#Jstudio

  Рет қаралды 151,516

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

Пікірлер: 400
@ወዲትካቦወረቂ
@ወዲትካቦወረቂ 5 жыл бұрын
ይክ ደቂ ኤረይ ኣነ ኒ ጁሲ ጉሉ ግዜ ኢየ ዝካታተሎ ግን ሊክ ዝሂበኒ የለን ሒጂ ግን ክሳብ መወዳት ኣብ ጎኒ ጆሲ ኣለና ቲብሉ ኢስክ ሊክ ሃቡኒ
@omexhabeshawi6337
@omexhabeshawi6337 5 жыл бұрын
Intay eyu ke eti lik kkkk
@toyotaw2500
@toyotaw2500 5 жыл бұрын
እዚ ኮነ ኢልካ እዞም ንፈልጦም ጀነራላት ብጀካ ውግእ ናይ መሬት ወግእ ካልእ ፈጺምካ ናይ ትምህርቲ ጎድለት ዘሎዎም ዬም ጭራሽ መብዛሕቶም መሐይምነት አብ ቃልሲ ግዜ ዘጥፍኡ ዬም ።ኢሳያስ ግን ኮነ ኢልካ ሕዝቢ ኤርትራ ንምጥፍእ መሐይም ሰባት ስልጣን ዳ ሐብካ ስልጣንካ ከመይ ጌርጋ እልማኡ ዝወቅእ ካብ ምፍጻም ደው አይብልን።
@Bella-se1so
@Bella-se1so 5 жыл бұрын
ተጉዲኢካ ሓወይ ን ዮሰፍ ምሑር ደንቆሮ ንነብሱ ከይኮነ ንመንኪከውን ትሓስብ ጊዘካ ኣይተጥፊኢ ጊዘካ ባዓል ጆሲ ዝምሃዚዋ ድራማ ኪትሰሚኢ ጂቡካ ከይቆሪር
@ሓናፂምኽሪ
@ሓናፂምኽሪ 5 жыл бұрын
ክብርና ክምለስ ሓቢርና ንቃለስ like ሃብኒ
@ዙርፈንቅል
@ዙርፈንቅል 5 жыл бұрын
ንጆሲ ጅግና ማሰ ማሰ ማሰ ቀደም ከይፈልጠካ ልቢ ኣንዒሰ ሕጂ ፈሊጠካ ተሓጉሼ
@selamiyezmne6820
@selamiyezmne6820 5 жыл бұрын
Xbqti mase
@selamgebrehiwet308
@selamgebrehiwet308 5 жыл бұрын
Welckom
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 жыл бұрын
ዋው
@nashihg7867
@nashihg7867 4 жыл бұрын
ጂስ እስትዲዮ ክብር ሓው ብትገብሮ ትምህርት ንህዝቢ ብጣዕሚ ትምስገን ኢካ እሞ ክንደይ መንእስያትና ፓትሎታት እዮም ጠፎምቀጽሎ እናበልኩ እናበሉ እፍነወካ
@yemanetesfazghi6592
@yemanetesfazghi6592 5 жыл бұрын
jossie ኣብ እትገብሮ ኣብ ዝኮነ videon ናይ በሓቂ ውሕሉል ዝኮነ ኣቀራርባ ኢዩ ቀጽሎ፡ ዚ ውልቀ መላኪ ሂወቶም ዘሕለፎም ኣቦታትናን የሕዋትናን ...እግዛቢሀር ኣብ ገነቱ ይቀበሎም።
@betimera3199
@betimera3199 5 жыл бұрын
ጆሲ እተን ክልተ ነፈርቲ ብሚሳይል ናይ ወያነ አይኮናን ተሃሪመን ብትሕትና ክትእርማ ተስፋ ይገብር እተን ነፈርቲ ብከባቢ ጎማሃሎ እየን ተሃሪመን መጺኤን አብ ፊት ባድመ ካብቲ ኪናት ዝካየደሉ ዝነበረ ቦታ አብ መስመር ጸላኢ እንዳርአናየን ወዲቀን ተሐምሺሸን እቲ ዓጢቀነኦ ዝነበራ ቡምባ ተፈንጂሩ ተቃጺለን አብቲ ግዜቲ ወዲ ሊቀ ነፈርቲ ሃሪምናየን አለና ዝብል ሐበሬታ ምስ መጾ ንኮ/ል ተስፋልደት ስዩም ብረድዬ ንሰራዊት አበስርዎ ነፈርቲ ናይ ጸላኢ ተሃሪመን ኢልኩም ኢልዎ ኩላ ተነጊራ አብ ግዜ እቲ አብ ድሕሪ መስመር ዝነበረ ኩሉ ብታሕጋስ ብረቱ አልዒሉ ንሰማይ ክትኩስን ክዘልልን ተራእዩ ናይ ታሕጋስ ግን ግዜ ከይወሰደ ናይ ጸላኢ ዘይኮናስ ትሒተን አብ መስመርና ይበራ ስለ ዝነበራ ብጌጋ ሰራዊትና ከም ዝሃረመን ንወዲ ሊቀ ተሐቢርዎ ብዘይ ዝኮነ ሐበሬታ እየን መጺኤን ተሃሪመን ካአ ነዊሕ እዩ እቲ መስርሕ ግን አብዚ ይአክለና ግን ክትእርማ ይሐተካ ምስ ናይ አክብሮት
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 5 жыл бұрын
እሞ ኮነ ኢሎም ዶ ሃሪሞመን ይኮነ ብትእዛዝ ኢሳያስ. ...ከምዚ ይስማዕ ስለዝነበረ?
@betimera3199
@betimera3199 5 жыл бұрын
@@HaraGhirmai እንታይ መስለካ ኩቡር ሐው ንፖለቲካዊ መክሰብ እወ እንተበልኩኻ ካብ መክሰቡ ክሳርኡ ይበዝሕ አነ እታ ናይ ወዲ ሊቀ ዘረባ ብእዝነይ ሰሚዔያ እየ 2 ነፈርቲ ከምዝተሃርማ እታ ሐንቲ ነፋሪት ግን እንዳተቃጸለት መጺአ አብ ቅድሜና ክትወድቅ ብዓይነይ ሪኤያ እየ ምክንያት መህረሚኤን ከም ዝመስለኒ ነፈርቲ ኢትዮጵያ ነቲ ግምባር ረቢሸንኦ ስለ ዝጸንሐ ናትና ነፈርቲ ክብገሳ ምካነን ነቲ ግንባር ሐበሬታ ዝተዋህቦ አይመስለንን ምስ መጻ ግን ናይ ጸላኢ መሲለንኦም ሃሪሞመን አለው ዝብል ገምጋም እዩ ዘሎኒ ትእዛዝ ኢሰይያስ ግን አይሰማዕኩን አነ ተራ ተዋጋኢ እየ ኔረ ምስ ናይ ይቅሬትኡ ።
@adhanomtekeste558
@adhanomtekeste558 4 жыл бұрын
ኣታ ጆሢ ከልቲፍካ ኣርማ ክትም ውን አለካ አየ ከይፈለትካ ኣይትዛረብ ባልዚ ምህሳው ዩ ታሪኮም
@ኢወንሓርነትሰልምኣብኩሉ
@ኢወንሓርነትሰልምኣብኩሉ 5 жыл бұрын
ኢስከ ነዚ ጅግና ወዲ ህዝቢ lik ሃብለይ ደቂ ኤረይ ኣጂና
@wedighirmay5930
@wedighirmay5930 5 жыл бұрын
እንቃዕ ብደሓን መጻኻ ብሩኸይ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትካ ድማ ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኹ የ ን ጆሲ ዘይፈቱ እንተሃልዩ ከኣ ገደል ይእቶ።
@zaidsyum9706
@zaidsyum9706 5 жыл бұрын
መርሓባ መዓረይ መርሓባ ብሩኽ ወዲ ዉጽዓት እንባሕሕሕሕሕሕሕሕ በለሉስኪ እዛ ዓዲ ኣስላማይን ዓዲ ኽርስትያንን ተኸባቢሩ ዝነብረላ ዝነበረት ሃገር ነንሕድሕዱ ከምዝባላዕ ገሮማ ዘለዉ ኣለና ይኣክል በሎም ኣፍ የሕዋትካ ዝገበረካ ኸኣ ፈጣሪ ምስግኑኡ ኣይጉደል ብር እንዳበልካ ተሓጎስ ዓይኒ የሕዋቱ 🙏🙏🙏
@hagosminia6431
@hagosminia6431 5 жыл бұрын
Thanks you josi hawey bravo 👌👌👌👍👍👍🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tesfaldetbocure4254
@tesfaldetbocure4254 5 жыл бұрын
Jossy, Jossy....Jossy my young brother when I listen to your analysis and presentations, it gives me hope that the new generation have the same Eritrean pride as the old once, the real Eritrean mentality and moral. Keep it up and am always on your side.
@kennethvivaan9534
@kennethvivaan9534 3 жыл бұрын
i know im asking the wrong place but does anyone know of a trick to log back into an Instagram account..? I was dumb forgot my login password. I appreciate any help you can give me!
@kokebereket3941
@kokebereket3941 5 жыл бұрын
እንቃዕ ብድሓን መጻኻ ኣታ ጅግና ናይ በሓቂ ናይ ታሪኽ መምህር
@loveyoueritrea2627
@loveyoueritrea2627 5 жыл бұрын
እዋይ ጆሲ እንቓዕ ተፈጠርካ ኣኹሪዕካና እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቒ ኮፍ ኮፍ ኣቢልካ ብጭብጢ እንዳገለጽካ ንሽፍትነት ህግ ሙሉእ ብ ሙሉእ ዓነውነው ተብሎ ኣለኻ ቐጽሎ!ኣታ መንእሰይ ኩልኻ ሰሰሚዕካ ሱቕ ኣይትበል ኣብ ፖሎቲካ ሃገርካ ንምድሓን ተዋሳእ ድቓስን ምምራርን ጥራሕ ኣይትኹን ኣብ ግዜና እዩ ዘሕፍር ታሪኽ ዝፍጸም ዘሎ።
@abanobkb1238
@abanobkb1238 5 жыл бұрын
josi ezi tgelxo zeleka akmi hayli ayer hagerna ktgelxo xubuk aykonen btezewawari mlue habereta nxelaiti eritrea tihbr aleka
@ajmnajmn7296
@ajmnajmn7296 3 жыл бұрын
@@abanobkb1238 nmntay gn hki zzareb tseleu Mann nhzbi ertra ztsele yelem enji haki tezareb tgray hzb tselaeka eyou gdefo aytmelseley haki gn sratkum eyou zetsle kem destakum ktnebru aytkelun gdefomo seb enssa enkuan gezeu ayrsen ...kab tfetywom sdrakum tefelika mnbar kemey kebid mkuanu nfelit ena .....
@merhawigoitom9322
@merhawigoitom9322 5 жыл бұрын
ካብ ዝገርመኩም እዚ ሞጎስ ሃብተማርያም ፓይሎት ኣብዚ ሕጂ እዋን ምስዞም ኣሕዋትና ኣብ ሊብያ ዝሳቀዩ ዘለዉ ምሶኦም ኣብታ ሶኦል ሊብያ ኣሎ። ክሳብ ማዓስ ኢዩ ግን እዚ ሂወትና ከምዚ ኢልካ?
@abimass5642
@abimass5642 5 жыл бұрын
ጆሲ ጅግናናናናና መግለጺ ሲኢነልካ ብጣዕሚ ነዚ ዎለዶ ኣገዳሲ ዝኾነ ታሪኽ ትቀርብ ኣሎኻ ። ዕድመን ጥዕንኝ ይሃብካ ።
@selamdelina2568
@selamdelina2568 5 жыл бұрын
I thank you very very much
@zibanhgi8472
@zibanhgi8472 5 жыл бұрын
ewayyy godonatat eritrea des kibleka. i saw my childhood home. thanks josi
@efii2324
@efii2324 5 жыл бұрын
Josi legend,I am the first to write this comment and let's hear and say something about
@Mebryemebi2651
@Mebryemebi2651 5 жыл бұрын
መጀመርታ ኣነ ናይ ነወሕ ተካታተሊ መደባትካ እየ ኣዝኻ ንፍዕ ሰብ እኻ ቀጽሎ ኩሉ ትገብሮ ዘላኻ መግለጺ ስእነሉ እየ።
@mnbarnmenygbae8438
@mnbarnmenygbae8438 5 жыл бұрын
ቁምነገር ግዳ ዘይትዛረብ ገለ በሉኒ ላይክ ዮኦዲኒ ክትብሉ ክትነብሩ
@andatdtapostolicfathers5979
@andatdtapostolicfathers5979 5 жыл бұрын
ኣነስ ብጣዕሚ ይግረም ኣለኹ። ኤርትራስ ብሓቂ መንግስቲ ኣለዋዶ ክንብል ንደፍር ሕጂ።
@evanosramyek6445
@evanosramyek6445 5 жыл бұрын
Jerusalem Tewahdo Eritrea mengiste zeykone shifta eu zelewa
@danielhaile9622
@danielhaile9622 5 жыл бұрын
You are bright of eritrean people. Thanks more. Keeping going.
@tesfitmelake6058
@tesfitmelake6058 5 жыл бұрын
ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ክተንጸባርቕን ክትነግርን ዝተመደብካ ህያብ ህዝቢ ሙኻንካ ክምስክር ባህታ ይስምዓኒ። ሕማም ውሽጥና ከምዘለዎ ገሊጽካልና። ፈጣሪ ጸጋኻ የብዝሓዮ ብዓል ሕልና ጆሲ። ኩልና ኣባላት ሓይሊ ኣየር ነበር ድማ ድርኺትና ክዓብን፡ ኣብዚ ቃልሲ ካብ ስቅታ ወጺና ተራና ክንጻወትን ለበዋ ዘድልዮ ኣይኮነን።
@Temie_Gunners
@Temie_Gunners 5 жыл бұрын
ዓሽ ዓሽ ጅግና!!!! በሎም ድኣ አጋልጾም ነዞም ጋኔናት።
@searinosearino
@searinosearino 5 жыл бұрын
Ata anes entay comments kem zxhfefu eiye ztefani nezi fenkl zkone menesey we love you j studio 😍😍😍
@habtomsweden1807
@habtomsweden1807 5 жыл бұрын
እዋይ እስካስ እንቆዓ ተወለድካ ጆሲ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ክሉ ኣለም።
@dawitdawit9950
@dawitdawit9950 5 жыл бұрын
I really proud of you Jose . keep it up my hero. You are a painkiller...
@kidanemeng5800
@kidanemeng5800 5 жыл бұрын
*ጆሲ ብዓል በሊሕ ኣእምሮ፡ ኣየ ኤርትራዊ ማለት ንበረልና ክበረልና ናይ ጽባሕ መም ሕግን ታሪክን ብዓቢኡ ድማ ተረካቢ ሃገር ካብቶም እንኮ ንትስፈየሎም ናይዚ ሎሚ ወለዶ ክቡር ሓው God bless you great bro*
@michaelt5773
@michaelt5773 5 жыл бұрын
Thank you for sharing the truth
@berhantesfay9346
@berhantesfay9346 5 жыл бұрын
Thank you j-studo God bless you.
@HZEntertainment3961
@HZEntertainment3961 5 жыл бұрын
Josi hero btaemi xbuk srah gn video ynewih alo bztekaele meten kurub khaxr alewu, because if the video is too long, the audience will not heard it till finish it. But i'm so proud of you and your hard working 💙👍harnetna nay gdn eu!
@mussiearaia5956
@mussiearaia5956 5 жыл бұрын
You are so smart brother Josi thanks alot for the precise facts that you always revealing go on please wedi Ere 🇪🇷👌💪✌️
@fre_tesfa95
@fre_tesfa95 5 жыл бұрын
እንካዕ ናትና ኮንካ✅🇪🇷✅🇪🇷
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 5 жыл бұрын
መርሐባ ጆሲ ሐወይ እንቆዕ ብድሐን መጻካ ታሪክናን ንጹር ትግርኛካን ክሰምዕ ባሀንቀወታ የ ዝጽበያ ኩቡር ወዲ ኤረይ ጅግና
@abharish1773
@abharish1773 5 жыл бұрын
Thanks JStudio
@መገዲቀራንዮናይምሕረትጎደ
@መገዲቀራንዮናይምሕረትጎደ 5 жыл бұрын
ወይ ጉድ !! ኣቱም ሰባት ክድቅስ ኢለ ናይ ጆሲ እንዳ ሰማዕኩ ፡ዘገርም ምስ ሰማዕኩ፡ግርምምምምም ኢሉኒ፡ጆስ ኮምፒተርርርርርርር እንታይ እሞ ክብል እየ።
@mulugetaembaye2151
@mulugetaembaye2151 4 жыл бұрын
Waw waw and more waw i know what you said is very true i know in ER air force more than you told us bro good job
@permilaquat3945
@permilaquat3945 5 жыл бұрын
Jose the inherited love of his nation & his people!
@wedikeshi9502
@wedikeshi9502 5 жыл бұрын
Tnx Jose hawey. Bhaki bgebro zeleka srah kbri ygbaka u emo kbri naka. Ember hgdef mendef si rinayo alena srehom. Mealti ynwah ember zgbom frdi krekbu eyom.
@nashihg7867
@nashihg7867 5 жыл бұрын
Josi ቀጽሎ ብትገብሮ ሓበሬታካ ብአይ ወገን የመስግነካ ቤትምህርቲ ጆሲ እስትድዮ እያ ትባሃል ምክንያቱ ስለ ዝከታተሎ መልእክትካ ዝምስገን እዩ
@asmeromabraham6874
@asmeromabraham6874 5 жыл бұрын
JSTUDIO BRAVO Hasab Libka Yesmrelka
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 5 жыл бұрын
As always, great job J- Studio. Joseph, you’re the BEST keep up with your Excellent JOB. Waiting for the next edition with pation.
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ
@ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ 5 жыл бұрын
ንጹሩን ጽፉፍን ዝኾነ ስራሕ ጆሲ 100%%%%%%
@hamuhabibi6356
@hamuhabibi6356 5 жыл бұрын
ተባዕ ወዲ ህዝቢ ህማም መንሽሮን ስንባደ ሒዝዎም ኢደም ኣጣሚሮም መዓስ ይትስእ ይከውን እዚ ህዝቢ እንዳበሉ ከብዶም ሓቂፎም ይሓዱሩ አለዉ ባዓል ኢሰያስን ሰዓብቱን ብሰንኪ ጆሲ ሓዉና 💪👍
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 5 жыл бұрын
ፓይሎት ጥራይ ኣይኮነን ኣጥፊኡ እዚ ሽፍታ ዝኮነ ስርዓት።እንኮላይ ቆልዑት ኢዩ ኣጥፊኡ።ሕጊ ይንገስ ምልኪ ይፍረስ ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ደቂ ኤሬ
@hugushaahugushaa1428
@hugushaahugushaa1428 5 жыл бұрын
Abey koynka Abe dega haàaaa
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 5 жыл бұрын
@@hugushaahugushaa1428 ሓወይ ኣበይ ከም ዘለኩ ትፈልጦ ኣለካ ድዩ እዚ ኢዩ እኮ ንድሕሪት ዝመልሰካ ዘሎ።ኣብ ይቱብ ዝጽሓፈ ግድን ኣብ ዴገ ኢዩ ዘሎ።
@mywife9724
@mywife9724 5 жыл бұрын
Amanuel Kidane Oy ane ab Eritrea aleka ayblin gn dehan kemti zbelkayo ykunelna naka kea abti zelekayo edmen tenan naka
@Amanuel.Kidane12345
@Amanuel.Kidane12345 5 жыл бұрын
@@mywife9724 ኣሜን ክቡር ሓወይ።
@ከማካሞመንኪሮሰይኢሰያስስ
@ከማካሞመንኪሮሰይኢሰያስስ 5 жыл бұрын
Willkommen ጆሲ ወዲ ህዝቢ እንቋዕ ድሓን መጻእካና ብሃንቀውታ ክጽበየካ ጸኒሐ ስራሕካ ሰለ ዛኣምነሉ ።
@misghinatesfamichael9745
@misghinatesfamichael9745 5 жыл бұрын
ጀይ ስትድዮ ሓበን ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ፡መንሽሮ ህግደፍ ኢኹም!!ኣጆኹም ቀጽልዎ!!!
@jddbxx4445
@jddbxx4445 4 жыл бұрын
100/100 💗💚💘💛💝💜💞💓💟💔💕❤💙💖👍👍
@simomnaizgi3276
@simomnaizgi3276 5 жыл бұрын
Thanks josi
@melesyosief5017
@melesyosief5017 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጅግና ኢካ ካልእ መግለጺ ኣይረክበልካን ኢየ ሞክሲ።
@letinak4559
@letinak4559 5 жыл бұрын
ዕድመ ይሃብካ ወዲ ሓላ መሬት
@rozatesfay3496
@rozatesfay3496 5 жыл бұрын
Ny Abraham afworki joss hawena. Beserahka gen denki eyu nefu eka behaki 😊😍👍❤
@ghirmayyohannes9845
@ghirmayyohannes9845 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣንበሳው ይበል ኣቃራርባ ብፍላይ ናይቶም እኩያት ኣሳሰይቲ ዝነበሩ ንኢሰያስ ከገልጉሉ ንክንደይ ንጽሃትን በላሕትን ንስለ ህዝብን ሃገርን ነጺሆም ንዝተቃለሱ እሞ ብኢድ እዞም ለኻብጥ ኮራኽር ናይ ኢሰያስ ኮማራ ተወስዮም ዝሞቱን ዝተኣስሩን ብሰንኮም እዮም ጠፊእሞ እሞ ኢድ ሸናሒት ጸናሒት ረኪባቶም ኣብ ዓንዘርዘር ክነብሩ ግድን እዩ ስለዚ ብጣዕሚ ጽብቅ ኣቃራርባ ቀጽሎ
@millimeter1030
@millimeter1030 5 жыл бұрын
Keep going bro
@habenokubayhaile5658
@habenokubayhaile5658 5 жыл бұрын
Welcome josi bro thanks for your information
@ilovejesusforever263
@ilovejesusforever263 5 жыл бұрын
ኣብ 1990 ኣብ ሰምሃር ከባቢ ባጽዕ ብደብዳብ ነፈርቲ እትዮፕያ ከቢድ ሃስያ ካብ ዝወረዶም ሓደ የ ነረ ብዕድመ ንሽቶ መታሕዞ ዘይነበረኒ ነፈርቲ ኣብ ዝድብድባሉ ቦታ ንክንርይ ሚስ ሓወይ ብስድራና ባዚ ከይትኸዱ እንዳበሉ ኪቅጥቅጡና ኸለዉ ቲዝ ይብለኒ ኣቦይ ብሂወት ዘይሎ ሎሚ ዝወደይ ሚስ ዓበኻ እንታይ ኢካ ኪትከዊን ይብለኒ ነበረ ኣነ ድማ ብቲ ዝነበረ ግፍዒ እትዮፒያ ተሓሪነ ከምዚ ይብል ነበርኩ ኣቦይ ኣነ ሚስ ዓበኹ ፓይሎት የ ዝኸዊን ሽዑ ንእትዮፕያ ኪድምሣ ይብል ነበረኩ እንተኮነ ጊን ኣይተረክበን ሕጂ ኣብ ከርተት ይብል ኣሎኹ😭😭😭
@SamsungJ-vl9wr
@SamsungJ-vl9wr 5 жыл бұрын
መኣረምታ ተስፋጺኦን ሓድጉ ዘይኮነስ አቲ ፓይሎት ሓብተጺኦን ሓድጉ ክባሃል ይግባአ
@habtetesfaghebriel364
@habtetesfaghebriel364 5 жыл бұрын
Excellent coordination, brilliant work.
@dawtemahatsion8672
@dawtemahatsion8672 5 жыл бұрын
አብቲ ትመጽእ ኤርትራ ፉሉይ ክብሪን መንበር ንክህልወካ ሞይካ ምስክርካ እዩ ንሕና ውን አብ ጎንካ አለና ጆሲ።
@voiceofforvoiceless4551
@voiceofforvoiceless4551 5 жыл бұрын
God help Eritrean
@weiniamen2404
@weiniamen2404 5 жыл бұрын
አዝግዮ ምሓረና ኣምላኸይ
@michalehabte8040
@michalehabte8040 5 жыл бұрын
ካብዞም ኩሎምሲ 1 ሞሲሊም እዉይ እዝቢ ኤርትራ ክኣ ይብሃለለይ እዝቢ ትግርና ክርስትያን ከ ምኾኖም ከ ? ጆሲ ሓወይ ገለ ባ በል በጃኻ
@amantesfama6702
@amantesfama6702 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ጆሲ ሓወይይ እሞ ደሃይ ሳባ ይግዛው ናይ ክራይቤት ሓላፊት ዝነበረት ደሃይ ደሊና ኣለና
@habshaevents9822
@habshaevents9822 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣገላልጻ ን ዝሕቱል ኣካይዳ ወዲ ሃብተስሉስ ድሕሪ ሃብተጺን ዘቃልዕ አዪ ብከሙ ካኣ ሓይል ኣየር ሽም ጥራይ ሒዙ ተሪፉ ግን ጆሲ ከም መእረምንታ ኣብ ሞንጎ ሞንጎ ዕለታታ ኣይትጋገ እዚ ናይዞም ሕጂ ቕድሚ ክልተ ዓመት ዘጋጠመ ምስ ናይ ቅድሚ 19ዓመት ዘጋጠም ሳሚ & ዮና የዝኻኽረካ ኢልካ አዚ ቅድሚ 2 ሰሙን ዘጋጠመ ማለትካ ምኳኑ ግን ርዱእ አዮ 2 ካኣ ናይ ቅድሚ 2ዓመት ዘጋጠመ ብዓል ኣቡነ ዝብሃል ፓይሎት ምስ ሓንቲ ጓል ፓይሎት ኣይጠቀስካዮን እንበር ኣጥፌኦሞም አንድዮም በ ብ ዐለቱ አዞም ርጉማት good job josi ቀጽሎ ብዝያዳ ካኣ ቴክንሻን ደስበለ ብዛዕባ ግዕዙይ ስራሕ ሓይሊ ኣየር ገሊጿሎ ኣብ ኣስና ሰብ ክሪኦ ክሰምዖ ኣለዎ ጽብቕ አዪ &ጽቡቕ ስራሕ ጆሲ & ሽም ኣይትጋገ ኣብ መውዳእታ ን ሃብተጼን ሓድጉ ናይቲ ጀምዓኻ ዝነብረ ተስፋጼን ተስፋጼን ሓድጉ ኢልካዮ ናፊቅካዮ ዲካ ን ተስፋጼን ወላ እንታይ እንድዒ ክክክክክ
@yon6696
@yon6696 5 жыл бұрын
ኣጆኻ በርትዕ ጆሲ ሓውና ንህዝብኻ ደው ዝበለካ ሰብ ኢኻ፤ ሓቂኻ ርብዒ ጎደል ዝተረፎ ይግደፍ በታ ርብዒ ዝተረፈቶ ዝገበሮ ጠፊእዎ ኣሎ፤ ስርዓት ይግደፍ ነቲ ኣብ ህዝብና ዝገበረዎ ኩሉ ክሕተቱ ኢዮም፤ ምስ ሂትለር ዝ ነበሩ በሰ ስልጣን ሚልዮናት ዘጸነቱ መወዳእትኦም ናብ ፍርድን ርእሰ ቅትለት ጌሮም ሓሊፎም፤ ከመዚ ከም ዝበጽሖም ዘንጊዖም፤ ንሰብ ከም ገረም ጌሮም ዝቆጽርዎ ስርዓት ይግደፍ ተጸልጺሉ ተጸጊዑ ደስኪሉ እናበሉ ናይ ኣሽሓት የሕዋትና ኣጽኒቶም፤ ክጭክኑ ካብቲ ደረጊ ዝገበሮ ንላዕሊ ጭካነነት
@dawit7956
@dawit7956 5 жыл бұрын
Wow, very detailed and rich information
@israelloveisraellove125
@israelloveisraellove125 5 жыл бұрын
እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ጆሲ ወዲ ህዝቢ
@zereitokbaslase8243
@zereitokbaslase8243 5 жыл бұрын
Nay bhki jos hawey jegna
@moviali
@moviali 5 жыл бұрын
Thanks
@wedimanchesterawi363
@wedimanchesterawi363 5 жыл бұрын
Welcome josi hawey amlak ab kulu hiwetka tsegu yebzhalka thank you sele kulu keytehalelka temxalna zeleka 😘😍👌👍 buzuh ina nxbe nashitu ahiwatka. share like comment subscriber nabana gedefo .yehwat neza channel 1000.000 nebxhaya subscriber
@bereketyohanes217
@bereketyohanes217 5 жыл бұрын
Jigna
@eumungueush7209
@eumungueush7209 5 жыл бұрын
ጀ እሰትድዮ መጀመርያ እዚ እተቅርቦ ዘለካ ብጣዕሚ ካየድነ ቁካ ክሓል ኣይድልን ከምኡውን ልዕሊ 40 ዓመት ዝከውን ኣብኡሱር ቤት ኣለው ዕድሚኦም ውን ኣብዚ ስዓት እዚ ኣብዚ እዋን እዚ ኣከባቢ 60 ዓመት ኣቢሎም ገይሮም እልካ ነይርካ ብዝተካእለ ብዛዕብኦም ጽቡቅ ነይሩ ብርዕካን ሓሳብካን እሰስን
@azmarino6117
@azmarino6117 5 жыл бұрын
Good massage,,,
@ኢንሻኣላህ
@ኢንሻኣላህ 5 жыл бұрын
Josi long live/ //yekenyelna //// dhri mtfae Hgdef/ //ab ASMARA KSHILMEKA EYE///ANTA JIGNA
@ራህዋይምሰበልኩእንድየ
@ራህዋይምሰበልኩእንድየ 5 жыл бұрын
ጆሲየይ ዓብይ ስብ እንካዕ ብስላም መፃእካ ግን ብጣዕሚ ናንባዕካና
@dragonbaba410
@dragonbaba410 5 жыл бұрын
ነፋሪት ትኹን ታንኪ ዋላውን እቲዘሎ ኣጽዋር ኩል ኤክስፓየር ኮይኑዩ
@wedigerye1893
@wedigerye1893 5 жыл бұрын
Jhosi jgna bruh mexae zwnn Ertrawi GOD BLESS YOU
@OLiJi_-mechant732
@OLiJi_-mechant732 5 жыл бұрын
Enjera alem bla habibi kndi miliyon N Ereyyyyy
@neganega3316
@neganega3316 5 жыл бұрын
ሰላም ሰላም ይሕዋተይ ኣነ ነጋሲ ሓውክም ኢየ ናይ fb ካኣ Nega Nega ኢዩ ዝብል ሓወይ ጠፊኢኒ 2009 ካብ ናይ ዊዓ ኣንደር ኣፍሪሶም ዛሃደሙ ምስሆም ኢዩ ኔይሩ ክሳብ እዛ ዕለት እዚኣ ግን ዳሃይ ዝባሃል ኣይርክብናን ኣለና መይቱ ውን ናዕና ቅሳነት ኢዩ ነይሩ ይህል ዶ ወላ መይቱ ድዩ ክንብል ኣብ ስቃይ ተረሚስና ንርከብ ኣለና ቅባጼት ውን ዕረፍቲ ኢዩ ንሕና ግን ካይንቀብጽ እንታይ ሰሚዕና ኣሎ ካይንብል እንታይ ሪኢና ኩሉ ስቃይ ኮይንና ንርከብ ኣለና ጆሲ ካኣ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይህብካ ንክላትኩም ኣብዚ ትካታተሉ ዘለክም ካኣ ምንልባት ኣፍልጦ ዘለኩም ብመሰንጀር ጻሓፍለይ ሰላምን ጥዕናን ይህብኩም ሰድትና ይሕጽረልና ዓማጺ ስራዕት ኣብ ቀይዲ ዛኣትወሉ ደላይ ፍትሒ ናዓድ
@semere.brhanesemere9330
@semere.brhanesemere9330 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣበሳዊ ኣታጅግና መግለፂ ሰኢነልካ ብስም ጆሲ ላይክ ሃብኒ እሲኪ እዚከማን ዶ በዚህካ
@abdatseid3134
@abdatseid3134 5 жыл бұрын
ቀጽሎ
@tsegaytadesse3910
@tsegaytadesse3910 5 жыл бұрын
Ana anbesa eka josie hawey kulu gzye ab godnka alena Kelso 👍🐎
@fremenkemyemane1259
@fremenkemyemane1259 5 жыл бұрын
Merhaba bo Josi halal Natey ajoka wedi halal merit
@mesihenog8266
@mesihenog8266 5 жыл бұрын
ጆሲ ኩቡር ክብረት ይሃበልና እዞም ኣብ ዊዓ ሰባት ቀጢሎም ኣብ ዊዓ ተዓለምቲ ዝቀጠሉ ተዓቁቦም ዝነበሩ ሓደ ስሙ ካብ ዝዝክሮ ኣንጎሶምን ካልኦትን እኩል ሓበረታ እንተሊካ ወይ ዝያዳ ሓበራታ እንተ ሃብኩሞ ኣብ 2007/2008 ኣብ ዊዓ ዝነበርኩም እንተሊኩም እስከ ሓበረታ መጉቡዎ ንጆሲ ዝኮነ ኤርትራዊ ዝጠፈኤት ነብሲ መን ኣጥፊእዎ ክስነድ ኣሎዎ
@erimah2860
@erimah2860 5 жыл бұрын
06/06/2006Ane nre Ab blok halhal
@mesihenog8266
@mesihenog8266 5 жыл бұрын
@@erimah2860 ኣንጎሶም ዝብሉዎ ጸሊም ረጊድ ኣብ ብሎክ ሓልሓል ትዝክሮ ዲካ
@babyblue6273
@babyblue6273 5 жыл бұрын
@@erimah2860 ኣሕ ምፍጣርካ የጽልእ ናይ ህግደፍ ጭካኔ ክትሰምዕ ከለካስ።እዋይ ናትና ስንፍናስ ምስምንታይ ይቁጸር ።ማዕረ ክንዲዚ ጥፍኣትን ጭካኔንስ እንታይ ዝበደለ ህዝቢ ዩ። እሞ ሕጂ ዳኣ እንታይ እንታይ እንተገበርና ይሓሽ ኣነስ ቅድሚ ዝኣገረ እበር ብጓሂ ጣዕ ክብል ኢለ ።ከምዚ ዓይነት ህልቂ ዓለም ሙሉእ ኣይተርኣየን መስደመም።
@goitomghebremeskel1558
@goitomghebremeskel1558 5 жыл бұрын
Good job jossy
@salhromodan341
@salhromodan341 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብእትህበና ዘለካ ዓቢ ትምህርቲ ስለ ዝኮነ ከየመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ብራቮ ቀጽሎ ልሳን ህዝቢ ኬንካ ኣለካ
@emaenjoy9008
@emaenjoy9008 5 жыл бұрын
ጆሲ ዓቢ ሰብ አንቃዕ ብሰላም መጸካና ሓደራ ናይ ኣብረሃም ኣፈወርቂ ኣቅርበልና
@tekleabbrhane4765
@tekleabbrhane4765 2 жыл бұрын
Ajok qxlo xbuq medeb ey thanks vey som mhch
@isaacamanuel922
@isaacamanuel922 5 жыл бұрын
Welcome ጆሲ ዓይቢሰብ እዚ ትገብሮ ዘለካ ስራሕ ብስም ህዝቢ ኤርትራ ከመስግነካ ይፈቱ :: ዕድመን ጥዕና ይሃብካ 2020 ኣብ ኤርትራ እስትዶኻ ከፊትካ ካብዚንላዕሊ ክትሰርሕ ሙሉእ ተስፋ ኣለኒ
@Schnupsiable
@Schnupsiable 5 жыл бұрын
የቕንየልና ነዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለኻ ዕቱብ ስራሕ
@edentesfay2076
@edentesfay2076 5 жыл бұрын
Welcome my bro Josi ❤
@efremmeheri2691
@efremmeheri2691 5 жыл бұрын
WELLCOM ጆ ሲ ወዲ ህዝብይይይይ
@daarit4069
@daarit4069 5 жыл бұрын
እዚ ስርዓት ንትፍኣት ኤርትራን ኤርትራውያንን ካብ ዝዓትቅ ዓመታት ኣቆጺሩ ኢዩ ። stay safe brother.
@ኢወንሓርነትሰልምኣብኩሉ
@ኢወንሓርነትሰልምኣብኩሉ 5 жыл бұрын
ኢዞምdislik ኢሎም ዘለው ደኣ 23 ኣበይ፡ዝበቖሉ፡ደኣሎም ኢቶም ንህዝብና ዘጸልመቱ ኣብቲ ኮመንቲ ደኣ ዘይቅልቀሉ
@eritreaforevereritreaforer7029
@eritreaforevereritreaforer7029 5 жыл бұрын
85 bexihom alewu dekalu deki amharu eyom dehan aytgedeselom
@tiblestgere2790
@tiblestgere2790 5 жыл бұрын
Dekom netom mstisrat zelewu halefti eyom
@ኤርትራንኤርትራውያን-ተ7አ
@ኤርትራንኤርትራውያን-ተ7አ 5 жыл бұрын
Josi very smart man Gbu
@felixjurgen1055
@felixjurgen1055 4 жыл бұрын
Ani Agedase Koynu Rkibyo Bflay Guday Nifrte Kbret yhablna Bro
@kyeto4627
@kyeto4627 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣታጅግና ኣብ ምጻኢት ኤርትራ ቦታ ባኣል ኣሽመላሽ ተኪካ ሃቀኛ ህበሬታ ንህዝብኻ ክትህብ ኢኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ንፍዕ
@zenawitsegazghizenawitsega5352
@zenawitsegazghizenawitsega5352 5 жыл бұрын
ወዲ ህዝቢ በሓቂ ኪላወበካ ግን ቀጽሎ ከይተቅርጾ በጃካ ቢታሚ ይገርመካ ዩ ናይዞም ነርማዋት
@hawaeritrea1247
@hawaeritrea1247 5 жыл бұрын
Ya letif, Ya Allah 28 young eritrea people left my our country, ema Hager dea enda arkebet men, isey yixefie alo, bijeka mwtae, I think 🤔 one day freedom Eritrea 🇪🇷
@spesssss6773
@spesssss6773 5 жыл бұрын
J stdo bravo ajokum bertuo mesakuom alena
@natieri5039
@natieri5039 5 жыл бұрын
Herzlichenwilkommen JOSI🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
@biniamtesfay8725
@biniamtesfay8725 5 жыл бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@nahomissac4957
@nahomissac4957 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ስሒብኩምኒ ።ነቲ ዝተቀብረ ምስጢር ጎሓላሉ ኩዒትኩም ተውጽኡ ።
@jeganewyehwatna8040
@jeganewyehwatna8040 5 жыл бұрын
Jstudio kemey qeneka kubur haw. Gudam gerimna 😭🇪🇷😢
Человек паук уже не тот
00:32
Miracle
Рет қаралды 3,3 МЛН
2 MAGIC SECRETS @denismagicshow @roman_magic
00:32
MasomkaMagic
Рет қаралды 28 МЛН
Человек паук уже не тот
00:32
Miracle
Рет қаралды 3,3 МЛН