ሓጺር ቃለ-መሕትት ምስ ሓርበኛ ስነጥበባዊ ተኸለ ክፍለማርያም ( ወዲ ትኹል ) ኣብ ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ።

  Рет қаралды 20,596

Dmtsi Ertrawyan GBG ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ

Dmtsi Ertrawyan GBG ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ

Күн бұрын

Well Come To Dmtsiertrawyan GBG KZbin Channel Like Share Subscribe
#Eritreanews ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ ብሓልዮት ማሕበረኮም ኤርትራውያን ኣብ ዮተቦሪ ዝምእከል ኮይኑ ንኹሉ ኤርትራዊ ዘሳትፍን ንኤርትራን ኤርትራውነትን ኣንጸባሪቑ ንኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘሎ ተኸታታሊ መደብና ኣብ ግምት ብምእታው ማሃርን ጠቓምን ኢሉ ግምት ንዝሃቦ ኩሉ ከቕርብ ይፍትን።
ፈነወና ቀልጢፉ ንኽበጽሓኩም " Like Share Subscribe Comment " ብምግባር ደወል ብምጽቃጥ ክትስዕቡና ንላቦ።
Come and join us live on Dmtsi Ertrawyan GBG
Every Saturday morning 9:30-12:00 on Dmtsierrawyan GBG
ወትሩ ቀዳም ንጉሆ ብቐጥታ ካብ 9፡30 - 12፡00 ኣብ ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ።
/ dmtsiertrawyan
/ @eliasamare
#eritreanmusic #TigrignaDerfi2021 #Asmara #alenalkiwaltahager #Eritv #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2021 #Asmara #alenalkiwaltahager #Eritv #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #Drar

Пікірлер: 170
@dmtsiertrawyangbg7129
@dmtsiertrawyangbg7129 3 ай бұрын
ክቡራት ተኸታተልቲ ፕሮግራምና ብዙሓት ብሓንሳብ ኮይና ክንከተተሎ ናብ ኩሉ ክበጽሕ ሸር ንግበሮ!
@zaidberhe9732
@zaidberhe9732 3 ай бұрын
👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 3 ай бұрын
መርሓባ ወዲ ትኹል ኣርካን ገዲም ተጋዳላይ እንቃዕ ምሉእ ጥዕናካ ረኪብካ መቸም መላእህዝቢ ኤርትራ ሓሚምካ ምስ ሰምዔ ልቡ መሊቁ ኔሩ እንተኮነ ግን ከምቲ ሰብ ዝደንገጸልካ ብሓይሊ ኣምላክ ድማ ተማሒርካ ምሉእ ይግበረልካ ሓፍትና ራሄል ድማ እቲ ዝገበርክዮ ሕውነታዊ ሓገዝ ክብረት ይሃብኪ❤❤❤❤
@masawamtswa9842
@masawamtswa9842 2 ай бұрын
በጃኻ ኣብጽሓለይ ንወዲ ትኹል ነቲ ኣቦይ ኣላይየይ ትብሎ ውጩ ድኣ ስለምንታይ ኣብዛ ግጥምኻ ዘይእተኻዮ በለለይ ሸለልትነት ወላስ ጥልምን ክንብላ በሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@yoditsahle2046
@yoditsahle2046 3 ай бұрын
አሰይ ፍርቂ ሐይሊ ሰዉራ ጀግና ኩርዓትና ሐበንና ዓይኒ ብሌን ኤርትራና ንበረልና ወዲ ኤረይ ጀግና ። ወዲ ትኹል በጃኻ ሰፊህ ቃለ መጠይቅ አይትደንጉየና እዚ ረዚን ታሪኽ ንመዋዕል ነባሪ ስራሕካ አስፊሕካ ክትመጻና ንላቦ ።ንወድኻ ሳሚ ወዲ ጅግና ድማ እድመን ጥዕናን ይሐቦ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@yoditgebreselassie7671
@yoditgebreselassie7671 3 ай бұрын
ወዲ ትኹል ጅግና እንዃዕ ከምዚ ኢልካ ራአናካ 🙏
