𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ኢሰያስ ንእሽቶይ ፎርዖን'ዩ፡ ኣነ ኣምላኽ'የ ክብል ጀሚሩ |ኣነ ተጋዳላይ ንሱ ተመሃራይ ዩንቨርስቲ ከሎ እየ ዝፈልጦ | ተጋ. መሓመድብርሃን ብላታ

  Рет қаралды 21,324

ERISAT

ERISAT

Күн бұрын

Пікірлер: 98
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 Жыл бұрын
ሓቀና ኣቦ ክቡር የክብረካ ናይ ብሓቂ አታ ዚነበረት ታሪክ ከምዚ ናይዞም ኩቡር ኣቦ ጌሩ ተዝገልጸልና ጸገምና ምተፈትሓ ነንዕላመኦም ኪብሉ ታሪክ ስለ ዘበላሽዉ እዩ መፍትሒ ዘይርከቦ ዘሎ ጸገምና
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 Жыл бұрын
Kubur abona Mohamed Burhan, kebirka ketneber eka, truthful and fair zekone rieto sele teheb. B nay kaliot hasab sele zeytekeyer. Kebri tarik natatkum wey wen tarik kalsi hezbi Eritrea ahlifka sele zeyteheb.🇪🇷❤.
@solomonliza
@solomonliza Жыл бұрын
" ኢሰያስ ካብ ዝስለፍ ክሳብ 1997 ከም ተቓላሳይ ኢየ ዝፈልጦ" ትብለኒሲ ኣብ 1973 ብስም መንካዕን የሚንን ዝተቐትሉ ተጋደልትን ድሕሪ ናጽነት ኣብ 1994 ኣብ ነፋሲት ዝተረሸኑ ስንኩላትን ዳኣ መንዩ ኣጥፊእዎም!!?
@DawitTesfamariam-dv8xi
@DawitTesfamariam-dv8xi Жыл бұрын
ኣማሓዳሪ ከተማ ደቀምሓረ ዝነበረ ወዲ ብላታ ድዩ ምስቶም ጉጅለ 15 ዶ ኣይኮነን ኔሩ ዳኣ ብኸመይ ኣምሊጡ ዘይትሓቶ።
@kaibronabraham3470
@kaibronabraham3470 Жыл бұрын
ንምታይ ኢሰያስ ኢሰያስ ንብል ኣለና ? ንህና ከም ህዝቢ ጥአና ዘለዎ ከም ሰብ አንሃስብ ህዝቢ ዲና ? ኩሉ ነገር ኢሰያስ ንብል ፥ንኢሰያስ ኣብዚ በጺሂዎ ዘሎ ውልቀ መላኪ ንክከውን ነብሲወከፍ ኣሪትራውያን ኣቢ ግደ ዝተጻወትና ህዝቢ ኢና ፥አዚ ሰብ አዚ ኣአላፍ ህዝብና ከምዝጸንት ዝገብር ዘሎ፥ክቱር ጽልአን ዘይጠፈልጠ ህቡአ ተልአኮ ዘተግብር ዘሎ ሰብ ኢዩ ፥ብተወሳኪ ነዚ ዝፍጽሞ ዘሎ ጸረ ህዝቢ ምጋብርያ ዝኮንዎ ወታሃደራውን ጸትታውን ቀተልትን ኣጋንንቲ ክፈጥር ኪኢሉ ፥ስለዝኮነ ነዚ ኣረመናዊ ጉጂለ ከመይ ገርና ካብ ስሮም ንብንቁሶ ክንሃስብ አግባአ፥
@ghebhaile
@ghebhaile Жыл бұрын
ንዓሰርተታት ዓመታት ንኢሳያስ ከዳዕን ጠላምን ምኳኑ ዘይትፈልጡ ብፍላይ ካአ አሰመራ እትወ ምስበለ ዘርአዮ ባህርያት ብሩህን ንፁርን እዩ ነይሩ ። አቶ መሓምድ ብርሃን ዲክተተር ብዘይ ሓንቲ ምልክት ! አብ ሓንቲ ማዓልቲ ዝምፅእን ዝቅየርን አይኮነን ። ታሪክን ግብርን ኢሳያስ ንፁርን ቡሩሁን እዩ ሕዱሽ አይኮነን ።
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 Жыл бұрын
ኣየ ውዲ ብላታ ብዕራይ/ሃላይ
@M.M-m2i
@M.M-m2i Жыл бұрын
መሓመድ ብርሃን ምስ ኢሰያስ አፈወርቂ ሓደ ዕይነት ፓለቲካዊ አተሓሳስባ እዩ ዘለዎም
@ghirmaihaile7910
@ghirmaihaile7910 Жыл бұрын
ኢሰያስ ውግእ ምስ ተወድኤ እዩ ኩሉ ሻዕ ዝመጽእ ሽዑ ኸም ጀገና አብ ታንክ ተሰቂሉ አብ ሕዝቢ ዝርኤ::
@binast6795
@binast6795 Жыл бұрын
He is romantic to issais
@tesfalemontura7801
@tesfalemontura7801 Жыл бұрын
ዓዘፍዘፍ ኣይትበል ናይ ተስፋንኪኤል ጆርጆ ጽሑፋት ኣይት ኣምነሉን ማለት ዲዩ
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ኣቦይ ንስኻ ግን ልዕሊ እንሓልፎ ፡ ዘሎና፡ ኩነታትና ፡ ኢኻ። ኣይተጻሕፈን፡ ኣብ ቃልካ የለን፡ ስለ ሓጢኣትናን በደልናን ሞይቱ ዝተንሰኤ እየሱስ ክርስቶስ ጥራይ እዩ። ሰብ ሓልፊ ፡ እዩ። ምስ ሞተ ኸኣ ፍርዲ ኣምላኽ ኣሎዎ፡ ሽዑ ጥራይ እዩ፡ ንፍርዲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ጠጠው ዝብል። እግዚኣብሔር ግን ንዘልኣለም ኣለም ዝነብር ፈጣሪ እዩ። ኣብ ዓለምና፡ ክንደይ ሓያላትን ፈላጣት ኢና ዝብሉን ዲክታተራትን ንምሳሌ ፡ ካብ መዝሓፍ ቅዱስ ንጀምር እሞ ፡ ከም በዓል ፈርዖን፡ ነቡከዶናጾር፡ ሄሮዶስ፡ ብኻልእ ወገን ከኣ ከም በዓል ናዚ፡ ሂትለር፡ ብዙሓት መራሕቲ ኣሎዉ ካብ ኣፍሪቃውን ፡ ንህዝቦም ከምቲ ርካሽ ኣቕሓ ዘይዎጽሩዎ። ክንዛረብ ውንተኾይንና ብዙሕ ኣሎ፡ ስለዚ እግዚኣብሔር ግን ልዕሊ እዞም ኩሉ ኩሉ። ሓደ መራሒ ዓለም ስጋብ መጨረሻ ሓይሉ ይሓይል፡ ሃብቲውን የኻዕብት፡ ግኑኑውን ይኹን፡ ሓላፊ እዩ። ከምዝሓልፍ ዘይፈልጥ ምዃኑ ግን የሕዝነኒ። ብናይ ዓለም ምሮኮ ተማሪኹ። ዓይኑ ዓዊሩ እዩሞ፡ ኣምላኽ ምሕርት ይግበረሎም። ኣብ ቃል ኣምልኽ ግን ይብለና ፡ እግዚኣብሔር፡ እቲ፡ ጽዋዕ ምስ መልኤ፡ እቲ ምዱብ ግዜ መዓልቲ እግዚኣብሔር ምስ በዝሔ፡ ኩራ እግዚኣብሔር ምስ ነደደ፡ ትዕግስቲ እግዚኣብሔር ምስ ተወድኤ፡ ሽዑ ኢድ እግዚኣብሔር ዝመልሳ የልቦን ። ስለዚ ሰብ ናቱ ርእይቶ ክህብ ይኽእል እዩ። 27:14 እግዚኣብሔርከ እንታይ ይብል ኣሎን፡ ዝፈልጥ የልቦን። ናይ፡ ኤርትራ ነገር ከኣ፡ ከምቲ ነጻነት፡ ብሓይሊ ኣምላኽ ኣብቲ ምዱብ ግዜ እግዚኣብሔር ዝመጸ ፡ ሕጂ ኸኣ ብሓይሊ ኣምላኽ እምበር ፡ ብሓይሊ ሰብ ፡ ሓርነት ኣይመጽእን እዩ። እግዚኣብሔር ኣምላኽ ምሕረቱ ብዙሕ እዩ፡ ናብ ልቦም እንተተመለሱ ኢሉ ንኹልና ናብ ንስሓ ክንመጽእ ይጽበየና ኣሎ። ኣብ ቃል ኣምላኽሲ ከምዚ ይብለና ፡ ስቕ ኢለ፡ እንተረኣኹኻስ ምሳኻዶ ዝሓበርኩ ይመስለካ ይብለና። ስለዚ ነቲ ኩሉ ዓመጽናን ግፍዕናን ከትርናን፡ ረሲእነትናን፡ ናይ እግዚኣብሔር ስቕሲ፡ ኣጆኻ ፡ ጽቡቕ ኣለኻ ዝብለናዶ ይመስለኪም፡ ኩልና ካብ ፈርዲ ኣምላኽ ኣይነምልጥን ኢና። ከከም ስራሕ ኢድና ክንፍረድ ኢና። ድሕሪ ፍርዲ ኸኣ፡ ፈቲና ጸሊእና፡ ክልተ ነገር ይጽበየና ፡ መንግስተ ሰማያትን፡ ሲኦልን። ስለዚ በጃኻትኩም ብንጹህ ሕሊና ብንስሓ ናብ እግዚኣብሔር ንመለስ። ንእግዚኣብሔር ፡ ብምፍራሕን፡ ብምእዛዝን ይባርኸና ። ኣሜን።
@GoitomM
@GoitomM Жыл бұрын
ነቲ ኣብ ልዕሊ ብስም መንካዕ…….. ንሓደስቲ ኣይትእመንዎም እናበለ: ጀብሃ ሓሪዳቶም ክብል ዘቕተሎም: ኣብ መጎ ህሓኤን ኣባላት ሰልፊ ነጻነትን ዝፈጠሮ ዘይምትእምማን: ኣብ ልዕሊ ውጉኣት ሓርነት ዝወረደ ምርሻን ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ብፍላይ ተጋደልቲ ዝወረደ ግፍዕን ምርሳዕን' ንበዓል ዶ ፍጹምን: መንዩ ኩዕሶ ጸዲፋቶ ዝጸደፈን: እቶም ኩሎም ስውኣት ካድራት ጀብሃን: ፈቐዶ ዓድታት መሰሎም ዝፈልጡ ሽማግለታት ብስም ንደርጊ ተቐቢሎም እናበለ ዝቐዘፎምን: ንስምረት ምእባዩን ዝፈልጥ ሰብሲ ክሳብ 97 ንጹህ ነይሩ ክብለና? ኣብ ሓንቲ ዓመት ናብ ዲክተይተር ተቐይሩ? ነታ ዝያዳና ሃገራዊ ክትመስል ዝተጸምበርካዮ ከተጸብቕሲ ጥዑይ ነይሩ ኢልካዮ? ከምኡ ስለ ዝመሰለካ እንዲኻ ተሓባቢርካዮ። ኣጋግዩኒ ክትብል ተጸብየካ ነይረ እሾኽ ብበልሓ ከም እትፍጠር: ክዓቢ ከሎ እዩ ሳዲስት ነይሩ። ንሱን ተሓባበርቱን ንሓምሳ ዓመታት እዮም ፕላን ዝገብሩ: ንብዙሓት ድማ ኣደናጊሩ እምበር ሃንደበት ተለዊጡ ምባልካ ዓቕሙ ንኽፉእ ኣነኣኢስካዮ ሓወይ መ ብርሃን። ይኣኽለኒ እምበር ብዙሕ እዩ ክበሃል ዝከእል። ብዛዕባ እዚ ቀታሊና ቀደም ኢና ተፈላሊና ኣብ ናይ ሎሚ ጉዳይ ሓደ ምህላውና እዩ እቲ ጥዑምን ሓጋዝን። መተካእታ ሲኢንካ እምበኣር…….? ትሓይሽ እባ (የብላን ኣይብልን)
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
ኣየ ሶማል መሳኪን ያኢ ዓረብ ክመስሉ ፡ ደድሕሪ ዓረብ ክኸዱ ሕማም ናይ ሃገራት ዓረብ ለጊብዎም ፡ ስጋብ ሎሚ ንልዕሊ ሳላሳ ዓመታት ብሃይማኖትን ቀቢላን ክናቖቱ ሓንቲ መንግስቲ ውን ከይመስረቱ ዕንክሊል ይብሉ ኣለዉ። ናይ ገሊኦም ስርዓትን ልምድን ካብ መንግስቲ ምምስራት ፡ ደድሕሪ ኣግማልን ኣጣልን ዕንክሊል ንምባል ይቐልል። ኣብ ኤርትራ ውን ከም ናይዞም ሶማል ያኢ "ዓረብ ኢና" ፡ እናበሉ ዕንክሊል ከብሉና ዝሓልሙ መን ምዃኖም ዘይፈልጡ ኣለዉ።
@abrahamtewelde7515
@abrahamtewelde7515 Жыл бұрын
🤮
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 Жыл бұрын
@@abrahamtewelde7515 ... ኣብ ኤርትራ ውን ከም ናይዞም ሶማል ያኢ "ዓረብ ኢና" ፡ እናበሉ ዕንክሊል ከብሉና ዝሓልሙ : መን ምዃኖም ዘይፈልጡ ኣለዉ።
@yousufmussa8976
@yousufmussa8976 Жыл бұрын
እንታይ ይብል አሎ ?? ሃልወሳ
@enoghe9474
@enoghe9474 Жыл бұрын
እዞም ሰብኣይሲ ንኢሰያስ ቀደም ቀደም ቅድሚ ህዝባዊ ግንባር ምፍጣራ ተጋዲፍና እና በለስ ብኸመይ ኢዩ ንኢሰያስ ዝፈልጦ:: ኢሰያስ ምስኡ ሙሉእ ዘመኑ ዝነበሩ ተጋደልቲ ከመይ ቀታሊ ከምዝነበረ ፈራሕ ከምዝነበረ እዩም ዝገልጽዋ:: ብዙሓት ክገልጽዋ ከለው ንብዙሓት ተጋደልቲ ከምዝቀተለ ንስልጣኑ ክብል እዩም ዘዘንትው: ናይ ክሎም ኣጋላልጻ ክኣ ይማሳሰል ኢዩ:: እዞም ኣቦና ግን ሰውራ ጅምር ከብልን ዝተፋላለዬ ምስ ኢሰያስን ምስቲ ውድብን ብኸመይ ይፈልጥዋ:: ኣይፈልጥዋን ኢዩም:: ኢሰያስ ዓባይ ኢትዮጵያ ከምዝደሊ ተደጋጋሚ ገሊጽልና ኢዩ::
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ጠንቂ ናጽነት ኤረትራ አብ ሕጂ ዘለናዮ መረር ኩነታት ንክክሰት ዝገበረኩነት ኤረትራ ከም ኩለን ሃገራት ናጽነታ ብወግዒ ናጽነታ እንተትዋሃብ ነይራ እዞም ሕጂ አብሰልጣን ዘለዉ ጎሓላሉ ንክመጹ ዒድል እምብአይነበረንሎሚ ከምዓለማ ጡዑይ ምሕደራ ምሃለዋ ሕማቅ ዒድል ኮይኑ ብደቃ ተካሕዳ ናጽነታን ሓረነተን ብውሑዳት ተጨውዩ አብሕሰምን ሰደትን ተሸይማ ትረከብ ሰለዚ ናጽነት ዘይኮየነ ባረነት እና አምጽእና ህዝብ ኤረትራ አየሰተማቀሮን እምበር አብናጽነትዩ ነይሩ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 Жыл бұрын
ኢሳያስ ብጀካ ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ሃገር ናይ ምምራሕ ድሌት ወይ ዓቕሚ የብሉን። ቡዙሕ ደም ስለ ዘፍሰሰ ግን ሎሚ ጭራ ነብሪ ምሓዝ ኮይኑዎ ብፍርሒን ራዕድን እዩ ዝሳቐ ዘሎ። ንሕና ከኣ ንዕኡ ጣቋ ከም ዘለዎ ሰብ ቆጺርና ንዘዝሰርሖ ተዋስኦታት ክንዕዘብ ተራባሪብና
@yohannesghebremedhin562
@yohannesghebremedhin562 Жыл бұрын
Bhaqi xbuq gelixkayo,
@tesfalemontura7801
@tesfalemontura7801 Жыл бұрын
ንምንታይ ደኣ በላሕቲ ተጋደልቲ ይቅንጽል ነይሩ ? ንምንታይ ደኣ ሕብእቲ ሰልፊ ኣድለየ
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Жыл бұрын
ኣመሪካ ንኤርትራ ማዕቀብ ኣይገበረትላን፡ እዚ ሰብኣይ ካብ ኢሳያስ ዝሓይሽ ኣይኮነን፡ ንርእሱ ምዕራባውያን ክፉኣትዮም ብሃላይ እንተኮይኑ ናብ ቻይናን ሩስያን ዘይስደድ ንምታይ ናብ ምዕራባውያን ዝስደድ ፧ ኣመሪካ ሓመድ ዓድና ጓሕጉሖም ወሲዶም ዝብልሲ ኢሳያስከ ወርቂ ብሻ ኣብ ውሻጢኡ ድዩ ዘቐምጠሉ ዘሎ እንታከ ተጠቒምናሉ ማይን መብራህትን እኳ ዘይረቐበልና፧ በጃኻ እዝውን ህግደፍዩ ዝመስል ግደፎ።
@tsegaygebru9534
@tsegaygebru9534 Жыл бұрын
ኣነ ምሓመድ ብላታ ዳሕራይ ሓሳብ ኢሳያስዩ ዝብሎ ዘሎ ጌጋ ኮይኑ እዩ ዝስምዓኒ፡ እቲ ዓቀጽ 39 ምስ መለስ ካብ ቀደም የብኣሶም ከም ዝነበረ ባዕሉ ኢሳያስ ገሊጹልና እንድዩ፡ ስለምንታይከ በበላሕቶም የጽንቶም ነይሩ የማናይ ጸጋማይ እናበለ፧ ንምታይከ ቅዋም ኣብ ክንዲ ምጽዳቕ በይኑ ኲናት ምኽፋት ወሲኑ ቅድም ቅዋም ዘይፈደቐደ፧ በሎ በጃኻ።
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 Жыл бұрын
መሓመድ ብላታ ክሳብ 97 ኢሳያስ ጻድቕ እዩ ነይሩ ክትብሎ ብጣዕሚ ዘህፍር እዩ።ንምኻኑ ነቶም ምሳኻ ፈሪሞም ድሃይ ዘይብሎም ላዕለዎት ሓለፍቲ ዝኻሓድካ፡ኣብዚ ግዜ ን ዕቡድ ከልቢ ዕቡድ ኣይኮነን ክትብል ዘሕፍር እዩ።ገለ ዶ ኣብቲ ጀብሃ ይኹን ኣብ ህግ ከለኻ ብቓጻ ዝተሓባበርክዮ ኣልዩ? መቸም ኣብታ ተውሺብካያ ዘለኻ ዓዲ እታ ሓሀንጊ ዝብላ ኣፍሪሃትካ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Nihina higi enidaba atiresiawo ..higi enidaba ....
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Gi15 merahiti igie anebruni .nastinet merihu adi enigilizi neyuru 1991...
@ghirmaytekie2108
@ghirmaytekie2108 Жыл бұрын
Respect to our patriot father Mohammed Bilata. I found him very honest, he did not jump to defame to president Issias especially for his role in the armed struggle. His criticisim is fair.
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
አቦና መ ድ ብርሃን በዝ ትህበና ዘለካ ነመሰግን
@ruthbfser1052
@ruthbfser1052 Жыл бұрын
ሄኖክ ግን ተመሃር ካብዞም ኣቦታት ብ ጽልኢ ጥራሓ ኪሒኑ ኣሎ ሓንጎልካ ክሰበሎም እዞም ኣቦታት
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 Жыл бұрын
Ezi hji tekawami shaebya do kohali shaebya
@solomonmosazgi8385
@solomonmosazgi8385 Жыл бұрын
እቲ ኣብ ዝውዓሎ ዘይሓድር መሓመድ ብርሃን ብላታ!
@memhrandegideykahsay3906
@memhrandegideykahsay3906 Жыл бұрын
ጆን ብላክ ኩሉባ ኣብ ልብኻ ዞሎ ኣይተውጻኣዮ ! ፖለቲካ ማለት እንዳሰሓቕካ ውሽጥኻ ምሕራር ኢዩ። ፖለቲካዊ ባህሊ ኣማዕብል። ጅግና ምዃንካ ኩሉ ኢዩ ዝኣምነልካ። ብሳላኻ ድማ ዚ ቃልሲ ካብ መቓብር ወጽዩ ሂወት ክለብስ ንርኢ ኣለና። ንመደረኻን ቁጠዓኻን ናብ ሚድያ ኣቕሪቦም ንጸላእቲ ኣቕሪቦም ከበራዕዎ ክፍትኑ ይኽእሉ ኢዮም። ጉድለት እንተሃልዩ ምስቶም ተጋግዮም ትብሎም ብውሽጢ መስመር ኣዛርቦም። ገስጾም። ከምዚ ዓው ዓው ግን ምስቲ ዘለካ ህቡብነት ክቃረን ኢዩ። ኩሉ ስለዘፍቅረካን ከም ዓይን ብሌኑ ስለዝርእየካ ኣብ ዘረባኻ ተጠንቀቅ። ናብ መድረኽ ሚድያ ክትቀርብ ከለኻ ብጥንቃቐ ብትሕትና ተዛረብ። ቃላት ምረጽ።
@lonlivethio03ethio25
@lonlivethio03ethio25 Жыл бұрын
I am 100% sure Ethiopians and Eritreans will go to extreme sacastrsofic war specially I mean shabiya and OLF or prosperity in the near future !!!!!!! Peace
@mateosmehari3709
@mateosmehari3709 Жыл бұрын
እዋይ ነፍሰ ምትሓት ሕማም ክኸፍእ። እሞ ቀደም እፈልጦ ነይረ። እሞ ቀደም ንፈልጦም ዝነበርና ሃብቲ ዝወነኑ ዝለዓለ ፍልጠት ቀሲሞም ዘለዉ ይፈልጦ እኳየ እንተበልኩ መን እየ ሕጂ ይገልጸኒ ድዩ። ዉራይ ስደትካ ግበር፣ ሕጂ ምልፍላፍ ናይ ጥፍሽናዩ።
@OgbaiZera
@OgbaiZera Жыл бұрын
ስለምንታይ ርእይቶይ ኣይሓልፍን ኣሎ ምክንያቱ ክህበኒ ዝክእል ኣሎዶ?
@merongirmay3296
@merongirmay3296 Жыл бұрын
10ks henoq kemizom abeyty abotatna bimnisaeka yekeniyelina peace ✌️ 🙏 ♥️ ✨️ ❤️ 🙌 yekeniyelina kibur abona abi.
@eyasugheratateyos5769
@eyasugheratateyos5769 Жыл бұрын
❤ 🎉
@SamsomSemere
@SamsomSemere Жыл бұрын
አቱም ኢዚ ሰባይ ክሕሱ ማዓት ኢዩ ናይ ናዶው ኢኹን ባጽዕ ግንባር ጊንዳዕ ኢሰያስ ኒኺናት አይመርሖን ሓሲዩ ኢዩ ናጽነት ኤሪትራ ከማን ምስቶም ተጋደልቲ አየአተወን 8 ሰነ ኢዩ ካብ ዓዲንግሊዝ መጺኡ
@hallioussempre8444
@hallioussempre8444 Жыл бұрын
ላዕለዋይ መራሒ ናይቲ ውድብ እዩ ነይሩ the buck stops stops with him good or bad success or failure period.
@dahlakdahlak9695
@dahlakdahlak9695 Жыл бұрын
እምበር በዓል መትከልን በዓል ሕድርን በዓል ግርማን ፦ ጽንዓት ገጥ ዕውቱን ሸናዕ ምስ ግርማ ከማን ገና ስሳ ዶ ቀሪቡ አሎ ወላ ሓምሳ ቀሪቡ ። ገሊኦም ሽበትን ብርሕን ዓጀውጀውን ኮይኖም ።
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
An ertmisi alena enitezimestie mihashe.......
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Soviti 5qxssa misiderigi ayiharodika diyom ...
@gedemb1961
@gedemb1961 Жыл бұрын
ኩርኩር ኢሳይያስ ብግቡእ ክገልጾ አይደለይን ባዕሉ መስፍን ከዳዕ ወዲ ብላታ።
@aduliszebdewos182
@aduliszebdewos182 Жыл бұрын
መስፍን ንመንዩ ከዲዕዎ ትብሎ ዘለኻ
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 Жыл бұрын
አነ አበስመራ ነረ ተስፋንኪኤል ጆርጆ አመሐዳሪ ናይ ዓድተከለዘን ከሎ ንኢሳያሰ ዓላ እናኸደ በቲንትድ መኪና ነስመራ አእትዩ ምስ አሰራተ ካሳ የራኽቦ ነሩ አሰራተ ካሳ ስልጣን ሃይለስላሰ ናየቦይ ኢዩ እሞ ምስ ተጋደልቲ ብምትሕብባር ንሰርዓት ሃይለስላሰ አውዲቆም አሰራተ ካሳ ናይ ኢትዮጵያ ኢሳያስ ከአ ናይ ኤርትራ ነሩ ውዕሎም ተስፋንኪኤል ምሰ ሐደ አነ ምስኡ ዝቅመጥ ዝነበርኩ መጺኡ ይነግሮ አብ ቃኘው ከምዘራኸቦ ሐደ ብሐደ መዓልታዊ ይነግሮ ነሩ አብ ዕርቂ ወኪዛግር ጀብሃ ንተስፋንኪኤል ተድልየና ኢኻ ኢሎም ሒዞሞ ንሱዳን ምስ ሰደድዎ ኢዱ ናብ ኤምባሲ ሂቡ አዲስ ተመሊሱ ነጻነት አዲስ እትዉ አብዝበሉሉ ቀንጺሎሞ ስለምንታይ ጉድ ኢሳያስ ብወግዒ ከይግለጸ ተስፋንኪኤል ሰደት እንተዝወጽእ ኩሉ ጉዱ ምተቃልዔ
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Gerebi kabisuraya rihariri kabikostila akoneni ..
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 Жыл бұрын
Isaias never led a war except in the third round of fights in 2011, and he lost miserably. He is totally wrong on this account. Also, China doesn't know and care about Eritrea and any country for that matter except North Korea because they have fear the USA might use it against them. I lived there for 3 years. Bad historical and political analysis .
@fesehawold238
@fesehawold238 Жыл бұрын
I totally agree with you. It saddens me when ex-fighters like me lie.
@jemalabdulkadir9141
@jemalabdulkadir9141 Жыл бұрын
Gabreil tekei So you mean you know Issias better than wedi Blata ? I mean wedi Blata was with Issias from the beginning . I think your analysis to word Issias is totally wrong .
@kibreabgebremeskel3220
@kibreabgebremeskel3220 Жыл бұрын
ከላ ትም በል ኣብ ሳሕል ምሱኡ ሰብ ትበልዕ ነርካ ትከዉን
@ghebremedhinguangul9330
@ghebremedhinguangul9330 Жыл бұрын
ኢሳያስ ብስለሙን ወልደማሪያም ዝተልኣከ ኢዩ ኣይፍለካን ይእክለካ
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 Жыл бұрын
ክቡር ተዛራባይ እዞም ብስም መንካዕ ካብ 1973 ጀሚሮም ዝተረሸኑን፡ ብዝተፈላለየ ዓይነት ኣቅውታትላን ዝተቐትሉን፡ ከድኣ፡ ናበይ ጓሲኻዮም። ነቲ ሓቅስ ተዛረቦ ድኣ። ወይስ ኢድ ነይሩካ እዩ። ነቲ ሓቂ በሎ ፡ ነት ጌጋ ኸኣ ጌጋ በሎ። ምኽንያቱ ብዙሕ ምስክርነት ስለዝሰማዕና። እሞኸኣ ስጋብ ሕጂ ብሕይወት ካብዘሎዉ፡ ተጋደልቲ፡ ኣብ ውሽጥን ኣብ ደገን ዘሎዉ። ሓቂ ተዛሪብካ ምሕላፍ ጽቡቕ እዩ። ንኹሉኹም ሓቂ ንኽትዛረቡ ኣምላኽ ይርዳእኩም።
@goitomwoldu9974
@goitomwoldu9974 Жыл бұрын
ኣየ፡ሀለውለው፡ታይ፡ካኣብስዩ።ኣብ ደገ ኮንካ ምጋኣር።ኢሰያስ፡ክትብሉ ግዘ የሕሊፍኩሞ።ኢስያስኮ፡ኢሪትራዩ፡ዘሎ።ሀለውሳ፡
@sinit2016
@sinit2016 Жыл бұрын
ሃለውለው ክብል'ዚ ሰብኣይ ምስ ጂ15 ኔሩ ጠሊምዎም ንኢሳይያስ ተጋግየ ኢልዎ ፡ ልኡኽ ኣስራተ ካሳን ሃይለስላሴን ኢዩ ብዓቢኡ ድማ ፡ ተጋዳላይ ኔሩ ይብል ከጸባቖ ሂር ይብል ፡ ቻይና ንሰውራ ኤርትራ ሓጊዞም ይብል ዘይሓፍር ክትምሃር ስለ ዝኸድካ ሲ ሓጊዞሞ ንሰውራ ኤርትራ ትብል ፡ እዚ ትምህርቲ ኖርማል ዝግበር ኢዩ ፡ ቻይና ግን ንሰውራ ኤርትራ ብገዘብ ይኹን ብኣጽዋር ሓጊዞም ኣይፈልጡን
@emanuelmsgun8463
@emanuelmsgun8463 Жыл бұрын
ጸገም አለዎ ዝስቦአይ ተቃላሳይ ካብቶም ቀተልቲ ዝነበረ እንታይ ትጽበ ሐስዊ ሰብአይ
@mebrahtutseghay9844
@mebrahtutseghay9844 Жыл бұрын
ኢሳያስ ኣብ ገድሊ ከሎ እውን ምልካዊ ኢዩ ነይሩ ከመይ ጌርካ ኢኻ ኢሳያስ ካብ 1997 ኢዩ ምልካዊ ኮይኑ ትብል ኣሎኻ መሓመድብርሃን ብላታ ኢሳያስ ብተፈጥርኡ dictator፡ኢዩ እሞ መግልጽኻ ኣርሞ።
@weldatasmelash2543
@weldatasmelash2543 Жыл бұрын
Kubur abona tegadalay batsaemi nemesgneka
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Ni2 amistiayom abi duro nStinetina 1 mengisiti misi weyane .werihi 2 1991 1menugisiti elu .duro refrtrnifom bizaaba domo sileminita yizarebi .nitedaselitike 4amet domoziyolon eliwom .ni jibihake astigiawa..menika yemini faluli ke g15 .ke .zibie kisazidelu yihib.nikisi kibi asemiakani ..
@wht3158
@wht3158 Жыл бұрын
Eri-sat, እዚ ሰባት እንዳኣጸለምካ ክትቅይሕ ምፍታን ከም ንፍትሒ ምቅላስ ዲኹም ትሓስብዎ ኮይንኩም። እንዳ ስዋ'ኮ ተቐይሩ ገዛኹም😂😂ኩስቶ ከምዚ ነይሩ፡ ከምዚ ንብሎ ነይርና፡ ኣነ ይሓይሽ ነይረ ካብኡ፡ ብላብላብላ😂😂😂ሓመይቲ...
@meharennahabtemariam1637
@meharennahabtemariam1637 Жыл бұрын
I think wedi Belata is a good speaker.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 Жыл бұрын
Eamobokeliya .hasteyi mestiyi .............
@gabrieltekie9164
@gabrieltekie9164 Жыл бұрын
This man is getting all wrong; Isaias is representative of the Ethiopian Emporer to stop Eritrean independence. Why he did what he did was because the desire of Eritreans for independence was so powerful that he was not able to do anything at that time, and he started his mission after he weakened Eritrea to the point it is today.
@fesehawold238
@fesehawold238 Жыл бұрын
This man is shameless. There are more than four high raking Ethiopians who worked for different Ethiopians governments, other foreigners plus an Eritrean who knew Isaias' connection to the Ethiopian intelligence. Plus, it is a known fact that Isaias never fights. This man is not speaking the truth.
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 Жыл бұрын
I truly respect you as tegadalay of Eritrea 🇪🇷 but don't agree with your assessment of the Chinese about Eritrea...remember it's all about interest for no one is for you without their long term best interest and geopolitics as well...China wants to have many friends in East Africa in order to challenge the west and Eritrea is not any different than Ethiopia...I guarantee you if Dr Aby visits China 🇨🇳 tomorrow they will do exactly what they did for the dictatorship of Eritrea 🇪🇷....
@shamram6200
@shamram6200 Жыл бұрын
Respect!!! Thank you.
@sahileritrea1171
@sahileritrea1171 Жыл бұрын
Bi tegadelay zimexie lewti kab zikefe nab zigedede eyu zikeyid
@tekleabeba88
@tekleabeba88 Жыл бұрын
Why you care about the old camel. He just one Guerlain. Old mafia
@yemaneberhangebremedihn7684
@yemaneberhangebremedihn7684 Жыл бұрын
አንታ ሄኖክ፣ከምዚኦም ዓይነት ባንዳታት ሰባት አብ ገዛካ አይተቅርቦም። ክብሪ ገዛካ ከይቅንስ ?
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
እዝ ቆንቃን አረግት ድክታቶር አልዒል አብሉ ብሓሶት እተ ህዝብ ዝኮነ ነገር ክሓቲትከሎ መውጽኢ አፉ አመረካ አ አ ሊዕሊ ዓቅሙ ሰለዚ እዚ ሸፈጥ ሙካኑ እቲ ህዝብ ኤረትራ ዝፈልጠሉ መንገድ እንተዝፍጠር ጹበቅ ነይሩ
@zeruaraia2065
@zeruaraia2065 Жыл бұрын
✋️nay dekmhare mmhdar znebere du hakey . hito aleni ksab 97 kunu neru esyas zbelo si Ti nfelto zerkebnalu aytahasiwena 91 btew tasiru 94 megadltka suklan tereshinom abey ati knu neru tblo Ti naykedem ka andihir tfelto koka tsbuk gerka gletso bal tewelde eyob ala bkemey tefiom
@EliasTokla-io2uj
@EliasTokla-io2uj Жыл бұрын
Entry aynet oanguar sebay eyu ata ezi.97 eyu tekeyuru yibil keyhafere.ab sahil kisadom zikoroxom ahwatna whidomo diyom
@InspireMediaER
@InspireMediaER Жыл бұрын
ኣደ ሱዉእ ደሞዝ ኣለወን.. ሓሶት ግደፍ...
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 Жыл бұрын
ንልዕሊ 10 ዓመታት (1964 -1975) ኣብ ዝምታን ቅትለትን ተዋፊሩ ካብ ዝነበሩ ሓደ እዩ እዚ ሰብ። ምስ ኢሳያስ ኣብ ብዙሕ ውግኣት ተኻፊለ ይብል ኣሎ እዚ ሰብ ካልኦት ኢሎሞ ዘይፈልጡ ዘረባ እዩ ዘስማዓና ኣሎ ዘገርም እዩ። ወለዶ 60ታት ካብ ዓጀውጆው ንላዕሊ ነዚ ንኡስ ወለዶ ዝኸውን ትሕዝቶ የብሎምን ሓደራ ኣይተቅርቦም፥
@hallioussempre8444
@hallioussempre8444 Жыл бұрын
ኣንታ ዓዋን ካብቶም ዝዋዓልዎ ዘይትማሃር
@OgbaiZera
@OgbaiZera Жыл бұрын
ሰላም ሄኖክ ንስ ክቡር ጋሻካ ገዲም ተጋዳላይ መሓመድ ብርሃን ብላታ ኢሳያስ መን'ዩ ኩሉም ክባሃል ይካኣል ኩሎም ኣርካናት ተጋድልትና ጉጉይ ቲዝብቲ ኣለዎም። እዚውን ኢድመ ስልጣን ውልቀ መላኪ ንምንዋሕ ከም ቁኑዕ መራሒ ዝርእዎ ይበዝሑ። ኢሳያስ ንገድሊ ኤርትራ ናብ ስልጣን መሕኮሪ እዩ ተጠቒምሉና። ንጅብሃ ንምፍራስ ዝተካእከ ምካኑ ሓደ ካዞም ናይ ቀረባ መቓክስቱ ካብ ሳሕል ተሸኪሞም ኣብ ዝባን ህዝብና ዝደርበይዎ ብስንኪ ግርህነቶም ዕድመ ስልጣኑ ዘናውሑ ይበዝሑ። ኣዝዩ መስደመም ጉዳይ'ዩ። ብፍላይ ድሕሪ ናይ ኣዋሳ መደረ ኢሳያስ ዘይስቆሮም ዕድለኛ ኤሱ ጥራይ ክብል እደፈር። ዕድመን ጥዕናን ምስ ሰናይ ኣክብሮት ገዲም ተጋዳላይ ወዲ ብላታ።
@abrahamasfaha5651
@abrahamasfaha5651 Жыл бұрын
Foe !!
@burnlies
@burnlies Жыл бұрын
ንእሽቶይ ፎርኦን ይኹን ዓብዪ ፎርኦን ብዘየገድስ ውልቀ መላኺ ፕሬዚደንት ኢሳያስ ሰጥ ለበጥ ኣቢሉ ንህዝቢ ኤርትራ ኣምበርኪኹ ካብ ዝገዝኦን እቲ ህዝቢ ከኣ ከም ኣምላኽ ካብ ዘምልኾን 32 ዓመት ገይሩ ኣሎ.
@bynamtensae1165
@bynamtensae1165 Жыл бұрын
Aya Mehamedbrhan - NsKa B'HaQi BgrHna TQaLes Nerka Esyas Gn BeA'L E'Lma Ss'U SeteT ELu Seb KetiLu NabTa S'LtaN DeyBu. It is true Esyas is labeled as Machiavellian(Ss'u, GeBati, Ane Qdmi Kulu, Ane ZeyFeLto ALo Diyu, N'Ay YtAmeNi, KuLu NateY ZBL, Fluy Eye, BdHrey Sa'Ari AytBQoLa....). WHY EPLF Defeat Derg was not because of Esyas Leadership Rather it was the coordination of EPLF KFLTaT that defeated the Derg army though many people are wrong to credit Esyas Afewerki for the success of the eritrean struggle.
@kidan832
@kidan832 Жыл бұрын
እዋይ ስጋብ ሕጂ ፍርሂ ኢሳያስ ገና ዘይወጻሉ ጀጃዊ፡ ዝረስዓናዮ ድዩ መሲልዎ ንG-15 ዝገበሮም ከም ሰብአይ ምስኦም ፈሪሙ ከብቅዕ አብ ናይ መጨረሻ ሰዓት ዝጠለሞም፡ አነ ምሳኹም የለኹን ኢሉ አረኪስዎም ከይትአሰረ ተሪፉ እሶም ክእሰሩ ከለዎ እዚ ጠላም።
@yusofahmad4810
@yusofahmad4810 Жыл бұрын
ንሲካስ ተማሃዲር ነርካ ኣብደቀምሃረ ቀይናን ሚሚሕዳር ኒዓካን ወዲከማካን ካብኡሚምላጥኩምግን የሕዝን።
@aforkihayelom3102
@aforkihayelom3102 Жыл бұрын
Kezab beyenay meantaka kemeu ktebl.
@tedrostesfaab1838
@tedrostesfaab1838 Жыл бұрын
Blah blah
@simomhaile3532
@simomhaile3532 Жыл бұрын
መ ቸ ም ኩ ሉ ሀ ጥ ያ ት ን ፕ /ኢስ ያ ስ ን ሱ ስ ለ ዘ ይ ተ ዛ ረ እም በ ር ጌር ዋ ት ብ ል ዋ ብ ሙ ን ስ ኩ ም ፈ ጽዕ ም ኩ ዋ እt ኮ ነ እt አ ብ ኢትዮጵያ አ ብ ም ም ጸ ዓ ለ ው ጥ ን አ ብ ዘ ን 5 ዓ መ ት ብ ዛ እባ መ ጸ ኢ ኤር ት ራ እን ታ ይ ይ ስ ራ ሕ አ ሎ ካ ብ ሀ ተ ፍ ተ ፍ ብ ጽ ሞ ና ተ ከ ታተ ሉ
@wewe5688
@wewe5688 Жыл бұрын
ሄኖክ ለመዓልቲ አይመዓልትኻን እያ ብሓሶት ዝምስክር አይረኸብካን እቲ መሪር ሓቂ ከይፈተኻ ሰሚዕኻዮ አለኻ፡ ብኻ ተሪፋትና ትብብል ከምዘለኻ አብ ገጽካ ይርኤ አሎ እሞ ወሓጣ።
@kerenboys1224
@kerenboys1224 Жыл бұрын
Please stop this interview he is just eating over the bush with outmost Respekt
@tesfutekle8928
@tesfutekle8928 Жыл бұрын
Eseyas zbexho elama alawo astewel gekoro nsu n Ethiopia eyu kerekba hateftef aytbel kem asa yebalakum neru meal musye eyo nnaxnet zwexu
@fituikifle5629
@fituikifle5629 Жыл бұрын
ንጹህ እስኻን ከማኻን ደኣምበር ኢሳያስስ ካብ መጀመርታ ናቱ ዕላማን ክበጽሖ ዝደልዮ ነይርዎ ኣሎዎ ኩቡር ሓው
@misganapawlos7300
@misganapawlos7300 Жыл бұрын
Sebay tigraweyti vengo denqoro🐒🐕🦮🐕🐶🐒
@sinit2016
@sinit2016 Жыл бұрын
እዚ ሰብኣይ ኩሉ ግዜ ኣብ ዝገብሮ ቃለምሕትት ፡ ዝተሓተቶ ገዲፉ ኣብ ካልእ ናይ ውልቁ ዝገበሮ ጥራይ ክዛረብ ኢዩ ዝርአ ፡ ኢሳይያስ ስለምንታይ እዚ ኩሉ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ እዚ ኩሉ ይፍጽም ዝተባሃለ ሲ ናብ ካልእ ከይዱ ከይመለሳ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ንሱ ባህረ ናይ ድክታቶር አብ አሰመራ ዞሎዩ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Жыл бұрын
ንሱ ባህረ ናይ ድክታቶር አብ አሰመራ ዞሎዩ
@aronimnetu5893
@aronimnetu5893 Жыл бұрын
ንስኻ ይኹን ኢሰያስን ካልኦት ካብ ቀደም አትሒዝኩም ፍሉይ ዕላማ ዝነበረኩም ሙሁራንን ብስም መንካዕ ፋሉል እንዳበልኩም ትቅንጽሉ ዝነበርኩም ሓለፍቲ ህዝባዊ ግንባር ኢኹም.
@yohannestsegay2063
@yohannestsegay2063 Жыл бұрын
The president of eritrea doing well but people of eritrean people need to replace by other generation because accept the dictator edf