Hepatitis B - 100 ዕጽፊ ልዕሊ HIV ዝመሓላልፍ ቫይረስ

  Рет қаралды 226,992

Dr. Sharon Woldu

Dr. Sharon Woldu

Күн бұрын

Пікірлер: 911
@ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ
@ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ 2 жыл бұрын
ኣነ ኣብ ሂወተይ ከምዚ ዓይነት ዘሕጉሰኒ ትምህርቲ ኣረኸብኩን ኔረ Dr ሳሮን ምጭውቲ ፍጥረት ውሕልልቲ ጽፍፍቲ ጓል ኢኺ hero እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፍልጠትኪ ከም ዘይ ነጽፍ ዛራ የፈልፍሎ ተካፍልና ኣለኺ ንሕና ውን ተሓጎስና ካብ ልቢና♥️♥️♥️♥️♥️
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
Wow! Thank you! ብልቢ የመስግን።
@mierontesfaalemtachin4368
@mierontesfaalemtachin4368 2 жыл бұрын
Medhanit ke alwo do bejki ba mls kxbe ey sis
@fitsumabedefisseha4889
@fitsumabedefisseha4889 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ዶክተርና ፥ ጥዕናዊ-ፍልጠትኪ ብናጻ እተካፍልና ዘለኺ። ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና !!!
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
ፍጹም ሓወይ፣ የቐንየለይ። ስለቲ ዘተባብዕ ቃላትካ የመስግነካ። ክብረት ይሃበለይ።
@fitsumabedefisseha4889
@fitsumabedefisseha4889 2 жыл бұрын
@@DrSharonWoldu ክብሪ ዝግበኣኪ ክብርቲ ሰብ ኢኺ ትምህርትኽን ፍልጠትክን ኣብ ሕብረተሰብኪ ተውዕሊ ሓብቲ።
@senites7467
@senites7467 2 жыл бұрын
@@Me-gq1jj 1 John 1 (ትግ) - 1ይ ዮሃንስ 9: ሓጢኣትና እንተ ተናዘዝና፡ ንሓጢኣትና ይቕረ ኪብለልና፡ ካብ ኵሉ ዓመጻውን ኬንጽሃና እሙንን ጻድቕን እዩ። 1 John 1 (ትግ) - 1ይ ዮሃንስ 7: ደም የሱስ ክርስቶስ ወዱውን ካብ ኵሉ ሓጢኣት የንጽሃና እዩ። ሓፍተይ ሓጥያትና ዘርሕቅ እቲ ኣብ መስቀል ዝፈሰሰ ደም ናይ ጎይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ደኣ'ምበር ካልእ ወልሓንቲ መንገዲ የለን። ኣጆኺ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብንስሓ ተንበርከኺ ካብ ኩሉ ሓጥያተይ ብደም ወድኻ የሱስ ምሕረት ግበረለይ ሕጸበኒ በልዮ ከም ቃሉ ከኣ ንኩሉ በደልኪ ይቅረ ክብለልኪ ጥራይ ዘይኮነስ ከንጽሃኪ ማለት ካብቲ ሳዕቤን ናይቲ ሓጥያት ውን ክፍውሰኪ ኢዩ።
@johnteklu9316
@johnteklu9316 2 жыл бұрын
@@DrSharonWoldu ሓፍትና እንቋዕ ኾንኺ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና🥰🙏 ጋል ኤሬይ ጅግና ሓደራኺ በርትዒ 🙏
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
ኣሜን ፍጹማ ሓወይ
@ኣምበላይፈረስ
@ኣምበላይፈረስ 2 жыл бұрын
ኣበይ ድኣ ተሓቢእኪ ጸኒሕኪ ጓለይ እዚ ኩሉ ዓመታት በሊ ቀጽልዮ ብጣዕሚ የ ዘመስግነኪ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
ተወሳኺ 3 ነገራት 1. ብዛዕባ ንHepatitis B ዝወሃብ መድሃኒት፥ እቲ ቫይረስ ብቁጽሪ ውሑድ እንተኾይኑ፡ መድሃኒት ከይወሰድካ፡ እናተኸታተልካ ጥራይ ክትጸንሕ ትኽእል ኢኻ። መድሃኒት ክትጅምር እንተተባሂልካ ከኣ፡ መብዛሕተኡ ንሙሉእ ህይወትካ ዝውሰድ እዩ። ጽቡቕ ጌሩ ከኣ ነቲ ቫይረስ ይቆጻጸሮ። ሙሉአ ካብ ሙሉአ ግን ኣይጠፍእን። ንኹሉ ሰብ እዃ እንተዘይኮነ፡ ግን ነቲ ቫይረስ ከጥፈእ ዝኽእል፡ ንቁሩብ ኣዋርሕ ዝውሰድ መድሃኒት ኣሎ።(pg interferon) እናማዕበለ( እናኣማሓየሽዎ) ከኣ ይኸዱ ኣለዉ። እዚ ክፍተን ሓኪምካ ኩነታትካ ርእዩ ይውስነልካ። 2. ልዕሊ 60 ዕድመ ዝገበሩ ሰባት፡ ንHepatitis B ዘቃልዕ ህይወት ዘይነብሩ፡ ክታበት ከይወሰዱ ክነብሩ ከምዘኽእሉ ክነግረኩም እፈቱ። ልዕሊ 60 ዓመት ዝገበረ፡ ንHepatitis B ዘቃልዕ ህይወት ዝመርሕ ሰብ ግን፡ ምስ ሓኪሙ ተማኺሩ ክኽተብ ይኽእል እዩ። ኩሉ ኣብ instagram @drsharonwoldu ክንዛረበሉ ኢና።
@fevenaraya4403
@fevenaraya4403 2 жыл бұрын
Eza htoy ktmlsley gdn ktsbeyeki ye thx for everything. Hepatitis B positive vaccine kwesd ykel diu.
@Tomas-gm4cq
@Tomas-gm4cq 2 жыл бұрын
Dr. Hepatitis B aleka elomni darga 9 amet geyre hji gn medhanit wused elomni dhri 9 amet malet u gn 3 werhi wesidka ente godilu keteqarxo eka elomni.nski ka 1 gize tejemirka ayqarexn u elki tahawawisna ko???
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
​​​@@Tomas-gm4cq Hi Tom, ezi teblo zeleka medhanit INTERFERON kekewen alewo. Ezi Wesidka ketequarexo tekeel medhanit eyu. Ne bzuh viral load zelewo seb kekewen gn aykeelen eyu. Slezi ne bzuh seb aykewenen. Interferon zewesdu sebat usually young people, kulu sae medhanit kwesdu zeydelyu eyom. Wey ktensa medeb zelewen awaled. kemti zbelkuka gn ne kulu seb aykewenen. ezi ab Instagram ab hton melsen kgelexa hasibe zeleku eye. mebzahteu medhanit zewehabu gn etom kgelxom zexenahku ne mulue hiwet zewesedu eyom.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
​@@Tomas-gm4cq abeu keleku khateka....nmentay medhanit wesed ilomka hji? viral load kndey alo
@asmeromsaar8912
@asmeromsaar8912 2 жыл бұрын
ዝከበርኪ ሓፍትና ሳሮን ብእትገብርዮ ገላጺ ምክሪ ብልቢ የመስግነኪ ኣብ ናብራኪ ሰላም ኣብ ሂወትኪ ጥዕና ይምነየልኪ። 1)ብዛዓባ TV ወይ ዓባይ ሰዓል ገለ ክትብልና ብትሕትና ይሓተኪ 2) ሓደ ሰብ 6 ወርሒ መድሓኒት ምስ ዝወስድ ከ ዘይክጸሪ ይክእል ድዩ ? 3) ብ ሕክምና ንክትረክቦ ዝከብድ ዓባይ ሰዓል ከ ኣሎ ድዩ? 4) ምልክታቱ ከ ካብ ምስዓል ወጻኢ ከመይ ይመስል? 5)ፍቃደና ተኮንኪ ክረክበኪ ደልየ ነሬ? ብትገብርለይ ምትሕብባር ብልቢ የመስግነኪ
@wehzitlyas7396
@wehzitlyas7396 2 жыл бұрын
ኣነ ዝገርመንስ ንሳ ብቃንቃና እንዳተዛረበትስ ብ ኢንግሊዝ ደርገፍገፍ ንብልስ አንታይ ገደሰና ንሳ እንግሊዝ ናይ ምዝራብ ጸገም የብላን ይመስለኒ እዚ ተመሓላልፎ ዘላ ከኣ ኣዝዩ ኣብ ሂወትና ኣገዳሲዩ ስለዚ ብቃንቃና ተጽሓፍና ተመራጺ ዩ
@evenm-m3657
@evenm-m3657 2 жыл бұрын
ያ ብሓቂ ጽቡቅ ኣለኪ ሓብተይ ፡ነቐፈታ ኣገዳሲ እዩ
@yirgalemhadish2971
@yirgalemhadish2971 2 жыл бұрын
Kkkkk haqika
@Fache.
@Fache. 2 жыл бұрын
Hhhhhh
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ
@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ 2 жыл бұрын
100%tkkel ✅️✅️✅️✅️
@nanielupercious9534
@nanielupercious9534 2 жыл бұрын
eway wehazit haftey tebareki nay lebey tezaribki ane ka germomni ko xenhom
@ቴድሮስ-ቘ2መ
@ቴድሮስ-ቘ2መ 2 жыл бұрын
I am proud to be Eritrea 🇪🇷❤️💪 ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ዶክተር ሻሮን
@yonatanteklit9755
@yonatanteklit9755 2 жыл бұрын
ርሑስ በዓል ናጽነት ይግበረልና ኤርትሪን ጽቡቕ ስራሕ ዶክተር ሓብተይ
@jemalbeshir2847
@jemalbeshir2847 2 жыл бұрын
ክብርቲ ሐፍትና Dr. ሻሮን ኣዚና ነምስግነኪ ኣፍልጦኺ ንሕብረተሰብኪ ክተፍልጥን ክትምህርን ምብጋስኪ ብጣዕሚ ዘሕብን ስራሕ እዩ ዕድመን ጥዕናን ኣሳልጦን ይምነየልኪ ፈጣሪ ከማኺ ይብዝሐልና የቐንየልና ቀጽልዮ 💐💐
@m.g4421
@m.g4421 2 жыл бұрын
ጽቡቕ ትምህርቲ,, ሓደ ግዜ ብዛዕባ ኣሜባ,,, ስዓቤኑ እንተ ትምህርና,,,,የቀነለይ Dr Sharon
@omuakremtube5333
@omuakremtube5333 2 жыл бұрын
አሠላሙአሌኩም ወራህመቱላሂ ወበረካ ትሁ ክርስትያን ወገኖቼ ሰላም ብያለሁለሀገራችን ፍቅር እየቸመኘሁ ከሀገር ውጭ ያላችሁ በሰላም ለሀገራችሁ ያብቃችሁ እያልኩ የምጊዜም ዱአዬ ነው
@er-uq6we
@er-uq6we 2 жыл бұрын
ቡሉጽ ምህሮን ኣስተምህሮን ክብረት ይሃበልና ዶክተር ብዘይ ረብሑ ሰባት ኣእዛና ተባላሹ ነይሩ ቐለማኺ ይብዝሑ ኣጆኺ ቀጽልዮ
@The-flag-Podcast
@The-flag-Podcast 2 жыл бұрын
ንስኺ ብርኽቲ ኢኺ።🇪🇷❤
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
የቐንየለይ። Amen!
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
Yahh
@lifemotivation6784
@lifemotivation6784 2 жыл бұрын
Sebuk tezaribka
@Matiastsegay8910
@Matiastsegay8910 2 жыл бұрын
የቀኔልና ጽብቅቲ ፍጥረት ዶክተር አዚና ነመስግን
@dr.wende--4066
@dr.wende--4066 2 жыл бұрын
keep it up Dr. Sharon! Our community needs health education, awareness and preventive health. Good Job!!
@ygy.yohannes5179
@ygy.yohannes5179 2 жыл бұрын
የቐንየልና ደ/ር። ከይ ሓመምካ ሕክምና፡ ተኻላኸል ጥዕና እትብል ናይ ሓካይም ምኽሪ፡ ንሕና ከነተግብሮ ዓቢ ድሪኽት ትፈጥሪ ኣለኺ። የቐንየልና!
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
የቐንየለይ YG ሓወይ። ስለቲ ቀጻሊ ምትብባዕካ ብልቢ እየ ዘመስግን
@gebrieltsehaymereb4169
@gebrieltsehaymereb4169 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃበለይ ዶክተር፡ንሕቶይ ብግቡእ ተረዲእኪ ስለ ዝሃብኪ መልሲ የመስግን። ቀጺለ ደኺመ ከይበልኪ ግዜኺ ወፊኺ ንእትህብዮ ኣስተምህሮ ዓቢ ክብሪ ኣለኒ'ሞ ብዝላዓለ በርቲዕኪ ክትመጺ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ።ኣብ ናብራኺ ቅሳነት ሰላም ይምነየልኪ ዝሓፍተይ ንበርልና ዕድመ ይሃብኪ።
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
ክብረት ይሓብካ ገብርኤል ሓወይ። Thanks
@fillffd
@fillffd 2 жыл бұрын
Just what we needed!!! Proud of you....and we want more
@fqresegid7029
@fqresegid7029 2 жыл бұрын
Dr ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ናይ በሓቂ ንህዝባ ክትብል ዝተማህረት በላሕ ሰብ ኢኪ ፡፡ ካብዚ ናትኪ ሜድያ ብዙሕ ኢና ንመሃር ዘለና ሞ ቀጽልዮ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኪ
@Ermias52
@Ermias52 2 жыл бұрын
Very important and helpful,Thank you so much Dr.Sharon!
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
ኤርምለ
@solomontekle3385
@solomontekle3385 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን ነዚ መያዊ ፍልጠትኪ ብናጻ በቲ ንዓና ዝርደኣና ጌርኪ ምቅራብኪ ምስጋና ይግበኣኪ ካብዚ ዘለኽዮ በርቲዕኺ ክሰርሕሉ ከኣ ንላቦ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
Thank you Solomon ሓወይ።
@hornnews7972
@hornnews7972 2 жыл бұрын
Very clear explanation about Hepatitis. Thank you.
@TesfaldetHagos
@TesfaldetHagos 2 жыл бұрын
Dr. Sharon. ብጠዓሚ ኢና ነመስግን ስለቲ ተገዲስኪ ንህዝቢ ብዛዕና ጥዕናኡ ንክፍትሽ ትገብርዮ ዘለኪ ኣስተዋጽኦ ኣምላክ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
ኣሜን ወዲ ቐሺ። የቐንየለይ
@TesfaldetHagos
@TesfaldetHagos 2 жыл бұрын
@@DrSharonWoldu You wellcome
@skufseb1skufseb118
@skufseb1skufseb118 2 жыл бұрын
ሰላም ዶክቶር ሻሮን፡ ሓፍተይ። ስለቲ ብናጻ ንኹሉ ሰብ ካብ ሞያኺ ተካፍሊ ብምህላውኪ፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይባርኽኪ ። ለውሃትክን ትብዓትኪን ጻዕርኺን ኣዚየ ንኣምላኽ እና ኣመስገንኩ የድንቐኪ ኣለኹ፡ ሻሮን ሓፍተይ ። ቀጽሊዮ ብርኽቲ፡ ክብረት ይሃበልና ። ውልቃዊ ርእይቶይ ከካፍለኪ ፍቃደኛ እንተ ኮይንኪ፡ ቅድም ግን ናትኪ ፍቃድ ይሓትት ኣለኹ ።
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
@skufseb1 Thank you so much. ብርግጽ ትኽእል ኢኻ። ኣብ Instagram @drsharonwoldu መልእኽቲ ክትሰደለይ ትኽእል ኢኻ
@skufseb1skufseb118
@skufseb1skufseb118 2 жыл бұрын
@@DrSharonWoldu ሕራይ ዶክቶር ሻሮን። ክብረት ይሃበለይ ።
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@sweetlifesweetlife5336
@sweetlifesweetlife5336 2 жыл бұрын
ዶ/ር ነዊሕ ዕድመን ሙሉእ ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ፡መደባትኪ ኩሉ ጊዜ ይከታተሎ ኢየ ብጣዕሚ ኣገዳስ ጠቓምን ዩ ቀጽልዮ።Thank you more
@berhaneabadi6609
@berhaneabadi6609 2 жыл бұрын
Wow I am learning valuable lessons since I started following you I mean last week Thanks Doctor 😊
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
Berhane hawey, Glad to hear that
@Maryamyyyyyyyyy
@Maryamyyyyyyyyy 7 ай бұрын
ክብረት ይሃበልና Dr ሳሮን ሓፍትና ከርክብኪ ደለይ ብምንታይ ከርክብኪ የክእል pliss ከይታሓልፍኒ ተርእክያ ተልፎንኪ ደልየ❤❤❤
@mihretshimay655
@mihretshimay655 2 жыл бұрын
Thanks Dr. Sharon. This is important. I would like to ask you something about vaccination. You know autism is becoming a big issue especially in Eritrean & Ethiopian communistes in the West. I have heard many Eritreans blaming MMR vaccination causing autism to their child. Can you please make a video about it ? I am afraid that people will be skeptical to important vaccins like the one you are taking about right now & many others. This will be more problematic, but at the same time it is good to inform our people if there is any connection with vaccins & autism. Some say that they shouldn't give the little child 2 or 3 combinationation of vaccines with just one shot. What can you tell us about this?
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
Mihret Haftey, okay. We will talk about that.
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
@ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 2 жыл бұрын
@@DrSharonWoldu ድጉተር ሳሮን ኣብ ናብራክን ስራሕ ጥዕናክን ኣምላክ ይሓልኪ ሓንቲ ሕቶ ኣለትኒ ኣነ ብብዝሒ ስጋዊ ርክብ ዝገብር ሰብ እየ ኪኒና እየ ዝጥቀም ንሱ ካኣ ፍያግራ ወርሓዊ ሰምናዊ እየ ንሱ ወሲደ ዝጥቀም እሞ ገለ እስከ በልኒ pls መልሲ ክጽበየኪ እየ።
@simi118
@simi118 2 жыл бұрын
Excellent question. I have heard many mothers saying the same thing. They are in big fear very concerned about this. Well done for asking her. X
@Amorawedigash
@Amorawedigash 2 жыл бұрын
Thanky dr saron keep it up good job 🙏🇪🇷
@mentenegro6872
@mentenegro6872 2 жыл бұрын
Wow! This is the first time I came across an Educated Eritrean! Anyways, thanks for sharing!
@mentakeremla7626
@mentakeremla7626 2 жыл бұрын
ክብረት ይሃብኪ ሓፍተይ ናተይ ዶክተር ሻርን ምክርኺ ኣብ ልብና የሕድሮ ሓቅኺ ምክሪ የድሊ ኢዩ እም ሓደራኺ ኣይትጥፍእና።
@hareguteklemichael4354
@hareguteklemichael4354 2 жыл бұрын
Dear Dr. Sharon Woldu. You're so devoted and committed person. I and icluding many more for sure are learning a lot from your effort or free of charge teachings. I like your video lesson preparation.Thanks a lot again for your time and effort. Keep it up. You're a hero.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
Thank you so much dear Haregu . I appreciate that.
@eritrea.n.t9218
@eritrea.n.t9218 2 жыл бұрын
Shikor gule Erie!! Kitfetweka humble Beautiful and Smart!!!👑🇪🇷❤️
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
የቐንየለይ!!!
@rgbetesfa6948
@rgbetesfa6948 2 жыл бұрын
ሰላም ነኣኪ ዶተረ ብትገብርዮ ዘለኪ ነመስግን ። ኣነ ቅድሚ 5 ዓመት ኢየ ከም ዘለኒ ፈሊጠ ግን ብሸለልትነት መድሃኒት ከይወሰድኩ ግዜይ የሕሊፈዮ ደሓር ግን መድሃኒት ጀሚረ ከባቢ 3 ዓመት ወሲደ ። ምስ ናይ ቃንቃ ጸገም ግን ማዕረ ከምዚ ሎሚ ጌርኪ ዝገለጽኪዮ ጌረ ተረዲኤዮ ኣይፈልጥን ኢየ ። ብዝኮነ ቀጽልዮ እዚ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ንከምዚ ከማይ። ብዛዕባ ኣመጋግባን ስራሕን ገለ ተትብልኒ ጽቡቅ ኔሩ?
@TiabeWelday
@TiabeWelday 6 ай бұрын
Amlak xagu yebzhalki habtey halaley tekirbyo bzuh ytekimena alo kulguze kexlyo docter saron habtey
@ተስፉዝዓበየራኢዩ
@ተስፉዝዓበየራኢዩ 2 жыл бұрын
ኣበይ ድኣ ኔርኬ ዓሚ'የ ዘበነይ ኮይና ሎም'የ ኢሉ ሎም ደራፋይ ቅድሚ 4 ዓመት ናብ ኤውሮፖ ኣብ ዝኣተኹሉ ግዜ postive ሙዃነይ ኣብ ሕክምና ተነጊረ ምስቲ ኣብ ዓድና ንፈልጦ ዝተጋነነ ወረ ሕማም ፌጋቶ ብእግረይ ደው ክብል ኣይክኣልኩን ሰንቢደ ጠረፍ'የ ዝበልኩ ኣብዚኣ ምድሪ ድሕሪ 21 ምዓልቲ ኣብ ሕክምና ምድቃሰይ ክኣ ተምሓይሸ መድሃኒት እንዳ ወሰድኩ ንመዋእል ክነብር ከም ዝኽእል እዝነይ ደጊፎም ነጊሮምኒ ንገዛይ ተመሊሰ ሕጽረት ናይ ቋንቋ ስለ ዝነበረኒ ኽኣ ሓቂ ይሓይሽ ብጣዕሚ'የ ተዳሂለ ኔሬ ድሕሪኡ ነብሰይ እንተ ርኣኽዋስ ደልዲለ ክንዲ ገለ ይኸውን ኦይ ሕማም ኣብ ርሲ'ዩ ኢለ ካብቲኣ ግዜ ቲኣ ክሳብ ሎሚ ከም ዝሓመምኩ ከማን ረሲዐዮ'የ ዓመታዊ ecografia እንዳ ገበርኩ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝኾነ ሂወት ይነብር ኣለኹ ንብለኩም የቐንየልና ክኣዶ/ር ሻሮን ዝፍሕ ዝበለ መረዳእታ ዝሃብክና!!!!
@edeng.kesete3747
@edeng.kesete3747 2 жыл бұрын
Thanks Doctor Sharon. it is very helpful. keep up the good work.
@evenm-m3657
@evenm-m3657 2 жыл бұрын
የቀነልና ዶክቶር ሳሮን፡ ኣነ ሓደ ናይ ዚይ ቫርስ እየ፡ ጽቡቅ ኣጋላልጻ፡ ናይWhite almond stones ካ እባ ገለ በልና እኪ ብጃኪ
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
Even, fqadecha entekonka khateka... entay medhanit tewesed? interferon weys kalee
@evenm-m3657
@evenm-m3657 2 жыл бұрын
@@DrSharonWoldu ሃይ ዶክቶር ሳሮን ብቀዳምነት ካብ ልቢ ከመስግነኪ ብጣዕሚ መክበርት ሰብ ቀጺለ ኣነ ተቀማጢ UK እየ ክሳብ ሕጂ ኣብ መርመራ እየ ዘለኩ ዝኮነ መዳሃኔት ካ ኣይወሰድኩን ዘለኩ ኣስታት 4ወርሂ ጌረ ኣለኩ ኣብ መርመራ ጥራይ ብሕጂ ወን ኣለኒ ደም ጥራይ እዮም ዝወስድሉይ ስለዚይ እየ ካ ሓገዝ ካብ ይሕዋተይ ደልየ ክብርቲ ዶክቶር ሳሮን ሓብትና ስለ ኩሉ ነገር ብጣዕሚ የመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ምልኡ ስድራቤትኪ የቀነልና
@essete7627
@essete7627 2 жыл бұрын
@@evenm-m3657 Ezom UK nkulna dyom Hepatitis B alekum zbluna zelewu
@evenm-m3657
@evenm-m3657 2 жыл бұрын
@@essete7627 እንታይ ዱ ኣብ ካልእ ሃገር ስለ ዘይ ተመርመሪና እዩ ዚኸውን በዚይ ዳኣ ክብርቲ ዶክቶር ሳሮን ሓብትና ረክብና ኣለና ሕጂ ፡ምሕረት ይውርደልና እግዛብሄር ኣምላክ በዓሉ
@ፈታዊቅዱስሚካኤል
@ፈታዊቅዱስሚካኤል 2 жыл бұрын
ጥዕና ኣሎና ንብል እምበር ለካ ተሓቢኡ ዘይፍለጥ ሕማም እውን ኣሎ፡ የቀንየልና ክብርቲ ዶክተር ሻሮን ሓፍትና ንኣፍልጦ ዝኸውን ኣዚዩ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ኢዩ።
@almazhaile77
@almazhaile77 2 жыл бұрын
Hello Dr Sharon, thank you for your instructive lessons. I was advised by my Dr to take 3 Hépatite B vaccines. I had three Hépatite B vaccines, my body tolerated the first 2 shots but the 3rd one it almost killed. Before the Hépatite B vaccine I was a very healthy person but my health deteriorated rapidly after the 3rd shot. Later on I discovered that so many people in some European countries were contaminated by the vaccine. There was a huge scandale about it. I would like to know if doctors prescribe 3 shots for the Hepetite B vaccine. Dr Sharon, you are doing a great job by instructing our people in their mother tongue and I really appreciate that. Thank you and God bless.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
Hi Almaz, I'm sorry that you had to go through what you did. Like you said, it must have been an isolated contamination incident, like what we hear happened with the Corona virus vaccines from time to time. otherwise, Hepatitis B vaccine has been on the market for a long time enough for people to know it's safety profile carefully.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
And yes, it doesn't necessarily have to be 3 shots, but most people get 3 vaccines. There are newer formulations that are given in two doses.
@almazhaile77
@almazhaile77 2 жыл бұрын
Sharony, you are right the Hépatite B vaccines I got were from France and some of my friends were vaccined from Switzerland and there was no contamination.
@almazhaile77
@almazhaile77 2 жыл бұрын
I have another question why do they have to vaccinated children if Hépatite B is transmitted just like HIV? Why not wait until they are grown ups?
@almazhaile77
@almazhaile77 2 жыл бұрын
Dear Dr Sharon I am very proud of you. You are a pride to your family and your country. Remain blessed
@asmellashgherinichiel4528
@asmellashgherinichiel4528 Жыл бұрын
ንፍዕቲ ጓል ኤረ ፡ ብዙሕ ነመስግነኪ።
@asmerinonatey3503
@asmerinonatey3503 2 жыл бұрын
ዶክተር ሳሮን የቀንየልና ብዛዕባ ሕማም ርእሲ end መከላኸሊ ጥንሲ ጉድኣቱን ጥቅሙ ወዘተ ከተምጽልና ተስፉ ይገብር ❤🙏
@trhasgrbre7351
@trhasgrbre7351 2 жыл бұрын
ብመጀመርታ ስለት ምክርኪ ምክፋልኪ ኣጽየ የ ዘመስግነኪ እድመን ትእናን ኣብ ሂወትኪ ዓወትን ኣሳልቲን ኣብ ስራሕኪ ይምነየልኪ ሃብትኪ ካብ (Holland) ኣነ ተሰካሚት Hepititic B ኢየ ህክምና ውን ይመላለስ የ ግና ሚዳኒት ክህብኒ ኣይከኣሉም ኣብ ደሃን ኩንርታት አኪ ዘለኪ አሎም ግና ካብ ስክፍታ ኣዲ ኣይወኣልኩን።ግለ ካብ ፍልተትኪ እስከ ኣብ ገዛይ ካብ ኣመጋግባ ዱ ወይ ባዕለይ ክገብሮ ዘለኒ ምክርኪ ለግስለይ ዘሓብተይ። ሰባየ መርመራ ገይሩ ንጻ ኮይኑ ክታብርት ወሲዱ ደቀይ እውን ውልድ ምስ በሉ ክታበት ወሲዶም ኢዮ ናዓይ ግና መዳኒት ክህቡኒ ኣይከኣለን። ምክርኪ ይጽበ ሓብትኪ ካብ Holland.
@meazabrhane7334
@meazabrhane7334 2 жыл бұрын
Ane keman aleni btami hudat entekoynom ab akalatka zelewu gn zkone medhanit ayhbkan eyom.
@trhasgrbre7351
@trhasgrbre7351 2 жыл бұрын
@@meazabrhane7334 Thanks
@ወዲኪሮስ
@ወዲኪሮስ 2 жыл бұрын
Hiiii
@ወዲኪሮስ
@ወዲኪሮስ 2 жыл бұрын
@@trhasgrbre7351 Hiiii selam du
@trhasgrbre7351
@trhasgrbre7351 2 жыл бұрын
Egzabiher Amlak ymesgrn sela ena
@meharigebretnsae8617
@meharigebretnsae8617 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ዕድመ ጥዕና ይሃበኪ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዝኮነ መግለጺ ኢኪ ሂብክና ኣምላክ መሊሱ ፍልጠት ይውስከልኪ ቅጽሊዮ።
@aklilutesfai9002
@aklilutesfai9002 2 жыл бұрын
ማራ ዶንጊኺ መጺእክና ኣበይ ነርኪ እዚ ኩሉ ዓመታት፡ ብዝኾነ ሕጂ እዉን ገለ ኣይብለናን ኢዩ በርትዒ። ናይዛ c ጽቡቕ ገርኪ ክትገልጽልና ኣብ ተስፋ ኣሎና ። መኽርዒት ዋዕሮ ኢለኪ ኣሎኹ።
@ftsumteweldebrhan6643
@ftsumteweldebrhan6643 2 жыл бұрын
ይቀንየልና ዝሓፍተይ ቀጽልዮ
@rimontrhas7374
@rimontrhas7374 2 жыл бұрын
Tebareki d /or tanks so much
@Ab-rj3xu
@Ab-rj3xu 2 жыл бұрын
የቀንየልና ደክቶር ሳሮን ሓፍትና ልዕሊ ኩሉ ኣገላልጻኪ ብጣዓሚ ደስ ክብለካኣ
@amittesfamarian5194
@amittesfamarian5194 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቅ ጠቃሚ ትምሂረት ኣጆኽ ቀጽልዩ የቀንየልና
@m.hmelody3549
@m.hmelody3549 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መሃሪ መደብ ከምዚ ቁምነገር ዘለዎ መደብ ተዝበዝሓልና።ዶክተር ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ
@amanuel5687
@amanuel5687 Жыл бұрын
ይቀኔልና ሐፍትና ዶ/ር ሻሮን ዘቅረብክልና ትምህርቲ
@ruthaminey676
@ruthaminey676 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ዶክተረይ ቀጽልዮ ኣበይ ኔረ ክሳብ ሕጂ ዘይፈለጥኩኺ ንሕና ነቲ ዘይጠቅም share ክንብል ንውዕል ነዚ ናትኪ ከኣ ሰኣን share ዝብለና ሓሊፍና ኔሩ የቐንየልና ክብርቲ ሓፍቲ🙏❤️
@asmeronyemane3728
@asmeronyemane3728 2 жыл бұрын
Doctor Sharon haftey goyta Eyesus ybarki 🙏
@merhawihabtay4810
@merhawihabtay4810 2 жыл бұрын
ብልቢ ክብሪ ይሃብኪ ዶር ሳሮን፡ዓስብኺ ጥዕና ዘለዎ ሕብረተሰብ ምህናጽ'ዩ ክዉን ክኸውን ኣይትተሓለሊ ዝሓብተይ ኣነ በዛ ወገነይ ክምርመር እየ
@abelteklehaimanot1327
@abelteklehaimanot1327 2 жыл бұрын
Kbret yhabeley n zigaki kthgzi Videos msrahki thanks sis
@adhingebre3657
@adhingebre3657 Жыл бұрын
You are the great, especially your Tigrinya words perfect, go on it, ኣምላኽ ይባርኽኪ 🌻
@meraton6411
@meraton6411 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ይቐንየልና ዶክቶር ስለ'ቲ ዝሃብክና ሓበረታ ኣነ ክሓታ ደልየ ዘለኹ ሕቶ ክታበት ነቲ ዘይ ሓመመ ጥራይ ድዩ ወላ ንዝሓመመ ኢዩ።
@teweldeteferi7731
@teweldeteferi7731 2 жыл бұрын
ጽቡቅ አስተምህሮ ብርክቲ ሓትና ዶክተረ ብጣዕሚ የመስግን።
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
👌👌👌👌👌
@fissehagebretinsae1569
@fissehagebretinsae1569 2 жыл бұрын
ዶ/ር ሳሮን ብጣዕሚ ብዝሕ ፈሊጥና ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኪ ቀጽልዮ
@edenamanuel979
@edenamanuel979 3 ай бұрын
Shekor Tebarekilna❤🙏
@fanustadesa4936
@fanustadesa4936 2 жыл бұрын
Waww nay behaki xebuk temrti eyou Dr.sharon amlak edmen tenaen yhbki zehftey
@huruyaimut3334
@huruyaimut3334 2 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ክብርት ሓብትና ዶክቶር ሻሮን ብመጀመርያ ኣነ ንተግባርኪ ዝገልጽ ዓቕሚ የብለን ኢታ ብሕጽር ዝበለት ኣምላኽ ይሓግዝኪ ሙሉ ጥዕና ይሓብኪ
@mehariwelday8336
@mehariwelday8336 2 жыл бұрын
ነዛ comment ናትካስ ሸለል ዶ ኢላትካ/ኪ ሓቀይ
@christibella8757
@christibella8757 2 жыл бұрын
ዶክተር ብጣዕሚ የመስግነኪ ብዛዕባ ናይ ቆልዑት ቫክስን ከነክትቦም ተነጊሩና ሞ እንታይ ትመክርና እንታይ ሳዕበን ከ ኣለዎ ተዘይ ተከቲቦም ኣስፍሕ ኣቢልኪ ግለጽልና 🙏
@yonasabraham6767
@yonasabraham6767 2 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና፡ ሻሮን ሓፍትና ንበርልና። እዚ እትግብርዮ ዘሎኺ ትእምርቲ እዝዩ ጠቓሚ እዩ፡ ብፍላይ ካኣ ብቛንቛኻ እትረኽቦ ግልሃት ወይ ውን ክስተት እዝዩ ዝዓበየ ጸጋ እዮ። ኣጆኺ ብትብዓት ቕጽሊ፡ ዓቢ ህንጸት ህዝቢ ኢኺ ትገብሪ ዘሎኺ እሞ ኣይተቓርጺ፡ ኣብ ጎንኺ ኣሎና።
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
Yonas፡ ብጣዕሚየ ዘመስግነካ። ምትብባዕካ ንዓይ ኣዝዩ ደጋፊዩ።
@samuelhintsa948
@samuelhintsa948 2 жыл бұрын
ሰላም ዶክቶረይ ከመይ ትኾኒ ስላም ዲኺ።ናይ ብሓቒ ጎነዝ ስለቲ ምህሮኺ ኣዝየ ኢየ ዘመስግነኪ።ክገርመኪ ነዛ ቪድዮኺ ምስ ረኣኹዋ ብቕልጡፍ ኢየ ሕክምና ከይደ hepatitis B and C ተመርሚረ።ደስ ኢልኒ ደስ ይበልኪ ነጻ ተባሂለ።ግን ዋላ ኣብ ቀጻሊ እትሰርሕዮ ቪድዮኺ ኣሕጽር ኣቢልኪ ፍልልይ ኣብ መንጎ hepatitis B and C ዘሎ ግለጽልና።ብጣዕሚ ኢየ ኣድኒቐኪ።thanks for your advice.
@yemanehabte5190
@yemanehabte5190 2 жыл бұрын
R.D Sharon thank you for your golden time &golden advice.
@toyotaw2500
@toyotaw2500 2 жыл бұрын
ዶክተር ሻሮን ማራ ኣኽብሮት ይግባኣ።
@mebrihitsolomon202
@mebrihitsolomon202 2 жыл бұрын
መጀምርታ ብጣዕሚ የመስግነኪ ኣነ ህባቲቲስ ቢ። ኣለኒ ኣብ ጀርመን አየ ዝክመጥ ዘለኩ እንታይ ክገብር ኣለኒ ኣብ ግዜ ጥንሲ እዮም ነጊሮምኒ ሚስ ሃረስኩ ካኣ ነቶም ደቀይ መርፍእ ይወግእዎም እዮም።ግን ተከተቢ ኣይቦልንን ኣነ ካኣ ኣይተገደስኩሉን ህጂ እንታይ ክገብር ኣለኒ ። መግቢ ከ ከመይ ኣይነት ክምገብ ኣለኒ ንገርኒ በጃኪ
@kbrawmichael3255
@kbrawmichael3255 2 жыл бұрын
Selma amlak msaki ykun haftey bzaeba vangas nay egri eba ngerna thanks
@tesasmelash3018
@tesasmelash3018 2 жыл бұрын
የቀንየልና ዶ ' ሻሮርን ብናጻ ተገድስኪ ንጽርን ብሩህን ትምህርቲ ዘቅሰምክና ኣብ ህወትኪ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕኪ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ።ቀጽለ ብዛዕባ ኣዝማን ኣለርጅን ጠንቁን ኣፍዋውሳኡን ሓደ መዓልቲ መብርሂ እንተትህብና ደስ ምበለኒ ።ከማኡ ውን ዓይነት ስራሕ ከ ማለት ከብድ ስራሕ ወይ ፈክስ ስራሕ ንከተማርጽ እዚ ሕማም ምስ ዝህልወካስ ወሳኒ ድዪ
@alemtsehayalem4917
@alemtsehayalem4917 2 жыл бұрын
Thanks Dr. sharon.. interesting lesson.. keep up with good work...
@simonmichael8489
@simonmichael8489 2 жыл бұрын
God bless smart eritrean doctor
@teweldegebremedhin1497
@teweldegebremedhin1497 2 жыл бұрын
ብዛዕባ ስብሒ ጸላም ከብዲ አባ ገለ በልና ዶክተር
@mebrieberhe9788
@mebrieberhe9788 2 жыл бұрын
ሓፍትና ዶክተር ሻሮን ብልቢ ኢና ነመስግነኪ ብነጻ ኣስተምህሮ ብምሃብኪ ቀጽልሉ
@mesfintekeste1348
@mesfintekeste1348 2 жыл бұрын
Dr Sharon. Thank you so much for your contribution regarding the health care
@berakiabraha2056
@berakiabraha2056 2 жыл бұрын
ኣምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኪ ደር ሻሮን
@samihabib9426
@samihabib9426 2 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን የሃብኪ ዶክተር ሻሮ
@luwambirhane6520
@luwambirhane6520 2 жыл бұрын
Dr. Scharon thx sis gen hto neruniy neay betesbey wehbo A alateka elomo nerom ne A ke fewsiy alewo deyu? Nesu hatitwom normal eyu ayguadan elomo nerom nezey entay habereta tehgezena kebrtiy haftena?
@titihabte7160
@titihabte7160 2 жыл бұрын
Egziabher Amlak tsegiu yebzehalki Edmen tienan yhabki Yeqenyelna Dr Sharon
@yosieffitwi1210
@yosieffitwi1210 2 жыл бұрын
ብልቢ ነመስግ ሳሮን ሓፍትና : ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ; ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ ኩሉ ትምህርትኺ.
@DrSharonWoldu
@DrSharonWoldu 2 жыл бұрын
Thank you Yosief hawey
@Nay_Christ
@Nay_Christ 2 жыл бұрын
We are proud to have you dr.sharon bravo keep it up shikor zikonki doctor❤❤❤
@yohangebremeskel7367
@yohangebremeskel7367 Жыл бұрын
I am proud of you Thank u dr sharon anes ezi nay weybo bahlawi agebab kemey treyo bzhu seb hawie kbl ysmae eyu gele belna
@hopking4862
@hopking4862 2 жыл бұрын
Bravo kebirti haftena mebrahti hezba edmen tenan yehabki, qetsilio dema
@hewan9126
@hewan9126 2 жыл бұрын
May God bless you Dr. Sharon very important information.
@tirhasghebru6185
@tirhasghebru6185 2 жыл бұрын
ዋው ደ. ሻሮን እዝጋብህር ኣምላኽ ፀጋ ኣብ ርእሲ ፀጋ ያድልኪ
@idrissusman1660
@idrissusman1660 2 жыл бұрын
Dotere Asli Edmen tienan yiabki zeynfelton zeyestebhalnalun bzuh Filtet teqsimna aleki ❤️❤️👌👌👌👌
@galtiravoloasmaraeritrea3430
@galtiravoloasmaraeritrea3430 2 жыл бұрын
Sela Dr sharon ezi hmam bezi zbelkiyo trah diu zmehalalef wela bkalie megedi yhalif iyu.