@habtomtewelde403
@habtomtewelde403 3 ай бұрын
ወርቃውያን ወለዶ ኢኩም ብሓቂ ወዲትኹል ምስ ኣለም ሓውና የቀንየልና ጽቡቅ ኣቀራርባ ።
@medhaniewoldeab3948
@medhaniewoldeab3948 3 ай бұрын
ወዲ-ትኹል ሓወይ እንኳዕ ነዚ ኣብቅዓካ ልዑል ፈጣሪ ኣምላኽ ተመገነ ይኹን። እንኳዕ ሓጎሰና ፡ ኣዳለውቲ ድማ ንወዲ-ትኹል ከምዚ ኢሉ ክንሪኦን ክንሰምዕን ምግባርኩም ክብርን ምስጋናን ይብጻሕኩም። ኤርትራና ክጥዕማ ንበረልና ክበረልና።
@danielmekkonen3450
@danielmekkonen3450 3 ай бұрын
ወዲ ትኹል ኣቦ ጥበብን ገድልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍😍😍😍🤝🤝🤝🤝
@letinaberhane2172
@letinaberhane2172 3 ай бұрын
ኣሰያ ኣሰይ ኣሰይ ሓርበኛ ዓቢ ስነጥበባዊ ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና ይሃብካ ንህዝቢ ኤርትራ ድማ እንቃዕ ደስ በለኩም ፍረ ጻማኹም ዝረኸብኩም 🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹🇪🇷
@senaithagos6045
@senaithagos6045 3 ай бұрын
ሐርበኗ ኩቡር ጅግና ሐዉና እንቋዓ ካልአይ ጊዜ ተፈጠርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
@yemgeb2511
@yemgeb2511 3 ай бұрын
❤🇪🇷🇮🇪I have never seen an interview again and again except Isayass Afewerki, but this is the second time I see wedi Tekul. I don't know that much I love him.Thank you wedi Tekul.❤🇪🇷🇮🇪
@AmanuelBerhe-pg6ku
@AmanuelBerhe-pg6ku 3 ай бұрын
ፉሉይ መስጋና ንአቅራቢ ዚ ቃል መሕተት ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 ай бұрын
🇪🇷🕯️ስዋአትና 🦁❤️🕊️ዘርአለም አብ ልብና ❤️💡🇪🇷
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 ай бұрын
ሳላ ስዋአትና ❤🕯️☀️🇪🇷ጸሐይ. ❤️🕯️☀️🇪🇷ኤርትራና 🇪🇷🕯️☀️🇪🇷በሪቃ. ❤🇪🇷💎 ☀️ …ክብርን ሞገስን 💎❤️💎ንክብራት 🇪🇷❤️አናብስ 🦁❤️🦁🇪🇷ጀጋኑን 🇪🇷❤️🦁ስዎአትና ❤️🦁💡❤️🕯️❤️🦁💡❤️🦁 🕯️
@haderakelati1160
@haderakelati1160 3 ай бұрын
ወዲ ቱኹል ወየ ወደባቴ ኣታ ወዲ ቀሺ ንሞት ዝዓገተ ጀግና ናይ ጀጋኑ ሃገር ዝሞጎተ ኣብ ገድሊ ሰውራና ኮይኑ ዝመከተ ተኽሊማርያም ኢኻ ተኽሊ ናይ ዓዋተ ብጾት ተሰዊኦም ሓይሊታት ተዛኒ ኣብ ናይ ዓወት ጊዜ ንህዝቢ በሳሪ ሞቶር ናይ ሰውራና ንቡጾት ተዐሪ ዝሓለፉ ብጾት ስዉኣት ሰብ ሕድሪ ጅግንነት ሰውራና ዎትሩ ተዘካሪ ኣታ ወደባቴ ሞባእ ናይስውኣት ካብ ኩሎም ትሕረ ብፍቅሪ ብጽንዓት ናጽነት ኣምጺካ ትሃንጻ ብሊዓት ጎበዝ ተሻሞ ትብል ብቅኒት ንልምዓት ብዙሕ ምበልኩኻ ኔሩና ዘረባ ኣንታ ፋኑስ ሃገር ፊዮሪ ወለባ ኮስኪስካ ዘዕበኻ ቀያሕቲ ዕምበባ እገላ ሓማስ ጀምር ኣድግና ተስዕባ ተባራብር ኔርካ ጽሓይ ኣብ ምዕራባ ተበገስ ምስ ኮነ ንጎላጉል ዓላ ኩላ ተገደመት እታ ወዳ ጓላ ቀያሕቲ ዕምባባ ፈረ ወላድ ሰውራ ንሳሕል ነቂለን ብተብተብ ተላዕላ ብደብረ ማዓረ ስንጢቀን ክኸዳ ንሳሕል ነቂለን ዘይውዳእ መንገዳ ተታሓዝ ኮነ ታንኪ ምሰብ ዕዳ ተሓማሸሽ ኮነ ከም እኽሊ መኼዳ ዳሕረዎቶም ጊንዳዕ ቀዳሞት ደንጎሎ ህዝባዊ ሰራዊት ክደራገም ከሎ ስንጢቁ ኪወጺእ ብሸባሕ ገምሆት በሎ ክንደይለ ከዝክር ዝሓለፈ ውዕሎ ናይ ሽዑ ጸብጻባት ኩሉ ኣብመዝብ ኣሎ። ❤🍇❤❤🍇❤❤🍇!!!
