KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ጽልኢ ይምህር ኣሎ ብዝብል ዝቐረበ ክሲ
19:08
መደብ ምግላጽ ሓቂ ተገዲስኩም ስምዕዋ!
36:49
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
We Attempted The Impossible 😱
00:54
⚡Токаев ШОКИРОВАЛ Кремль! РАЗМАЗАЛ заявлением Путина #shorts
00:33
ሄለን ዝገበረቶ መበገሲኡ ካብ መን'ዩ? ኦርቶዶክሳውያን ስምዑ!
Рет қаралды 88,807
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 146 М.
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Күн бұрын
Пікірлер: 411
@time-is-gold
Жыл бұрын
ሓውና ስልጣን እንኻዕ ድሓን መጻኻ ድንግል ማርያም ምሳና ትኹን ደቂ ኦርቶዶክስ❤
@cvvfg3632
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ♥️🥀 ክብርቲ ሓፍተይ እውን ፅንዓት ይሃብኪ🌿
@genettesfamichael3958
Жыл бұрын
ኣጆኺ ጽብቕቲ ለባም ፍጥረት እግዚኣቢሄር ዝረኣኻዮ ወሲዱ ዘይረ ኣኻዮ ዝህብ ኣምላኽ እዩ ደራሪቡ ውሉዳት ክህበኪ እዩ መዓረይ❤❤
@sooqusaabya3831
Жыл бұрын
ብስም ስላሴ ኡንካዕ ብሰላም መፃካ ኩቡር መምህረይ ቃለሂወት የስማዓልና ፁቡቅ ትምህርቲ ተማሂርና የቀንየልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዛሓልካኣብርእሲይ ፀጋ ፀጋ ይዓድልካ ኩቡር መምህረይ
@ኣሱጋልትግራይ
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና መምህርና ፀግኡ የብዘሓልካ ስልጣነይ 🙏🙏🙏
@ማሪያምያዋሕሰይናይኣምላክ
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ኣገዳሲ ኣርእስቲ እዩ እዛ ኣርእስቲ ኣብዚ ሓጺር ግዜ ምስ ዝተፈላለዩ ሰባት ኣልዒልናያ ኔርና እንበር ከ ምዓልታዊ ኣብ ግዜ ቅዳሴ ንድሕሪት ግልጽ ተበልካስ ቡዙሓት የሕዋት ኣብ ሩሑቅ ቃል ኣምላክ ክሰምዓሉ ኣብዘይክእላ ተጸጊዐን ትርኢ ንምንታይ ኢልካ ተሓተትካስ ኣብ ዘይተነጸገት ሓራስ ኣቲና ስለዚ ክንኣቱ ኣይፍቀደናን እዩ ይብላካ ኣነ ግን ኣይቅበሎን ኔረ ናይ ቤተክርስትያን ሕጊ ስለ ዝብሃል ከምኡ ውን ከምዚ ሄለን ሓፍትና ዝበለቶ ዘይቅበሎ ከለኩ ብድሕሪቲ ኮፍ ይብል ሓቲተ ኑጹር መልሲ ክረክብ ግን ይጽዕር ኔረ እዛ viedo ምስ ርኣክዋ ግን ደስ እልኒ ሕቶይ ውን ተመሊስለይ ከምቲ ዝበልካዮ እዩ እቶም ካህናት ኮነ መምሃራን ነዚ ተቢዖም ክዛረብሉ ይክእሉ የለውን ብፍላይ ክኣ ካህናት እንበርከ ንሶም እዮም ንዑ ንጸጉና ዳተባህሉ ዝጽውዑ ዘለው ከምዝመስለኒ ግን ከምቲ ሓውና ስልጣን ዝበሎ ሓድሽ ትምህርቲ ኣምጽኦም ከይብሃሉ ከሙኡ ውን ህዝብና እዚ ነገር ንነዊሕ ስለ ዝለመዶ ክርድኣና ኣይክእል እዩ ኢሎም እዮም ዝኮኑ ሓደ ክልተ ካህናት ግን ናይ ብሓቂ ከም ሩኩስ ዝቅበልዎ ኣለው እታ ናይ ጻግና ውን ከምኣ እያ ሕቶ ትኮነኒ ኣነ Period መጺኒ ኢለ ካብ ዝኮነ ተከልኪለ ኣይፈልጥን እየ ማለት ካብ ምጽላይ ካብ መስቀል ምስላምን ካልእን ንዑኡ ዝሓገዘኒ ክኣ ንፍዕ ኣባትነብሲ ናይ ብሓቂ ጎሳይ ኣቦ እዮም ኔረሙኒ ሓደ ምዓልቱ ኣቦና ንምንታይ ኢና ኣብ ጊዜ ጻግና ናብ ቅድሚት ዘይንኣቱ ኢለ ምስ ሓተትክዎም ጽቡቅ ጌሮም ኣብሪሄሙለይ ኣነ ክኣ Periode ዘለዋ ጎል ኣንስተይቲ ርክስቲ ከምዘይኮነት ነጺርለይ ዘይርስዓኒ ሓደ ምዓልቲ ኣቦና ንራከበሉ ግዜ ስለ ዝኣከለ ንኩሎም ደቆም ክረክቡና ተቆጸርና ምዓልቲ ኣኪሉ ኣቦይ ቀሺ ምዓልኩም ዘምደቀይ ኢሎም ሕውስ በሉና እሞ መስቀሎም ኣውጺኦም ከሳልሙና ወስ ምስ በሉ period ዘለወን ኣሕዋት ስለ ዝነበራና ድሕር ድሕር ኢለን ሽዑ ኣቦና ሕማቅ ተሰምዒዎም ትምክንያት መድሓሪእን ስለ ዝፈለጡ ክኣ ከም ዓብ ኣርእስቲ ኣልዒሎም ምሂሮሙናን ኣረዲኦሙናን ህዝብና ግን ካብ ብኣፍልጦ ብልምዲ ምካድ እዩ ዝፈቱ ሓንቲ ካባና ኣቦና እዚ ዘይከውን እዩ ከመይ ኢልና ክንውዕሎ እዝኮ ካብ ቀደም ኣዴታትና ዝገብረኦ ዝለመድናዮ እዩ ኢላቶም ዛጎለይ ልምዲ ይትረፍ እንዲና እሞ ንብል ዘለና ተበልዋ ምስማዕ ኣብያቶም ብጣዕሚ እዩ ዘገርም እቶም ካህናት ውን ሓደ ሓደ ግዜስ ዝሰምዖም እዮም ዝስኡኑ ስለምንታይሲ ካብ ኣፍልጦ ልምዲ ነቀድም ዳኮንና ጸጉኡ የብዝሓልካ ስልጣን ሓወይ ክኣ ነቲ ሓቂ ስለ ዝገለጽካዮ
@kidaneberhane6938
Жыл бұрын
❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
10 ай бұрын
❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@amant5905
Жыл бұрын
መጀመርያ ቃለ ሕይወት የስመዓልና፡ ብምቕጻል ዝበዝሐ ሰብ ከም ልምዲ እኳ ዝርደኦ እንተኾነ፡ ኩሉ ከምቲ ዝበልካዮ እዩ፡ ግን ኣብ ዘዝወለደትሉ ትንጸግ ግቡእ ኣይኮነን ዝበልካዮ፡ እታ ኣደ ትጥመቕ ከምዘየላ ምፍላጥ የድሊ፡ እንታይ ደኣ ማየ ጸሎት(ዝተቕደሰ ማይ) እምበር፡ እዚ ከኣ ጌጋ ወይ ባህሊ ኣይኮነን፡ ማይ ተሓጺብካ ጥራሕ ዝፍጸም ምስጢረ ጥምቀት ከ ኣሎ ድዩ፧ ጥምቀት ዝፍጸም እኮ ""ብማይ ትሕጸብ""፡ ""ሜሮን ትቕባእ""፣"" ስጋ ወደሙ ትቕበል"" ካብዞም ሰለስተ ምስጢራት 1 እንተ ዘይፈጸምካ ውን እኮ ኣይተጠመቕካ ማለት'ዩ ብኹሉ ሸነኹ ምርኣይ ከድሊ እዩ፡፡ ከምኡ እንተኾይኑ እኮ ማይ ጸሎት ምሕጻብ ባህሊ ወይ ልምዲ እዩ ክንብል ኢና ማለት'ዩ። ስለዚ እታ ምውላድ ርኽሰት እዩ ዝብል ጌጋ እዩ፡ እንተ ማይ ምንጻግ ግን ወላሓደ ጸገም የብሉን ፡ ብዝኾኖ ኩሉ መደባትካ ይከታተሎ'የ፡ ተገዲስካ comment ከኣ ክትርኢ ኣለካ ወደሓንካ❤❤❤
@Azie860
Жыл бұрын
ቃል ህወት የስማልንና ageb ምባል ኣገዳስ ኡ.
@eyobgebremeskel7572
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ኣስተምህሮ ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ፡ህዝብና ኩሉ ግዜ ኣብቶም ዝመርሕዎዩ ዝምርኮስ እሞ ከም ምግላጽ ኩሉ ገሊጽካዮ ኢኻ ግን ዝያኣ ህዝብና ከኣ እቲ ዘለዎ ልምዲ ገዲፉ በቲ ሓቀኛ መታን ክኸይድሲ ብዛዕባዚ ሰፊሕ ኣፍልጦ ብዘለዎም ኣቦታት ቃለ መሕትት እንተተምጽኣልና ጽቡቕ ኔሩ ፡። ደጊመ ቃል ሂወት የስምዓልና
@جاتوباتو
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ስልጣን ሓወይ ከምዝከማካ እዩ ዘድልያ ዘሎ ቤተክርስትያና ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሕልካ እመብርሃን ብኣማላድነታ ትሓግዘና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ስልጣን ሓወይ ተባዕ አመላክና እግዚአብሔር ኣብዚሑ ይባርክካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክካ ዝተምሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ 🙏🙏🙏
@EvenEzer672
Жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ ኩሉ ግዘ ኢየ ዝካተትለካ ብጣዓሚ ኢየ ዝድንቀካ ኣጆካ ኣምላክ ይሓግዝካ. ....እሞ እብዛ ፕሮፋለይ ኣቲኩም ሰብክራብ ክትገብሩ ብስም እመ ብርሃን ይምሕጸንኩ መንፈሳዊ ቻነል ኢያ. ..... ኤቨን ኤዘር ትብል ኢያ
@smerhsoso7490
Жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ሐዚ ኣብ ዓድና ብፉፁም ናብ ሓራስ አታኣትን ማይ ድጋም ተዘተነፂጋ ነውሪ እዩ
@ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ
Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ቃል ህይወት የሰመዕልና ፀጉኡ ይብዝሐኻ ክብር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ❤❤❤
@hannazecarias5297
Жыл бұрын
ቃል ሂወት ዘስማዓካና ኩቡር መምህር ነመስግነካ ከምቲ ዝበልካዮ ብብሂል፡ብልምዲ እዚ ኩሉ ተሪፉ በቲ ናይ ቃል እግዛብሂር ኣምላክ ክምእዉን በቲ መምርሒ ናይ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያን ዝህቡና ስሚዕና ክንከይድ ኣብ ልብና ይሕድሮ🙏🙏🙏
@የንጉስክርስቶስልጅነኝ
Жыл бұрын
ወይ ግርም እንካዕ ማ ብደሓን መፃእካ ስልጣነይ እና እዚ ደኣ ኣነ ኣብ ከባቢና በቃ ንዉር እዩ ወይ ጣጣ እና ኮላይ ሰብ እዩኮ ዘይኣቲ ናብቲ ገዛ ማልት እተን መዋለድትን ካብኡ ብዙሕ ቤተክርስትያን ዘይከይድን እዩ ዝኣቱ ካብኡ ካሊእ ሰብ ብደገ እዩ እንካዕ ማርያም ኣዉፀአትኪ ዝብል እንድሕር ቃሺ መፂኦም ማይ ድጋም ነዚሐምሉ ግን በቃ ሰብ ይኣቲ ዝሮ ገረመኝ ቃለ ሕይወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ የኔ ወንድም❤
@mihretshimay655
Жыл бұрын
ብጣዕሚ የመስግነካ እዚኣ ብትኽክል ስለዝገለጽካያ ። ብሓፈሻ ግን ብዙሕ ነገር ኣብ ብሉይ ዘሎ ንህዝብና የደናግሮዩሞ፡ እዚ ከኣ ነቲ ምምጻእ ክርስቶስ ከምቲ ዝበልካዮ ትርጉም ኣልቦ ይገብሮዩ። ስለዚስ ከምዚኦም ዝመሰሉ ተጋራጫዊ ነገራት እንትገልጽ ጽቡቕ ምኾነ።
@ArielMu-kb7mq
Жыл бұрын
Mark 16 ትግ - ማርቆስ 15: በሎም ድማ፥ ናብ ኵላ ዓለም ኪዱ፡ ንብዘሎ ፍጥረት ከኣ ወንጌል ስበኹሉ። 16: ዝኣመነን እተጠምቀን ኪድሕን፡ እቲ ዘይኣመነ ግና ኪዅነን እዩ። 17: ነቶም ዚኣምኑውን እዚ ተኣምራት እዚ ኺስዕቦም እዩ፥ ብስመይ ኣጋንንቲ ኼውጽኡ፡ ብሓድሽ ልሳን ከኣ ኪዛረቡ፡ 18: ኣትማን ኪሕዙ እዮም፡ ዚቐትል እንተ ሰተዩ ኸኣ፡ ከቶ ኣይኪጐድኦምን እዩ፡ ኣእዳዎም ኣብ ሕሙማት ኬንብሩ ንሳቶምውን ኪሐውዩ እዮም።
@shewitmeasho103
Жыл бұрын
ናይበሓቂ ክሳብ ሕጂ ዝፈልጥ የለን ኣብ ኩሎ ዝቕጽል ዘሎ ዩ ቃለ ሂወት የስመዓልኔ ኩቡር ሓዉና ስልጣን❤❤❤
@Bri_Tgraweyti....
Жыл бұрын
_ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የስመዓልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላኽ የብዘሐልካ ብሓቂ ኣዝዩ ግልፅን ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር ይባርኸልካ ብሩኽን ሓቀኛ መምህርን ስልጣነይ✝️💙_ _ብሓቂ ሕብረተሰብና ብዘይምፍላጥ ብልምዲ ዝገብሮ ብዙሕ ነገር ኣሎ ከምቲ መምህርና ዝበልካዮ ግን ንሕና ዋላ ብዘይፍላጥ ከምኡ ተገበርና እቶም ኣቦታትና ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ ዘሎ ክምህሩና ይግባእ🙏_
@Galtgiray
Жыл бұрын
ስልጣነይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ቀዳመይቲ ባዓለይ❤🙏🙏🙏ካብካ ብዙሕ ኢና ንማሃር እና እግዛኣቤሄር ፀጉኡ የብዛሓልካ ድንግል ማርያም ታሓሊካ🙏🙏
@የመዳሃኒኣለምልጅነኝ
Жыл бұрын
❤️❤️🙏
@AaAa-km6lm
Жыл бұрын
*_አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር መምህርና ብዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ_*
@Kalu4381
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 👏❤እግዚአብሔር መፅናንዒ መንፈስ ቅዱስ ይልአከልኪ😢
@fdg761
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ቃለ ሂወት ያስምዐለይ ስልጣን ሓወይ
@selamtesfay8911
Жыл бұрын
ናይ ብሓቁ ጽቡቅ ትምርቲ እግዚብሄር ኣምልኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ፈጣሪ ይቅረ ይበለልና ኩላትና ከሙኡ ኢዩ ዝመስለና ኔሩ!
@ሂዊጋልአሕፎሮም
Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ምስትውዓሉ ይዓድለና አሜን አሜን አሜን ♥️♥️♥️ ክብርቲ ሓፍትና ፅናዓት ይሃብኪ 😢 ፈጣሪ
@bcffybcccxc9054
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ስልጣን ሓወይ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ት/ቲ እዩ🙏❤❤
@selamselam7608
Жыл бұрын
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ !!! ዶክተር ብንያም ዘክርስቶስ ውን ቅድሚ ኣዋርሓት ዝከውን ብዛዕባ እዚ ኣርእስቲ ብጽሑፍ መልክዑ መሊሱ ነይሩ ብፌስቡክ ገጽ👍
@ግረማነሸጓልተዋህዶ
Жыл бұрын
ኣይ ገዛና ከምዚ እየ ሕጊ 😢 መምህረይይ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ
@RahelmedhaneRahel
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘይ ምፍላጥ ይሓሰካ አዩ ቃኣል ሂወት ይስማልና ❤️❤️❤️
@hiwetgaltigray2147
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ዘሓወይ❤❤❤
@edeneden889
Жыл бұрын
ኣገዳሲ ትምሕርቲ ኢዩ እዚ ንዓና ስልጣን ሓወይ ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልካ🙏🙏🙏⛪🙏🙏🙏🪴🪴🪴
@Selam-h8j
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና እግዛቢሔር ሙሉእ ጥዕናን ነዊሕ ዕድመን ይሃብካ ፈጣሪ
@burhankide2014
Жыл бұрын
ቃል ህይወት ቃለ ስናይ የስመዐልና ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም
@ዛይድየማርያምልጅማርያመይ
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና መመህረይ እና ህዝብና ቱናይ ብሉይ ኪዳን ኣይገደፈን ዘሎ ኩሉ ሓደ ሓደ ኦባታት ለ እዮም🌹
@EluKesete
4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ኽቡር ሓዉና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ እግዚኣብሄር ይደግፋካ
@ቲቲየኪዳንምህረትልጅ
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ 🤲🙏
@simonkifleyesus3929
Жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላኽና
@awetberhane9351
Жыл бұрын
መምህር ሱልጣን ሓወይ ኣብ ሓዱሽ ኪዳን ከ እንታይ ይብል እባ ንገረና ናይ ብሉይ ነገርካና ማለት ኦ.ዘ.ሌ ምዕ 15 ኢልካና:- ኣብ ሓድሽ ኪዳን ከ ኣብ ክንደይ ምዕራፍ ይርከብ።
@romanzerea7159
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስማዓልና ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ
@ዮዳሄንኹሉ
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ❤ እንኳዕ ኣብጸሐና ንወርሓዊ ባዓል መድሃኒ ኣለም ብምሕረቱ ይጠምተና 😊 ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ መምህረይ
@hfrru4940
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ አነ ብካምኡ እየ ዝፈልጥ ሓንቲ እንተ ወሊዳ እተን ዛዋልዳአ መዳሓንቲ ዝቐበራ ምስታ ሓራስ ረኺሰን ይባሃላ እስካብ 40 ማዓልቲ ቤተ ክርስትያን አይአታን ካብ ሓሸዋ ይምለሳ አቦታትና እውን ናብ እንዳ ሓራስ አይአትውን መስቀል እውን አናሳልምን ይብሉና ሓደ ሐዳ ጸገም የብሉን ኢሎም ያሳልሙ እሞ ናብ ምክርኻር እውን ይብጽሑ ሐዚ ከምዚ ኢልና እንተነጊሪናዮም መን ከምነና ናይ ሐዚ ወለዶ ድዮ ኢሎም ክጸርፎና እዮም😥 ከመይ ገይርና ክናርዶኦም ምክንያቱ ብጣዕሚ እዩ ባህሊ ኮይኑ ዘሎ እና ክቡር መምህርና ክብረት የሃበልና ደጋጊምኻ አስፍሕ አቢልኻ ንክታምህረና ብትሕትና የሓትት ❤❤
@slamasl7483
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ስልጣን ሓውና ቃል ህይወት ያስመዐልና 🥀
@KhanKhan-l1h7f
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ❤
@ArielMu-kb7mq
Жыл бұрын
Matthew 19 ትግ - ማቴዎስ 12: ካብ ከርሲ ኣዲኦም ስሉባት ኰይኖም እተወለዱ ኣለዉ፡ ሰባት ዝሰለብዎም ስሉባትውን ኣለዉ፡ ምእንቲ መንግስተ ሰማያት ኢሎም ባዕሎም እተሰልቡ ስሉባትውን ኣለዉ እሞ፡ ኪቕበሎ ዚኽእል ይቀበሎ። 13: ሽዑ ኢዱ ኣንቢሩ ኺጽልየሎም፡ ቈልዑ ናብኡ ኣምጽኡ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ገንሕዎም። 14: የሱስ ግና፡ መንግስተ ሰማያት ንኸምዚኣቶም ዝበሉ እያ እሞ፡ ሕደጉ፡ ቈልዑ ናባይ ንምምጻእ ኣይትኸልክልዎም፡ በለ። 15: ኢዱ ኣንቢሩሎም ከኣ፡ ካብኡ ኸደ።
@TV-vh2im
Жыл бұрын
ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ ሥልጣን ሓወይ አብ ዓድና ውን ሓድ ሓድ ኣቦታት አብ ወርሓዊ ፅግያት ና ምስ ወለድካ እስካብ ትጥሞቅ መሰቀል ኣይሰሉሙን ወላ አነ ንባዕለይ ወለደ እሰካብ 40 ማዓልቲ ኣቦታት ተመፀኡም ንካልኦት ኣሰሊሞም ንዓይ ክሓዱጉኒ ከለዉ ይካፍአኒ ነይሩ ሎሚ ግን ከማካትኩም ሰለ ትሙሁሩና ብንእሸተይ ተረድእና ሎ ቶም ከሙኡ ዝበሉ ሞ መን የረደአልና
@NatnaealKbreab
6 ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፈተናታት የበርትዓ እንበር ከቶ ተስፋ ኣየቁርጻን ኢዩ❤
@HabtomFisahaye
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት ሂወት የስምኣልና ኩቡር ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ምንጻግ ከ አየድልን ዩ ማለት ድዩ ❤❤❤
@tisiontsion777
Жыл бұрын
ብሉይ ኪዳን ኣሎ እዩ ብሉይን ሓድሽን ብሓደ እዩዝኸይድ ብዘይካመስዋእቲ ሕሩር ክርስቶስ መስዋእቲ ስለ ዝኾነ::
@egziabhereregnayenewtemesi7846
Жыл бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፀካ ክቡር ሓውና ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸጋኡ በረከቱ የብዝሐልካ መምህርና❤❤❤
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይመሰግን እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ ሰልጣነይዋ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነ ሓወይ ክብር መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነይዋ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ ፈጣሪ አምላክ🙏🙏🙏💐💐💐🌷🌷🌷🌹🌹🌹
@ሜሪጓልተዋህዶYouTube
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመሰግን ሰልጣነይ ማዓረይ እንኾዕ ብሰላም መፃካ ናፊቆተይ❤
@orthodoxetewahdo7202
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መᎃህረይ ዘይፈልጦ ዝነበርኩ ፈሊጠ ❤❤❤
@lemlemyoutube
Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር መምህርና ኣንሕና ኣብ ስደት ዝነበርና ከ እንታይ ንገብር
@TV-vh2im
Жыл бұрын
ትጭደሪ እናቴ ሥልጣን ሞ ጭደር ከ ታይ አዩ ይበል ነይሩ ሓድ ግዜ መፅሓፍ ፆሎት ድዩ ከ ታይ አዩ አነ ኮ ኣይፈልጦይ
@ry8319
Жыл бұрын
_እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኻ ይብዛሕ ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ህይውት የስመዐልና ዋይ አየ አሕና ብዘይ ምፍላጥ ህዝበይ ይጠፍ አሎ ድኡ ድበለ አምላኬና አይየ ናትና ነገር እግዚአብሔር አምላክ ልቦና ይሃበና❤😔❤_
@natanmussie699
Жыл бұрын
ኣነ ሒጂ ቦክሪ እዝነይ ይሰምዕ ኣለኩ፡ሰብ እንዳ ሓራስ እንተኣትዩ ብድህሪኡ ከይተነጽገ ነቦይ ቐሺ ክሳለን የብሉን ቤተክርስቲያን ከይዱ ክንጸግ ውን ኣለዎ ከም ዝበሃል ኢየ ዝፈልጥ ነይረ።❤
@smerhsoso7490
Жыл бұрын
ዋላ ኣነ ከሙኡ እየ ዝፈልጥ ግድን ትንፀግ ኣለዋ ማይ ድጋም ሰብ ኣይኣትን
@trhasgerye9257
Жыл бұрын
Wela ane msh aqshti keman abti dege selam ynexguka bzuh zey nfelto alo malet ekoyu etom aqshti kestemhrlu ygba
@selamawitbrhane3334
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና መምህር ስልጣን ሓውና እግዚአብሔር የክብረልና ✝️
@ሂወ
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት ይስመዓልና ክቡር መምህርና 👏👏👏
@okubayhailu8403
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና ዘመነ ኣገልግሎትካ ይባረክ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ዝሓወይ ።
@Nofearnofavor
Жыл бұрын
ስለቲ ትብዓትካ ንህዝቢ ሓራ ክትገብር ስም እቲ ልዑል ኣምላኽና ይመስገን።
@MereMere-wk2qr
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዐና ሄልን ሓፍትናውን ፅንዓት ይሃብኪ
@ትርሓሥ_ፈታዊት-ኣቦኣ
Жыл бұрын
_እግዚአብሔር ይመሥገን አሜን እንኳዕ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ ቃል ህይወት የሥመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኻ ስልጣነይ💙💜_
@tsgiegalhageretigrey1192
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዐልና ሠልጣነይ ፀግኡ የብዝሐልካ
@genet440
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉናን መምህርናን ስልጣን እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኻ ይባረክ ❤❤
@robelgerey5409
Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ
@eyobeyob7349
Жыл бұрын
ኣይስማዕን ጸኒሑ
@Plasmlc
Жыл бұрын
Great teaching God bless you and your family Amen
@zergabremelake2914
9 ай бұрын
ቃል ሂወት የሰመዐልና እግዚኣብሄር ኣምላክ የሓግዝካ ብርኩ ሃወይ❤❤❤❤❤
@ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ ኩቡር ሓዉና
@furtunaredae255
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር መምህርና ጸገኡ ይብዛሓልካ
@trhasgerye9257
Жыл бұрын
qal hiwet yesmalna kbur sltan hawey ane nbaeley ayfeltn ye nere xegu yebzhalka ❤❤❤
@_Godolyas7696
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመርገን ባሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና
@SenaitTesfamichael-z4c
Жыл бұрын
ናይብሓቂ ቃለሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ሓንቲ ነቅፈታ ግን ቃላት ትደጋግም ኮንካ ክትእረመላ ምስ ይቅረቱኡ ብዝተረፈ ጽቡቅ መደብ።
@weinikesete1911
Жыл бұрын
Midgigam aytslaen eu miknyatu neti hizbi keredie elu eu
@HenaOG-l6l
Жыл бұрын
Xbuq gieru keredana iluyu ko
@maharifutum3642
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና
@AdSf-xf9vn
Жыл бұрын
ብሓቅ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህርና ፀጉኡ የብዘሓልካ መምህረይ ♥️👏👏♥️
@meriygalkeshi8638
Жыл бұрын
በሓቂ ቃል ሂወት የስመዓልና መምህረይ ብኽምዚ ኣይንፈልጦን ኔይረ ኣሕንቲ ስበይቲ አንተወልዳ ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ማይ ድጋም ይንዛሕ ብድሕሪኡ ስብ ከም ድላዩ ይኣት ናብቲ ዘላቶ ክላስ ኣነደሞ ከምኡየ ዝፈልጥ ኔይረ ስልጣን ሓወይ ሓንቲ ሕቶ ኣላትን ጋልን ወድን ማንታ ተኾይኖም ኣብ 40 መዓልቲ ብሓንሳብ ክጥመቁ ይከኣልዶ ወይስ ኣይከኣልን የቀንየልና 🙏
@nahomtemelso8716
Жыл бұрын
