9786 5 жыл бұрын
ዓገብ ህድሞና ቲቪ እዛ ስራሕ እዚኣ ናይ ፍናን ገብረትንሳኤ ኢያ ብኽብረትኩም ናብ ዋንኣ ኣረክብዋ። ምናልባት ካልእ ዘይተረዳዳእክምሉ ጉዳይ ክህሉ ይኽእልዩ ግን መጀመርያ ክትረዳድእሉ ኢዩ ዘለኩም ቅድሚ ምዝርጋሕኩም። ልዕሌኹም ንዓና ፍናን ኢዩ ዘገድሰና። ንሱ ግዚኡን ገንዘቡን ከይበለ ንዓናን ንዓኹምን ኤርትራውያን ክብርናን ሂወትናን ንክመልስ ብትምህርትን ብኻልእ ሕልናዊ ስርሓትን እንዳሰርሐ ዝጽዕር ዘሎሰብዩ። ነኽብረኩም ብስርሓትኩም ውን ዕጉባት ኢና ግን በዚሰብዚ ከይትመጹና።
@mikiyatlove9608
@mikiyatlove9608 5 жыл бұрын
ብከመይ ኣረጋጊጽካ ናይ ህድሞና ሙካና እዋይ እዚ ሰብ ተባላሺይዎ ዘሎ እንተ ኪኢሉ ምስ ዳዊት ጥራይ ኢዩ ክዛራረብ ዝክእል ፍናን ግን ነዛ ተቃዋማይ ስለዝኮንኩ እና በለ ሰብ ንምክሳብ ዝገብሮ ዘሎ ጀላዕላዕ እዩ።
@bestofbest2989
@bestofbest2989 5 жыл бұрын
Hidmona tv kab hji subscriber sehibeya aleku ❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌❌ hidmona tv ❌❌❌ kem nay lye ketfesh delikuma alekum
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 5 жыл бұрын
Tkkkl
@tomytomy2488
@tomytomy2488 5 жыл бұрын
ኣነ ከማን subscriber ካብ ሕጂ ሲሒበ ኣለኹ dislike ከኣ ደዲሕሪኣ ወሲዶማ ኣለዉ
@ሕልናዓለመይ
@ሕልናዓለመይ 5 жыл бұрын
ane wn
@galilaabraham9495
@galilaabraham9495 5 жыл бұрын
ካብ ህድሞና ቲቪ Subscrib ጌሬዮ ዝነብርኩ ካብ ሎሚ ይስሕብ ኣለኹ ብ ዲስ ላይክ ካኣ ይሳሃሎም ኣለኹ ምሳይ ዝሳማማዕ ረጊጹ ይፍርመለይ ያ ጀመዓ ጎኒ ውጹዕ ፍናን ሓውና ንኹን ።
@michaelyemane2063
@michaelyemane2063 5 жыл бұрын
ህግታት KZbin ትርስእዎዶ ኣለኩም ዝጀመርኩሞ ግዳ ዘይትውድኡ ካብ ዘይርሃፅኩምሉ ትሰርቁ ወይስ ነዚኣ ውን ጀሚርኩም ንምግዳፍዩ መደብኩም:: እቲ ካልእ ዘቃረፅኩሞ ውን ስለ ዝሰረቅኩሞ እንበር መገሻ ተዋሳእቲ ኣይኮነን ማለትዩ:: ህድሞ ድኣ ይፅቀጥኩም እንበር
@amanueltesfalem7623
@amanueltesfalem7623 5 жыл бұрын
ዝኸበርኩም ህድሞማ tv ከምዚ ዝበሃል ዘሎ እዛ ስራሕ ብልክዕ ናይ fnan app እንተደኣ ኮይና ኣውጽእዋ ዘይጸዓርካሉ ኣይብላዕንዩ።ክትተሓላለዩ እዩ ዝግባእ።
@ማንይናትድ
@ማንይናትድ 5 жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም ይክን ህድሞና ካብ ፍናን ኣብ ክስምዖ ከምዝጸናሕኩ ዋንነተይ እያ ይብል ኣሎ ስሌዚ ናይብሓቂ ናቱ ተከይና ካላይ ክፋል ኣይትዘርግሕዋ ክልኩም ሓብርኩም ተራዳድኡ ኣይትዋጻጽዑ ዘድሊ ሓበረታ ካባኩም ንጽበ ንዓና ክልተኩ የሕዋትና እኩም ናትኩም ምርድዳእ ንዓና ሓብን እዩ
@hagosberhe3664
@hagosberhe3664 5 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጭዋ ዘረና እዩ ኩቡር ሓዊ
@freselam8336
@freselam8336 5 жыл бұрын
ኣማዛዛኒ ዘረባ ጽቡቅ መልእክቲ ናይ ክልተ ዘረባ ሰሚእካ ምምዛን
@filmonmichael3984
@filmonmichael3984 5 жыл бұрын
Thank u brother btami des debl zereba wela ka gega dfter tekone mrd dae gn dmeslwo yelen.
@kemeyalena5268
@kemeyalena5268 5 жыл бұрын
ሕቶ ኣለኒ ፍትሒ ካብዚ እዩ ዝጅምር ። 1 ዝተዋገየላን ዝተሳማማዓላን ሓውኩም ነጋዳይ ከማኩም እንዳ ሃለወን እንዳ ፈለጥኩምን ንምንታይ ኣብ ህልክ ትኣትዉ ። 2 ዋና ደኣ እንኻዕ ኣፍቀደልና እምበር ካልኦት ዝከሰሩ ይክሰሩ ባዕሎም ይፈልጡ ምባል ኣንጻር ሓውካን ሕልናካን ተራጺምካ ዝእከብ ገንዘብ እንታይ ኪኮነኩም ፍትሓውያን ደይትኮኑ 3 ኣብ ህዝብኩም ውን ተገዳስነት የብልኩምን ካብ ዘረባኩም ኣይትዓሽዉ ክትድቅስ ጎረቤትካ ይደቅስ ይብሉ ኣቦታት ከይደቀስናን ከይቀሰንናን ናይ በይንኩም ሃብትን ቅሳነትን ጎቦ ልብካ እዩ ስለዚ ዓገብ ክዓቢ እዩ ዝቆልዓ ፍናን ። ደግፉን ኣይትደግፉን ኣይንብልን ሰብ ዓቅሙ እዩ ዝገብር ድላይኩም ግበሩ ግን ሰብኣውነት ይስምዓና በጃኩም ነንሕድና ኣይንበላላዕ ጎኒ ሰብ ኣለሊካ ስምካን እንጀራካን ምዕባይ ዘይክንበልዖ ውን ንክእል ኢና ስለዚ ብፍቅርን ብዘይ ዓመጽን ጽዒርና ዘምጻናዮ ይኣክለና እዩ ዓገብ ኣይንሰስዕ እምበር ንዳዊት እዮብ ዶ ገለ ትብሉ ያከ ግደፉና ኣብ ምድሪ ሲኦል ኮይኑ ንፍናን ተቃዋማይ ዘርግሓያ ኢለዮ ክብል ኣይንጽበዮን ኢና ንስኩም ኢኩም ህድሞና ጠበርቲ ትክ ንበል ንቅናዕ ሰብ ከም ቀደም ዓሻ የለን ።
@meradc6960
@meradc6960 5 жыл бұрын
**ይኣክል* ንብል ኣለና ህድሞና ሰረቕቲ ሕሳብና መሊስና ኣለና ።ስለቲ ዘደናገርኩሙናን ክሳብ እዛ ቻነል ኣብ ፍናን ኣብ ኢንፎ ተክ ዘይመለስኩማ ይቅረ ኣይንብለልኩምን ።
@biniamokbamariam7708
@biniamokbamariam7708 5 жыл бұрын
ኣንቱም ይኣክል ግደፉ ከራኩር ናይ ኢሰያስ ኢኩም
@nebizerai8204
@nebizerai8204 5 жыл бұрын
Temezen eluka ember politica aykonen sirah EU abahisuwom donkoro
@nebizerai8204
@nebizerai8204 5 жыл бұрын
politic ya misaka aleku.👍
@michaelghere7707
@michaelghere7707 5 жыл бұрын
99.99% ካብ 100% ኢዚ comments ነቐፌታ ዩ that shows me that we have power together. So HDMOMA TV if you don't listen us ,you will see what will be next.