@dmtsiertrawyangbg7129
@dmtsiertrawyangbg7129 3 ай бұрын
ሰላም ሓደራ ቀላቲ፡ ዘሓጉስን ዘተባብዕን ጽሑፍ፡ ከምዘላታ ንወዲ ትኹል ከነሕልፋ ኢና።
@haderakelati1160
@haderakelati1160 3 ай бұрын
@@dmtsiertrawyangbg7129 ብጣዕሚ የመስግነካ ግና ሽዑ ምሸት ብተበተብ እየ ጺሒፈያ ሕጂ ግና ኣማሓይሸያ ኣለኹሞ እዛ ዝተማሓየሸት ንወዲ ትኹል ክትበለይ ይላቦወካ ክብር ሓውና።
@dmtsiertrawyangbg7129
@dmtsiertrawyangbg7129 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ግጥሚ ብርዕኻ ድማ ትሰስን። እዛ ግጥሚ ናብ ወዲ ትኹል ከነብጽሓልካ ኢና።
@haderakelati1160
@haderakelati1160 3 ай бұрын
@@dmtsiertrawyangbg7129 የመስግነካ ክቡር ኣያና ብተበተብ እናዕለልካዮ እየ ስቅ ኢለ ጺሒፈያ ሞ ትጠቅም እንኾይናስ ግርም ንወደባቴ ከም መዛኻኸሪት ትኾኖ እያ።
@abrshhaile7578
@abrshhaile7578 3 ай бұрын
ውውውውው ወዲ ትኹል ጀግና edma tena ይሃብካ 🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🐪🚲💪💪💪💪💪💪👍👍🇪🇷❤️❤️
@Barry-m3w
@Barry-m3w 3 ай бұрын
Reality you are saying!!!!. Great!!. Thank you,!!!!.
@woineteklea275
@woineteklea275 2 ай бұрын
Thanks God bless you dekie Eritrean Amen ajona ajkum awet Nhfash Eritrean Amen ambsa bless you Amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 3 ай бұрын
Eritrea kubur Meninet 🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽🌷🌷🌷🌷
@yemane1195
@yemane1195 3 ай бұрын
Nber Nber ayana!!!! 🇪🇷🤝🇪🇷🤝🇪🇷🤝🇪🇷!!
@kidanegebrekidan7154
@kidanegebrekidan7154 3 ай бұрын
Living legend we are proud of u long life wedi tkul 🎉
@genettewelde950
@genettewelde950 3 ай бұрын
መርሐባ ደቂ ኤረይ እንኻዕ ደሐን መጻኩም❤❤
@tseguteklemikal-fk7lo
@tseguteklemikal-fk7lo 3 ай бұрын
merhaba legend wdi tkul edmen teanan yehabka fetari 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 ай бұрын
አንበሳ ወድትኩል ዋልታ ኤርትራና ጂግና አምላክ ይባርካ ንበረልና ኩብር ሐውና 💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽🇪🇷🦁🇪🇷❤️🦁❤️🇪🇷🦁🙏🏽🙏🏽🦁🇪🇷
@abebaderar8298
@abebaderar8298 3 ай бұрын
ወዲ ትኹል ጀግና እዚ አይበዝሐካን ካልእ እዩ ዝግብአካ ❤
@abebaderar8298
@abebaderar8298 3 ай бұрын
ሰላም ንዓኹም እግዚኣብሔር ሙሉእ ጥዕናን ሰላም ይሃበልና እሞ ከም ርእይቶይ እዚአስ እኽልቲ አይኮነትን ከይጸገብና ኢኹም ኮሊፍኩሙኔ እሞ አብ ካልአይ ብሰፊሑ ከተምጽኡልና ይላቦ የቐንየልና ❤🇪🇷🌺
@zeeMe2323
@zeeMe2323 3 ай бұрын
Welcome deki Eri jegna kulu gize Jegnau Eritrawinet kibur Mennet Unity's is the key power Awet Nehfash 🇪🇷 🙏♥️🙏🇪🇷
@NebiRezene-g9b
@NebiRezene-g9b 3 ай бұрын
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ንበሩ ክበሩ
@romanselomon7626
@romanselomon7626 3 ай бұрын
ገጽ ንፈትዎ ሪእና🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WeiniOkbagabir
@WeiniOkbagabir 3 ай бұрын
God. Bless. You. Rahel ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@yemanemenghstab6139
@yemanemenghstab6139 3 ай бұрын
ጹቡቅ ኣቃራ ርቦ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️👌
@grmaygrmieso1195
@grmaygrmieso1195 3 ай бұрын
❤ጅግና
@ImmehaieYorusalem
@ImmehaieYorusalem 3 ай бұрын
Yes 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@kiflayandemichael5982
@kiflayandemichael5982 3 ай бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኩቡራት ኣያታትና
@Fifi-lw5lp
@Fifi-lw5lp 3 ай бұрын
Legend wedi Tekul long live!! we Eritrean 🇪🇷 proud of you and your talent ❤️🇪🇷❤️
@merkebasgedom5403
@merkebasgedom5403 3 ай бұрын
ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ብሩኽ ሰነ ጥበበኛ ወዲ ትኹል ❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊😊😊😊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
@venusvenus1654
@venusvenus1654 3 ай бұрын
How lucky are you to meet Wedi Tukul🙏🏾❤️🌷🇪🇷❤️🙏🏾🌷🇪🇷🙏🏾❤️
@IsackBelay
@IsackBelay 3 ай бұрын
ኣነ እቲ ዝገርምኒ ናይህዚበይ እዮ ብጣዕሚ ኣብ ማንም ዓለም ዘይርከብ ፍቅሪ ጀጋኑኡ ዘለዎ ዩ ካልኣይ ኣዚዩ ፈቃር ህዚቢ ካብታ ዘይብሉ ነቲ ውጽዕ ሓዉ የኻፍል ነዚ ዘቅንኣን ጎረባብትና ክበታትና ድቃስ ሰኢነን ይሓድራ ኣለዋ ኣስተውዕል ኣታ ንኡስ መንእሰይ ካብ ዚ ንላዕሊ ምስክር የለን
@yorusalemghebreselassie5745
@yorusalemghebreselassie5745 3 ай бұрын
Wedi tekul neberelna edmen tienan yhabka goyta stage ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SirakHaile-c7v
@SirakHaile-c7v 2 ай бұрын
ኣርካናዊ ሞተረ ሰውራን ባህልን ሃገርና ወድ ትኹል ወደባትየ እንቅዋዕ ነዚ ንኽንርእይ ኣብ ቀዓና!! (Sirak, Seattle USA)
@samibarentu9602
@samibarentu9602 3 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🕌⛪🙏🙏🙏 kemziom abeyti jeganu amxulna thanks dmxi eritrawyan .
@alganeshtesfay6088
@alganeshtesfay6088 3 ай бұрын
Jeganuna deki Erey welela niberu kiberu nizelalem 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪 💪
@mikaelmeconen7764
@mikaelmeconen7764 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷💪💪
@Melakebrhankidane4810
@Melakebrhankidane4810 3 ай бұрын
Edmen tenan yihabka wedi tukul jigna❤🎉
@hiruttekle2075
@hiruttekle2075 3 ай бұрын
Wow Wedi Tekul Eriteran Legend betami nekbreka💪❤🇪🇷 Thank so much you Alem 👌👏🇪🇷❤
@Barry-m3w
@Barry-m3w 3 ай бұрын
Excellent!!.
@desuMengs
@desuMengs 3 ай бұрын
Wedi tikul jigna derfika semiena abina etom jeganu kia ab sieli yimexuna tienaka kemey konka milue selam yimineyelka ❤
@kibromgebrewoly9247
@kibromgebrewoly9247 3 ай бұрын
wolkam deki eritrea 🇪🇷 ♥️ ❤️ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤thanks
@eyasuhajaymisghina1665
@eyasuhajaymisghina1665 3 ай бұрын
መርሓባ ክቡር ሓው ተኽለ ( ወድትኹል ተመስገን ተመስገን ፈጣሪ ገጽ እንፈትዎን ነኽብሮን ስነጥበበኛ ካብቶም አርካናት ገድሊ ብዱሓት ሓደ ንቃልስን ምህናጽ መንእሰያትን ሃገራውነትን ዘበራብር ምቁር ድምጽኻ አብ ነፍስወከፍ ሃገራዊ ዝምስጥ ደርፍታትካ ንክትቅጽሎ አምላኽ ምሉእ ጥዕና ክህበካ ይምነ 🎉❤
@danielkidane5274
@danielkidane5274 3 ай бұрын
Wow thank you dimesti Eritrean,thank you the living legend Wedi Tekul 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏽👏🏽👏🏽✊
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 3 ай бұрын
የቕንየልና ድምጺ ኤራውያን ዮቶበሪ፡ ክቡርን ሕፉርን ጅግናን ኣርካንን ገድሊ ወዲ ትኹል ሒዝካልና ስለ ዝመጻኻ። ወዲ ትኹል ድማ ሃልወልና ጥራይ ኩሊት ኣይኮነን ልቢ ህዝቢ ሞቶር ኢርትራን ስለዝኾንካ ዕድመናን ልብናን ኣይክንበቀልካን ኢና። ወትሩ ሃልወልና።
@yosiefghebrezghi3830
@yosiefghebrezghi3830 3 ай бұрын
Thanks wedi zemo Thanks tegadalay wedi tukul anabs .🇪🇷👍🙏🇪🇷👍🇪🇷✌️
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 ай бұрын
የቀኒየልና ድምጺ ኤርትራ ብጣሚ ጺብቅ መደብ 🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕💕
@zeromkidanemariam2839
@zeromkidanemariam2839 3 ай бұрын
ይሃብካ ፈጣሪ
@henokgebremeskel6284
@henokgebremeskel6284 3 ай бұрын
ትኩለይ ሞተር ሰውራና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበር ክበር ኣያኒ❤❤
@zaidberhe9732
@zaidberhe9732 3 ай бұрын
❤❤ገጽ ንፈትዎ ራአና እንቓዕ ደሐን መጻኻ 💐🙏🙏🙏👌❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yoni4ever220
@yoni4ever220 3 ай бұрын
ወዲ ትኩል እንቃዕ ብድሓን መጻካ . " ብጣዕሚ ለባም ዓቢ ሰብ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤❤
@elenamik9214
@elenamik9214 3 ай бұрын
AWET N hafash🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@danielmekkonen3450
@danielmekkonen3450 3 ай бұрын
Ato Alem inki natina konka bro jobbet 🤝🤝🤝🤝🤝🤝😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
@huxubmeanta
@huxubmeanta 3 ай бұрын
Wenani nebari tarik, ata sened. Nber!
@tesfuberaki2776
@tesfuberaki2776 3 ай бұрын
ድምጺ ኤርትራውያን ክብረት ያሃበልና ንወዲ ትኹል ጂግና ሓርበኛ ተጋዳላይ ስነ ጥበበኛ ዘምጻእኩምልና ንኩላትኩም ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ዘላዓለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ። ዓወት ንሓፋሽ!!!!
@GermayGermay-c4k
@GermayGermay-c4k 3 ай бұрын
Abo tarik abo jgnnet abo tbeb wedi tkul ❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@MeazaYohannes-yq3ce
@MeazaYohannes-yq3ce 3 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AlmazTekie-kc9vm
@AlmazTekie-kc9vm 3 ай бұрын
❤🎉 ኣሰይ ሓርብርኛ ንፈትዎን ነኽብሮን ተጋ/ ወዲትኹል ስንቒ ተጋዳላይ❤🎉❤❤❤❤❤❤🎉❤❤❤❤❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EfremHans
@EfremHans 3 ай бұрын
Legend wedi tkul Ayana kbri neaka❤❤❤❤
@HabteGergish
@HabteGergish 3 ай бұрын
Wadi tikul💟🤴🤴🤴
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 3 ай бұрын
*ወዲ ትኹል ኣርማ ሃገር ሞቶር ናይ ሰውራና 👑👑👑*
@araia5277
@araia5277 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
@bashailema9043
@bashailema9043 3 ай бұрын
ንበሩለይ ኣያታተይ! መተካእታ ዘይርከቦ ወርቂ ዝኾነ ወለዶ!!!
@Medribahri291
@Medribahri291 3 ай бұрын
ወዲ ትኹል ክብረት ይግባኣካ እዩ
@gabriella1237
@gabriella1237 3 ай бұрын
MERHABA WEDI TUKUL HAWEY MOTORE SOWRA ENKUAI GHEZKA REINA TEOM DEMZI SEB METKEL❤❤❤❤❤❤❤❤EDMEN TEINAN YAHABKA NEBERELNA
@abebaderar8298
@abebaderar8298 3 ай бұрын
🇪🇷🌺❤️
@yemanemenghstab6139
@yemanemenghstab6139 3 ай бұрын
👏👏👌❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤🎉🎉🎉
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
@yosiefweldesion89
@yosiefweldesion89 3 ай бұрын
Tkuley frqi sewra Eritrea yu haylka edmen tenann nmneyelka
@WeiniOkbagabir
@WeiniOkbagabir 3 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@almazgebresilassie8260
@almazgebresilassie8260 3 ай бұрын
ኽበረን ንበረልና ❤❤❤ጅግና ሐው ወዲ ትኩል 🎉🎉🎉🌹🌹🌹🌹
@haylemelekot8018
@haylemelekot8018 3 ай бұрын
ኤርትራ ንዘለአለም ትንገስ። ኤርትራ ንዘለአለም ትለምልም። ኤርትራ ንዘለአለም ትንበር። ወዲ ትኹል ንስኻ ኮኾብ ኤርትራ ኢኻ ወዲ ትኹል ንስኻ ምቶር ሳውራ ኤርትራ ኢኻ። አጆኻ በርትዕ
@SelamErey
@SelamErey 3 ай бұрын
እንቋዕ ኣምላኽ ፈወሰካ ወዲ ትኹል።
@ቀይባህር
@ቀይባህር 3 ай бұрын
Wow
@GoytomBerhe-fg1cs
@GoytomBerhe-fg1cs 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@a.t5699
@a.t5699 3 ай бұрын
❤❤❤
@ghrmaygebreyesus385
@ghrmaygebreyesus385 3 ай бұрын
ውዲ ትኩል ይግባካ አዩ ራሄል ጋል ኣቦይ ብላታ የዕብዮ ናይ መን ድኣ ክትወስድ ናይ ኣቡኣ እበር!
@embatekera9244
@embatekera9244 3 ай бұрын
Göteborg ❤❤❤
@محمدمحمود-ص7ف3ذ
@محمدمحمود-ص7ف3ذ 3 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@asefawmehari4228
@asefawmehari4228 3 ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷✅
@masawamtswa9842
@masawamtswa9842 2 ай бұрын
ኣየ ወዲ ትኹል እዚ ኩሉ መንፍዓትካስ ነቲ ጅግና ውጩ ከምኡ ውን ዓሊ ስዒድ ገዲፍካዮም ኣብታ ግጥምኻ ተጋጊኻ ብጣዕሚ😢😢😢😢
@dmtsiertrawyangbg7129
@dmtsiertrawyangbg7129 2 ай бұрын
በጀመርያ ንኹሉም ጀጋኑ በስማቶም በብሃደ ምጥቃስ ስለዘይካል በቶም ውሑዳት ዝተጥቕሱ ንኽሎም ከምዝውክሉ ንምርዳእ ክንጽገም ኣይምተገበአን። ኮይኑ ግን ተሃዊካ መልሲ ሂብካ እምበር እዞም ተሪፎ ዝበልካዮም ኣስማት እውን ኣብ እታ ኣውጺእዋ ዘሎ ደርፊ ተጠቒሶም ኣለው። ንሱ ብዘየገድስ ግን ውጩ ኮነ ዓሊ ሰይድ ዓብደላ ብሂወት እንተዝህልዉ ከምዛ ንስኻ ዝሓሰብካያ ኣይምሓሰቡን። እቶም ዝተጠቕሱ ንውጩ ኮነ ንዓሊ ሰይድ ጥራይ ዘይኮነ ንኹሎም ነዛ ሃገር ክብሉ ዝሓለፉ ዝውክሉ ምዃኖም ክፍለጥ ይግባእ። ስለዚ ኣብ ክንዲ ሞራል ምሃብ ብኸምዚ ዓይነት ነቐፌታ ከንሳናብዶም ኣይግባእን። እዛ ንሰደልካ ዘለና ሊንክ ስምዓያ! kzbin.info/www/bejne/r6XaoJpngqacbtUsi=DLigqulzg3Lpp2ln
@gbxawtabrha924