ንስኻ ቕኑዕ ኢኻ መምህር ። ኵሉ እቲ ምስ ጻግነ ዚተሓሓዝ ልምድታት ተቐዪሩ እዩ ። ጻግነ ብዛዕባ ደም ጥራይ ኣይኰነን፣ ዘይተጸግዔ እንቋቝሖ እውን ዜጠቓልል እዩ ። ብተመሳሳሊ ምኽንያት እቶም ጠሊ ዘለዎ ሕልሚ ዚሓልሙ ሰብኡት ቅዱስ ነገራት ኪትንክዩ ወይ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ናብ ቤተ ክርስትያን ኪኸዱ ኣይፍቀደሎምን እዩ ። በዚ ምኽንያት እዚ ኸኣ እዮም ናብ ቤተ-ክርስትያን ከይመጹ መስቀል ካህን ከይስዕሙ ወይ ቅዱስ መጻሕፍቲ ኸይትንክፉ እተኸልከሉ። ሕጂ ግና ጻግነ ደቂ ኣንስትዮ ንሓደ ሰሙን ዚኣክል እየን ዚጸንሑ ፣ እዚ ኸኣ ናብ ቤተ ክርስትያን ከይከዳ ይዓግተን እዩ ። እዚ ተረዲኡኒ እኳ እንተ ዀነ ተጋግየ እኸውን ።
@selammajor4369
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና ሓራስ ክበጽሓ ዝኸዳ ከማን ከይተነጽጋ ናብ ቤተኽሪስትያን ዘይ ከዳ ኣለዋ
@ኪዳንኪዩኣደይ
Жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna hawna aziu bzuh dhur bahli mes emnet enda atesaserka zkeyd alo emo enda amxakum ktmhruna enda degagemkum keman aziu tsbuk eu🙏
@ifjvicic4630
Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር ሓወይ 🙏❤❤❤
@ማዓርግጓልእመብርሃን
Жыл бұрын
በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እወ አነ ብዙሕ ይርኢ አብ ዓድና እና ሰአለን ምፍላጥዩ ፀግኡ የብዝሕ❤❤
@ZUZUየራያዋ
Жыл бұрын
ቃል ሂወት ያስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኻ ክብር ሓዉና🙏
@fydtsfgxg8834
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዐና ስልጣን ሓውና እግዚኣሔር ፀግኡ የብዘሐልካ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንምንታይ እዩ ሓደ ህፃን እንሕር ቀሪቡ ኣይሳዓሚይ ዝባሃል መልሰለይ ባ 🙏
@Tesfausnkey12345
Жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና ስልጣን ሓውና ዝበለጸ ግን ዝሓረሰት ዝብል ቃል ተጠቀም ካብ ዝወለደት ምባል
@gsas4971
Жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ኩቡር ሓውናን መምህርናን ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላክ አሜን፫ ክብርቲ ሓፍትና ውን አጆኺ ፅንዓት ይሃብኺ ክብረተይ ኩሉ ፍቃድ አምላክ እዩ እሞ ፅንዕ በሊ 👏👏👏👏👏
@hermonfessahaye9742
Жыл бұрын
ኹበር ሓው ጽበቅ መግለጺ ዘይ ንፈልጦ ፈሊጥና ኣሜን ሕቶ ሰለምንታ ኣብ ወዲ 40 ዝጥመቅ ጋል ኣብ 80 መዓልቲ ትጥመቅ እንተ ትምህርና ምስ ፈልጣና ኩሉ ግዜ የተሓስበኒ
@ፍረጋልኣርኤያ
Жыл бұрын
ወዲ ኣብ 40 ይጥመቕ ኣቦና ኣዳም ኣብ 40 ምዓልቲ ናብ ገነት ዝኣተወሉ እዩ ጋል ድማ ኣብ 80 ምዓልቲ ትጥመቕ ኣደና ሄዋን ናብ ገነት ዝኣተወቱሉ ጋል 80 ምዓልቲ እዩ ብዝተረፈ ኣብ ናይ ስልጣን ኣሎ ኣብኡ አትኪ ስምዕዮ
@hkbromGebreslassie
Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤
@ተመስገንአምላክይ-ሸ6ዀ
Жыл бұрын
ክብረት ይሃብካ መምህርና ኣዘና ነመስገን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ
@edenbereketberie
Жыл бұрын
ስልጣን ሓውና ሓቂ ሰለ ዝመስከርካ አግዚኣብሄር ይባርኽካ
@keshizeray6016
Жыл бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ ይወስኽካ ግን ንውልቀ ሰብ ጠቂስካ ሓፈሻዊ ትምህርቲ ጥንቃቐ ስለዘድልዮ ኣይተዘውትሮ
@atheeralfarsi344
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቅ ቃለህይወት የስምዐልና ስልጣነይ እግዝኣብሕር ኣምላኽ ናይ ኣገልጎሏት ዘመንካ ይባሪክ ንዝሰመዕናዮ ቃለእግዝኣብሕር ኣምላኾናን መዳሓንናን እየሱስ ክሪስቶስ ኣብ ኣኣሙሮና የሕዳረልና🤲🤲🤲🙏🙏🙏💘💘 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዓና ትሙሂሩ ጎሮሮኹም ነቁዑ ኣግዝኣብሕር ኣምላኽ ዋዕለት ኩም ይክፈሉኩም🤲
@luwamhaile683
Жыл бұрын
Amen 🙏 (3)kale hiwet yesmeana kbret yhabelna sleti quqe zkone timhrtika sltan hawey Xegaue yebzhalka ❤️😍🥰🥰🙏
@Haea-kk2zi
Жыл бұрын
አሜን ፫ ቃል ህይዉት ያሰመዐልን ስልጣን ሓወይ❤❤❤❤❤
@Muler_Tigraweti
Жыл бұрын
*_ዘይምፍላጥ ሽግር እዩ ክቡር መምህርና ብልምዲ ከምኡ እዩ ንጥቀመሉ ሕብረተሰብና😢😢😢_*
@ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ
Жыл бұрын
አሜን አሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
@natsnetfsehaye2500
Жыл бұрын
Kubur memrey qal hiwet yesmealna Anes abzi qurub gze nqeshey klaleyo kede abti betekrstyan selam abona eleyo eti selamta bqaley eyu neru nsu gn haras hizki mexieki iki emo key tenxeki mesqel at selemn ki dhar rkebni ilomni kodom .abzia ke etay rito alatkum msnay yqretu memhrey❤❤❤
@ghgh4028
Жыл бұрын
ባሓቅ ቃል ህይወት ያስማልን መምህርችን👏🌹✝️
@yoditlamek4887
Жыл бұрын
Wowww qali hiewt yisemaelna 🙏🏻🙏🏻 zemflat eko kegafe zemnebab bezblona negyed narna ,
@minasminab5825
Жыл бұрын
Qal hiwet yesmalna ❤❤❤ mamas medhani alem ametawi xebel alena xruyat dikn tezey xerekn aythazaley tblena malet nswa zkewn ngera bkemzi zhgzena nsen amet amet ezike keme u
@ጓልትግራይዓደይ
Жыл бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና ክብር መምህረይ ስልጣን እሰይይይይይ እዛ ሙዝሙር ደስስ ብላትን
@RedaeHagezom
8 ай бұрын
አይዞኺ እግዚአብሔር አምላኽ ውላድ ኪሕበኺ እዩ
@JonGidey-d6x
5 ай бұрын
እንቃእ ብሰላም መፂካ ክቡር ሃውና ቃል ሂወት የስመአልና እንቃእብሰላምመፂካክቡርሃውናቃልሂወትየስመአልና
19:08
ጽልኢ ይምህር ኣሎ ብዝብል ዝቐረበ ክሲ
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 4,2 М.
36:49
መደብ ምግላጽ ሓቂ ተገዲስኩም ስምዕዋ!
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 10 М.
00:16
When you have a very capricious child 😂😘👍
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
25:41
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
kak budto
Рет қаралды 1,2 МЛН
00:54
We Attempted The Impossible 😱
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
00:33
⚡Токаев ШОКИРОВАЛ Кремль! РАЗМАЗАЛ заявлением Путина #shorts
24 Канал
Рет қаралды 941 М.
6:19
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 4,8 МЛН
14:49
ጉዑዞ ካብ መቀለ ንዓዲ ሃሎ፧ ብጫ ክሕነቅ ገመድ ኣብ ክሳዱ። ግብጽን ኤርትራን ንባሕሪ ብሓባር ወተሃደራዊ። ዓርቢ 10 ጥሪ 2025
Fenql eri media (ፈንቅል ኤሪ ሜድያ )
Рет қаралды 2,5 М.
1:19:22
ኣደ ሩፍታይ|| ምሉእ ኣልበም. ADE RUFTAY WHOLE ALBUM.
KABATRANOS TV
Рет қаралды 1,3 МЛН
17:38
ብግዝያዊ ሽግር ኣምላኽ ምኽሓድ ኣይግባእን!
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 72 М.
21:11
'' ናይ ባዕሎም ገንዘብ ስለ ዝሰረቑ፣ ሞት ዝተፈርዶም ስድራ ቤት! '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 20 М.
24:13
እዝንኻ ዘሕምም ጸርፊ / ሓደራ ሰሚዕኹም ሼር በልዎ
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 28 М.
38:10
ንኹሉ ዘዘበኑ ኣለዎ #57 #Merhhywet #tigrignabibel #orthodoxmezmur #መጽሓፍቅዱስ #መጽሓፍጥበብ
Merh Hywet መርሕ ህይወት
Рет қаралды 29 М.
52:21
#ዕረፍቲ ዝህብ ንግሆን ምሸትን ዝስማዕ ኦርቶዶክሳዊ እኩብ መዝሙራት #eritrean orthodox collection mezmur#non stop mezmur#duet
Kiryalayson TV ኪርያላይሶን
Рет қаралды 299 М.
44:58
🔴እኩባት መዛሙር ድንግል ማርያም /ብ ግዜ ማህሌተ ጽጌ ዝስምዑ Mezmur collection nay dngl mariyam Mdre Canaan 2023
Mdre Canaan ምድረ ከንኣን
Рет қаралды 1,1 МЛН
1:46:25
ነቲ ዋና እንተዘይደፍሩ፥ቤቱ ኣይመፍረሱን/ ዕዱም ጋሻና ኣቦይ ቀሺ በረኸት
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 11 М.
00:16
When you have a very capricious child 😂😘👍
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН