ዒረ ንፀጉርና ክንደይናይ ከም ዝጠቅመና ምስ ተጠቀምኩ እየ ፈልጠዮ ንፎርፎ ንካልኦትን ክንደይ ጥቅሚ ኣለዎ

  Рет қаралды 1,871

ስደት መምህርና እዩ  LEMLEM YouTube

ስደት መምህርና እዩ LEMLEM YouTube

Күн бұрын

• ሕቶን መልስን ካብ ዝተምሃርናዮ @l...
• ሕማቅ ዕርክነት ንፅብቅ ልምድ የጥፎ...
• ስንክሳር ናይ ዕለቱ

Пікірлер: 43
@wezefGalTewahdo
@wezefGalTewahdo Жыл бұрын
ሊልየይ ምዓረይ ፅብቁ ትምህርቲ እዩዋ ካተማ ሰፊርና ኣበይ ነግንዮ ዒረ ዓድና ምስ ኣተና ንምክሮ ❤
@user-ys9yj7en6v
@user-ys9yj7en6v Жыл бұрын
ለሚዋይ መኣረይ አሰይ ምቅርተይ ደስ ይበል ስራሕ ዩ ንዓና ዘጠቅመና ቃፅለሉ ኢኪ ክብረተይ እና ሓደ ሓደ መንፈሳዊ ኢና ነበል ግን ሰቁ ኢልኪ እንተ ተሓልፈዮ ዩ ዝብል ብወገነይ ምስ መንፈሳዊ እንታይ ረከብ ኣለው ሞ እዚ ነብሰካ መክንካን እንታይ ፀገም ኣለው ናይ ጣኦት ዶ መጊዛኢ ሐሸና ዩ እና ለሚዋየይ ሓደ ሓደ ካሙኡ ኢለናኪ ዘየኮኖ ክተቋርፀዮ የበልኪ ዛሓፍተይ ሰራሕኪ ዩ እዚ ለ ለሚዋይ ናይ ባዕልኪ ዕላማ ኮ አለኪ ዩ ሓቀይ❤🎉
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ሄርዋይ ናተይ
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v Жыл бұрын
❤ብሓቂ ✅ ንነብስኻ ምኾን እንታይ ችግር ኣለዎ ፅብቁ እዩ ማማየ በርትዕ ናሰራሕና ንነብስና ለኪንኹን እዩ ዘለና ማለተይ መንፈሳዊ ትኾንኻ ስጋና ክንድርብያ ነብስና ኪንባላሸ ኣይኮነን እንታይ ዳኣ ብቻ ሕማቅ ስራሕ ኣይትስራሕ እንበር ልነብስኻ ምኾን ፅብቁ እዩ ቀፅልሉ ዝሓፍተይ ❤
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ብሓቂ ዝያዳት
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
kzbin.info/www/bejne/bpm3lWdojdeHrbs ናይ ቀደም ዝሰርሕክዎ ቪድዩ እዚይ ቅድም ኢለ ዝሰራሕክዎ እዩ ካብ ሐዚ ብብሰሙን ክመፅእ እየ ደስ ተልክን ናብ ኣሕዋትና ሼር ንበለልን ኣብ ቀፃሊ ብኢንጣጢዕ
@لللل-ع9ط
@لللل-ع9ط Жыл бұрын
ዋው ጋል ዓደይ ምቅርቲ ፅቡቅ ትምህርቲ እይዋ ብቅድሚት ደቂቅ ጨጉሪ ወይ ድማ ሕማቅ ጨጉሪ ኣለኒ እንታ ተገይረሉ ከማሓይሽ ይክእል ተገዲስኪ መልስለይ እበተዋይ💕💕💕
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ፅዕዳ ሽንጉርቲ ፅብቅ ይብልዎ አኑ ግን አይመኮርክዎን ሓሳስያ ስለ ዘለኒ
@Slamah-js3ou
@Slamah-js3ou Жыл бұрын
ቀፅልሎ ክብረተይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ Жыл бұрын
እንኳዕ ድሓን መፃእኺ ለምለመይ ❤
@ميريحبشي
@ميريحبشي Жыл бұрын
ብሓቂ ለምለመይ ማዓረይ የቀንየልና ቀፅልሉ
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝHዬየ
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝHዬየ Жыл бұрын
ኖኖ ፀገም የብሉን ካብ ተሞኹረኻ ምክፋል ሰናይ ኢዩ❤
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ Жыл бұрын
ሊሊየይ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ክብረተይ ❤ሊሊየይ ዕረ መሊኡ እዩ አብ ጋርያና ዋ ቆብራ ክንመውት ኢልና ኢና ስራሕ መዓዝ ነርክበሉ😂
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ኣይዘኪ ወዘፈይ ደግም ዝግ ክብል እዩ
@kesenetkahsey2874
@kesenetkahsey2874 Жыл бұрын
ፅቡቅዩ ለምየይ አይ ቃልዓለምየን ኮምኡ ዝብለዋዋ ዝትጥቀምዮ ድአ ንገርና ዳሓር ኦማይጋድ ከይትኮን ምድሪ😂😊
@rhfdhgj696
@rhfdhgj696 Жыл бұрын
ብጣሚ ደስ ዝብል ለሚ ሓፈትና ቀፅልሉ
@user-tf3sl5uk6o
@user-tf3sl5uk6o Жыл бұрын
አይ ካልአይተይ አጉል መንፈሳዊ እዩ እዘን ከምዚ ዝብላ አርትየ ምጥባቅ ደማ የሐሽ እና ቃፅልሉ ውዴ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ
@ቅዱስሚካኤልኣቦይ Жыл бұрын
እተን መንፈሳዊ ነገር ዘይትለቂ ዝብላ ኣምሰሉታት በልየን ዝያዳይ ንይምሰል እየን ቧች😢
@user-jm2rn7un7n
@user-jm2rn7un7n Жыл бұрын
ጋልነይ ኣነሲ ካብ ሐዚ ክጅምሮ እንተኮይነ እቲ ዕረ ክጥቀም እምበይ ሕልፈት የብልን ብስሩ 5ዓመት ገይሩ ለውጢ የብን ካባይ ዝካናከን ፀጉሪ የለንዋ
@user-gx4xr5ly2y
@user-gx4xr5ly2y 10 ай бұрын
Wawwww ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ዮዳሄዮዳሄ-ኸ7ከ
@ዮዳሄዮዳሄ-ኸ7ከ Жыл бұрын
ሰላም ኣረ ቆንጆ ይኡ በሊ ድኣም ኣርእይና ጓለይ ጭፈራ አይለቀቅኽ ሃምዚ ድብላ ኣይትስምዕየን ማማየ ኣብ ማሓይል ግን ኣብይ ቦታ እንሆ ዐረ ተንጋነይ ግን ደስስስስ ምበለኒ ኣነ ቡዝሕ ሰብ አይፈልጥይ ኣብ ማሓይል ካብ ኣሕዋተይ ውጪ
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ኣነ ኣብ ደርብ እየ ዘለኩ ግን ማሃይል ብዙሕ ኣሎ እየን ዝብላ
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ናተይ እኒኦ ጸጉርሰ ትርጉም ዘይብሉ ላዝም መሸተሸዋር እየ ዝጥቀም😢
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ሰላመይ አይዘኪ ናብ ስራሕ ናከደ እዩ ቀልብና እንበር እንተ ተተካናኪንናዮ ዘይቅየር የለን ምሽተስዋር ብብዝሒ ኣይተጠቀሚ ንግዚኦ እዩ እንበር ይቃራርፆ እዩ
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
@@lemlemyoutubeሓቅኺ ኢኺ እና እሺ ለምለመይ
@user-pq4eb5ze1g
@user-pq4eb5ze1g Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zafutesgay156
@zafutesgay156 Жыл бұрын
ለምየ ግን ቭድዮ ይቁረፅሎ ብልተሓፀብኪለ ኣርእይና ዒረ ጌርና ምስ ገበርና ኣይጨንይ ማለት ዱዩ
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ምንም ጨና ዝበሃል የብሉን ዛፍዮይ እንድ ያም ኣነ ብማይ እየ ዝሕፀቦ እንድሕር ዘይቲ ዘይፀንሖ ፀጉረይ