@eriboy1338
@eriboy1338 5 жыл бұрын
You are smart my boy
@mzghitesfamariam8156
@mzghitesfamariam8156 5 жыл бұрын
Fnan bdmxi sleztezarebe dyu komu tbl zeleka? Aytgageyu hde elkum hsebu nsu rebhu slezgodelo eyu komu kbl kelu. Kalay neger naytom ktrewom tdelyu zelekum senetbebawyan srhat slezkone kenetebabom ygbae, nab des zbelom kshetwo dma meselomn, nbretomn eyu.
@merhawi.G9
@merhawi.G9 5 жыл бұрын
M/zghi Tesfamariam Wa ኣንበር ከ እቲ ፍናን ዝበሉ ስሚዕካዮ ዲካ ዝዓርከይ ሓደ ነገር ምስ ሽጥካዮ ትመሊስካ ናብ ካልእ ስብ ክትሸጦ ትክእል ዲካ ? ገንዘብ ከፊለ'ዮ እኮ ኢልካ .
@mzghitesfamariam8156
@mzghitesfamariam8156 5 жыл бұрын
Merhawi Legese emo kem zhabo ke rgxenga dika? Dawit baelu ksab zzareb baelu knamno ankeln
@ሰብምኻነይ
@ሰብምኻነይ 5 жыл бұрын
@@mzghitesfamariam8156 yala gohaf meselom seb kem aximi gihixkas nay men mesel khulo bizeynatka da sheketika do mesel alo you
@kibe6885
@kibe6885 5 жыл бұрын
Zikone firyatkum ab f.b download gegerna kinzrgho eina , ykreta hatitkum n finan mileslu
@proudmom6294
@proudmom6294 5 жыл бұрын
despacito despacito Ambesa ab gonka aleku
@lztg5386
@lztg5386 5 жыл бұрын
እዚኣ ጽብቅቲ ሓሳብ እያ ምሳካ ይሰማማዕ ኢየ
@yonasbahlibi2868
@yonasbahlibi2868 5 жыл бұрын
Hidmona tv you are going lose a lot of Funs be careful in everything thing you do Fnan got our back let’s support him guys
@kibe6885
@kibe6885 5 жыл бұрын
Zom 230 comments zixehafkum kea n hidmona ageb tetblu mis hashe kidu finan zergihwo zelo gud simewo hidmona serekti kemey dea tebonkiskum tifue
@abrhamhabtom9144
@abrhamhabtom9144 5 жыл бұрын
ya xbuk aleka zhawey ..genzeb seb adnagirom zdksu mesilwom eyom..
@nahommhretab4261
@nahommhretab4261 5 жыл бұрын
Gah ybelu we yeak
@sabagebray7183
@sabagebray7183 5 жыл бұрын
Ezi tgebrwo zelekum hdmona sebn ezgn zeyfetwo srah eu neza kal hzba zkonet chanel ktserkuwa malet zeyedeks eu
@sadorghebrasilasse9242
@sadorghebrasilasse9242 5 жыл бұрын
Hdmona nebarit ብስራሕካ አኮ ኣዝየ ይድንቅካ አንትኮንኩ ገን አዚ ትግብሮ ዘልካ ንኤ fnann ap አንተግድፍካዮ ይሓይሽ ንዓኻ ውን ጹብቕ ኣይኮነን so pls
@simonsami5115
@simonsami5115 5 жыл бұрын
ፈኸራ ጥራይ ከይንከውን እንተዘይ መሊሶማ subscribe ንስሓቦ
@hagereyzibeletezekiruyineb3244
@hagereyzibeletezekiruyineb3244 5 жыл бұрын
Ewey nay mudey texawatay rekbe vidic nay libey like gerelka aleku neta profilka
@abrahaleteame1550
@abrahaleteame1550 5 жыл бұрын
Xbuk hasb habibi
@simon1908
@simon1908 5 жыл бұрын
Kid wadi gohafe
@simonsami5115
@simonsami5115 5 жыл бұрын
@@simon1908 እንታይ ከፊኢካ ወዲ ሸርሙጣእ ህልው ሬሳ
@tomastekleab4779
@tomastekleab4779 5 жыл бұрын
Abshr z arkey seb nay edu krekb alewo
@yoniboy4760
@yoniboy4760 5 жыл бұрын
ህድሞና ባዕልኩም ቆፎ ንህቢ ተንኪፍኩም ንሕና ካ ደላዪ ፍትሒ ዝበላ እዝጊ ዝበላ ገርና ኢና ንወስዶ ኢሰያስ ኣቦኩም ድበደለና ያክለና በጃኩም ልብና ከይራሕቀ ኮሎ ንብረቱ ምለስሉ ንፍናን ደይ ባህልና ኣይትግበሩ ።
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣቺ ወዲ ኣታ እዚ መቅሰን ወለዶይ እኮ ኣጆና ጥራይ ምስ ደላይ ፍትሒ ተሃላሊካ ዝውጻእ ተኮይኑስ ንሪኢ
@isayasyacob4101
@isayasyacob4101 5 жыл бұрын
ናይ ፍናን ኢንፎቲክት ኢያ እዛ ስራሕ ደዉ ኣብልዋ ብኬብረትኩም የቀንየለይ
@matiwesaraya9053
@matiwesaraya9053 5 жыл бұрын
ሰላም የህዋት ብፍላይ ናይ ዛ ቻነል ዘርጋህቲ ምስ ፍናን ኣጋጢሙ ደሎ ሽግር ተረዳድኡ ተውጺላ ገንዘብ ክኣ ምለሱሉ ገንዘቡ ያ የሕዋት ስደትና ይኣክል ንረደዳእ ብዘይ ጠቅም ኣይኒ ዋናጀል ሓደራ።
@hagosgre5991
@hagosgre5991 5 жыл бұрын
ኣቱም ክብረተ ከልቢ ቁሩብ ርእስኩምስ ይሰርህ ዶ ፎእእእ ኢሉኩም ኩሉ ናብ ዋናኣ ምለስዋ
@Yonass-r2s
@Yonass-r2s 5 жыл бұрын
ይኣክል ን ዳዊት ኢዮብ ይኣክል ን ህድሞና ቲቪ ይኣክል ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ፍናን
@weldugebreluul6690
@weldugebreluul6690 5 жыл бұрын
ዓገብ ህድሞና ቻው ዳሓን ኩኑ ታኣሊናልኩም ኣለና ዘይ ትንከፍ ወዲ ህዝቢ ተንኪፍኩ ሂጂ ውን ተራዳዲኢኩም ክብረትኩ ይቅሬታ ኢልኩም ምለስዋ
@habeshaslove2122
@habeshaslove2122 5 жыл бұрын
HDMONA NEBARIT መሰል ዋንነት ሰባት ይታሓሎ በብኢድካ በብዝጥዕመካ ምኻድ ጽቡቕ ኣይኮነን። እንተኪኢልኩም ኣውርድዋ ሕጂ።
@ምንባርንዘለካምፍቃር-ጰ9ዸ
@ምንባርንዘለካምፍቃር-ጰ9ዸ 5 жыл бұрын
ብዲስ ላይክ ክትዝቅብብ ኢኻ ወዲ ፍጉር ደምስሳ
@kemalemey2363
@kemalemey2363 5 жыл бұрын
ኣብ ዝሓለፈ ማዓልቲ እኻ ሓንቲ መሰጅ ሰዲደ ነረ ናብ ህድሞና ቲቪ ብተወሳኩ ብዚ ኣጋጣሚ እዚይ ዳዊት ኢዮብ እዛ ዝሰዳ ዘለኩ መሰጅ ክትርእያ ተስፋ ይገብር ዳዊት ኢዮብ ካኣ ንባዕልካ ሓደ ከዳዕ ከም ቅጫ ዝግልበጥ ከዳዕ ጠላም ኢካ ምክንያቱ ዉዕል እንተኮይኑ ዉዕል ኢዩ ቃል ቃል ኢዩ ክከዉን ዘለዎ ንስካ ግን ሓደ ጠላም ከዳዕ ዝገበርካዮ ዉዕል ተፍርስ ዝተዛረብካዮ ትቅይር ሱሱዕ ራብሓ ዘስድዖ ሰብ ኢካ ማዕረ ከሙኡ ክትከዉን የብልካን ሰብኣይ ዝገቦሮ ዉዕል ዝፍጽምን ዝተዛሮቦ ቃል ዘይዓጽፍ ዝፍጽምን ክከዉን ኣሎዎ
@hermoniseyas679
@hermoniseyas679 5 жыл бұрын
Hdmona TV nkabeber tezeyele knthasaser eina loqamx ::
@onlymother7436
@onlymother7436 5 жыл бұрын
ስነጥበበኛ ዳዊት እዮብ ህድሞና ቲቪን ኣብ ካላኣይ ክፋል ጠጠው እንተበልኩማ ይሕሸኩም እንተዘይ ኮነ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኢዱ ክስሕብ እዩ በዘን ገንዘብ ዝኸፈአ ክሳራ ክትኣትው ኢኹም ኣጆካ ፍናን ሓወይ ኣብ ጎንኻ ኣለና ወዲ ህዝቢ
@meleyflag7472
@meleyflag7472 5 жыл бұрын
እቲ ሳብስክራይብ ጌርኩሞ ዘለኩም & ላይክ ኩሉ ምለሱዎ ዲስላይክ ሃቡዎም በጃኩም ምእንቲ ዉሱዕ ሁዝቡኩም ደቂ ኤረይ በጃኩም ከምዚታት ከጋጥም ከሎ መልሲ ኣብ ምሃብ ኣይንሕመቅ ን ፍናንን ካኣ ኣለናልካ ንበሎ ወዳሓንኩም ጹቡቅ ቀዳመ ሰንበት ይግበረልና
@abitifili3597
@abitifili3597 5 жыл бұрын
ሃኪ ተሃሊኩም ተተው ኣብሉዋ ። ተኣሚጸ ይብል ኣሎ ፍናን ንሱ ከማን ተበዲሉ ከሎ ን ሂወትኩም ይሃሊ ኣሎ። ፍናን ምስ ውጹኣት ኢዪ ኣንጻር ውጹኣት ኢና ማለት ሙካኑ ኢዚ ጉዳይ ግን ኣይ ትርስኡ ። ኣጆካ ፍናን ነብሲ
@eri.sport..8656
@eri.sport..8656 5 жыл бұрын
Hedmona tv, bmejemerta selam kiblekum ydeli kalay neger ezi neza film tzrghwo zelekum kab teazebti kemtrekbu tsihtwo aymeslenin kab hzbi ekum trekbwo zelekum slezi hizbi wana wehabi enjerakum mukanu amikum kab kale seb bedilkum n hzbi aytkerbulu, mkniatu hzbi endhir akymkum kebid sle zkone nab kale rhuk keykedna ezi nbeal deki yohannes zwereden triewo alekum slezi gega kab msrah tekotebu zelekum xegem ms Fnan App Infotech teredadiekum fithwo
@lulaentertainment8592
@lulaentertainment8592 5 жыл бұрын
ብክብረትኩም ገንዘቡ ምለሰሉ ንፍናን ። ፍናን ኣፍ ውጹዓት መንእሰይ እዩ ። ፍናን ኣፍ ቡዱል እዩ ። ደጊምኩም ሕሰብሉ ፣ ምስ ፍናን ተባኢስኩም ማለት ምስ መንእሰይ ኤርትራ ከም ተባኣስኩም እዩ ።
@robeltesfabrhanwediatie6201
@robeltesfabrhanwediatie6201 5 жыл бұрын
FYMT movies yes yes
@awetgdey5418
@awetgdey5418 5 жыл бұрын
Zehfer eu
@banaappbanaapp828
@banaappbanaapp828 5 жыл бұрын
ዳዊት ኢዮብ ክንድቲ ዝፈትወካ ነበርኩ ጸሊኤካ ሌባ ጽቡቅ ኣይገበርካን ሕሰበሉ ኦኬ
@hellufyrga8821
@hellufyrga8821 5 жыл бұрын
Hdmona nebarit serekti hgdefawyan snesrat gberu dhan malet hzbi eritra malet eya.
@BAHGIEntertainment
@BAHGIEntertainment 5 жыл бұрын
እዛ ቪድዪ ካብዚ ቻነል ክትእለ ንጽውዕ ኣለና። ብጥበብ ምጽዋት ጽቡቅ ኣይኮነን። ዳዊት ስርሓትካ ንፈትዎ እኳ እንተኾና እዚ ግን ዓቢ ጥልመት'ዩ። ናይ ጥበብ ሰራቂ።
@mohamadalimohamad1083
@mohamadalimohamad1083 5 жыл бұрын
Eza film wannet fnan infotech eya bkbretkum awxwa key haserkum
@berihk8304
@berihk8304 5 жыл бұрын
*HDMONA Tv በጃኩም ኣንጻር ተካታተልትኩም ጠተዉ ኣይትበሉ ናይ ሰብ ስርሃት ምስራቅ ህማቅ ኣገብ ኣገብ ኣገብ*
@shewitmzgabo4562
@shewitmzgabo4562 5 жыл бұрын
ዳውት ብጣዓሚ ጹቡቅ ስራ ምስ መሳራሕትካ ኣጆኻ ///////
@ገጸ-ሰባኣጋዲስ
@ገጸ-ሰባኣጋዲስ 5 жыл бұрын
*ኣውጽእዋ* ይቅረታ ሓቲትኩም ኣውጽእዋ ኩልኹም ተኸታተቲ እዚ መደብ ዓገብ በሉ ንሕልናኹም ዓገብ በሉ ንሰራቂ ኣይትስረቕ ምባል ጽቡቕ ኢዩ ኣንጻር ሕልና ንዝጉዓዝ ድማ በጃኹም ዓገብ በሉ *ኣንጻር ሕልና ዝጉዓዝ ከማን ክጽልኣኒ*
@berekethabtu1458
@berekethabtu1458 5 жыл бұрын
Yo!! Hdmona TV be careful on Fnan App infotech, WTF respect each other guys 🙏❤
@hagosgre5991
@hagosgre5991 5 жыл бұрын
ዋናታት ስለዘይ ኮንኩም ናብ ዋናኣ ምለስዋ ውርደትኩ ከየስተማቀርኩም ኣቱም ሰባት ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ደቂ መሬት ደው ኣብሉ ጉሓላሉ ናብ ዋናኣ ምለስዋ
@amarufta9503
@amarufta9503 5 жыл бұрын
ያላ ሓባይብ ዲስ ላይክ ኣይንዝሓል ነበሪ ህዝቢ እምበር መዳኸሪ ዕምሪ የብሉን ክህሉ ከማን ኣይነፍቅድን ከዛብ በጊዕ ምስ ሃደመ : ዉጹዕ ምስ ኣደመ ታሓዚ የብሉን ኣብኣ ትደካ ለኽበጥ
@abre938
@abre938 5 жыл бұрын
This movie is copyright Please remove it before we doing something
@AsAs-us6ve
@AsAs-us6ve 5 жыл бұрын
ደጋፊ ዩናይትድ Ronaldo what do you mean? What copyright are you talking about ?
@abre938
@abre938 5 жыл бұрын
@@AsAs-us6ve This movie is copyright from Fnan app
@AsAs-us6ve
@AsAs-us6ve 5 жыл бұрын
ደጋፊ ዩናይትድ Ronaldo whats your proof ? And do you really think Hedmona would just air it with out signature from the owner of the movie ?
@abre938
@abre938 5 жыл бұрын
@@AsAs-us6ve Ask over 2000 ppl who wrote comments here
@AsAs-us6ve
@AsAs-us6ve 5 жыл бұрын
ደጋፊ ዩናይትድ Ronaldo lool you are funny so you juts commented because you’ve seen more than 2000 people competed 😂 Mukhan Eko ZemeNu Zemen Papagolo Eyu
@danieltsagay8639
@danieltsagay8639 5 жыл бұрын
ሳብስክራይበይ ሲሒበ ኣለኩ ኣነ ኩሉግዜ ወገን ንይ ዝተዓመጸ ኢየ ባይ ሁድሞና
@hagos-5626
@hagos-5626 5 жыл бұрын
Alem zeykonet hidmona ekum sheketi geza kiray . Guys haki ente koynu political felilyna axibibna nsemamai aykonen b haylka abey yebxah habirna kinrio inna thanks. ቁሩብ ይስቆሮኩም ዶ ይኸውን እቲ ዝሬኤልኩም ሰብ መን ሙካኑ ትፈልጡ ዶ ንሕናን ከማና ሰማኢ ትግርኛን ዩ so ን ምንታይ ሰባት ተፈላልይዎም ኣለኹም ወገነይ ወገንካ ጌጋ በጃኩም። ሓቂ እንተ ኮይንኑ fnan app ሕጂ ውን ተሰማምኡ pls pls guys. Alem geza kiray tiray zekonets alem fkri adna fkri nmlesela ngbera wn.
@yonatanmussie16
@yonatanmussie16 5 жыл бұрын
ሓቅነት ተለኩም ዝኮነ ደኮመንት ዝተፈራረምኩሞ ነዚ ደላዪ ፍትሒ ኣርአይዎ ። ተዘይ ኮይኑ ከምዚ ንርአዮ ዘለና አንጀራኩም ኪትስአኑ ኢኩም።
@ፈቃርወዲባጽዕ
@ፈቃርወዲባጽዕ 5 жыл бұрын
ኣነስ ናይ ስርቂ ምርኣይ ኣይፈቱን ዳውንሎድ ጌሬ ክዝርግሓ ኢየ። ፍናን ኣብ ይኸሰኩም ኣሎ ።ወይ ገንዘቡ ምለሱሉ ስቕ ኢልኩም ትሰርቁ። ኣርባዕተ ጉሩብ ኣድሚን ኣለኹ ልዕሊ 300.0000 ሰዓብቲ ኣለወን። ክሳብ ጽባሕ ክትራዳድኡ ክንጽበ ኢና ኣይኮነን ግን ፈይስብክ ዳውንሎድ ገይረ ክዝርግሕ ክጅምር ኢየ። ክሳራ ክትኣትው ኢኹም
@mengstabgebreamlak9967
@mengstabgebreamlak9967 5 жыл бұрын
ኣነ ከማን ምሳኻ ኣለኹ
@bereketbereket9953
@bereketbereket9953 5 жыл бұрын
hdmona tv ezi tgebruwo zelekum ente aqarxkumo zhashe eyu ab zkefea keytebaxahna
@ዓወትኪዳነ-ቨ9ቨ
@ዓወትኪዳነ-ቨ9ቨ 5 жыл бұрын
ደላይ ፍትሒ ተኮንካ ኩሉካ ካብዝስ ቻነል ሳብስክራይብ ዝመለስኩማ ላይክ ሃብኒ
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
REAL or FAKE? #beatbox #tiktok
01:03
BeatboxJCOP
Рет қаралды 18 МЛН
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
እክብካብ ናይ ቲክታክ ቀልድታት
15:05
እንዳ ሰሓቕ
Рет қаралды 701
Eritrean Funny  Comedy 2019 BY Dawit Eyob Gmtltal (ግምጥልጣል)
25:37
Mahderna Entertainment
Рет қаралды 679 М.
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН