ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ሞይቱ ዶ ኣይሞተን? ዘተ ምስ ተኸታሊ እስልምና(Ozil)

  Рет қаралды 129,080

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Godolyas Tube ( ሥልጣን

Күн бұрын

Пікірлер: 1 400
@ዓለምጨናዊትፎ
@ዓለምጨናዊትፎ 3 жыл бұрын
I love you Sultaneyyy ane lomi eye xbuk gere feliteya Orthodoxey qeneti Emnet mkana awxeayom tray abzia ezom hasewti emnet adamson kea bruk zerie edmen tenean yehabka nfuae
@merhawiteame3402
@merhawiteame3402 2 жыл бұрын
ቃለሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ
@Sebdelayixbuq
@Sebdelayixbuq 2 жыл бұрын
Fetari Xega yebzh
@jeromembaye4838
@jeromembaye4838 2 жыл бұрын
Keal hewat yesmanae sltan hawey
@almazhaile7670
@almazhaile7670 2 жыл бұрын
Edmentenan yhabka berktu yebzhalka. Sltan wedy
@desu.egelawi
@desu.egelawi 2 жыл бұрын
እዚ መምህርሲ በጣዕሚ ጎበዝ እዩ
@ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
@ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ 3 жыл бұрын
_አስይይይይ ተመስገን ፈጣሪ ኣቦይ መምህረይ ማዓረይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላኽ_
@asratasrat8352
@asratasrat8352 2 жыл бұрын
ተመስገን ፈታሪ ከም ብ ሓውናን መምህርናን ጸጉኡን በረኸቱ የብዚሓልካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ
@እግዚኣብሄር
@እግዚኣብሄር 9 ай бұрын
መምህረይ እቲ ነኣዳም ብኢዱ ጌሩ ዝፈጠረ ኣምላክ ጸግኡ የውርደልካ ንሃይማኖትና ተዋህዶ ካብ ጥፋት የሓልወልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selam801
@selam801 3 жыл бұрын
ብሓቂ ንዓኻ ዝገልፅ ቃላት የብለይ ንቁሕ ናይ ተዋህዶ መምህር በእውነት እግዚአብሄር ጸጋውን ያብዛልህ በቤቱ ያፅናህ ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ለዘለአለም ትኑር። ለozil ደሞ እግዚአብሄር ልቦና ይሰጠው
@biniyamwolday5108
@biniyamwolday5108 3 жыл бұрын
Bkemey krekbeki ykiel please ngereni ❤
@selam801
@selam801 3 жыл бұрын
@@biniyamwolday5108 gen abehahlaka ayetrdanen
@biniyamwolday5108
@biniyamwolday5108 3 жыл бұрын
@@selam801 klu gze eye zxhfelki gn mebzehatie ameharu txhfi keynki mrdae yeabyeni gn yxhfelki eye klaleyeki delye
@galeritrea1162
@galeritrea1162 3 жыл бұрын
Amen amen amen zyaday
@dawitm.841
@dawitm.841 2 жыл бұрын
ሉሁሉ አዛሄል ነዉ መልሴ. አሜን አሜን አሜን.....
@wzhv1446
@wzhv1446 2 жыл бұрын
አስይይይይይይይይይይይ ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኦብሄር አምላክ ይመስገን በሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክቡር መምህርና ናይ አግሎግሎት ዘመንካ የባርከልካ አሜን፫
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
@ትግራይኣምላክየሓልኪ 3 жыл бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ብሓቂ ቃል ህይወት ይስመዐልና ከቡር ሰልጣን ሓወና ተመስገን ኣምላክይ ተዋህዶ ዘግበርካኒ🙏🙏🙏
@zhraazhraa1794
@zhraazhraa1794 3 жыл бұрын
አረቶዶክሰ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበረ ብሓቂ ቃል ህይወት ይሰመዐልና ከቡረ ሰልጣን ሐወና ተመሰገን አምላክይ ተዋህደ ዘግበረካኒ
@ሓፊቲገሬየማኛ
@ሓፊቲገሬየማኛ 3 жыл бұрын
አሕዋተየ ጎይታና ኢየሱስ ክርስቶስ አብ መስቀል በቻ እና በቻ እዩ ክሳአል ዙጉቦኦ ዳአም አብ ባንደራ አይመልኮቶን እዩ እና ናስታኻኽል
@ሚሊጋልራያትግራይ
@ሚሊጋልራያትግራይ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘልኣልም ፀንታ ትኑሩ💒🙏👏
@sarjosaed9458
@sarjosaed9458 2 жыл бұрын
الحمدلله علي نعمت الاسلام
@wedmana8067
@wedmana8067 2 жыл бұрын
@@sarjosaed9458 *ቁርኣን 8፡12 ካብ ቁርኣን ንላዕሊ፡ ኣብ ቁዱስ መጽሓፍ፡ ንዝኣምኑ" ራዕድን ሽበራን የእቱዉሎም፡ ርእሶም ቁሮጹዎም" ቁርኣን፡9፡5 ኣብሓቀኛ ሃይማኖትንዘይኣምኑ ፡ ዕድል ኣብዝተረኸበሉ ኣብዝኾነ ቦታ ቅተሎም ቁርኣን 8፡60 ኣስላም ኣብ ሓቀኛ ሃይማኖት ንዝኣምኑ ሽበራ ንምግባት፡ ኩሉ ዓይነት ብረት ከምሉኹ ኣለዎም" ቁርኣን8፡65 ዘይኣመንቲ ደናቁር እዮም።ክዋጉኡዎም ንኣስላም ደፍፉኡዎም።ነዚ ድኻ ተመስግኖ ንኣቦና መሓመድ?*
@hp4694
@hp4694 3 жыл бұрын
ብስም ኣብ ወወልድ ወመንፈስቅዱስ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን። ኣሕዋተይ በጃኹም ነዘን 3 ነጥቢ ጽሑፋት ኣንቢብኩም መልሲ ሃቡኒ ። ኣቱም ኣሕዋተይ ኣነ እኳ ብዘዓባ ጎይታናን መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ከምዚ ክብል ኣይበቅዕን እየ ግና ኸ በዚ ኣብዚ ዘተ ኣብ መንጎ እምነታት እተዘርበ ገለ ኢለ ክዛረብ እድፍር ኣለኹ ኣምላኸይን ጎይታይን መድሓንየይን ኢየሱስ ክርስቶስ ይቕረ ይበለለይ ስለቲ ድፍረተይ። ብምቅጻል ቃል ኣምላኽ ይብል ን ጠቢብ ሓንቲ ቃል እያ እትኣኽሎ ይብል። 1)ይህዳውያን ሓደ ዓቢ ምኽንያት ን ጎይታ ዝሰቀልሉ። ኣነን ኣቦ ሓደ ኢና ኣቦ ኣባይ ኣሎ ኣነ ውን ኣብ ኣቦ ኣለኹ ምስ በሎም ዘይኮነ ስልዚ ድማ ከመይ ኢሉ እዩ ምስ ኣምላኽ ርእሱ ዘመዓራሪ ዘሎ ኢሎም ብምሕሳቦም ዘይኮነን። 2) ካልኣይ ውን መን እዩ ኣብ ገዛእ ርእሱ ድላዩ ክገብር ስልጣን ዘለዎ ወ፡ዮሃ 10፥18 ነፍሰይ በዕለይ ክወስዳ በዕለይ ውን ክመልሳ ስልጣን ኣሎኒ ብምባሉ ውን ከምኡ ውን ወ፡ዮሃ 10፣30 ኣነን ኣቦን ሓደ ኢና ምስበሎም ውን ብዳርባ እምኒ ክቀትልዎ ዝደልዩ ስለዚ በዚ ከምዚ ዝኣመሰለ ምክንያታት እዮም ዝሰቀልዎ ። እቲ ዘሕዝነኒ ግና ንሳቶም ሲ ሰቀልዎ ንሕና ግና ኩሉ ግዜ ንሰቅሎ ኣሎና ማለተይ ገለ ይልምን ንብል ገለ ልኡኽ እዩ ንብል ነቲ ኣምላኽ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኢየሱስ ክርስቶስ መጀመርያ ብዘዓባ መን ንዛረብ ኣለና ምፍላጥ ይግባእ ድፍረት ክቋረጽ ውን ይግባእ ደቂ ኣብርሃም እንተትኮኑስ ግብሪ ኣብርሃም ምገበርኩም ይብል ኣቦና ኣብርሃም ጎይታይ ኣነ ሓሙኽሽቲ ምሳኻ ክዛረብ ደፍርኩ እዩ ዝበለ ንሕና ግና ምስ ቃል ጎይታ ብ ፍረት ንዛረብ ኣሎና እሞ በዓሉ ይቕረ ይበለልና የማን ጸጋም ኣይነብሎ ብዘይካኡ ካልእ ጎይታን ኣምላኽን የልቦን ። 3) ብ ምቅጻል ውን ወ፡ዮሃ 20፥28 ምስክር ቶማስ ጎይታይን ኣምላኸይን ብምባል ኣምላኽነት ጎይታ መስከረ ስለዚ ከምቲ ወ፡ሉቃ 18፥18-19 ሄር መምህር ዝብሎ ሃብታም ሰብኣይ እሞ ጎይታ ልቡ ስለ ዝፈለጦ ን ምንታይ ሄር ትብለኒ ዝበሎ ከምቲ ቃል ኣምላኽ ውን , እንግዝኣቢሄር ን ዕቡያት ርሑቕ ንትሑታትን ስቡራት ልብን ግና ቀረበኦም እዩ ከም ዝብሎ ጎይታ ድማ ናይ ብሓቂ እዚ ቃል እዚ ካበየናይ ልቢ ምኳኑ ስለዝፈለጠ ስለምታይ ሄር ትብለኒ በሎ ምስኽር ኣምላኽነት ናይ ቶማስ ግና ን ምንታይ ኣምላኸይ ትብለኒ ብዘካ ኣምላኽ ካልእ ኣምላኽ የልቦን ክብል ጎይታ ን ሃዋርያ ቶማስ ኣይተዛረቦን ስለምታይ፡ ምክንያቱ እግዝኣቢሄር ወልድ ን ትሑታት ልቢ ቀረብኦም ስለዝኮነ ። ኦ ጎይታ እንገገብሮ ኣይንፈልጥንን ኢና እሞ ይቕረ በለልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ።
@axumawit381
@axumawit381 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብይሐልካ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ስልጣን ሓውና ንዓና ኣብ ትሕቲ ኣምላክ ናይ ስደት ጓሳይና ኢኻ እሞ ደው በለልና
@أميثمامي-ض6ف
@أميثمامي-ض6ف 2 жыл бұрын
በእውነት ስልጣን ሓውና ቃል ህይወት ያስመዐልና ጸጋኡ በረከቱን ያብዙሐለካ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን🙏💕🙏💕🙏💕👏👏
@merhawithagos4665
@merhawithagos4665 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ሱልጣን ሓውና ኣባካ ሓዲሩ ንዘስተምሃረና ጌታና የሱስ ክርስቶስ ክብርን ምስጋናን ንዘላለም ይኩን
@mhretmh4698
@mhretmh4698 2 жыл бұрын
👍👍👍👍👍💖💖💖💊💊💊💖💖💖💪💪💪👍👍👍
@abadralbadr6370
@abadralbadr6370 2 жыл бұрын
ቡሓቂ ኣነ መግለፂ ሲኢነልካ ስልጣነይ ቡልቢ እዬ ሓጉስይይይይ ሎሚ ዓልቲ ኣስይይይይይይ ናይ ኣገልግሎትካ ዘመንካ ይባረክክክ ቡፈጣሪ 👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚 so ኣቱም ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይይ እውን መፅሓፍ ቁዱስ ምንባቡ ፍተው ከምዚ ዓይነት ሕቶ ክመፀና እንከሎ ታዓወቲ ፣ስጠምቲ ኣቡ ሃይማኖትና ክንከዉን 👉ዘንቡቡ ይዕምቡቡ ፣ኣቡ ዘተ ኮነ ኣቡ ማንም ግዘ ታዓዋቲ እዬ። 🙏ስልጣነይ እውን እግርካ ክንክተል ቁዱስ ፍቃዱ ይኩን ፈጣሪ👏👏💚👏👏👏👏💚👏👏💚👏💚👏💚💚🙏🙏👏👏👏👏💚💚🙏🙏🙏🙏💚💚💚🙏🙏🙏💚💚💚🙏ሙሉእ ዕዱመን ጥዕናን ይሃበለይ ፈጣሪ ዓስቡካ ካቡ ፈጣሪ ርከቦ (፫) ሓደ ክን ዲ ኣሻሓት ትዕግስትካ 100 ጠባይካ 100 ኣፍልጦካ 100 መቸስ ኩሉ ነገርካ 100 👌💘💘💘💘👏👏👏💚💚 🙏🙏🙏🙏🙏👏👏💚👏👏💚🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@FilateyStar
@FilateyStar 3 жыл бұрын
ዘኽብረኻ መምህረይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሐልኻ ኣብ ዓብይ ደረጃ የብጽሕኻ ስልጣነይ ሜሪ ሓወይ ከኣ ምክርኻ ኣዝዩዩዩዩ ጥዑም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ጸሎት እመብርሃን ምስ ኩላትና ይኹን ወገነይ መስሊም ከኣ ናብ ልቡኹም ይምለስኹም ናብታ ቅንዕቲ ጥንታዊት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ የምጽእኹም👏🥰🥰🥰🥰✝️⛪️
@ዘይከምግብረይተመስገንኣም
@ዘይከምግብረይተመስገንኣም 2 жыл бұрын
ባሐቃ ቃል ሂወት የስመዕልና ጸጉኡየብዘሐልካ እግዚኣብሔርኣምላክ ስልጣነይ ሓዉይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ
@ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ
@ዳኒጋልሃገረትግራይ-ለ8ቸ 3 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ስልጣነይ ናዓካ ዝከውን ቃለት ሲእነ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክና ናይ ዘመና ሃወሪያ ኣጆካ በርተዕልና ❤️🥰 ኣባ ሓቂ ደስስስስስ ዝብል ት/ቲ እዩ ተመስገን ኣምላኬ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ክርስትያን ዝገበርካኒ ተመስገን ተመስገን 🕊️🕊️ ኩላትና ክርስትያን ክንሕጎስ ኣለና ክርስትያን ዝገበረና ክነመስግኖ ይግባኣ ❤️ሚሮን ሓውና እወ ፀጉኡ የብዘሐልካ ❤️❤️ ሓውና Ozil ኣምላክ እቱ ቁኑዕ መንገዲ የሪእካ እንምበር ናይካትኩም ሓሳብ ቁራዐን ኣምላክ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣይተሰቀለይ ሰለ ዝበሉኩም ወይ ዝበልካ ናኣና ኣይምልከትይ🙄😬 ካሓዲ ኩሉ ግዜ ካሓዲ ዩ ንቁራዐን ኣይኮንናይ ንኣምን መጽሓፍ ቅዱስ 📚📖❤️✝️ኢና ናኣምን እቱ ቃል ኣምላክና ክብሪ ምስጋና ኣሞሉኮ ናዓካ ይኩን ኣምላክና ፈጣሪና መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ አሜን አሜን ❤️📚📖❤️✝️⛪
@LovelyChanel21
@LovelyChanel21 3 жыл бұрын
ብመጀመርያ እቲ ኩሉ ዝክእል ኣምላክ ይመስገን ነዚ ቅዱስ ቃል ክንሰምዕ ዕድል ዝሃብካና ክብሪ ንዘልኣለም ንዓካ ይኩን ንስለ ሓጥያትና እምበር ንዘይፈልጦ ካብ ይመስለና ኢና ካብ ምዝራብ እግዚኣብሄር ይሓልወና ክንዛረብ ጥራይ ዘይኮነ ንከንስተውዕል ኣእይንተ ልቦና ክፈተልና ስልጣን ሓውና ስለ እቲ ኩሉ እትህበናን እትዛረቦን ኣብ ልብና የሕድሮ ንዓካ ድማ ካብዚ ዘለካዮ ንልዓሊ ክትብርትዕ ሓይሉን መንፈሱን ይልኣከልካ ። ሓንቲ ክብለካ ግና እዚ ኩሉ ፍልጠትካን ትምህርትካን ንዓና ኣመንቲ ጥራይ እንተ ትምህረና ኣዚዮ ደስ ምበለና ።
@ተመስግን.ፍጥር
@ተመስግን.ፍጥር 2 жыл бұрын
ቃል ሂውት የስሞን. ስልጣንይ. ሓወይ. ጀግን ንይ ተዋህዶ መምህር. ንይ አምነትን.ክንብር ልዘላኣለም. ትመስግን ተዋሑዳ ዘግብርክካን. አቱም አዘም ንቡስም ዘያፍልጡ ጸጉሩ ከስተኽክል ዘያካኣልስ ብዙዓባ. ኣምላኽና ክንግር. ውደዛ ኣስላምይ.ፍቅም.. መምህርይ አድምይ ጥዑንይ ያህቡኮም. አም ብርህን. ሙሳኮም ቱኩን. አን ስ. ኑዙ ወዲ ክረኢ ከለኹ ሸይጣን የመስለኒ. ለሚ ተግንካ አለካ. ወዮ መልስ. ኣታ ፎቅም አስላምይ ካላኣይት ማአልቲ አይትምለስይ. ኣጀኹም መምህርይ. ጸጉአ የቡዘሕሉኹም. 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤💖💖💖💖💖💖💖
@vms2067
@vms2067 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልካ መምህር ስልጣን ሓወይ👏
@vipistarl5973
@vipistarl5973 3 жыл бұрын
ኣይትናወጽንያ ተዋህዶ ኣይትናወጽን ንዓና ንቅሓትዩ
@ቲጂትግራይዓደይሂዉተይ
@ቲጂትግራይዓደይሂዉተይ 2 жыл бұрын
ቃል ህዉት ይሰማዐለና እግዚብሄር እምላኬ ፀጉኡ ይዓደለካ ሰልጣነይ ምዓሪይ👏⛪️⛪️⛪️ተመሰግን ተዋህዶ ዘገበረካኒ ጎይተይ👏👏👏🥀🥀🥀🥀🥀☘️☘️☘️🥀🥀🥀🌿💘💘💘💘💘
@axsmawit
@axsmawit 3 жыл бұрын
ኣሰይይይ ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና ክቡር መምህር ስልጣን ሓውና እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ብወገና መልሲ ንዘን ዓረብ ዘንጨበርብራና ዘለዋ መልሲ ሂብካና ኣለካ ክብርን ምስጋናን ንኣብ ንወልድ ንመንፈስ ቅዱስ ይኩን አሜን
@semir641
@semir641 2 жыл бұрын
ትንቢት ኢሳይያስ 46 9፤ ኣነ ኣምላኽ እየ፡ ብጀካይ ከቶ የልቦን እሞ፡ ነቲ ናይ ጥንቲ ናይ ቀደም ዘክሩ፡ ኣነ ኣምላኽ እየ፡ ዚማሳሰለኒ ኸኣ የልቦን። ወንጌል ዮሃንስ 20 17፤ የሱስ ከኣ፡ ገና ናብ ኣቦይ ኣይደየብኩን እሞ፡ ኣይትተንክይኒ። ግናኸ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡ ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን እድይብ አሎኹ፡ በልዮም፡ በላ። የሱስ ኣምላኽ ከም ዘለዎ ኢዩ ዝነግረና ዘሎ ።
@axsmawit
@axsmawit 2 жыл бұрын
@@semir641 እግዚኣብሔር ይመስገን ሰለ ቃሉ ናይቃሉ ባዓልቤት እግዚኣብሔር ኣምላክ ይክበር ይመስገን አሜን እሺ ክብርቲ ሓፍተይ/ሓወይ ፅቡቅ ጥቅሲ ሒስካ ምምፃእ ዘይኮነስ እቲ ሓሳብ ኣዕሪካ ምፍለጥ እዩ ኣነን ኣቦን ሓደኢና ይብል ኣብ ቅድሚ ዓለም ዝነበረ ብዘይሰበይቲ ካብ ኣቦ ዝተወልደ ወልድ ካዓ ድሕሪ ዓለም 5500 ዝተወልደ ካብ ቅድስት ድንግል ማርያም ብዘይ ሰባይ ዝተወልደ እዩ ሓደ ኣምላክ እየሱስ ክርስቶስ ኣብ ወልድ መንፈስ ቅዱስ ሓደ ኣምላክ እዩ ኽብርን ምስጋናን ንዕኡ ይኹን አሜን።
@semir641
@semir641 2 жыл бұрын
ኣብ ወልድ መንፈስ ቁዱስ ሓደ ዲዮም? ኩሎም ሓደ ኢዮም ቴልኪ ኣብ መጽሓፍ ከምዚ ይብል ኣሎ ወንጌል ማርቆስ 12 29፤ የሱስ መለሰ፥ እታ ቐዳመይቲ እዚኣ እያ፥ እስራኤል፡ ስማዕ፥ እግዚኣብሄር ኣምላኽና፡ ንሱ በይኑ እዩ እግዚኣብሄር። ሓደ በይኑ ኢዩ ይብለና ኣሎ። ስላሰ ኣብዚ የለን.
@axsmawit
@axsmawit 2 жыл бұрын
@@semir641 እሺ ናይ ስላሴ ሓደነት እምባኣርከስ ሓድነቱ ሰልስትነቱን ጥቅሲ ቅፅሕፍ ሞ ኣብኡ ኣቲኪ /ካ ተረዳእ ወን ሉቃስ 1~35፣ወን ዮሓ 7~28_29፣ወን ዩሓ 11™25_26፣ወን ማቴዎስ 28~19፣ግብረ ሓወርያት 3~14፣ኤፎሰን 4~4_7፣1ይ ቆረንጦስ 13~14፣ኢሳያስ 48~46፣ዘፍጥረት 1~26፣1~26ወዘተ .......ማዓት ኣለ እምበረባኣይ ድኽምቲ ክግለፅ ኣይክነን
@semir641
@semir641 2 жыл бұрын
ኣብዚኣ ኣላትኒ ሕቶ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ክልተ ዝተፈላለየ ወለዶ ናይ የሱስ ኣሎ ኣየነይቲ ኢያ ኸ ታ ቅንዕቲ? Thanks!
@ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ
@ሜሮንጓልተዋህዶትግራወይቲ 3 жыл бұрын
ሰለ ኹሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመሰገን ለቱ ሰብሓት ንጎይታናን መድሓኒናን እየሱሰ ክርሰቶሰ ክብርን ምሰጋናን ይኹን ብቅዱሰ ደሙ ብቅዱሰ ሰጋኡ ዘድሓነና መምህር ሰልጣነይ ፈጣሪ ካብዙይ ንላዕሊ ፀጋ በረከቱ የብዛሓልካ ተባረኽ
@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ
@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ 3 жыл бұрын
_ጥዑም ግዜ ነይሩ ስልጣን ሓወይ ስለ ዝነበረና ግዜ እግዚአብሔር ይመስገን ብዙሕ ሚሂርካና ኢካ ብምስላ ናገበርካ በርትዐልና ስልጣነይ ሀርበኛ ናይ ተውሀዶ ኢካ አሕዋት አብ እምነትና ንፅናዕ መፅሓፍና ነንብብ ነቶም ዝሓተትኩም ምላሽ ክትረክቡ ኩሉ ግዜ ድሉዋት ኩኑ ይብል ቅዱስ ቃሉ_
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 жыл бұрын
ፍቅዲ ክንደይ ንረክባ ውድ
@ወይኒጓልጽዮንማርያም
@ወይኒጓልጽዮንማርያም 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ጓል ሪመይ🕊🕊🕊🇻🇳
@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ
@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ 3 жыл бұрын
@@gfftggt6311 1ይ ጴጥሮስ 3፥15 ይርከብ
@gfftggt6311
@gfftggt6311 3 жыл бұрын
@@ድንግለይኣደፍቅሪ-ቸ4ቸ አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዐልና ክብረተይ💔
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 3 жыл бұрын
Bhaki 🙏🏽
@የድንግልማርያምልጅ-ኀ5ተ
@የድንግልማርያምልጅ-ኀ5ተ 3 жыл бұрын
Ozil tube እንድሕር ዘትኣመን መንፈሳዊ ፍልሚ ኣለካ ኣብኡ ተመልከት :: ስልጣኑ ብሓቂ ልባም ፀጋኡ የብዘሐልካ ኣሜን::
@hhhhu5345
@hhhhu5345 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰሞዐና ሰልጣነይ ከማካሰ እግዛብሄር ኣምላክ የብዘሐዮ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኻ ወሲኹ ምሰጢሩ ጥበቡ ይግለፀልኻ 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ስልጣን ሓዉና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋኡ የብዘሐልኽ እኔ እንጃ ምን ብየ ልጥራሕ ባለህበት ቦታ እግዚአብሔር ኣምላክ ይጠብቅህ የኔ ኣስተዋይ የተዋህዶ ጅግናናናናና
@አሱጋልተዋህዶ
@አሱጋልተዋህዶ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልካ ምስጢሩን ጥበቡን ይግለፀልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ክቡር ሰልጣነይ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ ካባካ ብዙሕ ኢና ንምሃር
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452
@maryamaadogoytaykyoneyfre2452 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን ከሰተ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይሃብካ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርክ ተዋህዶ ኣይትናወፅን እያ መሰረታ ክርስቶስ እዩ ተመስገን ኣምለከይ ተዋህዶ ገይርካ ዝፈጠርካኒ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ንስሐ ዕድመ ይሃቦም ናብ ቅንዕቲ መንገዱ ይምረሐዮም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖትና ንዘላኣለም ትንበረልና ✝️✝️✝️🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️🤲🤲🤲🤲
@asratasrat8352
@asratasrat8352 2 жыл бұрын
ሓውናን መምህርናን ስልጣን በዚ ዝሃብካዮ መልሲ ብጣሚ ጽቡቅ ነይሩ በረከትን ጸግኡን የብዚሓልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሄር ኣምላኽ
@አኽሱምትግራይ
@አኽሱምትግራይ 3 жыл бұрын
ስልጣነይ ኩብር መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዘአብሔር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር እመ ብርሃን ፅላል ትኩንካ⛪️✝️✝️✝️❤️
@የድንግልማርያምልጅነ-ተ3ተ
@የድንግልማርያምልጅነ-ተ3ተ 2 жыл бұрын
እፍፍፍፍ ቃላት ያሓጽረኒ ሰልጣን ሓወይ ፀግኡ ያብዝሐልካ💖💖💙💙💙💛💛💝💝💝💓💓💘💘
@ghadi1022
@ghadi1022 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ስልጣን 💖💝💒💯💯💒💗
@Eriboy62
@Eriboy62 3 жыл бұрын
ኦርቶዶክስ የ ንዘልኣለም ስልጣን ሓዉና እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባርኽ 🙏❤️🙏❤️🙏❤️
@ቲጂትግራይዓደይሂዉተይ
@ቲጂትግራይዓደይሂዉተይ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን👏👏👏🌿🥀❤️
@brhanagerye815
@brhanagerye815 3 жыл бұрын
ፊልጲ 2 (Philippians) 5፤ እቲ ኣብ ክርስቶስ የሱስ ዝነበረ ሓሳብ ኣባኻትኩምውን ይሀሉኹም። 6፤ ንሱ ብመልክዕ ኣምላኽ ክነሱ፡ ነቲ ማዕረ ኣምላኽ ምዃኑ ኸም ምምንዛዕ ኣይረኣዮን። 7፤ መልክዕ ባርያ ወሲዱ ርእሱ ኣሕሰረ፡ ሰብውን መሰለ፡ ብንብረቱ ኸም ሰብ ኰይኑ ተረኸበ። 8፤ ርእሱ ኽሳዕ ሞት ኣትሐተ፡ ክሳዕ ሞት ኣብ መስቀል እኳ ደኣ ተኣዘዘ። 9-11፤ ስለዚ ኸኣ ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ኣብ ትሕቲ ምድርን ዘሎ ዅሉ ብርኪ ብስም የሱስ ምእንቲ ኺምብርከኽ፡ ልሳን ዘበለውን ንኽብሪ እግዚኣብሄር ኣቦ ኢሉ የሱስ ክርስቶስ ጐይታ ምኻኑ ኺእመን እዩ ኣምላኽ ናብ ልዕሊ ዅሉ ልዕል ዘበሎ፡ ካብ ኵሉ ስም ልዕል ዝበለ ስምውን ዝሃቦ።
@ጽዮነየቅድስቲአዴና
@ጽዮነየቅድስቲአዴና 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ክቡር ሓውና/አቦና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሃልኩም ካብዚ ዝበለ ምግቢ ታዮም ደልዮም
@gotoytomohftuto5379
@gotoytomohftuto5379 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብር ኣምላካ ስልጣን ሓወይ ኦርቶዶክስ ለዘለአለም ትንበር🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤❤❤
@ወይኩንፍቃድከ-ጠ7ጘ
@ወይኩንፍቃድከ-ጠ7ጘ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዝሓልካ ተባረክ Dagna ከኣ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ብሓቂ ፀግኡ የብዝሓልካ መዓረይ⛪️✝️🙏
@fieg9810
@fieg9810 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓወይ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚእብሔር ኣምላክ💒💒💒
@FiliFili-o4m
@FiliFili-o4m 8 ай бұрын
ቃል ሂወት የሰምዓና ሰልጣን ሓወይ እዝጋቢሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ❤❤
@edgwd3138
@edgwd3138 3 жыл бұрын
_ብሓቂ ብሓቂ መግለፂ የብለይን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡረይ ስለጣነይ ልኤቨን ኤዘር ክየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይደልን እግዚአብሔርን የክብረልና እንተ ዙ ኣስላማይ ካብ ኤድሪስ ዝገደደ ሕቱኡ ኣይፍለጥ መልሱ ኣይፍለጥ እና እግዚአብሔርን ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እመ ኣምላክ ኣብ ጎንካ ትኩን_❤❤❤
@zebibtomas4782
@zebibtomas4782 9 ай бұрын
ኡፍፍፍፍ ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዕካ ስልጣን ሓወይ፡ኣዝዩ ብዙሕ ቃለ ሰናይ ተማሂረ፡ነቶም ጠፊኦም ዘለዉ ክኣ ጎይታናን ኣምላክናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዓይነ ልበንኦም ይክፈተሎም፡
@ተመስገንአምላክ-ቘ9ፈ
@ተመስገንአምላክ-ቘ9ፈ 3 жыл бұрын
በእዉነት በእዉነት ቃል ህይወት ያሰማልን ወንድማችን ፀጋዉን በረከቱን ያብዛልህ እግዚአብሔር አምላክ ክብር ምስጋና የድንግል ማርያም ልጅ ይሁን ተመስገን አምላክ ተዋህዶ ያደረከን ተዋህዶ ሃይማኖት ለዘለለም ኑሩልኝ💋💒👈💞💕
@majorabraha2396
@majorabraha2396 2 жыл бұрын
ስልጣን ሓውና ባሓቂ ዓቢ ትምርቲ ዩ ሞ ቃለ ሂወት ይስመዓልና ተዋህዶ ኦርተደክስ ንዘላኣለም ትንበር ኣመን
@ሓላልእዩፍቅረይM
@ሓላልእዩፍቅረይM 3 жыл бұрын
ጎይታየይ መድሓንየይ እየስስ ክርስቶስ ተመስገን ፈጣሪ ስልጣነይ ፀጉኡ የብዘሐልካ💗💗💗💗💘💘👏👏👏👏👏
@ፅጌጓልተዋህዶ
@ፅጌጓልተዋህዶ 2 жыл бұрын
ኣርተደኩሰ ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር በሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐና ሰልጣን ሓወይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘሓወይ ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ኣርተደኩሰ ገይርካ ዝፈጠርካኒ ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏🙏💊💊💊💊💊💊😘
@trhasgbrhans1877
@trhasgbrhans1877 3 жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ስልጣነይ ሕብን ኢለ ብሃማኖተይ ተመስገን ፈጣሪ ከማካ ዝቦሉ መማሃራን ይፍጠረልና ዶሞ አቤቱ የንብርካ ስልጣነይ
@milashmilash3881
@milashmilash3881 3 жыл бұрын
እንካዓ ወንጌል ሰምዕና ኣዳምፅና ፀናሕና አምለክ ይመስገን ካበይ ናበይ እዩ ትትርጉሞ ዘለካ ኦዝል ሓወይ ጥቅስ መፅሓፍ ቅድስ ኣብ ዘለዎ ምዝራብ ዘይኮነ እማ ትርጉም ምርዳእ እዩ እቲ ትሕዝቶ ወንጌል ንዘይኣመንቲ ስውር እዩ ክርደአኩም ኣይክእልን
@ሓፊቲገሬየማኛ
@ሓፊቲገሬየማኛ 3 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት ያሰመዐልና ክዉራት አሕዋትና ስይይይይይ ጡዑማት ፈጥረት እሞ ብርሀን በረከታ ታሕድረሉኹም አሜን(3)💞💞💞💞💞
@danielgebrehiwet4495
@danielgebrehiwet4495 10 ай бұрын
Besmeam beweld bemenfes kudus ahadu amlak amen goytenan medhaninan eyesus kurstos mienti hatiat deki seb kedhin ab meskel kemzmoten ab salsay mealti kem ztense mexihaf ynegrena egziabher ymesgen amen
@filifili208
@filifili208 3 жыл бұрын
ኩቡር ሓዉና ነዊሕ ዕድመ ያሃብካ ፈጣሪ ናዕና ንክጥዕመና ፥ ትምህርትካ እሰስን ብሓይሊ እየሱስ ኩሩስቶስ አመን(3) ፡ ኦድቶዶኩስ ንዘላኣለም ትንበር።
@Yeyeየየ
@Yeyeየየ Жыл бұрын
ምሉእ መልሲ ኑቁሕ ብጣዕሚ ኢና ነመስገነካ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ቀጽሎ ቀጽሎ ብዝያዳ ከኣ ኣነ ሙሉእ እምነት ከምዘለኒ ኣሚነ ተዋህዶ ንዘል ኣለም ትንበር ኣሜን3❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏☦✝️💒
@chvvvcug9116
@chvvvcug9116 3 жыл бұрын
አሜን በሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ክቡር መምህረይ ጸጉኡ ያብዘሐልካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ እግዚአብሔር ኣምላክ⛪️❤❤❤🥰✝️
@ሂዊጋልእመብርሃን
@ሂዊጋልእመብርሃን 3 жыл бұрын
ባሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣሰይይይይ ስልጣን ሓወይ ከማካ የብዘሐዮ እመ ብርሃን ታሓልወልና 💖
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
@ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዐልና ክቡር ሓወና ፀግኡ የብዘሐልካ ጥበብን ምሽጥርን እናገለፀልኪ ይኽድ ናይ አግልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ እግዚአብሔር አምላክ 👏👏👏 ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ንዘላኣለም ትነበር 🤲🤲🤲
@ኣርሱጓልተዋህዶ
@ኣርሱጓልተዋህዶ 2 жыл бұрын
ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ናትካ ሑቶ መልሲ ኩሉ ዕጉብ እዩ ንሳቶም ዛሓቱዎ ዝምልሱዎ ዋላ ምስቲ ሑቶ አይከድን ካሓቱ እምበር ክምልሱ አይክእሉን 😅😅ክብሪ ምስጋና አምልኮ ልጎይታናን መድሓኒናን እዮሱስ ክርሰቶስ ይኩን 💒🙏💖ዘይሓሰብክዎ ክድቅስ ኢለስ መልስካ መሲጡኒ ከይተፈለጠኒ ወዲኦዮ ስልጣን ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘክብረካ ፀጉኡ የብዛሓልካ 💖💖ሓፍትካ ጓል ትግራይ 💒🙏
@ኣለሻሰናይ
@ኣለሻሰናይ 2 жыл бұрын
ሓያል ኣምላኽ ክብርን ምስጋናን ንጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ!!! ድንግል ማርያም ካብ ፍቁር ወድኺ ምሕረትን ፅንዓትን ንኽዓስለና ስለቲ ብዘለሕ በደልና ሪኡዉን ክርህርሀልና ንስኺ ለምንልና ኣሜን(፫)
@tetasolomon7107
@tetasolomon7107 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ኅይወት የሥማዓልና ስልጣነይ ከማኻ ዝበለ ንሓቂ ዝቀውም ፈጣሪ የፈድፍደልና አሜን ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለካ ብፌስቡክ ብኹሉ ግን ኮሜት ፂሒፈ የፈልጥይ ሕዚ እኳ ተገዲደን የእዳወይ ካመስግናኻ ካብ ኩፉእ ዘበለ ፈጣሪ ብኣኽናፍ መላእኽቱ ጌሩ ይኸልልካ ይሓልይካ አሜን
@musemamilove4519
@musemamilove4519 3 жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን አሜን ፫ እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህርና ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ካብ ውዳሴ ኮንቱ ይሰውርኻ ናይ ክርስቶስ አገልጋሊ ብሓቂ ብኽቡር ደሙ ዝዓደገና ኢየሱስ ክርስቶስ መድሐኒትና ✝️❤️ ዝተምሃርናዮ ኣብ ፅላት ልቢና የሕድረልና አሜን ፫ #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር አሜን አሜን አሜን 🙏ክቡር ሓውና ሜሮን ከዓ ናይ ብሓቂ ነመስግን ፅቡቅ ዳኛ ጸጉኡ የብዝሓልካ ።
@fanakahsay2629
@fanakahsay2629 2 жыл бұрын
ብሓቂ ክቡር ሓውና ስልጣን ኣባካ ሓዲሩ ዝማሃ ረና እግዚብሄር ይመስገን ተመስገን ጎይታናን መድሓንናን እየሱስ ክርስቶስ ተመስገን ተመስገን
@Dngl.maryam.wahsey
@Dngl.maryam.wahsey 3 жыл бұрын
ተመስገን እግዚአብሔር አምላከ ቃለ ሕይወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ጸጋን በረከትን የብዝሐልኩም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንኩሉ መልሲ አለዋ ሜሮን ሓዉና ከዓ የቀንየልና ክብረት ይሃበልና ዝሓወይ
@apap5407
@apap5407 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ ብሓቂ ደስስስስስ ዝብል ት/ቲ ተመስገ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝገበረኒ ክቡር ንመዲህና አላም ይኩን አሜን🙏🙏🙏🙏✝️✝️
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
@ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ 3 жыл бұрын
ስላም ስላም ስላም እግዚኣብሔር ኣምላኽ ስላምካ ይብዛሕ ስልጣን ሓውና ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና ኣስይይይይይይይይ ስልጣን ሓውና ፀጉኡ የብዘሓልካ ኣጀካ እግዚ ኣብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣየ መስልም ስቁሎም እዮም እወይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝሕጉስ ክርስትያን ንምኮነይ እየሱስ ክርስቶስ ወዲ ድንግል ማርያም ፍፁም ኣምላኽ ፍፁም ስብ እዩ
@slamahsalm5131
@slamahsalm5131 2 жыл бұрын
ኦርቶዶክሰ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር ክብር ሓወና ፀጋኡ የብዘሐልኻ እግዚአብሔር ኣምላክ👏👏👏
@ሰሉጓልማርያምፅዮን
@ሰሉጓልማርያምፅዮን 3 жыл бұрын
ብሓቂ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና መምህረይ ፀጋ ኣምላክ የብዝሐልካ ብጣዕሚ ዩ ዝገርምዩ እናርአዩ ዘየስተውዕሉ እናሰምዑ ክዓ ዘየስተብህሉ በስመኣብ ከምዚ ዓይነት ርእሲ ደኸ ኣሎ እዩ እናመለሰሉስ ተመሊሱ ይሓቶ ኣይርደአሎን ማለት ድዩ እቲ መፅሓፍ ቅዱስከ ብርግፅ ድዩ ኣንቢብዎ ጥራሕ ተን ዘደናግራ ኣምፂኡ ግን መልሱ ኣብ ውሽጡ መፅሓፍ እዩ ዘሎ ሐዚ ዕላምኡ እንታይ እዩ ከም ዝተሰቅለ ከም ዝሞተ ከም ዝተንስአ ከም ዝዓርገ ትሕትና ፍቅሪ ከም ዘርአየና ኣምላክ ከሎ ሰብ ሰብ ከሎ ኣምላክ ከም ዝኾነ እናንበቦ ግን ዘይርድኦ ብርግፅ ብዘይካ መንፈስ ቅዱስ ኣይርድኦን ምክንያቱ ዘይተጠምቀ ውሉድ ኣምላክ ኣይኮነን ካባና ወፁ ግን ናይና ኣይኮኑን ዝበሎ መፅሓፍና እዩ። ስለዚ ኦዚል ዝበሃል ሰብ ርእስኻ ኣስተኻኽሎ ተመሊስካ ስምዐዮ እቲ መልሲ እኹል እዩ ይትረፍዶ ትንተና ቃል ብቃሉውን እኹልዩ። ቀዳማይ ነገር ቁርኣን እና መፅሓፍ ቅዱስ ታይ ዘራኽብ ኣለዎ ንምንታይከ ምስ ቅዱስ መፅሓፍ የዋዳድሮ እቲ ቁርኣን ሓንሳብ ስጋዊ ርክብ ሓንሳብ ርኽሰት ሓንሳብ ሕሾት ዝሓዘ መፅሓፍ እዩ መፅሓፍ ቅዱስ ግን ካብ ኦሪት ክሳብ ራእይ ዘሎ ኩሉ ሂወት ዘውህብ ድኣምበር ዘርክስ ትምህርቲ የለን። ክብሪ ንኣምላክ ይኹኖ ነቲ ንነብሱ ኣዋሪዱ ንዓና ዘኽበረና ብንፁህ ደሙ ዝገዝኣና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሰማይ ብዘይ ኣዶ ኣብ ምድሪ ብዘይ ኣቦ ዝተወለደ እምበር ዘይተፈጠረ ክብሪ ይኹኖ ተዋህዶ ኦርቶዶስ ቤተ ክርስትያን ንዘልኣለም ትንበር ስልጣን ሓውና ዓብዪ ዕድመ ይሃብካ ንዓና ክጥዕመና ኣምላክ የንብርካ አሜን፫💘💘💖✝️✝️
@ቅዱስገብርኤልይላልኣንድበ
@ቅዱስገብርኤልይላልኣንድበ 3 жыл бұрын
አርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላለም ትኑር⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️ተመስገን ፈጣሪ ኢየሱስ ክርስቶስ ⛪️⛪️⛪️
@samhalmy4240
@samhalmy4240 3 жыл бұрын
ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃል ሂወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ንዓካ ዘሃበና ፈጣሪ ይክቡራ ይመስገን ናይ ዘመን መደሻ 🙏🙏🙏🌻🌻🌻🌿🌿🌿🌺🌺🌺🌴🌴🌴🍀🍀🍀😘😘😘😍😍😍
@AbrhamBerih
@AbrhamBerih 9 ай бұрын
Tank you sltan btami xufuf melsi sem egzabher zteqedsn ztemesgenn yukun amlak xequ yebzhalka brukoy-💯💯✅🙏🙏🙏
@ሚዲየድንግልማርያምልጅ
@ሚዲየድንግልማርያምልጅ 3 жыл бұрын
መጀመርያ ነቲ ቃዳማይን ዳሕራይን ዝኮነእግዚኣብሄር ይክበር ይመስገን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና ኩቡር ሓዉና እንፈትወካን እነክብረካ ስልጣን ብጣዕሚ በተለይ ኣብዓዲ ዓረብ ዘለና ዓዲ ኣስላም ዘለና ግቡእ ሙልሲ ንክንህብ ንንምልስን ኣዚና ብዙሕ ተማሂርና እግዚኣብሄር የክብረልና ፆሎት ቁዱሳን ቁዱሳን ኣቦዉ ኣይፈለይካ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም በእዉነት ቅንዕቲ ስለዝኮነት ኩሎም ይቃዎምዋ ሰረታግን ኮክሒዩ ኣጀካ
@ጽዮነየቅድስቲአዴና
@ጽዮነየቅድስቲአዴና 2 жыл бұрын
√√√√√√√√√
@ወይኒጓልጽዮንማርያም
@ወይኒጓልጽዮንማርያም 3 жыл бұрын
ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና ይመስገን ክቡራተይ። ስልጣንዋይ ኣንበሳ መምህር ተዋህደና ንበረልና ፍቱወይ እሺኒ ከነዳምፆ ኢና።🕊🕊🕊❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና 😘 ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር ብሓቂ ተመሰገን አምላክ👏👏 😘
@ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ
@ተመስገንጌታየ-ጐ4ለ 2 жыл бұрын
ስልጣኑ ሓወይ ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ድንግል ማርያም ትሓልዉኻ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኻ ይኹን ኦርተደክስ ተዋህዶ ባዓል ሙሉእ መልስ ዩ ተመስገን ጌታየ ተዋህዶ ዝገበርካን ሓዉና ዳኛ ቃለ ህይወት ያስመዐልና እዚ ኣስላማይ ድማ እግዚአብሔር ልቡ ይኽፈተሉ ሚስጥረ ስጋዌ ክረደኦ
@salamsa4185
@salamsa4185 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዒና ያሃብካ ጀማሪ ዘይኮነስ ፈፃሚ ይግበርካ ኣብዛ ቅንዕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ የፅንዐና እግዚአብሔር ኣምላክ
@tgg6888
@tgg6888 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐና ክቡር ሓውና አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ አርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልአለም ትንበር🙏🙏🙏
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
@ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ 3 жыл бұрын
_ብሓቂ ሰልጣን ሓወይ ጸጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ጥበቡን ምስጢሩን ይግልፀልካ እግዚአብሔር አምላክ ብሓቂ_
@ሙናዩቱብ-ኈ5የ
@ሙናዩቱብ-ኈ5የ 2 жыл бұрын
አሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስማዐና ሰልጠነ ሓወይ ተዋህዶ ንዘለአለም ትንብር
@YordanosDebesay-o4d
@YordanosDebesay-o4d 8 ай бұрын
መይረ ሓወይ ኣይ ትገደሰሊ ኣብቲ መጾሓፈና መን እቶ ኢሊወ ሰሊጣን ሓዉና ከእ አዝግኣቤሂር ይባርከ ኩም ጹብ ምሸት ኣምስና ቃሊ ሂወት የሰምዓና
@meremere5079
@meremere5079 2 жыл бұрын
ስልጣነይ አነ ናትካ አድናቅትን ደጋፍትን እየ ፀጋ አምላክና እየሱስ ክርስቶስ ምሳካ ይኩን ወስኩ ጥበብ ይዓድልካ ኩሎም ልቀነ መልአክት ይደጉፋካን ይባርኩካን ፍትወይ🕊🕊🕊📚📚📚
@tdflove3582
@tdflove3582 3 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት ይስመዕልና ፀጉኡ ይብዝሓለካ ክብሩ ሓወይ ስልጣን ጥብቡ ይግለፅለካ እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ዝመንካ ኣገልጎሎት እግዚአብሔር ይባርክለካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዝላኣለም ትንብር
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 2 жыл бұрын
ባሓቂ ቃል ህይወት ይስመዕልና ፀጉኡ ይብዝሓላካ ስልጣን ሓወይ ናይ ኣገልጎሎት ዝመንካ ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲
@ገኒየድንግልማርያምልጅ
@ገኒየድንግልማርያምልጅ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡን በረኸቱን የብዘሓልካ 🙏🙏🙏💒💒💒👏👏👏ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ልዘላእለም ትንበር😍😍😍😍😍😍💗💗💗💗💗💗💗💘💘💘💘💘
@ጽዮነየቅድስቲአዴና
@ጽዮነየቅድስቲአዴና 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኹሉ ነገር አታ ከመይ ዝበለ ጥዑም ምግቢ እዩ
@ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ
@ፎትየንጋልራያዓዞቦዘተዋህ 2 жыл бұрын
እሰይይይይይይ ቕድመኻ ድኣነ ስልጣን ሓወይ ብሓቅ ኣኹርዕና እኻ እግዝኣብሄር ይባርኽካ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ብዕድን ጥዕናን ይሓልወልና ተመስገን ኣምላኸይ ክርስትያን ብሙኻነይ ኩሉ ግዜ ደስተኛ እየ 👏😘
@NebyatMehretab
@NebyatMehretab Жыл бұрын
ኣሰይይይይይይ ብሓቂ መምህር ሓውና ብሓቂ ኣኹርዕና ኢኻ እግዝኣብሄር ይባረኽካ ቃል ሂወት የስማዓና 🙏🙏🙏🌿🌿🌹🌹🌹🌺🌺🌺💐💐💐🍁🍁🍁🎄🎄🎄🌴🌴🌴🌲🌲🌲🎄🎄🎄🌹🌹🌹💖💖💖❣️❣️❣️💕💕💕❤️❤️❤️💝💝💝✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️
@ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን
@ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ስልጣነይ ከማካስ ይብዘሐልና እግዚአብሄር ኣምላክ መመሊሱ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ምስጢሩን ጥበብን ይግለፀልካ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ፀኒዓ ትንበር ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️☝️❤💒✅🤲
@ምሕረትኣምላክክሓስብከለኩ
@ምሕረትኣምላክክሓስብከለኩ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እስመ ኣልባ ነገር ዘይሳእኖ ለእግዚአብሔር
@fevenytbarek3935
@fevenytbarek3935 3 жыл бұрын
@@ምሕረትኣምላክክሓስብከለኩ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@lulu.girmay793
@lulu.girmay793 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐለና ሰልጣነይ እግዚአብሄር ኣምለክ ፀጉኡን በሪከቱን የብዘሐልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@اموعمار
@اموعمار 2 жыл бұрын
መሻኣላህ ለወደፍቲ ፁቡቅ ኡማ ከም እታሃንፅ ሰብ ሙሉእ ተስፋ እና ቀፅለሉ አኾና ozil መሻኣላህ
@ሓፍቲወይናይብልኹምፆውዑኒ
@ሓፍቲወይናይብልኹምፆውዑኒ 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ፀጋኡ ያብዘሐልኻ በእውነት ቃላት የብለይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኻ ያርዝመልኻ ይባርከልኻ 🙏🙏🙏
@filmonnega900
@filmonnega900 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና ክቡር መምህር ስልጣን ሓውና እግዛብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረክ
@ሓፊቲገሬየማኛ
@ሓፊቲገሬየማኛ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና ሰልጣን ሓዉና በጃኻ እዝን አታሀቦም አቃፅለምና ኮ ናይዘን አዕራብ ከይአኽለና እዋይ እግዚአብሔር አምላክ ምስተወዐል ሎቦና ይሀቦኮም ብሓቂ መንፈስ እግዚአብሔር ዝፀረፍ ሓጥያቱ አይሕደጎሎይ ይበል ወዮ አለዎም እዝአቶም ፈጣሩኦም ከበዶም እዩ ከበዶም ከይ ጎዶሎም እዩም እምባአር እቲ ትክክል ተዋህዶ ምኻኑ ይፈልጡ እዩም እንካዕ ግን ዘይፈለጥናዮ ዘቐረይና ተመስገን ተዋህዶ ዘገበርኻን
@ተመስገንአምለከይ
@ተመስገንአምለከይ 2 жыл бұрын
በሓቂ ስልጣን ሓወና አምላኽ ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህር ና ተመስገን አምላኽ ተዋህዶ ንዘለዓለም ትንብር
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 3 жыл бұрын
ሰላም ስልጣን ሓወይ ከመይ ትኸውን፧ እግዚኣብሄር ኣምላክና ጸግኡ የብዝሓልካ ኣሜን። ንኦዚል ቅድሚ ሕጂ ብመንገዲ ሓደ ሓው ረኺበዮ 4-5 ሰዓት ዝኸውን ተዘራሪብና ኢና ኣረዲኤዮውን ኢየ ብዙሕ ሓቲቱኒ ኢዩ ብፍላይ እዛ ብናይ ነብዪ ዮናስ ምሳሌ ንኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽና ሰለስተ መዓልትን ለይትን ኣይገበረን ዝበሎ ጽቡቅ ጌረ ኣቁጺረዮ ኢየ። ቅሩብ ኣየነጸርካያን ኣብ ዓርቢ ክልተ መዓልትን ሓንቲ ለይትን ማለት ካብ ንግሆ ክሳብ ዝስቀል ቀትሪ ሓደ መዓልቲ ምስተሰቅለ ግን ጸሓይ ጸልመተት ንሰለስተ ሰዓት ዝኣክል ከምቲ ትንቢት ዝበሎ ኢዩ ድሕሪኡ ጸሓይ ወጺኣ ክልተ መዓልቲ ምስታ ሰለስተ ሰዓት ዝጸልመተት ከኣ ሓንቲ ለይቲ ። ድሕሪኡ ጸሓይ ዓረበት እሞ ሙሉእ ለይቲ ናብ ቀዳም ዘውግሕ ክልተ መዓልትን ክልተ ለይትን። ድሕሪኡ ቀዳም ሙሉእ መዓልቲ ሰለስተ መዓልቲ ይኾና ፡ ድሕሪኡ ቀዳም ተወዲኡ ጸሓይ ትዓርብ ናብ ሰንበት ዘውግሕ ፍርቂ ለይቲ ምስ ኮነ ድማ ተንስአ ስለዚ ሰለስተ ለይቲ ይኮና እቲ ትንቢት ሃንደበት ጸልመተ ዝብሎ ዘሎ ነዘን ተኣምራውያን ግዜ ኢዩ። ኣጸቢቅኩም ተረድእወን መእመናን ንሓውና ኦዚል ጽቡቅ ጌረ ኣረዲኤዮ ኢየ ስለ ክርድኡ ዘይደልዩ እንበር ተረዲኡኒ ኢሉኒ ኢዩ ቅድሚ ሸዱሽተ ወርሒ ኣቢሉ ይኸውን ኢዩ። ኣብ ከምዚ መደብ ከምጽኦ ኣይምተገብኦን ግን እቲ ህዝቦም ይመሃር ንዓና ብጥበቡ እግዚኣብሄር ኢዩ ዘምጽኦም ዘሎ ነቶም ልቦም ዝኸፈቱ ከኣ ከድሕነም ኢዩ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ኣምላኽ ልቦም ይኽፈተሎም እንበር መጽሓፍ መሓመድ ድኣ ንፈልጦ ኣንጻር እግዚኣብሄር ኢዩ ሰይጣን መልኣከ ብርሃን ተመሲሉ ከምዘስሕት ሃዋ ጳውሎስ ኢዩ ዝበሎ ገብሪኤል ተመሲሉ መጺኡ ሰይጣን ዝበሎ ኢዩ። መጽሓፍ ሰይጣን ምስ መጽሓፍ ቅዱስ ዘራኽብ የብሉን። ብርሃን ምስ ጸልማት ዘራኽብ የብሉን።
@yonisabrha8887
@yonisabrha8887 3 жыл бұрын
ቀድም ግን ክሳብ ፍርቂ ለይቲ ሞይቱ ኢንተጸኒሑ ከም ሓንቲ ለይቲ ወሲድካያ ማለት ድዩ ምኽንያቱ ፍርቂ ኮይና ትስምዓካ ኣብርሃያ ቅሩብ ኣይዓገብኩላን
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 3 жыл бұрын
@@yonisabrha8887 እወ ፍርቂ ለይቲ ሓደ ሰብ ወይ ቆልዓ ይውለድ ደሓር ድሕሪ ሰዓታታ ይመውት። መዓስ ሞይቱ ዝብል ሕቶ ኣሎ ሓደ መዓልቲ ማለት ሽዑ መይቱ ንብል እንበር ብሰዓታት ቆጺርና ኣይኮናን ነቲ ቆልዓ ዕድሚኡ ንቖጽር ግድን ኣይኮነን ነታ መዓልቲ ክመልኣ ዘለዎ ሓንቲ መዓልቲ ጸኒሑ ሞይቱ ንብል እንበር ዕድሚኡ ብሰዓታታት ኣይቁጸርን ከምቲ ትንቢት ሃንደበት ዝኾና መዓልታት ዝበለን ብኮምኡ ተፈጺሙ ናይ ነብዪ ዮናስውን እኮ ሰለስተ መዓልቲ ዝበሎ ሰዓት ክንደይ ኣብ ከብዲ ዓሳ ኣትዪ ሰዓት ክንደይ ወጺኡ ኣይዛረብን ኢዩ ንምንታይ፧ ኣብታ መዓልቲ ክልተ ሰዓት ዲዩ ኣልዒሉ ብዘየገድስ ካብታ መዓልቲ ጥራይ ስለ ዘጋጠመ ብኮምኡ ንቖጽር። ንስኻ ንበል ሰዓት 4_5 ናይ ምሸት ተወሊድካ ንበል ዕድሜኻ ካብታ ሰዓት ዲኻ ትቖጽር። ኣይፋልን ካብታ መዓልቲ ኢኻ ትቖጽር እንተሞትናውን ኮምኡ ንግሆ እንተሞትና ክሳብ እታ መዓልቲ እንበር ነታ ዝሞትናላ ሰዓት ኣይኮነን ዕድሜና ዝቁጸር ከም ሙሉእ መዓልቲ ወሲድና ክንድዚ ዕድመ ጌሩ ሞይቱ ይበሃል እንበር ክንድዚ መዓልትን ሰዓትን ጌሩ ሞይቱ ኣይንብልን። ስለዚ ፍርቂ ለይቲ ተንሲኡ እወ ምስጢር ስለ ዘለዎ።
@ابراهيم-ث6ب3ه
@ابراهيم-ث6ب3ه Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቤተ ክርስትያንና ሙሉእ መልሲ ኣለዋ እቲ መልሲ ንምግላፅ ድማ እዞም ኣሕዋትና መምህርና ብቋንቋና ንከምህርና ዝሃበና ይኽበር ይመስገን ኣምላክና✝️
@እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ
@እግዚአብሔርኣምላክይ-ዘ1ሸ 3 жыл бұрын
አሜን በሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልካ ክቡር መምህረይ ጸጉኡን በረከቱን ያብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ⛪️💞💞💞💚💚💚💟💟💟🕊🕊🕊✝️
@dodox1440
@dodox1440 2 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልካ ክብር መምህር ፀጉኡ በረከቱን ያብዘሐየልካ እግዚኣበሔር ኣምላክ🙏🙏🙏
@mariamhabashi625
@mariamhabashi625 3 жыл бұрын
አስይይይይይይ ወታደር ናይ ክርስቶስ ቀፅለሉ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እግዚኣብሔር አምላኽ ንሕናውን ዝተምሃርናዬ አብ ፅላት ልቦናና ይሕደር ብአኻ ሕጉሳን ኢና በርተዐልና
@ድንግልማርያምኣደይናዓኺሕ
@ድንግልማርያምኣደይናዓኺሕ 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርይፀጉኡየበዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ስለ ኩሉ ነገረ እግዚአብሔር ኣምላክይመስገን ተዋህዶ ሃይማኖት ዚግበርካኒ
@እግዚኣብሄር
@እግዚኣብሄር 9 ай бұрын
ኣሜን ነዓይን ነዓካን ከድሕን አሊ አሉ እዩ ተሰቁሉ ❤❤❤❤❤❤❤
@fgy5fgx226
@fgy5fgx226 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@MiliMillan-u6r
@MiliMillan-u6r 9 ай бұрын
ኣይ🙈 ህውከት ኔካ ወንጫር ፀጉሪ ወንጨርጨር ኣቢልወን ነዘን ሕቶ ንዘይ ምእማን ድዩ ዝኩሉ ዓጀውጀው 😂 እቲ ቅዱስ መፅሓፍና ብኣካ ክንካእ ኣይግበኦን 🤫 እሰይ ዕልልልልልልልል ኣታ ከመይ ኢለ እየ ከመስግን ክርስትያን ምካነይ❤❤❤❤ ስልጣን ሓውና ተባረክ ቅኑዕ መልስታት❤❤❤❤
@ማዕድንሓጎሰይማርያመይኢኪ
@ማዕድንሓጎሰይማርያመይኢኪ 3 жыл бұрын
እግዚኣብሄር ይመስገን ብሩዃት የሕዋተይ ብዓቅሊ ዝሰማዕኽምዎ እግዚኣብሄር ይመስገን ዓቅሊ ኢዮብ ሂብኩም ግና ኦዚል ሓውና ንእግዚኣብሄር ስብሃት ይኩኖ ጥቅሲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣዘኪርካና እንተ ብትርጉሙ ግን ኣጉሂኻና ስብሃት ይኹኖ ንብደሙ ብስቅለቱ ብሞቱ ብጥምቀቱ ብትንሳኤኡ ዘድሓነና ክርስቶስ ኣምላክና
@መሲጋልተዋህዶማሕበርመድሃ
@መሲጋልተዋህዶማሕበርመድሃ 2 жыл бұрын
ብሓቃ ቃልሂወት የስመዐልና ስልጣነ ሓወይ ፀጉኡን በረከቱን ይብዝሐልካ ደስ ዝብል ትምህርት እዩ❤😘
@ጓልራያሞኾኒ
@ጓልራያሞኾኒ 2 жыл бұрын
ብሓቂ ብሓቂ ኩቡር መምህረይ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እግዚአብሔር አምላክ ቡዙሕ ተማህርና ብዙሕ በእውነት እግዚአብሔር አምላክ አብ አኻ ሓድሩ ዘምሀረና ይክበር ይመስገን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘልአለም አለም ትንበር አሜን 👏👏💚
@Sara-un1kw
@Sara-un1kw 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ያስመዕልና ስልጠን ሓወይ ዕድመይ ጥዕናይ ያሃበለይ ፈጣረ
@ድንግለይዋሕሰይጋልትግራይ
@ድንግለይዋሕሰይጋልትግራይ 3 жыл бұрын
ዙ ኣብ መንጎ ዘሎ ሓውና ውን ከመስገንግዎ ክሓልፍ ኣይደልን የ ፀግኡ የብዘሐልካ አግዚኣብሔር ዝሓወይ መዓረይ ብሓቂ ሃናፂ ዝኮነ ምክሪ ለጊሱልና ዩ መስተብዐሊ ልቢ ይዓድለና ዝሰማዕናዮ ቁዱስ ቃል መፍረዲና ዜይ ኮነ መፅደቂና ይግበሮ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ። ምስጋና ኣምልኮ ን ኢዮሱስ ክርስቶስ ክብሪ ን አመ ብርሃን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ን አግዚኣብሔር ዘክቦሮም ቅዱሳን ውን ክብሪ ይኩን ኣሜን (3) ኣብ አምነትና የፅነዐና ካልአስ አንድዒይ ዋ ኣምላከይ ካብ አምነትና ሸቶት ከይንብል ሓልወና ሰላም ፍቅሪ ንሃገርና ትግራይ ይኩን ኣሜን (3)
@ዮዳሄንኹሉ
@ዮዳሄንኹሉ 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣን ሓውና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብዕድመን ጥዕናን ይሓሊካ ብዙሕ ካባኻ ተማሂርና ኢና ❤
@tsegayhabteab2061
@tsegayhabteab2061 3 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ቃለሂወት የስመዓልና ይበል ጹፉፍ መስረጃ ደስ ዝብል ትምህርቲ ናይ በሓቂ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ናይ ኣጎልግሎት ዕምርካ ይባርክ ስልጣን ሓወይ
@abaditabatsgab1237
@abaditabatsgab1237 2 жыл бұрын
ብሓቂ ቃልሂወት የስመዕና ኩቡር መምህርና ፅ ግኡ የብዘሐልካ እግዝኣብሄር ኣምላኽ
@zyz9862
@zyz9862 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዝሐል ካ ክቡር መምህርና ስልጣን ሓዉና ብሓቂ ልኣናዉን ርእስና ክንምርምር ገይርና እዩ🙏🙏🙏
@slamh2481
@slamh2481 3 жыл бұрын
ለቱ ስብሃት ጎይታይን ኣምላከይን መድሓኒየይን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መስቀል ቀራንዮ ተስቂልካ ንፆህ ደምካ ኣፍሲስካ ቅዱስ ስጋካ ቁሪስካ ፈትፊትካ ዘብልዕካኒ ሞተይ ሞይትካለይ ኢዋትካ ዝሂብካኒ ባርነተይ ኣብ ዝባንካ ፂዕንካ ሰላምካ ዝላኣክካለይ ተመስገን ጎይታይ ኣምላከይ ኣብታ ቅንዕትን ሃወርያዊትን እምነትና ኣፅንዐና ነቱም በዘይ ፍላጦም ዝጠፈኡ ልቦም መልሰሎም
@komaistekle4512
@komaistekle4512 3 жыл бұрын
ሰላም አምላክ የብዘሐልካ መምህረይ አሰይይ ብሓቂ አንካአ ናትና ኮንካ ናይ ኦርቶደክስ ወታደር ቃለ የብለይን ናዓካ ዝገልፅ ስልጣነይ አቦና አንጦንዮስ አይሞቱናን ናዓካ ስለ ዝገደፉልና መተካአታ ናይ አቦና ❤🌹❤
@zjucuhc
@zjucuhc Жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክብር መምህርና ኣሜን💒
ርእይቶታት ሕዝቢ
31:06
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 3,8 М.
Ozoda - Alamlar (Official Video 2023)
6:22
Ozoda Official
Рет қаралды 10 МЛН
Вопрос Ребром - Джиган
43:52
Gazgolder
Рет қаралды 3,8 МЛН
ሓሶት ክፈሽል ከሎ
23:54
Godolyas Tube ( ሥልጣን
Рет қаралды 10 М.
Арсен & Мереке | 1-серия
20:51
Арс & Мер
Рет қаралды 65 М.
great comedy very nice video👻🧚‍♂️♥️
1:01
Gültekin Ailesi
Рет қаралды 5 МЛН
аптека этажом ниже панин
0:48
Shorts Master
Рет қаралды 3,3 МЛН