🔵ሄለን መለስ ን ሄርሜላ ንምንታይ ጉዳየይ ዘይዕጾ | ሕጃብ ስለ ዘይገበረት ቀቲሎማ

  Рет қаралды 19,249

Abiel Info Tv

Abiel Info Tv

Жыл бұрын

ናብዛ ሓዳሽ ቻነለይ ሳብስኽራይብ ምግባር 👇ኣይትረስዑkzbin.info/door/6Uo...
😄 Subscribe (IT'S FREE) 😄 / @abiel-info-tv
😄Please Write a comment, share and like the video.
ENJOY!!!
JOIN MEMBERSHIP
👇
/ @abiel-info-tv
Join this channel to get access to perks:
👇
/ @abiel-info-tv
#abiel info tv# #ABIEL INFO TV# #abielinfotv ሳብስክራይ ኣይትረስዑ - / @abiel-info-tv
#Abiel Info Tv#abiel_info_tv#abielinfotv ሰላም ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ተኸታተልቲ መደባትና መደብ#abielinfotv እኑቓዕ ብደሓ መጻኹ እንዳበልና እዛ ቻነል ንዓኩም ይምህርን የዘናግዕን ኢዩ ዘበሎቶ መደብ ሒዛትልኩም ትቀርብ ኾይና ከምቲ ልሙድ ካባኩም ንደልዮ ደገፍን ምትብብባዕን ጥራሕ ስለ ዝኮነ ብትሕትና እንዳዛኻከርና ንቻነልና ሳብስኽራይብ ላይክ ሸር ከይረሳዕኹም ክትገብሩልና ነዘኻኽር ሰናይ ምክትታል እንዳተመነና ብድጋመ ብድሓን ሙጹና የቐንየልና።
Follow us on = instagram - instagram.com/

Пікірлер: 82
@abiel-info-tv
@abiel-info-tv Жыл бұрын
🥰 Thanks for watching 😀Don`t forget to 👇 😃Subscribe (it`s free) 😀And like share the video if You like thank you love u all
@asterkidane2035
@asterkidane2035 Жыл бұрын
Bravo
@awetbrhane8437
@awetbrhane8437 Жыл бұрын
ሄለን ጽቡቅ ጌራታ እንበር ሓወይ ናተይ ምክንያቱ ሄለን ክንደይ ጻዕሪ ዘፍሰሰትሉ ብዘይ ፍቃድ ክትሰርሖ ዘሕፍር ኢዩ እንተ ኪኢላ ናታ ተርእየና እንበር ናይ ሰብ ምድጋም ጥበብ ኣይኮነን መምሃሪ ከማን እንተኮነና ነቶም ካልኦት ዝደግሙ ግድን ፍቃድ ክሓቱ ኣለዎም ብፍላይ ሎሚ ሳዕሪሩ ኢዩ ዘሎ ሄርሜላ ንፍዕቲ እካ እንተኮነት ናታ ከተርእየና ኣለዋ በዚ ክትሓዝን ዘይኮነ ክትተባባዕ ኢዩ ዘለዋ ደጊም ናታ ትስራሕ የኣክል ስርቂ ስርቂ ምኻኑ ከኣ ትመሃር
@rahwarsdalaasd7027
@rahwarsdalaasd7027 Жыл бұрын
Amo kemau anda geberkn da bzey fqada kulu ktwerso zeytsarkulu tedemsisni elkas kndzi megemerta hade sne tbebawi Respekt khlwo alewu
@user-sf5tb6wd7j
@user-sf5tb6wd7j Жыл бұрын
Marhba Abi hawey 🌷🌷🌷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@robeltekel7753
@robeltekel7753 Жыл бұрын
ከመይ ዘይትጽበዮ ትብል ኣለካ እዚ እኮ ስርቂ ኢዩ ክንደይ ጺዒራ ዝሰራሓቶ ከመይ ገይራ ብዘይ ፍቃዳ ትደግሞ
@negistimehari6245
@negistimehari6245 Жыл бұрын
Peace brother Abiel info Tv about Helen pray for Them Gbu 🙏🏾🇪🇷💕🇪🇷
@nebyatokbagaber8052
@nebyatokbagaber8052 Жыл бұрын
Bzaeba Helen & Hermela tfelto neger aleka dyu etom Chanel baelom wun yetsyoma kikonu ykelu eyom. Elkum elkum do n Helen ketekfeu delikum, mekaebeti chanlatkum tserhu kem zelekum nfelt ena. 10% hagerawyan temesikum 90% kfue nay Eritrea hasew ktblu tehlfwo gziekum ywaekum mhret yewrdelkum.
@titirezene9592
@titirezene9592 Жыл бұрын
Seb nefthi nefti meklas xebuk eyu keda mekan gen werdet eyu nezom tegray tegray zeblu ❤🇪🇷
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 Жыл бұрын
እዚ ደርፊ ዋላ ካርቱን ከይሓተቱ ከም ናቶም የቕርብዎ ድንቁርና ውይ ኣይግድሶምን ከም ስርቂ ኢዩ። ኣቢ ሓውና ዝተፈላለዩ ምቕራብካ ነመስግነካ ቀጽሎ🥰👍❤
@gaema9673
@gaema9673 Жыл бұрын
Kes gerom zaye ardewa Ways ketlat hasiru ember Mengste semay yewarsa ❤️‍🔥❤️👏👏👏👍👍👍
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Жыл бұрын
ኢራናውያን ብሓቂ ናጽነተን ክእውጃ እንተኮይነን፡ ከም ዋዕሮታት ደቂ ሳሕለ፡ ኣፍሮ ተመሺጠን፡ ቁምጣ ተከዲነን፡ ገምባለ ኣሲረን፡ ከላሽን ተሓንጊጠን፡ ንበረካ ተዓዚረን ማዕርነተን ከረጋግጻ ኣለወን! ባህር በረከት መንግስተኣብኮ ብዘይምክንያት ኣይኮነን "በረካ ዓደይ" ዝደረፈ✌🏽
@tegistikiflemaryam3097
@tegistikiflemaryam3097 Жыл бұрын
Hewet seb hseru eyu zelo mhrtu ywerdelna
@teklebrhanhabtom2865
@teklebrhanhabtom2865 Жыл бұрын
Really!!
@teamemedia
@teamemedia Жыл бұрын
Well come abi ✌
@tedibiniam6854
@tedibiniam6854 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@edengebreselasie5291
@edengebreselasie5291 Жыл бұрын
እንድሕር ናይ ደራፊት ምካን ድሊት አለዋ ኩይኑ መጀመርያ ሕጌ ዋንነት ክትፈልጢ ይግብአኪ ናይ ካልእ ሰብ ሐንጉል ድካም ጉልበት ገንዘብ ዝፈሰሶ ብኢድ ዋኒንኪ አብ KZbin ክትጽዕንዮ አይግብአክን እዚ ዓለም ለከ ሕጊ እዮ Intellectual property ይብሃል አብ ካልዕ ዓለም ብምዕጻው ጥራሕ ዘይኮነ ገንዘብ እውን ትከፍሊ እኪ። ስለዚ ብናትኪ ትሕዝቶ ናብ ሕዝቢ ቅረቢ ብአ ቋራጭ ዘይኩነ ደኪምካ ብናትካ ስራሕ ምውጻእ እዩ እቲ ዝበለጸ don’t give up you have to work hard &you earned your own way of destiny
@misganakaleab5546
@misganakaleab5546 Жыл бұрын
Xbuk gebreta nmntay zeytfikd zeynata
@user-rp5vw4vm6g
@user-rp5vw4vm6g Жыл бұрын
ትም በል እስከ ንስኻ ካኣ ጽቡቕ ጌራ እተትደግማ ወላ ሓደ ኣይምበለታን እዚኣን እቲ ጆግናን ክብረት ዝብልዎ ደርፍታ ቆራሪጾም መቐረቱ ኣጥፊኦምሉ እሞ ካኣ ከይኣፍቀዱ ጽቡቕ ጌራትኪ ናትኪ ደርፊ ስርሒ ደርፍታት ኣይተባላሽዊ
@simretabraha2641
@simretabraha2641 Жыл бұрын
Weridiwo seytani Dana zey hilu rekibu deki sebati baelina ena seytawintiy hasadatini menkenatatini bezihina alena
@gemelbarka9345
@gemelbarka9345 Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ሄለን ይቅረ ክትብለላ ኔርዋ ምኽንያቱስ ንኡሽተይ ሓፍታ ኤያ የማነ ባርያ ጥራሕ ኤዩ ኣብ ዚኣ ይቅረ ዝበለ እሞ ሓሲባ ሄለን ክትገድፈላ ተስፋ ንገብር
@aziebngse8197
@aziebngse8197 Жыл бұрын
Derfi sle zderefkis temesgen aemlakey ele wae Tay zbelwo gze eyu wedey
@eritrea6227
@eritrea6227 Жыл бұрын
My Queen Helen so nay hermala eu eti gaga koynu yesmani eti menetay kethta nerwa ::
@Love-fv1rt4fh5j
@Love-fv1rt4fh5j Жыл бұрын
እዋ እንታይ ኮይነ ኢላ ያ ሕማቅ ተሰሚዒኒ ትብል ዘላ፡ ብዘይ ናታ ደርፊ፡ስነ ጥበባዊት የ ትብል እንተ ኣላስ ብናይ ሰብ ዘይኮነስ ብናይ ገዛእ ርእሳ ዝሰርሓቶ ያ ክትሕጎስን ክትሓርቅን ምተገባኣ። ዘይናትካ ኣይትመነ እኻ ዝብል ፈጣሪ።
@snitmichael6040
@snitmichael6040 Жыл бұрын
ምስኪን ጓል፡መንግስተ ሰማይ የዋርሳ ዝኑባት ኢዮም
@PARTICO-ASMERA
@PARTICO-ASMERA Жыл бұрын
Remx kulu geze permission ክሕተት አለዋ ኣንታ ኣቤል ናይ ደናቁር ኣይትዛረብ ሕጊ ኣሎ ኣብ ስነ ጥበብ ብናታ ሓደሽ ደርፊ ክትመጽእ አለዋ ወድሓንካ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Жыл бұрын
I remember Helen get permission from Teberh paid her the right money 💴
@OWW839
@OWW839 Жыл бұрын
ንክብራ ከ ንምንታይ ንሄለን መለስ ዘይትሓታ ሓቃ ያ ድምጺ ረኪበ ኤላ ደርፊ ምድራፍ ብሕጊ ዩቱብ ከማን ይቅጽዕዩ ስለዚ ሄርሚላ ሓፍትና ከም ምንዓቅ ስለዝቁጸር ክትሓትያ ይግባእ ደኪማትሉ ያ ድሓር ክአ አብ ዩቲብ አሎ እቲ ደርፊ ናይ ሄለን ቪወርስ ቀጻሊ ስለዝኮነ እቲ ዋና ቻነል ውን አየፍቅድን ዩ ስለጺ ሞራልኪ እይትቅረጺ ቀጽሊ ምሕታት ግን ጽቡቅዩ።
@merhawisbhatu7240
@merhawisbhatu7240 Жыл бұрын
👏🏽👏🏽👏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪❤❤❤
@liveraweyynwa1010
@liveraweyynwa1010 Жыл бұрын
ቀዲማ ከተፍቅድ ነይሩዋ
@rozarozi3942
@rozarozi3942 Жыл бұрын
Ajoki heru mearey ❤️💋💋❤️
@mulle9221
@mulle9221 Жыл бұрын
Abie hawey btami xbuk ab nay helen . Heremelan guday kea mejemerta kitfikida neriwa zarikey
@anechelisawieye4858
@anechelisawieye4858 Жыл бұрын
Xibuk gebereta Helen miknyatu niminatay mejemerta kidmi mizrgiha zey tihata hermon ni Helen silezi Xibuk gebereta
@homewithoutmamiisjustahous6557
@homewithoutmamiisjustahous6557 Жыл бұрын
Bizey zuriyaka welell tibl abayey. Girim eba bizey fikada serihkiya keyaklekis tesemieni kea tibli.kidm ketekibriya ketefikidya neriki defar
@Kelmebrahtu
@Kelmebrahtu Жыл бұрын
ሄለን መለስ ኣይተጋገይትን ጽቡቕ ኣላ the damage is already done No permission granted and no effort was done by Hermela and she’s still blaming Helen Meles,getting money at the expense of the owner.