@okubeissak2623
@okubeissak2623 2 жыл бұрын
Thanks more D.Saron .it's so important information🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zemen-z5l
@zemen-z5l 2 жыл бұрын
ፈጸጋ መደሓኒ በጃኪ ንገረና 🥺🙏🙏🙏🙏👈👈🙏🙏👍🥰🥰🥰🥰
@yasmin7378
@yasmin7378 2 жыл бұрын
thank you sharoney kemti kulu videotatki bitami agedasi timirti mihrkina.👏👏👏👏💯💯💯
@lasksegid8926
@lasksegid8926 2 жыл бұрын
ወርቂ ሓበረታ ኣብ ልቢና የሕድሮ።
@yassenkdnay3299
@yassenkdnay3299 2 жыл бұрын
Kebret yehabeley Dr . Kemey kerakebeki ekhel contact Gele mekhri yedleyeni alo kabakhi .
@yonastesfay8465
@yonastesfay8465 2 жыл бұрын
Tnx DC Sharon ....anti ezen nay lomi weledo dea kemaki lebamatn mhuratn zey konalna Nieren ....kulen Bado ekub koynen ( empty)
@ፍረወይኒ-ሸ6ፈ
@ፍረወይኒ-ሸ6ፈ 2 жыл бұрын
የቀንየልና ዶክተር ሻሮን ካባኪ ብዙሕ ኢና ንምሃር እሞ ፍልጠትኪ ይሰስን,
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
🥰🥰🥰
@tesmihre1811
@tesmihre1811 2 жыл бұрын
Amlak xeguau gbzahalki docteur saron
@omerabdulaziz1018
@omerabdulaziz1018 2 жыл бұрын
ጽቡቅ ምኽሪ ኢዩ የቀንየልና፡ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ ኤርትራ ሓሚመ ዝበዝሑ ሰባት ወይቦ ኣለካ ኢሎምኒ ፡ ሕክምና ከይደ ዋላ ኣብ ናይ ግሊ ተመርሚረ የብልካን ኢሎምኒ፡ ደሓር ናብ ስደት ምስ መጻእኩ ኣብዚ ቅሩብ ግዜ ቅድሚ 4 ወርሒ ይኸውን ኣብ የማናይ ጎነይ ቃንዛ ተሰሚዑኒ ናብ ሓኪም ከይደ ጸላም ልብኻስ ካብ ንቡር ንላዕሊ ገዚፋ ኢሉኒ፡ ካብ ቅብኣት ዘለዎ መግብታት ከይበልዕ ከልኪሉኒ፡ ደጊመ ተመሊሰዮ ዝሃበኒ መድሃኒ ቅሩብ እምበር ካብቲ ቃንዛ ኣየዝሓለለይን። ኢሉኒ ኣቲ ዶክቶር ኮምፒተር ክስእለካ ኢሉኒ ሐራይ ኢለዮ ኤክስ ረይ ገረ ትመሊሰዮ፡ ካሎን ኢዩ ኢሉኒ መድሃኒት ሂቡኒ ጽቡቅ ኣለኹ ክሳብ ሕጂ፡ ንዝያዳ መርመራ ክገብር እንታይ ትመኽርኒ የቀንየለይ። ካልእ ሕቶታት ኣሎኒ ብራይቨት ዝሕተት ዝከኣል ተኾይኑ ok ሰሰናዩ ሰላም።
@kidanemhret4799
@kidanemhret4799 2 жыл бұрын
ኣምበሲት ፥ ብትምህርትኺ ዕጉባት ኢና ። ኣብ ሂወትኪ ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ይምነየልኪ ።
@AY-bi1cj
@AY-bi1cj 2 жыл бұрын
Thanks shikorina እንካዕ ተፈጠርኪ
@meharino1957
@meharino1957 2 жыл бұрын
ዶክተር ሻሮን ብትህብና ዘለኺ ጠቓሚ ዝኮነ ትምህርቲ ብጣዕሚ የመስግነኪ ፡ እንተኾነ ግን ክትገልጺ ከለኺ ብታህዋኽ ወይ ስለትህወኺ እንተክእልክስ ንክርዳኣናስ ቀስ ኢልኪ እንተትገልጽልና ጽቡቅ ምኾነን ምተረድኣናን የቐንየለይ
@jhonsolo5917
@jhonsolo5917 Жыл бұрын
Hello Dr Sharon I am proud of you my sister ❤ kip the god work
@keseteberhe4988
@keseteberhe4988 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ንጹሩን ጹፉፉን መግለጺ ዶክተር ሻሮን ብርዕኺ ይሰስን ከምዚ ገርኪ ደኸመ ከይ በልኪ ንትህብና ሃናጺ ሞይኺ ብልቢ ኣመስጊነ ንኣመስገንቲ ይህበኪ ተባረኺ
@divoramedia
@divoramedia 2 жыл бұрын
👌👌👌👌
መልሲ ንኣሻቐልቲ ሕቶታት #ዶክተርሻሮን
21:12
Dr. Sharon Woldu
Рет қаралды 72 М.
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 5 МЛН
The selfish The Joker was taught a lesson by Officer Rabbit. #funny #supersiblings
00:12
Funny superhero siblings
Рет қаралды 11 МЛН
Good teacher wows kids with practical examples #shorts
00:32
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 11 МЛН
ዘይልሙድ ዓይነት ወሲብ፥ ሳዕቤን ኣለዎዶ?
12:49
መሪጽካ ክትወልድ ይከኣል ዶ? #ዶክተርሻሮን
8:11
درمان تضمینی لکه‌ های قهوه ای و لکه های پیری پوست دست و صورت بدون دارو و لیزر با این روش معجزه آسا!
15:41
የትከሻ ህመም | Shoulder Pain | Dr.Seife | ዶ/ር ሰይፈ
9:28
Dr. Seife | ዶ/ር ሰይፈ
Рет қаралды 27 М.
VAMPIRE DESTROYED GIRL???? 😱
00:56
INO
Рет қаралды 5 МЛН