ኢየሱስ ኢየሱስ ኢየሱስ

  Рет қаралды 4,053

Godolyas Tube ( ሥልጣን ከሠተ

Godolyas Tube ( ሥልጣን ከሠተ

Күн бұрын

Пікірлер: 92
@alemdesta454
@alemdesta454 17 күн бұрын
መድኃኒነ ተወልደ ነዋ ይእዘኒ ለሠላም ንትለዋ// መድሓኒና ተወሊዱልና አሕዋት ንዑ ንሰላም ንስዓባ// አሜን ተመስገን እንኳዕ አብጸሐኩም ደቂ ተዋህዶ አሕዋተይ ቸሩ መድኃኒአለም አብ ልብና ይወለድ🤲✝️🤍ፈጣሪ ንወላዲቱ ፈጠረ ድንግል ድማ ንፈጣሪአ ወለደት እስመ አልቦ ነገር ዘይሰአኖ ለእግዚአቢሔር ተመስገንካ🤲✝️🤍
@hadasbrehane6676
@hadasbrehane6676 16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምኣልና መምህር ስልጣን ሓውና እንካዕ ኣብጽሓካ ናብ ቲ ኩቡር ብዓል ጎይታና እዮሱ ኩሩስቶስ ምስ ኩቡራት ስድራካ ❤❤❤
@medhaniekesete5588
@medhaniekesete5588 17 күн бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ስልጣን ሓውና ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና
@عايشالمزمومي
@عايشالمزمومي 16 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ርሕሰ ሌደት ይግበረልና አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@fdg761
@fdg761 17 күн бұрын
ኣሜንን እንኳዕ ሓቢሩ ኣብጽሐና ስድራ ክርስቶስ ❤❤❤
@haragozana3340
@haragozana3340 16 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና እንኳዕ አሕብረ አብፀሐና ናይ ሰለምን ፊቅርን ነህዝብና ንዓድናን ራህዋን ቅሳነትን ይግበረልና
@SundiyanaSundu
@SundiyanaSundu 17 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓዉና,እንቓዕ ናብዚ ክቡር በዓል ልደተ ክርስቶስ ብሰላም ኣብጸሓና ነዓመታ ድማ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ሰላም ኮይኑ ዓድና ርሂዋ ቤተክርስቲያና ብሓድነት ተጠሚራ የርእየና🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 13 күн бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤✝️✝️✝️🙏🙏🙏
@DawitKuburom
@DawitKuburom 17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መምህርና ኣንቆዕ ናብ ልደተ ክርስቶስ ኣብጻሓና ❤❤❤
@TeameAgeba
@TeameAgeba 17 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና ሓወይ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልና
@slamhlkjjj930
@slamhlkjjj930 16 күн бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና አሜን አሜን አሜን ⛪⛪⛪✝️🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@GhFg-i2z
@GhFg-i2z 16 күн бұрын
አሜን አንካዕ ሓቢሩ አብፀሓና ህዝበ ክርስትያን
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z 16 күн бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ኣሜን እንክዕ ዳሕን መፃእካ መምህረይ ተመስገን ኣምላኸይ ቃትሪን ለይትን ስዓትን ደቐቓን ባሪእኻ ናብዝ ኩብር ባዓለ ዊልደትኻ ዘብፃሕኻና ክብርን ምስጋናን ይብፃሕኻ ኣማንአለይ ጎይታ ዓለማት ሓዲስ ልብ ፊጠረልና ❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 13 күн бұрын
❤❤❤
@ZemariTeklemariam123
@ZemariTeklemariam123 17 күн бұрын
🎉🎉❤❤ቃለ ሂወት የስመዓልና ብሩክ ሓውና እንቃዕ ኣሕቢሩ ኣብጸሓና ናብ ብርሃነ ልደት ጎይታና ዝተባረከን ዝተቀደሰን በዓለ ልደት ይግበረልና 🎉🎉❤❤
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ ያብዘሐልኻ✝️👏❤❤❤🎉🎉🎉
@AsefashGebremariam-c9y
@AsefashGebremariam-c9y 16 күн бұрын
Amen Amen Amen Egzabiher edmeka newih berekatu yebzhalka Kalle hiwet yemalna Amen Rhus Ldet nkulu Alem!!!!!!!!!!!!!!!!!Amen
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 17 күн бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና እኳዕ አብሐኩ ብሩዃት አምላክ ስለ ኹሉ ነገር እግዝአቢሄር ይመስገን አሜን 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🙏❤️🎉🎉🎉🎉✝️✝️✝️✝️
@AhmedAhmed-kz9st
@AhmedAhmed-kz9st 16 күн бұрын
አሜንአሜን አሜን እንኻዓ ዳብራሃነ ልደቱ አብፀሓና ድቅ እመብራሃነይ❤
@TiTiYou-r5j
@TiTiYou-r5j 16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ስልጣነይ🎉 ተመሰገን ጉይታናን ኣምላከናን መድሃኒናን እየሱስ ክርስቶሰ ሰለና ከትብል ንጉስ ሰማይን ምድሪን ሰብ ኮይንካ ዝተወለድካ ከብርን ምስጋናን ውዳሰይን ኣሞሎኮትን ናዓካ ይኩን🤲 ናይ ዓመት ሰባት በለና ከሙዚ ልዓመታ ምስ ወለደና ኣብ ቅድስት በትከርስያንና እውዕለና ፍቃድካ ይኩን🤲🤲🤲
@yeg_show
@yeg_show 16 күн бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓው፡ኣሜን(3)!
@medhini7477
@medhini7477 17 күн бұрын
መምህረይ ኣሜን እንካዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና❤❤❤❤❤❤❤
@TichelLe1995
@TichelLe1995 16 күн бұрын
Amen Amen Amen. Warm greetings from Catholic faithfull. ኢየሱስ ኢየሱስ ኢየሱስ!😊
@dfhf8186
@dfhf8186 16 күн бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን እንዕ ሓብሩ ኣብፀሐናክብር መምህረይ✝️🤲
@AngesetGebrehiwet
@AngesetGebrehiwet 16 күн бұрын
Hi dear brother god bless you happy holiday t0 all orthodox family thanks for sharing ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@RigatHagos
@RigatHagos 16 күн бұрын
ቃል ሕይወት የስመዓልና ክቡር መምህር፡ ብሩኽ ኣወደኣመት ድማ ይግበረልና ደቂ ኦርቶዶክስ(ኣሜን)
@senaitneguse7596
@senaitneguse7596 16 күн бұрын
🙏💒🙏🙏 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏💒🙏🙏
@አነዘ-ክርስቶስ
@አነዘ-ክርስቶስ 17 күн бұрын
ጌታችን ኢየሱስ 💙💙💙
@soligualagame
@soligualagame 16 күн бұрын
ኣሜነሰ ኣሜን ኣሜን ስለቁዱስቃሉ ስም ኣምላክና እግዚአብሔር ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን እንኳዕ ናብዛ ቅድስቲ ዕለት ልደት ጎይታና ኣምላክና መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ብሰላም ኣብቀዐና 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤
@abrahamberhane6780
@abrahamberhane6780 16 күн бұрын
ኢየሱስ ❤❤❤
@ደስታትግራይዮቱብ
@ደስታትግራይዮቱብ 16 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓና እግዚአብሔር አምላኽ ጸጉኡ በረከቱ የብዝሓልካ❤❤❤ እግዚአብሔር አምላኽ ኣብ ልብና🙏♥️ ይወለድ
@nati8121
@nati8121 16 күн бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምያና🙏😘🙏
@GoteytomEndahaw
@GoteytomEndahaw 16 күн бұрын
ዮም ተወልደ ቤዛ ኩሉ ዓለም❤️ እንኳዕ ኣብጽሐና ደቂ ተዋሕዶ🥰
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 5 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ 17 күн бұрын
🎉እንኳዕ ንብርሃነ ልደቱ ብሰላም አብፀሐና ስልጣነይ ደቂ ተዋህደዋኒ ብዘለክምዎ ሰላምኩም ይብዛሕ😊❤❤❤
@BiriktiMulugeyta
@BiriktiMulugeyta 16 күн бұрын
ሰላም ስልጣን ሓውይ አንካ ኣብሓና ቅዱስ ኣምላክና ናብ ብርሃነ ልደቱ 🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@dfhf8186
@dfhf8186 16 күн бұрын
ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና🙏
@GegHdgrhr
@GegHdgrhr 16 күн бұрын
ኣሜን❤❤❤❤🎉🎉🎉እንካዕ ኣብፀሐና
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ 16 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን እንካዕ ብሰላም ሓብሩ አብፅሐና አብፅሐካ ሰልጣነ ሓወይ ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይዋ❤❤❤ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ
@MebrhitGebrhiwet-go7xb
@MebrhitGebrhiwet-go7xb 16 күн бұрын
Amen amen amen nzkidsa bail zbxiheken kebr amalk ymesgan kale hiwet ysemana memhrey ❤❤❤
@TEKLEGebremariam-kr5jp
@TEKLEGebremariam-kr5jp 17 күн бұрын
Qale hiwet yesmealna ✝️🙏✝️🕊️🕊️🕊️
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 17 күн бұрын
Amennn kale hiwet yesmalna enqa abxhana nab ezi kbur elete ldetu ezbi Amlak 🎉 ❤
@RtCgu
@RtCgu 16 күн бұрын
ተመስገን የኣለም ቤዛ የድንግል ማርያም ልጅ ቸሩ መድሃኒ አለም 💚💗💜
@QwertQwerty-dl6jg
@QwertQwerty-dl6jg 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን 17 күн бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን አሜን አሜን አሜን ክቡር መ ምህርና✝️
@SeluBehabelom
@SeluBehabelom 16 күн бұрын
ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ዝተባረኸ ኣዉድኣመት ይግበረልና ሓዉ ስልጣን ከምኡ እዉን ንብምልእኩም ተኸታተልቲ ናይዚ መደብ🙏💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@selammehari6594
@selammehari6594 16 күн бұрын
Amen amen amen Kale hiwet yesmalna
@Tsegagebreslasie-v5k
@Tsegagebreslasie-v5k 16 күн бұрын
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏
@አነዘ-ክርስቶስ
@አነዘ-ክርስቶስ 17 күн бұрын
የኔ አባቴ❤❤❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 16 күн бұрын
መምህርይ❤
@tirhasaraya3274
@tirhasaraya3274 16 күн бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤
@elsajefter5596
@elsajefter5596 16 күн бұрын
እንኳዕ ናብዚ ክቡር ባዓልና ልደተ ክርስቶስ ኣብጻሓና ❤❤❤❤❤
@AskaluEyasu
@AskaluEyasu 17 күн бұрын
Ankaa nab brhene ldetu aebkana kbur memhrna ❤❤❤❤❤❤❤
@SundiyanaSundu
@SundiyanaSundu 17 күн бұрын
ፍቁር ሓወይ መምህር ስልጣን ሕቶ ኔርኒ እሞ ዝከኣለካ እንተኾይኑ ክትምልሰለይ ብትሕትና እሓትት ሕቶ ጎይታ ምስ ተወልደ ሰብኣ ሰገል ዘምጽእዎ ገጸ በረከት ዕጣን,ከርበ,ወርቂ ብምንታይ ይምሰል, ቅድሚኡ ከ ዕጣን,ከርበ,ወርቂ መዓስ ተጀሚሩ ሰብኣ ሰገል ከ ካበይ ተበጊሶም ናብ ጎይታ በጺሖም። ነዚአን ይመስላ ፍቁር ሓወይ መምህር ስልጣን ከሰተ ተገዲስካ ክትምልሰለይ ሓደራ ብዝተረፈ ርሑስ በዓል ልደት ይግበረልካ ምስ ኩሎም ስድራቤትካን ፈተውትኻን🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 13 күн бұрын
Bsmab weweld wemenfes kudus ahadu amlak Amen Kem fqad egziabher kftn ዕጣን , ባኣምላክነቱ ይምሰል ኣምላክ ዩ ኢሎም ዕጣን ኣምጽእሉ ከርበ ,ካኣ ንመግነዙ ወይ ብመግነዙ ይምሰል ንዓና ክብል ከም ዝመውት ስለ ዝሕብር ውርቂ, ካኣ ብንግስነቱ ይምሰል ንርእሶም ክብሪ ከይሓሰቡ ነቲ ንጉስ ሰማይን ምድርን ዝከበረ ወርቂ ኣምጽእሉ ማዓስ ተጀሚሩ ካኣ ዕጣን ካሃናት ዛዓጥንዎ ዝነበሩዩ ከርበ ካኣ ሓደ ክርስትያን ኣማኒ ሰብ እንድሕረይ ተሞይቱ ኣብ ግዜ ግንዘት ዝግበር ዩ ወይ ዝቅባእ እዩ ወርቂ ካኣ ናይ ነገስታት ወይ ኣብ እንዳ ነገስታት ሓፍታማት ዝርከብ ዩ ክቡር ነገር እዩ ። ሰብኣ ሰገል ካኣ ካብ ምብራቅ ሃገር እዮም መጺኦም ብኮኮብ ተመሪሖም ነቲ መላኣክ እግዚኣብሔር ዝገለጸልና ንዑናይ ንርኤ ኢሎም ዝተጋገክዎ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይቅረ ይበለኒ❤❤❤🙏🙏🙏❤❤❤
@natsnetguesh8442
@natsnetguesh8442 17 күн бұрын
Amen Ahbiru kal hiwet yesmelna ❤❤❤❤❤
@selamawitokubay-p1y
@selamawitokubay-p1y 15 күн бұрын
Amennnn❤❤❤❤❤❤
@አነዘ-ክርስቶስ
@አነዘ-ክርስቶስ 17 күн бұрын
ኢየሱስ ክርስቶስ ❤❤❤
@angosomkflay3793
@angosomkflay3793 17 күн бұрын
❤❤❤
@saas3555
@saas3555 16 күн бұрын
Amen amen amen ahbiru enkae abtsehena 🙏🙏🙏🙏🙏
@hanaeysu7841
@hanaeysu7841 17 күн бұрын
Yes thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤elllllllllllllllllllll essay God bless you ❤️ 🙏
@ThshaBereket-v2m
@ThshaBereket-v2m 12 күн бұрын
Amen Amen Amen qeli 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️⛪⛪⛪⛪⛪
@MulueMahri
@MulueMahri 15 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ellllllllllllllll kale hiwet yasmelna broyyy🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@MomehammedAhemed-rx9qx
@MomehammedAhemed-rx9qx 16 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒🕊🕊🕊
@rrgd8465
@rrgd8465 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@zhrazz7910
@zhrazz7910 16 күн бұрын
👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰
@vbbb1064
@vbbb1064 16 күн бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏
@سلامحبشه-خ8ص
@سلامحبشه-خ8ص 16 күн бұрын
👏👏👏👏
@GhCf-g4x
@GhCf-g4x 16 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Nebyat-dp2fi
@Nebyat-dp2fi 16 күн бұрын
Amen (3) qalehiwetu yesimialina kubur hawey xegue yebizihalika
@FyuhYytyuuy
@FyuhYytyuuy 16 күн бұрын
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
@ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ 17 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Titiytwa
@Titiytwa 16 күн бұрын
@TsediHope
@TsediHope 16 күн бұрын
❤🥰❤️
@4Tminkah
@4Tminkah 16 күн бұрын
ሄሌ ሉያ 🎉🎉🎉ንእየሱስ ሰበክ ክጥዕመልካ
@yemaneasmerom6989
@yemaneasmerom6989 17 күн бұрын
ሰላም ስልጣን ሓወይ እንካ ኣብጽሓና ቅዱስ ኣምላክና ናብ ብርሃነ ልደቱ ሕቶ ነይርኒ ልትምልሰለይ ድማ ብትሕትና ክትምልሰለይ ምሉእ ተስፋ ኣሎኒ ሕቶይ ምስ ካቶልክ እንታይ ኢዩ ፍልልይና ምክንያቱ ኣብዚ ስደት ኣብ ናቶም በተክርስትያን ስለ ነገልግል ብዙሕ ፍልልይ የብልናን ዝብል ብዙሕ ሰብ ኢዩ ምስኦም ከ ክንጽሊ ይግባእ ድዩ
@vhhhhf5887
@vhhhhf5887 17 күн бұрын
🙏🙏🙏☦️☦️☦️☦️🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲
@agh65ngjlc12
@agh65ngjlc12 17 күн бұрын
🤲🤲🤲🤲✝️✝️✝️❤❤❤🎉🎉🎉
@7842-b8c
@7842-b8c 16 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@TARIK-KALSI
@TARIK-KALSI 15 күн бұрын
anta sultan hawey eti enko medhani eyesus kelo entay amexeo nay kalie silitat temilik .
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 16 күн бұрын
ስልጣን ስብከት ቀይሩ 2025 ጎበዝ የሱስ ምልኣዮ ዩቱብካ!
@musemamilove4519
@musemamilove4519 16 күн бұрын
ዓንተበኡ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ ዝሰብኽ ❤💞 =ግን እቲ ኣብ ኣዳራሽ ናዘለልካ ( ናዓንደርካ )የሱስ የሱስ ዘይኮነስ እቲ ኣብ ቤተልሔም ዝተወልደ ኢየሱስ እዩ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ስብከት ።
@ምሰኩሉብፍቅሪ
@ምሰኩሉብፍቅሪ 16 күн бұрын
ብትክክል❤​@@musemamilove4519
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 16 күн бұрын
@musemamilove4519 ስቅ በሊ ፡ካብ ክሳድ ንላዕሊ ዳ ሓዋወስካ የሱስ ምባል ኣይኮነን።
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 16 күн бұрын
@musemamilove4519 ንስኺ ኣደራሽ ገዛ ናይ ደገ የዕንቲ ኢኺ ትርእዪ ብ ብ ጣኦኦት ምምላኽ ጥንቆላ ተዓሚትኪ ኣለኺ፡ ። ኣነ ኣበዳራሽ ይዘልል ኣይዘልል ኣይትፈልጥንን ኢኺ ?! ሓሶት እንታይ ይኾነኪ ፡ ተሓላቒት ናይስልጣን መን ናዕኺ ተዛሪብኪ፡ ወዮ ኳ ክትምንዝሪትሓድሪ ትኾኒ ብዘይ ቃል ኪዳን ኣምሰሉ ።
@merhawikhasay43
@merhawikhasay43 16 күн бұрын
@musemamilove4519 ደንቆሮ ኮይንኪ እንበር ፍልጠትኣምላኽን ሓይሉን ትኽሕዲ፡ ካብ ን ኣደራሽ ዝዘሉ ትጥምቲ ሽም የሱስ ሰባት የሕዊ ኣሎዶ ዘይትብሊ! ሓንካሳት ሙርኩሶምን ዓረቢኦምን ደርብዮም ከመይ ኢዩ ዚ የሱስ ዝብልዎ፡ ኢልኪ ዘይትግረሚ ! ኣብ ቤተክርስትያና ዘይሓውዩ ዘይትብሊ ፡ዘይናገፉብየሱስ ጸሎትዘይግበረልና ዘይትብሊ! ፈአዚዝኪ ኣለኺ ። የሱስ ካብ ክሳድንላዕሊ ኣይትበሉ ተረዲኡኪ ዶ?
@Ostirch
@Ostirch 15 күн бұрын
❤❤❤
@MeraBrhane-j3l
@MeraBrhane-j3l 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@AmanialMebrahtu
@AmanialMebrahtu 16 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
ድንቂ ኣቀባብላ ኣብ መቐለ ጻንሒት ምስ ቀሺ ጴጥሮስ
2:13:45
Godolyas Tube ( ሥልጣን ከሠተ
Рет қаралды 7 М.
ሜድያታት ኣብ ጌጋ መስመር 2ይ ክፋል
18:27
Chain Game Strong ⛓️
00:21
Anwar Jibawi
Рет қаралды 41 МЛН
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
ሓገዝኩም ንደሊ ኣሎና። ብፍላይ ደቂ ሰንዓፈ
22:55
Godolyas Tube ( ሥልጣን ከሠተ
Рет қаралды 12 М.
Awel said ኣወል ሲዕድ መልሲ ኣሎኒ!!
13:24
Meron Entertainment
Рет қаралды 4,5 М.