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 Жыл бұрын
Zerba hade semka aytmsker eu
@marriyasantana2914
@marriyasantana2914 Жыл бұрын
ንዓባ አቢል ቅድሚ ምድራፋ ደስ ኢላትኒ.ክደርፋ ንምታይ ዘሓተት ወላስ አልዕ አቢልካ ምድራፍ ድፍረት ትወስል ሕጂ ኤረትራውያን አብ ክልተ ስለ ዘሎ ሂለን ከማን ምንልባት እዝጋለይ ምባል ይሒፊሩዎ ከይከውን ብኮነ ከይትደግሚ ሓደራ
@regengg3267
@regengg3267 Жыл бұрын
ሄለን መለስ ዋላ ሓንቲ ጌጋ ይብላን ምክንያቱ ናይ ዝኮነ ሰብ እሞ ካኣ ብሂወት ከላ ብዘይፍቃድ ናሃታ ክትስንድ ከላ ብሕጊ ውን የሕትታ እዩ ንሄርሜላ ሰለዚ እቲ ጌጋ ናይ ሄርሜላ እዩ ሄርሜላ ውን ኣብቲ ጥበብ ሰለ ዘላ ሕጊ ጥበብ ዝረሰዐት ትመስል
@kibromgebre6726
@kibromgebre6726 Жыл бұрын
መን እዩ ተጣበቂ ገሩካ ሄለን እኮ ትገጥሞ ግጥሚ የለን ካብ ብጀካ ዝገጠሙላ ትደርፍ እንበር እንታይ ሐሳብ ኣለዋ እዛ መሽረፈት ኢሰያስ
@rezenekidane1725
@rezenekidane1725 Жыл бұрын
Eza gual eko n Helen serikata eya kbri hiba fkad kthata nerwa Tm elka hatewtew aytbel
@chuchusolomon8614
@chuchusolomon8614 Жыл бұрын
Of course, ni Helen ketefikid neiruwa. Sik elika do binay Seb ziseriho credit kitrekib gibu ayu!!
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Жыл бұрын
ዋ እንታይ ኢዩ እቲ እንቅፋት እኮ ክትሓታ ኔራ ኣብ ኡ ኢዩ ትሽህግር
@gaema9673
@gaema9673 Жыл бұрын
Entay tebel aresta Eza comedy
@freweynie
@freweynie Жыл бұрын
Xbuq gebereta
@afomyona919
@afomyona919 Жыл бұрын
ልክዕ ከምዛ ንስኻ ዘረባ ሄርሜላ ሰሚዕኻ ንሄለን ትፈርዳ ዘለኻ ንሳ ካ ብሂወት ከላ እሞ ድማ ብዘይ ፍቓዳ ሰበት ንስርሓታ ክነግዱሉ ሄርሜላ ከማን ንሞያ ኢላ ዘይኮነት ገንዘብ ናይ ተራኣይነት ካብ ዩቱብ ንምርካብ ኢያ ኣብ ዩቱብ ኣውሪዳታ
@benjaminfranklin4157
@benjaminfranklin4157 Жыл бұрын
ኣታ እዛ " SO " መን ኢዩ ኣለቒሑካ ?
@brhanalem5387
@brhanalem5387 Жыл бұрын
ዋ ብግልብጡ እዩ ሽሀይጣን ዳ ከም ሎሚ እኳ ኣይጣዓሞ ኩሉ እከይ ይሰርሕ ኣሎ ብጣእሚ ሕማቅ ኮመዲ ፎ ፎ ፎ ትምህርቲ ኢልካዮ ክክክ
@tigrinyanewschannel61
@tigrinyanewschannel61 Жыл бұрын
አረመናውያን እዬም አንስቶም ከአ ሰይታውንቲ እየን አጋንንቲ ገጾም ትርሐክ
@henoktaxi4285
@henoktaxi4285 Жыл бұрын
Helen meles kindey tegaru degimenoo derfa aytezarebetin, Helen nay tiberih endya tidegim hasawit
@user-gzieyumemhrey
@user-gzieyumemhrey Жыл бұрын
እስኻ ኢኻ ሓሳዊ ማለተይ ዘይተባህለ ዝዛረብ ሓሳዊ ስለ ዝኾነ! ሓዝ በል ሄለን ንተበርህ ተስፍሁነይ ኣፍቂዳያ ምሉእ ኣልቡም ዘርጊሓቶ ንተበርህ ውን ይውሓድ ይብዛሕ ገንዘብ ከፊላታያ!
@Bereket-Helina2003
@Bereket-Helina2003 Жыл бұрын
🇪🇷✨ኣንታ ሓውና እዚ ለባም ለባም ዘይንገድፎ ኣብ ኢራን ይኩን ኣብ ጀርመን ንዕኦም ግደፈሎም እታ ኣቦታትና የሕዋትና ተገፊፎም ኣብ መጋበሪያ ኩናት ዝጥጠቁ ዘለውኡ ተዛረብ ዝለ ዝተቀትለተን ከማን ወጽኤን የእውያ ኣለዋ ንስካ ክኣ ለባም ለባም ካብ ምጽዋት ገዲፍካ ከምመንእስይ ዝሓስብ የእምሮ እንድሕር ሃልዮካ ነቲ ገዲፍካዮ internet ዘይብሉዓዲ እዚ ዕድል ረኪብካዮ ዘለካ ብዓል ሕልና እንድሕር ኮንካ ድምጺ ኩኖም እዚ ካብዚ ምሁር ደንቆሮ ሳጉኡ ድዮ ወላ ከም ኣቢ ገዚእዎ እዮ እዚ Doctor 👨🏼‍⚕️ እንድዒ በቃ ኤ***ዊ እንዳ ተምሃረ እንድሕር ከይዱ እንዳደንቆረ እዮ ዝከይድ ማለት እዮ ድሕረይ ሳዕሪኣይትብቆላ በቃ ንሕና ጽቡቅ ስለ ዘለናስ ህዝብና ክኣ ጽቡቅ ማለት እዮ ብናትኩም ርእሲ ናይ በረከት ድኣ ዘይተምጽኦ ከም ብዓል ዳኒ ወድመምህር ንቃሕ ስብ ዘዝበሎ ቆራሪጽካ ማኛ ከም ከልቢ ተረፍ መረፍ ሱኪ ናይ ስባት ኣይትስስራሕ self confident ይሃልካ ኪድ ተምሃር ካብ ውድቅዳቅ ምእራይ ;;
@asiaferej9203
@asiaferej9203 Жыл бұрын
Wannet serikas ajoky. ay. tibela deriska. haba ente delila
@samrawitgerezgiher6478
@samrawitgerezgiher6478 Жыл бұрын
Zey nata wesida kemey diyu koynu aythafrn diya
@angosomwoldu3957
@angosomwoldu3957 Жыл бұрын
እሰይ ገበረቲ እንበር; እዚ ትዕቢት ጥራይ እዩ።።
@musicbank3763
@musicbank3763 Жыл бұрын
Bzey fqad derfi mdgam xbuq aykonen xbuq gebereta nata zeytserh
@SB10889
@SB10889 Жыл бұрын
ደርፈይ ደጊምክለይ ኢላታ ትከውን ንሳ ከኣ ንስኽስ ናይ ተበርህ እንዲኺ ትደግሚ እዩ ዝኸውን እቲ መሰሓሓቢ ምኽንያት ፍሉጥ እዩ😉😂Entonces lo siento
@abelkidane6968
@abelkidane6968 Жыл бұрын
Nay Adenenaa Tabareh ,be fikad eu
@user-gzieyumemhrey
@user-gzieyumemhrey Жыл бұрын
ናይ ተበርህ ተስፍሁነይ ፍቃድ ሓቲታያ ደጊማቶ ተበርህ ውን ካብ ኣታዊታቱ ተኸፊላያ!
@kibromgebre6726
@kibromgebre6726 Жыл бұрын
ፖለቲካ ትሕዝቶ ኣለዎ ምክንያቱ ሄርሜላ ደላይት ፍትሒ ከትከውን በቶም ጥሪት ኢሰያስ ተጽዕኖ ከይኮዉን ኣደምሲሳቶ እዛ ዕብዲ ኩሉ ግዜ ፈተና ኣሎ ግን ጽቡቅ ዝገጥም ሰብ ክንደልየላ ኢና.
@jeromghebrzgabiher5641
@jeromghebrzgabiher5641 Жыл бұрын
ስቅ በል ዓጃው
@gm5215
@gm5215 Жыл бұрын
ኣብ ዓለም ኩሉ ንመሰሉ ይቃለስ ኣንታ እንታይ ዳኣሉ ናይ ኤርትራዊ ሽግር ምጽፍዕ ጥራሕ ዝኣምን ባርነት ዝምቸኦ ህዝቢ ንመንዩ ኣነ ንሱ ንሱ ኣነ ዝብሉና ደቀባት ዝፈጠርዋ ሃገር እዞም ጁጅ ክጻወትላ ሃገር ኤርትራዊ ተስእ ረሳዓዮም ዞም ገፈጥ መፈጥ ኣይመኻይድኻን ኣይ መማኽርትኻን ኣውራጃታት ከጣቑሱ ዝውዕሉ ኣውራጃ ኣይብሎም ቃድራ ኣይብሎም ገፈጥ
@khalidabdela7681
@khalidabdela7681 Жыл бұрын
Hermielay Ajki one day zeyda nay huelin ka ** kkkkkkkkkkk
@nfreek5276
@nfreek5276 Жыл бұрын
ኣቤል. ሓወይ. ነዚ ናይሰይጣን ኮይኑ. ድሰርሕ ደሎ. ሓውና ኣምላኽ መዋጽኦ. ይፍጠረሉ. ትማሊ. አብ ስብ ከት. ሰሜያ. ሰይጣን. ኮይኖም ተዋጽኦ. ድሰርሑ ናቱ. ለብሶም. ስለ. ድሰርሑ. አብ ሂወቶም. አብ ፈተና. ይነብሩ. ብሰይጣን. ናይብሓቂ. ማለት. ኢዩ. ብስውር. ፈተና. የብዝሓሎም ኣምላኽ. ኮይኑ ድተዋሰ ኡ ውን አለው. አብ መንፈሳዊ. ፊልም. ንስኡ ውን. ብኣምላኽ. ይሕተትሉ. ናቱ. ድከኣለ. ፈተና. ውን አለዎ. ንኣብነት. ፊልም ናይ. ጎይታና. ኢየሱስ. ክርስቶስ. ኮይኑ. ድሰርሓ. ደለዎ አብ ዚ. ሰዓት. እዚ. ከቢድ. ከም. ደሎ. ሂወቱ. ይዛረበሉ. ነሩ. ገሪምን. የሕዋተይ. ተዋኦ ድሰርሑ. መዋጽኦ. ይፍጠረሎም. ኣምላኽ
@user-ii5nd5ym9s
@user-ii5nd5ym9s Жыл бұрын
ሄለን መለስ ንባዕላ ብናይ ተበርህ ተስፉነይ ኢያ ሽማ ተፈሊጡ ንምንታይ ደጊምክዮ ዝበላ የለን አሞ ኣብ ክንዲ ሞራል ምሃብስ ክንድዚ ትዕቢት ይገርም ኢዩ ካብ ብዓል የማነ ባርያ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ተማሃሪ ሄለን መለስ
@senaittesfazgi9707
@senaittesfazgi9707 Жыл бұрын
She asked permission and pay 50. 000 at that time
@saliemsaliem9860
@saliemsaliem9860 Жыл бұрын
Helu fqad hatita eya ab nay teberh tesfahuney ketdegmo Kela
@user-ii5nd5ym9s
@user-ii5nd5ym9s Жыл бұрын
@@saliemsaliem9860ኩሎም ደረፍቲ ኤርትራውያን ጭዋታት ኢዮም ሄለን ግን ተበላጺት ኢያ ልዕሊ ዓሰርተ ደርፍታት ተበርህ ተስፉነይ ደጊማቶ አቲ ዝበዘሐ ግጥምታት ናይ ህዝቢ ኢዩ ሄለን ጥዑም ድምጺ ኣለዋ ጠባያ ግን በዚ ነዛ ንአሽተይ ሓፍትና ዝገበረታ ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕርቅ ባህልና ምድግጋፍ ምትሕልላይ ኢዩ ብፍላይ ስነጥበባውያን ኣርኣያ ናይ ህዝቢ ኢዮም
@loveeri2311
@loveeri2311 Жыл бұрын
Helen meles bsenesreat nteberh leminata eya..dhri kndey kea okey ilata slezi bzey aflto aytzareb
@hiyabtesfzgi5863
@hiyabtesfzgi5863 Жыл бұрын
Ya thanks
@reyanhayat2236
@reyanhayat2236 Жыл бұрын
Helen meles kindi ety zifetweki xelieki abay artist kindi tetebabiya kisab mixaw tegagiki ajoki hermela meheyeliki eiyu
@fsahamokonen2477
@fsahamokonen2477 Жыл бұрын
እታ ደርፊ ፈትያታ እምበር ሰሪቃታ ኣይኮነትን ሄለን ከ በተን ዝቀደማ ደረፍቲ ድያ በጺሓቶ ነዚ ዘላቶ ደረጃ ካሊእ ተተረፈሲ ተለፎን ተደዋዊላ ወላ ደምስስያ ክትብላ ይግባኣ ሄለን ተጋግያ
@dl4055
@dl4055 Жыл бұрын
Entay alewo emo tedegemeto,helen betram baela kttslae delya,keman ketetebaba zgba eya teatswa
@googleplayy8389
@googleplayy8389 Жыл бұрын
Nay bhaqi i agree with you
@samrawitgerezgiher6478
@samrawitgerezgiher6478 Жыл бұрын
@@googleplayy8389 Bzey fkada zeynata derifa si ktwesdo nata zeytderf derafit ente koyna dehar kea 5 zekewn derfi nay helen tedegimu bezy fkada kulu alelelu ente wesiduwo dea entay hiza tterf
@hlh7824
@hlh7824 Жыл бұрын
Sle zeyrhatskulu iki enber
@semirabdujalile6217
@semirabdujalile6217 Жыл бұрын
ስለ ኢራን ክትነቅፍ ፍልጠት የብልካን ኢራን እስላማዊት ሃገር ኢያ ስለዚ ክምዚ ጅስኻ ትዛረቦ ኣይኮነን ኤርትራ ሃገርና ካብ 7 ንላዕሊ እስልምና ቤሄራት ዘለዋ ብዘይ ሕጃብ ምውጻእ ከምዘይፍቀድ ክመጽእ ሙኻኑ ፍለጥ ኣብ እስልምና ኣስታያት ክትህብ ሞራል የብልካን
@Habesha-t4o
@Habesha-t4o Жыл бұрын
Helme you ezi nesika teblo zelka akure ab eritrean da esu sate ablkum you lakbti
@merhawiwedigere4773
@merhawiwedigere4773 Жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk
@merhawiwedigere4773
@merhawiwedigere4773 Жыл бұрын
Kkkkkkkkkkk
@selam7195
@selam7195 Жыл бұрын
Semira Abudujlle kkkkkkkkkkk kkkkkk kkkkkkk
@Bereket-Helina2003
@Bereket-Helina2003 Жыл бұрын
🇪🇷✨ኣንታ ሓውና እዚ ለባም ለባም ዘይንገድፎ ኣብ ኢራን ይኩን ኣብ ጀርመን ንዕኦም ግደፈሎም እታ ኣቦታትና የሕዋትና ተገፊፎም ኣብ መጋበሪያ ኩናት ዝጥጠቁ ዘለውኡ ተዛረብ ዝለ ዝተቀትለተን ከማን ወጽኤን የእውያ ኣለዋ ንስካ ክኣ ለባም ለባም ካብ ምጽዋት ገዲፍካ ከምመንእስይ ዝሓስብ የእምሮ እንድሕር ሃልዮካ ነቲ ገዲፍካዮ internet ዘይብሉዓዲ እዚ ዕድል ረኪብካዮ ዘለካ ብዓል ሕልና እንድሕር ኮንካ ድምጺ ኩኖም እዚ ካብዚ ምሁር ደንቆሮ ሳጉኡ ድዮ ወላ ከም ኣቢ ገዚእዎ እዮ እዚ Doctor 👨🏼‍⚕️ እንድዒ በቃ ኤርትራዊ እንዳ ተምሃረ እንድሕር ከይዱ እንዳደንቆረ እዮ ዝከይድ ማለት እዮ ድሕረይ ሳዕሪኣይትብቆላ በቃ ንሕና ጽቡቅ ስለ ዘለናስ ህዝብና ክኣ ጽቡቅ ማለት እዮ ብናትኩም ርእሲ ናይ በረከት ድኣ ዘይተምጽኦ ከም ብዓል ዳኒ ወድመምህር ንቃሕ ስብ ዘዝበሎ ቆራሪጽካ ማኛ ከም ከልቢ ተረፍ መረፍ ሱኪ ናይ ስባት ኣይትስስራሕ self confident ይሃልካ ኪድ ተምሃር ካብ ውድቅዳቅ ምእራይ ;;
በስተመጨረሻ አብረን አከበርን (በደስታ አበድን )
26:44
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 22 М.
Scary Teacher 3D Nick Troll Squid Game in Brush Teeth White or Black Challenge #shorts
00:47
Does size matter? BEACH EDITION
00:32
Mini Katana
Рет қаралды 18 МЛН
WHO LAUGHS LAST LAUGHS BEST 😎 #comedy
00:18
HaHaWhat
Рет қаралды 20 МЛН
Heartwarming: Stranger Saves Puppy from Hot Car #shorts
00:22
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 22 МЛН
New Eritrean Serie Movie 2024 Meazn  Part 16//መኣዝን 16 ክፋል
47:01
ሮቤል  ያየውን ማመን አቃተው አለቀሰ
29:50
ethio meznagna ኢትዮ መዝናኛ
Рет қаралды 59 М.
Didiya hume wo chidiya dila do na 🦜🦜 #shorts #comedy 😜
0:34
Sikha shorts and vlogs
Рет қаралды 66 МЛН