ሕንቅል ሕንቅሊተይ ፕሪቶርያ፣ ናይ ኢትዮጵያ ፖለቲካ ሕልኽልኻትን መጻኢ ዕድል ትግራይን።

  Рет қаралды 7,112

Cyber power Tigray Media

Cyber power Tigray Media

9 күн бұрын

ዛዕባታት፡
፩ ዝክረ ሰማእታት ትግራይ፡ ፪ ሓፈሻዊ ናይ ኢትዮጵያ ኩነታት፡ ፖለቲካዊ፡ ኢኮኖምያዊ፡ ማሕበራዊ፣ ፫ ንምንታይ እዩ ናይ ኢትዮጵያ ፖለቲካ ኣዝዩ ተሓላሊኹ ዘሎ? ፬ ፡መን እዮም እቶም ተዋሳእቲ ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ? ፭ ናይ ዓለምን ናይ ቀርኒ ኣፍሪቀን ፖለቲካ ብኸመይ መልክዕ ንናይ ኢትዮጵያ፡ ብሕልፊ ንናይ ትግራይ ፖለቲካ ይጸልውዎ።
ምሰ ዶክተር 'ገላውዴዎስ ኣርኣያ

Пікірлер: 41
@danielhailemariam5971
@danielhailemariam5971 7 күн бұрын
This channel is my school❤ Prof. Gelawdeos is a great teacher❤ We need our media to be like this❤
@user-le3om6dx8m
@user-le3om6dx8m 7 күн бұрын
ክቡር ኣያና ኽብረት ይሃበልና ስለቲ ተቐዲሑ ዘይውዳእ ፍልጠትኩም ❤❤❤
@mesfindesta1033
@mesfindesta1033 Күн бұрын
Thanks cyber power & so prof
@lilaygebremedhin7141
@lilaygebremedhin7141 3 күн бұрын
Keep the good job on board all the time
@mesfindesta1033
@mesfindesta1033 Күн бұрын
@InnocentGolf-do8dv
@InnocentGolf-do8dv 3 күн бұрын
ጅግና ኣቦና ፕረፈሰር ጊላዉድየስ ኣርኣያ ቀፅሉሉ ኣብ ጎንኹም ኣለና ናትና ኣቦ
@user-yj7sg5lu4f
@user-yj7sg5lu4f 6 күн бұрын
It is good ,I hope you will continued
@mesfindesta1033
@mesfindesta1033 Күн бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤ 8:09
@gebremeskelgebreyesus1433
@gebremeskelgebreyesus1433 6 күн бұрын
Cyber power of Tigray you are in right way
@berhanetesfu1087
@berhanetesfu1087 7 күн бұрын
But legit doctor. ዝበልዓሉ ዝዓበሉ ዘበላሹ
@meridtafesse2867
@meridtafesse2867 6 күн бұрын
" Ateregawagom tenekake yasefelegewal" what needed tenekake was the million Tigrea lives
@yonasabrha3918
@yonasabrha3918 7 күн бұрын
ብቅዐት ጋዘጠኝነት?
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 7 күн бұрын
እዘን " ያው ፡ እና " ዝብላ ቃላት ኣምሓርኛ ካብ'ቶም ዋናታት ኣምሓሩ ዝያዳ ክትጥቀሙለን ትስምዑ ። ንስኹም ቃላት ናይ ኣምሓሩ ትወርሱ ንሳቶም ( ኣምሓሩ ) ከኣ ሰብኩምን መሬትኩምን ይወርሱ ።
@nalemna
@nalemna 3 күн бұрын
Tegraway hesedenan hasotin entay tarikhe alewo meheferti
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 6 күн бұрын
ክቡር ሓው አቶ ኤፍረም "እና" አምሓርኛ እንድያ ብትግርኛ "ብዝኾነ" ወይ ድማ "እሞ" ብዝብል ናይ ትግርኛ ቃላት እንተትቀመ ጽቡቕ ኢዩ. ምስ ይቅረታ
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 4 күн бұрын
ብንእስነትካ ተገዲድካ ተመሃርካዮ ቋንቋ ክትልውጦ ግዘ ዝወስድ ይመስለኒ።
@selamnkulu2541
@selamnkulu2541 4 күн бұрын
በት ህገመንግስቲ ዝግበር ሪፈረንደም ድሕሪ ጀኖሳይድ አይክአልን ሕጊ ጥሒሶም እዩም: ብሕግን ብሓልን ጉና ጎኒ ሒዝኻ ትደልዩ ምርካብ አይክአልን: ሓይሊ መሪፆም እቲ ብሕጊ ክፍተን ነበረ ሰሪዞሞ እዮም: ምስመን ክዋዳደሩ እቲ ህዝብኮ አፅኒቶሞ:
@geryemeressa
@geryemeressa 7 күн бұрын
ሰናቢተይ ኢሉ ይምልስ እቲ ተሓታቲ
@yohannesgebremeskel7368
@yohannesgebremeskel7368 7 күн бұрын
ካብ ያ ጉይይ ምዓልስ ክሳድ ምሓዝ ከም ዝበሃል ብዙሕ ጉይይ ምዓል እንታይ ዋጋ ኣሉዎ? ትግራይ ኣብ ናይ ኩናት ኣዙሪት ዝነበረትን እትነብር ዘላን ብቐንዱ ብቒመኛታት ተጋሩ ዝመስሉ ዘይትጋሩ ኩሉሻብ ካብ ምምራሕ ክትናገፍ ክትላቐቕ ስለዘይከኣለት እዩ:: ናይዙይ ናይ ቀረባ ሓቂ መለስ/ለገሰ ዜናውን ስብሓት ነጋን እዮም:: ትግራይ ከም ዝተፀመደ ፈንጂ ንጥቕዓት እናተዳለወት ክትፀንሕ ዘይትካእ ተራ እናተፃወቱ ፀኒሖም ድሕሪ ሕልፈት ለገሰ ድማ ስብሓት ነጋ ነቲ ፈንጂ ክፍንድእ ጌሩ ነቱ ውጥኖም ክትግበር ጌሩዎ:: ካሊእ ዘበለ ድማ ከም ከፍቲ ደድሕሪኦም እናሰዓበ ሸው ዘበሉሉ ትግራይ ትስዕር ዝብል ከም ከኒና ውሕጥ ኣቢሉ ሳላ ድሕረቱ ምሰኦም ኢደይ ኢድካ ኢሉ ካሊእ ተሪፉ ኩናት ንተጋሩ ቃርሳ እዩ እናበለ ከምቶም ቂመኛታት ገዛእቲ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ናይ ልቢ ልቢ ሂቡዎም:: ካብ እዛ ንደገ ናይ ምርኣይ ሓደገኛ ውርሻ ግዳ ክትፋትሑ ዘይትሙኩሩ::
@danielhailemariam5971
@danielhailemariam5971 7 күн бұрын
ዓጀውጀው😂 እንጣጢዕ ንዘርእ ኣለና😂
@abebakebede1270
@abebakebede1270 6 күн бұрын
አይ ህግደፍ ሀተፍ ተፍ በልኩም ከአ እንታይ አተወካ ተደምረናል ኢልካ ኢሃ አንድ ሆንናል ኢልካንዲሃ ስለዚህ ኸዚ አይትሓውልቅ ባሕርኻ ኺዝካ ተደመር ተረጊፅካ ትነብር አብዘየእትወካ ግን አይትእቶ ።
@YohannesK-uk8dv
@YohannesK-uk8dv 6 күн бұрын
አብቲ ዝሓለፈ 17 ዓመታት እውን ሕወሓት ዝመርሖ ቃልሲ እንተነበረ መላእ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኑ አሰሊፉ ኢዩ ነይሩ። እቲ ቃልሲ ናይ ህዝቢ ቃልሲ ኢዪ ነይሩ። ሰለዝኾነ ናይ 17 ሕሉፍ ቃልሲ ይኹን ናይ ሐዚ ቃልሲ ሰውኣትና ናይ ትግራይ ሰማታትና ኢዮም ፍልልይ የብለሙን።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 6 күн бұрын
እም ህወሃት መን ድዩ ናይህዝቢ ሓሳብ እኮ እዩ ህወሃት ህዝቢ ትግራይ አቅሚ እዩ ህወሃት ።
@user-vl6ry5ch9j
@user-vl6ry5ch9j 4 күн бұрын
ህዝቢ ትግራይ ብወግእ አይስነፍን።ዝአምኖም ናይ ፖለቲካ ወይ ከዓ ናይ ሃይማኖት መራሕቱ አታሊልካ ግና ክስነፍ ይኽእል' ዩ ።ትብል ዝአረገት ናይ ሽዋውያን አበሃህላ በዚ ግዘ 'ዚ ብተግባር ትርአይ አላ! ሰማዒ እንተሎ ።
@abebakebede1270
@abebakebede1270 6 күн бұрын
ዋ እሞ ህወሃት ጠንካራ እንተዘክኾን ቀልጢፉ እንተዘይውድብ ነይሩ ከመይ ኢሉ ብቅልጡፍ መከተ እይ ወጣት እኮ ምስጨነቆ እዩ ንበረሃ ወፂኡ ክወፅእ እንተሎ ዝፈልጦ ስልጠና አይነበሮን ግን እይ ወጣት አቦታቱ ተቀቢሎም ወዲቦም ዘቃለሱዎም ናይ ህወሃት ጀኔራላት እዮም ህወሃት ፀሊእሃ ትዲኤፍ ጥራይ ከይኮነስ አቦን ውሉዱን በሓደ ኮይኖም እዮም ተቃሊሶም ንምንታይ አብ መንጎ ወታደራትን መራሕትን ትፈላልዩ አገብ ።
@danielbeyene3135
@danielbeyene3135 6 күн бұрын
እቆቅልሽ፣
@mizaanberhane4002
@mizaanberhane4002 6 күн бұрын
ሕንቂልሕንቂሊተይ ክትባሃል ከሎኻ ሰናቢተይ እልካ እቲ ሕቶ ትጽበ
@Russomfstokecoine
@Russomfstokecoine 3 күн бұрын
ትግራዋይ ንመን ናይ መን ደርጎኛ ዓስከር ብኩባያ ስንዳይ ናይ መዕራብ ዓስከር መንዩ ነዚ ህዝቢ ባርያ ጻዕዳ ዝፈረዶ፡ ነቶም መራሕቲ ድማብ USAD ተከፊሉ እታ ናይ ሀጼ ሃይለስላሰ ዓሰባ ምስለኔት ብዝለዓለ ብፍላይ ኣብ መንኮብ ሻዕብያ ተወጢሑ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተወ ንህዝቢ ትግራይ ደቅና ንቡር ሞሳ መስዋእቲ ክብሪ ኪሒዶም ወላዲ ረጊጾም ከም ወዲ ኣድጊ ገዛ ዘይተምልሰ ሞይቱ ዝብል መርደእ ብረድዮ ኣፋነውዎ ባዕዲ ጣልያን እንደገና 2 ድግማ መቅለ ሃዲሞም መጺዖም ክቀትሉኻ ኣክበቡካ እናበሉ፡ ምሶኦም ንዖኦም ክብሉ ሂወት ዘጥፊኡ ተጋደልቲ ስዶራኦ ወለደምን ቆሉዑቶምትን ዝገደፉት ወሲዶም ኣይ ከንዕግሉ ኣይ ነቶም ኣካላዊ ስንክልና ዝወረዶም ሞሳ ክከፍሉ ተቃዳዲሞም ሃፍቲ ባንኪን መሬትን ኢትዮጵያ ብስም ሕዝቢ ተተለቒሖም ክማቃሉን ሕንጻታት ከምሉሱን ክገዙ ኡን ክራስዩን ደቆም ንወጻኢ ኣቅሚጦም ገና ዘዝተውልደ ወዲ ትግራይ 4ተካብ ገዛ ብ ኣስገዳድ እናአዓስከሩ ደቁ ዝሓቤኤ ኩባያ ስንዳይ ተከልኪሉ ነታ እንኮ ውላዱ ባ ኣስገዳድ ከም ሃመማ በሎም ዘረባ(ገብሩ ኣስራት) ብፊሊት ዝብል ለካ እቲ ኣብ ባድመ ጸሮና ጻድቃን ገዲፉና ምስከደ ብድህሪና ይውቈዕና ኣለዉ ዝብል ዝነበረ ተጋዳላይ ኣብ3ተ ውራር 359ሺሕ ብመዝገብ ተታሒዙ ምስተርከበ ንጻድቃ ካብ ስልጣን ምውራድ ኣያኣክል ሞት እዩ ዝብል ህጊበዚ ጻድቃን ንምታይ ካብ ስልጣን ጥራይ ሞት ኢዩ ተባሂሉ ክሳሓሓቡ ክይተቀየደ ካብ ወያነ ዝተፋነወ ። እቲ ካብ ሹዋ ሮቢትን መፋራሪሒ ዓቅሚ ዝይብልካ ን ክልል ኣምሓራ ክም ኸዕሶ እተዉ ኢሉ ብ 19 ጸዓድን 12 ግብጻውያን ሓንቲ ዝይፈልጡ 16ካብዚኦም ምስ ተቅተልዎም ወዲ ትግራይ ካብ ሽዋሮቢት ተመልሱ ዝበልዎም ኩሉ ትግራዋይ ከምቆጽሊ ኣርጊፎም ክምለሱ ከለዉ ዝከፌኣ ዝጠ ፈኤ እዩ ኣብ ዓዲ መን ኢካ ተከቢብካ ዘለካ ብዘይ ደጀን ጸዓዱ ጉቡርዎ እናቡሉ ወዲ ማሓጸን ትግራይ ኣብ ቪድይዮ ቀዲሖም ዝምታን ቅትለት ና ይ ኣምሓራ ክልል ብ ትድፍ ተባሂሉ ብምስጢር ክሳብ ክንደይ ትግራዋይ ናምሓራ ከም ዝበደሎ ተገሩ ንፕራይ/ሚንስተር ሂቦም ፕራይ/ሚንስተር ኢትዮጵያ ንመንግስቲ ሻዕብያ ተግባርን ትግራይ መቀጸልታ ማይካድራ ተባሂሉ ብምስጢር ገበን ትግራይ ኣብ ኣምሓራ ዝተፍጸመ እሎም እዚ ጆነሳይድ ብትግራይ ትዲፍ ተጋሩ ተባሂሉ ንኣምሓር ዝተፈጸመ ኢሎም ፡ንመራሕቲ ትግራይ ግን እዚ ንማንም ከምዘይሃብዎ ኢሎም እዛረቡን ግብጻውያን/ ጸዓዱን ክዛረቡ ንሳቶም ግን ንትግራይ የሕሊፎም ምሃቦም መሕፊሪ መስርሕ እዩ። ሜላና ኢሎም ኣብግብጽን ሆላንድን እንግሊዝ ሒዞም ብሂወት ትግራዋይ ንምታይ ይጻወቱ ነይሮም; እዚ ኪናት ንትግራይ መስል ዓርሱ ከምጽእ ኢሉ ዝመርሖ ትግራዋይ የለን ሕጂ እንታይ ይገበር እዩ ። ከም በሓዲሽ ንመሰል ዓርሰ ውሳኔ ብሓዲሽ ማነፈስቶ ትግራይ ክጅመር ኣለዎ ካለእ ኣብ ሰሻል ሚዱያ ዘሎ ዘይተገብረ ተገሩ እና በለ ሳንቲም ከእክብ እምበር ሃልዮት ሕዝቢ የብሎምን ። ኣብ ትግራይ ኣብ ሰብኣይ ሰበይቲ ትሕቲ ዕድመ ካ3 ዓመት ክሳብ 16 ዓመት እብ ወዲ ጋል ዘሎ ተጋሲሶም ክሊቶም ወሲዶም ዝቀትልዎምን ወይ ግብረሰደም ኣንስታይ ተባዕታይ ዝተባላሸወ እምበር ጡዑይ ክትረክብ ከቢድ እዩ እዝጊዮ እዩ !!ዘብል። እዚ ን ወዲ ተጋሲሶም ገለ መንጢሎም ዝከዱ ዘይንገር ጽባሕ ትግራይ ካብ ሰባ ኣዊ ሞራል ናበይ ኢና ? እዞ ብስም ጳጳሳት ናይ ጳጳስ መንገዲ ከይፈጸምካ ሰበይቲ ኣቀሚጥካ ቆሉዑ ወሊድካ ጸሊም ቖቡዕ በተሪ መስቀል እናሳለምካ ኣንስቲ ኣናተጋሰሱ ናይ ካደር ስራሕ ዝሰርሑ መጺኦም ትግራይ ህዝቢ ወልዲና እንድሕር ዘይክበርና ህላውነትና ትርጉሙ እንታይ እዩ።
@dawitghebremeskel552
@dawitghebremeskel552 3 күн бұрын
ናይአልጀርሰ ዉእል ውሳኔ አልጀርሰ አብ ተግባር ከራአይ ከትግብሩ አለኩም ንዚ እንተ ዘይገቢኩም ኩልግ ጊዜ አብመአኩም ዝትኮሰ ፈንጂ ከምዘሎ ፈለጡ
@meharikahsay5916
@meharikahsay5916 7 күн бұрын
ምሁር'የ በሃላይ ኣይተ ግላውድዮስ ትግራይ ምስ ጦብያ ኮይና ዝረኸበቶ ረብሓ ኣሎ'ዶ ? ጦብያ ከይትፈርስ ትግራይ ትፍረስ'ዶ ? ካብ'ታ ሓንቲ መዓልቲ ጦብያ ኣብ ኣምሓራን ኦሮሞን ዝካየድ ውግእ ብድሮን ጥራይ ክትዕወተሉ ትኽእል እያ ካብ ዝበለሉ ግዜ ጀሚረ እቲ ትምህርቲ ናቱ ካብ ናይ ካልኣይ ደረጃ ንላዕሊ ኣይጥምቶን ። ኣመሪካ ኣብ ኣፍጋኒስታ ምስ'ቲ ዘሎዋ ተክኖሎጅን ሃብቲን ክትዕወተሉ ዘይከኣለት ጦብያ ምስ'ቲ ኩሉ ድኽነታ ትዕወተሉ ኣላ ኢሉ ዝነግረና ምሁር ከም ምሁር ክትቂጽሮ ንዓይ የሸግረኒ እዩ ። ኣነ ዝዝክሮ ትግራይ ካብ ግዜ ምኒሊክ ጀሚርካ ስጋብ መንግስቱ ኣብ ትግራይ ዝነበረት እንኮ ትካል ማሽን መጥሓን እኽሊ ጥራይ ንሱ'ውን ኣብተን ዓበይቲ ከተማታት ።
@tadessedegu1660
@tadessedegu1660 7 күн бұрын
Tigrians like any Ethiopian can live anywhere in Ethiopia. But the time of minority dominance over the majority is dead irreversibly. I am sorry for the tigray people who have been blockaded in all directions because of tplf and its diaspora.
@ashu9110
@ashu9110 7 күн бұрын
Get lost wariri esub Banda Araweet tariff Italian
@abebakebede1270
@abebakebede1270 6 күн бұрын
ከሃዲ ትግራይ መቸውም ቢሆን የበላይነት ስሜት ኖሮት አያውቅም ግን በእውቀቱ ከፍተኛ ቦታዎችን ይይዛል ደግሞም እውነት ነው ይሰራል ሃገር ያሳድጋል ይለውጣል ሰርቶ ይሰራል አሁን እኮ ማጆሪቶው ይዞታል ህዝብ ከህዝብ ሲያጣላ በዛም በዚህም እሳት ስለዚህ የትግራይ ህዝብ የትም ሆኖ መኖር የሚችል ህዝብ ነው።
@dawitselemun6124
@dawitselemun6124 5 күн бұрын
ኤርትራ ኣብ መርየታ እያ ዘላ። መርየታ ገዲፋ ኣይትወጽእን ኢያ። ገና ዘይመለስናዮ መርየት ኣለና ከመይ ጌርና ንመልሶ ናይ ግዜ ሕቶ ኢዩ
@dawitghebremeskel552
@dawitghebremeskel552 3 күн бұрын
መትከል ዝባሀል የብልኩምን ጋና ናይሰብ መሬት ከትምነዩ ባእሉ አብይ አብ ደከመት ናይያኔ ዝቦቀለ ምኮኑ ፈለጡዎ ህጀም አብ ኤርትራ ዘለኩም አረእያ እንተ ዘይነጺሩኩም ምጸናት ከቅጸል ኣዩ
@berhanetesfu1087
@berhanetesfu1087 7 күн бұрын
ተጋሩ ሰማእታት ኣሎዉኽ ድዮም። ንህዝቢ ደቅኹም ዘይመጽኹም ቅበጹ ኢልኩምዶም ብንዕቐት ንህዝቢ ኣይመለስኩምን
@tadessedegu1660
@tadessedegu1660 7 күн бұрын
The debt of Ethiopia is due to tplf. Tplf caused all these chaos in Ethiopia and the horn of Africa. Tigray has no land beyond Tekezie. Gonder has 80,000km2 area and 15 million people, enough to protect and govern itself.