@gbxawtabrha924 3 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰💐💐💐🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 3 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eseyaswerede6052
@eseyaswerede6052 3 ай бұрын
Welcome deqi Rimiyyy wedi tekul ❤❤❤❤
@sinnithm.6972
@sinnithm.6972 3 ай бұрын
ዶር ስነ ጥበብ ገድሊ ተኽለ ኽፋለማርያም ወዲ ቱኩል ወዲ ኢታይ ወይ ወደባቴ ፍርቂ ሰውራ ኤርትራዮ ዲዮ ዝበለካ ሐባ ዓጽሙ ዂቡር ፕረዝደት ኢሰያስ
@AdamAdam-i1g
@AdamAdam-i1g 3 ай бұрын
Eritrawi hagrwi wadi eray jegnu
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 3 ай бұрын
Welcome deki Eria jeganu
@AbrahamYohannes-h1t
@AbrahamYohannes-h1t 3 ай бұрын
♥️🇪🇷♥️👍😍🎇♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@senaitkfle3979
@senaitkfle3979 3 ай бұрын
👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@MehariAbraham-zl5nf
@MehariAbraham-zl5nf Ай бұрын
♥️♥️♥️♥️
@senaitkfle3979
@senaitkfle3979 3 ай бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@Sabateklezghi
@Sabateklezghi 3 ай бұрын
ሞቶረ ሰውራ ወዲትኩል ፍቱው ብርሀን ገጹ ኣምላክ ኣንቃዕ ኣብዚ ኣብጻሐካ ሙሉኣ ምሕረት ይግበረልካ
@TeddyTeddy-j3x
@TeddyTeddy-j3x 3 ай бұрын
Jigna lomi mexiena enqae bselam mexaekana
@belewthomas5311
@belewthomas5311 3 ай бұрын
No one like wedi Tukul OR women's Eritre'n fighters it will be born anymore NO no no Thats it !!!
@tsehayhabtemedhane6519
@tsehayhabtemedhane6519 3 ай бұрын
Ajoka wedi Tekul Hawey idimen tinan yahabka igzeabher 🤲🤲🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🙏🙏🙏👍👍👍
@fisehayegeorgis271
@fisehayegeorgis271 3 ай бұрын
ወዲ ትኹል ዓይኒ ህዝቢ ኤርትራ ኢኻ፡ ኣይትሕመመና ውሪግሪግ ከይብለና፡ ኣይትሙቶና ከይንዕዉር። ብሌን ዓይንና ኢኻ።
ኦሮማይ  ዘይተርፍ ኩናት ኣብ ቅድሜና
1:00:21
ADMAS FORUM
Рет қаралды 24 М.
OYUNCAK MİKROFON İLE TRAFİK LAMBASINI DEĞİŞTİRDİ 😱
00:17
Melih Taşçı
Рет қаралды 12 МЛН
Spongebob ate Michael Jackson 😱 #meme #spongebob #gmod
00:14
Mr. LoLo
Рет қаралды 8 МЛН
ማሕበረኮማትና ከመይ ይመስላ? ኣባል ማሕበረኮም ምዃን እንታይ ረብሓ ንረክብ?።
58:25
Dmtsi Ertrawyan GBG ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ
Рет қаралды 691
ፈነወ 28/9/24 ውዕሎ ፈቲቫል ቦለኛን  መዓልቲ ማ/ኮም
2:51:23
Dmtsi Ertrawyan GBG ድምጺ ኤርትራውያን ዮተቦሪ
Рет қаралды 900
2ይን ናይ መወዳእታን ዘተ ማሕበረኮምን ጥቕሙን!  ኩላትና ኣብ ማሕበረኮማታትና ንዕሰል።
55:09
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 27 ( BY BRUNO )
45:35
Awra Tube
Рет қаралды 111 М.