@user-jm2rn7un7n
@user-jm2rn7un7n Жыл бұрын
እቲ ኣርትዮ ዝበልክዮስ ብስሩ የፈትውኖ ዋላ ሓፅር የኩን ዋኝኝ😅😂
@user-op8dr9fy7t
@user-op8dr9fy7t Жыл бұрын
አበይ ኮ ንረክበ
@user-zn5zh3bc2i
@user-zn5zh3bc2i 7 ай бұрын
❤❤❤
@zafutesgay156
@zafutesgay156 Жыл бұрын
ቅንፍር ልበይኑ ዱዩ ንገብሮ ማለት
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ምስኡ እባ ምስ እንጣጢዕ
@fevenmehari8574
@fevenmehari8574 Жыл бұрын
ሓፍተኒ ኣብ ዓሳራ ጢሒንኺ ምስ ሒና ወይ ስድረ ለዊስኺ ፅቡቅ እዩ ለፀጉሩኻ ብጣዓሚ እዩ ቆንጆ ካላኣይ ለ ስድር ለበይኑ ገይርኺ ቢዒረ ለዊስኺ ትጥቀሚ ናታይ ፀጉሪ ከምኡ ገይረ እየ ዝጣቀም
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ፅብቅ አለኪ ንዓይ ግን ሒና ስድራ ዘይስማምዐኒ ጋለይ
@jfuyryer2735
@jfuyryer2735 Жыл бұрын
እንታይ ሸግር ኣለዎ ቀፅሊሉ ዘለካ ምክንክን ሓጥያት የብሉን ።
@jfuyryer2735
@jfuyryer2735 Жыл бұрын
ናተይ ፀጉራስ ትርጉም ኣልባ😢💇‍♂️
@user-tc3sv7jt8j
@user-tc3sv7jt8j Жыл бұрын
አጅኪ ❤❤❤
@ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ
@ኪዳነምሕረትዋሕስሂወተይ Жыл бұрын
😜😁😜
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
አጀኪ ካብ ሐዚ ሓብርና ነንወሐዮ
@user-tf3sl5uk6o
@user-tf3sl5uk6o Жыл бұрын
አይ ካልአይተይ አጉል መንፈሳዊ እዩ እዘን ከምዚ ዝብላ አርትየ ምጥባቅ ደማ የሐሽ እና ቃፅልሉ ውዴ
@lemlemyoutube
@lemlemyoutube Жыл бұрын
ሓቅክን ዓርከይ
@user-br5ts3jp7v
@user-br5ts3jp7v Жыл бұрын
❤❤
ፀጉሪ መንውሕን መለስልስ ናይ እንጣጢዕ ጅል (የተልባ ጅል)
12:34
ስደት መምህርና እዩ LEMLEM YouTube
Рет қаралды 7 М.
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 8 МЛН
小丑在游泳池做什么#short #angel #clown
00:13
Super Beauty team
Рет қаралды 39 МЛН
Midi
1:05:58
ስደት መምህርና እዩ LEMLEM YouTube
Рет қаралды 2,2 М.
ናይ ኣምልኾ ስግደት ብኸመይ ንሰግድ ብተግባር ተመልኸቱ / ርኢና ሼር ንግበሮ
30:26
ንቕሑ Nkhu 27 ጉዕዞ ናብ እግዚአብሔር
Рет қаралды 129 М.
#ዳዓረብ#ለለክን#ኣሕዋተይ#ተጠንቀቃ#ካባይ#ተምሃራ#
4:22
Geni Chanel ገኒ ቻናል
Рет қаралды 3,7 М.
DaMyno tekle haymanot @lemlemyoutube
9:44
ስደት መምህርና እዩ LEMLEM YouTube
Рет қаралды 187
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 8 МЛН