@tadessedegu1660
@tadessedegu1660 7 күн бұрын
Your false narrative is the cause of such conflict. Axsume civilization is the Amhara civilization. Tplf came to conquer Amhara and 1 million tigray were killed during the war in Amhara and Afar region. Is this genocide? also you guys are talking about rape. Who raped the women in mekele in the last 6 months? why women in tigray are demonstrating these days because of rape? Only tigray males are there in Meqele.
@ashu9110
@ashu9110 7 күн бұрын
Tariff Italian Banda Araweet what you know about history or jignanet baria recash Araweet
@abebakebede1270
@abebakebede1270 6 күн бұрын
Because you always laying you never believe in the true Aksum is in Tigray so it will be Tigray sibilation never their is no way Aksum is Amhara stop lying::
@negasiberhe9513
@negasiberhe9513 7 күн бұрын
ገላውዴዎስ ዝበሃል ኣድጊ ዝኾነ ሰብኣይ ሙሁር እየ ይብል ናይ መሃይም ሙሁር ብሱሩ ትግራይናሲ እንታይ ዓይነት ሰባት ኢና ኣምሂርና ኣብ ትግራይ ዝነበሩ ቆራዲድ ሙሁራትና ፓለቲከኛታት ኢና በሃልቲ ሓመዱ ይቅለሎ ጠቅላይ ሚንስተርና መለስ ዜናዊ ከመይ ገይሩ ጭጭ ኣቢሉ ከምዘሓዘልና እዩ እናተረደአኒ ዝኒሆ ኩሉ ተንታኒ ኩሉ ሙሁር እየ እነበልና የሸግረና ኣሎ ተመሊስካ እንተትርኢ እንታይ ምበልካ ዲብሎማሲና ከብ ዓለም ወሪድና ናብ ኢትዮጵያ ወረድና ናብትግራይ ወሪድና ናብ ዞባ ወሪድና ናብ ወረዳ ወሪድና ናብ ቁሸት ወሪድና ናብ ዓሌየት ንባላዕ ኣለና ሙሁራትና ኢሎም ንኸባቢኦም ዝትንትኑ ተጋሩ ተፈጢሮም እኒሄዉ እዙይ ጀላዕ ገላውዴዎስ ካበይ ዝመፀ ከፍቲ እዩ ሀይዚ እውን ንጦርነት ይሰብኽ ደንባር ኣረጊት ናይ ዘሓለፈ እንታይ ይገብረና ነበረያ ነበረ ሙሁር እንተኾይኑ ንቀፃላይ መፍቲሒ ዘይዛረብ ዓጀውጀው ዘብሎ ዘሎ እንታይ እዩ ኣቶ ገላውዴዎስ
THE POLICE TAKES ME! feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
PANDA BOI
Рет қаралды 24 МЛН
1 or 2?🐄
00:12
Kan Andrey
Рет қаралды 45 МЛН
I wish I could change THIS fast! 🤣
00:33
America's Got Talent
Рет қаралды 115 МЛН
Incredible magic 🤯✨
00:53
America's Got Talent
Рет қаралды 46 МЛН
ሃበንስ'ያ ህበይ ይገብርላዛ ትግርኛ
58:35
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 3,8 М.
THE POLICE TAKES ME! feat @PANDAGIRLOFFICIAL #shorts
00:31
PANDA BOI
Рет қаралды 24 МЛН